Тёмный

ኣወዳትን ኣዋልድን ንሓዳር ዝምንይዎም መጻምዲ  

Fkri Entertainment ፍቕሪ ኢንተርቴመንት
Просмотров 8 тыс.
50% 1

ተጓንፎታት ፍቕሪ ፡ሰንበት ተመርዕዮም ሶኒ ተፋቲሖም ፡ ዘደንግጽ ፍትሕ ኣብ ትግራይ ፡ ምስ መን ኢና ሓዳር ንገብር ዘለና እናተዝናነኹም ተምሃሩ ፡ ከየምልጠኩም ንስኹም እውን ተጓንፎታትኩም ጸሓፉልና#subscribe #like #share ብምጝባር እውን ቤተሰብ ኹኑታ።

Опубликовано:

 

21 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 276   
@ሃዉልቲጓልትግራይ
@ሃዉልቲጓልትግራይ Месяц назад
ማርያምን ደስ ዝብል መደብ እዩ ይቅኒየልና ተጋሩዋይ በጃኩም አታባብዕዮም ሸር ላይክ ላገበሩኩም❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@FihbHhjj
@FihbHhjj 2 дня назад
ብሓቂ ወለላይ❤❤❤❤❤
@FunnyCap-lm4sg
@FunnyCap-lm4sg Месяц назад
ሓታቲት ሓፍትና ክርስትያን ኣማኒት ኦርቶዶክስ ተኮይንኪ ማዕተብ ግበሪ ክሳድኪ ዛበይተዋይ❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
🙏🙏🙏
@ሙሉእሰላምይግበረልና
ንኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ንዓና ዝተምሃርናዮ ኣብ ልቦና የሕድሮ ኣብ ቃልኪዳንና የፅንዐና
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
ናተይ አሎ ካብ ንምርዖ 12 ዓመት ገርና ክትማሃር እያ ኢሎም ቤተሰብ ከሊኦሞ ካቡኡ ናብ ፅላለ ተቀይሩ ናብ ካልእ አይትምርዖን አያ እሉ 6 ዓመት ተፀብዩ አነ ትሕቲ ዕድመ ሰለ ዝነበርኩ ፍቅሪ አይፈልጥን ነረ ድሕሪ 6 ናብ ሰደት መፅኤ ንሱ እውን ድሕሪ ፈረቂ ዓመት ንሰደት ምፅኡ ተታሒዙ ዓዱ አትዩ 6 ዓመት ክአ እንሄ ንበይኑ ሕጂ ኩሉ ተረዲኡኒ እዩ ዓደይ አትየ ምስኡ ሓዳረይ ክግብረ ተሰፋ ይገብር 🙏
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ዝገርም ታሪክ እዩ ሓሳብ ልብኹም የስምረልኩም። ምስ መፃኺ ታሪኩም ሼር ክትገብሩና ኢኹም። ወይ ፍቓደኛ ተኾይንኪ ክነቕርቦ ስልኪ ለኣኽልና❤❤❤
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
@@fkrientertainment እሺ ብሰላም የፅንሓና ፋሲጋ ክአቱ እዩሓሳበይ 🙏
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
አሜን ❤🙏❤
@ቅዱስሚካኤልኣቦይ
@ቅዱስሚካኤልኣቦይ Месяц назад
ስዑዲ ዲኺ ዘለኺ ? ብሰላም የእትኺ ❤
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
@@ቅዱስሚካኤልኣቦይ አሜን እወ ❤
@rahwagere4062
@rahwagere4062 Месяц назад
እዚ ናተይ ገልዒ ኣበይ ከም ዘሎ ኣይፈልጥን ሰብ እዉን ኣፍቅረ ኣይፈልጥን ተምኩሮ ይብለይን ግን ናይ ብሓቂ ፅቡቅ ትምህርቲ እዩ። ንኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና 🙏 ንዓና እውን ዝተምሃርናዮ ኣብ ልቦና የሕድሮ ኣብ ቃልኪዳንና የፅንዐና ❤🙏
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ራህዉሽ ፈጣሪ ድማ ፀጋ ፍቕሩ ይዓድልኺ ንሕና እውን ነመስግነኪ 🙏🙏🙏❤❤❤
@Grmachnal
@Grmachnal Месяц назад
ከይመጸ ሓመዱ ኣዉጺኽዮ ራህዋ ዓይነይ 😂
@ኣፅቢ
@ኣፅቢ Месяц назад
ኣታ ያወይ 😅😂😂😂😂
@rahwagere4062
@rahwagere4062 Месяц назад
@@Grmachnal 🤣🤣🤣🤣🙏
@rahwagere4062
@rahwagere4062 Месяц назад
@@ኣፅቢ 🤣🤣🤣ይኮኖ ኣንታይ ያወይ ድኣ
@heccyeivv3573
@heccyeivv3573 29 дней назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ምክሪ ከምዙይ ዓይነት ምክሪ ክቅፅል ኣሎዎ ብፍላይ ናይ ሕጂ ዘለና ወሎዶ ከሙኡ ምክሪ የድልየና ኢዩ❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 29 дней назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@Hareg675
@Hareg675 Месяц назад
ደስ ባሃሊ መደብ እዩ ማኣዝ ኣ ክትረአ እዛ መዳለዊት ይብል ነይረ የቀንየልና ስለ እትገብሩዎ ኩሉ❤🤲
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@عليعبده-ش9ر
@عليعبده-ش9ر Месяц назад
ብጣዕሚ ብጣዕሚ እና ነመስግን ከብ ልቢ በዙሕ ኢና ተማሂርና እና አብ ሃይማኖት ዘሎዉ አቦታትና እውን ከዚ ዝበለ አምሃሪ ዝኮነ ምክሪ ብምሕላፍም ክብሪ ይሃበልና ፈጣሪ ❤🙏ቀፃሊ ንከከውን ንፅበ 🥰👏
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ፍቅርፍቅር-ጐ5ቐ
@ፍቅርፍቅር-ጐ5ቐ Месяц назад
በእዉነት ቃል ህይወት ያስመዕልና. ከንደይ ደስ ዝበል ትምህረተ እዩ❤❤❤❤❤❤ አብ ሰሙን 1ገዘ ካደለቀቀልና በእዉነት ትምህርቲ አለወ እዩ
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@Monliaz
@Monliaz Месяц назад
