Тёмный

ኣዳለውቲ ፍቕሪ ኢንተርቴመንት ንመርኣያ ፍቑራት ዝገብርዎ ቅዱስ ተግባር  

Fkri Entertainment ፍቕሪ ኢንተርቴመንት
Просмотров 13 тыс.
50% 1

ኣብ ፍቕሪ ኢንተርቴምንት ዝቐረቡ ክሕገዙ ዝግበኦም ምርኣይ ዝተስኣኖም ተመዛበልቲ ሰብ ሓዳርን መዘራረብቲ ፍቑራት ኣሸናፍን መርሃዊትን ኣዳልውቲ ፍቕሪ ኢንተርቴመንትበዓል ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ደስ ዝብል ግዜ ኣሕሊፍና። እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ንፈትወኩም ቤትሰብና
ዝኾነ ሓበሬታ ተሃልይኩም ብ 0914441776 ይደውሉ

Опубликовано:

 

21 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 278   
@ፍረኃልትግራይ
@ፍረኃልትግራይ 10 дней назад
ዞም ፉቁራት ኣሕዋትና ዩቱብ ይክፍቱ ትብሉ እስኪ like ነዕብዮም ነይርና🌿🌼🌻
@ፍቕሪ-8
@ፍቕሪ-8 10 дней назад
በሓቂ ብዙሕ ንምሃር ነይርና ብራንክ ለይኾነ ለተፈለየ ንደሊ ነይርና
@ChdjdhhdHdbxxjxj
@ChdjdhhdHdbxxjxj 9 дней назад
እወ ብሓቂ ለባመይ ግን ዪቱብ ክፈቱ ተኮይኖም እደይ እድካ እልና ክንሕግዞም ኣለና ማዓረይ ብሓቂ ብዙሕ ንማሃር ነይርና ንዓይ ሂወተይ ሙሉእ እዮም ቀይረሞ ተመስገን እግዚአብሄር አምላኽ 🙏🎉
@ፍረኃልትግራይ
@ፍረኃልትግራይ 8 дней назад
@@ChdjdhhdHdbxxjxj ብጣዕሚ ኃልነይ ዋላ ኣነ ቡዙሕ ኣምሂሮምኒ ካም ከፈቱ ፅቡቅ ነይሩ ንሕና ለ ንማሃር ነይርና♥️
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 8 дней назад
ብሓቂ መርእያ ፍቅሪ እየም ክብኦም ክንደይ ተማሂርና ሳብሰክራይፕ በላኒ ንዓይ እዉን አተባባዓኒ
@AshenafiMamo-nj3gw
@AshenafiMamo-nj3gw 8 дней назад
ክብረት ይሃበልና ክቡራት ኣሕዋትና ካብ መጀመሪያ ክሳብ ኸዚ ትሕጉዝና ዘለኹም የቐንየልና እወ ኣነሕናዉን ዩቲብ ናይ ምኽፍት እቅድ ኣለና ግን ዓቕሚ ስለዘየብልና እዩ በተለይ ናይ መተርያል ከም ካሜራን ኮፒተርን እዩ ፀገምና እምበር ተተረኺቡስ ክንጅምር ኢና ንዝትገቡርልና ትሕብብር ነመስግ።
@سلامالعمري
@سلامالعمري 10 дней назад
ሎሚ ዓመት ግን ከመይ ድዩ ኩሉ ሰብ ደስ ኢልዎ አብ ብዙሕ ምትሕግጋዝ ፅቡቅ ሪኢና ደስ ኢሉኒ ዓመተ ፍቅሪ አመተ ሰላም ዓመተ ዕርቂ ይግበረልና ፍቅሪ እንተርቴመንት ደሞ ደስ ዝብል ስራሕ ቀፅልሉ አይ ዘን አዴና ብዙሕ ናፍቆት አለዎም ናብ መረበትኩም ይምለስኩም ወለድና❤❤❤
@AbiGaltigray-ce3yt
@AbiGaltigray-ce3yt 10 дней назад
ብጣዕሚ በእነት ካብ ዓሚ ሎሚ ስለዝሓይሽ እዩ ካብ ሎምለ ፅባሕ ክሐሽዮሞ እግዚአብሔር ኣብ ፀገም ዘሎ ህዝብና ይርደአልና❤❤💛🙏
@fkrientertainment
@fkrientertainment 10 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@HiwotGebre-tm2fj
@HiwotGebre-tm2fj 10 дней назад
ተጋሩ ሚድያታትና ነዐቢ ነተባብዐዮም Subscribe ብምግባር ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ህዝበይ ❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 10 дней назад
ክብረት ይሃበልና ሄዊ ሓፍትና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Meley88Meley88
@Meley88Meley88 8 дней назад
ብሓቂ ክትታባባዕ ዝግብኣ እንቴርቴመንት እያ ብዙሕ ጠቓሚ ምሃርን እታቕርብ እያ ዛሓፍተይ ❤❤❤❤
@DidjFufj
@DidjFufj 10 дней назад
☘️🌹ክልተ ዕምበባ🌹☘️ ዞም ክልተ ዕምበባ ምህርቲ ተዋህዶ ዓሚ ዘምሀሩኒ ናይ ሎሚ ጉዕዞይ ዝኸዶ ኣብዚ ግዜ ሎሚ ናብራ ሂወት ዝኸበዶ ንኣምላክ ዘተስፈዉ ንፅባሕ ብማዕዶ ፅንዓት ተላቢሶም እምነቶም ፍቅሪ ፍሽክትኦም ጥዑም ልክዕ ፅሓይ ቀትሪ ቃል ሰማይ ዘፅንዑ ንዒቃ ንስጋዊ ክብሪ ከምኣ ግበረኒ ኢለ ለሚነዮ ንለዋህ ፈጣሪ ፈረይቲ ፀገይቲ ኹኑ እልፊ ሕልፊ ዝፈሪ የቀንየለይ ናበልኩ ን እንቴርቴመንት ፍቅሪ🌹 🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀
