Тёмный

''ኣብ ኤርትራ ካብ በጦሎኒ መራሒ ንታሕቲ ነቲ ስርዓት ኣይድግፉን!" ኮሎኔል ተወልደ ዕንበብ ዝቐረበ ፅሑፍ  

Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Подписаться 122 тыс.
Просмотров 42 тыс.
50% 1

Well Come To Berakhe Show RU-vid Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_criss
#Ethiopian_criss
#Ethio,Forum
#eritrean_community
#Eritrwan_Poletics
#tigiray_poletics
#Dr_Mulgeta_Gebrehiwot_(Chaltu)
#Tadase_Yemane_(Engner)
#Memhir_Amha
#ኣምባሳደር_ወንድሙ_ኣሳምነው
#ጀነራል_ተኽለብርሃን_ወልደኣረጋይ
#ታደሰ_የማነ
#ኣባ_ጥዑም_በርሀ
#ኮለኔል_ተወልደ_ዕንበብ
#Coleniel_Tewelde_Enbeb
#Kidane_Amene

Опубликовано:

 

20 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 392   
@fitsumabrha6339
@fitsumabrha6339 7 месяцев назад
ነቲ ስርዓት ዘይድግፉ እንተኾይኖም ደኣ ካብ መራሕቲ ቦጠለኒ ንላዕሊ ዘለዉ ድዮም ንሻዕቢያ ደጊፎም ፎቆዶ ዝውፍሩ ዘለዉ?! ብዘይረብሕ ፍልጠት ህወሓታዊ ወታደራዊ ስለላ ከምዙይ ዓይነት መዘናግዒ፣ ዕሽነታዊን ድንቁርና ዝዓብለሎን ዘረባ ምዝራብ መሕፈሪ እዩ።
@AregawiAbayHailuhailu-kk1le
@AregawiAbayHailuhailu-kk1le 7 месяцев назад
ዝተሰመዐ ይሰመዐና ፀርፊ ኣየድልን፣ ኩላትና ኣብዙይ ርኢቶ ሂብና ኢና። ግን እምነትና ዳአ ገለፅናሉ'ምበር ንሱ'ውን ዝረኣዮን እምነቱን ብመፅናዕቲ ኣደጊፉ ኢዩ ኣቅሪቡ፣ ብጣዕሚ ውፉይን ጅግናን ምዃኑ ኣይንኽሓድ። ንነገራት ብልክዑ ንምቕማጥ ንፈትን፣ ናይ ሰባት ውልቀ ክብሪ'ውን ምሕላው የድሊ ይመስለኒ
@addisalemmesfin4849
@addisalemmesfin4849 7 месяцев назад
ካብ መራሒ ቦጦሎኒ ጀሚሩ እስካብ ተራ ህዝቢ። እቶም ላዕለዎትማ ገዛእቲ እዮም።ሓደ ንጉስን ሓንቲ ቴለቪዡንን ገይሩ ቀጥ አቢልዋ።
@Fithi3801
@Fithi3801 7 месяцев назад
ዝገርም እዩ፡ ጉዳይ ኤርትራ ኣብ ዘይ ምልከተኩም ካብ ምህውታት ጉዳይኩም እንተ ትገብሩ ይሕሸኩም። ናይ ትማሊ ንዕቀት ኣብ መራሕቲ ሻዕብያ ሕርሕራይ ጌሮም ኣላህዮምኹም እዮም። ጉዳይኩም ዘይትገብሩ!!
@birhanegebrehiwot7344
@birhanegebrehiwot7344 7 месяцев назад
ናይ ጀሪካን ሌያቡ፡፡
@DENDEN-MEDIA-NETWORK
@DENDEN-MEDIA-NETWORK 7 месяцев назад
ኣብ ፖለቲካ ሳይንስ ክትመሃር ከለኻ "ጸላኢኻ ዘይምንዓቅ'ልዕለኻ ሙኻኑ ክትኣምን ኣለኻ ይብል "'" ከማኹም ጌሩ ዝብዳዕ ግን የለን "'" ዓቅሚ የለን ብቅዓት የለን ናይ ውትህድርና ብቅዓት የለን ናይ ፖለቲካ ብቅዓት የለን 0 ኢኹም።
@selamlechi7288
@selamlechi7288 7 месяцев назад
እዝስ ካብ ሓደ ኤርትራዊ ዘመገረም😂😂😂
@mihretyemane7301
@mihretyemane7301 7 месяцев назад
እንዳ ማለሊት ባዶ ርእሲ ደኣ እሱ እንድዩ ጸገሞም 😂😂😂
@micealmiki4053
@micealmiki4053 7 месяцев назад
ናይ ትግራይ ኤሊት ብዛዕባ ኤርትራ ዘለኮም ኣረዳድኣን ክውንነትን ብጣዕም ስሑት እዩ፡ እዚ ኸኣ እዩ ኩሉ ጊዜ ዋጋ ዘኽፍለኩም፡ ውሕዳት ተዳናገጽቲ ናይ ህውሓት ብምርኣይ ኩሉ ምስኦም ዘሎ ገይሮም ይሓስቡ እዚ ከኣ ግጉይ ቅማረ እዩ፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ህውሓት ዘለዎ መርገጺ ሓንቲ እያ፡ ህውሓት ቁጽሪ ሓደን ቅጽሪ ዓሰርተን ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ምዃኑ ኩሉ ኩልና ንሰማምዓሉ እዩ። ኣብቲ ሓቀኛ መስመር ካብ ህልወሳን ሕልምንታትን ወጺእኹም እንተዘይመጽእኹም ምስ ኤርትራ ፍታሕ ኣይመጽእን እዩ።
@haben524
@haben524 7 месяцев назад
Eritrean very much divided then you think. It seems like you yourself don’t want to acknowledge that.
@ሸገ
@ሸገ 7 месяцев назад
እዞም ህዝቢ ኣይስክሑን እዮም 😅
@mesfinhabtemariam4837
@mesfinhabtemariam4837 7 месяцев назад
ነብሶም የጸናንዑ ግደፍዎም ። ኣብ ፡trauma ስለ ዘለዉ
@saron-si5ym
@saron-si5ym 7 месяцев назад
Tigray nab adissabeba mes gesgeskum kab debreberhan mes temelsekum abekia
@ghirmaiyohannes597
@ghirmaiyohannes597 7 месяцев назад
ኤርትራ ካብ'ቲ ኣጀንዳኹም ከየውጻኩም ዝገበርኩም እንተገበርኩም ኣብ ትግራይ እዛ ዘላ እያ ክትቅጽል፡፡
@maremare1976
@maremare1976 7 месяцев назад
መጅመርያ ካብ ፖለትካ ትግራይ ኢ /ያ ኢድኩም ከይ ስሓብኩም ኤርትራ ምባል ኣይኮነን ካልእ እውን ክህሊ እዩ
@bererahwaesu3179
@bererahwaesu3179 7 месяцев назад
እዚኦም እንተ ኾይኖም ምሁራት እዚ ህዝቢ ትግራይ ፡ኣኸለ ፍታሕ ካብ መነኮሳትን ጸሎት ኣዴታትን ትግራይ ጥራይ ዩ ።ሽግሮም ጸውዪም ከይወድኡ ኤርትራ ካብ መራሕ ቦጦሎኒ ንታሕቲ ሰብ የብላን ክብል ኣብ ዘተ ምሁራት ክትሰምዕ ከም ዝሓለፈ ከምቲ መምህሮም ሰብ እኮ ወጺኡ ኣይውዳእን ዝበሎ ትዝክር ።እሞ ኤርትራዊ ብሃገሩ ዝመጽኦ መንደላይ ይመስክር ከመይ ናብ ብዓቲ ተምቤን ከም ዘርኣዮም የግዳስ ፡ሰረቕቲ ዘማሓድርዋ ትግራይ ፡ፈሪስና ፡ሓሶት ክብሉ ከይወድኡ ነብሶም ዘይፈልጡ ፡ተወጃቢርዎም ኣሎ ኣዝብልዮስ ።ደቂ ማይ ጠላሚት ኢድኪም ያ ጽገብዋ ።እንኮ ፍታሕ ተጻይ ኣካይዳ ንኤርትራ ገዲፍካ ምስ ጎረቤት ህዝቢ ኤርትራ ምትዕራቕ ጥራይ ዩ ።ተዘይኮይኑ ኣብ ኤርትራ ካብ ህጻን ክሳብ እቲ ዓቢ ሕውሓትን ኣትሓሳስብኣን ጸላኢ ኤርትራውነትን ምኻኑ የዐርዩ ዝፈልጥ ምኻኑ ዘይምፍላጥኩም ጥፍኣትኩም ዘቀላጥፍ ።ሰራቂ ማሓውር ካብ ትግራይ ምእላይ ቅድም ንህዝቢ ትግራይ ዩ ክእለየሉ ዘልዎ ።ህዝቢ ትግራይ ስብከት ካድር ገዲፉ ምስ ኩሎም ኣህዛብ ዘንብሮ ምክብባር ዝኽእል ኣካይዳ ክርዳእ ክሳብ ዘይክኣለ ክሳቐ ዩ ክነብር ።ሰራቒ ክመልሰለይ ውን ዝሓሰበለይ ድኣ ሃልይዎ ይብሉ ለባማት ነዛ ሰራቒት ውድብ ከመይ እንዳሰረቐቶ ዝኣምና ።
