Тёмный

ኣእምሮኻ ከም ብሓዱሽ ርፕሮጉራም ግበሮ ኣብ ህይወትካ ፍሉይ ለውጢ ክትዕዘብ Tigrigna Affirmation  

Lbona media
Подписаться 11 тыс.
Просмотров 3,6 тыс.
50% 1

ኣእምሮኻ ከም ብሓዱሽ ርፕሮጉራም ግበሮ ኣብ ህይወትካ ፍሉይ ለውጢ ክትዕዘብ Tigrigna Affirmation and motivation
#eritreanmotivation
#lbonamedia
#tigrignaaffirmation
#eritreanmotivation
ኣብዛ ቪድዮ፡ መንፈስኩምን ኣተሓሳስባኹምን ልዕል ዝብሉ ሓያላት መረጋገጺታት ቃላት ቀርቦም ኣለዉ ። ኣነ ከምዚ እየ እልካ ምስ ነብስኻ ብቐጻሊ ብምዝርራብ ንኣእምሮና ከም ብሓዱሽ ፕሮጉራም ብምግባር ደስ ዝብል ህይወት ክንመርሕ ንኽእል እና። እዞም መረጋገጺታት እዚኣቶም መንፈስካን ኣተሓሳስባኻን ንምልዕዓል፡ ብእኡ ኣብልካ ድማ ኣወንታዊ ነገራት ንምምጻእን ዝተዳለዉ እዮም። ንሓጺር እዋን ነዞም መረጋገጺታት ስምዕዎን ደጋግምዋን ኣብ ውሽጥኩም ኣእትውዎን መዓልትኹም ብዓርሰ እምነትን ቆራጽነትን ጀምሩ። እቲ ዘህድእ መራጋገጺ ቃላት ናብ መንገዲ ነብሰ ፍቕርን ዓወትን ይመርሓካ። ኣብ ጉዕዞ ርእሰ-ምምሕያሽን ውልቃዊ ዕብየትን ኣብ ምምጻእ ክትሕግዘካ እያ። ንኣስታት 21 መዓልታት ብተደጋጋሚ ስምዕዋ እሞ ኣብ ህይወትኩም ተኣምራታዊ ለውጢ ክትዕዘቡ እኹም።
ነዛ ቭድዮ ኣብ ምድቃስኩም ምትሳእኹም፡ስራሕኹም ደጋግምኩም ብምስማዕ ንየእምሮኹም ፕሮጉራም ብምግባር ከምቲ ትደልይዎ ዓይነት ሰብ ብምዃን ሕጉስን ዕዉትን ህይወት ክትመርሑ ከም ትሕግዘኩም ጽኑዕ እምነት ኣለኒ። ሳብስክራይብ፡ላይክ፡ሸር፡ኮመንት ብምግባር ናብ ከልኦት ሰባት ክትባጻሕ ክትተሓባበሩ ከዛኻኽረኩም እፈቱ ሰናይ ምክትታል።
© Copyright: Lbona Media
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Опубликовано:

 

