Тёмный

ኣብርሃም ዘረኣብሩኽ ሕንኡ ፈድዩ!! ፕራንክ ምስተገብረ ተመሊሱ ንዓወት ሃጢረ ብዘገርም ፕራንክ ጌርዎ Prank 

Bete Abrham ቤተ-ኣብርሃም
Подписаться 24 тыс.
Просмотров 104 тыс.
50% 1

ኣብርሃም ዘረኣብሩኽ ሕንኡ ፈድዩ!! ፕራንክ ምስተገብረ ተመሊሱ ንዓወት ሃጢረ ብዘገርም ፕራንክ ጌርዎ Prank

Развлечения

Опубликовано:

 

7 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 912   
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v Месяц назад
ኣብርሽይ ዝፈትወካ ሓወይ ለባም መሰተወዐሊ ❤❤❤መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ንብርሽ ዝፈትዎ ላይክ በሉኒ❤✌
@user-cm5sp1dv2d
@user-cm5sp1dv2d Месяц назад
ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ❤❤
@TghTtt-fh4xt
@TghTtt-fh4xt Месяц назад
❤🎉
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu Месяц назад
ኣለና❤❤❤
@salmevms5847
@salmevms5847 Месяц назад
😂😂😂😂
@user-jm3dh9xl1s
@user-jm3dh9xl1s Месяц назад
ኣን 🥰
@mmn7636
@mmn7636 Месяц назад
ዋይ እዛ ሓፍቱ እሕዝናትኒ😢😢 ናይ እድካ እዩ ዓውቸ 👍 ንዳኒኤል ፕራክ ግበሮ ትብሉ 👍ግጨውኒ
@user-cm5sp1dv2d
@user-cm5sp1dv2d Месяц назад
ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ❤🎉
@user-gn1th4mm3d
@user-gn1th4mm3d Месяц назад
ዋላ ኣነ❤
@user-bj1nb8ns8c
@user-bj1nb8ns8c Месяц назад
ኣብርሽይ ዝፈቱው ላይክ
@user-bj1nb8ns8c
@user-bj1nb8ns8c Месяц назад
@lula-Tube242 ጨለ
@abebaseyum5368
@abebaseyum5368 Месяц назад
ሰብ ምድንጋፅ ፅቡቅ ስራሕ ኮይኑስ ላይክ ትብሊስ ተሳሒትኪ ድኺ ዲስላይክ ማለትኪ ድዩ
@vodahallo9499
@vodahallo9499 Месяц назад
👍👍👍👍😂😂😂😂😂😂
@Awet355
@Awet355 Месяц назад
ንኣብርሸይ ዝፈቱ ላይክ ግጨዉኒ 💚👏
@Awet355
@Awet355 Месяц назад
@lula-Tube242 አሺ ገይረኪ መልሲ
@selamSelam33-ll1bs
@selamSelam33-ll1bs Месяц назад
አነስ ንኩሎም እየ ዝፈትዎም ዘለኩ 💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v Месяц назад
ሕነኡያ ዘይፈደሰ ወዲ ኣድጊ ይብሉወ ኣብሳ ኮይንካ ኣብርሸይ👌👌👌❤❤❤❤💚
@user-vz3eu9ov6q
@user-vz3eu9ov6q Месяц назад
እቲ ፀሊም ወዲ ኣቅርብዎ ካራክትሩ ሓሪፊ እዩ
@BriBrii-ku9my
@BriBrii-ku9my Месяц назад
ምሰ ለምለም ዓይነይ ኑዑ አብርሸይ ጨል ግብርኻዮ ❤
@user-cm5sp1dv2d
@user-cm5sp1dv2d Месяц назад
ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ🤲❤
@user-jc8wx3qz4k
@user-jc8wx3qz4k Месяц назад
እሰይ ኣብርሸይ እንኳዕ ሕነኻ ፈደኻ ፀባ ኣስትካኒ ስጋ ባባ ሓላል❤ሕነኡ ዘይፈዲ ወዲ ኣድጊ ይብሉ ወለዲና
