Тёмный

"ኢሳያስ ትግራይ ትበሃል ዓዲ ክትህልው ኣይደልን" ቃለ መሕትት ምስ ተጋዳላይ ገብሩ __Interview_With_ Gebru Asrat 

Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Подписаться 108 тыс.
Просмотров 96 тыс.
50% 1

Well Come To Berakhe Show RU-vid Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Well Come To Berakhe Show RU-vid Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_criss
#Ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrean_Poletics
#Tigiray_poletics
#Yoseph_Gebrehiwot
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ዮሴፍ_ገብረህይዎት
#Eritrean_Poletics
#Gebru_Asrat
#ገብሩ_ኣስራት
#ተጋዳላይ_ገብሩ_ኣስራት
#Tigray_Poletics
#Eritrean_poletics

Опубликовано:

 

13 апр 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,2 тыс.   
@biniasli4331
@biniasli4331 2 месяца назад
ገብሩ ኣስራት ብጣዕሚ ዕድለኛ እዩ ክልተ ጌዜ ህልቂትን ሞትን ህዝብን መንእሰይ ትግራይን ምርኣዩ ህጂ ውን ምፍካር አየአእረፈን ዘሎ ናይ መወደኣታ ፁቡቅ ጌርና ክንቀብሮ ኢና we are Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mannyseretse
@mannyseretse 2 месяца назад
Mr. Gebru, you bear responsibility for the tragic Ethio-Eritrea conflict, leading to the loss of countless lives and the displacement of thousands. History will judge, and your actions to maintain power through border disputes will face scrutiny. Justice will prevail, and accountability awaits, as I trust in the divine justice to address these injustices, as it has for others.
@Balla291
@Balla291 2 месяца назад
Yesss, we are shabya 🇪🇷🇪🇷✊✊🇪🇷🇪🇷
@yonatanakalu-tk2xl
@yonatanakalu-tk2xl 2 месяца назад
Gohaf, lemani
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 2 месяца назад
ንስኻ ውላድ ሳዋ እንዳበልካ ቦሮቕሮቕ ካብትብል ዘይትምለስ ንሳዋኻ ኣታ ወዲ ሕስርቲ ዓጣሪት።
@GoboWeriez-nn8zo
@GoboWeriez-nn8zo 2 месяца назад
ንህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ናብዚ ናይ ሞትን ምጽልላእን ዘብጽሕዎ ፣ቑ 1 እዚ ጠንባር ገብሩ አስራት ኢዩ ።
@duliti7133
@duliti7133 2 месяца назад
ሓሻዊ
@wediaradom5324
@wediaradom5324 2 месяца назад
​@@duliti7133 ካን ብጥሪኣ ሓሻዊ ኢልካዮ 😅 ደፊርካያ እታ ሓሻዊ? ኣብ ግዜ ኲናት ኢርትራ-ኢትዮጲያ ክንዲዝጠፈአ ይጥፋእ ኲናት ክቕጽል'ዩ ኣይበለን እንድዩ? ወይስ ድሕሪኡ ኢኻ ተወሊድካ?
@alu1961
@alu1961 2 месяца назад
Ezi Tembar Ewe, haba Meshayf fgur seb, Nezi kemza nay Syum hawu ab gnbaru tedlyo ala
@user-leew
@user-leew 2 месяца назад
እዚ ጠንባር ሓሳዊ ብሰንኩ ኣህዛብ ከምዘይ ጠፍአስ ከይሓፈረ ክኣ ናብ ሜዳ መጺኡ ኢሰያስ ይትሓተት ይብል😂
@zeritebaye8292
@zeritebaye8292 2 месяца назад
ሕቂ እዩ ያግዳ tplf wn ab ztewesene ግዕዝንኡ ገር እዩ
@user-xh4dp6ij4r
@user-xh4dp6ij4r 2 месяца назад
እዚ ናይ " እቲኣቶም ከይጠፍኡ - እቲኣቶም ከይጠፍኡ " ዕቡድ ስነሓሳብ'ዚ ኢዩ ፡ እቲ ዋና ሰላም ከሊኡ ዘሎ ። 😢
@No-miss-No-miss201
@No-miss-No-miss201 2 месяца назад
ማለሊት ን ኤርትራ ዝጸመቕክዮ ዐረ ወሓጥዮ እምበር ኣበይ ድሕር ድሕር የ። 🇪🇷🦅🇪🇷 ,
@tsigemariummekbeb4930
@tsigemariummekbeb4930 2 месяца назад
Do your home work and save your people's life dont comment about other countries problem becouse you have long ways to do so.
@KirosGebreselase
@KirosGebreselase 2 месяца назад
ጽቡቕ!
@hybirdgenetic7096
@hybirdgenetic7096 2 месяца назад
ፈትያ ጸሊኣ ዝጸሞቆቶ ዕረ ተደቢራ ትስተዮ እወ ናበይ ድሕር ድሕርየ
@emitiemiti1419
@emitiemiti1419 2 месяца назад
@@tsigemariummekbeb4930😂😂😂 bezaba men deyu dezareb delo tegrinia tesemi aytmselen Mo tergumley belena
@kbromafe-ht4yv
@kbromafe-ht4yv 2 месяца назад
ኣበይ ኣለኻ ዘይበልዎስ ኣብዚ ኣለኹ ይብል። ናይ ዉሽጥኹም ጉዳይ ግበሩ።
@Balla291
@Balla291 2 месяца назад
Game over Gebruuu hadami
@DivanTravelagency-mt3wu
@DivanTravelagency-mt3wu 2 месяца назад
Long live Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Leave to mention Eritrea
@berheteklehaimanot9489
@berheteklehaimanot9489 2 месяца назад
There is no Eriteria in history, instead long live TIGRAY 👍
@heavent883
@heavent883 2 месяца назад
@@berheteklehaimanot9489 Tigary is ethopia
@Muez_Gidey
@Muez_Gidey 2 месяца назад
@DivanTravelagency You already left Eritrea. Who needs a country which is not convenient for its own citizens? If I were you I would have zipped up my mouth with shame not to talk about Eritrea.
@heavent883
@heavent883 2 месяца назад
@@Muez_Gidey he is not you though the audacity you people to tell as your shame, we don't care if your cry about it.
