Тёмный
No video :(

" ኣብ ከብዲ ጽጉብ፡ የለን ጥሙይ" ሰሎሙን ሰመረ 

FaNus NetWork
Подписаться 110 тыс.
Просмотров 45 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

22 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 234   
@FaNusNetWork
@FaNusNetWork 3 года назад
መኣረምታ፡ ሓው ሰሎሙን ብዛዕባ ፈንቕል ኣብ ዝዛረበሉ ዝነበረ እዋን፡ ተጠቒመሉ ዘለኹ ስእሊ ናይ ሰለሙንን ንእሽቶይ ሓውን እዩ። ኣብ ቐጻሊ ቓለ መሕተት፡ እቲ ትኽክል ስእሊ ናይ ፈንቕል ከቐቦ እየ። ነቲ ዘጋጣመ ተክኒካዊ ጌጋ ይቕረታ ይሓትት።
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp 3 года назад
Fanus Network, Bihaqi Libika Disebir Zanita 😢😰 Thank you
@selameritrea8939
@selameritrea8939 3 года назад
Ezi sieli nay daniel u
@eritreanone5496
@eritreanone5496 3 года назад
እቲ ዳኒኤል ረዘነ ዝብል፡ ብዳኒኤል ሚኪኤል ኣርማ በሎ። ሳጉኡ ክኣ ዳኒኤል ሮጒድ ይብሃል ኔሩ።
@semerekahase882
@semerekahase882 3 года назад
ዳኒኤል ረጉድ ኣቡን ኣዱን ስውኣት ንዑኡ ሓደ ሓድጊ ገዲፎም ንሱ ካኣ ኣሰር ወለዱ ኣብ ወራራት ስዒቡ ።
@almazgebrekidan3055
@almazgebrekidan3055 3 года назад
Weee btami lbka zsebr zanta 😭😭
@mihret9662
@mihret9662 3 года назад
ኣየ ወ ሰሌ ዳኒኤል ረዘነ መታዓብይቲ ሳጉኡ ረጒድ መስዋእቱ ዕረ ጥዒሙና ።ቤትምህርቲ ሰውራ ገዛና ዓድናን በኽየ ምዉዳእ ኣብዩኒ ተዘኪሩኒ ።ንድሕሪት ተመሊሰ ክርእዮ ከለኹ ፡ ኣቦይ ቅድሚ ምስዉኡ ኣነን ዮርዳኖስ ደበባን ካብ ባዓቲ ወጺእ ክልቴና ሓቊፋ ሓፍ ከብለና ይዝክር ።የቀንየልና ሰሌ ምስ ቡሉጻት የሕዋትካ ፡ባዓል ፈንቅል ከቢብ ገጹ ዓይኑ ፋሩይ ኩሉ ይዝክሮ ። ሰላም ንደቂ ዓባይ ድስቲ ።
@godismyshepherd304
@godismyshepherd304 3 года назад
ናይ በሓቂ ከብድኻ ዝበልዕ ዛንታ Solomon. ናይ ኣቦኻ ዛንታ ከኣ መልሱ ሓንጎልካ የቃጽለካ, በቲ ግዜ an Oxford University ዝተማህረ ሰብ ክትብል ከለኻ መቸም ዝተሰማዓኒ ጓሂ መግለጺ ሲኢነሉ, ግን ከኣ በጃ እቲ ሓላል ህዝቦምን መሬቶምን ምኻኖም ወትሩ ኣብ ልብና እዮም!! ናይ በሓቂ ዘገርም ታሪክ ናይ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ተርክካልና ሰሌ ሓውና, ኣብ ዕላልካ ግን ፈንቅል ዝበሃል ሓወይ ምስ በልካ, እወ እቲ መሪር ሂወትን መድረክን ዝሃበካ ሕውነት ከም በቦካን ኣዴኻን ዝተወለደ ሕውነት ኢኹም የሕልፍኩም. ከም ዝመስለኒ ግን ፈንቕል ካብ ቀደሙ ለባምን መስተውዓልን ቆልዓ እዩ ኔሩ, ን ኩሉ ቃንዝኡ ኣብ ውሽጡ ሓዚሉ ነዓኻ የጸናነዓኻ ምንባሩ ገሪሙኒ. ኣብ ዘረባኻ ኣዲኡ ጓል ዛግር ምካና ጠቒስካ ነርካ እሞ, ኣነ ውን ተወላዲ ዛግር ስለ ዝኾንኩ ተስፋ ምኮናዮ ሓወይ ናተይ. ሕውነትኩም ዘልኣለም ይንበር, እዛ ሃገር ናትካን, ናይ ፈንቕልን ከምኡ ውን ናይቶም ኩሎም ብ ፍቅሪ ክትዝክሮም ዝጸናሕካ ህልዋትን ዝሓለፉን ጀጋኑ ብጾትካ እያ እሞ,ኣብ ሃገርና ሓቢርና ንሕጎሰሉን ሕድሪ ሰማእታትና ነተግብረሉን ነዊሕ ኣይኮነን.
