ኣብ ኤርትራ ኣይኮነን ዶ ንዝኾነ ሲብል ኮነ ገባር ፣ ነቶም ንናጽነት ሃገር ከተምጽኡ ተባሂሎም ገሌኦም ብወለንታ ገሌኦም ብግፋ ናብ መሳርዕ ሰውራ ተጸንቢሮም ኣካሎም ዝጎደሉ‘ሞ ፣ ንጠሚ ኣሎና ደሞዝ ይግበረልና ኢሎም ኣድማ ስለዝገበሩ ከይተረፈ ዝትብን በላዒ ደቁ ስርዓት ኢዩ ኣብ ሃገርና ዘሎ።
5 мар 2021