@fkrientertainment
@fkrientertainment 10 дней назад
wowwwww ብርዕኪ ይሰስን ፡ ሓሳብ ልብኺ ይስመረልኪ ፡ ክብረት ይሃበልና ድማ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@DidjFufj
@DidjFufj 10 дней назад
@@fkrientertainment ኣሜንንን ንኹልና እግዚአብሔር ሓሳብና የስምረልና የቀንየለይ🙏🙏🙏🙏
@ሊሀምትግራይ
@ሊሀምትግራይ 10 дней назад
መርሃዊተይ እና ክቡር ሓውና ኣሸናፊ ሓዳርኩም ይባረክ መርኣያ ኮይንኩሙና ኢኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንዓኩም ዝኮን ዝተባረከ ውላድ ይሃብኩም❤❤
@TesfayFkr-b4w
@TesfayFkr-b4w 10 дней назад
ደምረኒ❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 10 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@salamahb8652
@salamahb8652 10 дней назад
አረ ናይ ባዕሎም ዩቲቭ ክፈትሎም ንንመርሃዊት ፍቅሪ ኢንተርቴመንት ሳብስክራይብ ንሕግዘኩም❤
@መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ
ብሓቂ ኣነውን ብዛቀለበት የስታውስን እተን ኣደኣ እውን ብጣዕሚ እየ ኣድኑቀየን ❤በዚ ግዜ እዙይ ወርቂ ተዘይገበርካ ጎለይ ፍታሕ ዝበሃለሉ ግዜስ ልዑል ክብሪ ይግበኣን ዘን ወላዲታ ❤❤🎉🎉
@fkrientertainment
@fkrientertainment 10 дней назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Ggpp-fi6cs
@Ggpp-fi6cs 10 дней назад
ነዞም መንእሰያትግን ዩቱብ ተዝክፈተሎም ፅቡቅ ምተንቀሳቀሱ ❤ርሑስ ኣውድኣመት ይኩነልና❤❤❤❤
@AshenafiMamo-nj3gw
@AshenafiMamo-nj3gw 6 дней назад
ክብረት ይሃበልና እወ ፅቡቕ ሓሳብ እዩ ኣንሕናዉን እቅድ ኣለና ማተርያል ብቻ ፀገምና።
@akberettsegay7712
@akberettsegay7712 10 дней назад
ደርሆስ 1400 1300😢ገራሚ ዝኮነ ጊዜና የፀብቆ ደቂ ሪመይ👏እንቋዕ ኣብፀሐኩም ንመላእ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ውሽጢ ዓድን ኣብደገን ዘለና ወገናተይ ሰላም ዝዓሰሎ ዘመን ይግበረልና❤😘👏
@fkrientertainment
@fkrientertainment 10 дней назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@zafutesgay156
@zafutesgay156 10 дней назад
ለባም ዝሓፍተይ ብዝወፀ ይተከአልኪ❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 10 дней назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@abedaberhan
@abedaberhan 10 дней назад
አሰይ አደዋኒ አቦዋኒ እንኳዕ አብፀሕኩም ፍቅር ኢንተርቴመንት ክብር ይግብኢኩም የቅንልይልናን ❤❤❤❤😘😘😘😘አብ መከራ ዘሎህዝብና ናብ መሬብቶም ዘመለሱሉ ዘመን ይግብረልናን😢😢😢😢
@fkrientertainment
@fkrientertainment 9 дней назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@FihbHhjj
@FihbHhjj 9 дней назад
አንኳዕ ንባዓል ሓዱሽ ዓመት አብፀሐኩም ተጋሩዋይ ማዓረይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@fkrientertainment
@fkrientertainment 9 дней назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Sane-pk5df
@Sane-pk5df 10 дней назад
ክዓቢ ዝግብኦ በጃኹም ተጋሩዋይ ሳብስክራይብ ናገበርና ነተባብዐዮም ❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 10 дней назад
ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግነኪ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ChdjdhhdHdbxxjxj
@ChdjdhhdHdbxxjxj 9 дней назад
ዋው ብጣዕሚ ንፈትወኩምን ነድንቀኩም ክልተ ዉሩያት መፃምዲ ሰብ ፅኑዓት ኪዳን መጀመርያ እንካዕ ንመላእ ህዝበ ክርስትያን ብሰላም ካብ ዘመነ ዩዉሃን ናብ ዘመነ ማቴዎስ ብሰላም አብፀሐና እናበልኩ 🎉 ኣንቱም ፍቅሪ እንቴርተይመንት እዉን ኩሉንተናኹም ፍቅሪ እዪሞ የቀንየልና 🌺 ይህልዶ ይኮን ብአሹን መሪሃዊት ብዙሕ ተማሂሩ ብዙሕ ዘፍረየ አነ እግዚአብሄር ይመስገን መርኤያ ፍቅሪን ሓልዮትን ብዙሕ ላዕላን ታሕትን ሕማቅን ፅቡቅን አሕልፍኻ ሂወት ብየማናይ መንገዲ ኸምትቅፅል አምሂርኩምኒ እኹም ተመስገን ንዓይን ንቡዙሓት ከማይ ዝበላን መር ኤያ ስለ ዝኮንኩም ሐዚ ብታ ናትኩም እንተርቨዉ እየ ኣብዚ ሐዚ ዘለኽዎ ደረጃ በፂሐሞ አብ ትሕቲ አምላክ ክፍ ዝበለ ምስግናይ ይብፃሕኩም ቀፅልሉ ከዓ 💙 መሪየይ እመ አምላክ ወላዲተ አምላኽ ብሰላም ትምፃእኪ ቆልዓኹም የርእየና ደቅነይ ❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 9 дней назад
ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ክብረት ይሃበልና ተማሂርክሉ ምርኣይና እውን ደስ ኢሉና እዩ ኣይትፈለዩና🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@hgf6568
@hgf6568 10 дней назад
ሓዳርኩም ይባረክ አሹ ሓወይ መራሃዊት ሓፍተይ እምብርሃን ብሰላም ትምፃእኪ መርሃዊተይ
@AshenafiMamo-nj3gw
@AshenafiMamo-nj3gw 7 дней назад
አሜን ክብረት ይሃበልና
@BdMs-ci3dp
@BdMs-ci3dp 10 дней назад
እግዚአብሔር ያሖጉስኩም ❤አርእያ ዝኾኑ ሰብ ሓዳር እዩም ሓዳር አብ ዝረኸሰሉ ሰብ ንሓዳር ብገንዘብ አብ ዝሸጠሉ ግዜ እታ ዘላተን ሂበን ሓዳር ክገብሩ ምሕጋዘን ብጣዕማ ደስ ዝብል ነገር እዩ❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 10 дней назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Cherkos-dz2se
@Cherkos-dz2se 9 дней назад
ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግብረልና ሙሉእ ሰላም ንዓድና ን ንህዝብናን 😘😘💕💕❤️❤️🙏🙏
@fkrientertainment
@fkrientertainment 9 дней назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@SeluKiros-lu9cv
@SeluKiros-lu9cv 10 дней назад
ኣሜን፫ ክብራት ወለድና እስይ ክንደይ ደስ ዝብል ሰብ ሓዳር እዩም❤🎉🎉🎉
@fkrientertainment
@fkrientertainment 10 дней назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ቅዱስሚካኤልኣቦይ
@ቅዱስሚካኤልኣቦይ 10 дней назад
ከብደይ በሊዐናኒ ዘነደና❤😢
@Selam-ko8gf
@Selam-ko8gf 8 дней назад
ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክብርቲ ሓፍተይ ነዞም ጽጉማት ዝሓገዝክን ዘፋለጥክን
@fkrientertainment
@fkrientertainment 8 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@MaMa-el7jq
@MaMa-el7jq 10 дней назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፍቅሪ እንተርነት❤❤❤❤❤በርትዑልና ዘመነ ሰላምን ፍቅርን ይግበረልና❤❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 10 дней назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@MaMa-el7jq
@MaMa-el7jq 10 дней назад
ወይለይ ብጣዕሚ ዝፈተክዎም ዞም ፍቁራት እኳዕ ገፅኩም ረአኩ ብሩኳተይ እመ ብርሃን ብሰላም ትምፃእኪ ዝሓፍተይ❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 10 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@GalGerye-em2fp
