Тёмный

ንጾታዊ ርክብ ዝሕግዝ መድሃኒት፡ ነዘን 7 ከይፈለጥኩም ከይትጥቀሙሉ # ዶክተርሻሮን 

Dr. Sharon Woldu
Подписаться 174 тыс.
Просмотров 198 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

22 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 704   
@saliemkifle4470
@saliemkifle4470 Год назад
ኣንቲ ዶክቶረ እዞም ስድራኪ,ሲ ምናልባት ንስኪ ሓንቲ ጓሎም እንተኮይንኪ ወይ እንተትኮኒ ሓንቲ ኮይናትና ኢሎም ,ዶ ምስተጨነቁ ሓንቲ ክንዲ ዓሰርተ ኢኺ,ኮ ብደረጃ ትምህርትኪ 100% ብኣስተምህሮኪ 100% ብኣገላልጻኪ 100% ብጽባቐኪ 100% በቃ ብኩሉ 100%100 ጉድለት ኣልቦ ብልጽቲ ዋዕሮ ኢኪ እንኳዕ ሓብትና ኮንኪ ❤❤❤❤❤❤❤
@joniboy7965
@joniboy7965 Год назад
ሻሮነይ ቅጭን እዚ Media ሲ ነዓኪ ጥራሕ እንተ ዝፍቀድ ጽቡቅ ነይሩ፡ ሕማቅ ከማን ኣይምሰማዕናን ኣይምረእናን ኔርና ።
@halamadrida6075
@halamadrida6075 Год назад
Men bhayli re iluka merixka zetri. Dictatur aytkun 😏😏
@halamadrida6075
@halamadrida6075 Год назад
Sekt hasawi berstu tfelto ika plus ayenay chanel kumnger yekrb ayenay chanel hatewketew ykrb flutat iyom bham wey emni ruba tezeykonka.
@frewufuy
@frewufuy Год назад
ንሂወትካ ብሓደ ዓይነት ሓጹር ሓርካ ኣይተጽብባ ንኩሉ ታዓዘቦ ነቲ ሰናይ ስዓቦ እኮ ዝብል መጽሓፍ ቅዱስ ናይ ምስማዕ ክእለትካ ኣማዕብል ኣይትሰከፍ ዘድልየካ ትወስድ ኣየድለይካን ካኣ ትነጽጎ ።
@rami24656
@rami24656 Год назад
​@@halamadrida6075ናይ ብሓቂ ቅንዕቲ መልሲ
@ube-23s
@ube-23s Год назад
@halamadrida6075 ገና። ኣብ። ጸርፊ። ኣሎኹም። ተሕዝኑ። ብጥርሑ።እንዳረኸብክሞ። እዚ። ቑም። ነገር። ዘለዎ።ሓበረታ። I hope 1 day they will start charging us to watch RU-vid. Those days you won't have time to insult people.
@Reze_boy
@Reze_boy Год назад
እዚ ማስ ሜድያ፡ሲ ከም ዶር.ሳሮን ዝኣመሰላ ጥራይ እንተዝጥቀማሉ ክንደይ ምጥዓመ❤ ።
@nobeltesfalem
@nobeltesfalem Год назад
❤❤❤❤❤❤
@roramedia3841
@roramedia3841 Год назад
Kurub ka Dictator Esayas Abe hezbina Zebdlo zelo mizrab Esu eue Eti haki Sebawenet
@samuelmehari5188
@samuelmehari5188 Год назад
Esu eskha tezarebo abzeiaresta aitetwa we have enough politics abzi dema metsikhum
@semeretesfaghabir186
@semeretesfaghabir186 Год назад
ብቃልት ክትግለጺ ስለ ዘለኪ ኢና ብቃልት ንገልጸኪ ዘለና እንበር ቃላት የለን ንዓኪ ዝገልጽ ኣብ ሕብረተሰባ ትገብሪዮ ዘለኪ ኣስተዋጽኦ መዳርግቲ የብሉን ብፍላይ ኣብ መንእሰያት ።❤❤❤
@asmeromghebrezgaabher1290
@asmeromghebrezgaabher1290 Год назад
ሰላም ደ/ር ሻሮን ከመይ ትኮኒ ኣሎኪ ኣብ እተቅርብሮዮ መደባት ብጣዕሚ ጽቡቅ ደስ ዝብሉ እዮም ግን ኣነስ ሓንቲ ጸገም ኣላትኒሞ ኽትሕግዝኒስ ብውሽጢ ክነግረኪሞ ክትሕብርኒ ደልየ ፈቃደኛ ተኮይንኪስ
@semeretesfaghabir186
@semeretesfaghabir186 Год назад
@@asmeromghebrezgaabher1290 ንገረና እንዶ ኣይትሰከፍ ደይ ፉሉጥ ቀልጢፈ ይውዲእ ገለ እካ ክትብል ፈውሳ ድማ ምሕራም ኢዩ ።
@edwardobetah6264
@edwardobetah6264 Год назад
ሳይንስ ምኽታል ሳዕቤኑ ቡዙሕ እዩ ስንትፍኣት እዩ ዘምጽኣልካ ኣብ ፈጣሪኻ/ኺ ትራይ ተወከሊ ፈጣሪ እዩ መፍትሕ ከሉ ሺግርና ዝኾነና ኣብዛ ዓለም።✝️✝️✝️🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@akliluadumer9138
@akliluadumer9138 5 месяцев назад
ኣምላኽ እኮ ተፈጥሮ ሂቡካ ኢዩ። እሞ ከምዚ ግበር ከም'ዚ ኣይትግበር ክብለካ ፈጣሪ? ወይ እምነት
@Channel-xt4dy
@Channel-xt4dy Год назад
ፍልጠትን ልቦናን ምስ ፍርሃት ኣምላክ መሊኡኪ ኢዪ ሳሮን ሓፍተይ❤ proud of you ❤
@FFFFFFFFF80
@FFFFFFFFF80 Год назад
ሓፍተይ ❌ ሓብተይ✅
@eriman-c4o
@eriman-c4o Год назад
​@@FFFFFFFFF80emo kulu hade endyu
@Noemail457
@Noemail457 Год назад
Dr dharon ብጣዕሚ ነበስግነኪ ትህብዮ ትምህርቲ ሕቶ አለና ቀልጥፍካ ናይ ምፍሳስ ፀገም ዘለዎ ወይም ገና ከየእተዉ የፍስሱ ነዚኦም ከ እንታይ መድሀኒት ክወስዱ አለዎም።
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu Год назад
ሓራይ፡ ኣብ መጻኢ ክዛረበሉ እየ
@sayanfamily9882
@sayanfamily9882 Год назад
