Тёмный

ኣብይ ንመራሕቲ ትግራይ ነጊርዎም/ ምዕራብ ትግራይ ዝምልከት ተነፂሩ/ ኣገዳሲ ምዕባለ ኣዲስ ኣበባ-ኣስመራ/ ጀነራል ኣልቡርሓን ወሳኒ ዓወት ሓፊሱ! 

Tigray Horizon
Подписаться 34 тыс.
Просмотров 22 тыс.
50% 1

#Tigray #raya #Humera #eritrea #russia #sudan #libanon #usa #Ethiopianews #Ethiopia #Tigray Horizon
Ethiopia News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewelede Gebremariam | EU on Ethiopia | Sileshi Bekele Tigrai | general Abebaw Tadesse | ABiy Ahmed | General Tilaye Asefe | Mekelle | Amhara | Dessie
#Ethiopianews #Ethiopia
Ethiopia news / Eritrea news / Sudan news / Debretsion Gebremichael / Amhara Regional state / Tplf / Sudan Army / Jawar Mohammed | Eritrea news | Abey Ahmed | Abadulla gemeda / Semehal Meles / Mekelle / Samora Yenus / Meles Zenawi / Azeb Mesfin / Taye Dendea / NAMA / Tigray news / / Sebehat Nega / Tigrai news | Getachew Reda
Subscribe ይግበሩ!
-----------------------------
©Copyright: Tigray Horizon
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Опубликовано:

 

