Тёмный

ኣብ ነመሓላልፎ ሓበረታን መልእኽትን ንጠንቀቕ 

FaNus NetWork
Подписаться 110 тыс.
Просмотров 57 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

20 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 444   
@mahmud6409
@mahmud6409 3 года назад
What you Said is absolutely true. Thank you
@onelovehumanityfirst4072
@onelovehumanityfirst4072 3 года назад
please educate yourself more..if you really want change..ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-aDw-1NfmflA.html
@mebrakfetwi1750
@mebrakfetwi1750 3 года назад
ለባም ወረጃ ዘረባ ከማኻ የብዝሓዮ 🙏🙏🙏🙏
@sammyzerai7244
@sammyzerai7244 3 года назад
ሰላም ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን፣ ንስኻ ብሓቂ ቅኑዕ ሓቀኛ ደላይ ፊትሒ ኤርትራዊ ኢኻ። ኹሉ ዘረባኻ ብጨው ዝተቃመመ እዩ፣ ንሰማዕቱ ድማ: ዘዕርፍ እዩ እሞ: ኹሉ ሳዕ ከምዚ ዓይነት ልቦና ዘለዎ ዘረባ ክትዛረብ የባራትዓካ፣ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ንሃገርና ኤርትራ ይባርኽ።
@ሰላምዎሰናይ
@ሰላምዎሰናይ 3 года назад
ዮኤልኖ ህድኣትካ ካብ ዘድንቁ ሰባት እየ, ናይ በሓቂ ለባም ሰብ ::💯❤💯🇪🇷👍
@selemawittewelde9726
@selemawittewelde9726 3 года назад
ደብረጽየን ከምዚ በለ ኣቢ ከምዚ በላ እዳበሉ እቶም ኤረትራውያን እና ባሃልቲ ልዕሊ ተጋሩን ኣምሓሩን ዝቅንዘው ዘለው ይክደናም ዳኣበር ኣብዘይ ይምልከተካ ሓፍ በጠቅ
@mussiegebrehiwet
@mussiegebrehiwet 3 года назад
እንታይ ኮይኑ ዘይምልከተና ምዓስ ድኣ ክንዛረበሉ ዓዲ ኣትዮም ምስ ሓዙዋ?🙄🙄
@sulumena3179
@sulumena3179 3 года назад
Thank you so much for everything you do Yoel hawey. We need more Eritreans who think critically and are able to correctly analyze political situations. You are a beacon of hope!
@tanzvideosfrankfurt4881
@tanzvideosfrankfurt4881 3 года назад
Curious to know what he's saying
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 3 года назад
ዋው እዝጊ ይሃብካ...ብዙሓት ካባካ ክማሃሩ ተስፋ ይገብር ብሕልፊ ገሊኤን ሚድያታትና ለባም ሰብ።
@littlestar1519
@littlestar1519 3 года назад
You're one of very few in the media with clear conscious, giving information as it is and to give your opinion with morals should be a great lesson to many in a world where justice and morals are lacking.. I wish to see more of your work.
@wedieri5883
@wedieri5883 3 года назад
I am with Eritrean's people ንሕና ኤርትራውያን ብዙሕ ዕዮ ገዛና ኣለና ሰለዚ ዕዮና ኣብ መፈጸምታ ክነብጽሖ ኣበርቲዕና ክንሰርሕ ይግባእ::
@abrahamtsegay6471
@abrahamtsegay6471 3 года назад
❤👍🇪🇷
@AmanuelTekie-k2g
@AmanuelTekie-k2g 3 года назад
ዩኤል ሓውና ካልኦት እሞ ግድርፎም እዞም( tv asena ) ብፍላይ ኣማንኤል እንታይ እዩ ዘሕምሞ ዘሎ, እንተ ኮነ ብዘይወገንነት ሓበሬታ መሕለፈ, ናይ ህዝቢ ኢና እንዳ በልካስ ን ህዝቢ ኤርትራ ዘይውክል ዘረባ እዩ,,,,( tv asena ) እንበርከ ናይ ደለይቲ ፍትሒ ድያ????
