ብዙሓት ኣብ ኤውሮፓን ስሜን ኣሜሪካን ዝቕመቲ ኤርትራውያን ብቐጻሊ ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ኣፍሪካ ከውፍሩ ምኽሪ ይሓቲኒ'ዮም። ብዙሓት ውን ገንዘቦም ብዝተፈላለየ ምኽንያት ተበሊዖም ከሲሮም ዝተመልሱ ኣለዎ።
``እዚ ግን ካብ ምንታይ ዝተላዕለ'ዩ? ቕድሚ ገንዘቦም ምውፋሮም ከ እንታይ ዓይነት ጥንቃቐታት እዮም ክገብሩ ዝለዎም?`` ንዝብሉ ሕቶታት ካብ ሞያይን ተመኩሮይን ተበጊሰ ናብ ዘዳለኹዋ ቪድዮ ከብለኩም፣ ሰናይ ምክትታል።
18 май 2023