17 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 24   
@embahuneyayele4207
@embahuneyayele4207 20 дней назад
ስለምንታይ ድኣ እቶም ዝምልከቶም ኣካላት ንህዝብን መታዓረቕን ዓለምን ንውዕል የፍርሱ ኣለዉ ኢሎም ዘየፍልጡ ?
@isurafelkif
@isurafelkif 20 дней назад
እዚ ድኣ ጌታቸው ረዳን ጉጅሉኡን አብይ ብሚሊዮን ገንዘብ መዲቦም የሠርሕሉ አሎ
@girmayzemicheal
@girmayzemicheal 20 дней назад
ወፍሪ ኣሉላ ዝገርማ ታሪኻዊ ፍፃመ ተጋሩ TDF FORE EVER!!!!!!!
@Tigrai24
@Tigrai24 20 дней назад
ኣብይ መርገፂኡ እንታይ ምዃኑ ፀኒሑ እዩ ካብ ዘፍልጥ። ናትና ነገር እዩ ዘተሓሳስብ ጉዳይ እምበር😐
@asefaw4345
@asefaw4345 20 дней назад
መራሕቲ ትግራይ ይሕዙኑካ ተለማመድቲ ፖለቲከኛታት ኮይኖም ኣብይ ይጻወተሎም ኣሎ ጅግና ህዝቢ ትግራይ ብሰንኮም ተዋሪዱ ኢድኩም ኣይትስኣኑ
@getachewsioum9387
@getachewsioum9387 20 дней назад
እንታዮ፡ናይዘሐለፈ፡ትደጋግም።
@KhalidHarisi
@KhalidHarisi 19 дней назад
ጌታቸወ መሬት ትግራይ ሸይጥዎ ምኻኑ ትፈልጡዶ ዘዓንጋር ሰብ ከይተደርበየ መሬት ኣይምለስን
@iamfree347
@iamfree347 20 дней назад
ህዝቢ ፡ ትግራይ ፡ ናብ ፡ ቀተልትን ፡ ሐረድትን ፡ ፌደራልን ፡ አምሐሩን ፡ ብኸመይ ፡ ይምለስ
@mowdave9578
@mowdave9578 19 дней назад
Poor silezikone lemani sinday silezikone UN kkkk
@getachewsioum9387
@getachewsioum9387 20 дней назад
ወያነ፡ፈራሕ፡ታይ፡ይፀበሎ?
@GebregergsGebreslasie
@GebregergsGebreslasie 20 дней назад
ሰምዕኒ መደባትኩም ዝሐሸ ኢዩ ምሰ አብ አምልኮ ወልቀ ሰባት ውደብን ዘለኩም ጸገማትኩም አብ ቦቱ እንፈሃለወ እዙይ ናይ ቡዙሕ ትግርዋይ ጸገም ኢየ ምናልባት ፈጢጡ ምሰ መጸአ እንታይ ንገብር ቀጺልና ንሬኦ ተባኢሶም ክሳብ ዝዕረቁ አጽቂጥና ንጽበ ከምዝነበርና ንውሕዳት ተጋሩ ጥራሕ ይረአዬም ነይሩ እንታይ እምይኩን ፓለቲካዊ ባህሊ ዓድና አብ አምልኮት ውልቀሰባት ዝተሰረተ ዘይ ሎጂክ ሰለ ዝኮነ እዚ ንሰምዖ ዘለና ሓሲብናዬ ዘይንፈልጥ ክንሰምዕ ተገዲድና አለና ደቂ ዓደይ ሎሚ እወን ንሕሰብ ብሐረነት ተሰይፍለጥ
@tesfayaberhe
@tesfayaberhe 20 дней назад
The ETH ticket price increase is to discourage Eritreans from using the flight and eventually stop it. Why should ETH care about its adversaries!😂
@haddisGebreyesus
@haddisGebreyesus 15 дней назад
ዶ/ር ዳኛቸው መበገሲ ገርካ ዜና ከመልካ ይስራህ ሕደጉባ ዓሪዉ።
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 20 дней назад
Abiy kunat kikewin eyu zideliyo zelo nissikum kea kaloe teelilu. Nisu kemey elu ab dogoat kenbirekum eyu zihasib zelo nosilum gin ayiteredaekumon.
@zufanfissahaye5414
@zufanfissahaye5414 20 дней назад
UAE 70 million for humanitarian ማለት: ምስ UN መተዓረቂ: ንሓረስታይ ደመቀ ዘውዱ ዕዮ ገዛ: ንኤርትራ ግዜ: ንRSF ደገፍ መግቢ: ንአቢ ሰልዲ/ መፋተዊ: ንገለ መራሕቲ ትግራይ ረብሓ: ..... ብዙሕ'ዩ ትርጉሙ:: መንእሰያት ነዚ ተሰሪዑ ዘሎ ውጥን ብዘይ ኲናት: ሓመዱ ንላዕሊ እንተዘይጌሮሞ: እዚ ነገር መፈጸምታ የብሉን:: ዘበኑ ንጹሃት: ዝዋረዱሉ: ገበነኛታት ዝፍትሕሉ እዩ, expect not only the unexpected but also the unimaginable. ዔብ ዝበሃል የለን ንሰይጣን