@ogbaizerabruck4381
@ogbaizerabruck4381 3 года назад
ብራቮ ዮኤል ጎበዝ ወዲ ፕሮጋንዳ ፍርቂ ዓወት'ዩ ከም ዝባሃል ኩለን ሜዳታት መብዛሕትን ጸግዒ ሒዘን እየን ዝከዳ፡ እዚ ንርዮ ዘለናውን ንከም ህግድፍ ንምድጋፍ ንሜድያታት ንምጽላም ዝግበር ዝርያ ደው ይበል። ዋላ ህግድፍ ሜዳ 75% ሓሶት'ዩ፡ ንጽላ ኢልካ ዘቐመ ጠካዮ ጽሎሎ ምቕባእ ልሙድ 'ዩ። ሓቂ እንተደሊኩም ናብ ክርስቶስ ንዑ። ምውርዛይ ቲቮዞን ንውጻእ።
@habtom5113
@habtom5113 3 года назад
Yes ብሓቂ ዩኤል ዓቢ ሰብ እምበር ርኢናዮም ደገፍቲ ኣብይ ክብሉ እቶም ተቃወምቲ ብዓል ኣሰና ኻ ሞ ከም ዓሶ ዝሓዘቶ ገብገብ ኢሎም ይገርም ኤርትራና ደው ዝብል የለን ዘበን ፍለ ፍለ ኮይኑ
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 3 года назад
እዚ ንዓኻ ይምልከት ብወገነይ ኣሰና ቅኑዕ ዕላማን ንጹር መርገጺን እዩ ዘለዎም እምበር ብዛዕባ መጻኢ ኤርትራ ዝቁርቆር ጸግዒ ህዝቢ ትግራይ ክኸውን ኣለዎ ምኽንያቱ ኣምላኽ ከምሕልምም ኣይግበሮ እምበር ነዐዖም ምስ ኣለዩ ኣብ ኤርትራ ከምቲ ዝበልዎ መወጽ እንዳመወጹ ክኣትው እዩ ሕልሞም ነጊሮምና እዮም ብተደጋጋሚ
@habtom5113
@habtom5113 3 года назад
@@tiebeghebru2649 ናይ ዝኾነ ጸግዒ ክንከውን ኣይንደልን ንሕና ኤርትራውያን እና ንሕና ህላውነትና ኣባና እምበር ኣብ ካልእ ዝኾነ ይኹን ሓይሊ ኣይምርኮስን ተጋሩ ካብ ኣምሓሩ ብኸመይ ትፍለዩ ንስኹም ውን ኦሮሞ ኣምሓራ aktitkum fetinkum ኢኹም so ትግራዋይ ኣብ ናጽነት ኤርትራ ኣሚኑ ኣይኣምኑ ኣምሓራይ ኣሚኑ ኣይኣምኑ ዘምጽኦ ለውጢ የለን ምክንያቱ ብጀጋኑ ኣቦታተይ ኣዴታተይ እዩ መጽዩ so ንትግራይ ምስ ኣጥፈአ ናብ ኤርትራ ክስገር ኢልካ ሰብ ክትራስን ምፍታን ንኻልካ በሎ
@berlionx
@berlionx 3 года назад
ዮኤል ሓውና! ናይ ብሓቂ ለባምን እዋናውን ለበዋ'ዩ። ኣብ ግዜ ኲናት ኣጣቓዒ ዘይኮነ ሓታቲ 'ዩ ዘድሊ።
@yosefasfahalegese1628
@yosefasfahalegese1628 3 года назад
ዮኤል ሓውና ቢሓቂ ጹቡቅ አቃራሪባ እዋናዊ ዝኮነ መጠንቀቅታ ኢዩ።
@solomon1mergexiu339
@solomon1mergexiu339 3 года назад
Thank you yuel. ሰለስተ ኣርባዕተ ከማካ እንተዚህልዉ ጽቡቕ ነይሩ እንታይ ሞ የለዉን መብዛሕትኣ ናይ ወገን'ያ ። ፍትሒ ዝደሊ ፍትሒ ኣይጉዕጽጽን'ዩ። ስለዚ ሓሳብ ዩኤል ኩሉ ሰብ ክቕበሎ ኣለዎ ።
@EriMBH
@EriMBH 3 года назад
ጸግዒ ምውሳድ ናይ ግድን'ዩ ዩኤላ፣ ንሕና ጳጳሳት ፓኪስታን ኣይኮናን neutral ክንከውን
@ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ
ጸግዒ ናይ ውጹዓት ኩኑ'ዩ ዝብለና እቲ ቅዱስ ቃል። ብ ናይ ጽልኢ ፕሮፓጋንዳ ዝዓበናሉ ናይ ሽርሒ ግዜ የብቅዕ።
@benifernetwork3798
@benifernetwork3798 3 года назад
ናይ ብሓቂ ቡሱል ዘረባ ፡ አብ ዙከነ ግዜ ብስሚዒት ዝከይድ ሰብ ሳዕቢኑ ከቢድ'ዩ እሞ ካብ ስሚዒት ወጺና አብ ሓቂ ሓበሪታን ጎስጓስን እንተ ንከይድ እቲ ዝበለጸ ምገዲ'ዩ፡ ነዚ ሓሳብ ብምግላጽካ ዮኤል ከአ ክብረት ይሃብካ
@lovebody855
@lovebody855 3 года назад
ዩኤል ሓዋይ ጸላኢና ኣሳያስን ስዓብቱን ጥራይ እዮም
@hdjd5216
@hdjd5216 3 года назад
Wayane kaman xalaina eyom Ethiopia xegemna Bala tifteh Nihna hagerna thiray nihseb Nay wayane zehmemena yaybulun. Xegi Nay wayane nekhonollu Mikhniyatu yelen
@erishikor8227
@erishikor8227 3 года назад
I am one of them
@ማማአፍሪቃ
@ማማአፍሪቃ 3 года назад
ዩኤል ክብረት ይሀብካ ኩሉ ኤርትራዊ ኩሉ ከማኻ ተዝከውን አብዚ ደረጃ እዚ አይምወደቅናን።ጽቡቅ ዘረባ ናይ ሰላም።አብ ሞንጎ ኢትዮጽያዊያን ዘይምእታው።
@ewe7021
@ewe7021 3 года назад
Well said Yuel brother. It’s very refreshing to hear your opinions on the current situation in our country. Not many young people are saying what you just said in this video. They are repeating the history by preaching propaganda to take aside with one government or the other. Peace and Love to all our people! Say no war, no more!
@fiorinatu7330
@fiorinatu7330 3 года назад
You r right! Kemey dika tehguseni anbesa anabes 👏👏👏 💚💛❤💙
@selamhaile8324
@selamhaile8324 3 года назад
Yoeal hawey Absolutely true ንሰላም ጠጠው ንበል ጸሎት ውን ንግበር። ቤላ ቤለው ርእስና አናዊጹና. God bless you Yoel hawey 🙏
@Bere-05
@Bere-05 3 года назад
ዩኤል በራሕን ጎራሕን ብጣዕሚ ንፉዕ ለባም ዝብላዕ ዘረባ love you 😍 😘
@abrahamtsegay6471
@abrahamtsegay6471 3 года назад
😂🤣😃 ezia hji naeda diya wala masya eya 💁‍♂️.hahahah
@elsaberhane1370
@elsaberhane1370 3 года назад
Haftey mearey bihasab hizbu endiyu berihu.
