Тёмный
TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Подписаться
TPM aims to play a valuable role in educating citizens through an in-depth public interest reporting, including investigative journalism, news reports, explanatory journalism, solutions journalism, and specialty journalism, in order to elevate important social topics.

TPM ማሕበረሰብ ንምንቃሕ ዓሊማ ዝተጣየሸት ናጻ ሚድያ ህዝቢ ትግራይ እያ።
TPM ብዜና፣ ዶክመንታሪ ፣ ዘተ፣ መርመርትን ነቐፍትን መደባት ከምኡ እውን ተሃድሶ ንመፍትሒ ተጽዕኖ ብዘምጽእ ብርኪ ብሓቂን ንጹርን ሓበሬታ ተቕርበልኩም ናጻ ሚድያ እያ፤፤
TPM ኣፍደገ ዘመናዊት ትግራይ!

Комментарии
@WediMemher
@WediMemher 20 часов назад
ስምኦን ጅግና ቀፅለሉ። ፀላእቲ ኣግዝኣያን ትግራይን ኤርትራን ከይሓብራ ዝደልዩ እዮም። ኣምሓሩ ሻዕቢያ ፀረ ኣግዝኣያን እዮም። ትግራይ amhanized ኮይና እያ። ጌታቸው ታደሰ አበበ ከበደ ዝበሃል ሽማት ናይ ኣምሓርኛ ስም ክወሃቦ ይግባእ።
@Eagle82asmara
@Eagle82asmara 22 часа назад
ሰላም ለኩለኩሙ ዘ ብሄረ ግእዝ !!! ግእዛዊ ሰላምታይ ብምቅዳም ! ኣቱም ኤርትራዊ መንነት ኣለና ትብሉ ባሃማት : ኤርትራዉነት ዜግነት ዳኣ'ምበር መንነት ኰይኑ ኣይፈልጥን ኣኸለ :: ዓፋር ዓፋር ኤርትራዊ ይብል : ብሌን ብሌን ኤርትራዊ ይብል : ሳሆ ሳሆ ኤርትራዊ ይብል : ትግርኛ'ኻኣ ትግራዋይ ኤርትራዊ ክብል ግድን ይኸዉን :: እዚ ዘይቅበል ሰብ እንተድኣ ሃልዩ ስጋዕ ዝርደኦ ምስትምሃር ጥራሕ'ኢዩ : ህዝበ ግእዝ ሰላማዊ ዳኣ'ምበር ዓማጺ ህዝቢ ኣይኰነን :: ሃገረ ኣግ'ኣዝያን ንምግሃድ ብዓቅልን ብትዕግስትን ከይተሐለልና ክንሰርሕ ኢና :: ሰላም ንምድረ ግእዝ !!! እግዚኣብሄር ንኣግ'ኣዝያን ይባርኽ ::
@FihbHhjj
@FihbHhjj День назад
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@andemariam1763
@andemariam1763 День назад
Kkkkkkkkk 😂😂😂 confused and uneducated
@amanuelgebremedhin5123
@amanuelgebremedhin5123 День назад
Excellent work brother 👏 👍 🙌 🎉. Great work samiye....
@tbtmidia7397
@tbtmidia7397 День назад
ደረቕ ኢንርቪ ገይርክምዎ ።
@Mlat27
@Mlat27 День назад
❤️❤️❤️❤️
@zemenrae9193
@zemenrae9193 2 дня назад
ኣታ እቲ መድያ ክብረቱ ዘውርድ ሰብ ምዕዳምኩም የግሂ ኢዩ።
@zemenrae9193
@zemenrae9193 2 дня назад
እዚ ሰብ ሰትዩ ድዩ መጽይይ። ሃለፍለፍ የቡሎ ኣሎ
@KibromGebrehiwot-hg5vd
@KibromGebrehiwot-hg5vd 2 дня назад
❤❤❤
@destafit
@destafit 2 дня назад
ኣብ ትግራይ በይኑ ጥራይ ይመስለኒ ኣግኣዝያን ኣብ ዝበሃል ሓሸውየ ጥሒሉ ዝርከብ። ሚስኪናይ።
@Hohomaentertainment
@Hohomaentertainment 2 дня назад
ፅቡቅ ምይይጥ ነይሩ ብወገነይ ከሲበሉ እዬ❤
@Eagle82asmara
@Eagle82asmara 2 дня назад
ሰላም ለኩለኩሙ ዘ ብሄረ ግእዝ !!! ግእዛዊ ሰላምታይ ብምቅዳም መም. ስምኦን ጅግና ወዲ ጀጋኑ ባዓል መትከል : ኣብ መትከልካ ጽናዕ : ንሕና ካብ ሰሜን ትግራይ ኣሽሐት ግእዛዉያን ኣብ ጎንኻ'ለና :: ኣቱም ሰባት እንታይ ኢኹም ስቅ ኢልኩም ትህዉትቱ : ኤርትራ ትግራወተይቲ ሃገር'ያ ኣርባዕተ ነጥቢ :: ሃገረ ኣግኣዝያን ኣብ ቀረባ ግዜ ክትጋሃድ'ያ : ሰራዊት ግእዝ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ደርማሲ ሐይሊ ኰይኑ ክነብር'ዩ :: ጭርሖና ነቦኻን ነባሐጎኻን ምሰል !!! ሰላም ንምድረ ግእዝ !!! እግዚኣብሄር ንኣግ'ኣዝያን ይባርኽ !!!