ድሰ ክብል ፅጉእ አይብዝሓልኹም ክብራተይ❤❤❤❤ ኩሉ አብ ትግባረ ከንውዕሎ ድማ እግዘብሔር አምላኽ ብፅጉኡ ይድገፍና!!👏😢
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ኣፅቢ
@ኣፅቢ Месяц назад
ባዓልቲ ኮሞንት ኣፀቢቅኪ እባ ረአዮ😂❤
@YohannesTekle-xx2gw
@YohannesTekle-xx2gw Месяц назад
ሓሳባትና ብቓላት ምግላፅ ነዕቢ ❤❤❤❤❤❤❤ ዝገርም መደብብብ ቀፅሉሉ ❤❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@sabai12167
@sabai12167 Месяц назад
ብጣዕሚ ደስ ልብል መደብ እዩ ቀፅልሉ በተለይ ነይሀዚ ለለና ወለዶ ይጠቅመናን የምህረናን እዩ❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@SaraSara-p3q
@SaraSara-p3q Месяц назад
Nay lbna midya lomi rekibna azi midya netebabeayom ahwatey bzuh knmharelu eina❤️❤️❤️💯💯💯👌
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Sojoo-k5z
@Sojoo-k5z Месяц назад
ተመሰገን ኣምላኽ ዳዝ ትምህሪት ዳስማዕኻን❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
ኩሉ እግዚአብሔር አምላክ ዝፍቅድ እዩ መጀመሪያ ግን አብ እምነትን ፍቅሪን ይሃልዋና ሓደ ሓደ ግዘስ ኩላትና ፅቡቅ ንምን እም ግን ባዓልትና ኣብዚ ተግባረ ዘይለና ንኮን ኣዚ ግን ዋጋ ይቡሉ መጀመሪያ ንሕና ከመይ ዘበለና ሰብት ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ ሓሰብ ልብና ይሃብና ሰደትና አሕፅሩ❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@GgRr-r4y
@GgRr-r4y Месяц назад
አሜን፫✝️❤🤲
@ቅዱስሚካኤልኣቦይ
@ቅዱስሚካኤልኣቦይ Месяц назад
ብጣዕሚ ዝገርም ኣገላልፃ ናይ ኣይተ ገብረመድኅን ወዲ ራያ ከኣ እዮም ዝመስሉ ኣነጋግርኦም❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
🙏🙏🙏
@ሓፍቲበርሀ
@ሓፍቲበርሀ Месяц назад
ቃለ ህይወት የስምዕለና❤❤ ኩሉ ብዚ ዝቃርብ ማሃሪ እዩ ቀፅልሉ ፍትዋት ብዙሕ ናተምሃርና ኢና❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@UjJh-yw9hi
@UjJh-yw9hi Месяц назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ብፍላይ ናይ ኣቦታትና ምኽሪ ኣብ ልብና የሕድሮ ዓብዪ ትምህርቲ እዩ ንዓና ንመንኣሰይ በርትዑ ቀፅልሉ ተጋርዋይ ነዕብዮም ትጠቅመና እያ እዛ ቻናል ሰማዕቲ ዘይኮናስ ተግበርቲ ይግበረና ፈጣሪ የቀንየልና ብጣዕሚ እዙይ ዝመስል ትምህርቲ ስለ ዘቅረብኩምልና❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@hiwetgaltigray2147
@hiwetgaltigray2147 21 день назад
ኣሰይይይ ደስስስስ ዝብል ትምህርትን ምክረን ብሓቂ❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 21 день назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@RahwaRahwa-pu5lp
@RahwaRahwa-pu5lp 24 дня назад
ኣብ ልብና የሕዲሮ ክብረት ይሃበልና ፁቡቅ ኣማከሪቲ ❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 23 дня назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@deradubai1754
@deradubai1754 Месяц назад
ቃለ ሕይወት የሥመዐልና ክቡራት አቦታትና ክቡራት እሕዋትናን አሓትናን ጸጉኡ የብዘሐልኩም ፈጣሪ ፍቅሪ ብጣዕሚ ጡዑምን መሪርን ብዓይኒ ማዕዶ ስደት ከርተት ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ብዓይኒ ማዕዶ ፍቅሪ ተስተማቅራ 👍 ግጨያኒ❤❤❤😁
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Tewhbo
@Tewhbo Месяц назад
ናዓይኒ ማዕዶ ፍቅሪ ሕራረት እዩ 😢😂
@deradubai1754
@deradubai1754 Месяц назад
​@@Tewhboኣጆና ዋንኡ ምትእምማን ከብኡ ንኩሉ ግዜ ኣለወ❤😁
@alganeshbahre8598
@alganeshbahre8598 10 дней назад
Very good advice our people need marriage counseling. Good job Fkir entertainment
@fkrientertainment
@fkrientertainment 10 дней назад
thank you 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Slamh-ox4iz
@Slamh-ox4iz Месяц назад
ብጣዕሚ ደስስ ዝብል እዩ ቀፁልሉ
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@HirHirhp
@HirHirhp Месяц назад
ክንደይ ደስስ ይብል ዙ ትምህርቲ ቃፁልሉ ዞም ኣሕዋተይ ዙ መደብ ❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@fanis8424