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 2 месяца назад
​@@berheteklehaimanot9489 n kushet ziteqeyeret tigray
@asmaeromma
@asmaeromma 2 месяца назад
ገብሩ ዕደ፡ ብመጀመርያ ውዕል ኣልጀርስ ብመሰረት ክልቲኤን ሃገራት ዝከተምኦ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሕጋዊ ሰነድ ኮይኑ ክልቲኤን ሃገራት ክተግብርኦ ይግደዳ። ሓንቲ ሃገር ከተፍርሶ አይትክእልን እያ። ልክዕ ከም ኩሉ ሃገራት ኣፍሪቃ ዘሎ ዶብ እዩ። እዚ ውዕል ምጥሓስ ማለት ዶብ ከም ምጥሓስ እዩ ዝቆጸር አብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት። ብዝተፈላለየ ምክንያት ዶብ ጥሒስካ ናብቲ ካልእ ሃገር አቲካ ማለት ዶብ ኣፍሪስካ ማለት አይኮነን። ኤርትራ አብዚ እዋን ዶብ ሰጊራ አላ ዝበሃል እንተኮይኑ እቲ ቦታታት ምግላጽ የድልየካ። ኤርትራ አብ ዶባተይ አሉእኩ ትብል አላ። ትግራይ ክአ ቦታታት ብምግላጽ ዶባት ትግራይ ከምዝተሰግረ መብርሂ ክትህብ አለዋ። ርእሲ ትግራይ ግን ንበይና አያ። 2ይ ድማ እዚ ዘበን እዚ ብሽኻል ዝጥረር መሬት አይኮነን ዘሎ። ብቴክኖሎጂ ናይ ጂፒኤስ መሐበርታት ገርካ ዶብካ ትፈልጠሉ ዘመን እዩ። ዝኮነ ሰብ ብስማርት ፎን ገሩ ብዘይ ሽኻል ዶብ ዝፍለጠሉ እዋን እንበር ከም ቀደም ብሽኻላት እንዳገበርካ ዝሕንጸጽ መስመር የለን።
@SmilingChowChow-tj3tg
@SmilingChowChow-tj3tg 2 месяца назад
እቲ ካብ eritrea ናብ ትግራይ ዝመጸ ቦታታት ከ መን ድዩ ሒዝዎ ዘሎ እዚኣ እስከ ንገረኒ ካልእ ሓደ ስድራ ናብ ክልተ እንተ ተመቂሉ ከ ንሓውሩ ከ ሰላም የምጽእ ዶ ድሕሪ 20 ዓመት ተመሊሱ ኣይምጽን ዶ ትብል እቲ ንብዙሕ ጊዜ ኤርትራዊ ኮይኑ ዝጸንሐ ናዓ ናብ ትግራዋይ ኩን እንተ ኢልካዮ ይቅበሎ ዶ እቲ ሕብረተሰብ ውላ ተዛራሪብካ ንሓንሳብን ንሓዋሩን ምፍታሕ ይሓይሽ ትብል
@amdomGebregziabhear-kk4oc
@amdomGebregziabhear-kk4oc 2 месяца назад
ውዕሊ ኣልጀርስ ከይትግበር ናይ ድንበር ኮምሽን ሻዕብያ ኣባሪርዎም እዩ ስለዚ ስለ ኣየናይ ድንበር ኢኻ ተዋግዕ ለለኻ
@user-om5vt2xn5e
@user-om5vt2xn5e 2 месяца назад
Kilte sidra ykonan tgray Ethiopia eya​@@SmilingChowChow-tj3tg
@hailuwelay4633
@hailuwelay4633 2 месяца назад
ዝተኸፍለ ይከፍል እቲ ኹናት ክቕጽል እዩ ህዝቢ ትግራይ ብኹይናት ተረባሒ ሙዃኑ ናብዛ ሕጂ ዘለዋ ሕሰም መከራ ኻብ ዘእተውዎ ሓደ ደላይ ሕሰም ህዝቢ ትግራብቐዳምነት ተጠያቒ ኢኻ ሕጂ ብመልሓስካ ጋሕተንተን እናበልካ ንጹህ ምኻን ይክኣልዶ ሕልናኻ ንዓኻ ዘይኮነስ መቕርብ ቤተሱብኬውን ህራስ ዩብሎምን ህዝቢ ትግራይን ኸባቢኡን ዝኣክል ትዕዝብቲ ጌርልኩም እዩ ጥብዓት ጌርካ ናዓርስኻ ይቕረታ ሕተት ኣነ ሓደ ጥፍኣተኛ እየ በል ምኽንያቱ ጥፍኣትካውን ተዘርዛሩ ኣይውዳእን ውጺኢት ጥፍኣትካ ብዘስኻሕክሕ በደል ኣብህቢ ትግራይን ኸባቢኡን ተፈጻሙ እዩ ኹሉኺ ም ናማለሊት ልኡኻት ሳጥናኤል ኢኹም።
@DESETFQRI
@DESETFQRI 2 месяца назад
​@@amdomGebregziabhear-kk4octay tbl meas dea abarirwom nskum mber mwxae abikum antum tereti meretna hizna alena hji tm belu knbl ena telkum kea haye
@serekeyosief3233
@serekeyosief3233 2 месяца назад
ተጋሩ እቲ ዝከፈኤ ንባዓል እዚ ከም እሊት ዝወድስዎም ምኳኖም እዩ ። ኣነ ወዲ ባድመ ብያራ እየ እዚ ሰብኣይ ብመደብ ብህልክ ዝተፈጥረ እዩ ነቲ ኩናት ድማ ባዕሎ እዩ ኣብቲ ዶብ ዝነብርና ካብ 1995 ክሳብ እታ ኩናት ሓረስቶት እዳዓመጸ ጥሪቱ እዳዘመተ ግራውቱ እዳግደፈ ገዛውቲ ሓረስቶት እዳፈረ ዘይተኣደነ ግፍዒ ዘውረደ እየ ። ንኣብነት ኣብ ገዛ ሽሪፍ ን 18 ገዛውቲ ኣፍሪሱ ግራውቲ ኣብ ግዜ መስከረም ምድሪ ዓጺዱ ፡ኣብ ጊድቢ ወን ከሙ ገሮም ኣነ ብዓይነይ ዝረኣክዎ እየ እዚ ክሳብ ሕጂ ዘሎ ድማ ብሰንኪ ናይዚኣቶም ሳዕቤን እዮም ።
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 2 месяца назад
ጽቡቕ ምስክር እዩ ወጺኻ ተዛረብሉ ስቕ ምባል እዩ ሃሲና
@Habera143
@Habera143 2 месяца назад
@serekeyosief3233, መጀመርታ ወይ ወዲ ባድመ ወይ ወዲ ብያራ ኮይንካ ተዛረብ እሞ መን ምኻንካ ክንፈልጥ እንድሕር ብሓቂ ወዲ እቲ ከባቢ ኮይንካ ካብኡ ግን መን እዩ ናይ መን ሓረስቶት ኣፈናቂሉ ? እንድሕር ናይ ትግራይ /ኢትዮጽያ ሰራዊት ናይ ኢሪትሪያ ሓረስቶት ኣፈናቂሉ ትብል እንተ ሃሊኻ ግን ብናይ ሓሶት ወረ ጽልኢ ኢኻ ትነዝሕ ዘልኻ እሞ ዓገብ ክብለካ ይደሊ ምኽንያቱ ኣብቲ ግዘ እቲ ዋላ ሓደ ሰራዊት ትግራይ/ኢትዮጽያ ዝበሃል ኣብቲ ከባቢ ኣይነበረን ስለዚ እቲ ኣብ ዶብ ዝነብር ህዝቢ ን ከባቢ 30 ዓመት ኣብ ውግእ እዩ ዘሎ ሓስዩ ሓዊ ዘሳውር ኣየድልዮን ኣይኮነን ካብቲ ከባቢ ዝኮነ ሰብ ኣብቲ ከባቢ ዘመድ ወይ ዝፈልጦ ሰብ ዘለዎ ሰብ ከምዚ ንስኻ ዝበልካዮ ኣይብልን እዮ ጭብጢ ኣልኒ ትብል እንተኮይንካ ግን ሃየ ናብ ሚድያ ክንቀርብ ንኽእል ኢና።
@kbromafe-ht4yv
@kbromafe-ht4yv 2 месяца назад
ንባዓል እዚ ገለ ኢልካ ኢሳያስ ከ እንታይ እዩ። ኢሳያስ ከይነቐካ ገብሩ ዶ ገለ ምባል ፈትሓዉነት የብሉን።
@asmaraeritrea29
@asmaraeritrea29 2 месяца назад
ትግራዋይሲ ከም ፍጡ ሰብ ኣይኮነን ኣይትብሎን ግን ትግራዋይ ርእሲ የላን ትግራዋይ ተዛረብ በሎ ኣግብሪ ግን ባዶ።
@serekeyosief3233
@serekeyosief3233 2 месяца назад
@@Habera143 ሓውና ንስካ ብስሚዕት ጥራይ ትዛረብ ኣለካ ኣብ ባድመ ፈጥኖ ዝብሃሉ ናይ ትግራይ ፍሉይ ሓትሊ ነይሮም ኣብ ሜዳ ድማ ኣብ ሰቲት ሜዳ ኣለካ ክሳብ ሕጂ ተዓጊስናኩም እና ነቲ ዝበዝሓ ህዝቢ ክንብል ሕጂ ግን እቲ ሓቂ ናይ ቃንዛና ክንዛረበሉ እና ። ንስካ ኣበይ ዝነብር ዘመድ እየ ዘልካ መን ይበሃል ኣበይ ዓዲ ዝቅመጥ እዩ ?
