Тёмный
No video :(

ን ሃገረ ኤርትራ ብደቡብ እትዳወባ ሃገር ኣላታ ድያ? 

HALEWA SEWRA TV
Подписаться 15 тыс.
Просмотров 20 тыс.
50% 1

ቃለ መሕትት፥- ን ሃገረ ኤርትራ ብደቡብ እትዳወባ ሃገር ኣላታ ድያ?

Опубликовано:

 

21 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 117   
@frehaile6298
@frehaile6298 2 года назад
Eritreawnet kbur mennet 🇪🇷❤️🇪🇷 Thanks for teaching Young Eritreas 🙏 💎💎💎💎💎💎💎🌹🇪🇷👈🏼
@aa.g.3248
@aa.g.3248 2 года назад
All of you Jeganu 👍👍👍🌷🌷❤️❤️🙏🏽🙏🏽
@almaztzegazeab2232
@almaztzegazeab2232 2 года назад
🇪🇷 🇪🇷 ጽቡቕ መደብን ኣቀራርባ ደቂ ኤረ ጀጋኑ🇪🇷 🇪🇷
@brhanalem5387
@brhanalem5387 2 года назад
AMLAG NKULU HZBI ERITREAN MERETAN YBARG 👏❤️🇪🇷😘👏❤️🇪🇷😘
@senaitteklai8163
@senaitteklai8163 2 года назад
የቐንየልና ደቂ ኤሩ። 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
@medhaniebaire60
@medhaniebaire60 2 года назад
Welcome Halwaswera Media 🥰🥰🌹👍👍❤️❤️😘🙏🤩🤩🤩🙏❤️👍🌹👍😘🤩🙏🤩🤩🤩😘😘❤️👍🌹🌹🌹🌹🌹🥰👏👏👏🙏😘😘❤️❤️❤️❤️
@selemawittekle5890
@selemawittekle5890 Год назад
🇪🇷 my God be with right people he we are Eritreans we love 💕 you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷!!!
@ydydhdh7075
@ydydhdh7075 2 года назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርትን ኣጋላልጻን ከይተሓለልኩም ቀጽልዎ ኤርትራ ብደቃን ንደቃን ንኩሉ ግዜ ተከቢራ ክትነብር ያ
@Ourvision971
@Ourvision971 2 года назад
ሓያል ዝክሪ ኣብ ሓቂ ዝተደረከ ሓቀኛ ፊጻመ ዝገልጽ ግጥሚ ፈጺሙ ዘይምንወካ መመሊስካ ክትሰምኦ ዝድርክን ንቲ ሓቀኛ ጉኡዞ ኣርካናት ሓርበኛታት ኣበይትን ንኣሽቱን ተጋደልትና ዝሓለፍዋ ከቢድን ሓያልን ንክትኣምኖ ዘጸግም ጉኡዞ ንናጽነት ሓገርካን ሕዝብካን ሓቀኛ ስእሊ በዚ ስነጥበብ ኣብ ኣእሞሮካ ይሳኣለካን ኣብ ቅድሚ ኣይንካ ቅጅል ይብለካ ንዚ መስገደል ዝሓለፍ ሓርበኛታት ተጋደልትና ሓበንን ክብርን ሞጎስን ይሰማኣዩም ስዋኣትና ወትሩ ኣብ ልብና ብስራሕናን ብመብጽኣና ይደበሱ ክብርን ሞጎስን ንጅግና ሓይልታት ምክልካል ኤርትራ ዓወት ንሓፋሽ።
@naqfa7-836
@naqfa7-836 2 года назад
🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@yors6533
@yors6533 2 года назад
Eritrawenet kubur menenet 🇪🇷♥️💪🇪🇷♥️💪🇪🇷♥️💪💯💯💯💯🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@naqfa7-836
@naqfa7-836 2 года назад
🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷👍🇪🇷💪
@girmaykidane2808
@girmaykidane2808 Год назад
መርሃባ ደቂ ኤሬይ ደስ ክትብሉ ክትእከቡ ከለኹም ከመልካኣልኩም እግዚአብሄር አይፈላልየና ንኤረሬና ስላምን ፍቕሪ ንህዝብና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕊🕊🕊🌟🌟🌟🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯✅✅✅
@ami_su
@ami_su 2 года назад
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@semaiabraham4972
@semaiabraham4972 2 года назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐🙏🙏
@haniwedigerye7000
@haniwedigerye7000 2 года назад
Thanks deki erey meksenat xibuk astemhiro.
@michaelkeleta5016
@michaelkeleta5016 2 года назад
ናይ በሓቂ ሓደ ካብ ሓደ ዘይበላለጹ ኣብ ምግላጽን ኣብ ምጉስጋን ነዚ ንኡስ ወሎዶ ኤርትራዊ መቸም ትገብርዎ ዘለኩም ኣበርክቶ ብቀሊል ዝግመት ኣይኮነን ንኡስ ወለዶ ኤርትራዊ ተማሃር ካብዞም ዓበይቲን ነኣሽቱን የሕዋትና ስለ ጽቡቅ ኣስተምህሮ ትህቡና ዘለኣኩም ከኣ ዕድመን ጥዕናን ኣይፈለ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ቪቫ ደቂ እዛ ሓላል መሬት ኤርትራውያን!!