@GalGerye-em2fp 10 дней назад
እንኳዕ ብሰላም አብፀሐኩም እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ፍቅሪ እንተርመንት ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ በርትዑ ቀፅልሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤🎉
@fkrientertainment
@fkrientertainment 10 дней назад
ክብረት ይሃበልና ነመስግነኪ ጓል ጎሬ🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ሊሀምትግራይ
@ሊሀምትግራይ 10 дней назад
ውይይይይ በስመኣብ እዞም ወለዲ ፍሽክተኦም ደስ ክብለካ እግዚአብሔር ኣምላክ ናብመረበቶም ይመልሶም❤❤ ክዓቢ ዝግበኦ ቻነል ኩለና ሸር ላይክ ሳብስክራይብ ንግበረሎም❤❤❤
@TesfayFkr-b4w
@TesfayFkr-b4w 10 дней назад
ደምርኒ❤
@ሊሀምትግራይ
@ሊሀምትግራይ 10 дней назад
@@TesfayFkr-b4w ደሚረኪ ጓል ሪመይ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 10 дней назад
ክብረት ይሃበልና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@SannaithSannaithSannaithSannai
@SannaithSannaithSannaithSannai 10 дней назад
ሓሳብ ልብኩም ይስመረልኩም እሕዋተይ ❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 10 дней назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@FuyTyyy
@FuyTyyy День назад
ቃደማኩም ዞም ኣቦ ዓድና ዶ ኢሎም ሞይቶሚይ ኣምላከይ ቃይረናይ ዶ 👏👏👏😢😢
@fkrientertainment
@fkrientertainment День назад
🙏🙏🙏Respect
@medhin8187
@medhin8187 10 дней назад
አሜን እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብፅሐና ሰናይ በዓል 🌻🌼 #ፍቕሪኢንተርቴመንት🌼🌻🌼
@fkrientertainment
@fkrientertainment 10 дней назад
ክብረት ይሃበልና መዲ ሓፍትና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@shashugebre8931
@shashugebre8931 10 дней назад
እንዃዕ አብፅሐኹም ክቡራት ወላዲና ምሰ ዲቆምኹም ብሰላም የረከብኹም ፊጣሪ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 9 дней назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@shashugebre8931
@shashugebre8931 9 дней назад
@@fkrientertainment ክብሪ ለእግዚአብሔር ይኹን 🙏
@rahwagere4062
@rahwagere4062 10 дней назад
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል መደብ እዩ። እንዃዕ ኣብፃሓኩም ደቂ ዓደይ።
@fkrientertainment
@fkrientertainment 10 дней назад
ኣሕቢሩ ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@hgf6568
@hgf6568 10 дней назад
ወለድና አጀኩም ኩሉ ካሓልፍ እዩ ክሕዝንካ😢
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 10 дней назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ፍቕሪ ኢንተርተይመንት🌻 እግዝያብሔር ኣምላክ ናሰላም ናፍቕሪ ዓመት ይግበረልና ጎይታይ ማዓረይ ህዝብና ቆላሕ ይበሎ 👏ብዝወፀ ይተከአልኹም ኣብዝሑ ይሃብኹም ዞም ኣሕዋተይ ዕበዩልና👏♥️🌻
@fkrientertainment
@fkrientertainment 10 дней назад