@hadishdirar8029
@hadishdirar8029 7 месяцев назад
መጀመርያ :ታሪኽ መራሕቲ ትግራይ አንተተዓኣዝብና: ታሪኽ ጥልመትን :ክሕህደትን :ውስልትናን ሓሶትን :ኣሕሊፋካ ምሃብን ከም ዝነበረን ከም ዘሎን ታሪኽ ዝምስክሮ ሓቂ አዩ :: አዚ ዘሎ መርሕነት ከኣ ናይዚ መቐጸልታን መርኣያን ውጽኢት አዩ :: አንተ መርሕነት ህ.ግ. ግን: ንህዝቢ ብቅኑዕ መርሑን ወዲቡን:ንኹሉ ብድሆታት ወረርቲ በዲሁ ታሪኻዊ ዓወት ማለት ናጽነት ሃገር ኣውሒሱ :: ጸላእትናን መቕልስትናን አስኹም ወይ አታ ዓባይ አትዮጵያ ኣይኮንኩምን : ኣመርካን ምዕራባዊ ዓለምን አዩ :አስኻትኩም ልኡኻት አኩም::ጸላእትና ኣጸቢቕና ንፈልጥ ኢና :: ሳላ ቅኑዕ መርሕነት ህ. ግ. ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውድቡ ኣምኑስ ታርኻዊ ዓወት ከም ዝተጋናጸፈ ዘመናዊ ታሪኽ ዓለምና ዝምስክሮ አዩ :: ስለዚ ከም ጎረቤት ህዝቢ ጽቡቕ አናተምነናልኩም:ካብ ልኡኻት ናይ ደገ ሓልታት : ልኡኻትን ወከልቲን ህዝብኹም ክትኮኑን: አቲ ካብ ህ.ግ. ተማሂርኩም ዝሓፈስክምዎ ታሪኻዊ ዓወት ዘክሩ: ሕጂ ከኣ ኣበየናይ ሽግር ንህዝቢ ከም ዝጠበስኩምዎ ኣጸቢኩም ትፈልጡ አኩም:: ስለዚ ኣብ ሑሉፍ ተመክሮ ገምግምኩም: ካብ ሽቀልቲ ናይ ምዕራባውያን ወጽእኩም ርብሓ ህዝብኹምን ከባብኹምን ንሰላምን ቅሳነትን ምስ ኩሉ ከባቢኹም ኣህዛብ ክትገብሩ ዘለኒ ሰናይ ትምኒት ይገልጸልኩም ::
@samsonmehari7013
@samsonmehari7013 7 месяцев назад
ኣየ ተጋሩ ገና ብዛዕባ ኤርትረአ አና ዘተኩም ብ ጥምየት ብ ድርቂ ክትጸንቱ አኩም! ካብ መራሒ ቦጦሎኒ ንታሕቲ ነቲ ስረዓት ኣይድግፉን ኣብ ኤርትረአ ይበል ኮረኔል ተወልደ 😂 አምበር ዶ ኮረኔል አዩ? ዘጻሕጹኻ ዕጥኻ ኣፍትሖም ከም ኣንጫዋ ኣብ ጉድጉኣድ ከም ትሕባእ ገሮም ዝቐበሩካ አኮ መራሕቲ ሓይሊ መራሕቲ ጋንታት አዮም 😂 ባንዴራ ኤርትረአ አናብለለቡ ሸናዕ አናበሉ ክልል ትግራይ ዝኣትዉን ዝወጹን :: ሎቆማጽ ሎሚ ህዝቢ ክልል ትግራይ ጸላቱ ፈሊጡ አዩ ጸላቱ ሸፋቱ ህውሓት ምኩንኩም በሪህሉ ብ ሽም ህዝቢ ክተደናግሩ ሎሚ ሓቂ ደበኽ ኤላ ::
@User15809
@User15809 7 месяцев назад
Mesakin hzbi ertrea dea bhbue yxent alo zizarebelu zeyblu. Xemamat hade derfom.
@eriblood803
@eriblood803 7 месяцев назад
​@@User15809 1 million agame ab tihti gudgad alewu...ab kereba ghize keterkibiyom iki
@samsonmehari7013
@samsonmehari7013 7 месяцев назад
@@eriblood803 ዘይርደኦም የህባይ አድዮም ትግርኛ ዝዛረቡ የህባይ በቃ! ጸገዘኣብ ግብረጻድቕ የለን ሬሳ አዩ አኮ!👌
@ተስፋ-በ6ሐ
@ተስፋ-በ6ሐ 7 месяцев назад
ሰላም ምስጎረቤት ንግበር ዝበለ ይሰማዕ። ጸላእትና ምባል ግደፉዎ።
@ilovetgray4253
@ilovetgray4253 7 месяцев назад
ፀላእትና ስለ ዘይበሉናማ ደቂስናኮ ነርና ጎረቤትና ታይ ከምዝገበሩና ርኢናዮም እኮ ከምኦም ኑኹን ማለት ዘይኮነስ ግን ፀላእትና ዝብል ቃልማ ፍተዎ።
@JjJj-rg1xo
@JjJj-rg1xo 7 месяцев назад
My 1978 prophecy be coming true! Tegrayans became as Gypsy escatered all over the world with out nation.😅
@teamtigray4864
@teamtigray4864 7 месяцев назад
Like Eritreans 🤣
@destatesema2882
@destatesema2882 7 месяцев назад
Understanding the problem is the first step of any problem solving. Keep going Tegaru.
@lilymogess3081
@lilymogess3081 7 месяцев назад
Leyabu ayhalfelkum lementi
@tehabenhizbey2778
@tehabenhizbey2778 7 месяцев назад
ኣየ መራሕቲ ትግራይ !! ሕጂ ከኣ ገና ኤርትራ ኣረጊት ጥራይ እዩ ዘለዋ ትብሉ ኣለኹ። በሉ ሕጂ ከኣ እንደገና ከምቲ ቅድሚ ሕጂ ሚሰይላት ንኤርትራ ተኩሱ ። ጭጉራፍ ወቒዓ ተእዊ።
@Paulos-zh5gc
@Paulos-zh5gc 7 месяцев назад
በየናይ ምዓንጥኦም። ኣሰንኪልን ብዊልቸር ከምትኸይድ ጌርና እንዲና ገዲፍናያ።
@eritreanhiwot4667
@eritreanhiwot4667 7 месяцев назад
ሕጂ ድኣሞ ካበይ ዝመጸ ሚሳይል። ወንጭፍ ሒዞም ተሪፎም።
@Paulos-zh5gc
@Paulos-zh5gc 7 месяцев назад
ተንክፋ እሞ ንኤርትራ ከመይ ጌሩ ወዲ ሳዋ ናብ ብዓትታት ተንቤን ከም ዘእትወካ ክትርኢ ኢኻ።
@hybirdgenetic7096
@hybirdgenetic7096 7 месяцев назад
ጒሓፋት ፍጥረት ዓጋመ ጋዕጋዓት መእወይቲ ፡ባይደን ርድኣና ጠፋእና
@birhanegebrehiwot7344
@birhanegebrehiwot7344 7 месяцев назад
YOU WERE SLIVE OF ITALIA AND ALSO SHIABIA.
@ghirmaiyohannes597
@ghirmaiyohannes597 7 месяцев назад
ዘይመልዓልትኻ ኣይተልዕል፡፡
@negasiyoh6959
@negasiyoh6959 7 месяцев назад
Tplf against Tegaru is our first problem
@wewe5688
@wewe5688 7 месяцев назад
ንሻዕብያ ዝድግፍ ሰራዊት የብላን'ዶ ብልካ፡ መን ደአ ፈጠቕ አቢልኩም፡ እዚኹሉ አዊያት ደአ መን አቢሉኩም አየ ትግራዎት ዋላ ሜትኩም ኮሎኹም ጉራ ጥራይ።
@sabri5460
@sabri5460 7 месяцев назад
COLENEL TEWELDE IS MY FAVORITE PATRIOTIC TIGREAN!! HONEST BRAINY GENUINE JUST CLEAN& CLEAR!!!
@Deadkiller3696
@Deadkiller3696 7 месяцев назад
Are you.
@tehabenhizbey2778
@tehabenhizbey2778 7 месяцев назад
@Sabri. Tewelde is another ignorant, chauvinist, criminal and war-loving Tplf member. Listen to what he said. Rubbish & garbage.