@Azsx23-pg8ix
@Azsx23-pg8ix 2 дня назад
አብ ጎንኩም አለና
@eritreansiniper1672
@eritreansiniper1672 2 дня назад
Komalat
@yafetman3637
@yafetman3637 2 дня назад
የገዳሙን አካውንት ጻፉሉን
@MeredKinfergb
@MeredKinfergb 2 дня назад
Only press conferess, speech. 24 hour talk. 0 power ,
@MeredKinfergb
@MeredKinfergb 2 дня назад
Only press speech, ever tak
@MeredKinfergb
@MeredKinfergb 2 дня назад
Only talk,talk
@MeredKinfergb
@MeredKinfergb 2 дня назад
Ony talk
@helufkbede4016
@helufkbede4016 2 дня назад
የቀንየልና ዶ/ር ግልፂ ዝኾነ መብርሂ
@tadessetadesse8104
@tadessetadesse8104 2 дня назад
ምውንጅጃል ይትረፍ !! አብዝህዚ ግዝ ሕብረት ና እዩ ዝድለ :: ፀላእትና ናትና ፍልልይ እንዳተ ዓዘቡ ፕሪቶርያ ውዕሊ ገሸሸ ይብሉዎ አለዉ!! አቢሎምውን ን ጦርነት ዘላዓዕል ፕሮፖጋንዳ ጀሚሮም አሎው; አዞም ጀኖሳይደርስ እንተሓቢርና ጥራሕ ኢና ተጠየቕቲ ንገብሮም: ስለዝኾነ ሽግራትና ብውሽጣዊ ንእለዮ:: ዓድና 100% ምስተረክብና ንሕንሕ ነርክበሉ ኢና !!
@BrhaneMiki
@BrhaneMiki 2 дня назад
ዙኣረጊት ዉድብ እንዶ ኣጥፉኡልና
@yeppegobbo1613
@yeppegobbo1613 2 дня назад
ቁጡዕ'ዩ ድማ!!😂😂😂
@xoxo6191
@xoxo6191 2 дня назад
ብጣዕሚ ፅቡቅ ሓሳብእዩ ተስፋና ኣባኸም እዩ በጃኹም ድምፂ ስደተኛ ኹኑ መንእሰይ ኣባኹም እዩ ክዓስል ሕውሓት ትበሃል ወድብ ትጠፍእ ኣሎዋ
@musiesheqa453
@musiesheqa453 2 дня назад
አቱም ሰብ ዋና ሚድያ ካብዚ ታይ ክንመሃር እዩ ብስሩ ታይ ዕላማ ዘለዎ ምኳኑ አይርደአካን
@htboy3229
@htboy3229 2 дня назад
❤❤❤
@Tigray_Hagerey
@Tigray_Hagerey 2 дня назад
ካብቶም ትግራይ ክመርሑ ብቕዓት ዘለዎም ውድባት ውናት ኣብ 1ይ ደረጃ ይስራዕ። ኣጆኹም ጥራይ፡ ህዝብና ግልብጥ ኢሉ ንዓኹም ጥራይ ብምምራፅ ሳርፕራይዝ ክገብረና እዩ
@serenityshalom7387
@serenityshalom7387 2 дня назад
Tegaru be aware the agazian is our heritage there's nothing to do with the shaebia Eritrea 🇪🇷 tesfasion so called "agazian " 😊😊😊
@Kebede230
@Kebede230 2 дня назад
I'm not sure if I get what he is saying. He is living in his own world. Tigray needs many mental health centers.
@salemmusa8196
@salemmusa8196 14 часов назад
He is retarded and confused.
@azaziyohannes8873
@azaziyohannes8873 2 дня назад
ወይ ናይ ክልል ትግራይ ዓጀውጀው!!!
