Тёмный
No video :(

ኣብ ኢስራኤል// ክልተ ኤርትራዊያን ከቢድ ተሃሪሞም Miki Tv Eritrea and Horn Africa 07//07//2024 

miki TV ሚኪ ቲቪ
Подписаться 47 тыс.
Просмотров 32 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

24 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 192   
@mikitv123
@mikitv123 Месяц назад
ሰላም ደቂ ኤረይ ኣብዚይ ኣባል ብምኻን ደገፍኩም ከተበርክቱ ብትሕትና ንሓትት ❤ ru-vid.com/show-UCMOOamVYgqY1iN_gOpMBf1gjoin ሳብ ብራይብ ሸር ላይክ
@rutgebrezgi2765
@rutgebrezgi2765 Месяц назад
@@mikitv123 ሰላም ሚኪ በጃኩ ጸሎትን ምህለላን ክግበር አብ መላእ ዓለም አውጁ ንስኩም ዩትበራት ኩሉኩም ብሐባር አምላክ ንጸውዕ በጃካ ሚኪ ነዚ ሪኢካ ቀዳማይ አዋጂ ኩን ንኩሎም ሐብሮም ዩትበራት በጃካ በጃካ ብፈጣሪካ አምላክ፡ምሕረት ከውርደልና ጋይላ ገዲፍና ንለምን ፈጣሪና ሰላም ምሕረቱ ከውርደልና ኩሉጊዜ ከምዚ ክንሰምዕ ተሳቂና እኮ ጾም ጾሎት ምህለላ ምግባር እቲ እንኮ ምርጫ እዚ እዩ ፍታሕ ስራሕ ደው ኢሉ ናብ አምላክ ምቅራብ ይሐይሽ አብ ኩሉ ዓለም ዘለና የሕዋት ድፍኡሉ በጃኩም ሚኪ ሐወይ አምላክ አብ ቀረባ እዩ ዘሎ አብ ግብሪ ይውዓል በጃኩም የሕዋት ንብሎ ጠፊእና በጃኩም ምሕረት ንለምን
@user-mh1fn1ur3g
@user-mh1fn1ur3g Месяц назад
@@mikitv123 አባልናት እንታይ ድስማዕ አለክም አብ እስራኤል ስለማዊ ስልፊ ውጽ ካብ ተባኢሶም ምባል ወረ
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e Месяц назад
ሰላም ሚኪ ሽኮር ኣጆኹም ንፉዕ ተገዲስካ ዜናታት ጋዜጠኛታት እስራኤል ዘዉጹዎ ተገዲስካ ቶርጉምካ ስለ ትነግረና ዘለኻ ነመስግነካ፣ ኩሉ ኤረትራዊ ኣብ ምሉእ ዓለም ዘሎ ንዓኻ ኢዩ ዝጽበ ኣጆኻ በርትዕ👍👍 ኣረጋይ ሓጎስ ግን ወላ ነቲ ጋዜጠኛታት እስራኤል ዘዉጽኡዎ ዉን ክነግረና ኣይ ደልን ኢዩ? ወላ እተን ደቂ ኣንስቲዮ ንሓንቲ ሃገራዊት ኤረትራዊት ክቀትላኣ ኣብ ጉሩብ ዝተዛረረቡኦ ኩሉ ህዝቢ ኤረትራ ብቶንኮለን ተገሪሙ ይዛራረበሉ ኣሎ? ኣረጋይ ግን ነዚ ዉን ኣይ ተዛረበሉን ዓገብ ዓገብ ኣይ በለነንን???? ነቶም ኣብ ዱኳን ከይዶም ሰብ ብካራ ዝወጉኡ ዉን ኣይ ተዛረበሉን??? ዝኾነ ሓዲሽ ዜና ካባኻ ሚኪ ቲቪ & ካብ ሶሎ መድያን ኢና ንረክብ ዘለና ኣጆኹም በርቱዑ💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@brktiselemun3495
@brktiselemun3495 Месяц назад
ኣምላኽ መዋጾኦ ይፍጠረልኩም ሜኬ ሓወይ
@rutgebrezgi2765
@rutgebrezgi2765 Месяц назад
@@brktiselemun3495 አሜን ብሐቂ
@bisratghirmaiandemichael6866
@bisratghirmaiandemichael6866 Месяц назад
Miki you are doing good job keep up with everything you do
@sabaabraham4874
@sabaabraham4874 Месяц назад
ሚኪ በቲ ንሶም ዝጽሕፉልካ ኣይትሕረቕ🙏🏽♥️
@hanut8650
@hanut8650 Месяц назад