@Eskra2000
@Eskra2000 2 месяца назад
ጎብሩ ዕደ ንስኻን ወዲከማኻን ዝሰረትኩሞ ጽልኢ እዩ ንምስትኽኻሉ ግዜን ሂወትን ዝበልዕ ዘሎ። ኣብ ትግራይ ድማ ልዕሌኻ ዝሕተት, ዝዉቀስ, ዝቖፈድ ሰብ የለን።
@kbromafe-ht4yv
@kbromafe-ht4yv 2 месяца назад
ናይ ኣበይ ጽልኢ ትዛረብ ኣለኺ?
@afcmicah1572
@afcmicah1572 2 месяца назад
@@kbromafe-ht4yv read my comment above. If you are not old enough to know Ato Gebru consult people's around and they will be able to tell you what happened.
@DivanTravelagency-mt3wu
@DivanTravelagency-mt3wu 2 месяца назад
Algeres agreement is decided by the Heague international court .once decided
@dav551
@dav551 2 месяца назад
"Kindi zewesede yewsed, kunat kiqtsel eyu" ghebru bilash
@hagosfessehaye31
@hagosfessehaye31 2 месяца назад
Ezi qedamay kreshen nrwo
@neverforget7472
@neverforget7472 2 месяца назад
​@@hagosfessehaye31 One day just wait
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 2 месяца назад
ልክዕ'ዩ ኔሩ ገብሩ ኣስራት እቲ ኲናት ክቕጽል ኔሩዎ፡ መሪሕነት ህግደፍ ድማ ፍጹም ካብ ገጽ ምድሪ ክትድምሰስ ኔሩዋ፡ ንኹላትና ዝሓሸ ኩነታት ድማ ምተፈጥረ ኔሩ እዩ።
@teddyabrah4608
@teddyabrah4608 2 месяца назад
Gebru is from Gojam. He is crazy old woyane leba
@solomontadele9166
@solomontadele9166 2 месяца назад
ፅቡቅ ገምጋም ኽቡር ኣቶ ገብሩ። መድህን'ውን ፅቡቅ ዝተፈላለዩ ሓሳባት ለለዎም ተጋሩን ፖለቲከኛታትን ብምቅራብኺ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም።❤❤❤❤
@wegih9725
@wegih9725 2 месяца назад
ላየን ጽጋብ ክትረኽበካ ኔሩዋ እታ እንኮ ጅግና ጋዜጠኛ ብዝኾነ ክንዲ ዝተኸፍለ ይከፈል ዂናት ክቕጽል ዩ ኣታ ለካሚ ሕዝቢ ትግራይ። ሻዕብያ ማይ ዓሚኹ ክጸንሓካ ኣይትጸበ።
@user-hy8bc5ce1z
@user-hy8bc5ce1z 2 месяца назад
هذا الرجل كان يعلن حرب علي اريتريا اليوم مهزوم الحمدالله نحن منتصرون النصر للجماهير
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 2 месяца назад
ኣምላኽ ጥዑም እዩ መዋእልናኣምቢዕኩምና ኣዘኽቲምኩምና ሕጂ ኩላ በጺሓትኩም ኢድኩም እያ
@r.mwedieyob2090
@r.mwedieyob2090 2 месяца назад
እዚ እቲ(ሓንቲ ፍሊት ንሽሕ ሃመማ፡ ሓንቲ ድሙ ንሓሙሳ ኣናጹ፡ክንዲ ዝወሰደ ግዜ ይውሰድ ክንዲ ዝተኸፍለ ሂወት ይሕተት ኩናት ክቕጽል'ዩ)ዝብል ዝነበረ ቆልዑ ከለና ዲዩ? ንስኹም ዝዘራእኩሞ ረሳሕ ፖሎቲካ'ዩ ክሳብ ሕጂ ሂወት ሰብ ዝቐዝፍ ዘሎ።(ፈትለ መድህን)
@yonas5644
@yonas5644 2 месяца назад
Yes😢😢😢
@user-wl7mi6xo7i
@user-wl7mi6xo7i 2 месяца назад
Ewe😢
@1eriterahagery242
@1eriterahagery242 2 месяца назад
ሕዋሓት በዳሊት ህዝቢ ኤርትራ እንዳ ግን ግን ናትካ ኢድ ናትካ ጽልኢ ይገድድ ዕቡድ ዝኮንካ ሰብ ሓሳዊ ብደም ህዝቢ ትቅልድ ኣለካ ኣብ ዝጥዕመካ ደቅካን ሰበይትካን ሒዝካ ከድካ ትግምግም ከኣ ኣብ ሕማቃ ናይ ትግራይ ንስካን ስድራካን እጃምካ ክትከፍል ኣይ መጻካን ንትግራይ ለመጭ ለመጭ ክትረክባ ኢካ ናይ ኢድካ💪🏿🇪🇷
@rufaelweldemariam5880
@rufaelweldemariam5880 2 месяца назад
Congratulations Gebrat, hanti flit n shih hamema zeykones n millions of hamema koyna titeareyelna kondaf agame, 1.5 millions hzbi tigray hamema eyom hakey eti sebiawi meselom bkemzi do kidbesu kinue eyu, Tigrawot ezi sebiay xelaikum ember sebkum aykonen nayzom 1.5 millions of nxuhat zegatat Tigray tehatati eyu.
@jontesfa9971
@jontesfa9971 2 месяца назад
ጎብሩ ሓሳዊ ። ኣብ ሕልሚ ዝነብሩ ሕዝብ ። ዶሮን መጽያ ትወድእኩም
@user-ov8iw1oh1e
@user-ov8iw1oh1e 2 месяца назад
Thank you medhin for inviting Gebru, an old friend and a brother. I am confident organic individuals like Gebru who have wide experience and wisdom can bring organic change.