@iyobghebrekristos9762
@iyobghebrekristos9762 3 года назад
ቅንዕና ዘለዎ ምልኣት ልቢ ዝሓዘ ቃለመሕትት። መቸም ኣብ ኤርትራ ዘይተዘንተወሎም ጀጋኑ ማእለያ የብሎምን።
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 3 года назад
እሰይ ብጣዕሚ ጽቡቕ ታሪኽ ኣጆኻ ውጻእ ምዓት። ምሁራት ኣይፈትዉን ኢዮም ኢልካ እወ ንኡስ ብርጅዋ ተባሂሎም ርእሶም ከመዘድንኑ ይገብርዎም ኔሮም። ከብድኻ ዝበልዕ ታሪኽ ኻበጃ መጽሓፍ ሕተሞ ከም ታሪኽ ክስነድ ገጻት 1985 አዩ ኣዘኻኺርካኒ ንቆልዑ ቤትምህርቲ ሰውራ ዘይሃስስ በሰላ ኢዩ። ብዓይኒ ገድሊ ክሪኦ ከለኹጅግንነት ኢሌ መተሓበንኩ ኣደ ኮይኔ ክሪኦ ከለኹ ይሓዝን ይነብዕ😭😭😭😭
@user-pm3fb9er7l
@user-pm3fb9er7l 3 года назад
ህዝቢ ኤርትራ ን 100 ዓመት ክሳብ ሎም ኣየዕረፈን ዘሎ ኣምላክ ነዚ ህዝቢ ይሓልዎ
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 года назад
ሓደ ሰብ፡ ካብቲ ንመንነቱ ዘየኽብርን እንታይነቱ ዝፈንፈነን ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ። ምስኪናይ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብ ባዶ መደረን መብጽዓን ናይ ክንደይ ዘይረብረበ። ካብ ጀብሃ ስጋብ ህግደፍ፡ ክንደይ "መሰጋገሪ መንግስቲ ኣለና" ዘይሰምዐ። ሎሚ ኸኣ ነቲ ኣብ ሃገራት ዓረብ፥ ኣብ የመን፣ ሊብያ፣ ዒራቕ፣ ሶማልያ፣ ሱዳን ቀለሙ ከይነቐጸ ዝፈሸለ፤ ኣብ ኤርትራ ከም "ሓድሽ ምህዞ" ክትግበር እዩ፡ ያኢ ይበሃል ኣሎ። ኣድጊ እንታይ እያ ዝበለት፥ ክንደይ ዓቐብ ዘይረኣና። ሓደ ሕበረተሰብ፡ ቋንቋታቱ ታሪኹ መንነቱ እንታይነቱ ፈንፊኑ፡ ሓድነት ክፈጥርን፡ እትረብሕ ሃገርን ክምስርት ኣይክእልን እዩ። በዓል የመን፣ ሊብያ፣ ሶማልያ፣ ሱዳን ፣ ዒራቕ፣ ሶርያ ... ፡ እወ "ሃገራት" ይበሃላ ኔረን። ሎሚ ግና "ነበርያ" ኮይነን እየን። እዚአን ኩለን ወግዓዊ ቋንቋአን ዓረብኛ፡ ሃይማኖተን ውን ሙስሊም እየን። ግና ሃገር ክኾና ከቶ ኣይከኣላን። FB
@Eritb2288
@Eritb2288 3 года назад
ልቢ ዝትንክፍ ብርግጽ ካብ ልቢ ዘሕዝን። ቀፀሎ የኤል ሓወይ የቐንየልና
@abebatesfay8951
@abebatesfay8951 3 года назад
Ahhh Eway yehwotey Eza Hager Ezia ewe 😭 Ajekum enkua kemaney hadgi Alekum 🙏Admen tanan yhabkum!!!
@siemak6881
@siemak6881 3 года назад
ታሪኽ ሰለሙን ታሪኽ ኣያታትና ፥ ታሪኽና'ዩ ብጠዓሚ የምስግን ዩኤል ብዙሕ ክንጽበ ኢና !