​@@DrSharonWoldu xbuq tmrti eu Dr saron.eza nay mfsas gn tegediski malet rkb keyjemerka keleka tefss emo ms afseska kea dagmay ayqenien eu.2,,nay mgubaz metloka ksab kndey edme eu.nieshto ente koynu ke bkemey tegobuzo ezi maletey xegem alo ab rkb bzuh ziagba aymeslenn.ezi eu kea ab hbretesebna zelo fth zemxie zelo maletey bnebsey ybla.ezia tegediski melsi..WhatsApp no entetnegrni kea xbuq neru
@abelfessahaye8781
@abelfessahaye8781 Год назад
Dr sharon eza hito ብዙሓት ኣወዳት ናይ ቀልጢፍካ ምፍሳስ ጸገም ዘለዎም እንታይ መድሃኒት ኣለዎም ። ናይቫያግራ ጥቅሚ ን መትሎ ከቅንዕ ኢዩ ። ደንጊካ ከተፍስ ይሕግዝ ዶ ? ደንጊካ ከተፍስስ ይመስለኒ ነሩ ሕጂ በሪሃትልና ። ሕቶና ኣብ ዘለኪ ግዜ ሃየ ። ጥዕና ይሃብኪ ፈጣሪ🙏❤
@wedmana8067
@wedmana8067 Год назад
​@@sayanfamily9882ከምዚ ናይ ኮሚደረ መደገፍታ ባሌቲ ወይ ሞኾስ ትጥቀም።
@hailenteklen
@hailenteklen Год назад
​@@wedmana8067 😂😂😂 ,
@eritreanerena7332
@eritreanerena7332 Год назад
ህዝበይ 24 ሰዓት ዘይጠቅም ኢንጪሚጪ በልካ ለኻዓካ ሃለውለው ዘረባ ዑጉግ ኢላ ካብትሰምዕስ ን 15 ደቂቃ ናይ ዶቶረ ትምህርቲ እንተትማሃርስ ከንደይኮን ምረብሔት ፍልጠት አብርእሲ ፍልጠት ይወስኽኪ ዶቶረ ሹኮር ተባረኺ
@Channel-vw8fb
@Channel-vw8fb Год назад
ሕቶ ኣለኒ ሰላም መጀመርታ ዶ.ር ሻርክን እቋዕ ደሓን ምድጻእኪ ጠፊእኪ ቀኒኪ 1 Red bull ምስታይ ጥቅሙን ጉድኣቱን 2 ብዙሕ ዓይነት Red bull ኣሎ እቲ ዝበለጸ ወይ ዝሓሸ ኣየናይ ኢዩ 3 ጥቅሚ እንተ ዘይብሉ ጨሪሸ ዶ ክገድፎ ወይ ጥቅሚ ኣንተ ሃልዎ ከ ኣብ መዓልቲ ክንደይ ክንደይ ክሰቲ ኣሎኒ Red bull ን energy ን ፍልልይ ኣለዎም ዶ ክብረት ይሃበለይ
@honestmama2687
@honestmama2687 Год назад
Drinking energy drinks daily can lead to an increased risk of heart disease, including irregular heartbeat and high blood pressure. Dehydration: Energy drinks can contain high levels of sugar or artificial sweeteners (Sucralose and Acesulfame K.) along with caffeine, which can lead to dehydration.
@warrihabesha
@warrihabesha Год назад
Red bull ብዘይ መግለጺ፣ኣብ ዝተናውሐ ግዜ ሓደገኛ ኢዩ. ሕጂ ኣቛርጾ!
@ghirmaykidane9753
@ghirmaykidane9753 Год назад
ጽብቅቲ ሕቶ ብጻይ 👍
@yibrahabraha1286
@yibrahabraha1286 Год назад
ዓቅምና ሕቶ ኢዩ እዚስ ጠቅሊልካ ግደፎ ክክክ
@nahuromer1783
@nahuromer1783 Год назад
Baley zeynegreka red bull kab hare beray eu zesrah dehri zetewesene gize kea kem beray ketnebeh tejemer chugoraka telahixka kea telemex berehti deya
@solianagebrehiwet2029
@solianagebrehiwet2029 Год назад
ዶክተረይ ፍልጠት ቀሲምኪ ንዓና ነሕዋትኪ ተፍልጥና ዘለኩ ሕክምናዊ ጥዕናታት ጎዳእትን ጠቀምትን ብከመይ ንጥቀመሎም ስለ ትምህርና ዘለኪ ብጣዕሚ እየ ዘመስግነኪ። እግዚኣብሄር ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን ንዓኪ ዝኣመሰለት ብቋንቋና ትምህረና ዝሃበና ❤❤
@yowhans9berhe435
@yowhans9berhe435 Год назад
ዶክተረይ ብልጽቲ እንካዕ ድሓን መጻኺ ቡሩኽ ቀደመ ሰንበት ይግበረልኪ ❤
@helentewldehadgu2536
@helentewldehadgu2536 Год назад
ክብርቲ ሓፍተይ ትምርቲ ብጣዓሚ ዩ ጠዋሚ ናይ ሓፍንጫ ኣለርጂ ብሕባጥ ናይ ስርኖ እንዳ በዝሐ ይክይድ ኣሎ ናቱ ትምርቲ ዘይትቅርብልና
@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ
ገዛኺ ኣጽሪዩ ሙቆት ግበሩሉ
@berhanekidane6107
@berhanekidane6107 Год назад
እምበይተዋ ማዓሮ ፡ ስለቲ ዝሃብክና ደቂቕ መሃሪ ሓበሬይታ ብዛዕባ ወሲባዊ ስንፈትን ( ፈውሲ መቕነዕ-መትሎ ) እሞ ኸኣ ብቛንቛ እኖኻ ኣዚየ አመስግነኪ ፡ ፡ ኣብ ኹሉ እትህብየ ኣስተምህሮኺ 'ውን ዓብዪ ክብሪ ኣለኒ ። ንምንታይሲ ፡ ምስቲ ብዙሓት ኣብ ሕክምናዊ ፍልጠት ዘለና ጉድለት ኣብ ግምት አእቲኺን ተራ ሰብ ብዝርደኦ ቋንቋ፡ ከም ኣገባብ ብምጥቃምኪ ኣመና ዝንኣድ እዩ።
@OriteriNata
@OriteriNata Год назад
ሰላም ዶክተር Sharon ብመጀርታ ሰላምታ ንዓኪ ብትቅርብዮም ማሃርቲ ዝኮኑ Video ብዙሕ ኢና ንማሃር ዘለና ። ካብዚ ብምቅጻለ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ንደቂ ተባዕትዮ ቀልጢፎም ንዘፍስሱ ንንውሕ ዝበለ ደቃይቕ ንክጸንሑ እንታይ ክገብሩ ከምዘለዎም ሕጽር ዝበልት ቪድዮ ተትሰርሒ ጽብቕ ነይሩ ። We hope you read it and respond❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu Год назад
ሓራይ፡ ኣብ መጻኢ ሓንቲ መደብ ክገብር እየ።
@samibrhanes7
@samibrhanes7 8 месяцев назад
The most helpful channel dr sharon 👌 ✨️ 👏 ☺️ !!!