@MerhawiZemen-tu6st
@MerhawiZemen-tu6st 7 месяцев назад
መፍትሒ ሓሳባት 1/ሓደነት ተጋሩ ምጥንኻር 2/ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይ ምምላስ 3/ለያቡ ናብ ሕጊ ምቕራብ /ግቡእ ፍርዲ ክረኽቡ ምግባር/ 4/ ኢኮኖሚያዊ ዓቕሚ ምህናፅ ዓርሰ ምርኮሳ ምግባር 5/ ናይ ኢስራኤል ዓይነት ብሄራዊ ስሚዒት ምፍጣር 6/ ምክእኣል ፥ ኣብ ዘተ ምእማን ድሕሪ ፅርፊ ናብ ካሊእ ኣቕጣጫ ዘይ ምኻድ 7/ ናይ ሓሳብ ኣፈላላይ ምትእንጋድ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ 7 месяцев назад
ብሓቂ።👌
@mikiab5586
@mikiab5586 7 месяцев назад
Those people are still living in mentality darkness. What makes me louder laugh is they hid their reality and pretend to be out smart thinkers. My advice come to your sense and be realistic to see your self who you are and to solve your problems.
@alphastate2
@alphastate2 7 месяцев назад
ተወልደ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። እዞም ፀገማት እዚኦም ግን ልዕሊ ዓቕሚ ህዝቢ ትግራይ ኣይኮነን። ስርዓት ደርጊ ዝሳዓረ ተወዲቡ ብፅኑዕ ሓድነት ስለዝተቓለሰ እዩ። ከም ቀደምና ንሕበር! ድሕረትን ድሑራትን ነግልሶም! ልዕልነት ሕጊ ይከበር!!
@697ffiffgg
@697ffiffgg 6 месяцев назад
bravo conerel tewlde nice speach very nice
@keletaberhe7593
@keletaberhe7593 7 месяцев назад
ካበየዴኻ አምጺእካዮ አንታ ረሳሕ ብዛዕባ ሰራዊት ኤሪትራስ እንኳን ዓጋመ ንሕና ኤሪትራውያን እውን እንተኾነ ብምልኡ አይንፈልጦን ሐሰውቲ ቆንዳፋት ስሬኹም ምፍታሕኩም ከአ ሕጂ ረሲዕኩሞ ተሕዝኑ።
@m.a.1624
@m.a.1624 7 месяцев назад
"አብ ኤርትራ ካብ መራሒ ቦጦሎኒ ንታሕቲ ነቲ ስርዓት አይድግፉን" እቲ ሕርሕራይ ጌሩ ዝደከረካ ግን ካብኡ ንታሕቲ ዘሎ እዩ፣ ናብ ምድሐን ህዝብኻ ምስትበሃል ይሕሸካ፣ ንሰራዊት ኤርትራ አይትተዃቱኮ...ይቕረታ ሐቲትካ ብሰላም ንበር፣ ኤርትራዊ አብ መሬቱ አይደራደርን ዋላ እቶም ገንዘብ ሕወሐት እንዳበልዑ ዝገበሉ ሃሱሳት እውን እንተኾኑ...
@User15809
@User15809 7 месяцев назад
Ztedekere tedekiru mwutatun kusulatun habiu mot wshma koinkum zelo nskum. Mrukatkum meskiromo amawta sekaki kelbi metkum. Jahra betet ab tirah meakorka nay abahagotatkum denbia eyu. Ezi zizreb zelo abey yrdakum denaqur kab kwunnet 30 amet rhikkum alekum.
@m.a.1624
@m.a.1624 7 месяцев назад
Xemam aytsemon dika zeleka Tigray bserekti iya tmrah zela zbelo? Hiwehat YIMDIR TDF YIFIKIR Shaebia kea YIDKIR iyu zelo iti were @@User15809
@kubawifqri6143
@kubawifqri6143 7 месяцев назад
ህዝቢ ትግርዋይ ሰላም እዩ ዘድልዮ። ኮሎኔል ውግእ ይእውጅ ኣሎ። ብዘካ ውጋእ ስራሕ ስለ ዘይትረክብ፡ ንህዝቢ ደንጊጽካ ኣይኮንካን
@Paulos-zh5gc
@Paulos-zh5gc 7 месяцев назад
ተዳሂልኩም እንዲኹም። ኣብ ርእስኹም ጸላኢ ዝብል ኣምር መሊኢኩሞ። ጸላኢኹም ባዕልኹም ንባዕልኹም ኢኹም። ኤርትራ ሓንቲ ምዓልቲ ጸላኢትኩም ኮይና ኣይትፈልጥን። ህግደፍ ውን እንተኾነ ጸላኢ ማለሊት እምበር ጸላኢ ህዝቢ ትግራይ ኮይኑ ኣይፈልጥን። ቀንዲ ጸገምኩም ከምቲ ኢሳያስ ዝበለኩም "ወረ ዓቅሞም ኣይፈልጡን እዮም" ኢልዎም ንመራሕቲ ሕውሓት። ኮለኔል ወረቀት ከቕርብ ብቅዓት ይጎድሎ።
@selamlechi7288
@selamlechi7288 7 месяцев назад
እስኪ መራሕትኹም ከምዚ ኢሎም ይዘትዩ😂😂 ደናቑረይ
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 7 месяцев назад
​@@selamlechi7288nay zilefilefka entay tirgum alewo
@mussieghirmay4938
@mussieghirmay4938 7 месяцев назад
Intay shiger alna kemzi elomom kiakabu 😂😂😂 yeserhu Dio akeba 😂😂 jufui
@Paulos-zh5gc
@Paulos-zh5gc 7 месяцев назад
ኣይ ተጋጊኻ። ወዲ ራያን ሞኣሊዛ ስምዓዮም። ሳላ ሰራዊ ኤርትራ ህዝብኹም ዲሒኑ። ሞናሊዛ ብቓላ" ሰራዊት ኤርትራ ትወጊኤ ምስ ረኸቡኒ ናብ ሆስፒታል ውሲዶሙኒ"እያ ዝበለት። ወዲ ራያ ብጭቡጥ ኮሎኔላት ኤርትራ ነዲታት ትግራ ይ ቁ.ቴሌፎኖም እግአድፉለን ነይሮም። ገለሽግር እንተእጋጢሙክን ደውላልና እንዳበሉ። ኣቢይ በይኑ ኣትዩ ኔሩ እንተትኸውን እሞ ምጽነተኩም ነይሩ። ኤርትራ ግን ሓደ ጽላኢ ኣብትግራይ ነይሩ ንሱ ኸኣ ሕውሓት እያ ነይራ ንዓኣ ኸኣ ደምሲሱዋ እኮ እንተዘይበልና ኣብ ዊቸር ዝእተወት ኣካለ ስንኩል ጌሩዋ ኣሎ። ምቕባር ከኣ ናባኹም ገዲፍናዮ ኣሎና። ተዘይ ኮይኑ ድሕሪ ሕጂ ግን ወስ እንተይላ ኣብ ጥልከት ሓሙሽተ ሜትሮ ጉድጓድ እያ ክትቕበር። ል​@@selamselam7358
@aliraya6192
@aliraya6192 7 месяцев назад
​@@Paulos-zh5gcአብይ ይኩን ሻዕብያ ንበይኑ ከመይ ገይሩ ክፍትን ህውሓት ይፈልጥዎ እንድዮም ራስ በራስ ደአ 1998 ከመይ ነይሩ በዓል ድሩዕ ወያነ አጠልቂዮምና ክብል አይሰመዕካዮን ዲካ ካብ ባድመ እንተወፅአ ፃሓይ ብምዕራብ ወፅአ ማለት እዩ ኢሉ ዝፈከረ ኢሳያስ እስካብ ባረንቱ ክሃድም ከሎ ከዘክረካ ክልተ ሃገር ኢትዮጵያን ኤርትራን ብሓባር ተሓናግርኩም ክትፍክሩ ፀሓይ ዓርብኩም
@አነኢየኤርትራ
@አነኢየኤርትራ 7 месяцев назад
አዬ ተጋሩ መሪሕነት ጸገም እንኮይኑ ደኣ ካብ ነብሰካ ጀምር። ኻና እኮ ክፈርስ ኮሎ ካብ ላዕሊ ንታሕቲ ኢዩ።
@abebatesfamariam3144
@abebatesfamariam3144 7 месяцев назад
Eritrea is moving for words, we don't have time to think about the Tiny , tiny kushet Tigray!🇪🇷 No more ABAy Tigray!🇪🇷
@almaz.8056
@almaz.8056 7 месяцев назад
👠🥾🩱🩲🧦👟👞🩴👗👢👚👔🧢
@AlemGidey-y9j
@AlemGidey-y9j 7 месяцев назад
ብትክክል ተጋሩ አንኳዕ ናትና ኮንኩም ንኣኳትኩም ሒዝና ናብ ዝለዐለ ብራከ ክንወፅእ እና
@tsegisheeritrean530
@tsegisheeritrean530 7 месяцев назад
ክክክክ አጋመ መአስ ኢኹም ካብ ቀትሪ ህልም ትወጹ መዎእልኹም አብዘይጭበጥ ህልሚ እንዳሃውተትኹም ክትነብሩ ኢኹም
@hawelti9
@hawelti9 7 месяцев назад
“insanity is making the same mistakes and expecting different results.” ALBER EINSTEIN!
