Тёмный

ኣኺሉ ዝተረፍ ጉዕዙይ ታሪኽ 

medlote tsidk መድሎተ ጽድቅ
Подписаться 3 тыс.
Просмотров 5 тыс.
50% 1

#መድሎተ_ጽድቅ #medlote_tsidk #MT
እዚ ቻነል እዚ ንኹሉ ጸጋማትና ኢሂን ምሂን እንበሃለሉ ስለ ዝኾነ ናብ ኩሉ መታን ክበጽሕ sher
ብምባል ከምኡ ውን subscribe (ሳብስክራይብ ) ኢልና ቤተ ሰብ ንኹን
ዝኾነ ነቄፌታ ይኹን ሪኢቶ ምስ ዝህልወኩም ክትጽሕፉልና ኣብዚ መደብ እዚ ክቀርብ ኣለዎ ትብልዎ እንተ ሃልዩ ውን ክትሰዱልና ንምሕጸን።
/ @medlotetsidk
• ካብ ሰልስቲኦም እቲ ጌጋ ኣብ መን ...
• ኢደይ ህንካ
• ካብ ዕርቒ ምስ ደቂ ሰባት ሰይጣን ...
ትምህርቲ ግርናፊክ ብትግርኛ
• ዝበለጸ ናይ edius ትምህርቲ ብ...
ጾሎተ ሕልና
• ጾሎተ ሕልና
እንታይ ዓይነት ኮምፒተር ክንገዝእ ኣለና ?
• እንታይ ዓይነት ኮምፒተር ክንገዝእ ...
ሰብ ንምርዳእ ሰብ ምዃን ኣኻሊ እዩ ንኣብ ሊብያ ዘለዉ የሕዋትና
• ሰብ ንምርዳእ ሰብ ምዃን ኣኻሊ እዩ...
ዘሕጉስ ብስራት ንኹሉ ኤርትራዊ ኣብ ሃገረ እስራኤል
• ዘሕጉስ ብስራት ንኹሉ ኤርትራዊ ኣብ...

Развлечения

Опубликовано:

 

6 мар 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 68   
@samueltmrtu3530
@samueltmrtu3530 2 года назад
መድሎተ ጽድቅ ብእትገብርዎ፡ዘሎኹም ኣገልግሎት፡ብጣዕሚ ኣዝዩ ጽቡቅዩ
@salama9687
@salama9687 2 года назад
ብሓቂ ፀግኡ የብዝሐልካ ኣበይ ንረክባ ዛመፅሓ
@tsigehabte1744
@tsigehabte1744 2 года назад
ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡር ሓውና ፡ በረከት ኣቦና ኣቡነ እንጦንዮስ ኣይፈለና፡ባዕልና ደይንነግረሎም ኣቦና ፡ኣይንርብርብን ኢና ባዕልና ክነግረሎም ኢና ።ኩሉ ግዜ ከኣ ኣብ ልብና እዩ ሰፈሮም
@hintsamussie5885
@hintsamussie5885 2 года назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህር ንከይነስተውዕል ኣእሙረና ደፈና ንከይንሪኢ የዕንትና ዓጸና ንከይንሰምዕ ኣእዛና ዓጸና ብጠዓሚ ኢዩ ዘጉሂ እግዚኣቢሄሄር ይርድኣና። ምስትውዓሉ ይሃበና።
@letischsamuel7908
@letischsamuel7908 2 года назад
እግዝኣቢሔር ምሳካ ይኩን ብዙሓት ነዚ ስለ ዘይፈለጥ ናብ ካልእ ሃይማኖት በቀሊል ንከይድ ኣለና ስለዚ ብጣዕሚ ጽቡቅ
@user-kf6fm2mr6z
@user-kf6fm2mr6z 2 года назад
ብሓቂ ክቡር ሓውና መርር ሓዘን ተሰምዕና እና ናይ ኣቦና ኣቡነ ኣንጦኔየስ በረከቶም ይሕደረና እና እቶም ቀሺ ግን ብጣዓሚ እየም ልቢ ሰብ ዝነኩኡ ሰለ ዝተነካኣኩ እየ ከምዝኦም ዝበሉ ኣቃልዕዎም
@samueltmrtu3530
@samueltmrtu3530 2 года назад
ንታቦትን ንመንነትን ንሬሳ ኣብ ዐዲ ካባና ከያቱ ምፍርራሕ ፡ስለ ዕርቂ ናይ ክልቴና ደስ ዘብል ፕሮግራም ፡ብሓቂ እግዚኣብሔር ኣገልግሎትኩም ይቀበል
@netsanet4725
@netsanet4725 2 года назад