@yohannesbeyene1140
@yohannesbeyene1140 Год назад
Dr Sharon. I just love you as much as my mum. Because you're well prepared, you know what you're talking about. Very clear language and simplified your message. Whenever I see you, I hope one day to go back to Eritrea and lecture at colleges and University across the country.
@luchiaghebrezgabher7318
@luchiaghebrezgabher7318 Год назад
Yesssss I wish always too
@belitesfi1824
@belitesfi1824 Год назад
👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍
@birhanjommy
@birhanjommy Год назад
ኮሌጆችንና ዩኒቨርሲቲዎችን መጀመሪያ ማቋቋም ያሥፈልጋል።
@yohannesbeyene1140
@yohannesbeyene1140 Год назад
@@birhanjommy mind your business. That's how Idiot you are.
@teametewelde4379
@teametewelde4379 Год назад
ዶግቶር ሻሮን ኣዝየ ካብተን ዘድንቀን መናእሰይ እሞካኣ ዶግቶር ብልጽቲ ኢኪ እዚ ትገብርዮ ዘለኪ ኣስተዋጽኦ ብዝኮነ ክርከብ ዘይክእል ኢዩ ሞ መክሰብኪ ዕግበት ተለተልቲኪ ኢዪሞ ብሃንቀውታ ኢና ንጽበየኪ ከይተሓለልኪ ደኪመ ከይበልኪ ቅቀጽልዮ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ናይ ቆሉዑ ሕማም ኦቲዚም መበገሲኡን ኣጋባብ ኣፈዋዉሱኡን መጽናዕቲ ገርኪ እንተ ትነግርና ጽቡቅ ነሩ ኣብዚ ኦውረጳ ኮታ ምዕራባዉያ ቦታ ቡሑሓት ቆሉዑ ምዝራብ የኣብዩ ኣለዉ ብዛዕባ እዚ ገለ እንተትብልና ደስ ምበለኒ ሓፍተይ ምስናይ ይቅረቱኡ❤
@sisaymez9656
@sisaymez9656 Год назад
ፍልጠትን ልቦናን ምስ ፍርሃት ኣምላክ መሊኡኪ ኢዪ ❤ I am proud of you ❤. thanks for your education.
@rezeneasfaha2612
@rezeneasfaha2612 Год назад
ዶ/ ሻሮን ንኩሎም እትገብርዮም መደባት ነምሉእ ጥዕናን ኣእሞሮኣዊ ምሉእ መረዳእታ ንምሃብ ያዊ ኣበርክቶ ንትህብዮ ብተኸታታሊን ንኩሉ ኣቀራርባኽን ምሉእ ኣፍልጦ ሕብረተሰብና… … እናተዋህለለ ካብዚ ወሎዶ ዚ ጀሚሩ ዳሕራይ ንዝህሉ ምሉእ ጥዕናዊ ኣፍልጦ ጻማኺ ዘሎዎ ዩ ክኸውን ሞ, ክንድቲ ልዑል ኣበርክቶኺ ልዑል ምስጋና ንዓኺ ይኹን ዛ ጓለይ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።❤
@samuelweldemicheal6996
@samuelweldemicheal6996 Год назад
ዶክቶር ሻሮን በዚ ትህብና ዘለኺ መግለጺ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ። ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@samuelweldemicheal6996
@samuelweldemicheal6996 Год назад
ናይ ተውሳስ ኣብ ገጽ ወይ ክሳድ ምስ ዝወጽእ እንታይ ዓይነት መድሃኒት ክንወስድ ኣለና
@embabayakob6213
@embabayakob6213 Месяц назад
Dr ሻሮን ሓብተይ ከመይ ኣለኺ ብዙሕ ግዜ ብዛዕባ ሕማም መርዘንን ኣፈዋውስኡን ክትሕብርኒ ጽሒፈልኪ ገለ ባ በልኒ በጃኺ የቐንየለይ ክብርቲ ሓብቲ
@tigrignaculture1555
@tigrignaculture1555 Год назад
ምስነ ፍልጠት ደረጃ ናይትግሪና መማህራን የብልናን ስለዚ የቐኔልና ብትደጋገመ ከማን ክሉ ቀሊዕኪ እንተ ተምጽልና docteur saron
@KfB-i3d
@KfB-i3d 20 дней назад
ዶ.ሻሮነይ እሞ ን ወ/ተባዕትዮ ከ ከም መተስኢ ብቻ ድዩ ቀልጢፍካ ናይ ምፍሳስ ፍታሕ ዝህብ እዩ ከመይ ከመይ እዩ
@mebrahtomdebas9415
@mebrahtomdebas9415 5 месяцев назад
ዶክቶር ሻሮን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@sabunatey4159
@sabunatey4159 Год назад
Question , ኩሉ ጹቡቅ ትምህርቲ ኢዩ ፡ የቀኒየልና ፡ እዚ ቫያግራ ዚቢሃል ፡ ምስ ቁልቱፍ ምፍሳስ ዘርኢ እንታይ ምትሕሓዝ ኣለዎ ፡ ን ቁልጡፍ ምፍሳስ ዘር ኢ ክፍዉስ ከ ይኽእል ዶ ኸ ?
