Тёмный

ኣብ መርዓኺ መዓልቲ መርዓዊ እንተዝጠፍእ እንታይ ምገበርኪ?New funny Tigray Street Interview 

Yata up
Подписаться 38 тыс.
Просмотров 20 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

21 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 178   
@yataup27
@yataup27 Год назад
መልሲ ንሕቶታት 1/ ብዛዕባ ኲሓን ከባቢ ኲሓን ዝምልከት ኣብ'ቲ ቪድዮ ኣብ መወዳእታ ምስ ኣቦና ቃለ መሕትት ጌርና ኣቅሪብናዮ ኣለና ኣብኡ ርኢኽምዎ ኢኹም ፣ ዘይርኣኽምዎ ከዓ ኣብኡ ኣለኩም እዩ። 2/ "ጓል ኲሓ ኣፍቂረ" ብግዕዝ ንዝብል --> ኣፍቀርኩ ወለተ እንተ ኲሓ። 3/ኣብ ትግራይ እቲ ዝዓበየ እምባ መን ይብሃል? እምባ ኣላጀ! Elevation(ብራኸ): 3,438 m 4/ ከምቲ ንሓፍትና ዘጋጠማ ነገር ወይ ከዓ ተመሳሳሊ ተጓንፎ ዘለኩም ስደዱለይ ምኽንያቱ፣ካለኦት ሰባት መእንታን ክመሃርሉ። የቐንየለይ!!!
@Tigraweyti231
@Tigraweyti231 Год назад
እታ 2ቁጽሪ ኣነ ኣፍቀርኩ ወለተ ኲሓ ይትብሃል ኣንተ ንስኻ ማለትዩ ኣፍቂረ ማለትግን ንብዓልኻ እዩ
@Tigraweyti231
@Tigraweyti231 Год назад
@ምንትኑ አነ? ጓል ኲሓ ኣፍቂረ እምበር ኣፍቂርኻ የኾነይኮ ዘብሎ ኣንተ ንስኻ ማለትዩ ብግእዝ ስለዚ ኣፍቀርኩ ኣንተ ንብልዶ?
@marbayname
@marbayname Год назад
ጨርቆስ ቤተክርስትያን ማይ ሻፈ ነባር ከተማ ቡዙሕ ታሪክ አለዎ ተስፈ ይገብር ከድካ ሰበት ትምህቲ አለዉ ታሪክ ንክማሃሩ ናይ ዓዶም አብ ቀረባ ዘሎ ናይ ባዕሎም ታሪክ ብደንቢ ክፈልጡ ይግባእ አነ 8 ዓመት ተማሂረ ግን ተማሂረ አይፈልጥን ብዛዓባ እቲ ዝወደቀ ሓወልቲ ዘሎ ስደት ምስ ወፃእኩ እየ ፈሊጠዮ ታረኩ 🙏
@kibromwelay3360
@kibromwelay3360 Год назад
Ok thanks
@መሲሙሴላምሳኤል
ዓዲ ጉደም ን ሒዋነን አውን ኪዱ ድሕሪ ጦረነት ን ሰላምን ዓደና ከንሪአን ንደሊ ኢና። ሃየ ሓደራ ከይትቀርዩ ደቂ ትግራይ ኩሕሎ
@ngestigebremeskel2322
@ngestigebremeskel2322 Год назад
❤❤❤ እዚ ቆላዓ አይደል ክዋዳደር ንገሮ ጎቦዝ ኢዩ❤❤
@ትርሓስጓልኣሕፎሮም
እዚ ቆልዓ ክጉብዝ🎉🎉🎉 ናይ ትምኒት ደርፊ❤❤❤❤
@trhasmehari4398
@trhasmehari4398 Год назад
ሞይተ ስሓቅ ኩሓ ዓደይ ብሰላም ክንመፅእ ተስፋ አለኒ ምጭውቲ ዓደይ❤❤❤
@senaytgaltgray9316
@senaytgaltgray9316 Год назад
ዋው እቲ ናይ ትሚኒት ዝደረፈ ቆልዓ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@ጋልትግራይመቐለ70አንደርታ
በጃኻ ኣሸጎዳ ኽድ ዝሓወይ ማዓረይ ድቅዔድና ኣርእየና ❤
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 Год назад