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንኡስ ወደይ ናተይ ስደትኩም ኣሕጺሩ ንዕድም ተተኸሉ ቀጽሎ ጽቡቅ መልኽቲ ኢኻ ተሕልፍ ዘለኻ ቃለ ሂወት የስማዓልና 🙏🙏💕💕💕
@letenkelleklebrhan1058
@letenkelleklebrhan1058 2 года назад
Kale hiwet yesmalna zeben agelglotka egzabiher ybarek bereket kudusan rediet emebrhan ms kulna ykun mstwalu yhabena yhabom amen amen amen
@senaitgebremedhin7460
@senaitgebremedhin7460 2 года назад
ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን አሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዕልና ክቡር ሓውና ናይ አቦና ቅዱስ አቡነ አንጦንዮስ በረከቶም ይሕደረና . ብፀሎቶም ይምሓረና
@tmnitey5874
@tmnitey5874 2 года назад
ጽቡቅ ናይ ብሓቂ ኣጆኻ ቀጽለሉ ፡ ጽቡቅ ኣገላልጻ
@user-ss4kk1yh5e
@user-ss4kk1yh5e 2 года назад
ጽቡቕ መልሲ እዩ እግዚኣብሄር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ሓውና ናይ ባሓቂ ኣዲኣ ገዲፎም ሓትንኖኦም ዝናፍቁ ዉሑዳት ኣይኮኑን
@kibromweldegebriel6275
@kibromweldegebriel6275 2 года назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና መም ኤፋር ኣዲኣ ገዲፋስ ሓትኖኣ ትናፍቕ ንሓቂ ፍሒሮም ቀቢሮማ ኢዮም
@tsegay1236
@tsegay1236 2 года назад
ናይ እግዚኣብሄሔር ኣገልገልቲ ከንሶም ግና ንእግዚኣብሄር ዘይፈልጥዎ ተባሂሎም ከም ባዓል ኣፍኒን ፊናስን ካብኦም ብምንታይ ይፍለዩ ኤፍሬም ሓወይ በርትዕ ቀጽሎ ኣምላክ ይሓግዝካ
@tube-pe5tl
@tube-pe5tl 2 года назад
ቃለ ሰናይ የስምዓልና ፍቁር ኃወይ ብጣዕሚ ትድነቕ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም ብሉጸይ
@zerbabieltesfamichael9202
@zerbabieltesfamichael9202 2 года назад
ሰላም ኩቡር ሓው!። ሎም ንፈለማ ግዜ ምስ በዓልቲ ቤተይ ብሓባር ተኸታቲልናካ፥ ኣዚና ድማ ደስ ኢሉና። ለከ ንሓቒ ደው ዝበሉ ንፉዓት ኣለውና ኢልና ድማ ተጻናኒዕና!። ኣጆካ ዝሓወይ ክወግሕ እዩ!። ምስ እቶም ንብጹእ ኣቦና ዝቐተሉን ተሓባበርቶምን ገጽ ንገጽ ንራኸበሉ እዋን ርሑቕ ኣይኮነን!። ካብ ለምለም ሃገረ ስያትል ኣመሪካ!።
@almazshimangus5115
@almazshimangus5115 2 года назад
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna ⛪⛪⛪
@letensaeokubazghi6327
@letensaeokubazghi6327 2 года назад
Amen Amen Amenn Amlak yhagzka
@berket190
@berket190 2 года назад
🙏👍❤✅️✅️✅️ ሓቂ ትዝርዝር ወዲ ኣዳም ኣምበሳ ቀጽሎ!!
