መንበረ ሰላማ ሚድያ ኣብ ዝተፈላለዩ ርእስታት ማለት አውን ኣብ ሃይማኖት ኣብ ታሪኸን ባህሊ ህዝቢ ትግራይ አድሂባ ብምንቅስቃስ አብ ቋንቋ ትግርኛ ናይ ኩሉ ዓይነት አገልግሎት ቋንቋ ከኸውን አብ ምግባር እጃማ ንምውፋይ ተዘጋጅያ ዘላ ሚድያ እያ :: መንበረ ሰላማ ሚድያ ንቕድሚት ክትሰርሖም እትደልዮም ብዙሓት ትልምታት ስለዘለውዎ ኣብ ሽትኡ ንምብፃሕ ናይ ኩልና ኣስተዋፅኦ ዕዙዝ ሰለዝኾነነ ናብ ኩሉ ብምብፃሕን ሓሳብ ብምልጋስን ንደጋገፍ ::
Welcome to Menebere Selama Media. It focuses on Tigray’s religious, historical and social issues (except politics). It has a long term vision in contributing in the development of Tigrigna to be a medium of all services.
Please Like, Comment, Share and Subscribe to our channel
13 сен 2022