Тёмный
DESTA ENTERTAINMENT
DESTA ENTERTAINMENT
DESTA ENTERTAINMENT
Подписаться
Desta TV is a UK based Global multilingual Media Company.

At DESTA TV, we are committed to producing and broadcasting various inspirational self-development programs in English, Tigrigna, and Amharic. These programs will feature people from different career backgrounds: entrepreneurs, healthcare professionals, therapists, nutritionists, musicians and many more. The prime aim of DESTA TV is to inspire global communities.

Desta TV is also home to the ‘Mary show’ First Eritrean Inspirational online Talk Show with 2.8 million viewers globally.

Our Motto: Stay connected, you are the future.


For the latest updates don't forget to:
Subscribe to our RU-vid channel @ ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-UY_W1GIXCUc.html
Like our official facebook page @ facebook.com/Marys-Show-181901335553737/
Follow us on Instagram @ instagram.com/destatv
Stay connected, You are the Future.
ተዘክሮታት ኣውዳኣመት
1:41:50
2 месяца назад
ኣውዳኣመት ኣብ ስደት ?
1:31:19
2 месяца назад
ኣውዳኣመት ምስ ደለይቲ ፍትሒ
1:14:05
2 месяца назад
ፖለቲካ ብስነ ፍልጠት እዩ
21:09
3 месяца назад
Комментарии
@medhanietesfay
@medhanietesfay 26 минут назад
❤ገይርና ሜሪ
@emunman1189
@emunman1189 51 минуту назад
Emo Bahriyat eti hizbi ayfeletikyon. Tsegemna Eritreawyan bahriyat hizbina aynefelitin ena. Ezi zikonalu kea seb Bahriyatu ente zeyfelitu nay kalie bahri kfelit aykelin eu. So Hamema ab enda guhaf eu zikef tray eye kbleki zideli. Kleyti kea ab dim zibelet koboron kirarin. Chaw
@JhonWediKeshi
@JhonWediKeshi Час назад
ቆማል
@merhawitpetros355
@merhawitpetros355 Час назад
ኣነስ ዘይተረደኣትኒ ነገር ኣል ቢዛ ግና እታ እትከዳ ሃገርዶ እትህበካ. ካብ ኤሜሪካ ናብ ካልእ ሃገራት ክትከይድ ናይታ ትከዳ ሃገር ቢዛ እዩ ዘድሊ ገጋ ሓሳብ ክንዘርእ ህዝብና ግዳይ ከይንገብር ፖሎቲካን እስፖርትን ፍልልይ ትፈዞ ንኩን❤
@simonkidane3543
@simonkidane3543 4 часа назад
Abzie ktargie ekie dhan. Kulu tgebryio waga kekfleki eyu. Gziekie tray texebyio
@TeddyOkubagerges-jb7ey
@TeddyOkubagerges-jb7ey 8 часов назад
ኣደይ
@LualAbraha
@LualAbraha 13 часов назад
Eta. Esu. Zbhega natnt. Rkbewa. Eiu szelzi naikale aimekton..eu
@selamhagos3985
@selamhagos3985 14 часов назад
Merrye shikore ashikni😂😂😂 specially nay Eseyas part 😂
@user-lz9og7fo3o
@user-lz9og7fo3o 15 часов назад
እንቋእ ደሐን መጻኺ ዋእሮ ሐብተይ ባረዩ የጥፍእ
@Zerezgigebrehans
@Zerezgigebrehans 16 часов назад
❤❤❤❤❤❤❤❤ ይገርም ኢዩ ናህና ክብርቲ ሕፍቲ አረትራዊ ሎቕማጽ ተበላጺ ብደም የሕዋት ዝሕጎስ
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k 17 часов назад
ሃቂ ኣለኪ መሪ ርጉም ክፉኢን ሃሳድን ሰብ ኣይሃምምን ኣይሞውቲን ነቶም ንጹሃት ከህዝን ክቹክን ንዘላኣለም ይነብር ኣለም ከሙኡ ኢያ ትራይ ጸሎት ንግበር ኣብ ገሃነም ካኣቱ ኢሰያስ ቸካን
@matthewsbrhane5160
@matthewsbrhane5160 21 час назад
ኣብ ሓዳር እቲ ዘድልያ 3 እየን ንሳተን ከአ ተስፋ : እምነት : ፍቅሪ ካብዚኣተን እታ ዝዓበየት ግና ፍቅሪ እያ ፍቅሪ ኣበሳ ኩሉ እያ ትሽፍን !!!!