@filmonmandela1141
@filmonmandela1141 3 года назад
ዩኤል ሓወይ ንእትገሮ ዘለካ ቃልሲ ክብሪ ይግበኣካ።ንህዝብንና ካብ ዙንቡዕ ኣታሓሳስባ ኣውጺና ኣብታ ንርከባ ሃገር ንሃገራዊ ህንጸት ጥራይ ዝጎየሉ ኣታሓሳስባ ኣብ ምህናጽ ከይተሓለልካ ትጽዕር ኢካ ግን እቲ ዝስራሕ ስለ ዝበዝሕ ግን ከይተሓለልካ በርትዓልና።
@esiabu8665
@esiabu8665 3 года назад
Amazing amazing history thank you brother and Yuel
@ahmedahmedeen1207
@ahmedahmedeen1207 3 года назад
Wow I can't even process or comprehend what those guys have been through. From a very good middle class life to complete opposite life style, which is hunger and rough life its amazing. Also lost his father who was very educated and graduate of university of Oxford this was in 1970's think about it, The courage, determination and sacrifice at that time given his status. This is a drop in the bucket from Eritrean history during struggle. Youel as usual great interview and I a lot of respect for your guest. Let's remember our fallen heros and fight for cause they have died which is FREEDOM.
@duhberhe9991
@duhberhe9991 3 года назад
Wow ane bzuh interview reye gin kem natka kinenan grhnan zelewo seb ayteazebkun I hope all Eritrean will watch this and learn something thx u ❤️🙏🏽
@tekestedawit6910
@tekestedawit6910 2 года назад
Thanks brother thanks so much ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🙏🙏
@kudus7756
@kudus7756 3 года назад
ተስፍ ኣለዋ እዛ ሃገር ሰለምንታይ ሲ ትሓቢኡ ዝጸንሐ ኣልማዝ ወይ ሉል ክወጽእ ይጅምር ስለ ዘሎ፡ ስለምንታይ ሲ ቅድሚ 30 ዓመት ፈሊጥካ ትሓብአ ሰብን ታሪኽን ይወጽእ ስለ ዘሎ። ን ኣብነት ታሪኽ ዚ ሓወይ ወይ ብበዓል ወዲ ሃይለ ዝወጽእ ዘሎ ታሪኽ። የቀንየልና ዩኤላ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሓብካ።
@nebiatyohannes5032
@nebiatyohannes5032 3 года назад
Truth God bless my people and my country ajokum hzbey khalf eu
@almazweldu3914
@almazweldu3914 3 года назад
እዋይ ብሌቃት ዶ ኢልካ አዘክርካና አብ ሞንጎ ክልተ ጎቦ ሁሮሩማ ጻሐይ ጋማን እንዳበሉ ዓሊሞም ሕጂ እካ ኽዲዖሙና ዝሐለፍናዮ መሪር አዘኪርካና ካብ ዓላ ንብሊቃት ምዝላቅ ኢና ሲሒናያ ናይ ባሐቂ ከርፋሕ
@AmanuelAdhanom
@AmanuelAdhanom 3 года назад
Great mesmerizing story. Thank you Yoel hawey and Selie.
@helentekle2822
@helentekle2822 3 года назад
ጅግና ሀወይ በጣዕሚ ጽቡቅ ገሊጽካዮ አጆና ክንዕወት ኢና
@LamdaAlpha65
@LamdaAlpha65 3 года назад
ጽቡቕን ረዚንን መደብ! ከም ህዝቢ ብዙሕ ጉድኣትን ቃንዛን ኣለና። ከምዚ እዚ ወረጃ ሓው ዝገበሮ ምዝራብን ምርዳእን ኣገዳሲ እዩ። ካልእ ፈውሲ የብልናን። እዚ ዕንክሊልን መጉዳእትን ይኣክል የእክል!
@luwamt6479
@luwamt6479 3 года назад
ፋኑስ ኔትወርክ ተቅርቦም ኣጋይሽ’ስ The best of Eritrea 🇪🇷 ። ኣምላኽ ሰላም የውርደልና ባዕሉ ♥️
@tedroshagos3095
@tedroshagos3095 3 года назад
ሐቐኛ ታሪክ እዩ ብዙሓት ኣሎና በቲ ሂወት ዝሓለፍና እሞ ኣጆኻ ጽቡቕ ጌርካ ንገር
@bh8509
@bh8509 3 года назад
ሰለሙን ሐቂ በልካ።
@almazweldu3914
@almazweldu3914 3 года назад
ናይ ባሐቂ ጅግና ወዲ ጅግና
@user-wb2id9fx5b
@user-wb2id9fx5b 3 года назад
Wedi Afer 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 3 года назад
yoel brother TY TY for all your dedication and determination for the sake of our country and society....
@smilesmile2096
@smilesmile2096 3 года назад
Yes 👍 GOD bless you 🙏. 🙏 brother .
@zowdikidane3760
@zowdikidane3760 3 года назад
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍ብሕቀኤ selamen ሕወናኣ አግዛብሓረ ይብርካኤካ ብሕቀኤ 👍👍👍👍💯💯💯💯💯💯
@almazweldu3914
@almazweldu3914 3 года назад
ዮኤል ናይ ባሐቂ ትረኽቦ ዳአ ደስ ዘብል
@nisbahnisbah2798
@nisbahnisbah2798 3 года назад
A story of every Eritrean! Very sad to have destroyed a stable and role model family.