@mielamedia8697
@mielamedia8697 Год назад
ንዓኽን ንጆርጆን ንዶ/ር ሮቤልን ጥራሕ እየ ዝሰምዕ ኣብዚ ዩቲፕ በቃ መግለጺ የብለይን ተባረኺ❤❤
@wedibrhane5703
@wedibrhane5703 Год назад
ጆርጆ ኸሲርካ
@OnlyGod096
@OnlyGod096 Год назад
Gergo lekbat
@mesghinnatedla6766
@mesghinnatedla6766 Год назад
George tefka temahero yelen
@michltsegay9638
@michltsegay9638 Год назад
Me too
@berekethagos5229
@berekethagos5229 Год назад
politica qeyru enmber dehan neru
@nasdam926
@nasdam926 Год назад
ኣቤት !!! "ዓለም ገፋሕ'ያ" ዝበሃልሲ ምበኣር ሓቂ'ዩ ? ኣይ ከምተን ኣብ Social Media መሕለፊ ከሊአናና ዘለዋ መዓት ሞራል-ኣልቦ ደቀንስትዮ ንዓኺ ምርካብና ንፈጣሪና ነመስግን:: ኣደ ወሊዳ ትምከን ዘብል'ዩ:: ዕድመን ጥዕናን 🥰🥰
@MahtaSuper
@MahtaSuper 29 дней назад
ጽብቕቲ ኢኺ እስኺ መልክዕኺ ስራሕኺን ካትም ❤!! እታ ናይ ኣዋልድ ከኒና ክንገዝኣለን ኣበይ ትርከብ ድቃስ የለን ለብዘበን
@Samiberex
@Samiberex Месяц назад
You are a teacher of society
@yeheyisghebremariam5466
@yeheyisghebremariam5466 15 дней назад
❤❤❤❤ brilliant lady አንበሲት ዋዕሮ።
@cristianoronaldo4228
@cristianoronaldo4228 Год назад
ሰላም ሰላም ንዓኺ ይኹን ክብርቲ ሓፍተይ ዶክተር ተስፋ ይገብር እዛ ናተይ ርኢቶ ወይ ሓሳብ ከተንብብያ ኣንቢብኪ'ውን ኣብ መዓላ ወይ ኣስተምህሮ ክትብና ተስፋ ይገብር, ኣነ ክብል ደልየ ዘለኹ ኸኣ ዶክተር ብዛዕባ እዚ ግብረ ሕቡእ ዝግበር ነገር ወይ ሴጋ ክንብሎ ውን ንኽእል እንታይ ከተማኽርና ወይ ክትብልና ትኽእሊ ዝሓፍተይ የቀንየለይ⁉️
@yohannesgebrewoldi
@yohannesgebrewoldi Год назад
መርሓባ ዶክተር ሻሮን ከመይ ትኾኒ ሓደ ጸገም ኣሎኒ ብዓል ሓዳር እየ 16 ዓመት ኣብ ሓዳር ኣለኹ ዉላድ ኣይወለድናን ኣምላኽ ብተስፋ ንጽበዮ እንተኾነ ሓደ ጸገም ኣሎኒ መትሎይ ምቕናዕ ይአቢ ዋላ እንተቕንዔ ርክብ ምስጀመርኩ ኣብ ዉሽጢ 1 2 ደቓይቕ ድሌታተይ ዕጹው ኮይኑ መትሎይ ይድቅስ ዕድመይ 52 ምናልባሽ ናይ ሽኮርን ደምን መድሃኒት ይወስድ እየ ገለ ሳዕቤን ከይህልዎ ሞያዊ ምኽርኺ ክትህብኒ ብትሕትና ይሓተኪ ካብ ሓዉኺ ጆን
@zekariastewelde3675
@zekariastewelde3675 Месяц назад
You are quite intelligent ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ቀጽልዮ ሓጺርን ጹፉፍን ተናፋቅን ዩ ፕሮግራማትኪ
@akliluadumer9138
@akliluadumer9138 5 месяцев назад
ጾም ኢዩ ከይትብሉኒ። ብዝኾነ ኣብኡ ኣይበጻሕኩን ገና ግን ብሓቂ ዓቢ ትምህርቲ ዶክተረይ💙💐💙 ምስ ልባዊ ምስጋና
@simongrmay9975
@simongrmay9975 Год назад
ዶ/ር ሻሮን ብመጀመርታ ነቲ ከይተሓለልኪ ኣፍልጦ መንእሰያት ንምዕባይ ትህብዮ ኣስተምሮ ካብ ልቢ የመስግን ብምቅጻል ምስ ሰናይ ይቅሬታ ብዛዕባ ስም'ኪ ገለ እንተትብልና ደስ ምበለኒ ምክኒያቱ ብጀካ ኣብ ቀ/ሚ እስራኤል ዝነበረ መራሒ ሰሚዐያ ስለ ዘይፈልጥ
@phili8384
@phili8384 Год назад
ሻሪተይ ምቅርቲ ንስኺ እኮ ፈውሲ አዝንን ልብን ኢኺ በቃ!!!❤️
@Gl.f
@Gl.f Год назад
ቪያግራ ከይትወስዱ ዕምሩኹም ከይሓጽር ብጸቕጢ ደም ብሕማም ርእሲ ብሕማም ልቢ ወዘተ ከይትሳቐዩ
@jonnyl9119
@jonnyl9119 Год назад
Tay dea amaraxi lo teabika?
@eyasuhagos1471
@eyasuhagos1471 Год назад
ዶ/ር እድሜ ይስጥልን በተለይ ለእኛ አይነት comment አስፈላጊ ትምህርት ነው
@torpedo1938
@torpedo1938 Год назад
Type in tigrinya
@ስገምሃዘጋ
@ስገምሃዘጋ Год назад
መሳርሕተይ ካብ ዘዕለለኒ ዓርኩ ብብዝሒ መድሃኒት ብምጥቃም መትልኡ ቀኒዑ ሞይቱ ....ከም ናይ ደርሆ ገፍ ገፍ ኢልኩም እንተ ወረድኩም ይሕሸኩም
@okubaygerehans
@okubaygerehans Год назад
😂😂😂😂😂😅
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 Год назад
Kkkkkkkk, kkkkkkkkk gef gef yeblka. Hakka eka
@BERHEMEBRHTOM
@BERHEMEBRHTOM Месяц назад
🤣🤣🤣🤣Uyyy moyte😂😂😂😂
@መቓብርኣቡኡጎንደርዝረኣየ
ፍጹም ኣይመስለንን ኣነ ብሓቂ ክፍትኖ ኢለ ንፋሚሊ ዶክተረይ ኣፍዊደ ቪይጋራ ገዚኤ ተጠቂመ ነይረ ብዝሔን 8 ሃባ ኢየን ኹለን በብተራ ተጠቂመለን እንተኾነ ብሓቂ ብሓቂ ይብለኪ ኣለኹ ኣይኮነን 4 ሰዓት ፍርቂ ሰዓት መትሎይ ክቐንዕ ኣይካኣለን ።ቪያግራ ናይ ኣድቨርታይል ሽም ጥራሕ ኢዩ ዘለዎ ።እተን 8 ሃባ ብ50 ናይ ካናዳ ዶላር እየ ዓዲገየን ።ሻሮን ሓፍተይ ቪያግራ ገንዘብ መኽሰሪ ኣእምሮኻ ዘድኽም ብጀካ ብከኒና ብካሊእ ከይትጥቀም ይገብረካ ኢዩ ።ፈቲነዮ ባዕለይ ፈቲነዮ ዋላ ሓንቲ ክክክ 4 ሰዓት ገሪሙኒ ኣሎ
@eliashanqie5574
@eliashanqie5574 Год назад
Fake viagra alo, nsu tetekimka ktkown aleka bro. Ember eti haqegna mark yserh iyu.
@sirakefrem7996
@sirakefrem7996 Год назад
ኣንቲ ክብርቲ ዶክተር ፡ ዶክተር ና ርሑስ ኣውድኣመት ይግበረልኪ ምህርትን ምጭውትን
@UCC3MXpEySYColKuqKuM2Eiw
@UCC3MXpEySYColKuqKuM2Eiw День назад
Selamtaki yteamn Dr.