@debesaisolomon7880
@debesaisolomon7880 2 месяца назад
ዕድመኻ ምሉእ ኣብ ህልኽ ስለ እትነብር ዉድዓውነት ተገንዚብካ ጽቡቕ ራእይ ከተጥሪ ኣይትኽእልን
@tbtmidia7397
@tbtmidia7397 2 месяца назад
ገብሩ አስራት ናይ ትግራይ ፕሬዝደንት ከሎ አብ ትግራይ ናይ ውልቂ ጋዜጣ ዘንበበ ሒዙ ዝተረኸበ ተአሲሩ ወፌ ላላ ይግረፍ ከምዝነበረ ክንደይና ኢና እንፈልጥ?ኤረ አብ ሹቕ ሽኮር መጠቕለሊውን አይፍቀድን ነይሩ‼️እሞሲ አይተ ገብሩ ፀፍ ጭልጥ ኢልኩም ዴሞክራት ዴሞክራት ምፅዋት አይጥዕመልኩምን።
@jontesfa9971
@jontesfa9971 2 месяца назад
ጎቡር ጠንባር ዑውር። መዓልትካ ጥራይ ተጸበ ከም ሱዩም መስፍን ግንባርካ ክትብተን ኢካ ጠንባር።
@fghdf7198
@fghdf7198 2 месяца назад
ኣታ ረሳዕ ተረዋኢ ንስካትኩም እኩም ማዓልትኩም እትፅበዩ ባራዩ
@erilove2053
@erilove2053 2 месяца назад
@@fghdf7198 sekit lemani rediet
@tesfeomtafere3679
@tesfeomtafere3679 2 месяца назад
DKALA RESAH ZERAI
@atakltikassa7296
@atakltikassa7296 2 месяца назад
Jegen we missed you, your legacies Mesobo, Ayeder, mesfen,.....all over Tigray development...
@user-dw2tf9bn2ctesfay
@user-dw2tf9bn2ctesfay 2 месяца назад
ጅግና
@rahael0
@rahael0 2 месяца назад
ትግራይ ነኣኺ ዝኸውን ሰብ ይፍጠረልኪ አዲ ፀበል አዲ ፈውሲ ኮላ ሰብ 50 አመት ሓሶት ይሰምእ ምህረት የውርደልካ ምስ ብዖትካ ህዝብ ትግራይ ምፅላልኩም አይተረዳኣልኩምን
@yosberaki340
@yosberaki340 2 месяца назад
መጀመርያ ናይ ዚ ዕንወት ተሓቲቲ ናብ ሕጊ ዝቀርብ ንባዕልኻን ከምዚ ኸመኻን እዮም። ረሲዕ ድዩ ሑዙካ ኩናት ዝወሰደ ጊዜ ይውሰድ ክቅጽል ኣለዎ ከም ዘይበልካ ንነብስኻ ውን ኣብቲ ገበን ጸንብራ። ሻዕብያ ንኹናት ዝዓደመ ሕውሓት ኢዩ ሮኬት ናብ ኤርትራ ዝወንጨፈ መን እዩ? ሻዕብያ ግብረ-መልሲ ጽቡቕ ጌሩ ኢዩ መልሲ ኢዩ ዝህብ። ንሻዕብያ ምትንካፍ ቆፎ ንህቢ ምትንካይ ኢዩ። ኣደብ ግበሩ
@arayaabreha950
@arayaabreha950 2 месяца назад
Great discussions and analysis of the current Political and other situations. Great Man ,great analysis Great media(Brake) Thanks
@user-oc4tf1bo3o
@user-oc4tf1bo3o 2 месяца назад
መድህን ድዮም ዝብሉኺ ኣብዚ ሰሙን ኣብ ትግራይ ዝሕረስ መሬት ኣሎ ድዩ ክልተ ኣብዑር ኪሮስን ገብሩን ዝበሃሉ ኣምጺእክልና ?
@hagosfessehaye31
@hagosfessehaye31 2 месяца назад
😂😂😂😂😂😂
@erilove2053
@erilove2053 2 месяца назад
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@berheteklehaimanot9489
@berheteklehaimanot9489 2 месяца назад
ብዕራይ ይሕረስን ስግኡ ዝብላዕን ሓበንዩ። ከማኻ ዓይነት ሓሰማ ግን ኣይተርኣየን😮
@misghinatiluq2054
@misghinatiluq2054 2 месяца назад
😂😂😂😂😂😂
@tyttyt1271
@tyttyt1271 2 месяца назад
😂😂😂😂😂 kilte anjalat ab hade semun amtsiatom😂😂😂
@MichaelHanal
@MichaelHanal 2 месяца назад
Congratulations Geberu...kafa .1 million tigrawaye zewodea Wpyane Berekalomee...hademeka ...kebe...kesade Mekurasee...shaebiya terefeka.... Ayetemeletenee...eika...100%
@user-cm6ur9bc9e
@user-cm6ur9bc9e 2 месяца назад
ዝኸሓነ ፅልኢት ተጋሩ ዘለዎ ጎጃሜ።
@ephremgebrehiwot485
@ephremgebrehiwot485 2 месяца назад
በዓል ደምና ኣብ በቱኡ ኢዩ ዘሎ! ኤርትራዊ ኣስተውዕል ጸረ ሰላም ዝበሃል ከምዚ ኢዩ!
@MaikoWeldu
@MaikoWeldu 2 месяца назад
ንስኻን ስዩምን ዝዘራእኩሞ እሾኽ ዩ እንሆ ክሳብ ሎም ባልባል ይብል ሰላም ከሊእዎ ነዚ ከባቢ ቄናን
@tesfeomtafere3679
@tesfeomtafere3679 2 месяца назад
MENDA KDKSELKA LAHZAW
@tesfeomtafere3679
@tesfeomtafere3679 2 месяца назад
MENDA KDKSELKA LAHZAW
@biniamghebreselassie92
@biniamghebreselassie92 2 месяца назад
Ati qodar agame ezay youtibki enjrraki blela. To be closed soon
@tehabenhizbey2778
@tehabenhizbey2778 2 месяца назад
ገብሩ ኣስራት ጎጃሜ ካብ ኩሎም መራሕቲ ማፍያ ህወሐት ብዝለዓለ ደረጃ ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ እዩ። ኤርትራ ንክባን ዕጽዋን ሲዒራ ወጺኣ እያ እሞ ሕርር ኢልካ ትረፍ። 🇪🇷✌️🇪🇷💪🇪🇷🌹
@tesfeomtafere3679
@tesfeomtafere3679 2 месяца назад
AYMSLKA RESAH KEFILKA ZEYTWDAO EDA ALEKA MEALTKA TSEBE
@tehabenhizbey2778
@tehabenhizbey2778 2 месяца назад
@@tesfeomtafere3679 ኣንታ መሕፈር!! ሐሳዊ!! ምስ ጆኖሳይድ ፈጺሙ ዝበልካዮ ኮሎኔል ዓብይ ጎንባሕባሕ እንዳበልካ ? ኣበይ ኣሎ እቲ ጽንተት? ነውራማት ጎረቤት👿👿👹👹🐒🐒🐍🐍🏃🏃
@hagos4601
@hagos4601 2 месяца назад
There is a misunderstanding by Tigrians about the Algers Agreement. A virtual demarcation is completed which that leads to land physical demarcation if both parties agree if not the virtual demarcation is in place. The UN already virtual marked the border there is no unfinished border b/n Tigray & Eritrea it just politics both side is using the border as an issue to mentain their power. The focus now is Semyen & Debub....Thanks!