ኣረ ይመችካ ማራ እዩ ደስ ልብል ሕቶታትካ ወዲ ትግራይ ማዓረይ ቀፅለሉ❤️💛🥰
@BrHanAagaMe
@BrHanAagaMe Год назад
ኣሰይ ደስ በሃሊ እዩ አስኪ በዚ ዓዲ ግራት ገለ ተዛዊርኩም ከ ሕተቱልና በጃኹም ብፍላይ እቲ ናይ ግእዝ ቀፅልዎ እንዳ ያታ ፅቡቓት🥰
@ettsselam6833
@ettsselam6833 Год назад
ውውው ደስ ክብለካ ወዲ 😂ቀፂለሉ እሽ ተጋሩ እውን ሸር ንበለሉ ናብ ራያ ክኣ ሕተተልና ምዓረይ😘😘😘❤
@freweynidesta
@freweynidesta Год назад
የዕብየለይ ዝወደነይ ከም ትምኒትካ ዶ/ር ክትከውን ተስፋ ይገብር❤❤❤🙏🙏🙏
@eb12y12
@eb12y12 Год назад
ውቅሮ ኣርእየና ልትብሉ 👍 ግጨዩ❤❤
@slamslam8991
@slamslam8991 Год назад
ኣነ ዉቅሮ ዓደይ 🥰🥰
@asutgraweyti4477
@asutgraweyti4477 Год назад
ገጪና🥰
@ዮዳሄንበልዮዳሄንኩሉ
ጎይታዋ እዚ ህፃን ሲ ማዓረይ እግዚኣብሔር የዕቢኻ ❤❤❤❤
@genetgyohans3381
@genetgyohans3381 Год назад
ያታ ሓወይ ብጣዕሚ ፅቡቅን ኣዘናጋዕን እዩ
@akilove3701
@akilove3701 Год назад
ፅቡቅ ሕቶታት እዩ ቀፅለሉ ዝሓወይ ❤️❤️❤️❤️❤️
@lemigaultigray505
@lemigaultigray505 Год назад
ደሰ ዝብል መደብ አዩ ወዲ ትግራይ ሸኮር❤❤❤ ዶክቶር ዝበለ ቆልዓ ሓሳብ ልብካ የሰምረልካ ዛሓወይ ማዓረይ
@ሃዉልቲጓልትግራይ
ላሳሓኩኩም ንበሩለይ ተጋሩዋይ ማዓረይ ትግራይ ዓደይ ደምይ🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@ssll7812
@ssll7812 Год назад
ቀፅለሉ ያታ ዩትዪብ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ሕቶታትካ ህዳኣትካ ደሰ ክብል በርትዕ
@soliyanamearg5734
@soliyanamearg5734 Год назад
ኣሰይ ፅሩያተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂታ ሓላል መሬት ትግራይ ያታ ሓወይ ብጣዕሚ ፅቡቅን ኣዘናጋዕን እዩ ኣይትዘንግዕዕዕ❤
@gualabaytigray
@gualabaytigray Год назад
ኣቱም ተናፈቅቲ ናፊቀኩም ቀንየ ኣይትጥፉኡና ♥️💛🌿
@hani6817
@hani6817 Год назад
ኣዋይ ዞም ወዳት ምጠፈኣኩያ ሞራል ዘይ ብሎም🥺🤣 ጋላት ይሐሻ🥺♥️🥰
@merrymerry2356
@merrymerry2356 Год назад
😂😂😂 ብጣዕሚ ደስስስ ይብል ኣስሒቕኩምና ያታ ሓውና እዛ ናይ ግእዝ please ቀፅላ ኢካ ማለት ዋዛ ምስ ቁምነገር ጽቡቅ እዩ ባህልና ቋንቋና ታሪክና ፅቡቅ ጌርና ክንፈልጥ ይግባእ እዩ እና ቀፅሎ ብጣዕሚ ደስስ ይብል እዩ ❤❤❤
@rahealraheal1881
@rahealraheal1881 Год назад
ፅቡቅ ሕቶታት እዩ በርትዕ❤❤❤❤ ሰላምኪ ይብዛሕ ዓደይ
