Тёмный

ኣንጻር ጾታዊ ዕርክነት ኣብ መንፈሳዊ ሂወት--ቃለ መሕተት ምስ ቆሞስ ኣባ መዝገበስላሴ New Eritrean Orthodox Interview 2019 

Mdre Canaan ምድረ ከንኣን
Подписаться 142 тыс.
Просмотров 84 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

16 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 358   
@fasikamesfun7232
@fasikamesfun7232 4 года назад
ቃል ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘላለም የንብረልና ትንብርር ክትነቢር እያ ኸኣ
@hggh1682
@hggh1682 4 года назад
Amen amen AMENNN
@maremalfahmy6858
@maremalfahmy6858 3 года назад
@@hggh1682 amen🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@simontsige7361
@simontsige7361 4 года назад
ኣሜን *3*ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ።ን ኣቦና ድማ ቃለ ህይወት የስማዓልና ፣ኣብ ዚ ትምህርትኩም ብዙሕ አየ ተማህረ ክትቅጽልዎ ድማ ይላቦ። ኣቦና ድማ ኣምላክ ይሓግዚኩም።ሓደ ነገር ግን ዘኪረ ፣መነኮሳት ናይ ግዳም ኣቡነ ብጹእ ኣምላክ እምኒ ጸሊም ።ኣብ 2005. 2007 ዚነበረ ግዜ ኣዚዮም ብዕድመ ንኣሽቱ ነይሮም ተዘኪሮሚኒ ን ኣቦና ምስ ራእክዎም ።ኣቦታትና ኣብ ጸለትኩም ዘኩሩና ፣።
@mebrhitsemere321
@mebrhitsemere321 4 года назад
ኣሜን! ቃለ ሂወት የስምዓልና ብሓቂ መሃሪ ቃል እግዚኣቢሔር ኣምላክ ልብና ናቱ ፍቅሪ መሊእዎ ብፍርሃት ናብ ቤቱ ክንመላለስ ብጸግኡ ይደግፈና።
@eri.hlland7089
@eri.hlland7089 4 года назад
ናይ በሓቂ ዓቢ ትምህርቲ ኢዩ ኣብልልብና የሕድሪ ፈጣሪ ።ቃልሂወት የስመዓልና በርትዑ ኣብዚ ግዜ እዚ ከምዚ ናትኩም መንፈሳዊ ትምህርቲ ዝህበና ኢዩ ዘድሊ እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዘሓልኩም
@hggh1682
@hggh1682 4 года назад
Amen amen AMENNN
@YACOB-r7t
@YACOB-r7t 3 месяца назад
ቃለ-ህይወት የስምዓልና ኣቦናን ድያቆን ሓውናን፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ናይ ኣገልግሎት ዕድሜኹም ይባርኽ፡
@TmnitAbraham-h1b
@TmnitAbraham-h1b 6 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወቱ ይስማኣልና ኣቦና ናይ ኣግልግሎት ዘመንጉም ይባርከልኩም
@tesfitkibrab360
@tesfitkibrab360 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኣባና ጸጋ የብዘሕልክ ነዘ ክነተግበር ዕዲ ልበና ይሕደረልና
@arsuselama5698
@arsuselama5698 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣቦና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም
@biniamabrham3292
@biniamabrham3292 4 года назад
Amen klea hiwet yesemealna abona
@MaryMary-wq9iy
@MaryMary-wq9iy 4 года назад
Amennn
@ጋልንጉሥእየናይደሙፍሬእየ
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ይስመዐልና ክቡር ኣቦና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ ኣቦና ኣብ ፆሎትኩም ዘኩሩኒ ወለተ ሃንሳ
@lme5630
@lme5630 4 года назад
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና ጸሎትኩም ኣይፈለየና አግዝብሔር ኣምላክ ካብ ሓይሊ ሰይጣን የርሕቀልና ኣሜን
@DaniDani-bh3hr
@DaniDani-bh3hr Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣብ ልብና ይሕድሮ ኣቦና ገብረ ስላሰ ናይ ዘበን ኩም ኣገልግሎት ይባርክ ኣብ ጸለትኩም ዘኩሩና 🙏🙏🙏
@gebremariam7918
@gebremariam7918 4 года назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦናን ሓውናን ጸጉኡ የብዝሓልኩም።
@nakfatsehaye9774
@nakfatsehaye9774 2 года назад
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna Abona Egzeabher Amlak xega yebzhalkum
@WeldeMaryam185
@WeldeMaryam185 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስምዓልና።እግዚኣቢሔር ኣምላኽና ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣቦና።ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።ዝተማሃርናዮ ድማ ኣብ ጽላት ልቦና የስፍረልና ኣሜን።
@dadiangadadianga1861
@dadiangadadianga1861 4 года назад