ከምዚ ዓይነት ብጣዕሚ ኣገዳሲ ቅጽበታዊ ሓበረታ ጠቓሚ ኢዩ:: ሰብ ካባኻ ኢዩ ቀንዲ ምንጪ ሓበረታ እስራኤል ዝጽበ: ኣጆኻ በርትዕ ኢኻ::
@GoitomAlem-ez2ms
@GoitomAlem-ez2ms Месяц назад
ንሰላም ድለይዋ ስዓብዋ እወ እግዚአብሔር እንተዘይ ሂቡና ሰላም ዝህበና የለን
@girmaydawit2783
@girmaydawit2783 Месяц назад
Thank you Miki for the update 🙏🏿🙏🏿🙏🏿🇪🇷🇪🇷🙏🏿🙏🏿✌🏿✌🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿
@user-ey3tr5ql6f
@user-ey3tr5ql6f Месяц назад
ሰማይን ምድርን ዝፈጠርካ ኣምላኽ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና
@rutgebrezgi2765
@rutgebrezgi2765 Месяц назад
@@user-ey3tr5ql6f አሜን ብሐቂ
@user-we8sc6ch4r
@user-we8sc6ch4r Месяц назад
Abaykum ydefen deki erey halalat
@Kokob-ye8rt
@Kokob-ye8rt Месяц назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኣጆኻ ሚኪ ጅግና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍💕💕👌👌❤️❤️💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏
@msgiezeration2129
@msgiezeration2129 Месяц назад
ሚኪ ኣምላክ ኣኽሎ ይሃብኪም ሕማቅ ኣልኩም እግዝኣቢሄር ስላም ይውርድ
@user-mh1fn1ur3g
@user-mh1fn1ur3g Месяц назад
ሚኪ እንታይ ኮይኮውን አብ ክሊቲእ አባል እዩ ጆኬር እዩ አታዊ ዩትብ ጥራሕ ዘገድሶ
@sabaabraham4874
@sabaabraham4874 Месяц назад
በጃኹም እባ ገዲፌክምሎም ንዓድኹም ኪዱ🙏🏽🙏🏽🇪🇷♥️🇪🇷
@yonaskubrom689
@yonaskubrom689 Месяц назад
Abey tgebruwo
@eriadijeganu746
@eriadijeganu746 Месяц назад
​@@yonaskubrom689nimen ketmo kondafat Adam hader
@Asmera-1
@Asmera-1 Месяц назад
ኣብ እስራኤል ዘለኹም የሕዋት ኣምላኽ ሰላም የውርደልኩም። ግን እዞም ብሽም ብርጌድ ንሓመዶም ዝተሓራረዱ ዘለዉ ደቂ ዝተወሰነ ከባቢ ዞባ ደቡብ ምዃኖም ጸሓይ ዘሞቖ ሓቂ እዩ። ሕጂ ዓበይቲ ዓዲ ደቂ እዚ ኸባቢ ኣብ እስራኤል ትርከቡ ዘይትምዕድዎም። ወለዲ ኣብ ኤርትራ ብጓሂ ሕርር ኢሎም ኣለዉ። ንኽትኣምኑ ኣብ እዚ ቐረባ video ብመገዲ ናይ ሃገራውያን RU-vid ከም ዝዝርጋሕ ክገብር እየ። ኣብዚ ኣደታትኩም ኸብደን ሓቒፈን ኽበኽያ ኸለዋ ኽትርእይዎ። ሰላም የውርደልኩም እምበር እዚ ጽላለ እዩ። 🙏🙏🙏
@weyniissac2053
@weyniissac2053 Месяц назад
ጠንባር ሓሳዊ ሓሰማ ደቂ ደንብያን ደቂ ጋሽ ዶናቁር ተሓተቲ ኢክን ሰብ ተጥፍኣ ዘለክን በራዩ መዕበያ ዝበደለክን ረሰሓት😢😢😢
@user-qx3ku6gz5n
@user-qx3ku6gz5n Месяц назад
7ዓንሰባን፡ጋሽ ባርካን ኢኽን ሰብ ትቐትላ ዘለኽን
@Warsaywedieri1991
@Warsaywedieri1991 Месяц назад