@hiwanzerea4725
@hiwanzerea4725 2 года назад
ቃለ ሂወት የስማዕልና ናይ አቦና አቡነ ኢንጠኖስ ጸለቶም አይጋደፈና
@widasegirmay8113
@widasegirmay8113 2 года назад
♥️♥️♥️♥️🌹🙏🙏👍👍👍👍
@hiwanzerea4725
@hiwanzerea4725 2 года назад
ብጣዕሚ ዘሕፍር እምበር ኤርትራዊያን ሐፊርና
@user-gh7ix8ws2w
@user-gh7ix8ws2w 2 года назад
ቃል ሂወት የስመዐልና መምህረይ
@user-jw9li3qh8w
@user-jw9li3qh8w Год назад
መን ወሳካይ መዓርግ ጌሩካ ኪኪኪ
@ericyclingteam2327
@ericyclingteam2327 2 года назад
ጾም ኢና ዘለና! ካብ ብዛዕባ ሰብ ንዛረብ፡ ብዛዕባ ገዛ ርእስና ንዛረብ። ንሰብ ሓጢኣቱ እምበር ንስሕኡ ስለ ዘይንፈልጥ። ከም'ዚ ገበረ ከምዚ ኢሉ ኢልና ኣብ መንበር ክርስቶስ ኣይንቐመጥ።
@weldathaylom4090
@weldathaylom4090 2 года назад
ሓቂ ዘይኮነን ዝዛረብ ዘሎ ዶ ናይ ኣማንኤል ተጣባቃይ እካ
@ericyclingteam2327
@ericyclingteam2327 2 года назад
@@weldathaylom4090 ይጣበቕ ዘይኮንኩ ዘለኹ፡ንሱ ስለ ዝኾነ ትሓቂ እየ።
@eyasuasfaha7665
@eyasuasfaha7665 Год назад
ፈሽኳል፡ ሓሳዊ/ት
@habtomasgodom4676
@habtomasgodom4676 2 года назад
ቃለ ሂወት ይስማዓልና ኩቡር ሓው እዚ ናይ መርጌታ እየ ባሃልስ ግደፎ ዳ ኣዲኣ ገዲፋስ ሓትናኣ ተናዲ ዝብል ምስላ ተዘክረካ እግዛኣቢሄር ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና
@ngstiykealo1765
@ngstiykealo1765 2 года назад
Bhaki des zbl agelslsa kalehiwet yesmealna
@tesfahanes1235
@tesfahanes1235 2 года назад
አምላክ ጸጉኡ የብዝኀልካ ዝወደይ ክዋረዱ ክነብሩ እዮም ሐሳ እዩ እዙይ ተፈሊጦም ሎምስ ንመን ከዳናግሩ
@user-kr4lk6qp1p
@user-kr4lk6qp1p 2 года назад
Nay behaki kale hiwet yesmealna!! Amlak lebna ykfetelna!! Enber Adia gedifa hatnea tnafk eyu negeru!!