@paulosmehari-il9qo
@paulosmehari-il9qo Год назад
ብጣዕሚ ኣብ ሚድያ ደኺምና ነርና።
@senaitgrmaiy1218
@senaitgrmaiy1218 2 года назад
ናይባሐቂ ጹቡቅ መደብ ኔሩ ቡዙሕ ተማሂርና ቀጽልዎ አብ ጎኑኹም አለና. 🙏❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🌹💐🐫
@amra5753
@amra5753 Год назад
True
@biriktikidane8415
@biriktikidane8415 2 года назад
ጎረቤት ዘይኮነስ ጎርበጥቲ አለዎ ሽንካራት
@helentzeggai3419
@helentzeggai3419 2 года назад
❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏾👍🏾👍🏾
@teklebarey5922
@teklebarey5922 Год назад
Wetru hagedey🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@busd7688
@busd7688 Год назад
አይኒ አበይኩም እደፈን ❤❤❤❤🎉🎉🎉😢🎉🎉😢🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@paulosmehari-il9qo
@paulosmehari-il9qo Год назад
ንሃገራውነት ከይሓስብ እንድዮም ወያነ ፈራሺኾሞ።
@eritreanme3415
@eritreanme3415 2 года назад
ኤርትራ ኤርትራ ዝጨኑ ደስ ዝብል ሜድያ 🥰🙌🏾🇪🇷
@paulosmehari-il9qo
@paulosmehari-il9qo Год назад
እቶም ኣብ ስልጣን ዝመጹ እዮም ጠንቂ ናይዚ ሕጂ ውጽኢት።
@beyonaburuk9855
@beyonaburuk9855 2 года назад
Yes
@maharitecle68
@maharitecle68 Год назад
ሰባት ዘይኮነ'ስ እቲ ምንጪ ኣተሓሳስባ ምስ ዝመሓው ጥራይ እዩ ካብ መሰረቱ ክቅየር ዝኽእል።
@yemanegebremedhin1841
@yemanegebremedhin1841 Год назад
ኢትዮጵያ
@yonastesfa1287
@yonastesfa1287 Год назад
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️✊️✊️
@paulosmehari-il9qo
@paulosmehari-il9qo Год назад
ልዕሊ ኩሉ ቅድሚ ኹሉ :ንኹሉ ወንዚፍና ሃገሪውነት:ልኡላውነት ቀጥ ንሪመይ ክሳብ ንዘንቲ ዕለት።።።።።።
@hevennatey417
@hevennatey417 2 года назад
ሰላም ብመጀመርታ ንኩሉኹም የመስግን ቀጺለ ሊንጎ ተኸቲብካ ትመስል ትግራይ ሀገር ክትኸውን 50 ሚእታዊት ሂብካዮም ኢልእ ብሶማሊላንድ መሲልካ ካብ ሶማሊላንድ ኣይሐምቁን ዮም ኢልካና ሶማሊላድ እኮ ባሕሪ አለዎም ትግራይ እንታይ ሒዛ ሀገር ክትኮዉን እሞ ምስኩለን ጎሮባብታ ዝተቃሰለት ሀገረ ትግራይ ግን ዘሐጎሰኒ ዓንቂን ወዲ ጁዋን ህዝባዊ ግምባር ዝመልመሎም ሀገራዊ አገልግሎት ልዕሊ ተጋዳላይ ህዝባዊ ግምባር ቡቁዓት ኮይኖም ወጽዮም ገርሙና ተባራበር
@user-ic1wo4kg3f
@user-ic1wo4kg3f 2 года назад
ጌጋ ተረዲእካዮ ፡ ንሱ ዝበለ ትግራይ ዘይኮነ ኢትዮጵያ ኢሉ። ስምዓያ
@paulosmehari-il9qo
@paulosmehari-il9qo Год назад
ናየይመን
@helenteklu4189
@helenteklu4189 2 года назад
✌✌✌👍👍👍👍👍👏👏👏👏👏
@paulosmehari-il9qo
@paulosmehari-il9qo Год назад
ሊብያ ሱርያግብጺ ኡርድን ወዘተ
@saraabay7231
@saraabay7231 2 года назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪❤
@tesfagergishsereke144
@tesfagergishsereke144 Год назад
ብክፍለ ሃገራዊ ኣቃውማ ምድራዊ ካርታ ስለ ዝሓስቡ ፡ልዕሊ ኢትዮጵያዊ ሃገራዊ መንነት ንክፍለ ሃገራዊ መንነት ስለ ዘቀድሙ ብእኡ መሰረት ክጽውዑ ይድልዩ፡ ስለ,ዚ ንሕና ድማ በቲ ድሌቶም በቲ ክልላዊ መንነቶም ንጽውዖምን ከም ንዳዎቦም ንገልጽ።
@amra5753
@amra5753 Год назад
Good mornig
@negaaraya6811
@negaaraya6811 Год назад