ናይ ብሓቂ ሚኪ ሓውና በዞም ረሳሓት፡ደናቁር ዘሕዝን ኢዩ።እዞም ተጋሩን ኸዳዓት ኤርትራውያን ሰብ ኣዋርዶም ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷👍👍👍። ኣጆኹም ሚኪ ሓወይ እግዛብሄር ኣምላኽ ምሳኹም ኢዩ። ንሳቶም እግዛብሄር ኣምላኽ ከጥፍኦም ኢዩ። ሚኪ ዳኣ ሰብኣይ ኢንዱ መንኽቀርቦ
@azebweldu7852
@azebweldu7852 Месяц назад
ኢስራኤልስ መስጣና ይረደኪ😢😢😢😢😢
@matanarel9857
@matanarel9857 Месяц назад
ኣንታ ኣምላኽ ሰላምካ ልኣኸልና 😭💔💔
@rutgebrezgi2765
@rutgebrezgi2765 Месяц назад
@@matanarel9857 አሜን ብሐቂ
@rutgebrezgi2765
@rutgebrezgi2765 Месяц назад
ኤርትራውነት ኩቡር መንነት አምላክ ምሕረትካ አውርደልና ነዞም አብ እስራኤል ዘለው ሰላሞም አውርደሎም አምላኬ አለኩልኩም በሎም ለዋህ አቦይ ነዚ ሰይጣናዊ አርሕቀሎም አምላክ አምላክ አቦና❤❤❤
@hss2423
@hss2423 Месяц назад
እዋይ ኣታጌታይ ማዓረይ ሕዲካኣ 💔💔💔
@girmaydawit2783
@girmaydawit2783 Месяц назад
Ajoka Miki ✌🏿💪🏿🙏🏿🇪🇷
@gualmehari999
@gualmehari999 Месяц назад
Amen 3kale hiwet yesmaelna🙏🙏🙏
@abrahamtesfay7524
@abrahamtesfay7524 Месяц назад
ኣጆካ ምኪ ሓወይ ንስኻ ዋላ ሓንቲ ጉድለት የብልካን ባኣንጻሩ ከማን ቡዙሓት ሰባት ናብ ልቦም ትመልስ ኣለካ
@gardenofeden2699
@gardenofeden2699 Месяц назад
Hello Miki , Thank you for the news updates, keep safe please ❤
@user-ey3tr5ql6f
@user-ey3tr5ql6f Месяц назад
ናብ ኣምላኽና ምጽላይ
@MeskelaAndom
@MeskelaAndom Месяц назад
❤❤❤❤❤❤
@senaytande
@senaytande Месяц назад
ኣታ እግዝኣብሄር ኣቅልለልና ባ
@mecheyhone2203
@mecheyhone2203 Месяц назад
❤❤❤
@sabinasabina3619
@sabinasabina3619 Месяц назад
Izom deki rigmiti tsegibom bkimta Eritrawi zisekeru iyom izom rugumat 🥵bejakatkum selamawi selfi ab nay Israel embassitat nay alem nigberolom keydengona hiwot hade eritrawi keytedegme please🥲
@AwetBereket-o8e
@AwetBereket-o8e Месяц назад
Meki ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@estifanoskibrom3596
@estifanoskibrom3596 Месяц назад
ኤርትራውነት ክቡር መንነት
@Nikideritrea
@Nikideritrea Месяц назад
ሚኪ ሐወይ እዚኦም ብገንዘብ ዝተዐስቡ ግዳም ሐደር ድራጊስት ደቂ ማይ ጠላማት እዮም። ኤርትራውያን ነዚ ገበን ክውዕሎ አይክእልን እዩ 🤔 🇪🇷 ውያን ተጠንቂቕኩም ኪዲ ሐደራ🙏🏽❤️
@briktigarza2012
@briktigarza2012 Месяц назад
Lord hear our prayer 🙏
@user-mh1fn1ur3g
@user-mh1fn1ur3g Месяц назад
ጽብቅ ስራሕ ዩትብ አታዊ ሞይቶም ተባኢሶም ጥራሕ መን ቀጣሊ ትፍልጥ ኢካ አብእ ስለ ዘለካ ንምንታይ ዘይተቃልሕወም