@nourferej7990
@nourferej7990 5 месяцев назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣገላልጻ ነምስግነኪ ❤Dr.Sharon መግለጺ ንዓኪ ዝክውን ቃላት የለን thank you
@lewahsebumekseb3467
@lewahsebumekseb3467 Год назад
ዶ .ሻሮነይ ❤ትህብና ትምህርቲ መሃርን ጠቃምን'ዩ! እዛ ነብሰይ ኣብዛ youtube ሓኪም ረኺባ
@GebregergsGebreslasie
@GebregergsGebreslasie Месяц назад
ሃናጺ መልክቲ እዪ ዝያዳ አብ ሳዕቢዪናት አትኪርኪ ተተብርህዪ ጠቀምነቱ ውጺኢታዊ ይኮውን ብዝተረፍ አገደሲ አሰተምህሮ ኢዪ ደጉተር ሸሮን
@josijosi1566
@josijosi1566 Год назад
ንስኪ ድ ኣ ብክንደይ ጻ አርን ትምህርት ዘምጻክዮ ትምህርና ኣለኪ ዶክተር ሽኮር ኣባይ ሞ ሃብሻና ሰሚ ኡ ንሓመዱ ኮይኑ ኢምበር
@meresaalemu6843
@meresaalemu6843 Год назад
ደ/ር ሻሮን ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርትኺ ቫያግራ ግን ዘምፅኦ ተፅዕኖ 'ኸ ኣለዎ 'ዶ ?
@sdetadigana1887
@sdetadigana1887 Год назад
የቀኔልና ድ/ር ሳሪ ሓብተይ ጽቡቅ ትምህርቲ ትብና ኣለኺ ❤💎🤴🔗🍹
@SamSamson-v6x
@SamSamson-v6x Год назад
ብርሀን ሂወት ኪለ ሽም አውፄልኪ ሐፍተይ ናተይ.
@Kulunatey
@Kulunatey 6 месяцев назад
ሰላም ዶ/ር ሻሮን ከመይ ኣለኪ ኣብ እተቅርብዮ መደባትኪ ብጣዕሚ ጽቡቅ ቀጽልዮ ግን ሓንቲ ሕቶ ክሓተኪ ደልየ ክትሕግዝኒ ብዉሽጢ ክረክበኪ ፍቃደያ እተኮንኪ ዶ/ር thank you
@solomonteketse1828
@solomonteketse1828 Год назад
ዶክተር ሻሮን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ!
@keseteberhe4988
@keseteberhe4988 Год назад
⚘⚘💐💐⚘⚘🌹🌹🌷🌷🌷ዶክተር ሻሮን ነዓኽን ን ሄቨንን ንኽገልጸክን ቃላት የብለይን ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ንስኽን ሲ ንህዝብና ክትብላ ንበራልና
@michaelkeleta5016
@michaelkeleta5016 Год назад
ናይ በሓቂ ጽቡቅ ኣስተምህሮ ዶ/ር ሻሮን
@teclitdo7dle3fededembaye22
@teclitdo7dle3fededembaye22 Год назад
ሐብትና ኤርትራዊት ምኻንኪ አነ ይሕበን ናተይ ሰለዝኾንኪ ሕቡን እየ አጆኺ
@Hadera-od7jn
@Hadera-od7jn Год назад
Eriyreawit aykoneytin intay ke kiabsela husur nysa nationality British kibirti iya😂
@kidanefisaha2615
@kidanefisaha2615 Год назад
Hadera kondaf
@Hadera-od7jn
@Hadera-od7jn Год назад
@@kidanefisaha2615 antateref shinti dergi amharay dikala gonder nysikha filut tedemari hagazi telam seytan agame eseyas welodo afewerki dejezmach abraha Kasa tigraway mkhanka!
@calebalex2593
@calebalex2593 Год назад
ዶክተር ናይ ኩሉ ወዲ ሰብ ፍጡር ሃብቲ እዩ ኤርትራዊት ሰለ ዝኾንኪ ዝብል ናይ ድሕረት ዘረባን ናይ ድንቁርና ዘረባ ይትረፍ
@Nuguse-r7l
@Nuguse-r7l Год назад
​@@Hadera-od7jn aye eskatkum eza resah melhaskum kndey shigr hizatlkum tmexie ala mease eu zrdaekum deki debrexen blash natka zegeberkas xgietena hasaka eritrawit eya eritrawit habtey mbalu entay yhrkeka neaka gn dhan nkexle tray msakum si hadena keyxenete kndeyenay keynierf resahat
@XYONAWI
@XYONAWI Год назад
ኣቱም ዓዋሉ 61ሽሕ በቃ ከምዚ ኣርእርቲ ዩ ደስ ድብለኩም😂😂😂።ዶተረ የቀኔልና ዝመሃርክና❤❤❤።
@senaytsehaye1371
@senaytsehaye1371 Год назад
😂😂
@yonasberaki6143
@yonasberaki6143 5 месяцев назад
ሽኮር ዝኾንኪ ዶክቶር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@selebaseleba5036
@selebaseleba5036 Год назад
ዋይ ዶክቶር ሻሮን። ዶካተር ኪንከንውን ኢምበር ኣቅሪብኪና። ጸላም ኒኣኪ።
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu Год назад
ክክክክ፡ የቐንየለይ። ወሸለ ኩሉ ሰብ ከምኡ ተኸውን
@HaniGerieGerie
@HaniGerieGerie 8 месяцев назад
ብመጀመርታ ሰላም ነዓኺ እዳ ተመነኹ ዶክር ሳሮን ሓፍተይ ብምቅጻል ድማ ሓደ ሕቶ ክሓተኪ ብዛዕባ ሓጺር መትሎ ኸ እንታይ ክንገብር ኣለና ቁመት ንኽውስኽ መድሃኒት ተወሰድና ኸ ጉድኣት እህልዎ ዶ ተገዲስኪ መልስለይ ዶክተር ሳሮን ሃፍተይ ስለ ኣኽብሮትኪ ኣቀዲመ የመስገን ❤❤❤
@far7690
@far7690 Год назад
ግርም መረዳእታ ዶክቶረረ👌 ብሕብረተሰቦም ዝግደሱ ሙሁራት ከማኺ ይብዝሑ።
@BerheKiros-j3h
@BerheKiros-j3h Месяц назад
ብጣዕምደስ ዝብል አጋላልፃ ፍቅር
@mullened
@mullened Год назад
She is very rich in Tigrigna words. I am very impressed with her language skills.