ንሓደ ህዝቢ ከም ህዝቢ ከም ጸላኢ ምርኣይ ፋሽሽታዊ ኣረኣእያን ሓሳብ ዘለዎን እዩ። ኤርትራዊ ካኣ ንዝኾነ ህዝቢ ከም ህዝቢ ፍጹም ከም ጸላኢ ኣይርእን ርእዩ'ውን ኣይፈልጥን እዩን። ወያነ ግን ኣነ ካብ ዝፈልጦ ካብ መጀመርያ 1977 ዓ.ም ብፍላይ ነቲ ኣብ ከባቢ ኣድያቦ ላዕላይ ማለት ከባቢ ዓደውዓላን ሽራሮን ክሳብ ንተከዘ ሰጊርካ ኣብ ሑሞራን ወልቃይት ጸገዴን ዝተቐትሉ ኤርትራውንን ኢትዮጵያውያንን {ትጋሩን} ዝተዘመታ ጥሪትን ንብረትን እንተተዘኪሩ ኣዝዩ ብዙሕ እዩ። ነዚ ካኣ ኣነ ክሳብ ሕጂ ዘይርስዖምን ፍሉጣት ኤርትራውያን ብወያነ ዝተቐትሉን ኣለዉ። ድሕሪ ናጽት ኤርትራን፡ ወያነ ኣብ ስልጣን ኢትዮጵያ ኮፍ ምስ በለን ካኣ፡ ወያነ ምስ ኤርትራ ኲናት እዩ ወሊዑን። ድሕሪኡ ካኣ መልሰ ዜናዊ ንኤርትራውያን ካብ ኢትዮጵያ ክስጎምን ንብረቶም ክዘምቶም ከሎን ዝበሎ ካኣ ንሕና ሕብሪ ዓይኖም ደስ ንዘይብለና ጀርመናውያን፡ ጃፓናውያን ይኹኑ ኤርትራውያን ክንሰጎም መሰልና እዩ ክብል ዝተዛረቦ ፋሽሽታዊ መስርሕ እዩ ነይሩን። ብዳቡብ ንኤርትራ ተዳውባ ሃገር ካኣ ዋላ'ቲ ህዝቢ ዝተፈላለየ ኣረኣእያን ስኒት ዘይብሉን ይኹን እምበር፡ኢትዮጵያ ትባሃል ሃገር ካኣ፡ ምለሊክ ኣብ ኢትዮጵያ ጣልያን ካኣ ብመግዛእቲ ንኤርትራ ሒዙሉ ኣብ ዝነበረሉ እዋናትን፡ ብሓፈሽኡ ኤውሮጳውያን ንኣፍሪቃ ምስተማቐልዋን፡ ኩለን ሃገራት ኣብ ኣፍሪቃ ሽዑ እየን ዝተመስረታ። ስለዚ ኢትዮጵያ ካብተን ናይ ኣፍሩቃ ሃገራት እያን። ብደቡብ ካኣ ትዳወበና ሃገር እያን። እዚ ናይ ተጋሩ ትግራይ ትግርኚ ዝባሃል ብሂል ካኣ ፖለቲካዊ ሓሶት እዩ እምበር፡ ቋንቋ ትግርኛ'ሲ ውላድ ግእዝ እዩ። ግእዝ ካኣ ኣብቀርኒ ኣፍሪቃ ንመጀመርያ ግዜ ኣብ ኤርትራ እዩ ኣትዩ። ስለዚ ካኣ እያ እዛ ኤርትራ፡ ኣብ'ቲ መጀመርያስ ምድረ ግእዝ እያ ትባሃል ነይራን። ስለዚ ናይ ግእዝን ናይ ትግርኛን ቀዲ ዋናን ካኣ ኤርትራ እያን። ስለዚ ኤርትራ ኣብ'ቲ እዋናት'ቲ ቅድሚ ኩለን ዘን ሃገራት ኣፍሪቃ ፍሉይ መጸውዒ ዝነበራ ሃገር እያን። ብሰለስተ መለለዪ ኣስማት ካኣ ትጽዋዕ ነይራን። ቅድሚ ኩለን ኣብ ከባቢና ካብ ዘለዋ ሃገራት ካኣ ብሕግታት እንዳባ እያ ትማሓደር ነይራን።
@paulosmehari-il9qo
@paulosmehari-il9qo Год назад
ኣየናይ መራሒ ኣምሓራይ ነሩ ብዘይካ እታ ቓንቓ ኣምሓሪኛ?
@paulosmehari-il9qo
@paulosmehari-il9qo Год назад
ህዝብኻ መንእሰይካ ብረይ ዎሽ ገሮሞ ንዓና ግዝየና በሊዑና ጎስጓስ ኣስተምህሮ ዘድልዮ እዩ።
@user-fx1ch5uz1k
@user-fx1ch5uz1k 15 дней назад
😭😭😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@paulosmehari-il9qo
@paulosmehari-il9qo Год назад
ኣመሪካ ዕድል እንተለዋ ይከኣል እዪ ይመስለኒ ዓባ ይ ይጎስላቪያ ከም ኣብነት ንውሰድ ረብሓ ኣመሪካ እንተኾይኑ የስግእ እዩ።
@paulosmehari-il9qo
@paulosmehari-il9qo Год назад
ኣብ ሃዋህው ዘላ ሃገር እንተላ እንድዒ ብዘይካ ኢትዮጵያ
@amanuelgebrenugus2604
@amanuelgebrenugus2604 2 года назад
ኣዝዩ መሳጢ ዝኾነ ትንታነ! በጃኹም ኩሉ ግዜ ነዞም ናይ ሎሚ ኣጋይሽ ዓድምዎም፡
@yemanegebremedhin1841
@yemanegebremedhin1841 Год назад
ሃገር ኣላቶም ብዛዐ ሃገሮም ንኢትዮጵያ ይምልከት ኣብ ማስሚድያ ምዝራብ ተኣፋፋፊ ኢዩ
@paulosmehari-il9qo
@paulosmehari-il9qo Год назад
ወያነ ድርድሪት ተዓጢቃ ውዒላቶ እንድያ
@paulosmehari-il9qo
@paulosmehari-il9qo Год назад
ቆልዓ ሰበይቲ እሞ ኣብ ኢሮጳ ብደንጎላ :ኣብ ዉሻጠና ኣቲዮም ዓቢጉድለት ናትና እዩ።
@senaitsetant748
@senaitsetant748 2 года назад
አበይ ደአ ትስዕስዑ አብለለካዬ ሔልክሽክሽ ሞይተ አማን ብአማን
@ramandebene1131
@ramandebene1131 7 месяцев назад
ህወሓት ዝተከተልዎ እስትራተጂ ምስቲ ዕላመኦም እዩ ዝኸይድ ዕላማኦም ካኣ ጸቢብ መስፊናዊ መሰረት ዘለዎ ዓለታውን ኣክራሪ ኣስፋሕፋሒ ስኔ ኣእምሮ ዘለዎም ስለዝኽነ ን ህዝቢ ትግራይ ኣብ መስሪዖም ክሰርዕዎ ናይ ግድን እዩ ካልእ ገስጋሲ ስልጡን ኣተሓሳስባ ከስሪጽሎም ባህሪያቶም ኣይፈቅድን እዩ። ህዝቢ ትግራይ ጅሆ ሕዞሞ ክሓስብን ክመራመሪን ዓይኑ ከነቅሕ ኣይድለን እዩ ከምዚ ክኸውን ምስ ካልእ ህዝቢ እህን ምህን ክህልዎ ኣይደለን ከጻልእ እዮም ዝደልይዎ።
@rezenedebesay5275
@rezenedebesay5275 Год назад
Leyabu
@asmarabella2629
@asmarabella2629 2 года назад
🇪🇷🏅🇪🇷 ብራቮታትት ካብዚ ንላዕሊ ኽትቕጽልዎ ይላቦ።ሪኢቶይ ሕቶታት ኣይትደጋግሙ ብፍላይ ዓንቂ ሕቶታትካ ሐጸርትን ንጹራትን ኣብዘይሙካኖም ነወሕቲ እዮም።ካልኣይ ከም ሊንጎ ኣብ ታሪኽ መጽናዕቲ ከም ዝገበር መጠን ምስ ብዓል Dr.ጊዶን ወይ Prof. ኣስመሮም ዝኣመሰሉ ወይ ድማኒ ምስ ውልዶ መናእሰይ ሞኮነንን ጽሃየ ( ወላ ተቓዋማይ ይኩን) ተተጋጥምዎ እቲ ዘተ ካብ መጠን ንላዕሊ ምሃርን ኣካታዕን ምኮነ ይብል። ሕሰቡሉ ኢኩም! 🇪🇷🏅🇪🇷
@paulosmehari-il9qo
@paulosmehari-il9qo Год назад
20 ዓመትመርሕነት ወያነ?