@matthewsbrhane5160
@matthewsbrhane5160 21 час назад
መደባትኪ ኣዝዮም እዮም ዝምስጥኒ ቀጽልሉ ብፍላይ ኣብ ፍትሒ ዘለኪ መርገጺ ኣዘየ እየ ዘድንቅኪ
@teibetesfai4182
@teibetesfai4182 23 часа назад
My mother
@jermaymillash8947
@jermaymillash8947 23 часа назад
ዋእ ሎምስ ኣማሪርኪ like ክንገብረልኪ ክክክ።
@fishtareke3654
@fishtareke3654 23 часа назад
ኣጆኹን ሓይላ ሜሪ ሓፍተይ❤❤❤❤
@solomonteklay7448
@solomonteklay7448 День назад
እቲ ሸይጣን ሰብኣይ ደኣ ሸውሃትኪ ዶ ዓጺኪ ክክክክ
@solomonteklay7448
@solomonteklay7448 День назад
Thanks you so much my dear sweet sister ❤❤❤
@selamawitogubai2157
@selamawitogubai2157 День назад
ዓመጽታ ሰለዝኮኑ 🥰🥰🥰🥰
@selamawitogubai2157
@selamawitogubai2157 День назад
ዝመነ ህግደፍ ዝ ዓወ ሰኔማ
@user-po9hj4ip6f
@user-po9hj4ip6f День назад
ንናይ አፍሪቃ ካበይ ድዮም ዛኽዱ ካብ ኤርትራ እንዶ አይኮኑን
@user-po9hj4ip6f
@user-po9hj4ip6f День назад
ካበይ ድዮም ዝወስድዎም ንናይ አፍሪቃ ካብ ማርስ ድዮም ካብ ኢርትራ እንዶ አይኮኑንን
@selamawitogubai2157
@selamawitogubai2157 День назад
መሪ ሐደነገር ስሒትኪዬ አለኺ መሪሕታ ዝብሃሉ ንበይኑም እዬም ዝገሹ በዘይ አንስቶም ሰለዚ ንቢንያም ከምኦም በይኑ ከምዝገሽ እዬም ዝገብርዎ 🙏🙏
@keseteteklay190
@keseteteklay190 День назад
ናይ መዓስ ሓሹል ኢዚኣ'ኸ?
@Sesen2000
@Sesen2000 День назад
❤❤❤❤❤❤
@aidahaben8445
@aidahaben8445 День назад
Bank of Eritrea did took people bond and said I don't have it
@DESTAENTERTAINMENT1
@DESTAENTERTAINMENT1 День назад
@@aidahaben8445 Thank you Aidi!!!!
@qweryqwe7826
@qweryqwe7826 День назад
💙🌿💙🌿❤
@user-rz5zq4cj5b
@user-rz5zq4cj5b День назад
Abey eyu awrajaki nmzlaf ktiemelna
@EruErena
@EruErena 2 дня назад