@fanis8424 Месяц назад
ዝኾነ ይኹን ብቻ ሃይማኖቱ ተዋህዶ ይኹን ዕዋላ ተኾይኑለ ባዕለይ ክቕይሮ ምስ እግዚአብሔር ኾይነ ፈርሓ እግዚአብሔር ድንሀዎ ተኾይኑለ በለጸ ኩሉ እግዚአብሔር ይፈልጥ😘🌺👏 አዳማይ ኣበይኾን ትህሉ😂 ብጣዕም እና ነመስግን ቓጽልሉ ብዙሕ ያትማሃርና ይኡ 🌺👏
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ክብረት ይሃበልና ሓሳብኪ እውን ስለ ዘካፈልክና 🙏🙏🙏❤❤❤
@Bሓፍቲንጉሰ
@Bሓፍቲንጉሰ 8 дней назад
ብጣዕሚ ደሰ ዝብል መደብ በእውነት ቀፅልሉ👌✅❤️
@fkrientertainment
@fkrientertainment 8 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ቲቲጓልተዋህዶ-ደ5የ
@ቲቲጓልተዋህዶ-ደ5የ 28 дней назад
እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዝሕ ክቡራተ ኣቦታትና ክቡራተ ኣሕዋተና ቀፅሊ ይኹን
@fkrientertainment
@fkrientertainment 28 дней назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@fevinatigraweyti1543
@fevinatigraweyti1543 Месяц назад
Wow❤ብጣዕሚ ደስ ልብል መደብ that’s real Important topic, communication is a key . Keep it up ahwatey 🙏🏼 thank you very much ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መምህርን ኣቦናን ጥዑመ ልሳን❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@IdrHtr
@IdrHtr 6 дней назад
ትክክል ኣቦና ትግራይ ናይ ሃይማኖት ዓዲ ነይራ ሕጂ ግን ናይ ጋይላን ናይ ጭፈራን ኮይና😢 ንመናእሰያት መንፈሳዊ ትምህርቲ የድሊ
@fkrientertainment
@fkrientertainment 6 дней назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 Месяц назад
ብሓቂ ክብር አቦና አምላክ መሰተወዐሊ ልቢ ይሃብና❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@አግዚአብሔርፍቅሪአዩንፍቀ
ቃለ ህይወት የስመዐልና❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ተመስገን-ዘ4ቘ
@ተመስገን-ዘ4ቘ Месяц назад
ንክቡራን አቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና። ንዓናውን እግዝአብሔር እንፈርሕ መጻምዲ ይግበረና❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣዚና ነመስግን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@Speacefull
@Speacefull Месяц назад
Please continue this great topic as always about relationships especially Eritrean 💔💙& 💙Tigray people need this education well done all of your team keep doing I am one of your admire Iw learning a lot 💙💙💙💙💙💙😚 we couldn't find in school valuable this lectures 🫶🏿🫶🏿💙
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
Thank you so much for your constructive comment, big respect🙏🙏🙏 ❤❤❤
@አግዚአብሔርፍቅሪአዩንፍቀ
ዋውውው ደስስስ ዝብል መደብ ቀጽሉሉ
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ይዲነስ
@ይዲነስ Месяц назад
ኣነ ከዚ ኢየ ኣፍቅረ ዘለኪ ግን ብሪሓቂ ኢዩ 😢ግን ኩሉ ግዙየ ይናፉቅ ኣለኩ ኩሉ ግዙየ እሊዩን ኣይረኩብይ😢
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
❤❤❤
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
ፍቅሪ ፀብቅ እዩ ግን የመና ልበኪ አይተውድቂ ማለተይ አብ ሰድትን ዝተፈለለይ ቦታ እንድሕረ ኮይንክ እንታይ ከም ዘግጥም አይፈለጥ ዋ መጀመሪያ ንአግዚአብሔርኪ ተመሃፀና ማዓረይ ❤
@ይዲነስ
@ይዲነስ Месяц назад
​@@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይጨለ ዛሓፍተይ ኡወ ሓቂኪ ኣነ ኣብ ስደት ኢየ ዘለኩ ንሱ ግን ኣብ ትግራይ ኢዩ ግን ሓደ ሓደ ግዙየ ይፈርሕ ኢየ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
@@ይዲነስ አጀኪ አብ እግዚአብሔር አምላክ ተሰፋ ግበራ ህያበይ ማለተይ ናተኪ እንድሕረ ኮይኑ ናብ ዘኮድ ነገረ የለን አብ ዘለዎ ቦታ በዘይገደስ እምነትን ፍቅሪ ጥራሕ እዩ ማዓረይ እግዚአብሔር አምላክ ሓሰብ ልቦኪ ይሃብኪ ይሃበና ሰደትና የሕፀረልና❤🌹
@ይዲነስ
@ይዲነስ Месяц назад
@@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ ኣሜን ዛሓፍተይ🥰🥰 የቀኒየለይ ለ ሰለ ምክርኪ
@ggeniggeni
@ggeniggeni Месяц назад