@furtunaghirmy8829
@furtunaghirmy8829 Месяц назад
Eritrawyan Yehwatey Fetari Msakum Ykun Ezom gbereshbora selam keliomna Smlak Bxay qinue eyu agokum
@HeruMuzit
@HeruMuzit Месяц назад
እዝጋቢሄር ኣምላኽ ምስባዓል ሓቂ ይኹን 🙏🙏🙏🙏🙏
@AlemxehayTesfaldet
@AlemxehayTesfaldet Месяц назад
አምላኽ ምሳኹም ይኹን ሚኪ ሓወይ❤❤❤❤
@danielsolomon8311
@danielsolomon8311 Месяц назад
Ajoka Miki hawey
@teklayghirmay9404
@teklayghirmay9404 Месяц назад
ክሕሰበሉ ደሎዎ ጉዳይ እዩ ምስ ጋና ወጊንካ ንሓውካ ክትሃርም ትብል ደለኻ ኤርትራዊ ክልተ ግዜ ሕሰብ ጽባሕ ንጉሆ ነብስኻን ቤተሰብካ ወይ ፋምልካን ደክካን ኣብሺግር ከይትኣቱ ኣብደይ ትፈልጦ ደልሃመት ከይትኣቱ ተጠንቀቅ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@MichealTesfa
@MichealTesfa Месяц назад
Thanks 👍👍🎉🎉🎉❤❤❤ miki hawna
@sabasimon4736
@sabasimon4736 Месяц назад
ሚኪ ነቶም አብ ፈኽራን ጽልኢ ቅትለትን ዝዋፈሩ ዘለው ፍርሃት እግዝአብሄር ክሐድሮም አብ ሰላማዊ ንቡር ሂወት ክምለሱ ንጽልይ ነቶም ዝገበርዎ ዘይብሎም ኤርትራዊያን ብምዃኖም ብአሬሜናዊ ዝኾነ ቅትለት ሞትን ሰንክልናን እቲ አብኦም ዝፍጸም ዘሎ ግፍዒ ኢ ሰብአዊ እዩ አምላኽ ጽላሉ የውድቐልኩም እዚ ደማ ክሐልፍ እዩ እሞ ኩልና ጾሎት አይነቋርጽ🙏🙏🙏👍👍👍♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abrahamtesfay7524
@abrahamtesfay7524 Месяц назад
ሰላም ምኪ ሓወይ ከመይ ሓድርካ ዳሓንድኩም ብዝኮነ ኣምላክ ሰላም የውርዶ
@senaitmussie7716
@senaitmussie7716 Месяц назад
Eway ahwatey eti semayn mdrn zfetere amlak msaakum ykun smlak awaxoo yfterelkum 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@user-ey3tr5ql6f
@user-ey3tr5ql6f Месяц назад
ኣምላኽ ሰላም ከውርደልኩም ንልምን
@kahsaytesfay3115
@kahsaytesfay3115 Месяц назад
ሚኪ ሓወይ ነብስኹም ሓልዉ ጥራይ ። እምበር ናይዞም ድንቁርስ ንበይኑ ኢዩ ኣተሓሳስብኦም ። ካብ ሕሉፍ ዘይማሃሩ ደናቁር ከምዚ ኣይረኣኩን ብሓይሊ ዲዮም ከእምንኹም ደልዮም ክንድዚ እሞ የለን ።ብዝኾነ ሚኪ ሓወይ ኣምላክ እስራኤል ክሕልወኩም ናይ ወትሩ ጸሎትና ኢዩ ኣጆኹም ጥራይ ነብስኹም ግን ሓልዉ በጃኹም ኩሉ ግዜ ድሉዋት ኩኑ ከይትግርሁ ሓደራ ።እግዚኣብሄር ኣምላክ ምስ ቅድስቲ ወላዲቱ ጽላሉ የንብረልኩም ብምሕረቱ ይሓልኹም ።
@rahk7004
@rahk7004 Месяц назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺🌺🌺❤❤❤
@abielmenghistu1244
@abielmenghistu1244 Месяц назад
Amen 🙏 🙏 🙏 🙏 ❤
@temeketuazeria8722
@temeketuazeria8722 Месяц назад
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷Ajoka miki
@okubabaraga7432
@okubabaraga7432 Месяц назад
እዋይ ኣንታፈጣሪ ስጋብ መኣስ እዩ ከምዚ ክብሉ ምሕረትካ ባ ኣውርድ
@rutgebrezgi2765
@rutgebrezgi2765 Месяц назад
@@okubabaraga7432 አሜን እወ
@solomonyawhans406
@solomonyawhans406 Месяц назад
ሚኪ ናይ ዚኦም ይገርም ዩ ንግዚ ንግደፎ ጥራይ🫶🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽♥️👈
@mihretteklomteklom4016
@mihretteklomteklom4016 Месяц назад
ኣምላክ ኣቦይ ዓይንካ ክፈት እንታይ እሞ ክንብል💔🙏🙏🙏
@dejenhagos2682
@dejenhagos2682 Месяц назад
Sle zhabkana habereta thank you miki
@hermonogbamichael8599
@hermonogbamichael8599 Месяц назад
Miki, nabti PM debdabe leakhu. Keytehalelkum. The whole world must know.
@sabinasabina3619
@sabinasabina3619 Месяц назад
Kulatna ab twitter nabti pm Israel police Israel tweet nigber nihagzom aab zelenayo dimtsi nkunom yehwatna before too late💔
@biniamtes905
@biniamtes905 Месяц назад
Miki Tuf beleley Ezom tihileqelom zeleka baelom kemziwetluka, just ni gize
@amlesetshishay6627
@amlesetshishay6627 Месяц назад
Egzabher amlak gexika melselina 😭❤🙏🙏🙏
@yordanamaharri452
@yordanamaharri452 Месяц назад
Amlak msakum ykun ember ezis hiwet aykonen yehwatey natey
@selamisak3739
@selamisak3739 Месяц назад
Miki egzaebhier msakum ykonun ember ezom mengsti yhgzwem aelewu enber kndzi dae 🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔
@teberehkesete-js7vn
@teberehkesete-js7vn Месяц назад
Amllak mhretkan selam endo awirdelna eway gudam
@yohanahalefa3852
@yohanahalefa3852 Месяц назад
Ahhhh eway yehwatey
@KaylaHaile-wj7pb
@KaylaHaile-wj7pb Месяц назад
ተጋሩ ደቂ ሀገር አልቦ እዮም ድህሪ አቦታቶም ድህሪ ሲሪኦም ምፍታህ ብጣዕሚ ይገርም ወይ ጉድ😡
@AbrahatGebradam
@AbrahatGebradam Месяц назад
ዘረበኦም,አይትገደሰላም,ዘይ,ነስላም,እትይ,ዘበልካ,አለካ,አይትገደሰሎምበጃካ
@ametezghiteklsenbet3274
@ametezghiteklsenbet3274 Месяц назад
ኣንቱም የሕዋት እንታይ እዩ ዕላምኦም እዚኦም ሰባት ሰብ ዶ ዓይንኻ ትደፈን ዘይበለካ መጺእካ ትቐትሎ ኢኻ ፈጣሪ ዓይነ ልቦንኦም ይኽፈተሎም 😢😢😢😢
@smonkufulu7456
@smonkufulu7456 Месяц назад
Ahhhhhh eway yhawety
@KapoGrande