@Fikru1948
@Fikru1948 Год назад
Habzi Habzi Habzi Habzi 😁😁
@BERHEMEBRHTOM
@BERHEMEBRHTOM Месяц назад
@@Fikru1948 Ahya
@Fikru1948
@Fikru1948 Месяц назад
@@BERHEMEBRHTOM Wedi - Sebeyti Inatshin libdat - BUTANA❗️😁😁
@Fikru1948
@Fikru1948 Месяц назад
@BERHEMEBRHTOM To begin with, do you wash it and keep clean❓️ There is no such thing in your culture. Who the hell gets closer to you❓️
@mullened
@mullened Месяц назад
@Fikru1948 you are sick and ignorance is killing you
@zemaryamboy6794
@zemaryamboy6794 Год назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ሓበሬታን ትንተናን ቀጽልሉ ብልጽቲ ዶክ።ረይ
@selihomyeibiyo
@selihomyeibiyo Год назад
ቪያግራ፡ ሕማም ርእሲ፡ ድኽመት ምሕቃቕ መግቢ፡ ወቕዒ ልቢ፡ ኮታስ ብዙሕ ዓይነት ሳይድ ኢፈክት ኣለዎ። ጎድናዊ ሳዕቤናቱ ጽቡቅ ጌርኪ ኣይገለጽክዮን።
@kante5318
@kante5318 Год назад
ብሓቂ ሕጅስ እቲ እትውንኖ ሞያ ኣጠራጢሩኒ እምበር ከስ ናይ ፀላም ከብዲ ሕማም ንዘለዎም ሰበት ኣዝዩ ሓደጋ ኣለዎ ስቅ ኢላ ኣቅልል ኣቢላቶ
@selihomyeibiyo
@selihomyeibiyo Год назад
@@kante5318 ብጣዕሚ ኣቃሊላቶ ክብደት ናይ ሳዕቤናቱ ክገርመካ። ኣነ ስቅ ኢለ ቀንጠብጠብ ክብል 2ተ መዓልቲ ፈቲነዮ ኔረ፡ ዝረኸብክዎ ሽግር ክነግረካ ኣይክእልን፡ ብሕማም ርእስን፡ ብ ድኽመት ምሕቃቅ መግብን ተሳቕየ ኔረ። ቀጠታ ድሕሪኡ ድው ኣቢለዮ። ተጠቂመ ኣይፈልጥን ብድሕሪኡ። ግን ጥቅሙ ዋላ ክርደኣኒ ኣይከኣለን፡ ዋላ ሓደ ስምዒት ኣይረኸብኩሉን፡ ከምቲ ብተፈጥሮ ዝመጸካ ስምዒት የብሉን። ኣነ ኸኣ ንክፍትኖ ኢለየ ምበር ድኽመት ናይ ወሲብ ኣይነበረንን። ናይ ባዕጣ ጌረዮ የ ፈቲነዮ ኔረ። ድሕሪኡ ብጣዕሚየ ተጣዒሰ።
@kante5318
@kante5318 Год назад
@@selihomyeibiyo ተጋግያ ብሓቂ ከምዚ ምውዕዋዕ እያ ትገብር ደላትመስል እወ ወርግ ወላ ክውሰድ ደይብሉ ክኒን እዩ
@SemereGerezgher-gs4js
@SemereGerezgher-gs4js 2 месяца назад
ምርፅቲ ዘርኢ ዝኾንኪ ሄዋን😍
@BereketGhebray-j8u
@BereketGhebray-j8u 11 дней назад
Congratulation........I admire You............... Ca you tell Me please in which University did You graduate ??
@michaeletekeste2106
@michaeletekeste2106 Год назад
ከመዚ ዓይነት ብብዝሒ ክትደፍእሉ ኢዩ ዘለኪ DR ሳሮን
@tesfate8718
@tesfate8718 9 месяцев назад
ሰላም ክብርቲን ምቅርቲን ሻሮን ሓፍቲና፡ ብጥዕሚ ኢና ንጽበየኪን ንካታተለኪን፡ ብጣዕሚ ኢና ብዙሕ ንምሃር ካብ ትመሓላልፍልና ዝተፋላለየ ትምህርቲ፡ ብጣዕሚ ኢና ድማ ነመስግነኪ። ሎሚ ግን ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ፡ ንሳ ድማ ኣብ ሞንጎ ክልተ ፊረነብሲን ሓደ ፊረነብስን ዘሎዎ ፍልልያት ግለጽልና፡ እቶም ሓደ ፊረነብሲ ዘለዎም'ከ፡ እታይ ዝኮነ ዝጎድሎም ኣለዎም ካብቶም ክልተ ፍረነብሲ ዘለዎም? ፊረነብሲ ካብ ክንደይ ኪሳብ ኪንደይ ዕድመ ኢዩ ዝሪኤ ወይ ዝወጽእ ናይ ሓደ ወዲ ተብዓታይ? የቀነልና ክብርቲ ሓፍቲና🙏
@Lishaney3
@Lishaney3 Год назад
ኣደ ትወልድ ተዕቢ ንከማኺ ጥራይ እንተዝኸውን ተባረኺ።
@atsbhafilmon4247
@atsbhafilmon4247 Год назад
ዝተጠብሰት ወርቂ ኢኺ ኮኾብ አዋልድ 💯
@tedroshaile2161
@tedroshaile2161 Год назад
ሰላም ዶክተር ሻሮን፡ ኣነ ኣብ ጸጋም ከብዲ እግረይ ዝኾነ ዝተቛጸረ ክንዲ ፈጸጋ ዝኾውን ወረ ይዓቢ፡ክረግጽ ኮለኹ ቃንዛ ይገብረለይ፡ብፍላይ ንእሽተይ እምኒ ተረጊጸ የቐንዝወኒ፡ካብ ዝፍለጠኒ ልዕሊ 5 ዓመት ኣሎ ምሳይ፡ልስሉስ እምበር ተሪር ጫማ ተጌረ ውን የቕንዝወኒ።
@tem9604
@tem9604 Год назад
ጽቡቅ መግለጽን ጽፉፍ መልአክትን ዶተረ
@habumire3197
@habumire3197 Год назад
ሰላም ደክተረይ ብዛዕባ ኦሞሮድዮ ባ ሓበሬታ ሃብና ❤❤❤❤
@MamaNatya-i1d
@MamaNatya-i1d Год назад
Mesa jmirkaaaa
@temesgensium3401
@temesgensium3401 Год назад
😂
@homesweet1235
@homesweet1235 Год назад
Ab comment link akemitat ala tht elka rieyo wey kdmi hji zserhato video check gbero aleka
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu Год назад
ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-8B-bWSzGJ5A.htmlsi=D8GuY4xluIYCJ6xP
@habumire3197
@habumire3197 Год назад
@@DrSharonWoldu የቀንየለይ ደክተረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ 😘😘😘😘😘
@salamawitdaniel3006
@salamawitdaniel3006 Год назад
Doctor Sharon Haftey blxty BRHAN gexa. Âne tmrty matric MS gebrku teqolife eye creasy edley chukushuka nay sdet athizatini 😥. Hangoley gn abaki yreyo aleku DESS endabeleni xinn eile eye gzee HIBE zketateleki ab klu thbna tmrty ember bhlfy biologies subjectey EYA nera. NBERY Doctor sharoney Haftey ❤️❤️❤️🙏🙏🙏.
