Тёмный

ኣቓልቦ TPM፡ልዑል መጠን ፍልሰት ዳያኑ ዝገጠማ ትግራይ || ፃንሒት ዳይና ምስ ዝነበረት ሰላም ኪዳነ Episode 2 03/06/2024 

TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Просмотров 977
50% 1

Support TPM by donating donorbox.org/b...
© Copyright: TPM, Any unauthorized use, copying, or distribution is strictly prohibited.
/ @tigraypublicmedia
ኣቓልቦ TPM፡ልዑል መጠን ፍልሰት ዳያኑ ዝገጠማ ትግራይ || ፃንሒት ዳይና ምስ ዝነበረት ሰላም ኪዳነ Episode 2 03/06/2024
• ኣቓልቦ TPM፡ልዑል መጠን ፍልሰት ...
SUBSCRIBE NOW. For The Latest News And Politics Videos.
#tigraynews #tigraytoday
#tigrignamusic #tigrignadrama #tiktok
#tigray #youtube #tigrigna #tigraycomedy
#tigraymusic #tigraytiktok #tigraynew
#tigraynews #visittigray #mekelle #tdf
#tigraymedia #tplf #hagere_tigray
#ethiopianpolitics #getachew_reda #debretsion

Опубликовано:

 

27 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 5   
@Bahgi_
@Bahgi_ 3 месяца назад
ሰላም ኪዳነ: ብሓቂ ንፍዕቲ ሰብ። ብዙሕ ነገር ኣምሂራትና። የቐንየልና።
@NewVisionAfrica-wq2sw
@NewVisionAfrica-wq2sw 3 месяца назад
ናይ ብሓቂ ብሱልን ብቁዕን ኣገላልጻ፡ ይኹን ድኣምበር ናይ ትግርና ምልኪ ግን ቡዙሕ ጉድለታት ተዓዚበ። ናኣብነት ኣንደኛው ዘይኮኖስ ቀዳማይ እዩ ዝባሃል። ከም ጠበቓ መጠን ናይ ኣደ/እኖ ቃንቃ ምምላኽ ኣዝዩ ኣገደሲ ክእለት ከም ምኻኑ ቀጻሊ ምምሕያሽ ክትገብር ይግባእ። ትግርይና ቀዳማይ ቃንቃኣ ኮይኑ ግን ክተሓዘላ ኣይግባእን'ዩ
@shishayniguse364
@shishayniguse364 3 месяца назад
respect Selam and Adhin. ብስሩ ዝተምሃረ ሓይሊ ሰብ የብልናን ተባሂሉ እምበር ከም ፖሊስ ክፈርስ ተባሂሉ ነይሩ ኢሎሞ። ዳኛ ንሕልንኡ ክሰርሕ እንተዘይ ተገይሩ ምምሕዳራዊን ፖለቲካውን ኢድ ኣእታውነት እንተሃልዩ እዞም ሐዚ ተሪፎም ዘለዉ ዳያኑ እውን ምልቃቑ ኣይተርፍን። እቲ 2014 ጫፍ ዝወፀ እዩምበር ሓዱሽ ኣይኮንን።
@amanuelgebremesih2170
@amanuelgebremesih2170 3 месяца назад
Wow! ሕብረተሰብ ብከምዚ ክዓኑ እንከሎ ብሐቂ የሕዝን ኢዩ ... ድሕሪ ናይ ሕጊ ትካል ምዕናው እንታይ ኣሎ ዝተረፈ? ድክነት ዘይኮነ ቀንዲ ጸላኢ ሕብረተሰብ: ኣታሓሳስባ ኢዩ😢
@LinaDessalen
@LinaDessalen 3 месяца назад
Selamya yena konjo ❤❤❤
Далее