ዘረባ የብለይን ናይ ልበይ ዘረባ ኢዮም ተዛሪቦም ኣቦና ንዘልኣለም ኣለም እግዚኣብሔር የክብርኩም ኣቦና ቃለ ሂወት የስመዓልና
@hggh1682
@hggh1682 4 года назад
Amen amen AMENNN
@ናይሎሚንጽባሕ
@ናይሎሚንጽባሕ 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣብ ጽላት ልቦናና የሕድሮ ጹቡቅ ትምህርቲ ቀጽልዎ።
@اياي-ع7خ
@اياي-ع7خ 3 месяца назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር ኣቦና ክብር ሓዉና❤❤❤❤❤
@rahwakeshi6336
@rahwakeshi6336 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና ጸገኡ የብዛሓልኩም
@habtetesfamichal5473
@habtetesfamichal5473 4 года назад
qal hiwet yesmealna
@tsegaatewebrhan9028
@tsegaatewebrhan9028 4 года назад
ኣምላክ ቁዱሳን ጸጋኡ የብዘሓልኩም ብጠዓሚ እዋናዊ መልእክቲ ኢዩ ብድጋመ ዕድመን ጥዕናንን፡ ኣምላክ ,ቁዱሳን ጉዕዘኩም ናይ ሂወትኩም ይባርክ።ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና !!!
@askalugide6145
@askalugide6145 9 месяцев назад
ኣሜን ቃለ ሂወት የስማልና ኩቡር ኣቦና 🙏🏿🙏🏿🙏🏿
@brhane90
@brhane90 Год назад
ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦና ኣሜን ኣሜን ኣሜን፡
@hyabfetari4214
@hyabfetari4214 3 года назад
Amen amen amen kale hiwet yesemna deki eme berhan
@autikoszsmu
@autikoszsmu 4 года назад
ናይ ብሓቂ ኢግዚኣብሔር ጸጋ የብዝሕ ኣቦና ሓታቲ ድማ ዝገርም ኣብ ኩሉ ሂወት ዘጋጥም እዩ ጸጋ የብዝሕ
@biniam5322
@biniam5322 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣባ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንኩም ይባርክ
@HdydyHdhddg
@HdydyHdhddg 9 месяцев назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብሩ አቦና እግዚአብሔር አምላክ ጸገኡን በረከቱን የብዘሐልና ቡዚሕ ላትማሃርና ይኡ የቀንየልና❤❤❤❤❤
@zelekwobaileyeyezfelito6155
@zelekwobaileyeyezfelito6155 4 года назад
Qale hiwet yesmealna Aba Mezgebe slasea
@negshdebesay1147
@negshdebesay1147 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የሰማልና ኣቦና
@habtomkahsay9949
@habtomkahsay9949 4 года назад
ኣሜን፡ ኣሜን፡ ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ትምህርቲ ናይ ቅድስና ሂወት ክንሓሪ እግዚኣብሄር ብዘግኡ ይደግፈና።
@asmaitkefle7643
@asmaitkefle7643 4 года назад
Amen amen amen kalehewet ysmalna azyu tkami eyu kxlwo
@beilulbrhane4315
@beilulbrhane4315 4 года назад
ቃለ ህይወት የስመዓልና ኣቦና ካልኣይ ክፋል ድማ ንጽበ
@semeretesfahiwet2125
@semeretesfahiwet2125 4 года назад
Amen amen amen
@wedikeshi2875
@wedikeshi2875 4 года назад
ቃለሂወት የሰመዐና ክብረት የሃበልና
@zebibgerye9219
@zebibgerye9219 4 года назад
Amen Amen Amen qali hiwet yesmealina xegiue yebzahalkum egzabhier
@asmeromandemichael391
@asmeromandemichael391 4 года назад
Amen Amen Amen Kale hiwet yesmalna abona edmen tenan yehbelna Orthodoxe tewahdo Nzelalem Tnberlna 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💒❤
@A.A.A551
@A.A.A551 4 года назад
Qalhiwet yesmalna ab lbna yhder. Amen Amen Amen.
@meksebarafaine5196
@meksebarafaine5196 4 года назад
Kal hiwet yesmaelna, ab tselotkum zekurna ndukumat dekum.🙏🙏🙏
@ሽምኽእዩመዝሙረይድንግለይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏 ቃል ህወት ያስመዐልና ኩብር ኣቦና ኣብ ፆሎትኽም ዘኩርኒ ወለተሃንስ👏👏👏
@huruytekletsion5549
@huruytekletsion5549 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ኣምላኽ ይባርኸልኩምን ይቐድሰልኩምን
@wediande5584
@wediande5584 4 года назад
Kalehiwet yesmalna abona. Sleti zmharkumnan zmadkumnan degime kalehiwet yesmalna.