ሜሪ ሓፍተይ ኣብዚኣ ኣይትጋገዪ። ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ጽቡቅ ስእሊ ክህልወኪ መታን ተገድስኪ ኣንብብዮ እዚ ርእይቶይ ከም ሓደ ፈታዊኺ ኣኽባርኺ ኣስላማይ ። ንኣስላም ደቂ ሃገር ዕድመ ኣየድልዮምን'ዩ ልክዕ እዩ ውን ቅልሲ ዕድመ ኣየድልዮን እዩ። ግን ንኸይንመጽእ ዝገብር ዘሎ ነገራት ፈልጥካ ፍታሕ ክግበረሉ ኣለዎ ምባል ብጣዕሚ እዩ ጠቃሚ ። በርከ ፈቲኻ ጸልእኻ ብሓደ እኻ ክትነብር ብዝተኻእለካ መጠነ ተሰማምዕካ ክትሰጋገረሉ ትኽእል ኩነታት ምፍጣር እዩ፥ ተዘየሎ እዚ 27:05 ክትብልዮ ጸናሕኪ ኣብቓልሲ ዝነበረ እዩ ዝመርሓካ ዝብል ዘረባ ካብ ሻዕብያ ዘፍሊ የብሉን። ጽባሕ ንግሆ ውን ጥፍጥፍ ኣብልና ድና ገለስ ንዓና ዝውክለና እና ኣብ ባርላማና ነቅርብ፥ ኣብቲ ላዕሊ መን ኮፍ ይብል ኣገዳሲ ኣይኮነን ሓሳብና ተወኪሉ ኣሎ ዲዩ የለን እዩ እቲ ኣገዳሲ😀፥ ኣይተቃለስካን እሞ ዝውክለካ ኣብ ፓርላማ ኣይክህሉን'ዩ እዩ ዘስምዕ፥ እዚ ድማ ኣብዚ እዋን ይርድኣኩም ኣይክህልውን ይኽእል እምበር ዕግርግር እዩ ክፈጥር ። ውፉይ ውን ኣብ ሓደ እዋን ተዘይተጋግየ እቲ እንጅነረ ሓው ንእስያስ ኣፍወርቂ ኣብ መድያታት ዝዛረበሉ ዘዝውሩሉ ዝነበሩ እዋን ከምዚ ክብል ሰምዐዮ " ሙሁር ኮንካ ኣብዚ ቃልሲ እጃምካ ዘየበርከትካ ጽባሕ ንግሆ መጽኻ ስልጣን ምሓዝ ዝብሃል የለን" እንታይ ማለት'ዩ እዚ ኣብቲ ዝመጽእ ስርዓት ናይ ምርጫ ቅጥዒ ኣብ ቃልሲ ዝነበረ ክወዳደር ኣይክእልን እዩ ማለት ዲዩ ፧ # መተሓሳሰቢ ኣስላም በይኖም ተጠርንፎም ድዮም ዝቃለሱ ዘለው ብሃይማኖቶም ዝብል ግጉይ መረዳእታ ኣሎ ብዙሕ ይዝረብ እዩ ኣብ ቱርክ ምስ እከለን እከለ ተራኺቦም ዝብሉ ንሰምዕ ፥ እንተሃልዮም ውን ብኾሙ ንዝቃለሱ ብዙሕ ዝስዕቦም ኣስላማይ የለን። * ኻልእ፡ ተሳትፎ ሙስሊም ኤልታትን ብዝሕን ኣብዚ ቃልሲ ነሩ እዩ ፥ 26:40 ደቂ ኣኽርያ ኣብ ማእከል ኣስመራ ጎደና ሓርነት ተቃውሞኦም ከስምዑ ከለው ኣበይ ነሮም እቶም ኻልኦት ክብሃል ማለት ዲዩ፧ ንእግረ መንገደይ ደቂ ኣኽርያ ጥራይ ነቲ ኣስላም የለውን ኮምኡ ውን ደቂ ኣስመራ የለውን ዝብል መልሶምልና እዮም ደቀ ኣስመራ ንወጽዓ ኣመን እሎም ዝቅበሉ ከምዘይኮኑ ። እሞ ካብ መዓስ ክጎድል ከም ዝጀመረን ኣረኣእይኡ ኣብዚ ዘሎ ምትእኽኻብ ናይ ብርገድ ንሓመዱ ይኹን ኤልታቱን ክቅይር ከም ዝጀመረን ክረዳኣኪ ክፍትን እየ ። ኣብዚ ግን ኣብ ቦታና ኮንኪ ክትርእይዮ ፈትኒ ። 1' ኣብ ግዜ ኩናት ትግራይ እዩ ዝጅምር፥ ኣነ ከም ሰብ ድሕሪኡ ድማ ከም ኣሳላማይ ህዝቢ ትግራይ ክጠፍእ ክጋፋዕ ደስ ክብለኒ ኣይክእልን እካ ድኣ ይሓዝን ተሳትፎ ሃገረይ ውን ሕርኽር ይብለኒ ካብዚ ወጻኢ ግን ካብዚ ኹሉ ሰራዊት ፈሊኻ ንሓደ ሕብረተሰብ ( ኣስላማይ ) ክህረም ምስ ረኣኹ እየ ኣረኣእያይ ክቅይር ዝተጀመረ እዚ ብመን ተዘሪቡ ክነግረኪ፥ ጀነራል ምግበይ ፥ ጀነራል ተኽለሃይማኖት፥ ዮሴፍ ገብሪሂወት ናይ (ፈልሲ) እዚኦም ሕጂ TDF እዮም ብሜድያ ወጽዮም እዞም ጥባሕ ጥባሕ እዮም ኣብ ቁዱሳን ቦታትና ዝሸኑን ዘራኽሱን ክብሉ ከለውስ እንታይ ዓይነት ኣረኣእያ ክህልወና ትጽበዪ ኣለኺ ኣብ ልዕሊ tdf ሜሪ። እዞም ጀነራላት እስከ ደሓን ደቂ ካልእ ሃገር እዮም ንበል ፥ ዮሴፍ ገብረሂወት ናይ ፈልሲ " እቶም ትግረ እዮም ጨካናት ዝብል ሓበረታ እዩ ዝመጸና" ማለት'ከ እንታይ እዩ ። ዉፉይ ንባዕሉ ንሕና TDF እና ክብል ከሎስ ከመይ እለ እየ ኣነ ከም ኤርትራዊ ኣስላማይ ምስ እዚኦም ዝተጠቅሱ ዝመርሕዎ tdf ተራኺበ ክሰርሕ ክጽበይኒ። 