ብቐልሉ ህይወትና ንቕይረሉ ብሉጽ ሜላ Tigrigna Affirmation and motivation
#eritreanmotivation
#lbonamedia
#tigrignaaffirmation
#eritreanmotivation
ኣብዛ ቪድዮ፡ መንፈስኩምን ኣተሓሳስባኹምን ልዕል ዝብሉ ሓያላት መረጋገጺታት ቃላት ቀርቦም ኣለዉ ። ኣነ ከምዚ እየ እልካ ምስ ነብስኻ ብቐጻሊ ብምዝርራብ ንኣእምሮና ከም ብሓዱሽ ፕሮጉራም ብምግባር ደስ ዝብል ህይወት ክንመርሕ ንኽእል እና። እዞም መረጋገጺታት እዚኣቶም መንፈስካን ኣተሓሳስባኻን ንምልዕዓል፡ ብእኡ ኣብልካ ድማ ኣወንታዊ ነገራት ንምምጻእን ዝተዳለዉ እዮም። ንሓጺር እዋን ነዞም መረጋገጺታት ስምዕዎን ደጋግምዋን ኣብ ውሽጥኩም ኣእትውዎን መዓልትኹም ብዓርሰ እምነትን ቆራጽነትን ጀምሩ። እቲ ዘህድእ መራጋገጺ ቃላት ናብ መንገዲ ነብሰ ፍቕርን ዓወትን ይመርሓካ። ኣብ ጉዕዞ ርእሰ-ምምሕያሽን ውልቃዊ ዕብየትን ኣብ ምምጻእ ክትሕግዘካ እያ። ንኣስታት 21 መዓልታት ብተደጋጋሚ ስምዕዋ እሞ ኣብ ህይወትኩም ተኣምራታዊ ለውጢ ክትዕዘቡ እኹም።
ነዛ ቭድዮ ኣብ ምድቃስኩም ምትሳእኹም፡ስራሕኹም ደጋግምኩም ብምስማዕ ንየእምሮኹም ፕሮጉራም ብምግባር ከምቲ ትደልይዎ ዓይነት ሰብ ብምዃን ሕጉስን ዕዉትን ህይወት ክትመርሑ ከም ትሕግዘኩም ጽኑዕ እምነት ኣለኒ። ሳብስክራይብ፡ላይክ፡ሸር፡ኮመንት ብምግባር ናብ ከልኦት ሰባት ክትባጻሕ ክትተሓባበሩ ከዛኻኽረኩም እፈቱ ሰናይ ምክትታል።
© Copyright: Lbona Media
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
2 окт 2024