Тёмный

ንዘለናሉ ደልሃመት መዋፅኦ እንታይ እዩ፣ ኣንፈትና ኸ ናበይ? 2ይ ክፋል መድረኽ ሓሳብ 

Yabele Media
Подписаться 48 тыс.
Просмотров 262
50% 1

ያበለ ሚዲያ ብቑዕ ማዕኸን ሓበሬታን ሓሳብን ንኽኸውን እጃሞም የወፍዩ!
RU-vid: / yabelemedia
Facebook: / yabelemedia1
Twitter: / yabelemedia
GoFundMe: gofund.me/b35a1736

Опубликовано:

 

22 авг 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 2   
@user-cv9ur4zh3o
@user-cv9ur4zh3o 10 месяцев назад
እንዳ ዓጀውጀው።
@negahaile5391
@negahaile5391 10 месяцев назад
ፍታሕ ዝብሎ ከቕርብ ፓርላማ ትግራይ ንኹለን ፓርትታት ይስርዝ ንባዕሉ`ውን የደስክል እብል። ምስራዝ ፓርትታትን ምድስካል ፓርላማን፣ ኣብዚ ዘሎ ኹነታት ነቲ ዝቆማሉ (ፓርትታትን ፓርላማን) ተግባር ንኸፈጽማ ሕዝቢ ትግራይ ኣብ ንቡር የለን እብል። ነቲ ቕድሚ 50 - 60 ዓመት ተኣታትዩ ዝጸንሔ ድሑር ናይ ፖለቲካ ኣካይዳ መዕጸዊ ክግበሮ ኣለዎ እብል። ሕዝቢ ትግራይ ብድሕሪ ረፈረንደም ብዝቖማ ፓርትታት ፖለቲክኡ የካይድ በሃላይ እየ። ነቲ ናይ ትግራይ ፓርላማ ዝትክእ ካብ ኩሉ ግዝኣት ትግራይ ንነፍሲ ወከፍ ብዝሒ ሕዝቢ ሓደ ተወካላይ ይኣቱ እቲ ዝውከል ካብ ኣባልነት ፓርቲ ነፃ ዝነበረ ይኸውን፣ካብ ኩለን ፖለቲካ ፓርትታት ቅድሚ ምስራዘን ማዕረ ብዝሒ ካብ ነፍሲ ወከፈን ነቲ ይውክለና እዩ ዝብለኦ ሓሳብ ሒዞም ናብቲ ዝምስረት መሰጋገሪ ፓርላማ ሕዝቢ ትግራይ ይኣትዉ፣ ካብ ሲቭል ማሕበራት፣ ካብ ምሁራት፣ ካብ ዓበይቲ ዓዲ ኣቦታት ኣዴታት ዝረሳዕክዎም እንተለዉ ተወሲኽዎ ሓደ መሰጋገሪ ፓርላማ ይመስረት እብል። ካብ ምክልኻል ሰራዊት ዝውከል ክህሉ የብሉን እብል። መንግስቲ ትግራይ ከምኡውን ሰራዊት ትግራይ ተጸዋዒነቶም ነቲ ዝቖውም ፓርላማ ኮይኑ ብዘለውዎ ኣቛዋም ይቕጽሉ፣ መንግስቲ ትግራይ ረፈረንደም ዝካየደሉ ዕለት በቲ ዝቖመ ፓርላማ ምስ ተወሰነ፡ ነቲ ከም ረፈረንደም ኣፈጻምን መሰጋገሪ መንግስትን ኮይኑ ብፓርላማ ዝምረጽ መንግስቲ ስልጣኑ የረክብ እብል። ሰራዊት ትግራይ ህልውንኡ ቐጻሊ ይኸውን። እቲ ዝቖመ መሰጋገሪ ፓርላማ ዕድሚኡ፡ እቲ መሰጋገሪ መንግስቲ በቲ እተዋህቦ ግዜ ብዘቑሞ መንግስቲ የብቕዕ። ነፍሲ ወከፍ ኣብ መሰጋገሪ ፓርላማ፣ መሰጋገሪ መንግስቲ፡ ሕጂ`ውን ኣብ መንግስቲ ክሳብ ረፈረንደም ዝጸንሕ ውልቐሰብ ንመጻኢ ካብ መሪሕነት ትግራይ ወጻኢ ይኸውን። ወስኽሉ፣ ኣጉድልሉ፣ ኣርምዎ፣ ተዘራረብሉ እብል። ብዕለት 30/07/2022 ከም ሓሳብ ኣቕሪበዮ ዝነበርኩ ኮይኑ፣ ናብዚ እዋን ብዝጥዕም ወስኽሉ፣ ኣጉድልሉ፣ ኣርምዎ፣ ተዘራረብሉ እብል። ሰላም ንኹሉ!
Далее
СПРАВКА ДЛЯ УНИВЕРА
00:44
Просмотров 324 тыс.
ናይ ንግሆ  ጸሎት
44:56
Просмотров 355 тыс.
Wedding Miku and Haru (ጓል ዳዊት ሽላን)
39:01