@mebriegebremariam3692
@mebriegebremariam3692 2 года назад
yea
@mikialewedigoje607
@mikialewedigoje607 2 года назад
ብሰላም ምጻእ ክቡር ሓው ክንጽበየካ ኢና
@tsegaabraha9423
@tsegaabraha9423 2 года назад
Xegeu yebzhalka fetari zhawey ember nay zom abonas beynu eyu
@fikrteame6769
@fikrteame6769 2 года назад
Amlak brtaeu yhabka enber kemziom kbretu sheytu kbri hbrete sebom ztnkf resah srah natey elom eyom hizemo
@goitomwediwelela6112
@goitomwediwelela6112 2 года назад
Selam hawey kemey qenika selam dyu kem feqade amelak gen selemetay nexela zeytgeber bezaba entay tesbek kem zeleka feleti
@hagosmeasho3569
@hagosmeasho3569 2 года назад
Qale hiwet yesmalna
@user-im9tt9pm4m
@user-im9tt9pm4m 2 года назад
ተፈልጥካ ኣለካ ካልእ እዩ ኣጀንዳካ ሓሳዊ ፍቅሪ እንተለካ ምስኩሉዩ ንሕና ከኣ ብቅዱስ ሲኖዶስ ኢና እንምራሕ ብሕግን ስርዓትን ኢና እንከይድ
@teweldebrhane6079
@teweldebrhane6079 2 года назад
በርቲዕኻ ቀጽል
@hagoskiflu316
@hagoskiflu316 2 года назад
ክቡር ሓውና ብዛዕባ ኣቦነ እንጦንስ ዘይተዛረበ ምባልካ ጽቡቕ ኢዩ፡ኣነ ውን ክዛረብ ነይርዋ ኢየ ዝብል ።ብዛዕባ ናይ ኢትዮጵያ ፓትርያርክ ንምንታይ ይዛርብ ግን እንታይ ዘብል ኣለካ እዚ ኮ ሃይማኖት ኢዩ ፡ንምንታይ ኢኹም ግን ሃማኖት ምስ ቋንቋ ዘርኢ እንዳሓዋወስኩም ሰብ ተጽድፉ፡ቤተ ክርስትያን ሓንቲ ኣይኮነትን ድያ፡
@habtomdebru2154
@habtomdebru2154 2 года назад
ሰላም ኩቡር ሓው ናይ ሆላንድ ተለፎን ኣይትሰርሕን ዘላ
@tsigegoitom1784
@tsigegoitom1784 2 года назад
Qal hiwet yesmeolna dehan gdefom zey wegh mesilwom bzuh yzarebu alewu gezie kifedyom eyu
@user-qu4wc8wh9j
@user-qu4wc8wh9j 2 года назад
Qale hiwet kbur hawey Naybhaki eza Chanel Modlote xdqi eya ajoka kexlo
@yohanafshation742
@yohanafshation742 2 года назад
Anes zgermeniy Enty eina knmhar kabakum xiliy nhawika ab qdmiy seb awxika mzlafe eziy nay Christian gbriy aykonn bejakum fqriy mharina kemziy gieru kemziy aytbelu ente tegagiu ab wilqiy rekibka mado eziy tgebro zeleka gn abiy giega eu?
@tefetrowedseb8894
@tefetrowedseb8894 2 года назад
bezom metemtemya meragid zbehalu tewaridu eti nieshto weledo eti sirat nkemziom zbelu hizu haymanot yebelashwu alewu
@hiwanzerea4725
@hiwanzerea4725 2 года назад
ተጽጊዑ ክበልዕ ለመንቲ
@gottseidanke8111
@gottseidanke8111 2 года назад
Entay eski leki keshi marqos kenka tesmani nesika men kenika eka seb texarif nesika ab isral zeberika xega zetqmilu geday ka texarif tem elika kem sebyti nen ketbil tewil aleka egzabiher amlak yeqer yeblelena
@user-xg9ru2ol5x
@user-xg9ru2ol5x 2 года назад
Biravo ajoka nifue bertie gin nikulu metemteya aytbel alewu nifuat Buzuhat xiyuqt kea alewu gin ajoka
@mebriegebremariam3692
@mebriegebremariam3692 2 года назад
kemy.elka.mirgeta.tiblo
@user-id4oc6iv4m
@user-id4oc6iv4m 2 года назад
ብጣዕሚ ዝነኣድን ጽፉፍን ስራሕ እምበር እዞም ሰብ መጠምመምያስ ግደፎም ጥራይ
@user-jw9li3qh8w
@user-jw9li3qh8w Год назад
ክርስቶስ እዩ ዋጋ ከፊሉልካ።
@original5260
@original5260 2 года назад
ወዲ ኣቦይ ድራር ንፉዕ ጽቡቕ ትሕዝቶ ቀጽሎ።ዘሕዝን ፍጻሜ እዩ።
@hiwanzerea4725
@hiwanzerea4725 2 года назад
ከምእህተማርያም ከም አባዮሃንስ ከም አባግርማ ተልእኾ ናይ ጎንደር ጎጃም ከምዝኾኑ ኤርትራዊያን ኑቁሑ።
@misghinaamanuel7485
@misghinaamanuel7485 2 года назад
Sorry hawey menalbat zytredani keykowen enber eti abona zebhal zelo bmenfes ko. Kulom hade yom abotatna adi Hager aweraja ab menfesawi agedasnet zelwo aymeslenen hafeshawi gen kehb nierwo ayhaben OK endehr kehdet temihiru gen ketnqefo ketrdo gedn u nenhedhdna gen nementay INA ab screen wexna nkases
@hsqielmiki8394
@hsqielmiki8394 2 года назад
ለባም ዝሓወይ ፡!!!ከማካ ይብዝሑ!!!