@user-cm5sp1dv2d
@user-cm5sp1dv2d Месяц назад
ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ🤲❤
@user-my2mq7vn5d
@user-my2mq7vn5d Месяц назад
ኣይትተሃላለኩ ኣሕዋት ብራክ ተኮይኑ ፕራክ እዩ እና ኣይትናደዱ❤ኣብርሃም ዓውቾ ❤
@user-bv4fl5vg7v
@user-bv4fl5vg7v Месяц назад
ኣብርሸይ ለባም መስተወዐላ ኩራዓት ትግራይና💊💊💊💊💊💊❤❤❤❤🎉🎉🎉💊💊💊💊💊💊
@user-cm5sp1dv2d
@user-cm5sp1dv2d Месяц назад
ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ❤🎉
@user-bv4fl5vg7v
@user-bv4fl5vg7v Месяц назад
@@user-cm5sp1dv2d እሸኒ ገይረ ኣለኩ
@user-bj1oq2dr4q
@user-bj1oq2dr4q Месяц назад
ኦህ ከቢድ እዩ ኣብርህሸይ ያ ናይ ዛሓለፈ ዓውቻ ፕራክ ከቢድ ነይሩ ዋላ ሐዝለ ከቢድ እዩ ብራክ ቅልል ዝበለ ብቀልድታትን ብፍቅሪ ፅዋታምበር ብህልክ ናብ ከቢድ ነገር ዘብፅሕ እዩ ኣብርህሽ & ዓውቻ ስለዚ ኩላትኩም ይቅር ተባሃሃሉ ምትህልላክ ፅቡቅ ኣይኮነን ደቂ ትግራይ ጀጋኑና🙏💪💝💝💝💝😍😍😍
@Hareg675
@Hareg675 Месяц назад
ሓዱጉየ ግርም ገበርካዮ ዝተባኣስኩም መሲሉኒ ቅር ኢሉኒ ነይሩ ስለ ንፈትወኩምም❤❤❤❤ሕነኡያ ዘይፈድስ ወዲ ኣድጊ እኙ
@user-cm5sp1dv2d
@user-cm5sp1dv2d Месяц назад
ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ❤❤
@Hareg675
@Hareg675 Месяц назад
@@user-cm5sp1dv2d እሽኒ ገይረልኪ❤
@Merimeri-1619
@Merimeri-1619 Месяц назад
​@@user-cm5sp1dv2dመልሲ ዝያዳይ❤❤❤
@sebeytiwedibabu
@sebeytiwedibabu Месяц назад
ኣነለ ኣሕሪቁካ ኢለ ብኣካ ክጭነቅ ቀንየ ኣብርሃመይ😂 እሰይ ገበርካዬ ሕንኡያ ዘይፈድስ ወዲ ኣድጊ😂ከምዚ ከማይ ዝፈትወካስ ይህሉዶ ኣብርሃመይ ለባም መስተዉዓሊ ኩርዓት ትግራይና ንበረልና ምዓረይ❤ዓዉቾለ ኝኝ ኣይትበል ኢድካ እያ ሆ😂😂😂
@user-cm5sp1dv2d
@user-cm5sp1dv2d Месяц назад
ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ🤲❤❤
@62114646
@62114646 Месяц назад
100% Hakeka zehaway! Awet gen teazebenaka Abraham Gobez heray geberkayo kemea eya menem kabta neu zegeberkayo felay yebellun neaka gen netbe agudelkayo
@62114646
@62114646 Месяц назад
Awet hazu ane neaka keketatel ayedelen betu zerakayo hemak reaction teebetegna gedi eka yemeseleni
@user-sp2jj8yh7p
@user-sp2jj8yh7p Месяц назад
ኣብርሸይ ኣውደኣመት ምድሪ😭😭 ብገዘኦም ረቢሽካዮም😂❤ ግን እሰይይ ናዓካ ዶ ፅቡቅ ገሩካ😂😂
@user-jw2ss8dz9u
@user-jw2ss8dz9u Месяц назад
ኣሜን ኣብርሸይ ለባም ሰናይ ትንሳኤ ይግበረልና❤❤
@user-cm5sp1dv2d
@user-cm5sp1dv2d Месяц назад
ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ🤲❤