@hananidris1090
@hananidris1090 3 года назад
ዉርዙይ ሰብ ተፈጥሮ ኣይኮነን ኣታዓባብያ አዩ:: ጓል ክሳብ ዝኾንኪ ውርዝይቲ ኩኒ::
@wedismur8196
@wedismur8196 3 года назад
Kkkk eh tebrhki
@reltron3944
@reltron3944 3 года назад
በቲይ እንታይ ኣምጸኦ ደኣ እቲ ጸርፊ ከ
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 3 года назад
Ohh my yoel brother, we used to be foolish and just simple clowns in the 1998 war of Weyane but now we have matured and wised up and not followers anymore...I don't stand for any war of any kind that takes life unnecessarily for we had payed a price before just to satisfy one man's desire and goals..no more support for anything that takes life...no more for this is not our war but Ethiopians and I pray for them..
@mazafesaha3309
@mazafesaha3309 3 года назад
ከምሎሚ ኣኤረትራዊት ሙካነ ሐዚነ አይፍልጥን እንታይ ከምንደሊ እዉን አይንፈልጥን ብሐዛብ ክንራዳዳእ እዉን አይንክእልን በጀካ ብጽርፊ ክንራዳዳእ እይንክእልን አንዘታሐሳስበን አብሀገርና ምስተመለስና ብከመይ ኢና ሀገር ከነማሐድር
@selameyezelku4010
@selameyezelku4010 3 года назад
Oy mes kenmels mesbelna hawey Europe kelna aytesemaenan mishe ab Eritrea ab 1 mealtku kula tebtsha hager in one day m.facebook.com/story.php?story_fbid=3651185918235409&id=100000321110921
@alganesharaya4779
@alganesharaya4779 3 года назад
Ajoka nukulu gize alowo witihidrnan sidetin eyu komu zigebre.mikiniatu Seb kesinu mis abeun adeun ente zeytekemitu sine lubonau silezigudae eyu.Be brave every thing will be ok.
@AmanuelTekie-k2g
@AmanuelTekie-k2g 3 года назад
ዝግ ድሕሪ ዋንቻ,,,, ኤርትራዊ እየ እንዳበለት ንደምበ ፍትሒ ሕማም ኮይና ዝጸንሐት ትንፈ ኣላ, ቁሩብ አቅሊ መጸበቂና አዩ,,,
@ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ
ሓቂ ሓቂ ዮኤል ሓወይ ጽቡክ ኣሎካ ወሲኮም ወሳሲኮም ኢዮም ዘቅርብዎ ንአና ልብና ይሰቅልኑና ኣለዉ ኣምላክ ዲአ ምሕረት የውርደልና ሰላም የውርደልና ኣምላክ ዮኤል ሓወይ ኣምላክ ይባርካ ኣጆካ ከጽሎ
@abiase6834
@abiase6834 3 года назад
ኣይትሓዘለይ ድኣ አምበር ዩኤል ኩሉ ግዜ ለባም ለባም ኢኻ ትጻወት፡ሓደ ተቓላሳይ ሓርነቱ ክረክብ፡ ውሳነ ክህልዎ ኣለዎ፡ ዘርብሖ ክፈልጥ ኣለዎ፡ኣየለን ብኸምዚ ትገብሮ ኣይኮነን ሃገር ተቓሊስካ ክትረክብ ውልቃዊ ሓርነትካ ኸማን ኣይተረጋግጽን ኢኻ።
@zehaiekeleta5174
@zehaiekeleta5174 3 года назад
ብሓቂ ቅኑዕን ለባምን ርእይቶ !!!!
@ferielslase9876
@ferielslase9876 3 года назад
100% agree with you.👌lebamn mestewualn.
@ogbaifesseha7935
@ogbaifesseha7935 3 года назад
ክብረት ህሃብካ ዮኤል ነዚ በሊሕ ልቦና ዝመልኦ መልእኽቲ ምትሕልላፍካ::
@metkel100
@metkel100 3 года назад
ዩኤል ሓዉና ኣብ ኩሉ መደባትካ ንፉዕን ርጡብ ሓበሬታን እተመሓላልፍ እንዲኻ፡ ኣብዛ ናይ ሎሚ ግና ኣይግድን! ዕቃባተታት ንምግባር እትጥቀመሉ ዘሎኻ ሜላ መሲሉ፡፡ ልክዕ ከምዞም ናይዞም እስላም የሕዋትና ኣብቲ ዝግበር ነገራት እናፈለጡ ደይ ከምቲ ካልእ ግዜ ዝገብርዎ ነጠፍጠፍ ኣስቅጥ ኣቢሎም ዘለዉ፡ ንስኻ ነቲ ቀንዲ መልእኽቲ ጎሲኻ ኣብ ምኽሪ ጥራይ ኣድሂብካ፡፡ መቸም ካልእ መደባት ጽቡቕ ጌርካ ኣናላይዝ ክትገብር እናወዓልካ እዚ ሕጂ ኣብ ኢዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ብምስምስ ንመራሕቲ ህወሃት ኣብ ሕጊ ንምቕራብ ዝብል ናይ ፍሉይ ዓሌት ምጽናት መደብ ኣይነጸረልካን ክብል ይኸብደኒ'ዩ፡፡ ማእከላይ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሓደ ፍሉይ ሕብረተሰብ መስመር ተለፎኑ ዓጽዩ ካብን ናብን መጎዓዝዩ ከርዲኑ ባንክታት ለኲቱ፡ ልክዕ ከም ኣብ ግዜ መንግስቱ ሰላማዊ ህዝብታት ዝነብሮ ከተማ ብኣየር እናደብደበን ብወግዒ እናገለጸን፡ ኲናት ክርኢ ዝብርሀ መራሒ ኤርትራ ብድሕሪት እናቆስቆሰን እናሓገዘን ካብኡ ሓሊፉ ሃገርና መዕረፊ ወትሃደራት ኣምሓራን መሐከምን ብምግባር ኣብቲ ወፍሪ ናይ ምጽናት ዘርኢ ተዋፊሩ እናሃለወ፡ ኣብ ክንዲ ምስቲ ነዓኻ ዝመስል ህዝብ ምቛምን ጽባሕ ውን ዕጭኡ ከም ዝገጥመካ ፈሊጥካ ነቲ ወሪድዎ ዘሎ ብግቡእ ኣብ ማዕከናት ምቕራብ ካልእ ጓል መገዲ ሓበሬታ ምቕራብ እንድዒ! ስለዚ ዝኸበርካ ይኤል ሕጂ ብዛዕባ እንታይ ዓይነት ዜና ተመሓላልፉ ዝብል ቴማ ዘይኮነ ዘገድስ ብዛዕባ እቲ ኲናት እንታይ ይመስል ነዓና ንኤርትራውያን ምስቲ መራሒና ጦብሎቕሎቕ ዝብሎ ዘሎ እንታይ ጽልዋ'ለዎ?? ኣብ ዝብል ጎስጓስ'ዩ ክስራሕ ምተገብአ፡፡ እዚ ግዜ እዚ ነቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ኩነት ብንጹር ገምጊምካ ሳዕቤኑ ንህዝቢ ተመሓላልፈሉ ቅድመ ጥንቃቐን ኣበይ ምስ መን ክቖውም ከምዘለዎ ዝሕበረሉ ወቕቲ እምበር ሕጂ ተደናጊጽካ ወይ ዕቓበታት ጌርካ ማእከላይ መርገጺ ዘለዎ ክትኮውን ምፍታን ኣይኮነን!!!! ንምዝዛም ምኽረይ ካብ ምቕራብ ደኣ እምበር ከም ሰብ ወይ ከም ሓደ ኣክቲቪስቲ ዝመረጽካዮን ዝኣመንካሉን ክትገብር መሰል ከምዘሎካ ክሒደ ወይ ረሲዐ እጽሕፍ ከምዘየለኹ ክትርድኣለይ እናጋናዘብኩ ኣብዚ የጠቓልል፡፡
@eritreaeritrea9955
@eritreaeritrea9955 3 года назад
መርሓባእ ዓቢ ስብ ዩኤል ።ውልቀመላኺ ካብ ገጽ ምድሪ ከይጠፍኤ ከባቢና ስላም ክረክብ ዘይሕስብ ዩ
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 3 года назад
ስጋቦይለ ኣገናዕ👌
@habishsyodit5837
@habishsyodit5837 3 года назад
ዩኤል ልክዕ ክቡር ሐወይ ጅግና ቀጽሎ 100%
@selameyezelku4010
@selameyezelku4010 3 года назад
m.facebook.com/story.php?story_fbid=3651185918235409&id=100000321110921 Uiel nezi reiyu eyu edun egrun akibu meknyatu beal asena Jstudio and mesteyat betna mes tigray weginom eyom zezarebu zelwu
@amirstudio3753
@amirstudio3753 3 года назад
ተባዕተይ ኩሉ ግዜ ተውጽኦም ሓሳባት ብሩሓትን ንጹራትን🤛👍👌🏼🤙🏾ኢዮም።
@whatabouttomorrow1990
@whatabouttomorrow1990 3 года назад
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ርእይቶ ዩኤል ኣብዚ ሕጂ እዘን ቻነለት ንርእየን ከም ዘለና ኤርትራውያን ኢና በሃልቲ ሕልሞም ግን ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ምምስራት ድዩ ምርዳእ እዩ ኣብዩና ብፍላይ ጀይ ስትድዮ መስትያት ቤትና ነሽነሽ ኣርቢኤል ኣሰና እዚኣቶም ምሉእ ደገፎም ዘየለ ዜና ንትግራይ ጥራይ ምድጋፍ እንታይ ኣምጽኦ
@teweldeberhantzeggai7854
@teweldeberhantzeggai7854 3 года назад
Very, very wise man. I fully agree with you. BRAVO!!! God bless you. Take care.
@dsolomon7150
@dsolomon7150 3 года назад
I understand your concern because your financial or fund income relies heavily on JUNTA TPLF guess what they are done so is your show 🙏🙏💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷 I like to thank Our President issayas afewerki
@NMra.2023
@NMra.2023 3 года назад
Yeees, peace to all Eritrean as well as Ethiopian Peoples.
@sofiaghebrekristos3939
@sofiaghebrekristos3939 3 года назад
True, people listen news from different resources and get confused. They don't search for a good source and they become emotional easily. In politics you solve situations rationally, you don't take sides, we must fight for justice. As Eritreans we must learn to agree to disagree, because in politics we have different opinions, but as Eritreans at the end we all want the same thing :PEACE AND JUSTICE. Yoel thank you for trying hard to open our people's eyes.
@simontekali2738
@simontekali2738 3 года назад
Absolutely true and righteous Word Fanus. The only thing to do right at this moment is either to pray or open to hear for both sides with out interfering. There is one Roman Word “ The middle one is the Virtues one.” Therefore let’s keep calm and see what gonna happen!!!