@semaga2530
@semaga2530 7 месяцев назад
ነቲ ቀንዲ ሕቶ "ንምንታይ ኢና ኣብ ቀጻሊ ጦርነት ንነብር?" ገዲፍካ ደኣ እንታይ ዓይነት መጽናዕታዊ ጽሑፍ እዩ? እቲ ምኽንያት ቀጻሊ ጦርነት ሕወሓት ባዕላ ስዝኾነት ድዩ?
@danielhalefom392
@danielhalefom392 7 месяцев назад
All those points 👉 mention are enough to tplf leadership to stape down.
@fitsumabrha6339
@fitsumabrha6339 7 месяцев назад
What surprises me from the speeches of former #TPLF like Tewelde G.T is their superficial global knowledge & their blind courage courage . How can a regional state that suffers from starvation think strategic ideas?! I know that wealthy people like Colonel Tewelde can think such strategic things, but first is an issue of survival. #Tigray has to feed herself & make herself free from dependency. To analyse global and regional issues like #PIA of Eritrea is an easy thing; what matters is practising . ህወሓት /ኢህአዴግ ምላስ እንጂ ጆሮ የለውም ። Talk is cheap. People like Col Tewelde are experts in talking.
@nahomjebye1786
@nahomjebye1786 7 месяцев назад
ግን ናይበሓቂ ዓቅሚ ኣሎኩም ❤❤❤❤❤
@Paulos-zh5gc
@Paulos-zh5gc 7 месяцев назад
እዋይ ርእስኻ ምትላል። ደቂ ሳዋ መራሕቲ ሓይሊ እኮዮም ኣዘርጢጦምኹም። ምራሕቲ ቦጦሎኒታት ኣይኮኑን። ኣንታ እታ ሓቂስ ኣብ ትግራይ ኣበይ እዩ ሰፈራ።
@User15809
@User15809 7 месяцев назад
Tehazilka atika firki serawitka mot kelbi kebari zeyblu arekibka jahra ms mntay yquxer? Amel ms megnez.
@HAFTOMWELDEGEBRIAL-e4w
@HAFTOMWELDEGEBRIAL-e4w 7 месяцев назад
እቲ ሓሳብ ትኽክል እዩ ! ኣብ መፍትሒ ነድህብ ! ኩሉ ፀገም ናይ ኣብ መሪሕነት ዘሎ ላልለዋይ ጫፍ መሪሕነት ውድብ ህወሓት እዩ! ግን ናይ ህወሓት ጌርካ ክውሰድ የብሉን ! ህወሓት እንኮላይ እታ አደ ሸቃጢት ሽጉርቲ እትሰርሖ እዩ ! ካሊእ እቲ መንእሰይ ዘይተገበረለይ ዝብሉ ! ወለድና ኣይገበሩልናን እምበር ፤ ንሕና እንታይ ጌርና ፤ ንሕና እንታይ ኣጉዲልና ፤ ወለድና ናብ መስዋእቲ ኣእትዮሙና ካብ ምባል ንወለድና ካብ 3ይ መስዋእቲ ኣየድሓናዮምን ክብሉ ኣይክኣሉን! ተረካቢ ወለዶ ውሽጡ ይፈትሽ ፣ ኣብ ወለዱ ዘሎ ጉድለት ድማ ይንቀፍ ፤ ስልጣን ንምርካብ ዝልምን ለማኒ ክኸውን የብሉን ፤ ስልጣን ንምርካብ ሓሳብ ዝሸጥ ሓይልን ሓሳቡ ዝሸጥ ንመከራ ዝተቐበለ ፤ ህዝቡ ብሓሳብ ዝልውጥ ክኸውን ኣለዎ! ንህወሓት ከጥፍኦ ኣለኒ ዝብል ሓይሊ ፤ ወይ ብሓይሊ ከምበርክኾ ኣለኒ ዝብል ሓይሊ ፤ ህወሓት ሓይሊ ረኺቡ እንተረጊፅዎ እቲ ጌጋ ኣብ ከመይ ይግለፅ ? ንህወሓት ኣምባገነን እዩ ፣ ውድባትን ሙሁራትን ኣይሓቁፍን ዝብል ሓይሉ ወይ ሰብ ፤ ንኣብ ህወሓት ዝኣምኑ ተወደብትን ሙራንን ልሂቃንን ካብ ተሳትፎ ክርሕቑ ኣለዎም ዝብልን ከጥፍእ ዝጎይን ሓይሊ ከመይ ኣምባገነን ክበሃል ኣይኽእልን ? ነዚ ኩይናት ዝፈጠሩልና ዝብል ስያሜ ነዚ ዘሎ መሪሕነት ዝህብ ፅባሕ ውሕስ ክገብረና ዝኽእል ድዩ ? ዘውቅዐና ታሪኽናን ባህልናን ባህርናን ከምኡ እውን ጀኦግራፍያዊ ኣቀማምጣናን ዶ ኣይኮነን ? እንተበፂሑካ ? የቐኔለይ !
@maharimengsmahari1917
@maharimengsmahari1917 7 месяцев назад
ሓቂ አዴና ናጽነትክብር ይግብአክንን እዩ ደቀአንስትዮ ትግራይ ድምጸን ድልየተን ይሰማዕ።🎉🎉🎉🎉
@fitsumabrha6339
@fitsumabrha6339 7 месяцев назад
ተወልደ ዕድመ መራሕቲ ኤርትራ ብምግላፅ ባዮሎጂ መፍትሒ ከምፅእዩ ዝዓይነቱ ገምጋም መለስ ዝኽተሎ ዝነበረን ንትግራይ ዋጋ ዘኽበለ ታክቲክ እዩ። ብስሩኸ ውሽጣዊ ፀገምና መጀመሪያ ዘይንርኢ ?!
@fitsumabrha6339
@fitsumabrha6339 7 месяцев назад
መለስ ብነዊሕ ዕፅዋ ሻዕቢያ ክወድቕ እዩ እናበለ ታይ ከምዝመፀና ንፈልጦ ኢና።
@sheba-291
@sheba-291 7 месяцев назад
@@fitsumabrha6339 Miscalculation ጌጋ ቅማረ,ዩ ለኪምኩም። ኤርትራ መንእሰይ የብላን፤ ኢሎም ኣታሊሎምኹም ኣብ ዓዘቅቲ ኣቲኹም፤ ብሰላም ጉርብትና ንንበር፤ ኣይፋል ኢልኩም ኣብታ ጽንዋይ እንተ መሪጽኩም ግን ኣብታ ነዋሕ መንገዲ የራኽበና።
@atobrhanasmelash2814
@atobrhanasmelash2814 7 месяцев назад
Wey Tigrway Ata kmey Zenlkum Bhamat ekum
@tehabenhizbey2778
@tehabenhizbey2778 7 месяцев назад
​@@dawitjignaደንቆሮ!! እቲ ናትካ ንሐማትካ !! ኤርትራ ሰላምን ጸጥታን ትግራይካ ከኣ ገሃነም እሳት ኣላ። ብሐሶት ወያኔ ንዓመታት ዝተሐጸብካ ኢኻ።
@UserMxl123bbc
@UserMxl123bbc 7 месяцев назад
​@@dawitjignaዳዊት ጀጃዊ ንስኻስ ንነፍስኻ ምስ ሰብ ቖጺርካያ ኣይ ዓለት ውዒገን ዶ ኣይኮንካ ኣንታ ጠራራይ !!!""" ንትግራዋይ ኣድርሮ እምበይ ኣይትሕድሮ እንተ ሓዲሩ ነቲ ክድቕሰሉ ዝሃብካዮ ኣጎዛ ነቲ ካብ ቑሪ ክኽደኖ ዝሃብካዮ ኮቦርታ ሒዙ ፍርቒ ለይቲ ዕርብ 😂😂😂😂😂😂😂
@UserMxl123bbc
@UserMxl123bbc 7 месяцев назад
@@dawitjigna ኣይተ ውዒገን ንስኻ ጓሳ ጸራጊ ግለት ነርካ ኣብ ደቒ ዳሽም ኣንታ ዋጋሪ ሓፍቱ ትግራዋይ ጥሙይ ድሕሪ ሕጂ ንዝኮነ ትግራዋ ሓሳድ ኤርትራ ኣይክረግጻን ኢዩ ኣንታ በላዒ ኩዕንቲ ኣንታ ምሽሙሽ ዓጋመ በላዒ ተረፍ ጅግና ፈዳይ ሕኔ ወዲ ኣፎም እንታይ ድዩ ዝበለክም * voultures * ኣምባሳ ንጋሙስ ምስ ቐተለ እቶም ሊሎታት ሰማይ ኩሎም ይመጹ ክሳብ ኣምባሳ ዝጸግብ ሱቕ ኢሎም ይጽበዩ ምስ ጸገበ ይኸይድ ደሓር እቶም voulteres ይመጹ ተረፍ ይበልዑ ስለዚ ወዲ ኣፎም ፈዳይ ሕኔ ቩልቸርስ ኢሉዎም ንኣያታትካ ንበዓል ስዩም ርሹን ብእዝኑ ጥይት ሂቡዎ ንኣይተ ስኳረ ኣይተ ኣባይ ነብሶ ጅግንነት ድሕሪ ወዲ ኣፎም ዋና የብላን ስርቒ ሕስድና ጥልመት ክሕደት ሕሾት ምትላል ድሕሪ ዓጋመ ዋና የብላን !!!!!