@habenhintsa3213
@habenhintsa3213 2 месяца назад
አንታ እዛ ሓያም እዚኣ ምስ ሕወሓት ገለ ቅርሕቲዘለዎም እናምፀአት ዓድና ሓዊ ክእጉልና እያ ። ዓገብ በልዋ ወይ ጠርጣራው ክልእኸላ እየ ዋእ
@tesfaalemramification2133
@tesfaalemramification2133 2 месяца назад
ክንዲ ዝሃለቐ ይህለቕ ክንዲ ዝወሰደ ጊዜ ይውሰድ ኲናት ክቕጽል እዩ እናበልካ ዝህለቕካዮ መንእሰይ ትግራይ ሕጂ ንሕውሓት ተገልቢጥካ ትኸሶም ኣለኻ ወዲ ማይ ጠላሚት
@meharitedros4196
@meharitedros4196 2 месяца назад
ትግራይ ምሁር ዝበሃል የብላን። እቶም ተማሂሮም ተባሂሎም ንገዛእ ርእሶም ዝሰምዩዋ'ውን ትርጉም ምህሮ ባይታ እዮም ዘዝብጥዋ ። ኣጋንኖ ኣይኮነን።ምሁር መሪሕ ናይ ሕብረተሰብን ሃገርንዩ እዩ። እዞም ናይ ትግራይ ኤሊት ግን በቃ ካብቲ ተራ ሰብ ንታሕቲ እዮም ። ከምዚኦም ዝዓይነቶም ሰባት ከመይ ኣቢሎም እዮም ሃገር ዝጋልቡ ነይሮም ይበርሀልካ ። ኣብዛ ቃለ መጠይቕ ( ቃለ መጠይቕ እንተተባሂሉ'ዩ !?!?) ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘለዎ ጽልኣት እምበር ካልእ ምንም ቁም ነገር ኣይወጾን ። ሻዕብያ ሻዕብያ ጆኖሳይድ: ኣልጀርስ :ባሕሪ :ምጥራር:...ወዘተ እንተገጣጢምናዮ ቅኒተ ኣእምርኡ ናይ ሓደ ብወጠምጠሙ ዝተሳዕረሞ ግን ዓቕሚ ስኢኑ ብውሽጡ ዶኽ ዝበለ መስተማሰሊ ሓሳውን ግን ምንም ኣብ ምጽላም ዝተኣልከ ብዓል ሓባ መሻይፍ !! ተሰተሩ። Game over.
@user-tt1sn4su2s
@user-tt1sn4su2s 2 месяца назад
I don’t understand why you bring those old guards like Gebru Seye Aregash they’re responsible for the disaster in Tigrai
@hayletkle2197
@hayletkle2197 2 месяца назад
ገብሩ ኣስራት ፡ ወደባት አርትራ ይግባ ኣናዩ ትብል ኣለኻ ፡ ፖርት ሱዳን ፡ጂቡቲ፡ ሶማሊ ላንድ ፡ ድ ኣ ብናጻ ክንጥቀመሉ ይግብ ኣናዩ ዘይትብል ? ከም ኩለን landlocked ዝኾና ሃገራት ናይ ወደብ ኣገልግሎት ከፊለን ክረኽባ መሰል ኣለውን ። መኽኒያቱ አርትራ ኢትዮጵያ ኣይኮነትን ።
@user-xc5fr8pp5l
@user-xc5fr8pp5l 2 месяца назад
Ksab hije argeit hasab hzeka aleka ayte gebru men dyu 20 amet ab zaymwrtu kof eluuu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@grsveskindergedu-ek6hc
@grsveskindergedu-ek6hc 2 месяца назад
Fano after arat kilo will be heading to mekele
@meharitadesse5415
@meharitadesse5415 2 месяца назад
ንህዝብታት ትግራይን ኤርትራን ዘቃተለን ዘጻለኤን እዚ ጠባር ሰባይ እዩ ።
@berhanesolomon5308
@berhanesolomon5308 2 месяца назад
ዝተኸፈለ ዋጋ ይከፈል ኩናት ክቕጽልዩ ኢልካ ዝወላዕካዮ ሓዊ ገና ይቕጽል ኣሎ ንስኻ ግና መንእሰያት ጠጢቕካ ሃዲምካ፣ ሃየንታ።
@user-eo1bj1pp6l
@user-eo1bj1pp6l 2 месяца назад
መጀመሪያ ንመለስ ኤርትራውያን ክሱጎጉ አለዎም ኢለዮ አብዩኒ ደሐር ግን ቅድሚ ዝኮነ ክልል አብ ትግራይ ንዘነበሩ ኤርትራውያን ንብረቶም የኸዲገ ሶጉገዮም ብድሕሪኡ ካብ ጀመርካዮ ኢሉ ካብ ሙሉእ ኢትዮጵያ ምስጓግ ተጀሚሩ ገብሩ አስራት መኣልትካ ተጸበ
@efremgoitom2693
@efremgoitom2693 2 месяца назад
ገቡሩ ኩፍእ ሰብ ዝተሐትካዬ ዝትምልስ ብዝዕባ ኤርትራ ዘይሐትካ ሀለፍ ትብል ሕጂወን ሰለም ሕሰብ
@zeraisemere924
@zeraisemere924 2 месяца назад
All this people need to be prisoned forever
@rigat-cm3fb
@rigat-cm3fb 2 месяца назад
ኣይተ ገብሩ ኣስራት ንስካ ሓደ ካብቶም ዝተከፈለ ይከፈል ዝወሰደ ጊዜ ይውስድ ኩናት ክቅጽል እዩ ዝበልካ ቀዳማይ ተሓትቲ ኢካ ሕጂ ውን ኤርትራውነት ዝበሃል መንነት ወይ ሃገር ክሳብ ዘላ ውግእ ቀጻሊ ምኳኑ ኢካ ትገልጽ ዘለካ ካብቶም ብቀዳምነት ዝሕተቱ ሓደ ምኳንካ ረሲዕካ ዓጀው እንተበልካ እንታይ ፋይዳ ኣለዎ
@abhabesh
@abhabesh 2 месяца назад
Azi Hasad
@Iyassu-oo2hn
@Iyassu-oo2hn 2 месяца назад
Everything goes back to one point: When Tigrayans were in power, they betrayed Eritreans.
@sabafekadu911
@sabafekadu911 2 месяца назад
ቂሞም ክዋፅኡ ህዝቢ ይብድሉ አለው
@zemackzemack6612
@zemackzemack6612 2 месяца назад
ብትግራዋይ ተስፍ ቆሪፀ.......ከምዚኦም ዝበሉ ከዳአት ሰረቅቲ ሐሰውቲ ....ቀናአት ሀሶት ባህሎም ዝኮኑ ህዝቢ ሪኤ አይፈልጥን
@Iyassu-oo2hn
@Iyassu-oo2hn 2 месяца назад
@AdisAlem-qu8xeEwe Ertrawian bikiltsimom eyom hager amtsiom. Men dea ligisulom kitibil delka sahsah. Baelom dima yihiliwuwa alewu. Men dea haliyulom? Hasas suk bel.
@asmetek5419
@asmetek5419 2 месяца назад
ህምምምም ገብሩ ማለት እታ ዘርኢ(seed) ናይ ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ሽግር እዩ...ድሕሪ እዚ ኩሉ ጥፍኣት ድሕሪ 24 ዓመትን ገና ንኲናት ይጽሕትር ኣሎ....There for we as Eritreans we will never seat down with any Tigrean political group !!!