@ልዋምጋልኣፅቢ
@ልዋምጋልኣፅቢ Год назад
መዓረይ ኣታ በጃኻ ክምርዐ እየ መፂአያ😅😊❤❤❤
@lemigaultigray505
@lemigaultigray505 Год назад
ሓቃ ፍል ከይኮና ኮአያ ፈሪሓ❤
@greattigray5290
@greattigray5290 Год назад
ያታ ኣፕ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ዝሓወይ ካብቶም ጀጋኑ ተጋደልትና❤❤❤
@asutgraweyti4477
@asutgraweyti4477 Год назад
ሰሓቅ ሞይተ ማርያም🤣 እና ቀፅለሉ ወድነዋ ፅሩይ💚🥰
@malatkalayu8501
@malatkalayu8501 Год назад
ኪሓ ተናፊቂት ምጭውተይ❤❤❤❤💛💛💛💛💛🙏🕊
@gebrehiwotganenia3108
@gebrehiwotganenia3108 Год назад
ፅቡቅ ሓፈሻዊ ፍልጠት ንምዕባይ ዝዕድም ሕቶታት ዩ
@tesfdjejdjdjjehehjdjfjfjf3067
ራያ ዓዞቦ ባ ኽድ ጎይታዋ😢❤❤❤
@alemefem5459
@alemefem5459 Год назад
Yata Up ጽቡቅ ስራሕ ዩ ቅጽለሉ ረዘንትን መሓርትን ነጥብታት ብፍላይ ግዕዝ።
@__-wj7zq
@__-wj7zq Год назад
_እንኳዕ ብስላም መፃእካ ያታዋይ🥰 ይሞችኩም ዞምኣሕዋተይ ስሓቅ ሞይተ🤣🤣🤣🤣_
@ኣሕፈሮምዓዲጀጋኑ
ብሮየ ንህፃናት እውን ሕቶ ኣቅርበሎም ታይ ይፍለጥ መባልዕትካ ተኮኑ ፍልጠት እውን ይሰንቁ 🎉
@gghhh7965
@gghhh7965 Год назад
ብሰሓቂ ቃትልኹምና ተጋሩዋ ይሞችኹም🙏እስኻለ ትጠፍእያ መልስ😂😂😂
@winvms2148
@winvms2148 Год назад
ሲሒቀ ብጣዕሚ ግእዝ ቀፅለሉ
@Aaa-kx1kb
@Aaa-kx1kb Год назад
ፅቡቅ ሰራሕ እዩ ቀፅለሉ 😍🙏 Yata ነቲ ህፃን ክረኽቦ ደልየ ነይረ ብምንታይ ንረኽቦ ይኽእል ተኺኢልኻ መልሰለይ 🙏
@yataup27
@yataup27 Год назад
0912297756 Dewilka trekbo
@Aaa-kx1kb
@Aaa-kx1kb Год назад
@@yataup27 እሺ ብሩኸይ 🙏😍
@Sara-en3gb
@Sara-en3gb Год назад
አረ ይመቸኩም ተጋሩዋይ❣️❤️😘
@ኣሱጋልትግራይ
@ኣሱጋልትግራይ Год назад
ያታየ ልፈትየካ ወዲ ገዛዉተይ ❤️
@ለምለምጋልትግራይስደተኛ
ተቅርቦ ነገራት ደስ እዩ ዝብል ቀፅለሉ ዝሓወይ
@eiyorsalemhaylemaryam5038
@eiyorsalemhaylemaryam5038 Год назад
በርትዕ ዝሓወይ መዓረይ ቱ ቆልዓ ከኣ ሓግዞ ጎቦዝ እዩ ሰጋር ብንኡሽተዩ ዝለበመ ቆልዓ እዩ ኣብ ዓብዩ ደረጃ ክንሪኦ ተስፋ ንገብር😘 ❤👌 ተጋሩዋኒ ኣሕዋትና ነበራትዕ ❤❤❤❤❤ክፉእ ኣይንካእኹም ብዘለኽምዎ ተጋሩዋኒ ❤😘 ኣነ ኣይሃብ እምበይ መርዓዊ ተዝተርፍ ካብ ዓርኪ ሓደ እየ ክገብር ነይረ ❤
@selamawit6916
@selamawit6916 Год назад
ይመቸኻ ስጋነይ ብጣዓሚ እየ ዝፈትወካ ናትኻ መደብ ደስ እዩ ዝብለኒ❤😂
@znawuabadi7105