2' ኻልእ ጸገም ናይ ዘይመሳተፊና ኣብ ምጅማር ናይዚ ዘሎ ማዕበል እቶም ጸለውትን መራሕቲን ስማዊያን መራሕቲን ኣብ ልዕሊ ኣስላም ዘለዎም ጽልኢ ብግልጺ ዝዛረቡ እዮም ንኣብነት ዋዘማ ፥ ጆን ብላክ ፥ ዮሴፍ ገብርሂወት (j studio) ብግልጺ ኣስላም ዝጻረፉን ዝፍክሩን ነበሩ እዮም ኣብዚ ምናልባት እሞ እሶም ውልቐስባት እዮም ወነንቱ ኣይኮንን ዝብል ዘረባ ክመጽእ ይኽእል ይኸውን፥ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ግን እሶም እዮም ዘማእዝንዎ ነዚ መንእሰይ ነዚኦም ዓገብ ክብል ዝፈተነ ከመይ ተቃውሞ መጽይዎ ርእናዮ እና እስኺ ንባዕልኺ ውን ዓዚዝ ሃብተየስ ኽስቶ ኽስቶ ክእለዩ ኣለው ሕብረተሰብ ዘቀይም ነገራት ስለ ዝተራእዮም ስለ ዝበለ ጥራይ ነዚኦም ኣሊኻ ድኣ ቃልሲ እንታይ ክተርፎ ዝብል ዘረባታት ሰምዐልኪ ነረ። እሞ ውልቀሰባት ምቅብጣር ዘይተረፈካ ሓደ ግዚፍ ክፋል ናይ ሕብረተሰብ ኤርትራ ቦኽሩሉ ዘሎ ጸገም ኣለልኻ ፍታሕ ክትገብር ተበግሶ ምውሳድ ንምንታይ እዩ ከም ኣገዳስነት ዘይብሉ ዝርአይ። ገለ ካብቲ ዝብልዎ ክህበኪ ናይ ዮሴፍ (j studio) ካብ ብዙሕ ክልተ " ኣስላም ማዓኮርኩም ትሓጽቡስ መለግለግ ዝብል መግብታት ከም ብዓል ጸባ ግመል ስጋግመል ስለ ትበልዑ እዩ " 😊😂 imagine ሜሪ ሽኮር ከምዚ ዓይነት ዘረባታት ዝዛረብ ነበረ ክመርሕን ወይ ከም ኣብነት ክንኣድን ክውደስን ክትርእይ ከለኻ ። ኣብ ኻልእ ኣጋጣሚ ድማ ፍጹም ኻብ ሓቂ ዝረሓቀ ኣብነት እዩ ዘቅርብ እሱ ይብል " ኣብዚ ስቅ እልካ ንማዕርነት እልካ ዓቅሚ ዘይብሉ ኣብ ስልጣን ከተምጽኦ ከምዚ ናይ ሻዕብያ ንኩናማ ክውክል እልካ ዓቅሚ ዘይብሉ ጀርማኖ ናቲ ኣብ ስልጣን ኮፍ ምባል ምሳና ኣይሰርሕን እዩ " ክገርመኪ ናይ ባዕልኺ መጽናዕቲ ክትገብሪ ትኽእሊ እኺ ጀርማኖ ናቲ ምሁር ድዩ ብቅዓት ነርዎ ድዩ ኣይነበሮን ክንደይ ድግሪ ሕዙ ንመዳ ተሰሊፉ ክገርመኪ እዩ ። ንምናትይ ከምዚ ይብሃል፧ ካልእ ዋዘማ ዝብሃል ንሓደ ጽልኢ ናይ ኣስላም ከም ዘለዎ ብግልጺ ዝዛረብን ዝፍክርን ዝነበረ እሞ ድማ ዝብሎ ዝነበረ ብተግባር ዝፈጸመ ሂወት ሰብ ኸጥፍእ ዝፈተነ ገበነኛ ተኣኪብካ ገንዘብ ሓገዝ ገርካ ካብ ግቡእ መቅጻዕቱ ከተድሕኖ ምፍታን ኣብ ርእሲኡ ብዓል ውፉይ ብጻይና እዩ ሓውና እዩ ክንሕግዞ ኣለና ክብሉ ክትርእይ ከለኻ እንታይ ክንሓስብ ትጽበዪ፥ ኣብቲ ናይ ፍርዲ መስርሕ ውን ብጣዕሚ ዝገርመካ ተርእዮ እዩ ነሩ ብወገን ገበነኛ ዝመጸ ብዝሒን ብወገን ግዳይ ዝኾነ መንእሰይ ድማ ምስ ኣኽባሪ ሕግን ምስ ተርጋማይን ጥራይ ደው እሉ ክትርእይ ዝፈጥረልካ መረዳእታ ሕሰብዮ እሞ፥ ኣብዚ ቀረባ ግዜ ኣብ እስራኤል ዝተቀትለ ዑመር ዝብሃል