ደሰሰሰሰሰ ክብል እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡራት ኣቦታትና ቀፅልሉ ፍትዋተይ💚🥰
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣዚና ነመስግን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@HfgJff-le8zu
@HfgJff-le8zu Месяц назад
ብሓቂ ደስክብል ምኽሪ ቀፅልሉ ኣቦታትና ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣዚና ነመስግን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@fretadesta7328
@fretadesta7328 Месяц назад
Wow bethami meharen teftawi medeb u ketselelu zehaftey bravo❤❤❤🎉🎉🎉
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@tgakterentertainment3855
@tgakterentertainment3855 Месяц назад
ብሓቂ አነ አብ ፍቅሪ ወዲቀ አይፈልጢ
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
It is a matter of time 🙏🙏🙏
@meharikahsay5916
@meharikahsay5916 13 дней назад
ብቻ ( ጥራይ )፡ ለዞያም ( ነዚ'ውን ) ፡ ምናምን ( ገለመለ ) ጋብቻ ( መርዓ ) ፡ መንሲኡ ( መበገሲኡ ) ፡ ምንም ( ዋላ ) ፡ እንትን ( ክስታይ ) ይድብራ ( ይስልችዋ )፡ ጠንካራ ( ሓያል ) መካከለኛ ( ማእከላይ ) ዝና ( ውሩይ ፡ ፍሉጥ ) ፡ ታሪክ ( ታሪኽ ) መከላከያ ( ምክልኻል ? ጸባይ ( ጠባይ ) ፡ ዝኣመሰሉ ሓንፈጽ ዝኾነ ቋንቋ ካብ ምጥቃም ንቆጠብ ።
@fkrientertainment
@fkrientertainment 13 дней назад
🙏🙏🙏
@ሰላምጓልተዋህዶ-ጸ6ዸ
ደስ ባሃሊ መደብ እዩ ፍቅሪ ኢንተርቴመንት ውን የቀንየልና ንኣቦታትና ዕድሙን ጥዕናን ይሃቦም ፅቡቅ ምክሪ እዩ
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@atsedenuru4637
@atsedenuru4637 Месяц назад
ከም ዝምስለኒ ብዕድሚኦም ናይሂወት ተሞክሮ የብሎምን ናይ አእምሮ ዕቤት ክህልዎም አለዎም ተሎ ናብ ቤተ ስብን መርዓን ዘምህሩ ሰብ ሞያ ኮርስ ትምህርቲ ክውስዱ ምግባር ምስ ቤተሰብ ምምኻር . አነ እምነተይ ህፃናት ክብደሉ ይብሎምን ዝብል መልእኽቲ እኩይ ዘለኒ
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ሓሳብኪ ስለ ዘካፈልክና ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@TIRHASZere
@TIRHASZere 18 дней назад
ብጣዕሚ መሓሪ መደብ 'ዩ ከም ሪኢቶይ ግን ንኩቡር ኣቦና ናይ በይኖም መደብ ሂብኩም ከተምጹኡልና ይምነ ሃይማኖታዊ ትምርቶም ምስ ናይ ዓለማዉን መንእሰያትን ተሓዊሱ ክመጽእ ጽቡቕ ኮይኑ ኣይተሰማዓንን ከጽልዎ❤🎉❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment 18 дней назад
🙏🙏🙏
@እልሻዳይእካአምላከይ
ይገርም እዩ አነውን ንእሽተይ ከለኩ ተመርዕየ ፍቅሪ አይፈልጥይ ግን ንዓይ ንክምርዓ ሃሃ😅 እና በለ እንከሎ ሓደ መፅዩ ተመርዕና ዎዮ ሓዳ ክስብ ከዚ ካብ ልበይ ምውፃእ ኣብያትኒናበለ ይናገር አንኦ አና ግን እምላክ ይመስገን ፅቡቅ ናብራ ኣለኒ
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣዚና ነመስግን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@SelamA-xb3zq
@SelamA-xb3zq Месяц назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ክቡር ኣቦና 💙🫶❤️👏
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@ነብያትሃይሉ
@ነብያትሃይሉ Месяц назад
ደሰሰሰሰ ይብል መደብ እዩ አይትዘንጉዑና ካባኩም ብዙሕሕ ኢና ንማሃር ቀፅልሉ እቲ ንሰሞዖ ድማ አተግበርቲ ይግበረና ፈጣሪ ቀፅልሉ ❤❤
@kindhaftigirmay2569
@kindhaftigirmay2569 Месяц назад
ደሰ ይብል መደብ መአረይ
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
እሺ ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Aduhaylu-ii8qv
@Aduhaylu-ii8qv Месяц назад
ደሰ ዝብል ሃናፂ ዝኮነ ት/ቲ ❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Sojoo-k5z
@Sojoo-k5z Месяц назад
ቀፅሉሉ ማኣረይ😢 ሓዳር ኣምላኽ ኣቦይ ሓዳርና ባሪኽ
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ጩራወጋሕታ-ደ1ጰ
@ጩራወጋሕታ-ደ1ጰ Месяц назад
ግዳ ሓቂ ተክኽልኛ ፍቅሪ ሒዙኒ ኣይፍልጥን እቲ ምኽንያት ግን😢 ዋላናዓይ ምርድኣት የኣብየኒ እዩ
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ምምፅኡ ኣይተርፍን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ዉዉዋ
@ዉዉዋ Месяц назад
በኣካል አዩ ፍቅሪ ኢለ አየ ዝኣምን