@bahtagrmay1615
@bahtagrmay1615 3 года назад
ዮኤሊኖ ሰላም ምዚ ኩቡር ጋሻኻ" ዛንታ ኤረትራዋን ናብራ ኤረትራዋን የጉህይን" መደንግጽን እዩ " ንብዓት ከብድኻ እዩ ዝበልዕ።
@barkagash8639
@barkagash8639 3 года назад
I saw in your face the feeling of your story!
@aziebabraham9148
@aziebabraham9148 3 года назад
እንቛዕ ደሓን መጻእካ ሰሎሙን ፡ብጣዕሚ ዘሐዝን ታሪኽ እዪ። እታ ናይ ዑናጉዶ ዛንታ ብኸመይ ናብ ማይ ሉቡስ ከም ዝኸዱ ግና ጹቡቅ ጌርካ ኣይገለጽካያን። ከስፋሕፍሑ ዘይኮኑስ ሓንቲ ፈላሲት ዑናጉዶ ምስ ዑናሑሼል ጎዶቦ ዓዲ ኣባኢሳቶም ነንሕድሕዶም ኣጣፊኣቶም ብኾምኡ እዮም ናብ ማይሉቡስ ሰፊሮም ።
@fsehayemehari4897
@fsehayemehari4897 3 года назад
Nay, bhaki busul zereba.yeqenyelina yoel
@henokmoss6962
@henokmoss6962 3 года назад
Very expressive and clear explanation thank you
@biriktiyitbarek4161
@biriktiyitbarek4161 3 года назад
Nay bihaki Zimist tarik ,Emden Tinan yihabka kibri hawey🙏🏽❤️ Yoel kea kea neti tigebro Kulu haylli yihabka Ni hizbi Ertra kea libn hadnetn yihabena🌷
@jossi2794
@jossi2794 3 года назад
ሓዉ ሰሎሙን ዕድመን ጥዕናን ምስ ስድራካ ይምነይ
@filmonyosief4020
@filmonyosief4020 3 года назад
ክንደይ ክምስጥ ዕላል'ዩ?
@FaithHopeLove21
@FaithHopeLove21 3 года назад
ስውኣትና ታሪኾም ብጽፉፍ ገሊጽካዮ። መጽሓፍ ክፀሓፍ ዘለዎ ሓቀኛ ታሪኽዩ ዘለካ።ነዚኦም ስውኣት ከምዚ ጌሮም ዘረከቡ ብእኦም ዝላገጹ መርገምዩ ጥራሕ ዝበሃል።
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 3 года назад
ብስውኣት ዝላገጽን ዝኽሕድን ኢሰያስ ስርዓቱን እምበር ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጢን ኣብደገን ዘሎ ስውኣቱ የኽብር ። ክሕደት ኢሰያስ ንኻልኦት ኣይንዓድሎ ።
@ameritreangitsatse9249
@ameritreangitsatse9249 3 года назад
Solomon (Mokhsi) Your Dad was a Rhode’s Scholar. Thank you for sharing your wonderful father’s, an amazing, an extraordinary and selfless Eritrean hero Martyr Teg. Semere. My older brother and eight younger brothers and sisters are products of Beit Timhrti Sewra as well.., but that is for another time. Today and every MeAlti SuAt henceforth, your Dad the Rhodes Scholar I shall always remember. I thank him for his service and ultimate sacrifice on our people’s independence and liberty .... And we shall always seek liberty and justice as Eritreans lead by the Great Spirits of SiUE btSay Tegadalay Semere Weldenkiel. I thank you Solomon also for your service to our nation. GitSAtSE
@haileotz6270
@haileotz6270 3 года назад
Yuel great job
@luwamsium646
@luwamsium646 3 года назад
ዩኤል ሓወይ የቀንየልና ። ብፍላይ ከም ዕባይ እንደሃጻናት ጋል ስዉእን መጠን ንሰለሙን ሓውናን መተዕቢቲና ብምቅራብካ ኣዝየ የመስግነክ ። ኣማናኒኤል ህግ ከኣ ወዲባጽዕ ኢዩ ። ስዉእ ኣማኒኤል ህግ ኣዲኡ ብደርግ ብዝተተኮሰ 1977 ኣብ ኲናት ባጽዕ ሞይታ ። ሞት ወላዲቱ ዘይፈልጥ ኣማኒኤል ጡብ ኣዲኡ እና ጠበው ዝጸንሕም ተጋደልቲ ሒዞም ንሳሕል ወሲዶሞ ። እማኔል ህግ ድሕሪ ናጽነት ኣቡኡ ረኺቡ ተመስገን ምስ በለ ጨካናት ህግደፍ ደቆም ሓቁፎፍ በዓል ኣማኒኤልን ካል ኦት መተዓቢትና ሓድጊ ወለዶም ከይኮን ኣብ ኲናት የእትዩ ኣጽኒትዎም ከያክል ሃገር ና ስውኣት ኢያ ይብሉ ከታልሉ።