@znawuabadi7105 Год назад
ኣታ ቸክ ግበር ኢካ እዛ ትምርዐ ዝመፀት ቆልዓ ካምኡ ገጢምዋ ከይኮን😂😂
@ክርስቶስእልሻዳይክርስቶስ
😂😂😂ናይ ገውኦም ዘሎ መልሲ በስምኣብ ከስሕቀካ 😂😂😂❤❤❤
@ልፀገምፀዋርእየሂዋን
ይመቺካ ወድነይ ቀፁሉሉ ❤❤😍
@brhangaltigray7221
@brhangaltigray7221 Год назад
ፅቡቅ ሕቶ እዩ ቀፅለሉ በተለይ ግእዝ ❤
@251m91
@251m91 Год назад
Thank you yata! This is great job! ከሉ ብጣዕሚ ፅቡቕ እዩ!! በተላይ ኣብ ግእዝ ብጣዕሚ ኣጥብቕ!
@ابوابو-ن6ف
@ابوابو-ن6ف Год назад
wawww
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Год назад
እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ ክቡር ሓው
@shashutsegy3170
@shashutsegy3170 Год назад
ወዲነዋይ ዉቅሮ እማ ኪድ❤
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 Год назад
ብጣዕሚ ደስ ይብል ቀፅልሉ❤ ተጋሩዋይ ዕበዩልና ተከታተልቲ እውን ሸር ላይክ ሳብስክራይብ ናገበርና ኣሕዋትና ነዕቢ😍 ተጋሩዋይ ይፈትወኩም እየ❤
@rahwahrahwah1899
@rahwahrahwah1899 Год назад
ንሽረ ውን ባ 🤲😘
@sameeer1228
@sameeer1228 Год назад
እንካዕ ብስላም መፃካ ዛሓወይ
@tdf1948
@tdf1948 Год назад
አስይ ዝቆላዓ ኽንቅሕ ይዕቤኻ❤ 💛
@yohannes9891
@yohannes9891 Год назад
ጽቡቅ መደብ እዚ ከምዚዓነት ሕቶታት ንህዝቢ መነቃቅሒ ኢዩ መብዛሕቲኦም ምጠፋእኩ ይብሉኣለዉ ስለዚ ክነቅሕ ይግብኦ
@tigrayadey1669
@tigrayadey1669 Год назад
ኪሓዋኒ ተናፋቂት 😢❤
@مريممريمتين-خ6خ
ወጀራት ባሕር ሓፀይ ከይድኻባ ኣርእየና ወዲነይ
@MmN-sl1uz
@MmN-sl1uz Год назад
ዓደይ መዓረይ😢❤❤❤❤
@gebrialgdey9022
@gebrialgdey9022 Год назад
Wwwwww btaemi dess zbil sahak note ❤❤❤😂
@tefetawit1
@tefetawit1 Год назад
Ajokum berteu❤️💛
@Tigraweyti231
@Tigraweyti231 Год назад
ደቂ ዓደይ ማዓረይ ሰላምኩም ይብዛሕ ኲሓዋይ😢❤❤ ኣነ ስብኣየይ ሃም ጠፈአ ኣብ መርዓ ምድሪ ኣነለ ሃም ጠፋእኹ😮
@ዮዳሄንበልዮዳሄንኩሉ
😂😂😂
@eb12y12
@eb12y12 Год назад
ከተማ ውቅሮ እባ ኪድ❤❤
@edon7537
@edon7537 Год назад
መትኩ አረ ቀፅለሉ😮😮😮😮😮
@kingking9720
@kingking9720 Год назад
ኣጉላዕ እባ ኣርእየና 🤗
@tglove7635
@tglove7635 Год назад