@KapoGrande Месяц назад
ሚኪ ወዲ፥ ፖሊስ አስራአል መሪሑ ንገበኛታት ክዕጅቦም ክትርአይ ኮለኻስ? ኮነ ኢልካ መንግስቲ አስራኤል ኢድ ኣለዎ ማለትዩ
@hermonogbamichael8599
@hermonogbamichael8599 Месяц назад
Nay gidin
@AlemxehayTesfaldet
@AlemxehayTesfaldet Месяц назад
አምላኽ ምሳኹም ይኹን ሚኪ ሓወይ
@yemaneselomun8753
@yemaneselomun8753 Месяц назад
ኦ ጎይታ ነገር ብምምልላሶም ኪወድቁ ፍረዶም። ኣብ ምኽሮም ይውደቁ ።መዝ 5፦10
@Nikideritrea
@Nikideritrea Месяц назад
ሚኪ ሐውና ናይ ብሐቂ ይገርምን የጉህይን😢 ህይወት መጻወቲ ኾይኑ😢 አደ ተጋሩ ንኽትሕጎስ ተባሂሉ ዝግበር ዘሎ ቅትለትን ግፍዕን ደዉ ዝብለሉ ቅልጡፍ መፍትሒ ይፍጠረልና😢🙏🏽
@user-nb2he2xw8v
@user-nb2he2xw8v Месяц назад
ata hawey aytigage ado tgray bmanm seb zmewit aytihgosn eya :
@user-nb2he2xw8v
@user-nb2he2xw8v Месяц назад
Emo kea tezarebi tgrgna zeymesli neger aytzarebi kemaka wedi kemaka eu zigohahar delo eti guday
@weyniissac2053
@weyniissac2053 Месяц назад
ዶንቆሮ 💀💀💀💀
@himanteklemariam8749
@himanteklemariam8749 Месяц назад
🙏🙏🙏🙏🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@sdsd3951
@sdsd3951 Месяц назад
Eziom mexai zeybilom bitetewom zimetu bihangol nay tegaru zizweru
@himanteklemariam8749
@himanteklemariam8749 Месяц назад
Ammlak yhalukm mesako ykon deky
@AsmeretWeldigabrielAndom
@AsmeretWeldigabrielAndom Месяц назад
Ahhhhhh eway yhawtey 💔💔
@demkaweldie5413
@demkaweldie5413 Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@abrhekesete7839
@abrhekesete7839 Месяц назад
👍🏻👍🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@furt3655
@furt3655 Месяц назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-lw1ni7fc4q
@user-lw1ni7fc4q Месяц назад
😭😭😭🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷
@salemmesfun6207
@salemmesfun6207 Месяц назад
❤❤
@user-cc5cq4jz1h
@user-cc5cq4jz1h Месяц назад
ኣይ መዐት ፋስን ጎዞሞን እንድዮም ሕዞም ካስኮ ድማ ወድዮም ነቶም ኢርትራውያን ዘለውዎ ይከዱ ክቀትሉ ብድዮ ሪናዮ ዎ ጎታይ ንዝጸገበ ኣጥፋዮ ሰላም ኣውርደልና
@Gezana302
@Gezana302 Месяц назад
እዞም እስራኤል መንግስቲ ግን ዜና ጥራሕ ድዮም ስርሖም ዓባይ መንግስቲ ኢና ይበሉ ግን ነዚ ምእላይ ክስእኑ ሲ ይገርም ገለ ዝጥቀምሉም ደኦ እንተኾይኖም እምበር ከምዚሲ ስቅ ክብሉ አይምክሉን!!