ኣዚና ነመስግነኪ ክብረት ይሃብኪ ብሬዋይ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ሂወትለኩሉዮዳሄ
@ሂወትለኩሉዮዳሄ 7 дней назад
ኩቡራት ወለዲ እግዚኣብሔር ኣምላክ ናብ መረበትኩም ብሰላም ይምለስኩም ምስ ደቁኩም ብሰላም የራክብኩም ዕልልታ ዝመለኦ ግዜ ይግበረልና❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 7 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Channel-qe9mn
@Channel-qe9mn 10 дней назад
ካብ ሕልናይ ለይጠፍኡ ሰብ ሓዳር❤
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
ኣሰይይይይ መቅራተይ ዘተበረከ ውሉድ ይሃብኩም❤ ንእትም ንእሳታ መራኢያ ብዙሑት እዩም የትብ ይክፈቱ እትብሉ 👍
@fkrientertainment
@fkrientertainment 7 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@LamlmLamlm-hn4cf
@LamlmLamlm-hn4cf 8 дней назад
እንካዕ አብፀሐና እብፀሐኩም ከባድ ቡራት ስድራ❤❤❤🌻🌼🌼🌻🌻
@fkrientertainment
@fkrientertainment 8 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Adulisawi
@Adulisawi 9 дней назад
ደስ ትብል ጽቡቅ ምትሕግጋዝ ዘለዋ ዓመት እግዝኣብሄር ሙሉእ ሰላም ይግበረልናን🎉🎉😊😊😊
@fkrientertainment
@fkrientertainment 9 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Genet398
@Genet398 8 дней назад
እንካዕ ኣብፀሐኩም ባሓቂ ፍቅሪ እኩም 🎉❤🎉ኩሉግዘ ሙፁና ዓድና ሰላም ፍቅሪ ይግበረልና ፍጣሪ 🎉እና ንዝም ድቂ ተዋህዶ ኣሕዋተይ ዮቱብ እባይከፈተሎም 🎉❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 8 дней назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@AshenafiMamo-nj3gw
@AshenafiMamo-nj3gw 8 дней назад
ክበረት ይሃበልና ኣንሕናዉን ናይ ምኽፍት ሓሳብ ኣለና ማተርያል ብቻ ሓጉዝና የቐንየልና።
@ጋልትግራይ-ቨ1ቘ
@ጋልትግራይ-ቨ1ቘ 10 дней назад
ኣብዝሑ ይሃብኩም ዞምሓተይ ❤️❤️
@ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን አንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብጸሐና ናይ ሰላም ናይ ራህዋ ቅሳነትን ዓመት ይግበረልና ንኩለና ህዝበ ክርስትያን🙏🌻🌻 መልአክተይ ናብ ዝምልከቶ ኣካል😢ዞም ተማዛበልቲ ስ ከብድካ ይበልዑ ድምጾም ይሰማዓ በጃኩም ናብ መረበቶም ምለስዎም ኩቱር ናፍቆት አንየሀዎም ካብ ናፍቆት ዝሓስም የለን🥺😢
@fkrientertainment
@fkrientertainment 8 дней назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Wezamteklay-l7c
@Wezamteklay-l7c 10 дней назад
ኪዳንኩም ንዘላኣለም ይባረኽ ቡሩከተይ 🤍
@fkrientertainment
@fkrientertainment 10 дней назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Gfd432-n8q
@Gfd432-n8q 10 дней назад
ብጣዕሚ ዘድንቅም ኣምላክ ፍቅርኩም ይባርኮ ኣሕዋተይ ቡዙሕ ትምህርቲ ኣሚሂርክሙና ኢኹም ❤❤❤❤❤❤
@TesfayFkr-b4w
@TesfayFkr-b4w 10 дней назад
ደምርኒ❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 10 дней назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 10 дней назад
Egziabher Amlak misakum ykun
@mbbmbbb7519
@mbbmbbb7519 10 дней назад
ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩሞ ፈጣሪ❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 10 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@TiTiYou-r5j