@eriblood803
@eriblood803 7 месяцев назад
​@@dawitjigna 1 million agame ab tihti gudgad alewu....5 million agame b timet yisakeyu alewu....firki meret tigrai tewesidu....missile tementilkum....kulom gorebetkum fenfinomukum 😅😅😅😅
@haregeweinihabte2483
@haregeweinihabte2483 7 месяцев назад
Ala niska……💊💔 Emo haye tewez bel n’ Eritrea gexka……kalie lieli 1 milion menisey tilkumex…..
@RobelMebrahtu-f1j
@RobelMebrahtu-f1j 7 месяцев назад
ክላ በክቲ ሕጂ እኮ ኢሮኘ ኮይንካ ኢካ 1ሚሊዬን ገለ ትብል ዘለካ ነዓ እንዶ ዓድካ እቶ
@eriblood803
@eriblood803 7 месяцев назад
​@@RobelMebrahtu-f1j komalat ghembi funfunat cenewuti agame
@hailegezahagn739
@hailegezahagn739 7 месяцев назад
ቅድሚ ሕዚ ዝተጋገናዮ ከየኣክል ሕዝውን ሻዕብያ ታብ ቦጦለኒ ንታሕቲ ህግደፍ ኣይድግፉን ማለት misleading እዩ እዙይ ይተኣረም ክንድ ቁንጪ ዝኣክል ፀላኢ ክንድእምባ ጌርካ ረኣዮ ክትስዕር ተደሊኻ ተዘይኮይኑ ጌጋ እዩ
@kibreablegesse1430
@kibreablegesse1430 7 месяцев назад
ሃይ ንብራኸትግራይ ተኣከብኩም ሙሁራት ትገብርዎ ዘለኹም ትግራይ ንምድሓን ቃልሲ ብጣዕሚ ፅቡቅ ኮይኑ ብፍላይ ብኮኔሬል ተወለ ገረንተሳይ ዝቀረበ ብፉሉይ ዝድነቅ ኮይኑ ኣብዞም መራሕቲ ኮይና ኢና ንነብር ዝብሉ ዘለው ድኹማት መራሕቲ ደቂመን ምዃኖም ኣፅንዕዎም ደቂጎረቤት ዓዲ ዝባሃሉአለው ይታሓሰበሉ።
@Haylewedimhrey
@Haylewedimhrey 7 месяцев назад
ኮንርየል እቱ ዝበሎ ኩሉ ዝዎፆ የብሉን እቱኣብመሬት ዘሎ እዩ ሐዚ ዘድልየና ከምተጋሩ ክንሓብር ኣለና እንተሓቢርና ኩሉ ለይባ ይኩን ዓማፃይ ይኩን ክንፎልጦ ኢና ስለዚ ንሕበር እሳ እያ እታ ወሳኒት
@rimonsolomunbeyn7270
@rimonsolomunbeyn7270 7 месяцев назад
ኣቱም ስባት ኩናት 3-4 ወልዶ በሊዑ እዩ ብኹናት ምንም ዝተፈትሐ ሽግር የሎን : ኣብዚ ገጂፍ ምስትውዓል ከድሊ እዩ። ንኣብነት ስለምንታይ ኩሉ ጊዜ ኩናት ኣብ ኢትዮጵያ ክብሃል ከሎ ኣበይ እንተበልካ ኣብ ሰሜን እስፐሻሊ ኣብ ኤርትራን ትግራይን ንኣስታት ልዕሊ 100 ዓመት ተኻይዱ ምስጢሩ እንታይ እዩ? ምርጫ ናይቲ ሕዝቢ ድዩ ምርጫ መራሕቲ ድዩ ወይስ ምርጫ ምዕራባዊያን ንስትራተጃዊ ረብሕኦም ወይ እዚ ክልተ ህዝብታት መራሕቲ ሲኢኑ ኣሎ ደው ኢልካ ምሕሳብ ከድሊ እዩ። ኣብ ላዕሊ ከም ዝበልኩዎ ብኺናት ካብ ዘይተኻእለ እስከ ኩሉ ገዲፍኩም ንሰላም ንዘምር። ሰላም ሰላም ሰላም ንኹሉ ህዝቢ
@ጽልማሎጎጭዋ
@ጽልማሎጎጭዋ 7 месяцев назад
ጃህራ ጃህራ ትንኩልና ትንኩልና ስርቂ ስርቂ ሽርሙጥና ሽርሙጥና ሕስድና ሕስድና ዓቅሚ 000000 ኣብ ርእሲ ተጋሩ
@mesfinbiniam-to2de
@mesfinbiniam-to2de 7 месяцев назад
እቲ ገለጻ ኣብ መርየት ዘሎ ኮይኑ ናብሚድያ ዝቐርብን ዘይቀርብን ክንፈሊ ነይሩና ዘዝፈለጥናዮ ተተዛሪብናዮ ካብ ጥቅሙ ጉድኣቱ እዩ ዝዓቢ።
@Paulos-zh5gc
@Paulos-zh5gc 7 месяцев назад
ሰብዲዩ ተሳኢኑ። ነዚ ዕድል ተዋሂቡዎ። ብሰላም እዩ ናብ ብራኸ ዝምጻእ እምበር ብውግእን ብወረ ውግእን ኣይኮነን። እዚ ግን ሓደ ሚሊዮን መንእሰይ ኣጥፊኡ ሕጂ ኸኣ ነገር ይጽሕትር።
@Asmera-1
@Asmera-1 7 месяцев назад
ነዚ ዋዕላኹም ብኽልተ ነጥብታት ክገልጽ ይከኣል። እዚ ናይ ሕሶት PHD ኣበይ ጸሊም ዕዳጋ ኢኹም ገዚእኩሞ። ካልአይቲ ሕቶይ ካበየናይ Planet ኢኹም መጺእኩም። ካብ Mars ዶ ወይስ ካብ Venus ክፈልጥ ምፈተኹ። 😂😂
@yeswayne4069
@yeswayne4069 7 месяцев назад
A raven you are right
@yeswayne4069
@yeswayne4069 7 месяцев назад
Sorry Aba you are right
@habtayhagos5182
@habtayhagos5182 7 месяцев назад
Kkkkkkkkkk bilqum metfiequm tfhru aelequm shabya aebae aelo aeb meretu haye trah tebegesu endhri denguqum aebey tefiom elom kmexiqum eyom kemtieae nay aemi
@Abraham-wj8xt
@Abraham-wj8xt 7 месяцев назад
አቱም ቆንዳፋት ዓጋመ ኤርትራዊ መንነትን ጋገራው ነትን ክሰብር ዝኽእል ምድራዊ ሓይሊ የለን መራሕትና ነበርቲ ኣይኮኑን መወቲ እዮም ይኹን እምበር አውርሶምና እዮም ዝሓልፉ ኤርትራውነት ክቡር መንነት 🇪🇷❤️🇪🇷
@nazrawitedros5028
@nazrawitedros5028 7 месяцев назад
ትግራይ ሰላም ክትረክብ ተኾይና ወያኔ ዝበሃል ናይ ሰረቕቲ ውዳበ ክትጠፍእ ኣለዋ ። እዚ ኣኼባ እዚውን ናይ ወያኔ እዩ100%
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ 7 месяцев назад
ንስካ ምስ ዓሌትካ ጥፋእ ባርያ
@teclemariamteclegeray6785
@teclemariamteclegeray6785 7 месяцев назад
ኣየ ሓለምቲ ናትኩም ዘይትገብሩ ካብ ዓቕምኹም ንላዕሊ ካብ ሃለውለው ውጹ
@mussieokbe3607
@mussieokbe3607 7 месяцев назад