@paulosmehari-il9qo
@paulosmehari-il9qo Год назад
ንኢትዮጵያ ክጎዛዝዩ ድዮም 27ዓመት እብ ኮረሻ ተወጢሖም ነሮም?
@negaaraya6811
@negaaraya6811 Год назад
እዚ ንኤርትራስ ብደቡብ ተዳውባ ሃገር ኣላ ድያ? ኢልካ ከም ሕቶን ከም ኣካታዒ ኣጀንዳን ቀሪቡ ዘሎ'ሲ ምስጢሩ እንታይ እዩ? ጣልያን ንኤርትራ ኣብ ግዝኣቱ ምስ ኣእተዋን፡ ኢትዮጵያ ካኣ ኣብ ትሕቲ ንጉስ ምለሊክ ከላን፡ብሓደ እዋን'ዶ ኣይኮናን መዳውብቲ ሃገራት ኮይነንን በቲ ብ1900 ብ1902 ብ1908 ዓ፡ም ዝተደወበ ዶባተንን ከም ኩለን ሃግራት ኣፍሪቃን ከም ሃገራትን ዝቖማ፡፡ ኢትይዮጵያ ካኣ ዋላ'ኳ'ቲ ኣብ'ቲ ህዝቢ ዘሎን ካብ ነዊሕ እዋን ዝጸንሐ ሓድነት ዘይብሉን፡ ነንሓድሕዱ ክጋራጮ ዝነበረን ዘሎን ይኹን እምበር ኢትዮጵያ ሃገር እያ ኣሕዋት፡፡ እዚ ሕጂ ብወያነ ተወሊዑን ናብ ዝላዓለ ግርጭት ኣዕብይዎ እንተሎን'ውን፡ ንሃገርነት ኢትዮጵያስ ፍጹም ኣይቅይሮን እዩ፡፡ እዚ ብወያነን ብዘርኢ ወያነን ዝባሃል ዘሎ ግን ናይ ሸፋቱ ሕልሚ እዩን፡፡ ብደቡብ ምስ ኢትዮጵያ ብምዕራብ ምስ ሱዳን፡ ብምራቕ ካኣ ምስቲ እጃምና ቀይሕሪ ዝዳወባና ሃገራት ባዓል ሱዑድያን ወዘተ ካኣ ካኣ ንዳወብን፡፡ እዚ ከም ሕቶ ቀሪቡ ዘሎ ግን፡ ግጉይ ሕቶ እዩን። ኢትዮጵያ'ኮ ከምቲ ኣመሪካዊ ጆን ፎርተር ዳላስ ዝበሎ፡ ኤርትራ ከም ድሌት ህዝባ ናጽነት ይግባኣ ነይሩ፥ ንስትራተጂካዊ ረብሓና ክንብል ግን ምስ ኢትዮጵያ ብፈደረሽን ንቖርና ኣለና ኢሉን ብናይ ኣመሪካ ዝላዓለ ድፍኢትን፡ ካብ 50 ታታት ክሳብ ዕለተ ናጽነትና መሪር ብረታዊ ቃልሲ ኣሕሊፍናን ሕጋዊ ናጽነትና ዘረጋገጽናን፡፡ ሕቶኹም ቀይሩ ካኣ ይብለኩምን፡፡
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 Год назад
Eritrean Ane ifetekumo Wedisera
@paulosmehari-il9qo
@paulosmehari-il9qo Год назад
ንኤሪትራ በታቲኖም ነዓቶም ዝምእዘዝ ዝግዛእ ስርዓት ኣብ ኤርትራ ።እንተዘይኮይኑ ንኤርትሪያ ፈናጢሖም ኣናቒቶም ጎዛዚዮም ካብትን ካበትን ጎዛዚዮም ዓባይ ትግራይ ምምስራት እዩ።ትግራይ ትግርኛ :ኣግኣዝያን :መፈንጫሕ መሰንገልና: ኣሕዋት ኢና ::ኤርትራ ትበሃል ክትህሉ የብልናን።ነሱ ዘይኮነን ቓንቑኦም።
@zezuzanzan4946
@zezuzanzan4946 2 года назад
ሊንጎ ሎቅማጽ ድኣ እንታይ ክገብር ኣብ ናይዞም ምእዙዛት ገላዮ ገዛ መጺኡ ምስ በዓል ዮኤል ቃለ መሕተት ገሩ ናብ ደምበ ተቃውሞ ዝኣተወ መሲሉኒ ኔሩ እዚ መንቀላወጢ::
@kuflomghebre6673
@kuflomghebre6673 Год назад
ናይ ሃገራት ውሽጣዊ ስነ-ኣእምሮዊ ኣታሓሳስባን ኣቃውማ እንታይ ይመስልን ብኸመይ ክቅጽልን ከይተንከፍካ ንሃገረ ኤርትራ ብደቡብ እተዳውባ ሃገር ኣላታ ድያ? ንዝብል ሕቶ መልሱ100% እወ እዩ እቲመልሲ ኢትዮጵያ ትብሃል ሃገር ከምዘላድማ ብድሙቅ ከነስምረሉ ይግባእ ምኽንያቱ ሃገራት ብመግዛእታዊ ዶባት ዝተስረታ ስለዝኾናን ኤርትራ ከምሃገር ንናጽነትና ክንቃለስ ኣገዳሲ ነጥቢ ስለዝኾነ ሕላውነት ኢትዮጵያ ምርዳእ ከገድሰና ኣሎዎ በዚኣጋጣሚ ብዛዕባ ነዚ ጉዳይ ክዛራረቡ ዝመጹ ካብዞም ኩሎም ተመያየጥቲ እቲ ብሱል ብናተይ ትዕዝብቲ ገዲም ተጋዳላይ ስዩም ብርሃነ(ስየመ) ኮይኑ ረኺበዮኣሎኹሞ ካልኦት ተመያየጥትውን በርትዑ ክብለኩም ይፍቱ።
@paulosmehari-il9qo
@paulosmehari-il9qo Год назад
ወዲ ሪመይ ስጠም አብ ሪመይ ስጠም ።
@yemanegebremedhin1841
@yemanegebremedhin1841 Год назад
ማሂምነት ኣጥፊኦም ውን ኢዮም
@rezenedebesay5275
@rezenedebesay5275 Год назад
Anes kurub godaetna buzuhat gin nigudia yemesleni neyru leka ab Eritrea buzuhat godaetna wuhudat Ena nigudia
@solomon2666
@solomon2666 Год назад
Animals
@mbkeren3061