@jamiendris9454
@jamiendris9454 Месяц назад
ይይዝሻል ጠብቂ ፍቅር አጋጣሚ እይታ ነው
@Eyeru-gr9dq
@Eyeru-gr9dq 7 дней назад
መልሲ ተረኪብኪ ናዓይ እውን ንገርኒ
@ጩራወጋሕታ-ደ1ጰ
@ጩራወጋሕታ-ደ1ጰ 7 дней назад
@@Eyeru-gr9dq ኣይትስሕቅኒ እስከ😂 ዓንጃል
@Eyerusalem-k5c
@Eyerusalem-k5c Месяц назад
ዓዲ ፍቅሪ ገዛ💜🥰😌
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
🙏🙏🙏
@Monliaz
@Monliaz Месяц назад
ድሰ ክብል ምኽሪ እዩ!!❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@breyefkrsew5240
@breyefkrsew5240 Месяц назад
የቀንየልና ክቡራተ ሓፍተና ቀፅልሉ ❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
🙏🙏🙏
@destalem3840
@destalem3840 Месяц назад
ደሰ ክብል ቀፅለሉ 🥰🥰🥰🥰🥰
@ሊሀምትግራይ
@ሊሀምትግራይ Месяц назад
ክዓቢ ዝግቦኦ ሚድያ ቀፅልሉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@ዉዉዋ
@ዉዉዋ Месяц назад
አረ ዝመደብ ብደቢ ቃፅልዮ ክንደይ ሰብአዩ ለምህር ዘሎ
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Mama-nu7it
@Mama-nu7it Месяц назад
Thank you God bless you 🙏
@idkrj-pi9yu
@idkrj-pi9yu Месяц назад
አረ እዛ ሙዚቃ መን እያ ሽማ❤❤👑
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
Ngsti hayelom
@medhin8187
@medhin8187 Месяц назад
እንኳዕ ድሓን መፃእኹም #ፍቕሪ ኢንተ.ት ብሓቂ ደስ ዝብል መደብ ኢኹም ተቕርቡ ዘለኹም ። በርትዑ ኩልና ሼር Like እናገበርና ንሓግዞመሰ ኣይኽፈሎን ንሕና ብነፃ ንመሃር ኣለና ። ❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን መዲ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@TaemoMeresa
@TaemoMeresa Месяц назад
ብሓቂ ደስ ዝብል ቻነል እዩ:: እተቅርብዎ ነገር ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ቀፅልሉ ናይ ትግራይ ኣቦታት እውን ኣብዚ ነገር ኣተኪሮም ክሰርሑ ይምነ! እቶም ክልተ ኣቦታት ልቀረቡ ለማዓንቲ ብጣዕሚ ፅቡቅ ትምህርቲ እዮም ኣማሓላሊፎምልናም ዩቱብ ተሃሊይዎም ልኣኹልና ወይ ድማ ተትከፍቱ ፅቡቅ እዩ ይብል💛❤
@grmaneshalal4401
@grmaneshalal4401 Месяц назад
ጣዕሞዬ ሃየ ከይተፍቅሪ😆
@TaemoMeresa
@TaemoMeresa Месяц назад
@@grmaneshalal4401 ኣፍቂረ ኮ ምግቢ ኣብይኒ😃
@grmaneshalal4401
@grmaneshalal4401 Месяц назад
@@TaemoMeresa ናብ ጉጅለና ሽማግለ ይስደድ😁😘
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@breyefkrsew5240
@breyefkrsew5240 Месяц назад
ናይ ብሓቂ ❤❤❤
@ዉዉዋ
@ዉዉዋ Месяц назад
ኣንታ ናተይ ብዕራይ ኣበይ ኣለካ 😢
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
❤❤❤
@SadsLscy
@SadsLscy Месяц назад
❤❤❤❤ ደስ ዝብል ናይ ብሓቂ❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
🙏🙏🙏
@ራሄላጓልኣክሱምይትዬብ
መናእሰይ ኣብ መልክዕን ኣብ ቅርሽን እዩ ዘሎ ፍቅርና😢😪 ነሕዝን እና ቡኡነት😪። ከብ ወለድናን መራሕቲ ሃይማኖትናን ምክሪ ክንረክብ ሕቶ ንፍቶ 😮 እዛ ቻነል ቡዙሕ እያ ትጠቅመና ዘል እና እግዚአብሔር የክብረልና🥰 ኽቡራት ኣባታትና ደክሙና ሰልቹዩና ከይበልኩም ስለትመክሩናን ቡሉፅ ሓሳባትኩም ስለ ትምህሩና እግዚአብሔር ኣምላኽ ፀጉኡ የብዘሐልኩም❤️
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@norahabashi6554
@norahabashi6554 Месяц назад
ደስ ዝብል መደብ ቀፁሉሉ❤❤
@ኣፅቢ
@ኣፅቢ Месяц назад
ኣነስ ኣፊቂረ ተፈቂረ ግን ኣይቀነዐኒ ዕድለይ ግዲ ኮይኑስ ወዲ ሓማተይ ናተይ ዝተባሃልካ ናዓባ ፍቅርና ነስተማቅራ ❤😂😂😂😂😂😅
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
😂😂😂 የቅንዐልኪ ሓፍተይ❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ይቅናዓኺ እምበይተዋ ❤❤❤
@የዋህፈቃርእየ
@የዋህፈቃርእየ Месяц назад
ጋል ዓደይ ንሓወይ ክህበኪ ንሓውኪ ሃብኒ ዓለምና ንርእ ብሓደ😢😂😂
@Yorigirltigray
@Yorigirltigray Месяц назад
ዝሩጉም ንሱ 12 ክፍሊ ኣቋሪፅፆዎስ ኣነ ለ 11 ገዲፎዬ ዲሕሪ ሓደ ዓመት ሓቢና ስደት ወፂና ክሳብ ሒጂ ድማ ስደት ኣለና❤😢
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
እሞ ኣለኹም ዶ ብሓደ
@aynalemaynalem-xb9qo
@aynalemaynalem-xb9qo 27 дней назад