@user-rl7pp6ij2i
@user-rl7pp6ij2i 20 дней назад
አብ መቀለ ዘሎ ስልጣን ካበናይ ዋሽንግተን መስኮን ንላዕሊ ጡዕሙ እዩ ይመስለኒ
@mowdave9578
@mowdave9578 19 дней назад
Eway eza nahkum fekera 30 percent hizkas fekera
@debretsionmaryam4835
@debretsionmaryam4835 20 дней назад
ሻዕብያ
@FentahunFentahun.asnake
@FentahunFentahun.asnake 20 дней назад
not west Tigray that is welkait Gonder Amhara
@tesfayaberhe
@tesfayaberhe 20 дней назад
Get the hell out of here, dog!🐕 😂
@tewodrosmulu437
@tewodrosmulu437 19 дней назад
EXPANSIONIST NEFETEGNA
@toyotaw2500
@toyotaw2500 20 дней назад
ኤርትራ & ትግራይ ሐደ ክሳብ ትግራይ ትግርኚ ክሳብ ዘይኮነ ቅሳነት ክርከብ ኢልካ ዘይሕሰብ እዩ ኢትዮጵያ 100ሺ ን ሐሙሸተ ሰብ እያ ትብል ራዛ ናይ አቦ ሐዛ እዩ ነገሩ ኤርትራ ልቢ ትግበር ትግራይ ልቢ ትግበር.
@selamnkulu2541
@selamnkulu2541 20 дней назад
ጀኖሳይድ ፈፂምኻ ሪፈረንደም የለን አብይ አሕመድ፣ ደመቀ ዘውዱን ዳኛቸው አሰፋን ...ብጀኖሳይድ ተኸሰስቲ እዮም: ሕዝውን ጀኖሳይድ ጠጠው ከምዘይበለ እዚ ናብ UN ክቐርብ ዘለዋ ጉዳይ እዩ: ውዕል ፕሪቶርያውን ከምዘይትግበር ዘሎ ይነገሮም:መራሕትና አስጢምኹም ሓዙ ነዞም ሸፋቱ ምልስላስ አየድልን: ብዝኾነ ህይወት ተፈናቐልቲ ምትራፍ ኸም ፕሮጀክት ተዝትሓዝ ናይመገዲ ሕንፃ ፕሮጀክት ዓፂፍኻውዶ አይትግበርን? እቶም ለገስትስ ታይ ይብሉ? አምሊጦም ህይወቶም ዘትረፋ ክውድኡ ድዩ ተፈሪድዋምሞ ክንሀንፅ በጀት ዝህቡና? አብ ፅባሕ መፂኦም ከፍርስዋ ዝኽእሉ ነገራት ገንዘብ ምፍስስ ዶ ይሕሽ አብ ሕይወት ህዝቢ? እዛኹላ ጋሻ ነዚ ድያ ትግራይ ተመላሊሳ? ንበርትዕ ድአ ፀላእትና ባዕሎም ኽዓንው እዮም: ብዝኾነ አዮኹም ናይና ዋላግዘ ይውሰድ ከይትለሳለሱ: ግዜ ግን አይትውሰዱ ምስመሸማገልቲ ቀቀልጢፍኹም ተዘራረቡ: ቐደሙውን ውግእ ደሊና አይተዋጋእናን ሕዝውን ውግእ አይንደልን ስለዝበልና ዝተርፍዶ ይመስለኩም?
@peacewins3281
@peacewins3281 20 дней назад
ኣብ ባር/ቡና ቤት ሰበይቲ ከተኳሽማ ውዒልካ ካልእ ሰብኣይ ገዝኡ ወሲዱ እንተ ጌርዋ/ወጊርዋ,ኣነኳ ነዚኣ ክንደይ ኣኳሺመያ እየ ኢልካ ክትፍክር ሰብ እዩ ዝስሕቀካ...ኣባህላይ TDF ክንድዚ ማሪኹ ኣብዚ በፂሑ ምባል ድኹም መጻናንዒ ቃላት እዩ.TDF መጨረሽትኡ ኣብ ካምፕታት ኣብ መቐለን ተምቤንን ተዓሺጉ ፋፋ ናይ WFP እናበልዐ ኣካኪ ዘሪፍ ኣይባሃልን...ኣቢይ ብቕድሚት ባባ ኢሳያስ ብድሕሪት (ናይ ጉምብሒት) ዝተወግረ TDF ምጥሩ ገፊሑ ይርከብ.እዚ ተኣሚኑሉ ትግራይ ክልተ ምርጫታት ኣለዋ. 1)ትግራይ ዓንቀጽ 39 ኣዊጃ,ሃገረ ትግራይ ፈጢራ,ናይ ባባ ኢሳያስ እግሪ ስዒማ ወደብ ምጽዋዕ ተጠቒማ ፍርያታ ንዓለም ምስዳድ. 2) ናይ ኣቢይ #ልሖ ጦቢባ,ፌዴራል መንግስቲ ዘዝኣዘዛ እናገበረት መናእሰያ ንሊብያን የመንን እናተሰዱ ትጠፍእ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢
Далее
БЫДЛО НА ПУНКТАХ ВАЙЛДБЕРРИЗ
13:26
Макс Пэйн - ТРЕШ ОБЗОР на фильм
47:02
Frank Now VS Then Edit 🥵| #brawlstars #shorts
00:18
БЫДЛО НА ПУНКТАХ ВАЙЛДБЕРРИЗ
13:26