@mbkeren3061 2 года назад
Lingo ede Bixitka Senait Debesay abey ala haleftikan abotatkan Arkanat Gedli abey alewu elka eske nebsika hiteta 30 amet tegadilom 23 amet ab continer entay yisimaka 23 amet weyane elka weyane diyom asiratom hadimka keyakil dimxie keman aytikonomin
@petrosgebar4607
@petrosgebar4607 Год назад
ሊንጎ ገልዲ ዱዃ፡ ብዕራይ ጀቕጀቕ
@brhanalem5387
@brhanalem5387 2 года назад
AYEWE IZI KULU JGNNET AB THTI AMLAG KNDZI JGNNET ALO AMLAG BRKGIM YTSNAI (KZHZH YEBLEKA BKNDEY HARGOTSGOTS NAY KEYBELU N HADSH WELEDO ZTEKALESU DO HJI MSTOM JGNNET KNIQBO NAY GDN IYU MIQAB MIQAB DEKI EREY👏❤️🇪🇷😘
@tigraiprivel9249
@tigraiprivel9249 Год назад
Bidebub tidawebena dia kit tefie alowa kem daynasor Kenya eya
@mbkeren3061
@mbkeren3061 2 года назад
Bejakum manta entealekum Eritrea kemay ala Elkum nebsukum hitetu 30 amet higi, kuwam, naxa bet firdi, parlama kaynigeber weyane kelina
@tefeybeyene5789
@tefeybeyene5789 Год назад
መሳጢ ክትዕን ትምህትን።
@user-wz8qd6tw8j
@user-wz8qd6tw8j 2 года назад
ኣንታ እንታይ ልውስውስ ዝበለ ዘረባዩ ይዋእኩም ዝበሃሉ እዚኦም ዬም ብደቡብ ነኤርትራ ዝዳዎባ ኣለዶ? ሓጻር መልሲ እወ ዩ እንተዘየለ ከም በዓል ሊንጎን ዓንቀመንቅን መልስሰ ይትረፈና
@bieri6294
@bieri6294 2 года назад
Hensa Building anta wdei deka temm elka shehanika hexeb ntay afelteka sebeay tekonka be shemka zyteatew Resahe
@bieri6294
@bieri6294 2 года назад
ny tegaru mehurat kendi egery hexabkum yeblomen ajokum bezeleale kexelewo
@tarikkalsi6749
@tarikkalsi6749 2 года назад
Festival zibehal bizaeba hagerka ehin mihin mibal eu enber bi zero jemirka bi zero ziwidie riena aynifeltin .
@robel4420
@robel4420 2 года назад
Kkkkkkkk ሓለዋ ሰውራ እዋይ ጸገም ደሓን ንግዜ ንግደፎ እታ ጉሓፍ
@sabahaile8780
@sabahaile8780 Год назад
እዚ ሽም ናይዚ ቻነል ሂብካዮ ዘለካ ዋጋ ክትከፍለሉ ኢኻ ደም ንጹሃት ተጋደልቲ ዝሰተየ ሓለዋ ሰውራ ብኡ ብምሽያምካ ዋጋ ኪትከፍለሉ ኢካ !!!!!!!!!!!!!!!
@yemanegebremedhin1841
@yemanegebremedhin1841 Год назад
ተጋጊኻ በጀካ ኢትዮጵያ ካልእ የለን ኣይትጋገ
@tesgaytesfamicheal4755
@tesgaytesfamicheal4755 2 года назад
Trekna kdmsesu ksendu zeydalu sebat alowu snedwo
@meraadu3509
@meraadu3509 2 года назад
ኣይምስ ኤርትራ ኣይ ምስ ኢትዮፕያ ኣይርግኦ ኣይጸባ ኮይንና ቀሪና እኮ ኢሎም እዮም ባዕሎም
@hensabuilding1267
@hensabuilding1267 2 года назад
ፎኦኦኦኦኦኦኦኦኦኦኦ
@mbkeren3061
@mbkeren3061 2 года назад