@TiTiYou-r5j 8 дней назад
እንካዓ ኣብፅሐና ኣሕዋተይ ተባረኪ ዝሓፍተይ ናይ ዓመት ሰባት የበለና🙏
@fkrientertainment
@fkrientertainment 8 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 10 дней назад
አጀኩም ክቡራት ወለድና ናይ ዓድኩም ትመለሱ እኩም ጓሳ ዝሰኣነ ህዝበይ😢😢ርሑሱ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ዝሃብኩም ከዓ አምላኽ አብዝሑ ይሃብኩም ዓመት ንዓመት ይቆረና❤❤❤ ኣሹዋይ ሜሪየይ ካባኩም ብዙሕ እና ተማሂርና ፍቅርኩም ሓዳርኩም አምላኽ ይባርከልኹም ዉላድኩም የርአና ፍቁራተይ❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 9 дней назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@mahrrat1866
@mahrrat1866 10 дней назад
ፅርያት ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 10 дней назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 10 дней назад
ተጋሩዋኒ ፅሪት ፍቅርኩም ይብዛሕዮ❤❤❤❤❤🎉🎉
@fkrientertainment
@fkrientertainment 10 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@BdMs-ci3dp
@BdMs-ci3dp 10 дней назад
ፈቅሪ እንተርተመት እግዚአብሔር ውሃብቲ ይግበሩኹም ❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 10 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@TesfitMhreteab
@TesfitMhreteab 10 дней назад
ኣነስ ክምዚኦም፡ደስ ክብሎን ሓዳረኩም፡ይባረኪ
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 10 дней назад
ፍትዋተይ ብዝወጸ ይተኽኣልኹም ፍቅሪ ኢንተርቴመንት ኣቱም ፍቕሪታት🙏♥️♥️♥️ዞም ሓደሽቲ መሩዑት ብጣዓሚ ናፊቐዮም ነይረ ማርያምን መርኣያ መንኣሰይ እዮም ኣደይ ማርያም ብሰላም ይምጽኣኪ ወለላይ ወሊድኪ ሕዘሊ ቡሩክ ውላድ ይሃብኹም ሓዳርኹም ይባረክ🙏♥️♥️♥️።ወለድና ናብ ቦታኩም ይምለስኩም ፈጣሪ♥️🙏መራሃዊተይ ኣሸናፊየይ ትሪእዎ ተለኹም በጃኹም ብናይ ብዓልኩም RU-vid ምፁና 🙏እትስማዓምኩ ✅በሉ❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 10 дней назад
ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመሰግነኪ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@TesfayFkr-b4w
@TesfayFkr-b4w 10 дней назад
እንካዓ ኣብፅሕኩም ኣብፅሕና ንኩሎኩም ንተዛርብቲ ትግርኛ ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግብረልና ስደተና ዝብቃዓሉ ሓሳብ ልበና ዝምላአሉ ይግብርልና ደምሩኒ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ አሕዋተይ ዓድና ኣተየ ብፅብቅ ማሃርቲ መ❤ደባት ክስራሓሉ እየ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 10 дней назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Madina-q1p
@Madina-q1p 10 дней назад
❤🎉❤❤ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማማይ🎉❤
@ሂወትለኩሉዮዳሄ
@ሂወትለኩሉዮዳሄ 7 дней назад
ኣሹ እና ሜሪ ብፍቅሪ ንበሩ ሙቁራት ኣጆኩም ኩሉ ክመልኣልኩም እዩ ❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 7 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@AbiGaltigray-ce3yt
@AbiGaltigray-ce3yt 10 дней назад
እንካዕ ኣብፀሐኩም ተጋሩዋይ💛❤💋💋💋👏👏
