Тёмный

ኣውራጃውነት ሕማም እዩ ። 

MERON SAT ሜሮን ሳት
Подписаться 46 тыс.
Просмотров 4,8 тыс.
50% 1

Join this channel to get access to perks:
/ @meronsat7665
@DEHAY TV @ZENATIGRIGNA @zarafltet @solomedia9376 @AlenaWaltaHager @fnanappinfotech @DrSharonWoldu @neshnesh_show @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment @MahderPro @zomaychannel @erisat @eritv @meronsat

Опубликовано:

 

9 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 42   
@abelgere601
@abelgere601 23 дня назад
💙💙💙
@mihretbahta2498
@mihretbahta2498 23 дня назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 24 дня назад
አድሃ ደአ እሱ ዓይነይ እንድዪ ንበር እና በል ባዕላህና አበዘይ ምንባር ንነብር አለና
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 24 дня назад
አብ መጻኢ ግዜ ዓለም ብኤረትራ ክትማሓደርያ ብዘይ ጥርጥረ ምስ ከኣ ህግደፍ ምስታዓልወ አቤትየ ዘሎ ዓወትየ
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 24 дня назад
ስማዕ መሮን አነ ናዓካ ሰላይ ህግደፍ ብዘይ ጥረጥር ሎሚ አብዚ ድጅታላዊ ዓለም ብ አውራጃ ዝዛረብ ብዘይካ ንስካ ሰላይ አውራጃ ዝቃለሰ የለንአውራጃ ንደቂካ ማሃሮም
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 24 дня назад
ብኒያም ኑጉስ ብሽክለታ ዓለምዩ።
@biniamghidey6980
@biniamghidey6980 24 дня назад
ጸባ ደርሆ ዘረባ ንሄልካ አብዚ Meri Boy ❤❤❤❤ Good idea
@user-ib7ps3ov4r
@user-ib7ps3ov4r 23 дня назад
ሜሮን አዝማሪኖኖኖኖኖኖ
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 24 дня назад
ንብኒያም አድሃ አይትበሉዎ እሱ ምዕጥር ከይንብረናዋእ
@mickmickael8693
@mickmickael8693 23 дня назад
Yes, you are absolutely right. We need more young men and women like yourself to educate our young generation. God bless you.
@Ae91scd
@Ae91scd 23 дня назад
ክቡር ሜሮን ! ይከታተለካ እየ ! አዝዩ ጽቡቕ ስራሕ ትሰርሕ አለው ! ብሕልፊ እዚ ብህግደፍ ዝወሀብ ናይ አውራጃነት ፍልልይ ፈጢርካ ንህዝቢ ኤርትራ መቓቒልካ ምድኻም ዝስራሐሉ ዘሎ አፍሽሎ ። አጆኻ ሜሮን። ጽቡቕ ስራሕ ትሰርሕ አለኻ። ነዞም ባራዩ ነዓቆም።
@user-bh8vj1li9d
@user-bh8vj1li9d 24 дня назад
Thank you 100 Meron well said 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 For ever❤❤❤❤❤
@user-oc5xh8tq1n
@user-oc5xh8tq1n 23 дня назад
Merry❤❤❤
@user-dd5cx2fd7g
@user-dd5cx2fd7g 24 дня назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️ yes bahaki
@sameritrea7363
@sameritrea7363 23 дня назад
ሜሮን አንበሳ ብጣዕሚ ጽቡቅ ዘረባ: "አውራጃውነት ሕማም እዩ" እዚ ሕማም እዚ ካብ ጸቢብ አተሐሳስባ ዝተበገስን ብወያነ ዝተአልመን ተንኮል እዩ: መሳኺን እዞም ህይወቶም ክመርሑ ዘይክእሉ ከም ብዓል ተስፍጽዮንን ድራርን አፎርቂ ግርማይን: ካብዚ ጸቢብ አተሐሳስባ ወጺኦም ክሐስቡ አይክእሉን እዮም: ምሕረት የውርደሎም