@user-qh7wl5yg1z
@user-qh7wl5yg1z 2 дня назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@awetfisehaye1408
@awetfisehaye1408 2 дня назад
ከምዚ ዝበለ ሕሙም የእምሮ ኣብ ዓለም የለን።
@kibromyohannes2284
@kibromyohannes2284 2 дня назад
ኣብ ዘመነ ቴክኖሎጂ ፡ ንዘይነበረን ዘየለን መንነት ቃልሲ ጀሚርና ትብሉ ደናቁር ኢኹም። ተጋሩ ንከበሳ ኤርትራ ዘይኮነስ ንኣምሓራ ኢኹም ትቀርቡ። ርጉማትን ደቂ ርጉማትን ኢኹም
@sahlemehari9013
@sahlemehari9013 2 дня назад
ሕማም ናይ ምርሳዕ ዝሰለቦ ህውቱት ወሎዶ ዘፍረየት ትግራይ መከረኣ ጋና ሕጂ እዩ ዝጅምር ዘሎ ብርክት ዝበሉ ጉጅለታት ናይ ፓለቲካ በጋሚንዶታት ንእሽቶ ሰላም ክትርከብ ከላ ከም ሓዊ ዝበዝሓ ሽሮ ፈራዕፈራዕ ሓሓሊፍካ ምፍሕጣር ረመጽ ምጽሕታር ከምልምዲ ሒዘሞ ህዝቢ ትግራይ በቃ መጻወቲ ጌረሞ ዘሕዝንዩ ባዓል ገብሩ አስራት መ ገብረኪዳን መ ሙሉወርቅ ዝማሃርዎም አራእሶም ዝደረቀ ወሎዶ ንህዝቢ ትግራይ መሸቀጢ ሕሱር መበገሲኡ ዘይፈልጥ ዐጀውጀው መዕለቢኡ አይፈልጥንዩ እሞ ተጋሩ ተበራበሩ ብሰላም ንክነብሩ ጋሓፋትኩም አጽርዩ ውሽጥካ ተዘይጸርዩ ዘይተፈልጠ ሕማም እዩ ዝወስደካ ከም ባዓል እዚ ስምኦን ዝአመሰሉ ዕሸላት ዘይበሰሉ በጋሚዶታት ትግራይ ይብጽብጽዋ አለው እሞ አይፋል አይትጋገ ምባል ልመድ።
@awetfisehaye1408
@awetfisehaye1408 2 дня назад
እዚ ሰብ እዚ ናይ በሓቂ ዘርኢ ኣዳም ኣለዎ ዶ ናይ በሓቂ ወዲ ሰብ ዲዩ፡ቅድሚ ሕጂ ኣኼባ ምሁራት ተጋሩ ኔሩ ኣብኡ ክዛረብ ሰሚዓዮ ፡ሓደ ግዜ ሊቀመንበር መማህራን ኢየ ይብል ኔሩ ፡ሕጂ በሪሁለይ ኣብ ትግራይ ምሁር ሰብ ንከይፍጠር በዓል ኢዚ ኣቦወንበር ኣጋዚያን ስለ ዝምህርዎ ኢዩ።
@Alihaidar-jm2re
@Alihaidar-jm2re 2 дня назад
ብዛዓባ ሰደት ትክክለኛ ሓሳብ እዩ በይዛኩም ንህዝቢ ስርሑ አብ ጎንኩም አለና ፅቡቅ ሓሰብ አምፅኡ በተለይ መንእሰይ ግን አዕስልዎ ❤ አባኩም አዩ ተሰፋና እዚ ዝአረገ ስርዓት ሕውሓት ይኮኖ ግን ማሓሪ ዩውሃንስ ዘይዛረብ
@Alexander-yg5ft
@Alexander-yg5ft 2 дня назад
መም ስምኦን ንምታይ እታ ሓቂ ዘይትነግሮም። ኣብ 2019 ኢኻ ተሶጊግካ። ዝተሰጎግካሉ ምኽንያት ድማ 1. ዓሌታውነት እዩ። ንዓድዋ ብዓይኒ ጽልኢ ዓሌት ኢኻ ትጥምቶም። እተን ኽልተ ድማ ዓቂበልካ ኣለኹ።
@johnaroboy
@johnaroboy 2 дня назад
ajokum ahwatna
@user-md6tu2vy9d
@user-md6tu2vy9d 2 дня назад
"Ata entenlbms eta biltsti enko memaretsit nisa eya neyra"
@tadessekidanesebhatu7313
@tadessekidanesebhatu7313 3 дня назад
ኤርትራ ናይ ኩሎም ኤርትራውያን ኢያ። ኤርትራ ናይ ተጋሩ ክትከውን ኣይትኽእልን፡ ሕልሚ ደርሆ ኢዩ። ኣብ ዘይክውንነት ኢዮም ዝህትቱ ዘለዉ። ኣብ ኤርትራ ናይ መንነት ጸገም የለን።
@user-nd2ng7hr5d
@user-nd2ng7hr5d 3 дня назад
ምሳኻ ዝቃለስ ኣብ,ዚ መበል 21ክፍለ-ዘመን ንጥፍኣት ጥራይ እዩ...
