✨ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝሰራሕኩዋ ቪድዩ ኣብ ኤውሮፓን ሰሜን ኣሜሪካን ትነብሩ ኤርትራውያን ኣብ ኣፍሪካ ብዛዕባ ዘሎ ዕድል ወፍሪ ተዛሪበ ነይረ።
😮 ብዙሓት ተኸታተልቲ ናይዚ ቻነል ከኣ፣ "ኣብይኖት ጽላታት ከነውፍር ትመኽረና " ዝብሉን ካልኦት ሕቶታትን ሓቲቶምኒ ኔሮም። ሎሚ እምበኣር ነዚ ሕቶ'ዚ ንምምላስ ክሕግዝ ይኽእል'ዩ ዝበልኩዎ ትሕዝቶ ሒዘ መጺኣ ኣለኹ። እዚ ሓቢሬታ ኩሉም 🇪🇷 ኣሕዋትና መታን ክበጽሕ Share ንበሎ።
ሰናይ ምክትታል።
21 май 2023