@Asmara1991
@Asmara1991 2 месяца назад
እዚን ከምዚ ተመሳሳሊ ነገራትን ክዕዘብ ከሎኹ ሓደ ኤርትራዊ ምስላ የዘኻኽረኒ። ንሱ ከኣ፤ "ዓሚ ዝሞተ ምራኽ ጸውዕ"፡ዝብል እዩ።እመኑ ኣይትእመኑ ብዘየገድስ ነብሰሄር ወያነ ንዝመጽእ ዕስራ ዓመታት ሞይታ እያ።ክሳብ ግዜኡ ዝበጽሕ ብዛዕባ ወያነ ዘይምዝራብ ይምረጽ ይብል። ኤርትራ፡ሱዳን፡ከንያ፡ጁቡቲ ምስ ኢትዮጰያ ፍሉጥ ዶብ ኣለወን። ኢትዮጵያ ግነ ንሳ እትፈልጦ ዶብ የብላን። ሓንቲ ምርጫ ጥራይ እዩ ዘለዋ፡ንሱ ከኣ ነቲ ብኮሎኒስት ዝተገብረ ዶባት ምኽባር ጥራይ እዩ።
@michaelmarikos8813
@michaelmarikos8813 2 месяца назад
ሰራቂ መጅላግ ንስኻ ክትሕነቅ ጥራይ እዩ ዘለካ። ኣብ ሜድያ ወጺኻ ክትዛረብ ሕፍረት እዩ። ሕጂ ክኣ ናብ ዘይተደልየ ሽበራ ትፍክር ኣለኻ። እቶም ተሪፍኩም ዘለኹም ሕዝቢ ትግራይ ሰላም ክረክብ እንተኾይኑ ክሓንቀኩምን ክቅጽለኩም ጥራይ እዩ ዘለዎ። ሰራቂ መዳናገሪ ማእለያ ዘይብሉ ሂወት ኣጥፊኢኻ ሕጂ ክኣ ትዓፍር ኣለኻ። ጉዳይ ውዕል ኣልጀርስ ብ ቨርጅዋል ኣብ ካርታ 100% ተመልኪቱ እዩ። ካብዚ ወጻኢ ሃለውለው ጥራይ እዩ። ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ሕጋዊ መሬቱ እዩ ዘሎ። ካብ ሕጂ ፈንጠርጠር ትብል እንተኾንካ ግን እታ በትሪ ኣብ ቦትኣ እያ።
@berheteklehaimanot9489
@berheteklehaimanot9489 2 месяца назад
ዓንጫቕ ብጀካ ጸርፊን ማሕነቕትን ትፈልጦ ዘይብልካ
@solomontadele9166
@solomontadele9166 2 месяца назад
ኸልቢ ጎረቤት።
@hagosgebrmariam3807
@hagosgebrmariam3807 2 месяца назад
መድህን ሓብትና ኣብዚእዋንዚ ብቀዳምነት ንሕዝብትግራይ ዘድልዮ ፖሌትኳዊውድቤ ዘኾነስ ቑባጠዊ ሕውየትን ርግኣትን ጽጥታን ብቐዳምነት ኽመጽእ ኣለዎ። ሕዝቢ ውሕስነት ህላዌኡ ከውሕስኣለዎ ብካልኣይ ደረጃ ኻብጢመትን ዓጸቦን ኽናገፍኣለዎ በቢዓዱ ኸባቢኡን ዓዱንተውዲቡ ኻብጨወይትን ዓመጽትንሕልዌኡ ብቕልጡፍ ኸውሕስ ኣለዎእንተዘይኮነ ትግራይ ኸምሕዝቢ ውትህሉ አይኮነትን።
@alematgebretatyes1023
@alematgebretatyes1023 2 месяца назад
አንታይ ይምልከተካ
@weldaytsegay5215
@weldaytsegay5215 2 месяца назад
ዓንጃል ብኣኽስ ኣፈራሪሕካ እኮ ኢኻ ! ትግራዋይስ ብናትካ ጃህራን ፉከራን ክርዕድ ወይ ጉድ ኣታ እንታይ ዓይነት ዕሽነት እዩ ! እቲ ቀንዲ ዓሻ ምዃንካ ዘርኢ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ መሬቱ እዩ ዘሎ እሞ እሱ ተቐቢልኩም ሰላም ግበሩ ምባልካ እዩ ይገርም ክንደየናይ ለዋህ ምኳንካ ! ስማዕ እስከ * ካብ ባድመ ወፂና ማለት ፀሓይ በሪቓ ኣይትዓርብን እያ ዝብላ ቃላት እኮ ብወዲ መድህን በራድ ዓጋመ ደጋጊምና ሰሚዕናየን ኢና * እሞ ክቡር ሰብ ኣይትታሃወኽ !!!!!
@user-qz5ve1lh5q
@user-qz5ve1lh5q 2 месяца назад
Xnah yray haleng sewra hanti aynka degimu ezi guday teamitka kem tkatatelo kgebraka eu ztekfle ykefel ed shenahit xenahit eya🇪🇷✊🏽
@lulyo50
@lulyo50 2 месяца назад
Yess we alla are shabya and we stand with our hero Esu🇪🇷✌️💪 PIA
@heartandsoul4202
@heartandsoul4202 2 месяца назад
ሀሳቡን እንዲገልፅ ዕድል ስለሰጠሽው አመሰግናለሁ፣ መድህን!
@Abebe45
@Abebe45 2 месяца назад
አሉ ከሚባሉ ሰዎች መካከል ዋናው ክፉ ሰው ይኸ ነው ።
@shabay24
@shabay24 2 месяца назад
Medhin denkoro! you still keep enticing chaos instead of peace.
@fitbrfilwha7171
@fitbrfilwha7171 2 месяца назад
እጅግ በጣም የማክበረው ትልቅ የህዝብ ልጅ ማለት ከወያኔ በለስልጣን በንፅህና ያገለገለ ነፁህ የህዝብ ልጅ ነው።
@GoboWeriez-nn8zo
@GoboWeriez-nn8zo 2 месяца назад
አቶ ገብረ አስራት ፣ እቲ " ሓንቲ ድሙ ንሓምሳ አናጹ ፣ ሓንቲ ፍሊት ንሽሕ ሀመማ " ዝበለ በዓል ስልጣን ኤርትራስ ምነገርካናዶ ? አብ ትግራይ ዝሕነጽ ኢንድስቱሪታት ብስሩ ናብ ኤርትራ ዝቐንዓ ሚሳይል ኢዩ ዝበለኸ መን ኢዩ ??? እዚ ጭብጢ ዘይብሉ ዕሸላዊ ዘረባኻኸ ንህዝቢታት ኤርትራን ኢትዮጵያን /ብዓቢኡ ኻኣ ንህዝቢ ትግራይ ከቢድ ዋጋ ከምዘኽፈሎኸ ይስወጠካ ዶ ይኸውን ?? ወዮ ድኣ ሓንቲ ብጽልኢ ኤርትራ ዝዓወረት ጋዜጠኛ ኾይና'በሮ ፣ በዳህቲ ሕቶ ክትሓተካ ምተገበኤ ነይሩ ።ግን ሓንኳል ንሓንኳል እዩ እቲ ልቢ ።😢
@tesfeomtafere3679
@tesfeomtafere3679 2 месяца назад
NSKA ARSKA ENTAY DYU MEWTSAI AFKA
@tesfeomtafere3679
@tesfeomtafere3679 2 месяца назад
NSKA ARSKA ENTAY DYU MEWTSAI AFKA
@ZakWood367
@ZakWood367 2 месяца назад
He he he. . . behilmi eyu reyiwo
@habtom1980
@habtom1980 2 месяца назад
እዚ ሰብ እዚ ልዕሊ ዝኾነ ፍጡር ንህዝቢ ትግራይ ኣብዚ ኹሉ ዘውደቐ ቀዳማይ ተሓታቲ ክነሱ ሕፍረት ዝበሃል የለን . . . ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ወያነን ውግእ ዝጀመረ ከምኡውን ንወያነ ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝድፈርን ከምዝከፋፈልን ዝገበረ ልዕሊ ኩሉ ኸኣ ልኡላውነት ኤርትራ ዘይቅበል ወንጀለኛ እዩ ነዚ ሰብዚ ዕድል ምሃብ ናይ ሰላም መንገዲ ኣይኮነን እሞ መድህን ተምጽእዮም ዘለኺ ሰባት ኣይግድን ንህዝብኺ
@AlemAbraham-wq5et
@AlemAbraham-wq5et 2 месяца назад
I don't know why he wants to say.His stand is not known. What does he mean every thing possible to solve. He is one of the prominent figure who leads tigray to downfall Who creates the problem of Ethiopia. You are one.