@abunayared4220
@abunayared4220 2 года назад
አይትገረም አዚ ድቃላደንቤስለዝኮነዩ አዲአገዲፋስሐትናአትናፍቅዩ አዝግን አይትገረመሉ ዘመዱ ብስጋስለዝኮኑ አባአንጦንዮስግናጋናስለዝኮኑዩ
@hiwanzerea4725
@hiwanzerea4725 2 года назад
ናይጎንደ ናይጎጃም ቄሶች ጠንቆልቲ ኢዮም
@hawiqrtash4803
@hawiqrtash4803 2 года назад
Kbur hawey ezi seb ezi neay ab qine bet behade ina temahrna gn bejeka kfat tmhrti ayteadelen Zero eu intay dea kab sebu nlaeli n dingl Mariam kezftu kemsl lbi hzbna mezmizu kedanagr ynebr alo bquxri hade n abune antonyos xelai eu kab 2002 jemireye zfelto kab fltet naxa eu atehazlu bgenzeb mearg inashemete eu znebr
@hiwanzerea4725
@hiwanzerea4725 2 года назад
አቅሺሽቲ ኤርትራ ብሉቦም አይኮኑን
@merhawikibreab2238
@merhawikibreab2238 2 года назад
ሓሳዊ መናፍቅ እንታይ ይእትካ ናቶም ናትካ ዘይትገብር
@hiwanzerea4725
@hiwanzerea4725 2 года назад
ናይ ኢሳያስ ዓሽከር
@user-pl5eb1xp8g
@user-pl5eb1xp8g 2 года назад
ኣዲኣ ገዲፋስ ሓትንኣ ትናፍቅ ኣቤት ኣገልገልቲ ሎሚ ኣቡኡ ዓሪፎም ሱቅ ኢሉ ጸኒሑስ ሎሚ ንናይ ጎሬበት ዜና ሒዙ ዶ መጹ ኣበይ ድኣ ክኣቱ ራዛ ናየቡኡ ሓዛ በትሪ ናይ ኢሰያስ ያ ሊኢካቶ ድሓን ኣይትሓዞን ዩ
@weyniftuwi6920
@weyniftuwi6920 2 года назад
Kale hiwet yesmealna kbur hawna eidmen teinan yhabka fetari .Nay behaki zehfr neger haki yhabka Anjera Alem blae , Dehan kiwegh u
@user-im9tt9pm4m
@user-im9tt9pm4m 2 года назад
ካብ ቅዱስ ሲኖዶስ ኤርትራ ንላዕሊ ዲካ እሞ ሕጂ ንስካ ብላዕሊ ክትከውን ደሊካ ትሕት ምባል ኣይምሓሸካን ጉዳይካ ዘይትገብር እንታይ ይምልከተካ
@mebriegebremariam3692
@mebriegebremariam3692 2 года назад
tikikil.aloka.hawina.
@mebriegebremariam3692
@mebriegebremariam3692 2 года назад
egizabihe.yigesixo
Далее
Новые iPhone 16 и 16 Pro Max
00:42
Просмотров 1,7 млн
2DROTS vs RISENHAHA! КУБОК ФИФЕРОВ 2 ТУР
11:31
Wait for the BOWLING BALL! 👀
00:38
Просмотров 23 млн
#ኣብቲ ቀደም ኣይትንበር#
24:36
Good job hero. #shorts #fyp
0:20
Просмотров 53 млн
Разговор на Патриках
1:01
Просмотров 3,9 млн
Да блин 😀
0:19
Просмотров 4,7 млн