ትግራይ ሕጂ እዩ ዕድላ ነዚ ዕድክ እዚ እንተዘይተጠቂማትሉ ሕብረተሰብ ትግርይና አብ ትግራይን ኤርትራን ዘሎ ናይ ምቅጻል ዕድል ዘይክረክብ ይክእል እዩ። አብ ኤርትራ ዘሎ መንግስቲ ዝሰምዕ አይኮነን ጉድ ረኪብና ኢና " አብ ስደት ኮይና ግና አብ ጎኒ የሕዋትና ኮይና ዝዓቅምና ብሞራል ተስፋ ሐገዝ ገንዘብ ዝካአለና ንገብር አለና ።ተስፋ ንገብር ንመንግስቲ ኤርትራ ተጸሚምኩም ንስለ መጻኢ ወሎዶታትና ናይ ምስረተ ሃገረ ትግርይና ትግራይ ክትራበረቡ ። ትንሳኤ ንዉጹዕ ሕብረተስብ ትግርይና ።
@rorasabur-u5t
@rorasabur-u5t 7 месяцев назад
እዞም ሰባት ደቂ ክልል ትግራይ እግዝኣብሔር ረጊምዎም እዩ ይመስለኒ ። ክንድዚ ድንቁርና ኣሎ ድዩ ። ክንድዚ ሓሶት ኣሎ ድዩ ግን እዚ ባዶ ሓንጎል ብሕማም ነብሰ ምትሓትን ድኽንነት ሓንጎል ዝሳቀዩ ዘለው -ኣዮም ። ብዛዕባ ሰራዊት ኤርትራ የሎን ውሑዳት -ኣዮም ኹሎም ሃዲሞም የለውን ኳሕ ዘብል ጥይት የሎን እንዳፋጸና ኣስመራ ክንእቱ ኢና ዝብሉ ዝነበሩ መራሕቲ ህወሓት ነዛ 80% ዕጥቂ ናይ ኢትዮጲያ ምስ ሚሳይላቱ ኣብ ኢድና ኣሎ ብፈኸራ ዳንኬራ መሬት ኣይትጽርና ዝበሉ በዓል ስዩም መስፉን ኣባይ ወዘተ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ 14 መዓልታት ነዛ ሓሳዊት ሰራቂት ወያነ ለኳሲሶማ ። ሕጂ ኻኣ እዞም ደናቁር ናይ ነብሶም ሕማማት ድሕረት ድንቁርና ከየማሕሹ ነጢሮም ናብ ሰራዊት ኤርትራ ናይ ሓሶት ፕሮፖጋንዳ ሕሱር ዘረባ ዘይኮነ ካብ መራሒ ቦጦሎኒ ንታሕቲ ንመንግስቲ ኤርትራ ኣይድግፍዎን እዮም ዝብል ሓዱሽ መቃነይ ሕሶት ይዛረብ ኣሎ እዚ ድሑር ተወልደ ዕንበብ ጽባሕ ንግሆ ተኳቲኮም ምስ ሰራዊት ኤርትራ ኹናት እንተ ጌሮም ግን ከም ስዩም ኣባይ ግንባሩ ክረኽባ እዩ ።
@rorasabur-u5t
@rorasabur-u5t 7 месяцев назад
ኣባ ቀሺ ንኹሉ ዝኽልክለኩም ዘሎ ዘይናትኩ ምድላይ ፣ ብሕጊ ዘይትምእዘዙ፣ ድሕረት ፣ሓሶት ፣ ትንኩልና ፣ ስርቂ ፣ ምትላላ ፣ ነብሰ ምትሓት ፣ ዘይናትኩም ምውራር ፣ ኣብ ክልል ትግራይ እዩ ዘሎ ።
@ተስፋ-በ6ሐ
@ተስፋ-በ6ሐ 7 месяцев назад
ኣታ እዚ ሳንቲም ሲ ተጀሚሩ ክሳብ ትውዳእ ምስ ሞባይሉ ጥራይ ኮይኑ ስሩሑ። እንታይ ሰሚዕካ ተበልካዮስ እንታይ ክብል እዩ። እቲ ቦታ ንኻልእ ዘይትገድፈሎም። በዓል እዚ እዮም ጸገም ትግራይ። ኩርሰይ የለቅይ ክክክክ
@MerhawiZemen-tu6st
@MerhawiZemen-tu6st 7 месяцев назад
መንእሰይ ስደት መማረጺ ክገብር ዝገበረ ፥ ለያቡ ዝነብሩላ ዓዲ ዝፈጠረ ውድብ እዩ
@bettyw2871
@bettyw2871 7 месяцев назад
I'm not going
@hagosgebremeskel4068
@hagosgebremeskel4068 7 месяцев назад
Why you guys lied ether land of Eritrea or land of Amhara wasn’t Tigray.
@siedaisshak3618
@siedaisshak3618 7 месяцев назад
ብዛዕባ ኤርትራ እንተዘይትዛረቡ መሐሸኩም ድሁላት ናትኩም ግበሩ ። ኤርትራዊ ጀግና ኣይትፈልጥዎን፡ ኤርትራዊነት ኩቡር መንነት።
@hagosawushek1284
@hagosawushek1284 7 месяцев назад
ብዛዕባ ኤርትራ, ካብ መራሒ ቦጦሎኒ ንታሕቲ ነቲስርዓት አይድግፉንን ትብል እማን እያ,ግን ገለ ዓያሹን ሕጽቦ ሓንጎል ዘጋጠሞም አለው,ንሶም ከአ ይበዝሑ, እዚ ከአ ኮነ ተባሂሉ ተሰሪሑሉ እዮ,!
@adisteklu6862
@adisteklu6862 7 месяцев назад
Action is better than words .Good Research keep it up
@TesfayGyesus
@TesfayGyesus 7 месяцев назад
እዚ ኩሉ ንትግራይ ክመቃቅልዋ ይሓስቡ ኢዮም ትብሎ ዘለካ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ፈቲንኩሞ ዓፋር ኩናማ ጀበርቲ እንዳበልኩም ኩሉ ፈሺልኩም ንትግርኛ ዝብሃል ብሄር ክጸንት ኣለዎ ኢልኩም ሰሪሕኩም እዚ ውን ኣይኮነልኩምን ንሓዊ ዘኮለስኩሞ ጎረቤት ከመይ ጌሩ መዓር ከኮልሰኩም ትጽበዮ ሕጂ በቃ ስቅ ኢልኩም ቆዝሙ ኢሰይያስ 100 ዓመት ንድሕሪት መሊስኩም ኢዩ ሕጂ ራያ የለ ወላ ወልቃይት የለ ኢትዮጵያ ዝሃበትኩም ኣካዊንኩም ምንባር ኢያ
@user-xu2hl8ll5k
@user-xu2hl8ll5k 7 месяцев назад
Atum anta gediskum nay eritreawie problems. Bealna alenayo kunetat eritreawien. Eritrea iko nay Eritrawien trah eya.
@MerhawiZemen-tu6st
@MerhawiZemen-tu6st 7 месяцев назад
መጀመርያ መእተዊ ዝተጠቐምካሉ መንገዲ ኣድኒቐ እየ ። እዚ ግን መፅናዓታዊ ፅሕፍ ንምባል ይኸብድ እዩ ። ምኽንያቱ ናይ ባዕልኻ እምነትን ስሚዒትን ይንፀባረቕ ኣሎ ?!
@GebrehiwetGebretnsae
@GebrehiwetGebretnsae 7 месяцев назад
ሰላም ዝኸበርኩም አቦታተይን አሕዋተይን መራሕተይን ሙህራትን መራሕቲ ሀይማኖት ትግራይ አነ ሓንቲ ሕቶ ክሓትት አብ መሪሕነት ትግራይ ይኹን አብ ዘቕረብኩምዎም መፅናዕቲ ፅቡቕ ጅማሮ ኢዩ ነገር ግን ኣብ ከምዙይ ዓይነት ዋዕላታት ሙሁራት ወጣት ደቂ ኣነስትዮን ደቂ ተባዕትዮ ተተካእቲን ተበፃሕትን ናይቲ መፍትሒ አካል ክኾኑ አለዎም ኢለ ይሓስብ፡፡
@HAFTOMWELDEGEBRIAL-e4w
@HAFTOMWELDEGEBRIAL-e4w 7 месяцев назад
እቲ ናይ መወዳእታ መደምደምታ እዩ እቲ ሓቂ ፤ ኣባላት ፖለቲካ ፓርቲ ኢና ብሃልቲ ኣያታትና ኣብ ህፃንነቶም ፣ ኣብ ማእኸላይ ዕድመኦም ኣብ እዋን እርጋኖም ዋጋ ከፊሎም ! ንሕና መናእሰይ እንታይ ዘይምግባርና ዝብል ዝምልስ ኣይተዓዘብኩን !