@awetgirmay1312
@awetgirmay1312 4 года назад
Kale hiwet yesmealna Abona egziabher Amlak Abotatna bkdsna yhalkum nana dekukm thtna zelewo tmhrti ktmhruna።
@genetgebrekidan9124
@genetgebrekidan9124 Год назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልኒ ኩቡሩ ኣቦና ኣጎልግሎት ዘመንኹሙ ይባርክ እግዚኣብሔር ኣምላኽ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ብመንገዱ ይምረሐና👏👏👏ኩቡሩ ሓዊና ጸጋኡ የብዘሐልኻ ንሕናውንድሰማዕኖዮ መስተዊዐል ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና ፋጣር
@Teklesenbetxegay
@Teklesenbetxegay 5 месяцев назад
Amen amen amen kali hiwet ysmiana kubur abona ❤❤❤❤
@efremkesete6305
@efremkesete6305 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ኣቦና እግዚኣብሄር ብዕድመን ብጸጋን ይሓልወልና ዝተምሓርናዮ ንምትግባር ከብቅዓና ንዓና ንድኩማት ደቅኩም ኣብ ስደት ደለና ብጸሎትኩም ሕሰቡና
@yohanafisshaye2155
@yohanafisshaye2155 4 года назад
ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና ጽቡቅ ትምህርቲይ እግዛቢሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@yodittekleab7058
@yodittekleab7058 4 года назад
Amen amen amen kal hiwet yesmana abona
@zainazaina2750
@zainazaina2750 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐል ናክቡር ኣቦና ክውር ሓውና ፀግኡ የብዘሐልኩም
@kluoardkelanel7360
@kluoardkelanel7360 3 года назад
በሓቂ ቃለ የስማዓልና ኣቦና ። ኣዝዩ ብታዓሚ ኣገዳሲ ትምህርቲ አዩ።
@temesgenamlake5958
@temesgenamlake5958 4 года назад
Amen amen amen qal hiwet yesmealna abona xegu yebzehelkum fetari
@የመዲሂናአለምልጂነኝ
አሜን አሜን አሜን በእወነት ቃል ሂወተ የስመዐና አባና ረጂም ዕዲመ ጥዕና ይሃበለና
@zemedateka1919
@zemedateka1919 4 года назад
ቃለ ሂወት የስመአልና አቦና ረዚን እድመ ጥእና ይሃበልና ደስ ዝበለ ትምህርቲ
@wintaaargay1575
@wintaaargay1575 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና ካብኡ ካኣ ድያቆን ሓወይ እግዚኣብሄር ኣሞላክ ጸግኡ የብዝሕልኩም ናይ ባሓቂ ጽብቅ ትምርቲ ቀጽልዎ
@amnaslama4484
@amnaslama4484 Год назад
አሜን አሜን አሜን ክብር አቦና ቃለ ህይውት ቃለ በረከት ያስመዐልና ፀጋኡ በረከቱ ያብዘሐልኹም ምክርኹም ኣይፈለየና ኣምላኽ ዕድመና ጥዕና ያሃብኩም✅✅✅✅❤❤❤🌻🌻🌻🌻😘😘😘😘😘
@Samira-fm7gq
@Samira-fm7gq 5 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ❤
@Teki1926
@Teki1926 Год назад
ዕልልልልል ቃል ሂወት የስምዓልና፡
@ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ በረከቱን የብዘሐልኹም ክቡር አቦና
@መርሂዋትጓልተዋህዶ
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና♥️✝️🙏
@bsratbs6688
@bsratbs6688 3 года назад
ብሓቂ ክቡር ኣቦና ክቡር ሓውና ቃል ህይውት የስመአልና ፅጉኡ የብዝሕልኩም እግዝኣብሔር ኣምላኽ ክቡራትይ ናይ ዘመንኩም ኣገልግሎት ይባርክፍቕራትይ ተመስግን ኣምላኽ 📖📖📖ክንድይ ይጥዓም እቲ ቃል ኣምላኽ
@Ad-de3us
@Ad-de3us 4 года назад
አሜን አሜን ቃል ህወት ያስመዐልና አቦና አብ ጽለትኩም ዝኪርና
@tesfamaryambeyene7782
@tesfamaryambeyene7782 4 года назад
ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሄር!!ኣምላከ ቅዱሳን ጸጋኩም የብዝሓዮ ኣሜን!!!ተዘይ ደፊረ ግን ኣብታ መወዳእታ ከምዚ ናይ ዓለማዊ ትከወን ኣላ ከምቲ መጀመርታ ብቅዱስ ስሙ ዝጀመርኩም መዕጸዊ ድማ ከም ኡ ምስ ግዜኩም ተትገብርዎ ጸቡቅ ነይሩ መስለኒ ይቅረታ ድኣ ግበሩለይ እንበር ዋሃቢ ኩሉ ሰናያትን መጋቢ ኩሉ ፍጥረትን ወዲ ማርያም ቅድስቲ ድንግል ክርስቶስ ኢየሱስ ኣምላክና ሰላሙ ይሃበና ኣሜን።