18 апр 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 43   
@NiceNice-ff3fb
@NiceNice-ff3fb 2 месяца назад
የቀንየልና ዛሓወይ ማዓረይ ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ትምህርቲ ❤❤❤❤❤❤❤
@teamehaile2975
@teamehaile2975 2 месяца назад
ብጥዓሚ ኢና ነመስግነካ
@tesfayhaile2629
@tesfayhaile2629 2 месяца назад
Behaqi lebamin Belhin,mestwalin wedi Kinfe,hawey.Amhalk memlisue yibharka ,tisfuiw seb eka bikule.
@lbonamedia
@lbonamedia 2 месяца назад
ክብረት ይሃበለይ ተስፋይ ሓወይ❤❤❤
@letaykeshy7666
@letaykeshy7666 2 месяца назад
ኩቡር ሓው ተስፋ ይገብር ከተንብባ፡ Affirmation ናትካ እዚኣ ካልአይቲ ሰሚዐ ኣለኩ፡ ደስ ዝብል ዩ ከምኡ ምጅማርካ፡ ምክንያቱ ውጽኢታዊ ዩ። 1√ሓንቲ ነገር ግን plz ሓንቲ ምሉእ ሓሳብ ምስ ኣንበብካ ካብ 3-5 Sec ኣዕርፍ and 2√እቲ classical ከኣ በርቲዑ ኣትሕት እንተተብሎ
@lbonamedia
@lbonamedia 2 месяца назад
ብጣዕሚ ጽቡቑን ሃናጽን ርእቶ እዩ የቐንየለይ ለታይ ሓፍተይ ኣብ መጻኢ ንርእቶኺ ኣብ ግምት ከእትዎ እየ ክብረት ይሃበለይ።❤❤❤
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 2 месяца назад
Anes zgermeni Like mgbar entay tsegem yfetrelkum ❤❤❤❤ Bejakum SHARE SHARE SHARE❤❤❤❤
@lbonamedia
@lbonamedia 2 месяца назад
ክብረት ይሃበለይ ❤❤❤
@asmaytkidane6214
@asmaytkidane6214 2 месяца назад
ናይ ልበይ ዝኮነ ፉጡር ወዲ ኩኑፉ ማዓረይ ኣምላክ ምሳካ ይኩን
@lbonamedia
@lbonamedia 2 месяца назад
ኣሜን የቐንየለይ ክብርቲ ሓፍቲ❤❤❤
@amanueltesfay3761
@amanueltesfay3761 2 месяца назад
👍👍👍👍
@debessyzeregaber8808
@debessyzeregaber8808 2 месяца назад
❤🎉❤🎉❤ !!
@asmaytkidane6214
@asmaytkidane6214 2 месяца назад
🎉🎉🎉🎉🎉
@johnbuab4646
@johnbuab4646 2 месяца назад
Wawww welcome thank you so much My teacher 🎉🎉❤❤❤❤❤
@NiceNice-ff3fb
@NiceNice-ff3fb 2 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤
@abdullhsjd8715
@abdullhsjd8715 2 месяца назад
❤❤❤
@Furt438
@Furt438 2 месяца назад
❤❤❤🙏
@user-sm3uk7tm7v
@user-sm3uk7tm7v 2 месяца назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@hadnetlovely2664
@hadnetlovely2664 2 месяца назад
🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️
@user-el4sw7ho9d
@user-el4sw7ho9d 2 месяца назад
Kubur haw tanks❤❤
@asmeretandom8154
@asmeretandom8154 2 месяца назад
Yeknylna zhawey 👍👍❤❤❤❤😊😊😊
@tiegestiteame6610
@tiegestiteame6610 2 месяца назад
Thank you so much
@romanberhane4010
@romanberhane4010 2 месяца назад
Thank yuo br ❤️
@merhawityemane59
@merhawityemane59 2 месяца назад
Tanks kbur hawuna Qexlo medebka azyu teqamin Meharn eyu❤❤
@lbonamedia