@elielsolomon7673
@elielsolomon7673 3 года назад
ENTAY TIBLI GALEY EMMA KEA TESEWIU MALETKI DIU =
@luwamsium646
@luwamsium646 3 года назад
@@elielsolomon7673 ናይ ብሓቂ ዘሕዝን ኢዩ ናይ ኤማ ሓውና መስዋእቲ ምስ ሰማዕኩ ልዕሊ መስዋእቲ ድርብ ሓዘን ተሰሚዕኒ ።
@fthi3585
@fthi3585 3 года назад
Wawwww deki hizbie teawetu fanusey wedi tikabu kemun gasha selomun Igzabher misaka yukun amen
@lulrbahri
@lulrbahri 3 года назад
ታሪኽ ገድሊ ኤርትራ ኣብ ዓለም መወዳድርቲ ዘይብሉ ድሕሪ የሱስ ክርስቶስ እቲ ዝበለጸ ታሪኽ እዩ። ሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና። ኣነ ዘሕዝነኒ ግን ናይ ግዜና ታሪኽ ከውርዩ እንበር ታሪኽ ክሰርሑ ዘይክእሉ ነዚ ውፉይ ተጋዳላይ ስዉእ ኤርትራዊ ክጸርፉ ከለዉ ይሓዝንን፡ ይነብዕን ታሪኹ ዝፍንፍን ፍንፉን ሰብእዩ
@almazweldu3914
@almazweldu3914 3 года назад
ከምዛ ትብላ ዘለኻ ናይ ክልተ አሕዋት ምንአስን ምዓባይን ካብ ከባቢ ከረን ክነሳሕብ ከለና እዩም ቆልዑት ኮይኖም ታሐዊሶም ወሪዶም አብ እንዳ ህጻናትን ተፋላልዮም ዓብዮም እቲ ዓቢ ነቲ ናአሽቶ ሐወይ ኢኻ ንስኻ ይብሎ አይኮንካን ይብል ዳሕራይ ሐፍቶም መጺአ ክትሪኦም አሕዋት ምኻኖም ነጊራቶም
@jeganewyehwatna8040
@jeganewyehwatna8040 3 года назад
ምዕንቲ ሃገር ኩብር ሒወቶም ዝከፈሉ ኤርትራውያን ስድራቤታት ብሓቂ የሕዝን።
@peaceandlove2603
@peaceandlove2603 3 года назад
Wow kebrinamlak esesy bless u bro solo more haki seb eka jegen wedi jegen eka neska emo Amlak kulu geza meska alo ajoka 😭❤️👍🙏🏼🇪🇷❤️🇸🇪
@user-py8yp8px7y
@user-py8yp8px7y 3 года назад
🙏ናይ ብሓቂ ኑጹሩን ግሉጹን መግለጺ 🙏ሓቀኛ ዝኾንካ ሰብ እንተልዩ ንስኻ ኤኻ መፍትሕ 🔑ኤለካ ኣለኹ 🙏ክብረት ይሃበለይ ክንደይከ ክጥዕም ኤዩ እቲ ዕላልካ 🙏⛪️🕌🙏ተባረኽ 🙏
@Kiki64130
@Kiki64130 3 года назад
Amazing story. At the same time very sad.Congratulations Youel hawey you reached 100k subscribers.
@mihret9662
@mihret9662 3 года назад
እዋይ ሰሌ መታዓብይቲ እንቋዕ ብሰላም ወጻእካ ።ወላዲትካ ንሓፍትኻ ትመስል ።ሰሰናዩ የሕዋት ኣኣብ ዘለኹሞ ።ጀልሃንቲ ሲኦል ሙቆት ከርፋሕ ሂወት።
@ahmedidris890
@ahmedidris890 3 года назад
Thank You very match brother Yoel
@user-pm3fb9er7l
@user-pm3fb9er7l 3 года назад
እዚ ፈንቅል ግን እቲ ጠባያቱ ፈትየዮ ብፍላይ እቲ ብልሑ ማራ ይገርመኒ ' ዳኒኤል ክ'ኣ ጠንቃም ብኮኹም ፈሊጥኩም ማለት እዪ `ግን እቲ ኩሉ ባህርያትኩም ሲ መስሓቅን ዘሕዝን ሙቁር ቃንዛ እዪ ።
@dannynini1832
@dannynini1832 3 года назад
ብዙሕ ኢና ነመስግነካ ፋኑስ ኒትዎርክ በቲ ተቅርበልና ዘለኻ መሃሪ፡ታሪኻዊ፡ድንቂ ፕሮግራም ደጊምና ነመስግነካ ።
@hakiyser403
@hakiyser403 3 года назад
Wow very interesting I like the story thanks both
@almazweldu3914
@almazweldu3914 3 года назад
እዋይ ሰለሙን ኩሉ አዘኪርካና ናይ ህግድፍ ተግባር መመሊሲ ዘሕምም ፈዉሲ ዝይቡሉ ናይዞም በላዓቲ ስብ
@Berkey13
@Berkey13 3 года назад
Almaz Weldu, enqa bdahan wotsaki kberti hafti eti kalse aykonen eti sheger, ezyi kulu dem kfelnas ezi koynu echana. Isaias tetsawetelna.