@mihretbereketab1938
@mihretbereketab1938 3 года назад
ቃል ሂወት የስማልና ኣምላክ ጸጉኡ የብዛህልኪም
@uffydf6845
@uffydf6845 4 года назад
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክብር ኣቦና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ በረከቱ ይብዘሕሉኩም
@kubromtadese6642
@kubromtadese6642 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቂል ሂወት የስምዓልና ኣባ ናይ ብሓቂ ምሃሪ ትምርቲ እግዛኣቢሄር ኣምላክ ንዓኩም ኣይክልኣና
@selamlema9970
@selamlema9970 4 года назад
Amen amen amen kal hiwet ysemane
@hjjhiijg5029
@hjjhiijg5029 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና
@thewayofjustice9466
@thewayofjustice9466 4 года назад
ቃል ሂወት የስማዓልና ክቡር ኣቦና ቅዱስ እግዚኣብሄር ኣምላኽ በረኸቱን ጸግኡን የብዝሓልኩም ።ግዚያዊ ትምህርት ኣብ ስዓቱ ሰዲድኩምልና ክብሪ ይሃበልና ምድረ ከንኣን
@KiD-hx8gx
@KiD-hx8gx 4 года назад
አሜን ቃለ ህወት ያሰማልን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን አባታችን
@pilimonmaheri890
@pilimonmaheri890 4 года назад
Amen Amen Amen 💞🙏💒💞🙏💒💞🙏💒💞🙏💒💞🙏💒 qale hiwet yesmalna abona Egzabeher Amlak xega yebzhalkum.
@ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦና
@asmeretzersenay9550
@asmeretzersenay9550 4 года назад
Amen amen amen kal hiwet yesmalna abona egzeabiher xega ab lieli xega yebzhalkum etom hto tekrubu zelekum kaa ajekum kexulwa egzeabiher ybarkum ❤️💒💒💒💒💒
@artflow216
@artflow216 4 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዕልና ክብረትት አሓውትና ዕደመን ጥዕና ይሃብልና እግዚአብሔር አምላክ
@bereketbrhane2474
@bereketbrhane2474 Год назад
ኣመን ቃል ህይውት ይስምዐልና
@gex8278
@gex8278 4 года назад
በኡነት አባቴ ቃለ ሂወት ያሰማልን ትምህርቱ በጣም ይጣፍጣል
@BinyamOkbazgi-gj3yt
@BinyamOkbazgi-gj3yt 8 месяцев назад
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ብምቅጻል ናይዚ ዝቀረበ መደብ መቀጸልታ search ኢለ ስለ ዝሰኣንኲዋ መቀጸልትኣ እንተተሰሪሓ ክትሰዱልና ብትሕትና ንሓትት ፡፡
@مرحبامرحبا-د5ع5و
@مرحبامرحبا-د5ع5و 3 года назад
አግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኩ ይብዛሕ አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመአልና ፀግኡ የብዘሐልኩም ናይ አገልግሎት ዘመምንኩም ይባረክ አሜን ናዓና አውን ዘስተውአል ዓይነ ልቦና ንክከፍተልና አብ ፀለትኩም ዘክሩና አሜን 🙏🙏🙏
@abikidane3074
@abikidane3074 4 года назад
Nay bhaki abona qali hiwet yesmalena nay agelgelot zebenkum yebarikalekum egzabiher amlak
@SusisisiSyeysus
@SusisisiSyeysus 9 месяцев назад
ቃል ህወት ያስመዐልና ክብር አቦና
@ተመስግንአምላኬ
@ተመስግንአምላኬ 4 года назад
ቃለ ሂወት ያስመዓልና ኩብር ኣቦና
@selmselm9212
@selmselm9212 3 года назад
ብሓቂ ቃል ህወት የስመዓና
@samifekadu6046
@samifekadu6046 4 года назад
Kale hiwet yesmalna abona amlak ybarkkum 🙏 Hatatay dma amlak xegue yebzhalka tebarek, htoka naybhaki xbuk👌welldone continue
@ቅዱስሚካኤልፈጥኖደራሼነዉ
በጃኩም ጓል ማሕበርኩም ግበሩኒ ብስጋ ተዘይ ተዘይ ተራከብናስ ብመንፈስ ቅዱስ ብሓደ ኢና
@bsratdemoz898
@bsratdemoz898 4 года назад
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna Abona xegu yebzihelkim .