@zufanzufan9990
@zufanzufan9990 Месяц назад
በቃ ትግራዋይ ከምዚ ዪ ንማንም ኣይፈርሕን በይኑ ከይድወም ውዱኣት ተጋሩ ይመችኩም ለለ ኣብ ፕራክ ኣትብሸቁ
@zufanzufan9990
@zufanzufan9990 Месяц назад
@lula-Tube242 እንቢ
@zenaanena1832
@zenaanena1832 Месяц назад
ዋውውው ዓወተይ ሽኮር ትናድዱ ንእሽተይ ኽብድ ኽብል እዩ ምስ ኣውድኣመት ምኻኑ እና ይሞችኹም ኽሉኽም ፅርያተይ ❤❤❤ግን ንምንታይ የኹም ኸርኹም ትኾዱ ሕድግ ደይ ታብልዎ ድራማ ትኾንሎስ ኣይት ኸሩይዩ ይድብረናሎ ዋ❤❤❤
@fwefxad815
@fwefxad815 Месяц назад
ዓዎት ኝኝኝኝ ኣይትበል ብጓል ኢካ ፈቲንካዮ ዌ ነውሪ ኢካ ገይርካ ንስካ ውን እና ይቅረኩም ከምዚ ዓይነት ስራሕ ንህዝቢ ዝጠቅም ስሩሑ❤
@user-wd2dk6di7g
@user-wd2dk6di7g Месяц назад
ሕንኡ ያ ዘይፈድስ ወዲ ኣድጊ ፅቡቅ ገይርካ ❤🎉
@user-cm5sp1dv2d
@user-cm5sp1dv2d Месяц назад
ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ❤🤲
@user-qv5qn9pi9w
@user-qv5qn9pi9w Месяц назад
ዓዊታ ናይ ኢድኻ እባ ረኺብካያ ከምኣ እያ እና ኣቅልል ኣብሎ😂😂😂 ሶ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኩምን ዝፈትወኩምን ኣብርሃም & ዓወት❤❤❤❤
@hgf6568
@hgf6568 Месяц назад
ጎደፉ አሕዋተይ አይትተሃላለኩ ሓደ ከጥፍእ ከሉ ሽለል ተባሀሃሉ ተጋሩዋይ አብራም ሓወይ አክብድ አብልካያ ንእሸተይ 💔😢
@AsAs-uz2fr
@AsAs-uz2fr Месяц назад
የኔ ማር ዋላ ይቁተሉኒ እነበር ሓፍተይማኮ በለ 😢😢😢😢ሓዉኻ ይንበርዳኣ❤❤❤
@user-cm5sp1dv2d
@user-cm5sp1dv2d Месяц назад
ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ🤲❤
@makadasolomon
@makadasolomon Месяц назад
በኻይይ በሎ ንዓዉቾ ከፅልእ ቃላቱ ንኣብርሃም ብዝሓለፈ ፕራንክ ዝገበሮስ ቀሊል ድዩ ኮይኑ ገለ ቃላት ተዝዛረብ ነይሩ ኣብርሃም ሂወቱ ምተባለሸወ ነይሩ ማለተይ ኖሩማል ዓርኪ ክትህልዎ ትክእል ። ዓዉቾ በኻይይ😭
@TsarkanGalTigray-cq3yg
@TsarkanGalTigray-cq3yg Месяц назад
ኣብርሸይ የኔ ለዋህ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ፅርያት❤❤❤❤
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Месяц назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣብርሸይ እንኳዕ ብሰላም ኣሕቢሩ ኣብጸሐና ኣብርሸይ ለባም ትዕግስተኛ ዝፎትየካ ጽቡቅ ገበረካ ንዓውቹ🙏❤❤❤❤❤❤
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Месяц назад
@lula-Tube242 ኣብ ዝሓለፈ ገይረልኪ እየ ማዓረይ❤❤
@shewitgtsadik7890
@shewitgtsadik7890 Месяц назад
ፅቡቅ ገበርካዮ ሕንኡ ዘይፈድስ ወዲ ኣድጊ እሱ ብጓል ፈትንካ ዶ እንኦይ ዓወት ግን ተጋግካ ኣብ በዕልካ ምስ በፀሐ ዓገርገር ፅቡቅ የኮነን😂😂😂
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme Месяц назад