@reltron3944
@reltron3944 3 года назад
ኩቡር ሓዊ እቲ ዝበልካዮ ቅቡል ዩ ግን ንስካ ከም ወናኒ መድያ ከኣ ንህዝቢ ገለ ሓበረታ ክትህብ ይግባኣካ ዩ።
@sofiaghebrekristos3939
@sofiaghebrekristos3939 3 года назад
I would love to meet you one day in person, your viewpoint, empathy and care towards our people inspires me. Unlike all others I listen to in social media you see things putting yourself in their shoes, you're are very wise. God bless you with more wisdom. You're a great example to younv people. Well done.
@MGWediEri
@MGWediEri 3 года назад
You are absolutely right! Too much werenyatat. Peace to Eritrea
@lufydimonki2774
@lufydimonki2774 3 года назад
Good morning to you thank you for the information I really admire you and I listen to every word you say and absolutely right what we need is a piece finally it's been too much Bloodshed in Eritrea it is enough we all need to get long as Eritrean we all need to love each other in to help each other eating carrot each other not to bite each other it is not right and I admire you for your word may God bless you
@ferielslase9876
@ferielslase9876 3 года назад
Joell tebarekh ezi eyu kerbhana zikhiel teawet .bravo May God bless you. Halafnet wesidka nezi neger eleyo bejaka🌹🌹🌹
@mihreteabfesshaye908
@mihreteabfesshaye908 3 года назад
You so smart. Well done yoel and keep going.
@abrahamtecle9119
@abrahamtecle9119 3 года назад
ውግእ የጥፍእ ! ሰላም ንኽመጽእ No More War ! Yes to Peace ኣብ መዋእልና ሓሙሽተ ተማሳሰልቲ መንግስታትን ከምኡውን ኣርባዕተ ዓበይቲ ውግኣትን ሪኢና ኣሎና ። ኣብዚ ዝሓለፈ ውግኣት ብኣካል ዝተሳተፍና እውን ብዙሓት ኢና ። ገለና ከምዚ ካማይ ዕድለኛታት ካኣ ውግእ ብርሑቕ ወይ ብወረ ጥራይ እንፈልጣ እውን ኣሎና። ብሓፈሻ ግን ኩላትና ናይ ዝሓለፉ ውግኣት ግዳያት ኢና። ኣካባቢናን ሕዝብናን ካኣ ዳርጋ ምሉእ መዋእሉ ኣብ ውግእ ኢዩ ኣሕሊፉዎ ግዚኡ። መብዛሕትኦም ዝነገሱ ወይ ኣብ ስልጣን ዝመጹ ካኣ ሰብ ሴፍን ጉራደን ሕጂ ካኣ ሰብ ጠባናጁን ኢዮም። ንረብሓ ሕዝቢ ክሰርሑ ካኣ ሪኢና ኣይንፈልጥን!! ሕጂኳ ኣብ'ዚ ናይ ኢትዮ-ትግራይ ውግእ ካብ ሰብ ጠበንጃ ክሳብ ናይ ዶክቶረይት መዓርግ ዝበጽሑ ምሁራት ኢዮም ዝበሃሉ፡ ነዚ ውግእ ዝመርሑ ዘለዉ። ምረት ውግእን ዘምጽኦ ዕንወትን እውን ካብ ተመክሮኦም ጽቡቕ ገይሮም ኢዮም ዝፍፈልጡ ። ኣብ ዓውደ ውግእ እውን ኢዮም ዓብዮም! ግን ካብ ኣብ ጣውላ ኮፍ ኢልካ ሽግርካ ምፍታሕ! ጠበንጃ ኣልዒልካ ሽግር ምፍታሕ! ዝቐለለት ኮይና ተራኢያቶም ኣላ!! ኣብ መጨርሽትኡ ግን ክንደይ ሕዝቢ ምስ ሞተን ምስ ተመዛበለን ክምለስዋ ኢዮም እታ ጣውላ !! ሕዝቢ ካኣ ካልእ ምርጫ ስለ ዘይብሉ ብሰለስቲኡ ወገናት ተገዲዱ ኣየኹም ናይና ክብል ናይ ግድን ኢዩ። እዞም ሕጂ እውን ኣብ ኢትዮ-ትግራይ ጦርነት ኩሉ ምእንቲ ሕዝቢ ኢዩ ዝበሃል! እዚ ኩሉ ጻዕዳ ሓሶት ኢዩ። ውግእ ሓደ ናብ ስልጣን መብጽሒ መሳልል ወይ ካኣ ኣብ ናይ ስልጣን ኮረሻ ኮፍ መበሊ መሳርሒ ኢዩ፣ ካልእ ትርጉም የብሉን። ኩሉ ካኣ ብስም ሕዝቢ ኢዩ ዝሽቀጥ፣ ተመክሮ ናይ ኢትዮ-ኤርትራ ውግእ ምዝካር ጥራይ ይኣክል ! ሕዝብና ክሳብ ሕጂ ዝረኸቦ ረብሓ የለን፣ እንትርፎ ሞትን ዕንወትን ሕሰምን ድኽነትን ስደትን ፣ ኢሳያስን ኮራክሩን ግን ክሳብ ሕጂ ኣብ ስልጣኖም ይነብሩ ኣለው። ሕጂ እውን እታ ሓቂ ኣብዚ ናይ ኢትዮ-ትግራይ ውግእ ኣቀዲማ ተሰዊኣ ኣላ፣ ሓቂ ካኣ ማኣስ ከምትመጽእ እንዲዒላ! ንሕና ካኣ ሓሶታት-ውግእ ክንቁሑም ንውዕል ኣሎና። ብሓሶታት ከይንጽለል ይኽደነና። ውግእ ዘኸትሎ ማሕበረውን ንዋታውን ዕንወት፣ ሕብረተ ሰብኣዊ ጸገማትን ሽግራትን፡ ናይ ሓንጎል ነውጽን ዓቢይ ኢዩ እሞ፣ ውግእ የጥፍእ ! ሰላም ንኽመጽእ! ኣየ ወርሒ ሕዳር ኣይመሓሸንዶ ብሰላም ምድርዳር! ኣብርሃም ተኽለ
@ፈንዲሻ-ወ5ሰ
@ፈንዲሻ-ወ5ሰ 3 года назад
ልቦና ዝመልኦ ዘረባ፥ ፥ ብሕልፊ ኣብ'ዚ ግዜ ሓላፍነት ክስማዓና ይግባእ
@leakeweldealfa727
@leakeweldealfa727 3 года назад
I am very proud of you Yoel Kiros, I agree what you said. We don't need to be fellow one side we have to make sure the truth on the ground.