ክልተ ዳስ ኣብ ዳላስ እቲ ሓደ ዕድመ ምልኪ ንምውሓስ እቲ ሓደ መሰል ውጹዕ ንምምላስ፥ እቲ ሓደ ጽልኢ ኣብ ህዝብታት ንምሕዳስ እቲ ሓደ ነቲ ሓደ ጸላኢ ኤርትራ ንምንቃስ፥ እቲ ሓደ ንታሪኽ ዓመጽ ህዝቢ ንምህሳስ እቲ ሓደ ንፍትሒ ኣብ ኩሉ ንምንጋስ፥ እቲ ሓደ "እቲ ሓያል እዩ ቅኑዕ" ንምጉስጓስ እቲ ሓደ "እቲ ቅኑዕ ብኸመይ ይሕይል" ንምቕያስ፥ እቲ ሓደ " እምባሕ በል ኤርትራዊ" ንምትኻስ እቲ ሓደ " ቋሕ በል ኤርትራዊ" ንምቕስቃስ፥ እቲ ሓደ ን"መንደላይ" ንምውዳስ እቲ ሓደ " 'ታይ ጉዳይ ኣለካ ካብ ፍትሒ ዝዓቢ!" ንምህያስ! ክብርኣብ ይመስገን
@hanayifterelu6856
@hanayifterelu6856 2 года назад
ወያል ጅንታ
@alextek8741
@alextek8741 2 года назад
Suk bel fessawi kur kur agame
@mbkeren3061
@mbkeren3061 2 года назад
@@alextek8741 nisu da nay abokan diu ab Eritrea higi Quwam alenado keytibil id6
@humedthekeren1161
@humedthekeren1161 2 года назад
Ezom Tigray tiewet....tegahfkum ekum....hager kitshetu zeyhaferkum esubat 👎
@mbkeren3061
@mbkeren3061 2 года назад
@@humedthekeren1161 bael niska da hilmikum eu semirilkum eziom 2 kelite Tigrina kibasu kifelaleu u hilmikum
@AlmightyGOD812
@AlmightyGOD812 Месяц назад
Bullshit
@tesgaytesfamicheal4755
@tesgaytesfamicheal4755 2 года назад
Esayas home hezom eyom weyany ab serra Eritrea delaym zegbru neyrom
@johneestifanos9631
@johneestifanos9631 2 года назад
ስቅበሉ ግዛዛዝኩ ዘሎ ሲኦል ረኣዩ።
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 2 года назад
"ሓለዋ ሰውራ" !!? 😂😂😂😂😂😂 በቲ ፣ ገድሊ ካብ እግሪ ተኽሉ ጀሚሩ ፍትሓዊን ዲሞክራስያውን ትካላውን ኣሰራርሓ ንኽህልዎ ተባሂሉ ብሰንኪ ዝቐረበ ገስጋሲ ምንቅስቓስ፣ ላህመት ሰውራን ናይ ኲናት ሊቃውንትን ምሁራትን፣ እንዳሓንሳብ ብስም መንካዕ፣ እናሓንሳብ ብስም የሚን፣ ብሂወቶም ከለው ብጸልማት፣ ብጎዞሞ ክሳዶም ዝብተኽሉ ብዝነበሩ፣ መሕረዲ ስጋ (ማቻላዮ) ዶ ሓለዋ ሰውራ ኢልኩም ሰሚኹሞ !!? 😂😂😂 ንኹሉ መጀመርያ ዘለዎ መወዳእታ ስለ ዘለዎን፣ ባዕልኹም ብዝፈጠርኩሞ ዕብዳንን ዳኣ ዕድመኹም ኣሕጺርኩሞ ኣለኹም እምበር፣ ንስኻትኩም መርገም ህዝቢ ኤርትራ ኢኹም።
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 2 года назад
ከም ብዓል ወዲ ሽዋን ግርማይ ዓንቅን ዝበሉ፣ በሉዎ ዝተባህሉ ጥራይ ዝብሉ ሓሲዮም ሓደር እሞ ይጽንሓልና፣ እዞም ከም ብዓል ሊንጎ ዝበልኩም ገዳይም ተጋደልቲ ግን፣ ኣብ ከምዚ ዓይነት ሕሱር ናይ ፕሮፓጋንዳ ስራሕ ክትጨማለቑ፣ ብጣዕሚ የሕዝን !! መበገሲኡ ቅድሚ ህግደፍ ዝነበሩ ገዛእቲ፣ ንረብሐኦም ክብሉ በብቁሩብ ዘተኣታተውዎኳ እንተኾነ፣ ካብ ኩሉ ንላዕሊ ግን ፣ ብፍላይ ድሕሪ ናጽነት ፣ህግደፍ ከም ስትራተጂ ዝሓዞ ሓደን ዝዓበየን ስራሕ እንተሎ፣ ምህናጽ ጽልኣት ተጋሩን ትግራውነትን'ዩ። ገለ ኣብነታት ክጠቅስ'የ፣ * ብቆልዑና ከለና ፣ዓጋመ ዕግም በሉ፣ ማይ ሰቲኹም ጋሕ በሉ እናበልና ዝዓበና ንሕና ኤርትራውያንዶ ኣይኮናን !? ካብዚ ዝዓቢ ጽልኢኸ ኣሎ ድዩ !!? * ባህሪን ኣተሓሳስባን ስነ ልቦናን ተጋሩን ትግራውነትን ንምንዋር፣ ጥውይዋይ ንዝበዝሖ ጽርግያ "ልቢ ትግራይ" ኢልና ንጽውዕ ንሕና ኤርትራውያንዶ ኣይኮናን !! ካብዚ ዝዓቢ መግለጺ ጽልኢኸ ኣሎ ድዩ !!? * ንትግራዋይ ኣድርሮ እምበር ኣይተሕድሮ ኢልና ንምስል ንሕና ኤርትራውያንዶ ኣይኮናን !! * ዋላኳ እንተኾነ ሕያዋይ፣ ኣይትእመን ንትግራዋይ ኢልና ንምስል ንሕና ኤርትራውያንዶ ኣይኮናን !!? * ቆማል፣ ቆዳር ዓጋመ ኢልና ንጸርፎም ንሕናዶ ኣይኮናን !! ካብዚ ዝዓቢ መግለጺ ጽልኢኸ ኣሎ ድዩ !!? ኣብ ምስርሑ'ኳ ዘይተዓወተን ዝሸፈለን፣ ብልክዕ ኣብ ተግባር ውን ኤርትራዊ ዝበሃል ሃገራዊ መንነት ፈጺሙ ዘየለ እንተኾነ፣ ኤርትራውነት ዝበሃል መንነት ንምስራሕ ተባሂሉ ህግደፍ ከም ቀዳማይ ስትራተጂ ዝሓዞ ነገር እንተሎ ግን፣ ከም መንነት ምስይጣን ትግራውነት'ዩ። እቲ ቀንዲ "ባህላዊ ጉዳያት ህግደፍ" ዝቖመሉ ምኽንያት ካኣ፣ ነዚ ሰይጣናዊ ዕላማ ንምስኻዕ እዩ። ብሙሉኦም ኣብዚ ውሽጢ 31 ዓመታት፣ ብባህላዊ ጉዳያት ህግደፍ ፣ካብ ኮሜዲ ክሳብ ዓበይቲ ፊልምታት ዝፈረዩ ስነ ጥባባዊ ስራሓት ብሙሉኦም፣ ንተጋሩን ትግራውነትን ንምጽላም፣ ንምውቃዕ፣ ንምስይጣን ዝዓለሙ እዮም። ኣብ ጽልኢ ትግራውነት መሰረት ዝገበረ ስትራተጂ ህግደፍ ብቀንዱ፣ ኣይተዓወተን ድኣምበር፣ ኤርትራ ትበሃል ሃገርን ኤርትራውነት ዝበሃል ሓድሽ መንነትን ንምስራሕ ተባሂሉ'ዩ። ኣብ ትግራይ ዘሎ ፣ክሳብ ስልጣነ ዝበጽሐን ኣሽሓት ዓመታት ዝገበረን ስጡም መንነት ዝውንን ሰፊሕ ሕብረተሰብን፣ እዚ ኣብ ከበሳ ዝነብር፣ ብታሪኽን ስልጣነን ባህልን ማሕበራዊ ክብርታትን ሃይማኖትን ብቋንቋን መንነትን ሓው ህዝቢ ትግራይ ዝኾነ ህዝብን እንዳሃለወ፣ ሓድሽ መንነት ክትሰርሕ ዘይሕሰብ'ዩ ። ስለዚ፣ ኤርትራዊ ዝበሃል መንነት ክስራሕ እንተኾይኑ፣ ነቲ ኣብ ትግራይ ዘሎ ትግራዋይን፣ነቲ ኣብ ኤርትራ (ከበሳ) ዘሎ ትግራዋይን ክትፈላልዮም ኣለካ። እዚ ንምግባር ካኣ፣ መጀመርያ ግዳይ ዝኾነ ሕብረተ ሰብ፣ እቲ ብኹሉ ነገራቱ ሓው ህዝቢ ትግራይ ዝኾነ ህዝቢ ከበሳ እዩ። ትግራዋይ መንነቱ መንጢሎም፣ ብቋንቁኡ "ብሄረ ትግርኛ" ኢሎም ጸዊዖሞ። ባይትኡን ሕግታት እንዳቡኡን፣ ክብርታቱን ባህሉን ሃይማኖቱን ስነ ልቦንኡን ኣዕኒዮም፣ ህዝቢ ትግራይ ጸላኢኻ'ዩ ኢሎም፣ ኣብ ጎስጓስ ጽልኢ ትግራይ ን31 ዓመታት ተጸሚዶም። ናይ ሓሶት ናይ ጽልኢ ታሪኽ ፈብሪኾም ። ናይ ሓሶት ታሪኽ ራእሲ ወልደሚካኤል፣ ሓደ ካብቲ ብዙሕን ዝዓበየን ኣብነት'ዩ። ኣብ መወዳእታ፣ኣብ ምህናጽ ኤርትራዊ መንትነ ምስ ፈሸሉን፣ ህዝቢ ከበሳ ካብ ህዝቢ ትግራይ ንምፍላይ ውን ምስ ፈሸሉን፣ ንምእማኑ ብዘጸግም መልክዑ፣ ታሪኻውያን ገዛእትናን ጸላእትናን ኣምሓራ ኣሰሊፎም ፣ ኣዕራብ ዓዲሞምን፣ተጋሩን ትግራውትተን ሓንሳብን ንሓዋሩን ንምጥፋእ፣ ናይ ጽንተት ወራር ኣካይዶም ። እንተኾነ ግን፣ ሕጂ ውን ህግደፍ ኣይተዓወቱን !! እቲ ሓቂ እዚ'ዩ !! እንተ ንስኻትኩም ግን፣ ካብ ረብሓ ህዝብኹም ኣንደልሂጽኩም፣ ነቲ ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነ ህግደፍ ንምቅንጃውን፣ ኣዕናዊ ፕሮፓጋንድኡ ንምስሳይን ተዓሲብኩም ጸሊም ታሪኽ ትሰርሑ ምህላውኩም፣ ጽባሕ ንግሆ ብኹሉ ነገር ከም ትሕተቱ ክስወጠኩም ይግባእ።
@user-ic1wo4kg3f
@user-ic1wo4kg3f 2 года назад
ብዛዕባ ኣብ ሰለስተ ተመቒሎም ዘለዉ ዓፋር ፡ ኣብ ክልተ ሃገረት ዝለዉ ትግረን ሃደንድዋን ከ እንታይ ርእይቶኻ ?
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 2 года назад
@@user-ic1wo4kg3f ፣ ዋላኳ ንእስ ዝበሉ ሕብረተ ሰባት ይኹኑ እምበር፣ ኩናማን ሳሆን ውን ኣለው። ዓፋር፣ ትግረ፣ ኩናማ፣ ሃረንደዋ፣ ሳሆ ኣብ ክልተ ምኽፋሎም፣ ክሳብ ሕጂ ዘምጽኣልና ጸገም የለን። እዚ ትግርኛ ካብ ዝኽፈል ንደሓር ግን፣ክሳብ ሎሚ ኣብ ሽግር ኣለና። ርሑቕ ከይከድና ኣብ 1998 ዘጋጠመ ኩናትን፣ እዚ ሕጂ ዘጋጠመ ወራርን እንተርኢናዮ፣ ክሳርኡ ዘሰምብድ'ዩ። ጌና ውን ይቕጽል'ዩ ዘሎ። ብዝኾነ ብናተይ ርኢቶ፣ እዞም ሓሙሽተ ሕብረተ ሰባት( ፍቓደኛታት ዝኾኑ )፣ ናብ ሓደ ክጥርነፉ ምግባር፣ እቲ ዝበለጸ መድሃኒት ንሰላም'ዩ ይብል።
@mhreteabandemicheal
@mhreteabandemicheal 2 года назад