እዚ ዓወት ዝብልዎ ግን ዕቡድ ዩ ታይ ድኣ ሆይ ሆይ ኣቢልዎ ንሱ ዝገበሮ ኸ ቐሊል ኔሩ ማለት ድዩ ኣቤት ሰብ ግብሩ ረሲዑ ግብሪ ኻልኦት ዘሰራስር😢
@soliyanamearg5734
@soliyanamearg5734 Месяц назад
መን ዳኣ ሓሪሩ ክተርፍ ዓውቾ ናይ እድካ እያ ሕኑኡያ ዘይፈቱስ ወዲ ኣድጊ ፅቡቅ ገበርካዮ ኣብርሸይ ሽኮር ኣንሕናውን ንፈትወካ እና ግን እዞም ሰብኣይስ ተረጋጋእ ተረጋጋእ እናበሉ ፍግእ ከየብሎም ፈርሐ ኔረ ብዝኮነ ህልክስያ ዓድን ኣየጋብር ይብሉ ወለድና ኣይትታሃላለኩ ተረዳድኡ ፅሩያት ኣሕዋተይ ኣብርሽ & ዓወታ❤❤❤
@user-bx2zl8hu8u
@user-bx2zl8hu8u Месяц назад
አብርሸይ አግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤
@user-vv4es5xf9x
@user-vv4es5xf9x Месяц назад
ይቅርታ እንበር ትጭክጭክስ እንተትቆርፅዎ ግን ይመችኩም
@RaSs-xj1lt
@RaSs-xj1lt Месяц назад
እሰይ እንኮዕ አኮረየካ ልቁሑ እንኮዕ መለሱ አብርሃም ብጣዕሚ ምስኪን እዩ ብጣዕሚ እሙን እዩ ብጣዕሚ እየ ዝፍተዎ የኔ ማር❤ የኔ የዋህ ስለዚ አባካ ክበጽሕ ዘይትደልዮ ነገር አይግበርን ብዝሐለፈ በጣዕሚ ኢካ አኮሪካዮ ደዊሉ ደምስሶ ኢሉካ እዩ ንስካ ግን ለቂቅካዮ ስለዚ እሰይ ገበረካ አብርሃ ለ ካብ ሕጂ ከየዕሽወካ ብጣዕሚ ገርሂ አይትኩን እሺ ❤❤❤ ዓውቹ ለ አይትናደድ ኢድካ እዩ ማይ ገርካ ውሓጣ" ቁሓማ ሓፍትካ ለ ብጣዕሚ እያ ትሓልየልካ የኔ ጽርይቲ
@HayetTesfay
@HayetTesfay Месяц назад
ጠርጢረካ እየ ነይረ ፈኪርካ ምስከድካ ኣብርሽ እና ሓሪፍ ፕራንክ እዩ ል መሳርሕትኻ ሓደ ብ ሓደ ፕራንክ ግበሮም ኢኻ
@user-xj3jv6iv6b
@user-xj3jv6iv6b Месяц назад
ኣይ በቃ ዓውቼ ኝኝኝ ኣይትበል ኢድካ እያ😂😂😂😂😂😂😂😂
@MiriMiri-fb8fx
@MiriMiri-fb8fx Месяц назад
ሞይተ😂😂😂❤
@user-xj3jv6iv6b
@user-xj3jv6iv6b Месяц назад
@@MiriMiri-fb8fx 🙈😁😁😁😁😁
@SlamahSalim-px4yv
@SlamahSalim-px4yv Месяц назад
ተጫዉትካሉ ማርያምን😂😂😂
@khjh8891
@khjh8891 Месяц назад
ዓወት ኝኝኝኝኝ ኣይትበል ኢድካ እያ🙄😀
@Samri16
@Samri16 Месяц назад
ኣብርህሸይ ለባም❤❤
@mabratiasafe7932
@mabratiasafe7932 Месяц назад
ዝሮ ዋሓጦ ዓውቾ ኢድካ እያ😂😂
@Helentadese1912
@Helentadese1912 Месяц назад
ዓወታ ግን ፖሊስ ሒዝኻ ትከድ ነይርካ ኣይበሎ ከምዚ ዓይነት ተገጢምና ፖሊስ ሒዝካ ምካድ እዩ ፅቡቅ እና ክልቲኤኩም ናተማከርኩም ንከሊእ ሰብ ፕራንክ ግበሩ እንበር ከምዚ ንሒንሕ ዘለዎ ፕራንክ ኣብ ክልቲኤኩም ይትረፍኩም ፅቡቅ ኣይኾነይ ዕርክነትኩም ይሕሸኩም ግበረኒ ክገብር ጋና ገብር ትብል ነይራ ዓባየይ🥺
@WeldeslassieAmare
@WeldeslassieAmare Месяц назад
አብርሃም ከመይ ኣለካ፣ ፅቡቅ ኣዉዳኣመት ይግበርልና።
@user-vz3eu9ov6q
@user-vz3eu9ov6q Месяц назад
ኣብርሽይ ፀባ ኣስቲካና ብሓቂ❤❤❤❤
@user-tm9cm9xk9v
@user-tm9cm9xk9v Месяц назад
ኣብርሸይ ማዓረይ
@user-cm5sp1dv2d
@user-cm5sp1dv2d Месяц назад
ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ🤲❤
@selamburuk
@selamburuk Месяц назад
ኣወት ሓወይ@አብረሃምይ ወይ ግደፍዎ ወይ ብራንክ እዩ ተተባሂልኩም ኣይትኮርዪ ንተመልካቲ ሽንፍላላ ዘየብል ብፍቅሪ እጸዉዎ ንተመልካቲ ደባሪ እዩ😢🙏
@wtfgvbb803
@wtfgvbb803 Месяц назад
እዋይ እንታይ እዩ ግን ኝኝኝኝኝ ትብሉ በቃ መዛንግዒ ተኮይኑ ስቅ በሉ ጭዋታ ይምሰል ፀርፊ ግደፉ❤❤❤❤
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy Месяц назад
አብርሽይ ለባም አደናቂትካ አየ አንኳዓ አብፀሐካ አብፀሓና ግን አዚ ወዲ አይፀላአክዎን ደስ ክብል ❤❤❤
@medatigray4827
@medatigray4827 Месяц назад
አብርሽ ብሽም ሰበተይ ላክ ገርልካ አለኩ ❤️❤️❤️
@user-cm5sp1dv2d
@user-cm5sp1dv2d Месяц назад
ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ🤲❤
@user-vn3oh1zc4i
@user-vn3oh1zc4i Месяц назад
ፅቡቅ መምሀር እዩ👌ግን ዓውቹ ልምንታይ ሰብ ሕዝካ ዘይኸድካ ወይ ድማ ፖሊስ ዘይፀዋዕኻ?
@user-cm5sp1dv2d
@user-cm5sp1dv2d Месяц назад
ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ🤲❤🤲
@user-bx2zl8hu8u
@user-bx2zl8hu8u Месяц назад
እወ ሓቅኪ ኢኪ ኣነለ እንታይ እዩ በይኒ መፂኡ ገረምኒ
@user-xd5qv6bs4r
@user-xd5qv6bs4r Месяц назад
አነ ዘይ ትርስዓኒ አበቲ ግዜ ኩናት አብርሃብ ደንገዩ ደሃይ አይገበረን ነሩ ተሰዊኡ ዩ ኢለስ ጉሁይ ኢለ ነረ።
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu Месяц назад
እዎ ጋለይ ኣነ ከዓ ነራ ተሻቂለ ኔረ ግን ተመስገን ኣምላክ
@abdulhashibassamindia7038
@abdulhashibassamindia7038 Месяц назад
😥😥
@titisabawit3510
@titisabawit3510 Месяц назад
ኣብርሽ ሓወይ❤❤❤ ዓወት ጠዓማ ይግበአካ እዩ ዙሓወይ ኣናዲድካ ናበይ😂
@user-cm5sp1dv2d
@user-cm5sp1dv2d Месяц назад
ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ🤲❤
@user-og1rl6hb4e
@user-og1rl6hb4e Месяц назад
የሕዋተይ ምትህልላክ ፅቡቅ ኣይኮነንን ካብኩም ካልእ እምበር እዙይ ኣይንፅበን ይቅር ይቅር ተባሃሂልኩም ምፁና ዓወት ከዓ ኢድካ እያ ባይዘወይ😅
@user-ww9gu5ko9z
@user-ww9gu5ko9z Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤
@FgFg-dg6ej
@FgFg-dg6ej Месяц назад
ብድሩ ሳይመልስ ኣይወለድም ኣብሩሽ❤❤❤
@user-cm5sp1dv2d
@user-cm5sp1dv2d Месяц назад
ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ❤🎉
@user-kz9de6iu1q
@user-kz9de6iu1q Месяц назад
ይመችኻ ኣብርሃም ። ዓወት ግን ባህርዪን ኣካሉን ቀጢን እዩ ብሓቂ።
@user-qv5qn9pi9w
@user-qv5qn9pi9w Месяц назад
ዋውውውው ኣብርሸይ ማርያምን ኣሐጒስካኒ ሎማዓንቲ❤❤❤😂😂😂😂
@KkM-zb4mp
@KkM-zb4mp Месяц назад
ኣብራህም ብሓቅ ትግራዋይ እኻ ፈድይካ ኣለካ
@Hareg675
@Hareg675 Месяц назад
ሓዱጉ ግን ዛ ፍቅሪ ሚዛን ክትጅምር እያ ዶ ኣበልካን? ጠፊእኹም እኮ?