@selamHogsa
@selamHogsa 24 дня назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@selamteklehaymanot9786
@selamteklehaymanot9786 24 дня назад
❤❤❤❤
@negusseberhane1086
@negusseberhane1086 23 дня назад
Meret akelegzay yelen tbl aleka meret afar ke alodiyu tblom tzarebon flet
@AwetGebretnsae-gd2ei
@AwetGebretnsae-gd2ei 24 дня назад
Meri meri ezom klwlaw mennet zelewom sanbueka kehmuka eyom zseme ezni yeblomn
@user-ob4tt8ew5h
@user-ob4tt8ew5h 24 дня назад
ጽብቅ መደብ ኣልዕልካ መሪ ሓወይ ቀጽሎ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@mihretshimay655
@mihretshimay655 24 дня назад
ጽቡቕ ናይ ኤርትራ ክዝረብ ከሎ ሰይጣን ዝውጠሖሞ ሳይኮፓትስ መሊኦምዮም። ዕላማኦም ፍሉጥዩ፡ ኤርትራዊ ሃገራዊ መንነት ቀቲልካ ንምቕባር፡ እቲ ሕሰም ናይ ኤርትራ ኣጋኒንካ ብምግዋሕ፡ መንነትና ከጽልኡና ስለዝኾነ፡ ጽቡቖ ዜና ክመጽእ ከሎ ከኣ ኣንጻር ዕላማኦም ስለዝኾነ ብርቱዕ ቅርጸትዩ ዝገብረሎም። ምሕረት የውርደሎም። ሃያ ቢኒ🇪🇷 ወያነ ኸኣ ህዝቢ ደኣ ለኪሞም እምበር፡ ዝኽዓቱዋ ጉድጓድዮም ኣትዮማ💔
@asmarabella9533
@asmarabella9533 24 дня назад
Ab maekel emba derho adi nifasn meret mies wesedu Afar, Saho, Tigre shuu bahri natey eyu bel.
@user-vy4qc9qt7g
@user-vy4qc9qt7g 24 дня назад
meri jgna hakka bini kemu zameselun aklil awet nay eri eyom.
@user-ob4tt8ew5h
@user-ob4tt8ew5h 24 дня назад
መሪ ሓወይ ንዉፉይ ኣብ መደካ ዘይ ተምጽኦ ሓሳቡ እንታ እዩ መደቡ❤🎉
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 24 дня назад
ያአክለካ ካሊእ ተሊዩካ አሕክየና ፖሎትካ ተሽክዐካ ሰለ ዝኮነት ፈሻካ አዋሊድ ዓድምካ ሓክየና መረ አሰሊ
@Beraster24
@Beraster24 24 дня назад
Menge daA ab zimbuabe koynu,tehabiu ne Iseyas yirio alo
@user-kp6jc1nk2t
@user-kp6jc1nk2t 24 дня назад
ኣውራጃ ኢልካ ብጽብቕ ብሕማቕ መደብ ወይ ኣጀንዳ ምስራሕ ንብዓሉ ጹብቕ ኣይኮነን. ምኩንያቱ ሰብ ብዝዓቡእ ክሓስብ ተገብሮ ኣለካ ማለት አዩ. RU-vidrat ተትገድፍዋ ምሓሸ. ሜሮን ኣድናቕካ እየ. Please ኣቕርጽዋ ,መልስ ሃበኒ, ብዓዛኣባ ካልእ ተዝረቡ, ዓድን ኣውራጃን ከም መደብ ኣተሙጹ ዋላ ቡጹብቅ. I appcaite you thanks
@bahlna3
@bahlna3 24 дня назад
ቢንያም ተዓዊቱ ተሓጉስና ኣለና በቃ፡ ዘይሕጎስ እንተሎ ንዕኡ ይምልከት ብዙሕ ዘዛርብ ኣይኮነን።
@asmaabubakar2646
@asmaabubakar2646 22 дня назад
هلو ميرون ودي سلام لومي اب حدي برقرام ناي سلطني تفتاوي شو جايب واحد اسمو بهدوراي من البلين قال حيسوي حكومه في المنفي واتكلم مع الخبيثه حكومه امريكا ويريد يعلن حكومه في خارج ارتريا ويعملو نفسهم راساء ووزراء ويعملو قسقاس لهذه الدوله اللي يحلمو بها فكيف رايك في هذا الكلام انا خفت بجد الي اينا حيودونا هؤلاء لا ادري 😢 تقراي تقرنيا ربي شروم لكلانا امييين