@yordaethan652
@yordaethan652 3 года назад
I feel you my brother. I lost my father and mother for independence. Hangolna hatsibo iyom hiji mexawti Ethiopianyan koynu adina
@semahagos5756
@semahagos5756 3 года назад
Eway Eritrea abte gize an Oxford University temehary malet eko Alem kemehader zikel blux. Seb hager hezbe keytetkmelu kihalef btaemie zehizen eu 😭😭
@zowdikidane3760
@zowdikidane3760 3 года назад
You are the rayete my harwo ስልምን samar 👍👍👍👍👍🇪🇷🙏🙏⛪️💯🕌⛪️💐💯🕌🙏👍❤️🐅🐆🐫🐪🇪🇷🇪🇷🙏🙏ዝብከኤ ታርከአ ንይኤ ኤርተራኣ ይሕውትና ኣኽስርናን ትብሕልውም ግርመናኣ
@semerekahase882
@semerekahase882 3 года назад
ኣብ ህዝባዊ ግንባር ንተማሃሮ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ዝዋሃቦም ዝነበረ ፖሊቲካዊ ትምህርቲ ብዛዕባ ተ.ሓ.ኤ ብሕማቅ ኢዮም ዝማሃሩ ነሮም ተንኮላት ቅያዳ ኣል ዓማ እንዳ ተባለ ይጉስጎስ ነሩ ።
@hermonghebremichael7635
@hermonghebremichael7635 3 года назад
Selie shikor very humble, unique story your family wedding photo is beautiful, Ezghabher Abi eyu, musakum yukun.
@negashjimie7170
@negashjimie7170 3 года назад
ዘገርም ዛንታ ኤርትራውይን
@Truthwatch1000
@Truthwatch1000 3 года назад
ዘገርም ዛንታ
@user-fx6ys6yd6m
@user-fx6ys6yd6m 3 года назад
💪🏾ጀግና ወዲ ጀጋኑ 💪🏾 ናይ ብሓቂ መሃርን መሳጥን መልእኽቲ። Yuel ሓውና ከኣ ብጣዕሚ ነመስግነካ ከምዚኦም ለባማት ሰባት ዘምጻእካልና። Dictator Essaias must be eliminated.
@godefaihezbai6249
@godefaihezbai6249 3 года назад
Thank u yoel Hawna ka ajoka aboka ab lbi kulu ertrawi alo Nska ka zkone ertrawi ktreio enkeleka sala aboi eiu ilka kurat isrmaeka ajoka
@mametberhane7825
@mametberhane7825 3 года назад
ብጣዕሚ ልብካ ዝትንክፍ ትንታነ ደቂ ጀጋኑ ኢኩም ብዙሕ መስዋቲ ከፊልኩም ኢኩም እሞ ሓበን ይሰማዕኩም ።
@samabraha3833
@samabraha3833 3 года назад
Thank you Yoel.
@yohannesbisirat8912
@yohannesbisirat8912 3 года назад
Thank you yoel👍👍👍
@ghirmayabraha8807
@ghirmayabraha8807 3 года назад
Shmm amlak mmsganka azye adnikeka aleku amlak ybarkka Selomon Semere
@edrismussa3688
@edrismussa3688 3 года назад
Thanks Yoel and Solomon Semere he is Hero like his father please we need to her more story from him next time Good thing coming to Eritrea and criminal Isyas, his time is up
@zetamful
@zetamful 3 года назад
Hooooo I just crying what is Eritrea. Yoel temeseom lebeka zemesetu iyom
@ahmedidris890
@ahmedidris890 3 года назад
شكرا جزيلا وآلله انته أصيل واكبر جامعه الله يكتر أمثالك أخي الغالي يوءيل
@mesmermesmer2931
@mesmermesmer2931 3 года назад
ከምዚ ሓቂ እዚ ክሳብ ዘይወጸ ምኽባር ስዋኣት ሓቀኛ ትግርጉሙ ክስሕት ግድን እዩ
@yordanosrustu6975
@yordanosrustu6975 3 года назад
እህህ🤔 ዘገርም ዛንታ
@eyasutesfa9138
@eyasutesfa9138 3 года назад
Sele bra jobbat
@yonasfissehaye200
@yonasfissehaye200 3 года назад
Yealino yenas tkliab he is the winer in us at that time
@mahmoudomer1092
@mahmoudomer1092 3 года назад
Slam. Yoil. Wadi Samary Haway. wadi Hagi .shimo Ebrahim Salih Hagi Wadi Dakemhare you. doctor ab meda Nero. hawo Hagi Salih Hagi mis Sidro ab Narewy Allo.