ሓንቲ ናይ ሃይስኩ ል መማህርተይ ኩሉ ነገር ምስተዳለወ እንዳጓል ወራድ መርዓ ክኣትዉ እንዳተፀበዩ መሽዩ ደሓር እቶም እንዳ ጓል ነቶም እንዳወዲ እተዉታ ዝብል መልእክቲ ልኢከሙሎም ደሓር እንዳ ወዲ ገዲፍናዮ ኢና ኢሎምዎም ደሓር ኩሉ ሰብ ሰምቢዱ ግን እቲ ዉራይ ቀፂሉ ነታ ጓል ናይ ኣዲኣ ክዳንን ወርቅን ገይሮም ብዘይ መርዓዊ ኣላህዮም ቅርሽን ገዛን ኣንዲኦምዋ ኣቦኣ ይብለኩም እቲ ወዲ ግን እቲ ሽልማት ንካሊእቲ ጓል ተመርዕዩሉ ኣነ ግን ምጠፋእኩ ኣይምከኣልኩን ደሓር ከዓ ንሞራል ስድራካ ከዓ ትፈርሕ ካብዚ ይምሓረና ብፀገም ምክንያት እንተተሪፉ ይምረፅ ካብ ጥልመት
@xfob2543
@xfob2543 Год назад
ኣብ ዓድና እዉን ሓንቲ 9ይ ክፍሊ ተማሃሪትያ መርዓ ሰንበት ምሸት ሞርዑ ኣትዮም ንቶም ዓዲ ጋል ፀላእተም ፖላዊስ ኣምፂኦም ት/ቲ ዕድመ እያ ኢሎም ኣእሲረምዎም እቱ ወዲ ወድያዉ ኣሽዑ ምሸት ካሊእ ኣምፂኡ ቱሽልማት ግን ኣይደልን ኢሉ ነታ ቀዳመይቲ ሂቡዋ ካብኡ ካሊእ ተሞርዕያ 😢
@yordi12
@yordi12 Год назад
ዋይ ኣብ ኣዋልድን ኣወዳትን ዘሎ ኣፈላላይ😂
@grmaneshalal4401
@grmaneshalal4401 Год назад
ዓድጉደም ኢልኺ ሓቅኺ ብደቡብ ገፅ ነዳውባ😢😘ዓደይ ፀዊዕኽለይ ዛሓፍተይ ደስ ምባልኹም❤💋♥️ ኣረ ሰሓቅ😂😂😂ሞትኹ በተለይ ኣብዛ ግእዝ
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 Год назад
እቲ መርዓዊ ኡካ ብሰንኪ ምድንጓይ ነፋሪት ኣብቲ ማዓልቲ መርዓ እንተዘይዋዓለ ንጽባሒቱ ክመጽእ ስለ ዝኾነ እታ መርዓት ንኽትጽበ ጸገም የብላን :: ንዝተረፈ ዕድሚኣ ምስኡ ክትነብር ስለ ዝወሰነት ንሓንቲ ማዓልቲ ምጽባይ ኣይከብዳን ኢዩ ::
@xfob2543
@xfob2543 Год назад
ማዓረይ♥️♥️♥️
@rgbe----tigraweyti-
@rgbe----tigraweyti- Год назад
ተጋሩዋይ💖
@hani6817
@hani6817 Год назад
💔😢 ኣሹ ዓብዪ ሰብ ይሞችካ አስኪ❤
@nahomiKing-jv9nj
@nahomiKing-jv9nj Год назад
ኩሓ ፍቅሪ 😍lkone hizbi
@vhbh3532
@vhbh3532 Год назад
የዕቢካ ዝወደይ💙
@ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ
ኣየውርድ እዩ ዘብል ክሻብ ዝሙርዐ ፈሪሐ
@tuutttet1854
@tuutttet1854 Год назад
ሰላም ዝሓወይ ብጣዒሚ ዝፈትዋ ቻነል❤❤❤❤
@MaryamTsion
@MaryamTsion Год назад
27:30 ኣብ ድሕረካ ኮፍ ኢሉ ርእሱ ዝሓክክ ዘሎ ኣድራሻኡ ኣልሽ ዝሓወይ መሊስካ ትረክቦዶ
@70wit
@70wit Год назад
ዉይ ደቂ ኩሓ ማዓረይ ሳሓቅ ቀትለሙኒ ለለሰ ኣሜሪካ ካናዳ ግደፈንያ ያማማ ዓይነይ ይመችኪ😂😂😂😂
@hayelomtewelde8677
@hayelomtewelde8677 Год назад
😂እቶም ኣወዳት ክውስኑ ምስታ መርዓት ምጠፋእኩ
@GjKj-cq8kx
@GjKj-cq8kx Год назад
ይመችካ ታማ ምጥፋእ ኣብዚሕካ
@Sara-wd7gb