ኣስላማይ ኤርትራዊ እቶም ጠበቃታት ናይ ጥርጡራት ዘምጽእዎ መጎተ እንታይ ነሩ መስለኪ መባኣሲናን ጠንቂን ግዳይ ኮይኖም ዘለው ደግፍቲ ናይ ስርዓት ህግደፍ ኮይኖም ከጥቅዑና መጽዮም ዘይኮነስ እዞም ውልቀሰባት ደገፍቲ ናይ ሓማስ እዮም ነሮም ዝብል እዩ እዚ ሕጅስ ኣበይ ከተእትዎ ትኽእል ታሪኽ ይብሃል። እሞ ድማ ተቃወምቲ እና በሃልቲ እዮም እዚ ዝገብሩ ዘለው ። እቲ ዑመር ዝብሃል ሓውና ድማ ኣባል ስምረት ነበረ ደሓር ከም ሰቡ ካብቲ ቃልሲ ነዊሕ ቅድሚ ኩናት ትግራይ ዝተኣለየ ኣብ ናብሩኡ ነበረ ሰብ እዩ፥ ግን ክኣ ክዝረበሉ ኣይሰማዕናን ።
@EruErena
@EruErena 2 дня назад
ብዝኾነ ኣነ ብወገነይ እዞም ሰባት እዚኦም ኣብ ዝተናወሐ ደሞግራፊ ናይ ህዝብታት ንምቅያር ዕላማ እዩ ዘለዎም ዉፉይን በረኸት ካሕሳይን ብፍላይ ብዙሕ ግዜ ዘምልቅዎ ዘረባታት ኣሎ ኣብ ናይ ፍናን መደባቶም። ብዙሕ ግዜ ውን ገጋ መረዳእታ ድዩ ዘለዎም ወይስ ኪነ እዚ ድማ ንዓይ ዘርብሕ ኣይኮነን ስለዚ ሜሪ ሓፍተይ እስኺ ደሓን ኣማራጽታት ከተምጽኢ ነገራት ብብዙሕ ኣንፈት ክትርእዪ ትኽእሊ እለ እየ ዝግምት ስለዚ በጃኺ ተመጽዮም መጽዮም ተዘይኮይኑ ግን በቃ ዝብል ዘረባታት እመንኒ ኣይክጠቅመናን እዩ። ደሓር ኣስላም ከመይ ይህረሙ ኣለው ኣብዚ ሜድያ ብምርኣይ ጥራይ ውን እኹል እዩ ምኽንያቶም ክትፈልጥ ።
@user-vm4gi9fj3h
@user-vm4gi9fj3h 2 дня назад
ኣታ ሃወይ ሃደ ዘድንቀካ ሃይል ጎኒ ሻዕብያ ኣብ ስለያ ምግላጽካ የመስግነካ ግን ኣብ ምስግጋር ናይ ስብ መስኪናይ ዘይበጻህካዮ ብዝሁ ዝጎደልካ ካብ መርሂ ኣሜርካ ኣብቲ ሹኡ ዝነበረ እባማ ክሳብ መለስ ዝተዘርገሄ ንኤርትራ መንእስያይ ንምጽናት ዝቆመ መርበብ ኢዩ ኣሻ ኮንካ እንበር ተኣሲሩስ ወይኔ ፈቲሃቶ ትብልሲ ወያኔ ሻዕብያ ክትቅጽል ወይ ወይኔ ብዓላ ኣባል ሻዕብያ ኔራ ማልት ኢዩ ገልዳም ፈሊጤ ኢልካ ትዛረብ መሽክናይ እቲ ሃቂ ተረዳእ ግን የቀኔይልና ሓይሊ ሻዕብይ እንቃ ሓበርካና።
@user-vm4gi9fj3h
@user-vm4gi9fj3h 2 дня назад
ካምቻ ኣጻእዲካ ቃልሲ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንሻዕብያ ምሰአር ኣይካእልን ኢዩ
@user-vm4gi9fj3h
@user-vm4gi9fj3h 2 дня назад
እዛ ቃልሲ ትባሃል ኣብ ዘይቦታኣ ትኣቱ ዘላ ኢያ ቃልሲ ዝባሃል ሃንበርገር እንዳበላኣካ ስበይትካ ሃቅፍካ ቃልሲ ኣይጽዋእን ህጽኖት ኢዩ ዝባሃሊዩ።
@bitsumalakasgedom2898
@bitsumalakasgedom2898 2 дня назад
Betami Betami Betami zehezen tarik you
@leobilolionsbot8579
@leobilolionsbot8579 3 дня назад
ክክክክክክክክ
@leobilolionsbot8579
@leobilolionsbot8579 3 дня назад
Yes.ሜሪማ
@leobilolionsbot8579