@elielsolomon7673
@elielsolomon7673 3 года назад
WAWWWWWWWWWW WEDI HAJI ALO EMO MHAGEZENI BERU KEMEY GERE KIREKBO YKIL
@rahelyohannes2058
@rahelyohannes2058 3 года назад
ኩሉ ኣብ ሂወቱ ምስበጸሖ እዩ ዝርዶኦ ናይብሓቂ ዘረባ፡ኣብ ውሽጥን ኣብ ሜዳን ብምኳኑ ጥራሕ እዩ ፍልልዩ እምበር ናተይውን ከምዚናትካ እዩ ታሪኸይ።
@berhaneh7587
@berhaneh7587 3 года назад
የቀንየልና ሓው ዩኤል: ኩሉ እትገብሮ ዘለኻ ስራሕ ከብድኻ ዝቀርጽ: ጽንዓት ዘስንቕ: ዘሕብን: ዘደንጹ: ዝምህር ኢዩ። እዚ ዓይነት መስገደል ዘሕለፈ ህዝቢ ሞሳኡ ክረክብ ዘይምእካሉ መሪር አዩ። ተስፋ ንገብር እዚ ኣብ ስደት ዝዝንቶ ዘሎ ቅያ: ኣብ ሓራን ፍተሓዊትን ኤርትራ ክንዝትየሉ።
@Michael-ju2kq
@Michael-ju2kq 3 года назад
Wow it's amazing exceptionally clever or talented intelligent man truly yes sir ,I do have. Much respect yes sir , I like you honestly,
@almazhaile77
@almazhaile77 3 года назад
Thank you for sharing your family history with us brother Semere. But I would like to inform you that your childhood friend Jemal (who was blind, Siti's brother) now lives in Sweden with his family. Remain blessed
@elielsolomon7673
@elielsolomon7673 3 года назад
WAWWWWWWWW JEMAL KEMEY GERE KIREKBO YKIL
@killua8249
@killua8249 3 года назад
Swetina kulu.gzia ezekeru.libka ztinkif zeraba.thank you funusnetwork..
@zebibadhanom8219
@zebibadhanom8219 3 года назад
Thank you ኹቡር ወዲ ኹቡራት
@regatgiegziabiher7197
@regatgiegziabiher7197 3 года назад
Well done 👍 I’m proud of you 👏
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 3 года назад
Great! Glad to hear that!
@goitomtewelde4569
@goitomtewelde4569 3 года назад
ጽቡቅን ንጹርን መብርሂ ክቡር ሓዊ ኤርትራዊ 'በጃ ህዝቢ=ስውእ'
@asmeromasgodom9991
@asmeromasgodom9991 3 года назад
Ety zgermekum henti zanta sinkul teswiu tbl agatimatni ab Nakfa eyu 1992 eyu bkemey msbelkwo s ab 6 werar Sinkulan ketotom zteswoula heger mhlawa eyu slezi tegadalay bzuh gzye eyu teswiun senkilun neza heger
@samirahamid9739
@samirahamid9739 3 года назад
Amselu ketbleni deamber anes nezi zezentekhayo ms semaeku nay bhaki bekhye zelalemawi zkhri nswuatna
@zowdikidane3760
@zowdikidane3760 3 года назад
ውድኤ ኤት ሓይኣተ ውድኤ ትኽብው ኤድማኣ ጠናኣ ይምንይልኻ ኽመውን ይኣል ኤድማኣ ጠናኣ ይምንይልኻኣ 🙏🇪🇷🙏🙏👍❤️🐆🕌⛪️🕌💯⛪️🕌💯🌹💐⛪️💯🕌🐫🐪🙏👍❤️❤️❤️
@meksebhalefakulu9297
@meksebhalefakulu9297 3 года назад
ስዋሂሊ ድኺ ትዛረቢ?
@zowdikidane3760
@zowdikidane3760 3 года назад
@@meksebhalefakulu9297 👎👎👎👎👎🐜🦇🐜it is for you ድሕለተኤ
@Debsh7
@Debsh7 3 года назад
@@meksebhalefakulu9297 እዎ ዓስራይ ብሄር ድዩ ስዋሂሊ ኸ መኽሰቢኖ?