@lbonamedia 2 месяца назад
ክብረት ይሃበለይ❤❤❤
@user-vd3fc4dp2p
@user-vd3fc4dp2p 2 месяца назад
Thanks bro ❤❤❤
@TesfaldetBerheAraya-ru3zs
@TesfaldetBerheAraya-ru3zs 2 месяца назад
Thanks ❤❤
@Teakusurahwa
@Teakusurahwa Месяц назад
❤️❤️❤️✅🙏
@banazeru7540
@banazeru7540 2 месяца назад
Thank you so much❤
@user-rw9xr4wd5i
@user-rw9xr4wd5i 2 месяца назад
Wellcome❤❤❤
@misgnaoqubaghebreal4343
@misgnaoqubaghebreal4343 2 месяца назад
wowww you encouraged me to learn and work.
@IbelongtoJesus123
@IbelongtoJesus123 2 месяца назад
Welcome memhrey kemti lmud blux srah yeqenelna kem ane wela ko dhire beteseb nay za chanelkum ente konku gnake bzuh temahire eye mo kbret yhabelna ♥️
@lbonamedia
@lbonamedia 2 месяца назад
ክብረት ይሃበለይ❤❤❤
@IbelongtoJesus123
@IbelongtoJesus123 2 месяца назад
መምህረይ ሓንቲ ግና ከም ሪኢቶ እያ፡ እቲ ብውሽጢ ዘሎ ክላሲክ ሙዚቃ ነቲ ዝወፅእ ዘሎ ቃላት ይዕብልሎ ኣሎ እሞ እንተ ዝትሕት ፅቡቅ ነይሩ፡ ከሙ ዉን ኣሎ “Alpha waves” ኣብ ዩቱብ ብኸምዚ እንተ ትትክኦ ብጣዕሚ ፅቡቅ ነይሩ ርእይቶ ስለ ትቅበል እየ so thanks 🙏🏾
@lbonamedia
@lbonamedia 2 месяца назад
የቐንየለይ ብጣዕሚ ጽቡቕ ሓሳብን ሃናጺ ርእቶን እዩ ስለተገዳስነትካ ካብ ልቢ የመስግን ክብረት ይሃበለይ። ኣብ ህይወትካ ሰሰናዩ እምነየልካ❤️❤️❤️
@user-ne4tc3dp6f
@user-ne4tc3dp6f 14 дней назад
Amlak xegaka ybzahayo behaqi tesfa kemen koynuna seleste gze degimeya abet kndey yxenane eyu
@lbonamedia
@lbonamedia 14 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበለይ ኣምላኽ ይባርኪ ❤❤❤
@user-ne4tc3dp6f
@user-ne4tc3dp6f 13 дней назад
Bmntay krekbeka ykel mkri deliye nere
@halenamotivation5065
@halenamotivation5065 2 месяца назад
I appreciate you my bro, to Details my question, i will quote to by our langauge .እዚ Affirmation ናትካ ድ፡ዩ ? ናትካ እንተኮይኑ ንፉዕ!! ዋላ ካብ መወከሲ ረኪብዮ? እዛ መጽሓፍ ካበይ ክረክባ ይክእል።ሰለ ግሉጽነትካ ኣቀዲመ የመስግነካ !
@lbonamedia
@lbonamedia 2 месяца назад
ሰላም ሀለና ስለተገዳስነትክን ዝሃብክኒ ክብርን እንዳ ኣመስገንኩ ናብ ሕቶኺ ክኣቱ። ብመልክዕ መጽሓፍ የላን ባዕለይ ይሕግዝ እዩ እለ ዘዳለኽዎ እዩ።ይኹን እምበር ገለ ገለ ቃላት ወይ ሓሳብ ካብ ዝተፈላለዩ መጽሓፍቲ ዘንበብክዎም ከዳልዋ ከለኹ ኣብ ኣእምሮይ ዝመጽኑ በቲ ናተይ ቅዲ ተጠቕመ ክኸውን ይኽእል እየ። ኣብዛ መጽሓፍ እዝኣ ኣላትኪ ኣንብብያ ክብለኪ ዝኽእል ግን የብለይን ።ክብረት ይሃበለይ❤❤❤
@AfariMadSleuthExportedSalt
@AfariMadSleuthExportedSalt 28 дней назад
ሂድ ውጣ ቦቢ ቀውስ ድንጋይ ደደብ
@lbonamedia
@lbonamedia 26 дней назад
ምን ተገኘ ወንድሜ ስተት ካረግኩ ኣርመኝ እኔ ለማረም ዝግጁ ነኝ
@lbonamedia
@lbonamedia 26 дней назад
ምን ተገኘ ወንድሜ ስተት ካረግኩ ኣርመኝ እኔ ለማረም ዝግጁ ነኝ
Далее
🤘РОК или ПОП?💖
3:20:26
Просмотров 1,7 млн