ክብረት ይሃበልና❤ 🙏
@HayhMa
@HayhMa Месяц назад
ኣነ ኣብ ሂወት ብቻ ፍራሓት ፈጣሪ ዘለዎ ወዲ ይኩን እንበይ ካልእ ኩሉ ዳሕረዋይ እዩ (ኣነ ከብ ዘጋጥመኒ ነገር ብጣዓሚ ዘፍቅሮ ነይርኒ እንድሕር ዘይደወለለይ ብጣዓሚ እየ ዝናደድ ነይረ ብንእሽተይ ነገር እየ ዝኩሪ ነይረ ኮይኑ ግን ብሓንሳብ ኣይቀፀልናን ብስልካ ብቻ እና ንፈለጥ ነይርኒ ብሰንኪ ስደት ግን ተፋላልና ❤😂
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
❤❤❤ ዝበለፀ ክፀንሐኪ እዩ ።ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ዮዳሄትግራይ-አ3ረ
@ዮዳሄትግራይ-አ3ረ Месяц назад
ኣዙዩ ብሉፅ መደብ እዩ የቀንየልና 💜 ኣፊቀረ ሰለ ዘይፈልጥስ ከምይ ከምዘገብር እይፈልጦን ካብ ዘፍቀሩ ሰባት እየ ዝሰምዕ እምበር 😂 ካብ ከዚ ምስፍቀርኩ ክነግረኩም እየ 😊😄
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ክብረት ይሃበልና ንፅበ ኢን ፈጣሪ ድማ ደስ ዝብል ፍቕሪ ይዓድልኪ 🙏🙏🙏❤❤❤
@Sara-m8w
@Sara-m8w 9 дней назад
❤❤❤
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ፍቕሪ-8
@ፍቕሪ-8 8 дней назад
😊🎉
@ትግራይዓለመይ
@ትግራይዓለመይ Месяц назад
@ፍቕሪ ኢንተርቴመንት ካብ ልቢ የቐንየለይ ካብ መደባትኩም ብዙሕ እየ ተማሂረ 🥰ዕድመን ጥዕናን ሰላምን ፍቕሪን ይሃብኹም ልዑል እግዚአብሔር 🙏ወለዲና 🥰 አሕዋትና 🥰 ቐጽሊሉ ❤️
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️ ሞራልኪ ኣይፈለየና
@SadssDasss
@SadssDasss Месяц назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ት.ቲ እዩ ቀፅልሉ❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣዚና ነመስግን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@SelamGuesh-w2b
@SelamGuesh-w2b Месяц назад
ድሰ ክብል አግዚአብሔር ኣምላኽ ፀጉኡን የብዝሐልኹም ክቡራት ኣሕዋትይ ክብራት ኣቦታትና ብዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ❤❤❤❤ አሰኪ ሳብስክራይብ ግበረልይ ❤❤🙏
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣሜን ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ElsaFisseha-ww5kb
@ElsaFisseha-ww5kb Месяц назад
Mehur wedi betami eyu des zebleni nementay haftam zeykone aynlen temetatani atawi entehalewo ekul eyu kalee yewah kekone alewo negezeu ezi yeakel
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ሓሳብ ልብኺ ይስመረልኪ። ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Adulisawi
@Adulisawi Месяц назад
ፍቅሪ ዝኮነት ቻነል ቀጽልዎ😊
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ማዓሩጓልቓሺጓልቶምቀደምቀ
ንኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም እዚ መደብ እዚ ክቅፅል ኣለዎ ከይተቆርፅዎ ❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ክብረት ይሃበልና ነዓኹም ሒዝና ኣይነቋርፅን ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ksuksu-t2r
@ksuksu-t2r Месяц назад
ደስ ዘብል ምክሪ ዩ ቀፅልዎ
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@SesenMenasbo
@SesenMenasbo Месяц назад
LOVE U FKRI ENTERTAINMENT
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
❤❤❤❤❤😊
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
🙏🙏🙏
@ቅዱስሚካኤልኣቦይ
@ቅዱስሚካኤልኣቦይ Месяц назад
ኣነኳ ሓቂ ይሐሽ ጓል "28" ዓመት እየ ። ፍቕሪ ሒዙኒ ኣይፈልጥን ንኸይሕዘኒ ከኣ በቲ ዝኸኣልኩዎ ይጥንቀቕ እየ እዚ ክብል ከለኹ ከዓ ምስ ኣወዳት ኣይደዋወልን ስደት ስለ ዘለኹ እንበር ዓደይ ተዝህሊ ግን ኣምላክ እዩ ዝፈልጦ ሓቂ ይሐሽ ስደት ንዓይ ገዳም እዩ 😅 እቲ ብልበይ ዝኣምኖ ግን ኣምላክ እየ ከመይ ዝብል እተ ሃልዩ ከዓ ንክፈጥረኒ ዘየፀገመሉ ኣምላክ እቲ ንዓይ ዝህበኒ ኣዳም ብፀሎት ይምሕፀን ንፈጣሪ ኣምላከ ቅዱስ ጊዮርጊስ ድማ ኣየተሓፍረንን ኢለ ይኣምን #ብፀሎት_ዝበርታዕኹም_ዝበርታዕኽን_ድማ #ብፀሎት_ዘክራኒ_ዘክሩኒ_ #ዋንኡ_ግን_መሰረት_ዝገብሮ_ብስጋ_ወደሙ_ዝተባረኸ_ሓዳር_ንክምስርት_እየ_ህንጥይ_ዝብል🎉🎉🎉
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ሓሳብኪ ስለ ዘካፈልክና ኣዚና ነመስግነኪ ክብርቲ ሓፍትና🙏🙏🙏❤️❤️❤️ ሓሳብ ልብኺ ድማ ፈጣሪ ከስምረልኪ እዩ
@ቅዱስሚካኤልኣቦይ