@Sara-wd7gb Год назад
ተጋርዮ ሕበሩ ደቅ ዓበይቲ
@najesthalu2883
@najesthalu2883 Год назад
እስኪ እዛ ግእዝ ክምልስ ንወዲ እንተኮይኑ ጋል እንተፍቂራ ኣነ ኣፍቀርኩ ውልደ ኩሓ ወዲ ካዓ አነ ኣፍቀርኩ ወርዞ ኩሓ
@khangkhan8839
@khangkhan8839 Год назад
የወንዶች ነገርስ ምጠፋኡኩ❤😂
@tesfatigray6425
@tesfatigray6425 Год назад
ካብ ትግራይ ዝዓበየ እምባ ፅበት እዩ ኣላጀ ካልኣይ እዩ
@slamslam8991
@slamslam8991 Год назад
እንባጽበት 👉እንድዩ ዝበሃል
@ሰላም-መ1ፈ
@ሰላም-መ1ፈ Год назад
❤❤❤❤❤
@ዕባይዓጋመ
@ዕባይዓጋመ Год назад
ተጋሩወይ♥️♥️💛💛💛♥️♥️♥️⭐️
@ፍረማሕብርቅድስትኪዳናምሕ
አሜርካ ምስ ኩሓ😂😂😂😂
@brhaneye
@brhaneye Год назад
😂😂
@smrusmru989
@smrusmru989 Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@kibromwelay3360
@kibromwelay3360 Год назад
Yate welcome
@zd6493
@zd6493 Год назад
ክክክክክክ መትኩ እስካዶ ትብደል ህዝበይ።
@Tigraweyti_Queen
@Tigraweyti_Queen Год назад
ንኩሓ መቀለን ዓዲ ጉደምን እየን ዘዳውዋኣ
@NohomTeame
@NohomTeame Год назад
Nice❤❤❤😊😊😊
@znabualem
@znabualem Год назад
ዛዓባይ ሰበይቲ ኣይቆረሰትን ድያ ሕቶታት ከቢድዋ
@tegaru2230
@tegaru2230 Год назад
Deki adey😂❤💛
@xfob2543
@xfob2543 Год назад
ተቀይሩ እዩ ቱማዓልትያ🤣🤣😊
@RrRr-dn7ri
@RrRr-dn7ri Год назад
ከብ ትግራይ ዝዓበይ እንባ ፅበተ ኻላኣይ ኣንባ አላጀ እዩ ብደንቢ ገይርካ ጠይቅ 🤨
@Selam-q3f4k
@Selam-q3f4k Год назад
ዝዓበየ እንባ እንባ ጽበት እዩ
@destagood1479
@destagood1479 Год назад
ደቂ ኩሓ ማዓረይ ዓደይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@nuhaharere4166
@nuhaharere4166 Год назад
💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
@makatashatigrai2326
@makatashatigrai2326 Год назад
💙💚💙💚💙💚💙💚💙💛❤💛❤
@Haya-wo6xz
@Haya-wo6xz Год назад
🥰🥰🥰🥰🥰
@heyabamanual5845
@heyabamanual5845 Год назад
ለባም ህፃን 🥺🥰
@frehiwettesfay8337
@frehiwettesfay8337 Год назад
Amen❤❤🙏🙏🙏🙏
Далее
Шоколад приходит на Землю.
00:23
Просмотров 166 тыс.
The REAL Truth Behind the DVD Logo
01:00
Просмотров 31 млн