@Filtet-wes
@Filtet-wes 22 дня назад
ኣውራጃውነት ድነበረዩ ካብ ዓዲ ዝመጹ ከዓዬም ደዳምቅዎ ናብ ኣስመራ ዋላ ናብ ስደት ብልክዕ 😉
@negasitesfai5294
@negasitesfai5294 24 дня назад
ከማኻ ዝመሰሉ መንእሰያት ይሰስኑ ጽቡቕ ትምህርቲ ቀጽል
@googlexy1358
@googlexy1358 24 дня назад
i don’t blame them, the reason why they are thinking that way is the regime in eritrea
@biniamkelati
@biniamkelati 24 дня назад
MENGSU HAILEMARIAM XIBUK ALEKA TEXERIGU WEXIYU NISKA KE ?
@user-kp6jc1nk2t
@user-kp6jc1nk2t 24 дня назад
Mother tereathar, ዋላ ኩናት ያሃሉ ኩናት ትብል ቃል ሲ ኣይዛረብን አየ ምኩንያቱ ኩናት አልካ ምድግጋም ሰለ ዘናሃህሮ. Please, ኣውራጃ ኢልኩም ኣይትዛረቡ ጹብቕ ኾነ ሕማቕ ክንደይ ጊዜ ተዛሪብካ ኣለካ ጹብቕ ኣይኮነን, ትብሎ ዘለካ ጽቡቕ አተኮነ
@Eritreashikor
@Eritreashikor 23 дня назад
ኤሊት ናይ ዓፋር እንታይ በሉ ደሓን ግደፎን ልዕሊ ቤትምርቲ ቤት ሜእሰርቲ እየን ዘለዋና ኣብኣ ከነዳክለን ኢና 🇪🇷♥️::
@user-ci6up8il7r
@user-ci6up8il7r 24 дня назад
Ankulal kes bkes beagr yihedal
@Ae91scd
@Ae91scd 23 дня назад
ሜሮን ! መን እዩ አውራጃዊ ዝብል ዘሎ ? ስለምንታይ ? ፈትሾ። መን እዩ ዝቃለስ ዘሎ ! መንከ እዩ ባርያ ኮይኑ አውራጃዊ እንዳበለ ዝቀትል ዘሎ ? ፈትሾ። ነቶም በደለኛታት ን ነቶም ዘይ አውራጃውያን ፈላሊኻ አፈዳሐዮም። ጠንቂ መን እዩ ? ንአብነት አብ እስራኤል ኤርትራውያን ይቀታተሉ አለዉ ንብል ! እዚ ጌጋ እዩ ! ምኽንያቱ እቲ ዝቀትል ዘሎን ዝቅተል ዘሎን አብ ወደ ዘምቢል የእቲና ከይተዛረብና ፍታሕ ከነምጽእ አይንክእልን።
@mohamedibrahim3962
@mohamedibrahim3962 24 дня назад
ሱቅ በል ሎቅማጽ
@michaelmarikos8813
@michaelmarikos8813 24 дня назад
ኣውራጃ ማለት ካንሰር ህዝቢ ኤርትራ እዪ። ተላባዒ ዘይፍወስ ግናይ ሕማም እዩ። በዚ ዝተበከሉ ሰባት ብቀሊሉ ዝሓውዩ ስለዘይኮኑ ኩሉ ሰብ ክፍንፍኖምን ክጽዮኖምን ኣለዎ ነዞም ሓተላ ግለት ባክተርያ ፍጡር ዝኾኑ ሰባት።
@gatogato2852
@gatogato2852 24 дня назад
ኣውራጃውነት እወ ዓቢ አይድስ ተላጋቢ ሕማም አወ ፈጣሪ ምሕረት የውርደልና፥ ብብንያም ኢሳያስ ጥራይ ዝሓዝን ካልእ ተሎ ድማ ንዕኡ ልከት ሜሪ።
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 23 дня назад
ሸቀጥ! ደቂሰባት ንምንታይ ወገናዊ ፍልልይ ከም መጸግዕን መሳፍሕን፡ ክምዝምዙ ዝገድዶም ክልተ ውልቃዊ ነጥብታት ከዘለዋ ይንገር፡ ንሳተን ድማ ሽመት ተደመሮ ገንዘብ ኢየን💰 ዘሕዝን ከምቲ ህውከት ዕዳጋ መፍቶ ሰረቅቲ ወይ ሓራምዝ ክባኣሱ ሳዕሪ ይህሰ ዝብሃል፡ ንስለ ረብሓ ቁሩባት ተበለጽቲ ጉሒላታት፡ ክሳብ ኣሽሓት ምስኪናይ ተራ ህዝቢ ብላሽ ክሳቀን ክጸንትን፡ ይክእል ማለት'ዩ ኣብ ንቅሓት ዝጎደሎ ዝተሃመለ ሕብረተሰብ፡ ሳላ ቁኑዕ ፍትሓዊ መሪሕነት፡ ቅድስቲ ሃገረ ዋርሳይ ይከኣሎ ንቁሕ ህዝቢ ምህላዋ ኣዝያ ዕድለኛ ኢያ፡ ሰኒ🙏 ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊☀
Далее
And what is your height? 😁 @karina-kola
00:10
Просмотров 1,8 млн
wedi hambir ንpassport ጻዕዳ ሒዘ 🤣😂
7:23
ኣቤት ፍቅሪ🤌
42:17
Просмотров 2,9 тыс.
ፖለቲካን ወጽዓን
14:08
Просмотров 517