@Paulos-zh5gc
@Paulos-zh5gc 7 месяцев назад
ሰራቒ ድኣ ይወስድ እምበር የማሓድር ድዮ? ካብ ትምህርታዊ ጽሑፍ ንብሎስ ናይ ዩቱዩበርስ ወይ ኣክቲቪስት ኣቀራርባ እዩ።
@hirayndahray
@hirayndahray 7 месяцев назад
ኪዳነ አመነ ርግእ በል ናሃትካ ሕማቅ ከመይ ጌርካ ትሕዝ ትሃንፅ ዝብል ክትሓስብ አለካ ።በታሕዚ ትናደዳ ዘለኻ እንተኸይድካ ሰብ ዘጥፈአ አብዝረአኻሉ ናብ ሕጊ ዘይኮነስ ናብ ምቅታል ትኸድ ይመስለኒ
@WeditekleTekle
@WeditekleTekle 7 месяцев назад
Atwm komalt resahat ab leli meriet erteria keteneberw tehasebw enteda halikwm konkwm yewhat ikwm deki shormwta
@tsigehailu1622
@tsigehailu1622 7 месяцев назад
ናይባሐቂ ገልጽከሞ ጅግና አምላኸ ምሳኹም የኹን
@dejenhadgu5288
@dejenhadgu5288 7 месяцев назад
Ab eritrea zelo hizbi milu by milu ydigfo eu neti sirat shabiya:: ni hizbi tigray aytedanagriwo bejakum
@sheba-291
@sheba-291 7 месяцев назад
Miscalculation ጌጋ ቅማረ,ዩ ለኪምኩም። ኤርትራ መንእሰይ የብላን፤ ኢሎም ኣታሊሎምኹም ኣብ ዓዘቅቲ ኣቲኹም፤ ብሰላም ጉርብትና ንንበር፤ ኣይፋል ኢልኩም ኣብታ ጽንዋይ እንተ መሪጽኩም ግን ኣብታ ነዋሕ መንገዲ የራኽበና።
@TesfayNigisty
@TesfayNigisty 7 месяцев назад
Beja shabia yetfekum nejawiss hasadat gudai hizbkum gida zeytgebru
@BrhaneTekeste-y3o
@BrhaneTekeste-y3o 7 месяцев назад
ብዛዕባ ኤርትራን መሪሕነቱን ኣልዒልካ ዝተዛረብካዮ ገና ኣብ ትምክሕን ኣንነትን ከምዘሎኩም ዝእምት እዩ ፥ ቅድሚ ክልል ትግራይ ብጃንዳ ወያነ ዝምራሕ ኩናት ምኽፋት ብዙሕ ናይ ፈኸራን ጃህራን ትገብሩን ብፍሉይ ሓይሊ ኣሰልጢንኩም ኣብ ልዕሊ ህዝብን መንገትን ኤርትራ ብዙሕ ፈኽራታት ፈኒኹም ኢኹም ፥ እቲ ኣመሓዳሪ ክልል ትግራይ ዝነበር ደብረጽየን ነዘን ኣብ ኢድና ዘሎዋ ኣጽዋር ኣብልዕሊኦም ከፍስሰን ኢና ክብል ክፍክር ከሎ ናይ ትማሊ ታሪኽ እዩ ። ኣብ ኤርትራ ሰራዊት የሎን ኩሉ ንስደት ውጺኡ እዩ ዝዋጋእ ሓይሊ የብሎምን ክትብሉ ኔርኩም ፥ ግን ሰራዊት ኤርትራ ድሕሪ ሮኬት ናብ ኤርትራ ምፍናውኩም ፥ ሰራዊት ኤርትራ ጸራሪጉ ክሳብ ንቇላ ተንቤን ከዘሳጎጎኩም ከም ዝተደምሰስኩም ናይ ሕጂ ታሪኽ እዩ ፥ ብሰንኪ ባዕልኹም ዝወላዕኩሞ ኩናት ንልዕሊ 1ሚልዮን መንእሰያት ኣጥፊእኩም ኢኹም ። እዚ ዘየድሊ ትዕቢትን ፈኸራን ብፍላይ ምስ ኤርትራ መመሊሱ ዋጋ ከኽፍለኩም ሙኻኑ ክትፈልጡ ይግባእ ። ዘይናትኩም ምድላይን ትምክሕትን ደው ኣቢልኩም ነታ ክልል ትግራይኩምን ህዝብኹምን ብግቡእ ከተመሓድሩን ብሰላም ምስ ኩሉ ህዝብታት ክትነብሩ ሕሰቡ ። ሉኡላዊ መሬት ትግራይ ኢልካ ዝዝረብ ንዘይናትካ መሬት ከተማዕዱ ምፍታን ሕጂ ዉን ገና ካልእ ዋጋ ከኽፍለኩም እዩ ።
@JohnAsmara7410
@JohnAsmara7410 7 месяцев назад
ኩላህና ኤርትራውያን ኣብ ሃገርናን መንግስትናን ጡሙራት ከም እምኒ ዓረ ኢና። ተጋሩ ብዛዕባ ህዝብኩም ብጥሜት ዝሳሓግ ዘሎ ሕሰቡ???
@GEB301
@GEB301 7 месяцев назад
ኣብ ትግራይ ብስሩ ውን ንለውጢ ድሉው ዝኾነ መሪሕነት ነይሩ ኣይፈልጥን ንቅድሚት ክህሉ ተብሂሉ ትፅቢት ምግባር ከቢድ ዩ።በብእዋኑ ውልቀ ሰባትን ጉጅለታትን ሕግን ልዕሊ ሕግን እንዳኾኑ ዮም መፂኦምን ይቅፅሉን ኣለዉ።መስርሕ ተሓታትነት ኣብ ዘይተዘርገሐሉን ኣብ ዘይተረጋገፀሉን ኩነታት ከመይ ኢሉ ዩ ዝበረኸትን ሓድነታ ዝተረጋገፀን ትግራይ ዉሕስቲ ክትኾን ትኽእል!?ሕልሚ ተዘይኮይኑ ክዉንነት ክህልዎ ኣይክእልን።እቶም ሐዚ ዘለዉ መሪሕነት ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝወረደ ብርሰት ስዒቡ ክመፅእ ዝክእል ተሓታታነት ከይረጋገፅ እሞ ድማ ህዝቢ ትግራይ ብ ብሕሱም ጥምየት እናረገፈ ንሶም እታ ምንጪ ከቢድ ጉሕለትን ኔትወርክን ዝኾነት ወንበር ከይፋትሕዋ ተመሓሒሎም ይቅፅሉ ኣለዉ።
@peace-x9s
@peace-x9s 7 месяцев назад
ተጋሩ ንኩሉ ገሊጽኹሞ ኢኹም ንጽመጽእ እውን ተዳለዉ ብፍላይ ፀረ ድሮን ትበሃል ሒዝኹም ጽንሑ ሐደራኹም፣
@mass-media6445
@mass-media6445 7 месяцев назад
ትግራይ ናብዚ ሕጂ ዘላቶ ብርኪ ክትበጽሕ ዝኻአለት ቡቁዕ ዝኾነ መሪሕነትን ብቕዓትን ዘለዎ ሰብ ብምስአና ከቢድ ዋጋ የኽፍለና አሎ። ሕጂውን በቲ ዝነበረ መሪሕነት ትግራይ ትምራሕ እንተዳአ ኾይና ተመሊስና ናብቲ ዝነበርናዮ ከርፊሕ ናብራ ክንምለስ ክንግደድ ኢና። ዎጮ እንተ ገልቢጥካዮ ወትሩ ዎጮ ከምዝባሃል ትግራይ ከም እንደገና ውድባት ዝሳተፎኦ ሪፎርም የድልያ።
@jhonocbay693
@jhonocbay693 7 месяцев назад
Game is Over memhdar Addis Abeba 🇪🇹 🫏 Abergele huxux rediet meray kuonti 🇪🇹 🫏 🇻🇳
@berhanekidane6107
@berhanekidane6107 7 месяцев назад
ኩሉ እቲ ክበሃል ዘለዎ እዋናዊን ታሪኻውን ሽግር ተጋሩ በዛ እንኮ ዝሰማዕኹዋ ጓልኣንስተይቲ ሓፍትና ተገሊጹ'ዩ ማለት ናይ ካልኦት ኣሕዋት መደረ ብዘይ ምንእኣስ ።
@MerhawiZemen-tu6st
@MerhawiZemen-tu6st 7 месяцев назад
ሰምዕ ዊዒለ ግን ምንም ሓዱሽ ሓስብ የለን
@solomontadele9166
@solomontadele9166 7 месяцев назад
ክትናገሩ እምበር ክትሰርሑ አንርእን ለለና። መጀመርያ አብውሽጥኹም መርምሩ ተቃናቀንቲ ሓይልታት ነፃነት ሃብዎም። ስንፍናኹም መጠን የብሉን ። ሕግን ፍትሕን አስፍኑ ተጠያቅነት ካብ ባዕልኹም ጀምሩ። ዝፈትሕ ዝኣስርን መን እዪ ለሎ? ባዕልኹም!
@ኤሪinfo
@ኤሪinfo 7 месяцев назад
ወያነ ንሻዕብያ ክሳዕ ሎሚ ከምዘይፈጥዎ ዘርኢ መርገም እዩ ሻዕብያ ምስጢር እዩ ኣቱም ሰባት ገና ግዜ ክሓተኩም እዩ ንሻዕብያ ንምፍላጥ
@ፀሊምሓድጊ
@ፀሊምሓድጊ 7 месяцев назад
ዓቕሚ ትግራይ ክብተን ትገብር ዘላ ህወሓት እያ።
@MerhawiZemen-tu6st
@MerhawiZemen-tu6st 7 месяцев назад
መን እዩ እዚ ዝገብር ዘሎ ?
