ክቡራት ተከታተልቲ መደብ ማሕበራዊ ጉዳያት ኣብ ደስታ ሚድያ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መደብና ንዛተየሉ ኣርእስቲ ብዛዕባ 'ኣነነታዊ ምዝበላ ኣእምሮ' ዘተኮረ እዩ ክከውን ምስ ናይ ስነ-ኣእምሮኣዊ ጥዕና በዓልቲ ሞያ ሳብሪና ሳህለ ኢና ክነምጽእ::
ብሰላም ምጹ::
እዚ መደብ ናብ ኩሉ ንኽባጻሕ 💙 Like ✔💙 Share ✔ 💙 Subscribe ✔💙 Comment ✔ ብምግባር ክትድግፉና ብትሕትና ንሓትት
Please 💙 Like ✔💙 Share ✔ 💙 Subscribe ✔💙 Comment ✔ to support this channel.
🌟ከምቲ ልሙድ መደብና ብቀጥታ ካብ ናይ ደስታ ሚድያ ዩቱብ ፔጅን እዩ ክከውን ሳብስክራይብ ብምግባር ስድራቤት ኩኑ::
ru-vid.comtqrt4Q7e...
ደስታ ሚድያ ዝቀርቡ መደባትና ኩሉ ሰብ ብነጻ ሓሳቡ ዘፍስሰሉ መድረክ እዩ::
20 мар 2024