@kebrontedmer6581
@kebrontedmer6581 3 года назад
Welcome Yoela, indeed everyone should be responsible for sharing right information at this very moment..
@negassitewelde1531
@negassitewelde1531 3 года назад
እዚ እሞ ኩሉ ጊዜ ከምባህሊ ክንሕዞ ዘለና ጽቡቅ ሓሳብ እዩ። 1. ቅድም ሕጂ ምስ ነመሓላልፎ ዘረባ ንጻረን ጭብጥን ክህልወና ተዛሪብካ ትፈልጥ እንተኮንካ ጽቡቅ ፣ ግን እንተዘይኮይኑ -> ስለምንታይ ኣብዛ ሕጂ ጊዜ ከምዚ ትብል ኣሎኻ ግን ኣይተረደኣትንን። 2. ንስኻ እኮ ኢኻ "research, google and analysis" ሰሪሕካ ንህዝቢ ሓበሬታ ትህብ ኩሉ ጊዜ፡ ሕጂ ባዕልኹም ኣይትበል፡ ኣጆኻ። -> ዓስቢ ስራሕካ ድማ፡ ሰብ እመሃር፡ ድማ ካብ ዩቱዩብ ቁሩብ ትረክብ። Have your principles clear from the very beginning, not good to have conditional requirements!
@biniamfkadu326
@biniamfkadu326 3 года назад
እዚ ናትካ መልክቲ ኩሉ ሰብ ዝሰሞ እንተ ዝከውን ብዙሕ ምተማህረ። Thank you
@sarahsolomon8025
@sarahsolomon8025 3 года назад
Thank you yoele God bless , you're right 👍👍👍🇪🇷🇪🇷
@adelibrahim5866
@adelibrahim5866 3 года назад
A drop of hope in a river of despair. Thank you for your services, Yoel.
@khalidsaadallah7100
@khalidsaadallah7100 3 года назад
well said bro well said and thank you for ur wisdom talk and advice , let's pray for peace in the region ..
@yosief5946
@yosief5946 3 года назад
ኣነ ዝገርመኒስ ኢቶጵያውያን ኣምሓራይ ይኩን ትግራዋይ ኦሮም ናይ ክንደይ ንፈትውን ንፈትዋም ኣፍሲሶሞ ኣታ ክንደይ ንዕሹ ህዝቢ ኢና ንሰላም ክንሓሰብ ይግባእ ብዓቢኡ ኣብዓድኩም ዘሎ ኩነታት ረሰዕክሞ ብግፋን ምኣኣር ኣልባቦም ኣጥፊእዋ ኣሎ
@truthforpeace6978
@truthforpeace6978 3 года назад
Well said!!! I totally understand and agree with you keep up the great job Yoel and Fanus Network team.
@jerryjery1201
@jerryjery1201 3 года назад
You are absolutely right Yoelino!
@jossytm6814
@jossytm6814 3 года назад
I agree brother we need to be very careful. God bless Eritrea 🇪🇷 💯
@almazinamehretab8126
@almazinamehretab8126 3 года назад
ሓቒ ጽቡቕ ምኽሪ ኣብ ልብና ይሕድሮ መን ምሃበ ኩሉና ናይ ሰላም ወገን ጥራይ ተንኸውን ♥️♥️♥️
@hdjd5216
@hdjd5216 3 года назад
Jigna wadi jigna xuri eretrawi Ikha. Ritokha mehari, theqami Hizbina hagerna zetheqim eyu.
@abrhethabtemariam2359
@abrhethabtemariam2359 3 года назад
ዮኤል ወደይ ኣምላክ ይባርክካ ኣብዘይ መንጠቢትክን ኣይትደያ ኢድክን ዳሃር ደማ ነንሕሕዶም ዝቃረቡ እንታይ ኣእቶዎም ጸሎት ጥራይ ኢዩ ዘድሊ ሰይጣን ጥራይ ኢዩ ውግእ ሞት ዝፈቱን ።ስለዚ ኣብዚ ኮይንካ ምዝራብ ገጋ ኢዩ ሃደራ እዞም ደቀይ ለቡሙ ማቴ 24 ድማ ደጊምኩም ኣምብቡዋ ዘበንኩም ፍለጡ።ተባረኩ ናብ ኣምላክ ምምህላል ከረሳዕና መፍትሒ ኩሉ ንሱ ጥራይ ኢዩ ንዑኡ ዝሳኣና የለን ዳሃር ድማ ብጻይ ቁኑዕ ኢዩ።
@tommygebar1930
@tommygebar1930 3 года назад
Fanus the one who analyse things in all directions.keep it up bro.