@fkrientertainment
@fkrientertainment 10 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@SlamAgh
@SlamAgh 10 дней назад
ኣሹ& ሜሪ ፅርያተይ
@AshenafiMamo-nj3gw
@AshenafiMamo-nj3gw 6 дней назад
ክብረት ይሃበልና።
@MbrhatomKifle
@MbrhatomKifle 9 дней назад
❤❤❤❤❤
@Meley88Meley88
@Meley88Meley88 8 дней назад
ኣሜን (3)🙏🙏🌻🌼🌼❤❤ኩብራት ወለዲ ብሰላም ይምለስኩም ናብታ ምዉቕቲ ቤትኩም ኣብ ስደት ዘሎ ህዝብና ብሰላም ይምለስኩም ብሓጎስ ብጥዕና ዘመነ ሰላም ዘመነ ፍቕሪ ይግበረልና 2017🌼🌼🌼🌼🌻🌻🌻🌻
@fkrientertainment
@fkrientertainment 8 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ዉዉዋ
@ዉዉዋ 10 дней назад
አግዛኣብሄር ይሃብኪ ወለላይ 🙏💜
@fkrientertainment
@fkrientertainment 10 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@IdrHtr
@IdrHtr 10 дней назад
ተጋሩዋይ❤🌼🌼🌼🌼🙏🙏🙏🌼🌼🌼🍀🍀🍀🌼🌼
@galltigray4548
@galltigray4548 10 дней назад
❤❤❤እንኳዕ ኣብፀሐኩም ወለድና ❤❤ንኡሳት ኣሕዋትናለ ፍቅርኩም ይብዛሕ❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 10 дней назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@AsAs-r9j
@AsAs-r9j 9 дней назад
ይቱብ ክፈትለም እልትብሎ ለይክ❤❤❤
@AshenafiMamo-nj3gw
@AshenafiMamo-nj3gw 8 дней назад
ክብረት ይሃበልና ናይ ዓቕሚ ጉዳይ እዩ እምበር ክንኸፍት ንደሊ ኢና በተለይ ማተርያል ዝሕግዘና እንተረኺብና።
@ትግራይዓደይደመይ-መ3ለ
ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና 🥰🥰🌻🌼
@TesfayFkr-b4w
@TesfayFkr-b4w 10 дней назад
አሜን ማዓርይ ደምርኒ❤
@uchchc5243
@uchchc5243 9 дней назад
👏👏👏❤❤❤🎉🎉🎉
@LetushChanal
@LetushChanal 9 дней назад
ፍቅር እንተርመት ንብረት ይሃብኩም እንካዕ ኣብፀሐኩም❤ብምቅፃል ንዛም ክልተ ፍቁት ይቱብ ኽፊትኹም ሃብዎም ስብስክታይብ ሸር ንገብረሎም ሂዎቱም ውን ብእኡ ይቅይሩ ብዛሓሳብ ትስማዕምዑ ላይክ ግበሩ ሞ ❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 9 дней назад
🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@utsr5458
@utsr5458 10 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Salam-in7ct
@Salam-in7ct 9 дней назад
💚🌹💝
@MerhawitTsegay-pc5rl
@MerhawitTsegay-pc5rl 10 дней назад
እንኳዕ ኣብፃሓኩም🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🌻🌻🌼
@fkrientertainment
@fkrientertainment 10 дней назад
🙏🙏🙏
@RufrTryr
@RufrTryr 10 дней назад
ናይ በለከፈም ክፈቱ ይትብ❤
@AshenafiMamo-nj3gw
@AshenafiMamo-nj3gw 6 дней назад
እሺ ክብረት ይሃበልና
@MraMra-mr9fe
@MraMra-mr9fe 8 дней назад
ደስስ ባሃልቲ❤
@trhasberhe1818
@trhasberhe1818 9 дней назад
🌻🌻🌻🌻🌼🌼🌼
@RishanSeare
@RishanSeare 9 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ
ደምራቲ ናይ ሓዱሽ ዓመት❤❤❤
@negestinina-dg6pi
@negestinina-dg6pi 5 дней назад
እንዳ ኣሹ ናይ ባዕሎም ቻናል ይምፁና❤❤❤❤
@Sara-hm6qs
@Sara-hm6qs 10 дней назад
አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊😊
@yrgaalem8486