@user-cm5sp1dv2d
@user-cm5sp1dv2d Месяц назад
ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ🤲❤
@selamSelam33-ll1bs
@selamSelam33-ll1bs Месяц назад
እዋይይይይይይ አብቲ ፅርግያ ዛናናናና ኢሎም ክከዱ ከለዎሲ አነውን ምስኦም ስርሐይ ገዲፈስያ ዛናናናናና ይብል እዋይይይይይ አሕቢሩ እንኳዕ አብፀሐና❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ሰይይይይይይይይ ከጥዕመሎም አባ ፃዕዳ ብፃዕዳ ክክደኑስስስስስስስስ❤❤❤❤❤
@user-ce2jq4eb5i
@user-ce2jq4eb5i Месяц назад
ኣታዮ ሎሚ ዘበን ልመን ክኣምኖ 🤔😂😂
@AbxhdBsjs-fl2ec
@AbxhdBsjs-fl2ec Месяц назад
ሕኔካ ዶ መሊስካ ኣብረሃም❤❤❤ኣብ ባዕልካ ምስ በፀሐ እዩ ዝፍለጠካ ምኩራይ የላን ሐዚ😂😂😂
@user-cm5sp1dv2d
@user-cm5sp1dv2d Месяц назад
ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ🤲❤
@AbxhdBsjs-fl2ec
@AbxhdBsjs-fl2ec Месяц назад
@@user-cm5sp1dv2d እሺ❤❤❤
@user-er7ty9oy5s
@user-er7ty9oy5s Месяц назад
ዳግማይ ትንሳኣ ምስ ዘርኣቡሩክ ሙፁና🎉
@user-cm5sp1dv2d
@user-cm5sp1dv2d Месяц назад
ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ🤲❤
@mimi62328
@mimi62328 23 дня назад
ዓቢ ጌጋ ሕማቕ ትምህርቲ አዚርኩም ምሕሳብ ዝተስእነኩም ንግንዘብ ክትብሉ ዝይትገብርዎ ነገር የለን
@WedeGebre
@WedeGebre Месяц назад
አብርሸይ ብጣዕሚ እየ ልፈትወካ አያ ዘራአብሩኽለ ክወቅዑኻ ከለው ብጣዕሚ እየ ዝበሳጨው እና ዕረፉ በሎም
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 Месяц назад
አሜን እንኳዕ አሕብሩ አብፀሐና ዓመት ንዓመት ይዕቆረና አምላኽ ቅዱሳን አብርሸይ❤❤❤ ዓዉቸ ናይ ኢድካ እዩ 😂😂😂
@Brihan-dl8pg
@Brihan-dl8pg Месяц назад
እዋይይይ እዛ ቆልዓስ ደስ ክትብለካ❤❤ኣብርሸይ ሕነኡያ ደይፈዲስ ዳረጋ ወዲ ኣድጊ😅😅😅
@user-cm5sp1dv2d
@user-cm5sp1dv2d Месяц назад
ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ🤲❤❤
@Brihan-dl8pg
@Brihan-dl8pg Месяц назад
@@user-cm5sp1dv2d ገይረልኺ ማዓረይ
@62114646
@62114646 Месяц назад
Betami dess elluni Hadigu gobez heneka betsebuki fedeka! Prank kebehal kello Ellli kegeberellu allowo nay edeka eyu Awet
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd Месяц назад
ኣብርሸይ ለባም ብዓል ሕልና ❤️ ብሓቂ ሕነ ማለት ኣብዚ ኣሎ 😀ዓዉች ተፃዊትልካ 😂😂
@mabratiasafe7932
@mabratiasafe7932 Месяц назад
ይመቺካ አብርሽ❤❤🎉
@brllabay3842
@brllabay3842 Месяц назад
በይዛኩም ከምዚ ዝበለ መደንገፂ አይተምፅእሉና ዋይ አውደኣመት መርየትስ ናብ ባእሲ 😢😢😢