@mohamedali-bakhit1662
@mohamedali-bakhit1662 3 года назад
Hi Yoel , I really proud of what you doing keep it up , and this is what suppose to be journalism always NEUTRAL and tell the truth and facts , therefore people inlight improve. But what I watched in TV. Hasena as an Eritrean citizen was disturbing and dangerous. 3wet newetru ne hezbi Eritra 🇪🇷🇪🇷✌✌💕💕💓
@tesfaldetbocure4254
@tesfaldetbocure4254 3 года назад
I am very of you Yoel, this advice to come from young brother makes me feel our culture is still alive, “don’t judge until you hear or listen from sides.” We Eritreans are very emotional and we need to stop that, let’s be ration and is the reason we are in the situation we are. War is not a soccer game, let’s stop what we are saying.
@planetmd5119
@planetmd5119 3 года назад
#You are real agame know take your time digital agame komali hasadi lair 1
@eritrea3501
@eritrea3501 3 года назад
ዩኤል ሐወይ ብታሚ ደስ ዝብል ዘረባ ካብ ኩሎም አብዚ መስመድያ ዘለዉ ኢቲ ቡልጽ ዝኮንካ ንስካ ኢካ
@ir7653
@ir7653 3 года назад
Thank you yoel, u said it all. ignorance is dominating in the region and this will drive the area to hell
@lukablak5804
@lukablak5804 3 года назад
Bravo 👏👏👏👏👏👏 haki pls more ktxar dekime keybelka bzuh hzbi yedenagru sle zelewu hzbna ka bezi lebam kalat gerka ktenkhooooo dekime keybelka xar Ena haseka wegen ena kenka hzbi ena abeaska ena texarefka fthi kemxi ye elka aykalnnn u aytwetnnn eka wun temahirnalu adakna sle zkone ertrawuyannn Nab haki niselam ni mabale hzbka ab hadega zey etu zeykefafl zey wugn hager waga edaga zeytuuuu u zedlyena delo ezi tefuuuuu Tesfa ygebr nska ktkxla emeneni hzbi ksabeka u Hager teshyta do gele do ena belka zeykones poltic ktamelka eti kuwun haki kkewun zelewo ab Hki ztemerkosennn ykun Ertra malet nay 9 bhrrrr ya awet ka nezi kulu wuxu etrtrawi Hadnetki ybges hagery ertra xelatki buzuhat yom Wdket ni mlki wudket ni tenkelena wudket ni hmak zhasbulki ertra maletttt ✊🇪🇷🇪🇷 Awetka nay gdn u hzbey tesfa aytkurexxx xelatka bebhadeee kregfuuuu yom 🇪🇷💪💪💪
@dbjnrbjvfvhnfbifdvhjjfvhj2455
@dbjnrbjvfvhnfbifdvhjjfvhj2455 3 года назад
ፕሮግራምክ ሚዛናዊና በሳል አስተያየት የምታቀርብበት ስለሆነ በጣም ጥሩ ነው ።
@Liya-lz9hp
@Liya-lz9hp 3 года назад
ትክክል ናትና ነገር ግን ኣብ ዘይውራይካ 3ሰሙን እዩ ኮይኑ ዘሎ 🙁🇪🇷
@daniwedieri741
@daniwedieri741 3 года назад
Eri Sweet kemey aleki mqrtey. Amlak edmen tenann yhabki.
@Liya-lz9hp
@Liya-lz9hp 3 года назад
@@daniwedieri741 መስገን ኣምላኽ ክቡር ሓወይ ንስኻ ከን ከመይ ኣለኻለይ ወዲ ኤርይ ጻዕዳ 🌷🇪🇷
@hagerabraham962
@hagerabraham962 3 года назад
Thank you youel. Kabzom kulom shekaton medanagerti, bkemey atawin chanellom yeab ember. Halafinet hizbin hagern zeyblom. Bhlina bmstiwal etserh belihn seb eki. Keep it up.....
@smonkufulu7456
@smonkufulu7456 3 года назад
Nay behaki xibuk aleka ezi haweyy ajoka qxalo ❤❤❤❤❤
@Rahiel47
@Rahiel47 3 года назад
እወ ሰላምዩ ጡዑም 🤝🏻ሰላም ስለዝተነፍገና እንዲና ካብታ ማሙቅ ቢትና ወጺና ፈቀዶ ስደት ንከራተት ዘለና ሕጅከኣ ጾሎትናን ትንቢትናን ሰላም ይኩነልና🤲🏻!!!
@leyaasekh2887
@leyaasekh2887 3 года назад
Ata Yoal hawey burk amilak birk ybilka why neak zweledet ads tibark kemy zeamisele lubuna amilak zeadeleka kemu gerka esil kulu mealit xbuk eka etenealalif emo eski. Kemu gerka mokerom nitom zey dili zizarebu zelewu please. Kulu kema entezikewun kemey xbuk neru
@miriamhabtemichael2393
@miriamhabtemichael2393 3 года назад
Yes. N Selam yikun xaweitna. Imber btami zesekf akayda iyu zikyed zelo. Mhret dea yewridelna imber.