@abrahamhayantu5910
@abrahamhayantu5910 3 дня назад
መሳኪን ተጋሩ ናታትኩም ድንቁርና መግለጺ የለን። እቲ ሽግር ትማሊ ጸሊም ዐይንኹም አይተበረሀናን ኢልኩም ህዝቢ ኤረትራ ንብረቱ ዘሪፍኩም ከምዘይ ሰጎግኩሞ ተመሊስኩም ሐዉና በየናይ መለኪዒ ።ህዝቢ ኢትዮጵይ አኪብኩም እዚ ዘይበሃል ወራራት ፈጺምኩምስ መንእዩ ሐቁኹም ክብለኩም እዚ ነብሲ ምትሐት ቀቲልኩም ዐፊርኩም ዐፊርኩ ክትዉድ ኢኹም።ሃጸይ ዮዉሃንስ ንኢትዮጵይ ስም ሂቡ መስሪትዎ ንሕና ኤረትራዉይን አይነበርናን መሳፍንቲ ኢትዮጵይ ከለዉ ምሳኹም አይነበርናን።አግአዝይን እስኪ ጦወስ ኢልካ ቅረብ እሞ ከመይ ከምነቃጽሐካ ክትሪኢ ኢኻ ሐሳዊ።
@Bahgi_
@Bahgi_ 3 дня назад
I didn't know Simon Ageazian was this much confused guy. Please sit and articulate your issues very well, first.
@user-nd2ng7hr5d
@user-nd2ng7hr5d 3 дня назад
ዋይ!ሰብ ዝሳኣነ ሰብ ዓጀውጆው!!!!!
@negahaile5391
@negahaile5391 3 дня назад
TPM፡- ዝዓብዩ ዝለዉ ቆልዑ፡ ብልሳኖም ትግርንያ ዘመናዊ ትምህርቲ ንኽምሃሩ ስርሑ እብል።
@negahaile5391
@negahaile5391 3 дня назад
ኣብ መረበቱ ልሳኑ ትግርንያ ዝኾነ ሕዝቢ፡ እሞ ቋንቋ ትግርንያ ናይ ባዕሉ ጽሑፍ ዘለዎ ቋንቋ ዝሓዘ፡ ከም ዝኾነ ቋንቋ እንተ ሰሪሕካሉን ተመራሚርካሉን ክዓቢ ዝኽል ዝብሎ ቋንቋ፡ ደቁ (ንልሳኑ ትግርንያ ዝኾነ ሕዝቢ) ዘመናዊ ትምህርቲ ብናይ ባዕዲ ቋንቋ ዘምህር፡ ኣብ ልዕሊዑ ጽንነት ጥራይ ዘይኮነ ዝፍጸሞ፡ ኣብ ግዜ ንውሓት ዓርሱ ባዕሉ ዘጥፍእ እይዩ እብል። ዘመናዊ ትምህርቲ ካብ ዝኣቱ ንደሓር ብናይ ባዕዲ ቋንቋ ምህሮ ዝተማህሩ ደቁ፡ ካብ ጥምየት ይኹን ኣብ ልዕሊዑ ካብ እተፈጸሞ ጽንተት ከምዘየድሓንዎ ህያው ምስክር እይዩ እብል። ሰላም ንኹሉ !
@user-lr6nj2tl5z
@user-lr6nj2tl5z 3 дня назад
ኣቱም ጠዋኣት ልቢ ውሉድ ወለዶ ትግራይ ደም እናፈሰሰ ክነብር ምኳኑ ጥራይ ፍለጡ። ማዓኮር ኤርትራውያን ውን ሊሕስኩም ኤርትራ ኣትረግጽዋን ኢኩም። ጉዳይ ራያ ወልቃይት ናይ ዘላኣለም ካሽሚር ኮይና ደምኩም እናተሰተየ ክትነብሩ ኢኩም
@user-rj7ei6ji3u
@user-rj7ei6ji3u 3 дня назад
ኩላ ዓጋመ ሻዕብያ ብፖሊቲካዊ ሕጽቦ ገይሩ ኣጎምቢሑ ምስ ገብራ ኩላ ኢያ ተጸሊላ። ደቂ ጎደሎ ትግራይ ዕዳኹም ማንካ ኣይተላዕሎን። ጌና ኣለኹምምም።
@Senafe_91E
@Senafe_91E 3 дня назад
ስምኦን ንልኣላውነት ኤርትራ ከም "ብሌን ዓይነይ" እየ ዝርእዮ ምባልካ ኣየነይቲ ዓይንኻ እያ ትኸውን ዘላ 😂 😂😂