@samuelgebremeskel7958
@samuelgebremeskel7958 4 года назад
Amen amen amen kal hiwet yesmaelna nebona
@ድንግልማርያምእያልዕልቲካ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና
@shewitamanuel4393
@shewitamanuel4393 4 года назад
ቃለ ሂወት የስማልን ኣባ ብጣሚ ድስ ዝብል ትምህርቲ አዩ ኣምላክ ብምንግዱ ይምርሃና
@gggg4812
@gggg4812 3 года назад
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር ኣቦና
@efremzerabruk3188
@efremzerabruk3188 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና መዝገበስላሴ እግዝኣብሄር ኣምላክ ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንኩም ይባረክ ኣብ ጸለትኩም ዘኩርና
@mussieteklit2258
@mussieteklit2258 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና ጸሎትኩም ኣይፈለየና እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ ሓዉና ቀጽሎ ጽቡቕ ትምህርቲ እዪ
@ቅድሳንቅድሳን
@ቅድሳንቅድሳን 4 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ኽቡር አቦና እግዚአብሔር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ያድለልና ጸግኡ የብዘሐልኩም አምላኽ አብቲ ሰማዕናዩ ስለ እግዚአብሔር ክንውዕሎሉን ክንትግብሮን እግዚአብሔር ይርደአና አምላኽ አስተውዓሊ ልቢ ይሀበና ናይ ቄዱሳን አማላድነት አይፈለየና አሜን
@Feyben123
@Feyben123 4 года назад
ቃል ህወት የስማዓልና ኣቦና
@danielberhane9163
@danielberhane9163 4 года назад
ኣሜን ቃለ ሕይወት የስምዓልና ሰናይ ቃል ሓተቲ ግን ቁሩም ናይ ኣታሕትታ ሜላን ኣሳግራን ኮርስ ውሰዱላ ንቦና ዝበልክሞም ስለ (ዘዕለልክሙና) ክትብሃል የብላን
@አምላክርድአኒካብቤትካከይ
አሜን (3) ቃል ሕይወት የስመኣልና እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዘሓልኩም
@sofyaaesufyflyheky9613
@sofyaaesufyflyheky9613 Год назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን ኣባና
@nfaqerdoalena8799
@nfaqerdoalena8799 4 года назад
Qale hiwet yesmalna Abona bhaqi lbka ztnkf tmhrti Amlak bayni mhretu ytemtena xeletkumu kia ayfeleyena🙏🙏🙏
@berhane815
@berhane815 4 года назад
Amen amen amen kale hiwet yesmealna abona ezgeabiher amlak nay agolgulot zebenkum ybarkelkum yqedselkumin ab xelotkum zekruna abona 🙏💒🙏🙏
@lichiafom2247
@lichiafom2247 4 года назад
Amen Aman amen kel hiwet yesmealna egziabher amlak xega yebzhalkum abona btami des zbl medeb👏👏👏👏👏
@bananteame7655
@bananteame7655 4 года назад
ብጣዕሚ ቃል ሕወት የስመዓልና ኣቦና እግዚኣብሔር ዕድመኩም ይባርክ ንዓና ደቁም ከምዝኣ ገርኩም ቃል ኣስምዑና
@mashomasho3777
@mashomasho3777 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር ኣቦና👏👏👏👏👏👏👏👏
@kdsangebrmaryam5532
@kdsangebrmaryam5532 4 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላኽ ሰማያዊ ዋጋ ይፈለልና ጸግኡ የብዘሐልኩም
@ንፅባሕብተስፋ
@ንፅባሕብተስፋ 4 года назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዕድመኹም ይባርኽ
@danielkahsay8488
@danielkahsay8488 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስምዓልና ኣቦና
@ABANOUB_MIERON_YODAHIE21
@ABANOUB_MIERON_YODAHIE21 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና። ኣቦና ብሓቂ እቲ ኣብ ልብና ዘሎ ኩሉ መሲልናዮ ዘሎና ኢኹም ገሊጽኩሞ ኣምላኽ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርኽ። 2ይ ክፋል...........?
Далее
РЫБКА С ПИВОМ
00:39
Просмотров 1,3 млн