@Luulfd
@Luulfd 2 месяца назад
በሳል ሓሳብ።
@mahariberhane8776
@mahariberhane8776 2 месяца назад
ገብሩ ዕደ
@Hiwot-gu8nm
@Hiwot-gu8nm 2 месяца назад
ስቕ በል ከዳዕ ባንዳ እዚ ኩሉ ንስኻ ዝፈጠርካዮ ፀገም እዩ
@user-zx4gx1vr8i
@user-zx4gx1vr8i 2 месяца назад
ኣየ አባክ ሓንጎል, Elit ተጋሩ., ጥልመት, ስርቂ, ሓሶት, ፈኸራ, ዓመጽ, ክድምና, ልመና. ዝህላገትኩም, ንህዝቢ, ትግራይ, ለክምኩም, ከምትተፉኦ, ርግጽ አዩ,
@robelz2699
@robelz2699 2 месяца назад
Gebru asrat zedereke aemro and bexelin kerhinetn zawerka xelat Eritrea zelka keman xelat ny hezbe Eritrea zelka eka.
@Harnet23
@Harnet23 2 месяца назад
Zeyhafir Dmu Gebremariam shmu.Tegaru abthti Amharu tmehaderu.
@sultandaynom5692
@sultandaynom5692 2 месяца назад
ከላእ !!እታ መድህን ሕምምቲ፡ተምጽኦም ሕሙማት ዮም፡፡ግን ኣነስ ለባም ፖለትከኛ ንህዝቡ ዝሓሊ ኣብ ትግራይ ርእየ ኣይፈልጥን።
@biniamhabte7720
@biniamhabte7720 2 месяца назад
ረሳሕ ገብሩ ንኩናት ኩዉላዕ ዓቢ ግደ ዝነበረካ ዓጋመ ኢካ ዘክር ክንዲ ዝተኸፈለ መስዋእቲ ክንዲ ዝወሰደ ጊዜ ኢልካ ክትፍክር ኣብ ዓዲ ማይ ጠላሚት ከለኻ እቲ ኩናት ክቅጽል ኣለዎ ። ዓጋመ ድማ ድሕሪ እቲ ጽንኩር ጊዜ መንደላይ ዋርሳይ ጆንቱራ በበሃህላ ዉዒጊን ይከኣሎ ኣትዩ ንወያነ ኣጽኒትዋ ንስካ ግን ንስላ ዲሒንካ እምበር እታ ትፈርሃ ፍሊት ኔራ ኣን ቆንዳፍ ዐጋመ ቪቫ ኤርትራና ሕጂ ዉን ኩሉ ኤርትራዊ ሻዕብያ እዩ🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
@tigrayarmy2293
@tigrayarmy2293 2 месяца назад
Medhin Good job bring all the former TPLF leaders who sacrificed for 17 years for the Tigray People.
@hagosmokonnen9799
@hagosmokonnen9799 2 месяца назад
ተባረኽ ክቡር ሓውና እወ እዙይን ከምዙይን ዝነለ ተወዳዳሪ ብስነሓሳባዊ ዝወዳደርን ንምምሕዳር መሰረት ዝገበረ ኢዩ ዘድሊ ዝኸበርኪ ሓፍትና ተነሓናሕቲ ዝብል ብጣዕሚ ነውርን ግዕዘን ኢዩ ዘነሓንሕ ማለት ብንሕንሕ ዘዋዳእ ማለት ምዃኑ ተረድእዮ
@aronke2801
@aronke2801 2 месяца назад
ገብሩ ካርታኻ ተቐቢልካ ኢኻ ክተንብብ ዘይትኽእል እንተኾንካ ንካርታ ዘንብቡ ሕተት ኣብ UN እውን ኣሎካ ። ኲናት ናይ 1997 /1998 ዝወላዕካዮ ዝተጣዓስካሉ ኣይመስለኒን ብጣዕሚ ጨካን ኣረሜን ኢኻ ።
@september626
@september626 2 месяца назад
በየን ተሪፉ እዚ ሰባይ.እዚ እንድዩ ክቃበፅ ዝነበሮ
@danielhadgu
@danielhadgu 2 месяца назад
​​ዓጋመ ፡ ንኤርትራ ዝጾሞቅኩሞ ዕረ ፡ ስተይዎ 'ምበር ኣበይ ድሕር ድሕረ ።
@danielabera5108
@danielabera5108 2 месяца назад
What a shameful , all the ERN here commented hatred and irrational ideas .Wowwwww
@3NAB_768
@3NAB_768 2 месяца назад
ደንቆሮ
@danielabera5108
@danielabera5108 2 месяца назад
@@3NAB_768 ወይጉድ ዘይፀርፊ ካልእ አይትፈልጡን ??? መርገም እዩ ናይጥዕና አይኮነን ። ተጋሩ ፀርፊ አይባህልናን ።
@user-rq3qq9mn5p
@user-rq3qq9mn5p 2 месяца назад
ሓወይ ንሕዋሓት ማእከል ጌርና ኢና ንጽሕፍ፡ተንኮለኛ ውዱብ​@@danielabera5108
@wediofla3230
@wediofla3230 2 месяца назад
​@@danielabera5108All Tigrayan channels are watched by Sawa graduates. All they know is ins.ults. The sad reality is most of them were given refuge by Tegaru and made it to Europe and North America.
@amangebremeskel3920
@amangebremeskel3920 2 месяца назад
Game over:: :: ::
@HADESHBERHANE-me9ox
@HADESHBERHANE-me9ox 2 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤
@hailetecleselasie5983
@hailetecleselasie5983 2 месяца назад
Ezi denkoro America yikimet allo kisser nairuwo selam aideline iyu
@teddyabrah4608
@teddyabrah4608 2 месяца назад
Gebru asrat leba kahadi leba.