@senaytande
@senaytande Месяц назад
እንታይ ኢና ንገብሮ ለብዘበን
@letinaabraha2856
@letinaabraha2856 Месяц назад
ኣንታ ሕጊ ዮለን ድዩ ኣብስደትስ ክንድዚ ግፍዒ🙉😡💔
@tedrostedi4889
@tedrostedi4889 Месяц назад
Paaaa higi yelen du wedey tay zbele shger rekibom ezom yehwatna
@freweinitewolde4755
@freweinitewolde4755 Месяц назад
👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@yemaneselomun8753
@yemaneselomun8753 Месяц назад
ዓመጸኛታት ኣበ ቅድሚ ዓይንኻ ኣይቅመጡን ኦ ጎይታ ዓመጽ ዝገበሩኹሎም ጸላእካ። መዝ 5፦9
@elilhagos9952
@elilhagos9952 Месяц назад
Eway mihret yewiridelna
@user-jv5dq9rd9s
@user-jv5dq9rd9s Месяц назад
Enkae hagosena Miki TvBiniHaben hager🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AzmeraTeferi-hv2jk
@AzmeraTeferi-hv2jk Месяц назад
Atum rugumat zerei bsenkukum ba ezi menesey abzey elameu atyu shefatu nay sahl ezgabiher yfdekum
@himanteklemariam8749
@himanteklemariam8749 Месяц назад
Amlak melanom ykon
@TadeseLegese
@TadeseLegese Месяц назад
እባኣር ይሰርሑብዮም ሓሰማታት ኪዱ ኦኣድኹም ሙሱሉያት
@samiraosman2142
@samiraosman2142 Месяц назад
😭😭😭😭😭ኣቱም ይሕዎት ግድፍ ሓዉኹም ኣይትቅተሉ ሰድቱ መከረኡ ናፍቆቱ ይኣኸሎ ነዚ ጽባሕ ባዕሉ ብፍጣሪ ዝሞዉት ሰብ ኣይትበዱሉ ካብ ሸጣን ራሓቁ እንታይ ዓይነት ጭካኔ ዩ ዚ ቀድም ሲ ኤርትራዊ ምእንቲ ሓዉ ተንፍሱ ይሕልፍ እንበር ተንፍሰ ሓዉ ኣይሕልፍን ዩ ነሩ😢
@grmaytekle1007
@grmaytekle1007 Месяц назад
ሚኪ ተጸንቀቅ ነብሲካ ሃሉ
@user-lc9mr2so3x
@user-lc9mr2so3x Месяц назад
Selam neakum dekiy eri demey jeganue 🇪🇷🇪🇷🦁🦁👮‍♂️🫡
@Misgena123
@Misgena123 Месяц назад
Miki jigna ajokq betri haki tqetn ember aytsbetn nseb dqas kelom zelewu ezom torerist shefatu sheti hagero bsnkom seb dqas seni ajoka tray tgae akilu aythmq tray tnqq elka
@kieruhabibi6456
@kieruhabibi6456 Месяц назад
እንታይ እሞ ክንብል ንብሎ ጠፊኡናኮ ሕጅስ በዚሑ ክንድዚ ጭካነ ኣሎድዩ
@user-ey3tr5ql6f
@user-ey3tr5ql6f Месяц назад
💔💔💔💔
@KisanetMeasho-zy2py
@KisanetMeasho-zy2py Месяц назад
❤❤❤❤
@rachele45mussie66
@rachele45mussie66 Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@selemawithabte705
@selemawithabte705 Месяц назад
Nmkanu mengsti alewa dyu
@michealberhane5870
@michealberhane5870 Месяц назад
Eway Yihwatey mewdatito tenqq belu mike hawey amlak mihretu yesdidilna girmna eko
@MedaEstifanos
@MedaEstifanos Месяц назад
Amlak amaxi yetfayo.
@mhretweldegebriel9803
@mhretweldegebriel9803 Месяц назад
Kidane mhret Adey mhretki awrdna abeit azgyo
@danielsolomon8311
@danielsolomon8311 Месяц назад
Anta anbesaw
@titiyebiyo7315
@titiyebiyo7315 Месяц назад
Ohooo my god what think thise people you don't have mind
Далее