@user-dr8xt1rn4k
@user-dr8xt1rn4k Месяц назад
አብርሽይ ብጣዕሚ ትናድደ ነይረ ብዝሓለፈ ኸዝ ሕነካ ፈድኻ ስብአይ አብ ቀፃሊ ምስ ዘብረአብርኽ ንዑ
@user-cm5sp1dv2d
@user-cm5sp1dv2d Месяц назад
ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ🤲❤
@aotali8812
@aotali8812 Месяц назад
ዋይ ናፈለጥና ክንሸወደልኩም እምበር ዳግማይ ትንሳኤ እኮ ገናዩ ብሩኻተይ 😂😂😂 ተማኺርኩም ዝሰራሕኩምዎስ ፕራንክ ትብሉና 😂😂 አረ ሼም
@salamaaa905
@salamaaa905 Месяц назад
እሰይ ገበርካዮ😂😂
@rosehama
@rosehama Месяц назад
ግን ምትህልላክ ግደፉዎ ናብ ዝትደለይ ነገር ከትአትዉ ዝምሕዋትይ
@somsomali6370
@somsomali6370 Месяц назад
ዋውውው ካብ ኣብርሃም ሉዕሊዑ ዝኮነ ተወስኣይ እምበር ርኺብካ 😘 ❤️❤️✌️
@IPi-tb1jn
@IPi-tb1jn Месяц назад
ኣብርሽ ለባመይ ዝገርም ስራሕ ቀፅለሉ❤❤❤
@Romary-cv8rq
@Romary-cv8rq Месяц назад
ኣብርሃመይ❤❤
@FanaYBRah-hq8cw
@FanaYBRah-hq8cw Месяц назад
ውይ ሓው ማለት ኮ ኡፍ😢 ዓውቼ ማዓረይ ብጣዕሚ ኣድኒቀካ ምክንያቱ ንሓፍትካ ክትብልስ እረ ጅግና ኢለካ ኣሎኩ ማርያምን እና ኣጀካ ኣቅልል ኣብሎ የኔ ማር ኣይትከሪ ኣብርህሸይ ለ ኣድኒቀ ኣይፅግበካን ክልቲአኩም ብሉፃት ኢኩም❤✌
@AhAh-wb7rl
@AhAh-wb7rl Месяц назад
ሕነኡያ ዘይፈድይሰ ወዲ ኣደጊ ድዮ ዝበሉ ወይለይ አብርሸይ መቅሰን ይመችኻ 😂😂ሰላም ንተጋሩ እሰይ ይበል ምቅራተይ
@mulugidena-ro6ip
@mulugidena-ro6ip 24 дня назад
ሃምዙይ ፅቡቅ ኣይኮነን
@user-ur5rq3bk4k
@user-ur5rq3bk4k Месяц назад
ሰብ ግን ከመይ ኣብ ባዓሉ ክበጳሓ ከሎ ኣዩ ዝናደዲ ከመይ ኣሞ ዓወት ቀሊል ገይራካዮ ዳዩ ተትስዓማ ነይሩ ሓማቅ ቃላት ተትናገር ነይሩ ለኾ ኩሉ ግዜ ጰጰት ኣዩ ኩኾኒ ነይሩ ኣብራሃም ናይ ኣብራሃም ለ ከባድ ኣዩ ነይሩ😮😅😅😅
@user-cm5sp1dv2d
@user-cm5sp1dv2d Месяц назад
ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ🤲❤
@thth1588
@thth1588 Месяц назад
ዓብዪ ጌጋ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@user-zm7ox7rq1b
@user-zm7ox7rq1b Месяц назад
ኣብርሸይ ጅግና ሕነኡያ ደይፈድስ ወድ ኣርግ ሃምታ ድሰረሐልኻ ሰርሕኻሉ❤️❤️
@tsegaygeb
@tsegaygeb Месяц назад
ኣብርሸይ ምርጥ ፕራንክ 😂😂 ዓውቼለ ተባዕ
@gemechubult5460
@gemechubult5460 Месяц назад
መትላኽ ፕራንክ አይፈልጥን ድዮ
@user-cm5sp1dv2d
@user-cm5sp1dv2d Месяц назад
ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ🤲❤
@user-jb9ht7ck1y
@user-jb9ht7ck1y Месяц назад
ታይገበረኩም ኣውደኣመት ማርየት ኡፍ ካሊእ ንስራሕ ሲኢንኩም ድኩም ኡፍፍፍ ኣወደ ኣመት ብሓደ ትሓጊስኩም ክንዲ ታሓጊስኩም ትውዕሉስ ኡፍ🤔🤔
@user-cm5sp1dv2d
@user-cm5sp1dv2d Месяц назад
ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ🤲❤
@YourLocalCamera1229
@YourLocalCamera1229 Месяц назад
Meareyyyyy ahzinuni nhiwetuuuu ekassss ayferehenn efff ahzinuni awchaaaa I proud of u❤❤❤
@YourLocalCamera1229
@YourLocalCamera1229 Месяц назад
Haha😂😂😂😂😂 defaratttt habirnaaaa nmsahhhhh do beluuu❤❤❤😅
@gemechubult5460
@gemechubult5460 Месяц назад
አሣቃቹኝ አየ አብርሽ
@saammm2457
@saammm2457 Месяц назад
እልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤
@user-yp9ep8yi1v
@user-yp9ep8yi1v Месяц назад
ዓወት ተወዲአቱ ናይ ኢድካ እያ ብዝኮነ እንኳዕ አብፀሐኩም❤❤❤
@Haya-wo6xz
@Haya-wo6xz Месяц назад
ኣብርሸይ❤❤❤❤
@berezafkahsay909
@berezafkahsay909 Месяц назад
❤ Amen keep going 🎉 good luck with your idea
@helenberekt3774
@helenberekt3774 Месяц назад
❤❤❤bravo abrsheyy awet nay eidka eyu aythirk😂❤
@ZCNM-vn7th
@ZCNM-vn7th Месяц назад
ንኣብርሸይ ንትፈትዎ ከማይ ሸርርር ላይክ ግበሩ
@user-hv1ef6uo8x
@user-hv1ef6uo8x Месяц назад
ዉይ ዛቆልዓ😢መዓረይ ዓወት ግን ናይ ኢድካ እያ ተሓጊሰ ግን ክንዲ ኣብራሃም
@SamidaWarsam-cp1lv
@SamidaWarsam-cp1lv Месяц назад
እዋይ ዓውት ተጫዉትካ ማርያምን ናይ እድኻ እባ ረኺብካያ ከምኣ እያ ብጣዕሚ እዩ ዘድንቀኩምን ዝፈትወኩምን አብርሃም ዓወት ዘድንቀኩምን እዩ🎉🎉🎉❤❤❤ምሰ ለምለም ዓይነይ ሙፁና ኘራንክ ግበሪ🎉🎉❤
@samuelhenos
@samuelhenos Месяц назад
😂😂 bkemthi gn aykledy ymoshka gn abrsh❤
@user-ed7oq6yy9p
@user-ed7oq6yy9p Месяц назад
ኣሰይ ፅብቅ ገይረካ ኣብሩሸይ ኣነዉን ተጨንቀ ቃንየ ኣሰይ ዓወታ ኣይተፀንፀር አንዶ ናይ አድካ አያዋ 😁😁😁😁😁😁
@62114646
@62114646 Месяц назад
Be ewnet betami Gobez Abraham/Hadigu
@maichealgerezgihier8175
@maichealgerezgihier8175 7 дней назад
Sebay Abraham hnie zeyfedi wedi adgi
@user-ic3yl4pl6g
@user-ic3yl4pl6g Месяц назад
Ymechka Abrshey
@dwedete389
@dwedete389 Месяц назад
አብርሸይ ጎታዋይ ጎታባህሉ ጎታመንነቱ❤❤❤❤
@FanaYBRah-hq8cw
@FanaYBRah-hq8cw Месяц назад
ዓውቻ ግን በይንካ ዶ ይክየድ እዩ ላበይትፈልጦ ሰብ ብጣዕሚ ተጋጊካ መምሃሪ ይኩንኩም ንኩለኩም ተጋሩ ኣብዚ ሐዚ ሳዓት ብጣዕሚ ኢና ነድንቀካ ዶ ገለዶ ኢሎም ንራከብ ይብልካ ሞ ካብኡ ታኣኪበም ድላዮም ገይረምካ ዝከዱ ከም ዘለዉ ዘይፈልጥ የለን እና ሓደራ ኣሕዋተይ ተጠንቀቁ
Далее
I wish I could change THIS fast! 🤣
0:33
Просмотров 22 млн