@wxKGebrehiwet
@wxKGebrehiwet 2 месяца назад
ኣንቱም ሃመማታት ሰተይቲ ደም ህዝቢ ትግራይ ዝኮንኩም ኤርትራዉያን ኣብዚ መፂኩም እትፃረፉ ዘለኩም ኣንቱም ዘርኢ ኣትማን ችዱ ዉፁ ናብ እታ ሲኦል መሬትኩም። ገብሩ ኣስራት ኣንታ ሃርበኛ ኣጆካ ኣብ ጎድንካ ኣለኩ።
@abebegide720
@abebegide720 2 месяца назад
Wel come brake shew
@desebelkahsay2480
@desebelkahsay2480 2 месяца назад
ገብሩ ኣስራት ኣምሊጥካ ክምቶም ዓረር ዘለክመቶም መራሕቲ ወየነ ሓመድ ድበ ሓልፍካ!!ሕጅ ዝይተርፈካ ምኮኑ ኣይትረስዕ
@amachidanu540
@amachidanu540 2 месяца назад
ድወሰደ ይሰድ ኹይናት ክቕጽል አዩ አንዶ ትብል ኣይነበርካን ካብ ንህዝብኻ ከተገልግል ናመሪካ ከተገልግል ድመረጽካ ኣብ መወዳታ ህዝቢ ወዴኻ ነብስኻ ኣድሒንካ
@heartandsoul4202
@heartandsoul4202 2 месяца назад
G. Asrat makes sense to me.
@user-lx4nx8id1i
@user-lx4nx8id1i 2 месяца назад
Medye sweet keep it up
@zecliffleaf2257
@zecliffleaf2257 2 месяца назад
እቲ ቦርደር ኣብ ካርታ ዝሰፈረ ንጹርዩ ሻዕብያ ከንብቦ ስለ ዝኽእል ኣየናዩ ናቱ ይፈልጥዩ ንስኻትኩም ግን ካርታ ከተንብቡ ዘይትኽእሉ ስለዝኾንኩም ባድመ ተዋሂቡና እውን ኢልካ ኔርካ ስለዚ ሽግርኩም ካርታ ናይ ምንባብ ስለዝኾነ ከምቲ ኣመልኩም ጽዓዱ ስለተምልኹ ንዐኦም ሓጉዙና በልዎም ኢትዮጵያ 27 ዓመት ብኣኻትኩም መሃይማን ክትምራሕ ተዋሪዳ እያ
@eriblood803
@eriblood803 2 месяца назад
😂 😂 😂 😂 1 filit n 1000 🪰 ....1 🐈 n 50 🐀.....ghebru mienjilu tizikiro do ? 😅😅😅😅
@user-pr4eo1dr9o
@user-pr4eo1dr9o 2 месяца назад
good job.
@michaelsuper6087
@michaelsuper6087 2 месяца назад
Gena Gena teble derfi gabizka aloke gebru leba
@getachewwork5480
@getachewwork5480 2 месяца назад
ገብሩ ዝገርም ሀሳዊ
@solomontadele9166
@solomontadele9166 2 месяца назад
ዋይ ስርዓት ለይብልኻ ሰብ
@getachewwork5480
@getachewwork5480 2 месяца назад
@@solomontadele9166 አብቲ ህወሓት ዝነበረሉ ግዜ ንሶም ንሶም ካብዝብል ንተህና ንሀህና ንህና ብውህዱ ዘይብል ድማ ምክትል መለስ እዩ ነይሩ። ፃዕዳ ሀሳዊ እንበር።
@SimonGebrekidan
@SimonGebrekidan 2 месяца назад
ገና ፀላዕላዕ ክብለኩም ደቂ ዛርቲ
@getachewwork5480
@getachewwork5480 2 месяца назад
@@SimonGebrekidan አይናይ እዩ ፀላዕላዕ ወብል። ገብሩ ሀሳዊ እዩ ወይ ጃጃዊ እዩ ኢና ንብል ዘለና።
@user-zb7un6yx4n
@user-zb7un6yx4n 2 месяца назад
ቃለመሕትት ብቀጥታ ተትገብርዮ ጽቡቅ ኔሩ።
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 2 месяца назад
Eritrea has had twice as good an economic devolopment as the the rest of the region.espeially during the last four- year period,the trend has increased,shows Eritrea's distribution policy report.
@kidanehabteselassie7043
@kidanehabteselassie7043 2 месяца назад
ካብ ብዛዕባ ዶብ ምዝራብ ብዛዕባ ምዕባለን ሰላምን ምዝራብ ይሓይሽ።
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 2 месяца назад
አየ ተጋሩዋኒ እዚ ሰብአይ እዚዩ ቀንዲ ጸላኢኹም ብሚሊዮናት መናእሰይ ትግራይ ክትጸንቱ ዝገበረ ንሱን ቤተሰቡን ሐምበርገር እንዳተቀለበ ። ሕጂዉን ነቶም ዝተረፍኩም ከጥፍዕ ዝሩብን ዘይዝሩብን ሐለዉለዉ ይብል አሎ ።መቼም ንማዕተብኩም ዘይትምስክሩደዓ ኮንኩም እንበር ኢሳያስ ግደፉ ንጦርነት አይትዳለዉ መጥፊእኹምዩ ኢሉ ከም ቆልዓ ንደብረጽዮን ብኢዱ ሒዙ መኺርዎዩ እዚ ናይ ትማሊ ሐጺር ታሪኽዩ ። መስጣ ነቲ ጀግና ወዲ አፌ ድማ ወሪድኩም አሎ ።አቱም ሕደጉ ሐቂ መስክሩ ሐሶት መለለይኹም ኮይኑ መዋዕልካዶ ኢሳያስ ክትብል ክትሕሱ ትነብር ኢኻ ንፍቅሪ ስበኽ ሐቂ ፈሪድካ ሕልናኻ ዝዓግበሉ ህዝቢ ትግራይ ዝቀስነሉ መገዲ ዘይትመርጽ ዘዝፈኻርኩማ ጉድጓድ ክትጥሕሉ እንበር ካልዕ ዝረብህ የብልኩምን ኢሱ አሰልጢኑ አስኒቁ አራት ኪሎ አብጺሑ ክንሱ ጠሊምኩሞ ኢሱ ግና ከምታ ዝፈጠረኩም ከጥፋአኩም አይጨከነን ግደፉባ አብሐሶት አይትንበሩ መስጣ ኢሱ በል እስኪ አታ ሐሳዊ ባንዳ ሐዳሚ ብደዉካ ዝሞትካ
@user-mc9bl6zt3g
@user-mc9bl6zt3g 2 месяца назад
I like your show but I don't like this guy everyday he talk about war but we need peace. He lives in America but he don't think about young people in Africa. We don't need war need peace. If u want war send ur kids to war
@yemanegebrehiwotwoldemaria5938
@yemanegebrehiwotwoldemaria5938 2 месяца назад
Medin, I appreciate your articulation of presenting pressing issues of great significance to Tigay, Ethiopia and even Eritrea. Nonetheless, Gebru Asrat is not the right person for such national issues. For from day one, Gebru was one of the enemies of the peoples of Tigray and Eritrea. No doubt about that. He bubbles hate and dissipates every now and then. He lives on stirring feuds.Tigray deserves more than Gebru Asrat.
@brhanetekle7361
@brhanetekle7361 2 месяца назад
ገብሩ ጠንባር # ዓይኒ #ጠንባር#ሓሳብ።
@teddyabrah4608
@teddyabrah4608 2 месяца назад
HARMFUL AND DANGEROUS ACT
@bekeleberhanu9302
@bekeleberhanu9302 2 месяца назад
This time around I found Gebru’s ideas and presentations very constructive.
@user-ls9oh7wr8m
@user-ls9oh7wr8m 2 месяца назад
😂😂😂
@Alchemist917
@Alchemist917 2 месяца назад
Balance of power is the foundation of peace.
@meharigebre2366
@meharigebre2366 2 месяца назад
Foshukal gebru tenbar
Далее