@zerittewelde7593
@zerittewelde7593 3 года назад
Solomun semere xbuk tezekro merir gedlawi hiwet u emo kexlo
@ambesyeibiyo7286
@ambesyeibiyo7286 3 года назад
Merhaba yuol hawey thanks hasese elika temitseom yemesgineka nikaliay gize kitekribelina bithitna yihatet
@meharennahabtemariam1637
@meharennahabtemariam1637 3 года назад
There is an Eritrean name before Eritrean Independence Ex.A person I know before independence age 65 years old approximately Harnet Mebrahtu
@user-dz6vr8ur6c
@user-dz6vr8ur6c 3 года назад
ሰሌ ሓወይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ዝኽሪን ትንተናን ። ✅ ከም ዝሰማዕክዎ ግን እንታይ ክብለካ ምደለኹ ፡ ካብ እግሪ ኣፍ ይዕንቀፍ ምናልባት ረሲዕካዮ ወይ መሲሉካ ይኸውን እንበር እዚ ትዛረበሉ ዘለኻ ሓውና መተዓቢትና ኣቡኡን ኣዲኡን ኣብ ምምጻእ ናጽነት ተሰዊኦሞ ንባዕሉ ውን ድሒሩ ዘርከቦም #ዳኒኤል #ምኪኤል እዩ ዝብሃል ።
@duhberhe9991
@duhberhe9991 3 года назад
Libi ztnkif ahh metabity ajekum amlak ehagzena ❤️😪😪
@tesbeyene7839
@tesbeyene7839 3 года назад
ናይብሓቂ ታሪኽ ኤርትራ ተዘርዚሩ ዘይዉዳእ ታሪኽ እዩ ጽቡቅ ኣለካ ኣነዉን ቤትምህርቲ ሰዉራ ስለዝዓበኩ እቶም ትብሎም ዘለካ እፈልጦም እየ ናይብሓቂ ጽቡቅ ገሊጽካዮ ኣለካ ቀጽሎ።
@pisonfthawi8623
@pisonfthawi8623 3 года назад
Enjera ezgi blae bteami xbuk gelixkayo
@habesha7947
@habesha7947 3 года назад
Youeley enqae hagoseka 100,000 bexihka
@FaNusNetWork
@FaNusNetWork 3 года назад
Kibret Yihabeley Joni hawey
@sahlesbhatu9794
@sahlesbhatu9794 3 года назад
ማህደር ትግንጽሎ ኣለኻ ዩኢል
@solomontecle7800
@solomontecle7800 3 года назад
Semere hawey bitaemi des zibl timhrti eu ab libna yehdro
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp 3 года назад
Achhhh Eritrea Adey Kulu Halifulik. Haresitay, Ab Hager Ditemahire, Ab qedamot Alem Ditemahre Hiwetu Kefilu. Yiakilekum Belena Egizabhar Aboy. Kibrin MOGESIN NIKLOM JGANU ERITREAWAN ZELALEMAWI Zikone ZIKRI NI SEMATATINA. EDIMEN TIENAN YIMINEYELIKA ERITREAWI HAWEY Hizbina Diqesenela Eritrea Kinrie Ab qereba Dima Nab Egizabhar Nilmin
@MicFreetalks
@MicFreetalks 3 года назад
ብጣዕሚ ጽቡቕ ቃለ መጠይቕ! ዳኒኤል ረዘነ ኢልዎ ዘሎ ዳኒኤል ሚኪኤል ክንፉ (ዳኒኤል ረጒድ)'ዩ። እቲ ኣብ ስእሊ ኣብ ማእከል ዘሎ ከደራይ። ብዛዕባ ሰሌ ዘይርስዓ ድማ፡ ኣዝዩ ንፉዕ ናይ ኢድ ስኣላይ እዩ ነይሩ። ብዘይካ ጀብ-ጀብ ተጋዳላይ ምስ ጋምባልኡን ከላሽኑን ግን ዝኾነ ካልእ ነገር ስኢሉ ርእየዮ እፈልጥ ኣይነበርኩን። ክስእል ዝኽእል ዝነበረ እውን ኣይመስለንን። ዋላ'ውን "ንዓይ ስኣለኒ!" እንተ ትብሎ ግድን ጀብጀብ ጸጉርን ጋምባለን ከላሽንን ኣሰንዩ ምሰኣለካ። ዋላ'ውን ኩለን ዘይብልካ ክንስኻ።
@mihretshimay655
@mihretshimay655 3 года назад
Painful story💔😞
@maekelekelati4548
@maekelekelati4548 3 года назад
Fanus network congratulation for 100k subscribe
@FaNusNetWork
@FaNusNetWork 3 года назад
Thank you Maekele brother.
@desbeleg
@desbeleg 3 года назад
Eway! Aykonen kitnebro, kitsemo zikebid melekti. Zelealemawi zikri nisemaetat Eritrea. Solomon hawey ajoka egziabiher ni kunuat kahsa alewo
@nevergiveup8366
@nevergiveup8366 3 года назад
Sliye bra jobbat
Далее