@AregawiAbayHailuhailu-kk1le
@AregawiAbayHailuhailu-kk1le 7 месяцев назад
ብናተይ ግምት ብዙሓት ነገራት ፅቡቕ ፅቡቕ ኢልካ ሓንቲት ግግይታ ገምጋም ግን ንሳልሳይ ራብዓይ ጊዜ ወይ ንኹሉሻዕ አናደገምናዮ ካብምንባር ንጠንቀቕ። ንኸጥፉኡኻ ዝደልዩ ኣታሒትካ ብምርኣይ፣ ንባዕልኻ ግን ኣግዚፍካ ምርኣይ። 1ይ ወራር ሻዕብያ እንታይ ኢልና= ሻዕብያ ኣይወረናን፣ ካብኡ'ኸ= ወሪሩና፣ ኣብ ካልኣይ ወራር'ከ እንታይ ተባሂሉ= ኢትዮጵያ ኣይትወረናን፣ ህዝቢ ናኣና ቀቲልኩም ኢኹም ንትግራይ እትወግኡ ይብሎም'ሎ፣ እንተመፁ ኻዐ ሓመድ ክነስሕኖም ኢና፣ እንተኣትዮም ኣይወፁን፤ ኢሳያስ ህዝቢ ይቃወሞ'ሎ ኢዩ፣ እቲ ሰራዊቱ'ውን ኣይድግፎን፣ እንተኣትዩ ኻዓ ኣፅባዕቱ ይቑረፃ፣ ኣይወፃን፣ ንምንታይ ዋላ ክንዲ 10+ ኢሳያስ ዘይመፅእ.....ወዘተ፣ ሀዚ'ኸ= ናይቶም ሓይልታት ፅንተት ዓቕሚ ምንእኣስ (ኣሪጎም'ዮም፣ ሰራዊቶም ሞራል የብሉን፣ ዓቕሚ የብሎምን .......ወዘተ ብዝብል)፣ እኹልን ልዕሊኦምን ምድላው እናገበርካ ፕሮፖጋንዳ እንተወሰኽካሉ'ኮ ንቡር'ዩ፣ ግን ንሕና............ክገልፆ ኣይደልን ካብዙይ ንላዕሊ። ብኣንፃሩ ንሳቶም'ኮ ንዘይብልና ነገርኮ ክህልዎም ይኽእል'ዩ፣ ክዳለውሉ ይኽእሉ'ዮም ኢሎም ብምእማት 100 ዕፅፊታት'ዮም ተዳልዮም መፂኦምና። ዘይካሓድ ነገር ንዓለምን ንወረርቲ ባዕሎምን ዘስደመመን ዘደንገፀን መዘና ኣልቦ ጅግንነትን ታረመኽን ተሰሪሑ ኢዩ፣ ጀጋኑ ኢኹም ጥራሕ ኣይገልፀኩምን። ግን'ከ 1:100 እናገጠመ እንተኳድዶም እንተተሓበንና'ኳ ካብ ናይ ሰብ ዓቕሚ ንላዕሊ ዝኾነ ስርሒት እናፈፀመ ብኽብሪ እንትሓልፍ'ሞ እቲ ግጥም 1:200፣ 1:300 ወዘተ እናኾነ እንትኸድ ሳኣን ብቑዕ ምድላው፣ ዝምቡዕ ገምጋም፣ ትምክሕትን ጉራን ምዃኑ ከብድኻ ይበልዕ፤ንለብም በይዛኹም፣ ንፋሺዝምን ፋሺስትን ዋላ ክሳብ ዘሎ ዕድሚኡ ዘይገብሮን ዘይካኣሎን ነገር የለን።
@solomontesfamichael5321
@solomontesfamichael5321 7 месяцев назад
ድንቁርናኹምሲ ብዛዕባ እርጋን እቲ ገዲም ኣመራርሓ ሻዕቢያ ክትዛረቡ ንስኹም ከይኣረግኩም ዝተረፍኩም ይመስለኩም:: ሻዕቢያ እንተዓረገ ካኣ እቲ ኣብ ግዜ ወራር ባድመ ዘላሐየኩም ዋርሳይ ዉላድ ሻዕቢያ ተኪኡ ንሱ ካኣ ብግዴኡ ነዚ ናይሎሚ ሓየት ከምዝተካክኡ ዘይምርዳእኩም ኢዩ:: ሻዕቢያ ንሻዕቢያ ወሊዱን ካብኡ ብዝሓሸ የእቢዩን ኣዩ ዝዓርግ:: ኣይከማኩምን ብስርቂን ውስልትናን:: ጅግንነት ቀደም ኣይነበረኩም ሎሚ ኣይጠፍኣኩም:: መርገም ሀህዝብኹም ኢኹም
@nahomjebye1786
@nahomjebye1786 7 месяцев назад
ኣነሲ ተታሓሳስበኒ ዞም ተጋሩ ሙህራትስ አንታይ አዮም ነዚኩሉ ውድቀትናስ ስቅ ድዮም አሎም ይብል
@JjJj-rg1xo
@JjJj-rg1xo 7 месяцев назад
Y U R Begging in Addis Abeba?😮 "Because of comparative advantage." The quotation of (Sebhat Nega the leader of Beggars)😅
@rorasabur-u5t
@rorasabur-u5t 7 месяцев назад
ካብ ወያነ ንምዕራብ ዝኽድም ኣሎ ድዩ ?
@yemanegebreselassie8780
@yemanegebreselassie8780 7 месяцев назад
ቅድሚ ኸዚ ወታደራት ኤርትራ ልኢሳያስ አይእዘዙልን ትብሉ ነይሩኹም እቱ ሓቂ ግና እቱ ና ጭካነ ጠርዚ ኣብ ትግራይ ልፈፀሙ እሳቶም እዮም ። እቱ ጭቡጥ ሓቂ ልኣረሜነ ኢሳያስ ልድግፍ ሙሁር ተራ ዜጋ ወታደራዊ መራሒ ይኹን ተራ ወታደር መሊኡ እዩ። ኣጉል ትምኒት ዋጋ ኣኽፈለና እምበ አይረብሐናይ። ኣብ ኤርትራ ና ተጋሩ ዕንወት ልደልይ ሰብ ብጣዕሚ ብዙሕ እዩ ። ካብ ሓቂ ተላዒልና ፈታሕ ተዓመትና እዩ ለዋፀአና ።
@dddwww1948
@dddwww1948 7 месяцев назад
ዓቕሚ እነኤና ኢልክን ውግእ ከፊትክን፤ ሕዚ ናይ ሓሶት ምህዞ፤ ጽንተት፤ ጽንተት.... እንዳ በልካ ምእዋይ is crying wolf. 🇪🇷🇪🇷 ሓሶት ዝስንቅኹም፤ እግዚኣብሔር ምሕረት የውርደልኩም።
@Serkalem6789
@Serkalem6789 7 месяцев назад
Atum sebat nay weledna kab zbehal hmam nwtsae nay baelna ms nay hzi alem zked tarik nsrah Zom ms nay hzi alem mlmad zkebedom neza zela alem zeyteredewan ,geliom dma abti nay abotatom alem mnbar zteamom sebat nqdmit fhit keynbl asiremuna 😮Amait ametat dhrit datemelesu nay abotatna, naylomi tarik keynserh Amait aletat daqotseru Hawelti ....kemzi dabelkas.. 1.des zbeleni netbi gna bslet, wuhdet, nayzom nay haymanot merehti eyu ❤kabeatom ntsbeyo eyu.
@hagosgebremeskel4068
@hagosgebremeskel4068 7 месяцев назад
Hasewti he bans two allium. Merry Amhara Yalem meret Eritrea natna alone .
@ghirmaiyohannes597
@ghirmaiyohannes597 7 месяцев назад
ስስዐ እዩ፡፡
@MerhawiZemen-tu6st
@MerhawiZemen-tu6st 7 месяцев назад
ሓደነት ተጋሩ ምን እዩ ናብ ሓደጋ ዘእትዎ ዘሎ ? ተቓወምቲ ውድባት ዲየን ወይስ ናይ ደገ ሓይልታት ? እታ ሓቂ ትስሕታ ኣለኻ !
@AliMohammed-lz3ls
@AliMohammed-lz3ls 7 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@binitewe9089
@binitewe9089 7 месяцев назад
ሃተፍተፍ ሃተፍተፍ😂😂😂😂😂😂 ጹሉላት ተጋሩ
@jonahabgi1687
@jonahabgi1687 7 месяцев назад
😂😂😂😅😅😅😂 anta entay eyom ezom nay Kilil Merahti: Nnebsom kem nay Hager 🇪🇹 merahti mesilom zqerbun: zmdrun? 😂😂! Hsurat: Wrdetenatat!
Далее
How to Build a Homemade Bike Using a Barrel
00:21
Просмотров 1,6 млн
연준 (YEONJUN) ‘GGUM’ Official MV
02:44
Просмотров 8 млн
ኤርትራን ምድላዋት ኩናትን
59:56
Просмотров 17 тыс.