@ቅዱስሚካኤልኣቦይ Месяц назад
@@fkrientertainment አሜን ብሩኻተይ ኣዝየ የመስግን
@YohannesTekle-xx2gw
@YohannesTekle-xx2gw Месяц назад
ተጋሩ ሓሳባትና ተሞክሮታትና ፍቕራዊ ሂወትና ብቓላት ኣብ ምግላፅ ፀገም ኣለና ። እዛ መደብ ከዓ ፈላሚት ማሕበራዊ ስክፍታታትና ዝቐንጠጠት ኮይና ረኺበያ ለኹ ። ንብዛሕ ንባዛሕ
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣዚና ነመስግን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏❤❤❤
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 Месяц назад
48:52 ፍቕሪ ኢንተርተይመንት ናይብሓቅ ፍቕሪ እንድኹም ፍቱዉ እየ ዘብሎ መደብኹም ኣቦታትና ዉን ያኽብረልና ማዕዳኹም ኣይፈለየና😘 ናይ ፍቕሪ ስምዕት ፅሕፍኻኳ ዝዉዳእ የኾነይዋ ግን ናተይ ሰምዕኹም ከይትሓልፉ ስለ ዝበልኹምና 😁 እዛ ሕቶ ታይ ድያ ኣዘክራትን ኣነይን ኣፍቃሪየይን ገዛና ብጣዕም ሩሑቕ እዩ ነይሩ እዝ ንራኸበሉ ቦታ ዱማ ካብ ገዛይለ ካብ ናዩ ገዛለ 2ተ ስዓት እና ተጓዕዝና ንራኸብ ግን እዛ ማዕልት ተበፅሓ 2ተ ደቐቓካ ልተጓዓዝና ኣይመስለናን ነይሩ ፍቕሪ ጡዑም ግን ምሽጥር እዩ ንሰብ ከይትነግሩ 😂 😂 ሐዝ ግን ግዜ ሓያል ካብ ንፈላለ ን7ተ ዓመት ገይሪና ናፍቖት ሓይሉና ጥቕልል ኣብልና ክንነግረኩም እናዋ ፈጣሪ ብሰላም ያራኽብኹም በሉና😂👏♥️
@ነብያትሃይሉ
@ነብያትሃይሉ Месяц назад
ብሓቂ ፍቅሪ ጡዑም እወ ብሰላም የራክብኩም ፍቅርኩም የብዛሓዮ
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 Месяц назад
@@ነብያትሃይሉ ኣሜን (3)👏 ክብረተይ♥️
@fycvhh8056
@fycvhh8056 Месяц назад
ብስላም ያጋንኹ እግዚአብሔር አምላክ 👏💍❤❤
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 Месяц назад
ኣሜን(3) 👏ክብረተይ♥️​@@fycvhh8056
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ንፎትወክን ነኽብረክን ናይኩል ግዘ ተኸታተሊትና brhanwejerat ክብረት ይሃበልና🙏🙏🙏❤❤❤ ደስ ዝብል ተጓንፎ ፍቕሪ እውን ኣለኪ ፈጣሪ እውን የራኽብኩም። ንሕና እውን ተሞክሮኹም ነቕርቦ ይግበረና#big respect❤❤❤
@የዋህፈቃርእየ
@የዋህፈቃርእየ Месяц назад
ተምሃሪት ኮይነ እየ ፍቅሪ ጀሚረ ነይረ ጎቦዝ ዝነበርኩ ደኒዘ ቃሪየ😢😂ምስኡ ከኣ ቅድሚ ሰለስተ ወርሒ ተፈላልና ኣብ 8ዓመት ትዝታ ብቻ💔😭❤️‍🩹ሰጥ እለ ትምህርተይ ከይምሃር ኣብ ስደት ከርተት ይብለኩ😢😢
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ኣዮኺ ነዓኺ ዝበሎ ናብ ማንም ኣይኸድን ሓሳብኪ ስለዘካፈልክና ነመስግን 🙏🙏🙏❤❤❤
@selam1071
@selam1071 Месяц назад
መጀመሪያ ደስስ ዝብል መደብ እዩ ቀፅልሉ ይብል ኣነ ሓደ ጊዜ እየ ኣፍቂረ ናይ መጀመሪያ ስለ ዝነበረ በቃ ኣብ ወሽጠይ ዘይፍልጦ ሰምዒት ይርበሽ ተዘይ ደዊሊለይሲ ኣይሰርሕን ስቅለ ብዛዕብኡ እየ ዝሓስብ ነይረ እቲ ዝገርም ግን 2 ብጣዕሚ ኢና ንፍቀር ነይርና ንራዳድእ ግን ቤተሰብ ኮይና ፀኒሕና ክከዉን ኣይክእል እዩ እስካዕ ከዚ ምወፃእ ኣዊኒይ ኣሎ😢 ዋላ ዘይከዉን ናፍለጥኩስ ፍቅሩ ግን ኣይወፀለይ ምስ ከሊእ ተጀሚረ ዋላ ልበይ ንሱ እዩ ዝሓስብ እና ፍቅሪ ከቢድ እዩ ንዝፍልጦ ከዚ ግዴታ ክቅበሎ ስለ ዘለኒ ይላመደለኩ ንልበይ ምፍለላይ እና ኣብ ፍቅሪ እቲ እስካብ መወዳእታ ክበፅሕ ዝክእል ብዓይንና እንርይኦ ዘይኮነስ ፍቅሪ ብልቦና ቅንዕና እምነት ሓቂ ምስ እግዚአብሔር ዝተጣመረ መሰረት እምነት ዘለዎ እዩ ፍቅሪ ሓቂ ።
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
Wow wonderful love story.❤❤❤ ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን ተጓንፎኺ ስለዘካፈልክና🙏🙏🙏
@jamiendris9454
@jamiendris9454 Месяц назад
ወይኔ የኔ አይነት አጋጣሚ ነው ያፈቀርኩት ልጅም ቤተሠብ ሆን ይሆን እንጂ በኛ እምነት ይፈቅዳል መጋባቱ ሙሥሌም ነኝ እምነቴ ይሆን እንጂ እኔ ዘመድ ማግባት አልመኝም ነበር ይሆን እንጂ እሱ የራሡ ሂወት ጀምሯል እኔ ገናነኝ እሰካሁን ግን ከልቤ አልወጣም አለኝ ልረሳው አልቻልኩም እፍፍፍፍ💔💔 ፍቅር አሪፍነው 😭
@selam1071
@selam1071 Месяц назад
እዉነት ነዉ ፍቅር ለመለየት ከባድ ነዉ እኔ የተዋህዶ ልጅ ነኝ በኔም ቤተስብ እስከ 7 ትዉልድ ኣይፍቀድም በኔየ ሃይማኖት እግዚአብሔር ኣይፍቅድም እና ኣይዞሽ በተሻለ መጠን ለማርሳት ሞክሪይ ❤🎉
@محمدعبد-ر4ي6ك
@محمدعبد-ر4ي6ك Месяц назад
ኣነ ኣብ 5 ዝበፀሐ ሕውነት ኣለና ምስ ኣፍቃሪአይ ግን ካባይ ንሱ ይገድድ ክንቅፅል ኣለና ኢሉ ድርቅ ኢሉኒ ኣነም ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ ግን እኮ ቅድሚ ሕጂ ኣሕዋት ኮይንና ምንም ኣይንፈልጥን
@jamiendris9454
@jamiendris9454 Месяц назад
@@محمدعبد-ر4ي6ك ያጋጥማል ቀጥሉ ፎቅራቹሁ አጣጥሙ
@Tsige-zn7re
@Tsige-zn7re Месяц назад