@leobilolionsbot8579 3 дня назад
Kkkkkkkk
@isaactekle4885
@isaactekle4885 3 дня назад
Keep on laying rubbish things
@isaactekle4885
@isaactekle4885 3 дня назад
Shekake ne gedefu they Tigray again the lady screwed mind a problem your baptism name anda teraraw hasot lady arm yourself and go shabia well come
@isaactekle4885
@isaactekle4885 3 дня назад
Bogus nonsense unfounded fabricated statement
@user-my6wp6fz6s
@user-my6wp6fz6s 4 дня назад
Merry jghna qetslyo qalsna yawet
@leobilolionsbot8579
@leobilolionsbot8579 3 дня назад
💙💙💙🤛
@user-cw2yi3ne8x
@user-cw2yi3ne8x 4 дня назад
Anti mieri haftina ezi Wala hanati aflito yeblun xegemu nab xerona megedi tray yetiwulu makina geziu niameta mekiniu getu adu enteatyu beqa rihiwo alo entay gedishiwo bizaeba hizbi eritrea
@sunrise3179
@sunrise3179 4 дня назад
ጰንጠ ኩሎም ህግደፍ ኢዮም ህዝቢ ትግራይ ንክጠፍእውን ዕልልልልል ይብሉ ነይሮም ሕራይ ገበሮም ኣይድገጾምን'ዩ
@dc8625
@dc8625 4 дня назад
ከም ህግደፍ ዝበደሎም የሎን ግን ከኣ ክድጉፉዋ ክትሪኢ ደርጋ ኩሎም ህግደፍ ኢዮም
@sunrise3179
@sunrise3179 3 дня назад
@@dc8625 ብርግጽ ሓቂ....... ሃይማኖት ክትብሎውን ኣይባሃልን'ዩ ዳርጋ ጥንቆላ'ዩ ልሙሳት ኣእምሮ ኢዮም ኩሎም
@samuelsegid796
@samuelsegid796 4 дня назад
Absolutely Great Analysis waro 🛂💙💙💙💙🌹
@haliualemseged8274
@haliualemseged8274 4 дня назад
ኣሰቴር ኣለም ሰገድ
@haliualemseged8274
@haliualemseged8274 4 дня назад
Nabhak.jgina eki.ajokin
@haliualemseged8274
@haliualemseged8274 4 дня назад
Good
@haliualemseged8274
@haliualemseged8274 4 дня назад
💙💙💙💙🌎🇮🇱🌿🌿🌿✅✅✅💚🌲🌲🌲🌲🌎🌎🌿🌿✅✅💙💙💙💙✅✅✅✅✅✅🌎🇮🇱🇮🇱🌿✅✅
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 4 дня назад
Selam meri nfati nkula abrhlom bgaki❤
@frezghi7177
@frezghi7177 4 дня назад
😂😂😂😂 Love for you sister.❤❤