@urbanhymns6757
@urbanhymns6757 Год назад
፡ክብርቲ ዶክቶር viagra ፅቡቕ ኣይኮነን።ንሱ እንተለሚድካ ብዘይካ ንሱ ፀታዊ ርክብ ክትገብር ኣይትኽእል ናይ ED ሽግር ክፍታሕ ዝኽእል ብስነ ኣእምሮ ብልሓትን ተዓፃፀፋይነት ጥራሕ ኢዩ።ኣነ ናይ ED ሽግር ነይርኒ።ግን ቀስብቐስ ቅድመ ሰዓብ ብምኽታል ናብ ንቡር ሂወተይ ተመሊሰ።ንሱ ድማ ኣመጋግባይ ብምቕያር፣ organic & Natural ብምምጋብ ፣ ናይ ዓሳ ዘይትን ዓሳን ብምምጋብን ስምዒት ዘለዓዕሉን ዝመርሑን መፃሕፍቲ ምንባብን massage ብምግባርን ናብ ዝሓሸ ሂወት መፂአ።viagra ንግዝያዊ እምበር ንዘላቒነት ክትጥቀመሉ ጎዳኢ ሳዕቤን ኣለዎ።ምኽንያቱ ደም ህዋሳትካ ብጀክኡ ክሰርሑ ኣይኽእልን። more Addiction የምርሐካ።😊
@africapress5784
@africapress5784 3 месяца назад
you are right bro bdenbi akaflo lmdika wey bdenbi tsehafeley nbuzuhat sebat ktkemulu post kgebro eye
@ታባውፍያትክብሮም
ዶክተር ሻሮን ብልጽቲ ዶክተር 21 ክፍለዘበን!! ብስመይ👉🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🌺🌺🌺🌺🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍🙏🙏🙏
@TemesgenBrhane-j2d
@TemesgenBrhane-j2d 4 месяца назад
ዶተረ ብጣዕሚ ጽቡቕ ምስ ዓርክካ ተዕልል ዘለካ ኮይኑ ይስምዓካ
@AdhanomKiros
@AdhanomKiros 6 месяцев назад
ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ ደክተር ሻሮን ሓቲ ሑቶ ኣለትኒ ን ኣለርጂ ዘጥፍእ መድሃኒት ኣሎ ዶ
@teklitweldemicael4843
@teklitweldemicael4843 Год назад
ሰላም ዶክተር ሻሮን ሓፍተይ ኣብ ዘለኽዮ ሰላም ናይ እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ክበዝሓልኪ እንዳ ተመነኹ ኩሉ ብእትህብና ኣዝዮ ጠቃሚ ዝኾነ ትምርቲ ከየመስገንኩኺ ክሓልፍ ኣይደልን ክብረት ይሃበልና ቀጽልዮ ክብለኪ ይፈቱ እንብኣር ናብ ሕቶይ ክኣቱ . 1, ሕማም ቅርጸት ኣለኒ ኣዝዩ ደረቅ ቅርጸት ንዓይ ካብ ዝርድኣኒ ኣብ ኤርትራ ከለኹ ካብ 2009 እየ ጀሚርኒ ብዝሕ ግዜ ሕክምና ተማላሊሰ ኣብ ኤርትራ ከሎ ግን ክሓድገኒ ኣይክኣለን ክሳብ ሕጂ ኣብ ዘለኽዋ ሃገር ዉን ክሳብ ሓመሽተ ግዜ ተማላሊሰ ራጂ ገረ ግን ዋላ ሓደ የብልካን ኢሎም እዮ ዝሰዱኒ ኣነ ግን ክሳብ ሕጂ ጽቡቅ ድቃስ ኣይደቀስኩን ብቃንዛ ብፍላይ ለይቲ ቀንዲ ድማ መግቢ ተበሊዐ ካብ ክበልዕ ስቅ እየ ዝመርጽ ስለዚ ገለ ነገር ክትሕግዝኒ ደልየ ኔረ እዚ ከይ ኣክል ውግኣት ኣለኒ ሓንሳብ ብሕቆይ ሓንሳብ ብጎነይ እያ ትቃያየር እዚ ግን ኣብዚ ሓጺር ግዜ እየ ጀሚርኒ ምስ ከብደይ ምትእስሳር ከይሕልዋ ፈርሐ ስለዚ ብዝዓባዚ ኣፍልጦ ተለኪ ክትሕግዝኒ ምደለኹ ሕክምና ተማላሊሰ ደኪመ ገዲፈዮ ምናልባት ግን 2019 ቲቪ ሓሚመ ኔረ ኣብ ልብያ ከለኹ ናይ ሽድሽተ ወርሐ መድሃኒት ምስ በላኩ ወዲኻ ሓዊኻ ኣለኺ ኢለ እየ ሰዲድኒ ብዘይ መርመራ ኣብዚ ዘለኽዋ ሃገር ምስ ኣተኹ ግን ቸክ ግረ ኔረ ናጻ ኢኻ ኢለመኒ ኣነ ግን ክሳብ ሕጂ ካብ ቃንዛ ኣየዕረፍኩን ዘለኹ . ብእትህብኒ ሓገዝን ደገፍን ኣዝየ የመስግን 💕
@MikiWediElu
@MikiWediElu Год назад
ሰላም ሓወይ ናተይ ከምዚ ትብሎ ዘለካ ሓሚመ ነይረ ክልተ ግዜ ተመርሚረ ዋላሓንቲ የብልካን ኢሎምኒ ግን ሽዑ ምክሪ ዝሃቡኒ ጨው ሽኮር ቡዙሕ በርበረ ስብሒ ዘለዎም ቡዙሕ ኣይትብላዕ ኢሎምኒ ጋዝ ዘለዎም ካኣ ከም ብዓል ፔብሲ ማይ ካኣ ብብዝሒ ስተ ተባሂለ ካብ ዝነበርክዎ ይሓይሽ ግን ጽቡቅ ጌሩ ኣይገደፈንን ።
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 Год назад
Don’t consume dairy products, 🥛 milk cheese….