@yrgaalem8486 10 дней назад
Amen🕊️🙏🙏🙏❤️❤️🎉
@خالدشراحيلي-غ9ي
@خالدشراحيلي-غ9ي 10 дней назад
❤❤❤❤❤❤👏👏👏
@hhkk5680
@hhkk5680 9 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Aaa-kx1kb
@Aaa-kx1kb 10 дней назад
♥️♥️♥️♥️♥️🙏
@samerhmahlet
@samerhmahlet 10 дней назад
❤❤❤🎉
@fcff4233
@fcff4233 10 дней назад
❤️💛❤️💛❤️💛🎉🎉🎉
@እመቤቴሰላምልበይ
@እመቤቴሰላምልበይ 10 дней назад
😢😢😢አየ ናፈቅ
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 7 дней назад
ኣሹ. እና መርሃዊ. ይቶብ. ይክፍቱ❤❤❤❤
@AshenafiMamo-nj3gw
@AshenafiMamo-nj3gw 7 дней назад
ክብረት ይሃበልና ናይ ምኽፍት እቕድ ኣለና እዩ ግን ናይ ማተርያል ችግር ኣለና ንፅቡቕ ሓሳብኹም የቐንየልና።
@ሂወትለኩሉዮዳሄ
@ሂወትለኩሉዮዳሄ 7 дней назад
​@@AshenafiMamo-nj3gwኣሹዋይ ምስ በዓልቲ ገዛካ ቡሉፃት ኣሕዋትና ኣጆኩም ብመባይል ዋላ ክፈቱ ኣሕዋተይ❤
@AshenafiMamo-nj3gw
@AshenafiMamo-nj3gw 6 дней назад
እሺ
@SusisisiSyeysus
@SusisisiSyeysus 10 дней назад
❤❤❤🎉🌿🌻
@HarfeyaHayle-dv7qh
@HarfeyaHayle-dv7qh 10 дней назад
🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@MraMra-mr9fe
@MraMra-mr9fe 8 дней назад
ብሰላም የራክብኩም ክቡራት ወለደይ❤😢
@fkrientertainment
@fkrientertainment 8 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Azms-ic5or
@Azms-ic5or 10 дней назад
🌻❤🌻❤🌻❤🌻❤
@WdKn-s4b
@WdKn-s4b День назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@jojololo9407
@jojololo9407 10 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MhretLeul
@MhretLeul 9 дней назад
❤️❤️❤️🥰
@habtomhaile6016
@habtomhaile6016 9 дней назад
❤️❤️❤️🥰🥰🥰
@milliontesfalem5319
@milliontesfalem5319 9 дней назад
🥰🥰🥰🥰
@nesriagelme2352
@nesriagelme2352 10 дней назад
❤❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉 ❤❤❤❤
@ifhd4442
@ifhd4442 9 дней назад
♥️♥️♥️😍😍🥀🥀
@SosA-tg4ll
@SosA-tg4ll 8 дней назад
❤❤❤❤❤❤😊😊
@Maden-rb7ib
@Maden-rb7ib 8 дней назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@ykunoTeklemaryam-fo8ce
@ykunoTeklemaryam-fo8ce 4 дня назад
xubuku serah eu senu
@fkrientertainment
@fkrientertainment 3 дня назад
🙏🙏🙏
@mulugerie8011
@mulugerie8011 9 дней назад
😭😭😭❤❤🙏🙏❤❤🙏🙏❤❤
@EdYg-d4g
@EdYg-d4g 22 часа назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@ቀዳዊቀዳዊ
@ቀዳዊቀዳዊ 10 дней назад
😢❤❤
@abrehetatsbeha3858
@abrehetatsbeha3858 8 дней назад
💊💊💊😘😘😘👏👏👏
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 4 дня назад
Enquae abtsehakum tegaru kab kunat nab mukue sekam yeetikum
@fkrientertainment
@fkrientertainment 4 дня назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
Далее
ሎሚ ዝተዋህበ ህጹጽ ግብረ መልሲ
29:33