@tsegaghebrai5128
@tsegaghebrai5128 3 года назад
ለባም ወዲ ለባማት ከማካ የብዛሐዬ።🌹🌹
@simonsemere9926
@simonsemere9926 3 года назад
ጽቡቅ ሓሳብ ልቦና ዘለዋ ዘረባ ነመስግነካ።
@wedifishhalal1725
@wedifishhalal1725 3 года назад
You are absolutely smart man continuous please your advanced and information 👍
@tsegehaile5328
@tsegehaile5328 3 года назад
Yes absolutely true God bless you zehawye
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 3 года назад
ሰላም ኩቡርሓው ዩኤል ብመሰረቱ እዚ ውግእ እዚ ዘይፍትሓዊ ምዃኑ ትፈልጦ ኢኻ እየ ዝብል። እዚ ውግእ እዚ ኣብ መንጎ ክረግጽ ዝደሊ ሓይልን ካብ ምርጋጽ ክድሕን ዝደሊ ዘሎ ሓይሊ እዩ እየ ዝብል። እቲ ኩሉ ክኸይድ ዝጸንሐ ናይ ኢሰያስ ላዕልን ታሕትን ናይ መጨረሻ ውጽኢት ድማ እዩ ካብዚ ብምብጋስ ኣነ ትግራይ ንመሰሉ እዩ ዝቃለስ ዘሎ ንመሰሉ ንዝቃለስ ምድጋፍ ድማ ፍትሓዊ ይገብረካ። ነዚ ጉሉጽ ዝኾነ ኣረሜናዊ ስርዓታት ኢሰያስን ስዓብቱ ክትነጽግ ድማ ንባዕሉ ንፍትሒ ምቅላስ እዩ እየ ዝብል ። ስለዚ ኣነ ኣብ ጎኒ ህዝቢ ትግራይ ምኻነይ ዝስመዓኒ በደል የብለይን Thank you
@selammichael3108
@selammichael3108 3 года назад
Thank you yoel hawey your absolut Right We Want true Information My Bro 💚❤️💛💙
@munaaman4152
@munaaman4152 3 года назад
አህህ!!! እግዚአብሄር ድአ ብምሕረቱ ይምሓረና፥ ዘሕዝን'ዩ ካብ ሑሉፍና ክንማሃር ዘይምኽአልና ዘገርም'ዪ።
@tesfamariamhaile7054
@tesfamariamhaile7054 3 года назад
እወ ብርግጽ ከምዚ ትብሎ ዘለኻ ኢዩ እቲ ሓቂ :
@sabawalde4643
@sabawalde4643 3 года назад
Yoel 💪 kemaka lebamn haqenaen mestewaln yhlu do ykewn 👏👏👌
@simi118
@simi118 3 года назад
Betami tsbuk n agedase mikri Yoel hawuna. Nay behaki kemzi natika hasab eyu zeleni ane keman. Eti habereta nenatom kem des zbloyom eyu zhbu abiy or etom nay tigray wala. Buzuh mlbam n kab nay kedem gegatat kentenken alena kulatina Eritrawian.
@embatunull6223
@embatunull6223 3 года назад
ትግራይ ብፍላይ በሰለስተ ይጭፍጩፉ አሎው ናእሽትይ ክልል ትግራይ ይጭፍጩፉ አሎው ፈደራል መንግስት አምሓሩን ስራዊት ኤርትር ዝተሓዎሶ ኩናት በጣዒሚ ዘሕዝን እዩ ትግራይ ብመንነቱ ትግራዋይ ብምኾኑ አማሓሩን ፈደራል መ.ስት ትግራይን ትግርኛ ከብ ገጽ ምድሪ ንምጥፋኤ የፅዕሩ አለው ፍትሓዊ ኣይኮን ነርኢ አሎና ንትግራይ ብፍላይ ብግፍዒ
@helentekle1741
@helentekle1741 3 года назад
You said it all Yoeila always 100%
@peaceland972
@peaceland972 3 года назад
Egziabher Bmelaktu Yhxelelna Hagerna Yhalwelna
@kudusanmehari3052
@kudusanmehari3052 3 года назад
Thank you for your opinion but the problem is people did not get war is the worst at this time we should come together and pray for those who suffering b/c of it.
@yrgaelemrezene3429
@yrgaelemrezene3429 3 года назад
Yuel hawey kabzieom kulom nay mas media natka training eyu zblhani ketlo🤩🤩🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@michaelbeyene9677
@michaelbeyene9677 3 года назад
ዩኤል ሐበሬታ ክተማሐላሉፉ ከለኩም ጸግዒ ኬንኩም አተማሐላሉፉ ምክንያቱ አብ ሰራሕኩም ዘይሳዓብነት (ዘይተቀባልነት) ከይተጥሩዩ ጥንቅቅ በሉ
@iloveyoujesus6876
@iloveyoujesus6876 3 года назад
Egziabheir yibarka kemzi zereban hasabin eyu qunue. Egziabheir yekbrka.❤
@segenk.6926
@segenk.6926 3 года назад
God bless you yule hawey nhna telaena eseyas degftun eyom selam yewrdelna amen
@yirgbekur9842
@yirgbekur9842 3 года назад
Wise man . May God give you more wisdom. Stay blessed.
@nichtsvergeben5015
@nichtsvergeben5015 3 года назад
Well done brother 👍👍✌️
@rustomgebremedhn701
@rustomgebremedhn701 3 года назад
ሓቂ ተዛሪብካ ኣብ መንገዲ ባቡር ደቅስ'ዩ ነገሩ ። ዝበሃግ ዘረባ ዩኤል ሓውና
@yosiefhaile7107
@yosiefhaile7107 3 года назад
Right, it is very critical to the civilians who live in both tigray and Addis ababa also. We don't know who started it. We know only many families lose their beloved and many children are being orphaned from both sides.
@hayatihayat2962
@hayatihayat2962 3 года назад
Yes habibi bzeykaka kullom hasawti kunat goyla koynu teraeyuwom ab zeyfeltuwo ysiesu alewu Degefti yukunu tekawemti ni hzbi Eretria zshaqulu kea ymeslu
Далее
🎙ПОЮ ВЖИВУЮ!
3:07:23
Просмотров 913 тыс.
Watching This On Loop ♾️
00:32
Просмотров 9 млн