@teklitweldemicael4843
@teklitweldemicael4843 Год назад
እሺ ዝሓወይ ክብረት ይሃበለይ 😊
@gerzhertessema2856
@gerzhertessema2856 Год назад
ጽቡቅ ትምህርቲ የቐንየልና ዶር /ሻሮን ወልዱ
@SENDEKENTERTAINMENT
@SENDEKENTERTAINMENT Год назад
ምጭውቲ ዶክተርና የቐንየልና፡፡
@mesfinestifanos3586
@mesfinestifanos3586 Год назад
Good job Dr. Sharon l really appreciate your contribution in our society 👏 👍
@asmeromghebrezgaabher1290
@asmeromghebrezgaabher1290 Год назад
ሰላም ደ/ር ሻሮን ብመጀመርያ ደጊመ ሰላም ካቡኡ ቀጺለ ድማ ብእተቅርብ ማሃሪ መደብ ደስ ዝብል እዩ ቀጽልሉ ግን ኣብ ሂወትይ ንዘለኒ ሽግር ከካፍለኪሞ መፍትሒ ዝከውን ክትሕግዝኒ ደልየስ ብምንታይ ክረክበኪ ይክእል ፈቃደኛ ተኮይኒ
@bokretsionghirmay9603
@bokretsionghirmay9603 Год назад
Dew da a beli nskis Dokterey haftey
@user-vq4jz4uz7n
@user-vq4jz4uz7n Год назад
ሰላም ዶክቶር ሻሮን ሕቶ ነይርኒ ዶክቶረይ ?
@fasilneguse3395
@fasilneguse3395 Год назад
ሺኮር ቆልዓ Dr ሻሮን አምላክ ይባርክ
@solomonafwerki4898
@solomonafwerki4898 Год назад
Selam d.r sharon bzaeba omorodyo heberieta hebna
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu Год назад
ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-8B-bWSzGJ5A.htmlsi=jeTF8R07mMnQ11zW
@luchiaghebrezgabher7318
@luchiaghebrezgabher7318 Год назад
Nathbyo mkrtatt aznizelewo ysmaa tray aye zble mlati eki amo azgabher adme yhabku than you very much Dr.sharon 🙏👍
@Stdgayeberhi
@Stdgayeberhi Год назад
ዶክተር ሰላም አነ አብ ኢትዮጽያ ናዝሬት ድብሀል እየ ዘለኹ ብዙሐት ሰባት ቢያግራ ዝወሰዶ መይቶም እንዳሐደሩ በተደጋጋሚ
@Meksen.wedi22
@Meksen.wedi22 6 месяцев назад
ሰላም ዶክተር ሻሮን ብትህብና ኣዝዩ መሃሪ ትምህርቲ ኣዝየ የመስግነኪ።ሓንት ሕቶ ኣላትኒ ኣብ ጻዕዳ እግረይ ቃንዛ ይገብረለይ። እዚ ጸገም ምስ ናይ ውላድ ጸገም ርክብ ኣለዎ ድዩ፧እዚኣ ክትምልስለይ ብትሕትና ይሓትት፧ ተገዲስኪ መልስለይ።
@teweldeghebre
@teweldeghebre Год назад
ዶ/ር ሻሮን እንታይ ቃላት ትጠቒመ ክገልጸኪ ነዚ ዓቢ ተውህቦኺ እሩም አገላልጻኺ ክብሎ ዝኽእል ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu Год назад
ተወልደ፡ ኣዝዬ ኣዝዬ የመስግነካ። ከም ወትሩ ምትብባዕካ ኣይፈለየኒ
@gidetekelab1003
@gidetekelab1003 Год назад
ሽኮሪና ንፍዕቲ መምህር
@gideyemane3701
@gideyemane3701 Год назад
ደግቶር ሻሮን ❤❤❤❤ ብልጽቲይ ድግቶር ክብረት ይሃበልና ስለ ኩሉ ትገብርልና ።
@tsegaleulabady3653
@tsegaleulabady3653 Год назад
ደር ሻሮን ሕጂ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ Advertize ዝግበሩ ዘለዉ መትሎ ዘሕብዕዩ አረ ካብ 4-10 ሳሜት ቁመት መትሎን ርጉድን ዝዉስኽ ዝቕባእ መድሓኒት ኣለና እናበሉ ሓኻይም የፋልጥዎ ኣለዉ፡፡ ናይ በሓቂ ግን መትሎ ዘዕብን ፀገም ቀልጢፍካ ናይ ምፍሳስ ዝቐርፍን ድዩ?
@josijosi1566
@josijosi1566 Год назад
Thanku thanku gn bhaki temsgeni ikiሽኮር ኩሉ በላሕ ንፍቲ ኣደ ወሊዳ ትምከን
@dawitgere6235
@dawitgere6235 Год назад
Selam Dr Sharon መጀምርያ በቲ ከይትሓለልኪ ትገብርዮ ትምህርትኺ ብዙሕ ኣመስግነኪ ሓንቲ ሕቶ ክሓተኪ ደልየ ዘለኩ ብዛዕባ ዓጽሚ ዓይኒ ዓጽሚ ዓይኒ ብከመይ ይመጸካ እንታይ ከ ኣለዎ መድሃኒት ንዛዕባ ዚኣ ገለ ሓበረታ ሃብና ከመዚ ከማይ ውን ይህልዉ ዮም። ናተይ መጀመርያ ሓንቲ ዓይነይ ጀሚራትኒ ከጺላ እታ ሓንቲ ዳርጋ ናብታ ብለን ኣይነይ ቀሪቡ ክሽፈን የቀንየለይ
@FrezgiKuflu
@FrezgiKuflu Год назад
ሰላም ወሰናይ ንዓኺ ይኩን ስለዝምሃርክና ነምስግን ንሽተይ ነገር ክነግረኪ ብከመይ ክረክበኪ ይክእል❤❤❤
@hermonberhe705
@hermonberhe705 19 дней назад
Ezi metlo yegjif u elom dbelewo kenina kea haknet alewo do please answer me?
@redaebeyn5322
@redaebeyn5322 Год назад
ብልጽቲ ሃፍትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣምላክ፡ ቫያግራ ዝጥቀሙ ሰባት ኣብ ወሊድ እምታይ ጽልዋ ኣሎዎ
@tsehayeyakob
@tsehayeyakob Год назад
Dotter Sharon jigna memher nay bahqi edemen tenan yahbki fetari 🙏
@amangilay3323
@amangilay3323 Год назад
ደጉተር ሳሮን ብጣዕሚ ቡሉጽ ስራሕ ኢኺ ትስርሒ ቀጽልዮ ብኽመይ ክረኽበኪ ይክእል ሓገዝ ይደሊ ኣለኩ ክትሕግዝኒ ደሊየ ተኺኢልኪ ዋሳብ ናምበር ናትኪ ሃብኒ please ተገዲስኪ መልስለይ Thanks❤
Далее
He went ALL in 😭
00:12
Просмотров 1,2 млн
Cool Wrap! My Book is OUT 🥳
00:27
Просмотров 1,7 млн