መጀሜራያ ኣቶ ወልደስላሴ ደቂስካ ወይ ኣብ ሕልሚ ኮንካ ትዛረብ ከይትህሉ ተበራበር 2ይ ኤርትራዊ ኮንካ ሕተት ወይ ተዛረብ መኽንያቱ ኤርትራ ትብሃል ሃገር ወይ ህዝቢ ኤርትራ ህግደፍ ኣይኮነን መስሪትዎ ህዝቢ ኤርትራ ዩ ንህዝባዊ ግምባር ወሊድዎ ህዝቢ ኤርትራ ድማ ካብ ጥንቲ ጥቅምቲ ትግራዋይ ኮይኑ ኣይፈልን ኤርትራዊ ዩ ዝብሃል ኔሩ ምናልባት ህዝባዊ ግምባር ናይ ህዝቢ ኤርትራ ምስትያት እዩ ኢለ ደፊረ ክዛርብ እኽእል እዚ ንስኻትኩም ትዛረብዎ ዘረባ ግን ናትኩም ሽግር ዩ ንሱ ድማ ነብሰምትሓት ይብሃል። ቀደም ኢትዮጵያ ትብሃል ሃገር እንዳ መራሕኩም ኤርትራውያን ከነምበርክኾም ኢና ሕቖ ከበሳ ክንሰብሮ ኢና ኢልኩም ትፍክሩ ኔርኩም ሕጂ መሬት ከም ኣፍ ዑንቂ ምስ ጸበበትኩም ግልብጥ ኢልኩም ኤርትራውን ይሕዋትና ዮም ትግርኛ ዝዛረቡ ተጋሩ ዮም ንኻልእኩም በልዎ ኣብ 1998 ካብ ኢትዮጵያ ንብረቶም ዘሪፍኩም ጥራይ ኢዶም ዝሰደድኩሞም 90% ትግርኛ ኢዮም ኔሮም ንግደፎ እቲ ብዛዕባ ኤርትራ ጽቡቕ ትሓስቡ ኢኹም ዝብል ኣማር ብዝዓባ እቶም ትግርኛ ንዛረብ ውን እንተኾነ ቀዳማይ ጸላኢና ትግራዋይ ዩ ።
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 2 года назад
@@mhreteabandemicheal ፣😂😂 ኤርትራ ዝብል ቃል ጥንታዊ ዘይኮነ'ሞ ከመይ ጌርካ ኢኻ ካብ ጥንቲ ኤርትራዊ ክትከውን !!? ኤርትራ ዝብል ቃል መዓስን ብኸመይን መጺኡን፣ ኤርትራ ከም ሃገር ውን መዓስን ብኸመይን ቆይማ ውን ዘይትፈልጥስ፣ ኣነ ደቂሰ ከይህሉ ተጠራጢርካ !!? 😂😂😂😂😂 ብኸመይ ኢኻኸ ኤርትራዊ ኮይንካ ጸሓፍ ኢልካኒ !!? ኩሉ ሓቂ ዝዛረብስ ትግራዋይ እዩ ማለትካ ድዩ !!? ኤርትራዊ ምዃን ንኸም ብዓል ንስኻ ዝበሉ ሰባት ስለ ዘለውዎ ኣይኮርዕንየ እምበር፣ ካባኻ ንላዕሊ ኤርትራዊ ዜጋ እየ። ብመንነተይ ግን፣ ተዛራቢ ትግርኛ ክሳብ ዝኾንኩ፣ትግራዋይ መንነትዩ ዘለኒ። ንስኻ ግን ካብ ጥንቲ ጥቅምቲ ኤርትራዊ ኢኻ ።😂😂😂😂😂😂😂😂 ተበራበር፣ ድቁስ።
@alextek8741
@alextek8741 2 года назад
@@woldaislassie2930 Kebeba hamey hamey eni o agamino? Bsru🤣🤣🤣
@negaaraya6811
@negaaraya6811 Год назад
እዚ ንኤርትራስ ብደቡብ ተዳውባ ሃገር ኣላ ድያ? ኢልካ ከም ሕቶን ከም ኣካታዒ ኣጀንዳን ቀሪቡ ዘሎ'ሲ ምስጢሩ እንታይ እዩ? ጣልያን ንኤርትራ ኣብ ግዝኣቱ ምስ ኣእተዋን፡ ኢትዮጵያ ካኣ ኣብ ትሕቲ ንጉስ ምለሊክ ከላን፡ብሓደ እዋን'ዶ ኣይኮናን መዳውብቲ ሃገራት ኮይነንን በቲ ብ1900 ብ1902 ብ1908 ዓ፡ም ዝተደወበ ዶባተንን ከም ኩለን ሃግራት ኣፍሪቃን ከም ሃገራትን ዝቖማ፡፡ ኢትይዮጵያ ካኣ ዋላ'ኳ'ቲ ኣብ'ቲ ህዝቢ ዘሎን ካብ ነዊሕ እዋን ዝጸንሐ ሓድነት ዘይብሉን፡ ነንሓድሕዱ ክጋራጮ ዝነበረን ዘሎን ይኹን እምበር ኢትዮጵያ ሃገር እያ ኣሕዋት፡፡ እዚ ሕጂ ብወያነ ተወሊዑን ናብ ዝላዓለ ግርጭት ኣዕብይዎ እንተሎን'ውን፡ ንሃገርነት ኢትዮጵያስ ፍጹም ኣይቅይሮን እዩ፡፡ እዚ ብወያነን ብዘርኢ ወያነን ዝባሃል ዘሎ ግን ናይ ሸፋቱ ሕልሚ እዩን፡፡ ብደቡብ ምስ ኢትዮጵያ ብምዕራብ ምስ ሱዳን፡ ብምራቕ ካኣ ምስቲ እጃምና ቀይሕሪ ዝዳወባና ሃገራት ባዓል ሱዑድያን ወዘተ ካኣ ካኣ ንዳወብን፡፡ እዚ ከም ሕቶ ቀሪቡ ዘሎ ግን፡ ግጉይ ሕቶ እዩን። ኢትዮጵያ'ኮ ከምቲ ኣመሪካዊ ጆን ፎርተር ዳላስ ዝበሎ፡ ኤርትራ ከም ድሌት ህዝባ ናጽነት ይግባኣ ነይሩ፥ ንስትራተጂካዊ ረብሓና ክንብል ግን ምስ ኢትዮጵያ ብፈደረሽን ንቖርና ኣለና ኢሉን ብናይ ኣመሪካ ዝላዓለ ድፍኢትን፡ ካብ 50 ታታት ክሳብ ዕለተ ናጽነትና መሪር ብረታዊ ቃልሲ ኣሕሊፍናን ሕጋዊ ናጽነትና ዘረጋገጽናን፡፡ ሕቶኹም ቀይሩ ካኣ ይብለኩምን፡፡
Далее
Putin Əliyevdən nə istəyib? | Rəhim Qazıyev
05:32
SHIRT NUMBER OR SWIM 🙈💦
00:32
Просмотров 4,7 млн
Новый фонарик в iPhone с iOS 18
00:49
Просмотров 267 тыс.
Zombie Boy Saved My Life 💚
00:29
Просмотров 7 млн
ከይተበደልካ ክሰስ
2:00:25
Просмотров 16 тыс.
Putin Əliyevdən nə istəyib? | Rəhim Qazıyev
05:32