❤❤❤🎉🎉🎉
@selamgebrewahd7801
@selamgebrewahd7801 Месяц назад
ሀማይ ለፍቀረ ኣይነበረይ ብፍቅሪ ለ ተጎዲአ እየ ከዚ ግን ፍቅሪ ልብሃል ብስሩ እዩ ለይርድአኒ ልጥይቁኒ እንኤዉ ልሓዳር ግን ነብሰይ ምእማን ኣቢኒ ብስሩ ናበ ዲ ምቅራብለ እዩ አፅሊእኒ ታይ ክገብር እስቲ ርኢቶ ሃባኒ
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ተስፋ ኣይትቑረፂ እምበይተዋ። ኩሉ ማዕረ ኣይኮነን
@SwingTrader-v9w
@SwingTrader-v9w 27 дней назад
ኣንብብዮ 20 ደቂቃ እዩ ወሲዱለይ ከፅሕፎ ። ✅ከመይ ብ ሰነ ልቦነ ከም ትሓውዩ 👇 1, ሰምዒትኪ ,ቃንዛኺ ,ንዴትኪ ኹሉ ግዜ ኣብ ወረቀት ኣብ ኣጀንዳ ፅሓፍዮ ምእንቲ ክወፀልኪ ትትንፍሰለኺ ማለት እዩ 2,ና እግዛብሄር ረድኤት ጠይቂ ፀልዪ እግዚኣብሄር ጥበቡ ክገልፀልኪ እዩ ,ከረጋግዐኪ እዩ 3,ንባዕልኺ ተኸናኸኒ ጥዕናኺ ,ብሰዓትኪ ምግቢ ብልዒ , ሰፓርት ድዩ ፅሬትኪ ማለትሰ ንባዕልኺ ብደንቢ ተኸናኸኒ 4, ምሰ ጥዑያት ፅቡቅ ዝሓሰቡ ናብ ፅቡቅ ዝመርሑ ሰባት ውዓሊ ። መወዓልቲ ምረፂ 5,ካብ ሕሉፍ ዝነበረ ፍቅራዊ ርክብኪ ተምሃርሉ ተይ ተምሂረ በሊ ምእንቲ ተመሳሳሊ ሰሕተት ከይትሰርሒ ። 6, ንባዕልኺ ይቅርታ ግበሪ ናተጣዓሰኪ ከይትነብሪ ሕሉፍ ሓሊፈ እዩ ከይትጠዓሲ ኩሉ ሸብ ይሰሓሓት ይወድቅ ይለዓል እዩ ። ብሰሩ ከይትጠዓሲ ንቅድሚት ሕሰቢ ሕሉፍ ዋጋ የብሉይ 7 ,ኣመሰግኒ ፈጣሪ ጥዕና ሰለዝሃበኪ ከሉ ንዝሃበኪ 8,ካብኡ ናብ ና ውልቀዕብትኪ ትኹረት ግበሪ ናብ ትምህርቲ ድዩ ናብ ሰራሕ በቃ ናብ ዕላማኺ ✅ሓዱሸ በዓል ቤት ፍቅረኛ 👇 1, ናብ ፈጣሪ ፀልዪ ሓቀኛ ፍቅረኛ በዓል ሓዳር ካብ ፈጣሪ እዩ ። ብሃይማኖት ዝመሰለኪ ዘኽብረኪ 2, ድልየትኪ ታይ ከምትደልዪ ተረድኢ : ምክንያቱ ድልየትኪ ተፉሊጥኪ ናብ ዘየድሊ ርክብ ኣይትኣትዪይ 3, ከሉ ግዜ ብዙሓት ዕድል ኣለው እዮም ምሰ ጥዑያት ሰባት ተሓወሲ ንኣብነት ማሕበር ቤተክርሰትያን ወዘተ ✅ 4,ዝኾነ ሰብ ንፍቅሪ ኢሉ ክቀርበኪ ተሎ ባህሪኡ ንካልኦት ሰባት ከመይ ይሕዝ ካልኦት የኽብርዶ , ንዓኸ ኸመይ ይሕዘኪ , ይጭነቀልኪ ዶ ይሓሰበልኪ ዶ ይሓልየልኪ ዶ ብኣፍ ዘይኾነ ብተግባር 5,ከይትሃፂ ማለተይ ከይትቹኩሊ ኩሉ ግዜ ተብተብ ምባል ሕማቅ እዩ ተብተብ ከይትብሊ 6, ብፍቅሪ ኢልኪ ንዘቀረብክዮ ሰብ ኩሉ ግዜ ግልፅነት ክህሊ ኣለዎ 7, እግዚኣብሄር ኩሉ ግዜ ናባዕሉ ግዜ ከምዘለዎ እመኒ ንኣኺ ዝበሎ ክልእኸልኪ እዩ 8, ትዕግሰተኛ ኹኒ ፅቡቅ ፅቡቅ ሕሰቢ ኩሉ ግዘ ተሰፋ ብዙሕ ጥዑይ ሰብ እዩ ዘሎ።
@MkMh-c7q
@MkMh-c7q 7 дней назад
❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@Unsere278
@Unsere278 Месяц назад
Ykexl haftey❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
🙏🙏🙏
@ተቲየጋልተዋህዶ
@ተቲየጋልተዋህዶ Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@benatmohammed7333
@benatmohammed7333 14 дней назад
Wawww des zubil mekri
@fkrientertainment
@fkrientertainment 14 дней назад
ክብረት ይሃበልና🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@Ucsufufsys-zw5qi
@Ucsufufsys-zw5qi Месяц назад
greet
@ግርማነሽ
@ግርማነሽ Месяц назад
ፍቅሪ ማለት መግለፂ ይስእነሉ ኣነ ካብ ንፋለጥ 6 ዓመት ገይርና ኣለና እግዚአብሔር ይመስገን እስካብ ሕጂ ፅቡቅ ኣለና ንሱ tdf እዩ ነይሩ ስላም ምስ ኮነ ላብ ስደት ኣምሪሑ ኣይተሳኸዐልሉን ተታሒዙ 1 ዓመት ትኣሲሩ ዓዱ ኣትዩ ኣሎ እግዚአብሔር ይመስገን ኣነውን ስደተይ ኣሕጭሩ ብሰላም የራኽበና ብፀለትኹም ሕሰቡና ኣሕዋተይ ምዓረይ 🙏❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ሓሳብ ልብኺ ይስመረልኪ❤️❤️❤️ምስተራኸብኩም የራኽበና 🙏🙏🙏
@hdttgsd5965
@hdttgsd5965 Месяц назад
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@WsYr-ou6se
@WsYr-ou6se Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
🙏🙏🙏
@vjhh5191
@vjhh5191 Месяц назад
Bitaami des zibil medeb 👍👍🥰🥰🥰
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@MamaMama-q3t
@MamaMama-q3t Месяц назад
Wow❤❤❤🎉🎉🎉
@xbdhdvvvhh1811
@xbdhdvvvhh1811 Месяц назад
🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏
@ጓልወጀራት-ኀ7ዀ
@ጓልወጀራት-ኀ7ዀ 29 дней назад
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰👌
@makdazebinok6789
@makdazebinok6789 Месяц назад
Tsbuk srah keslwo.Senayt Kahsay heftna meaeteb gberi hadere
@fkrientertainment
@fkrientertainment Месяц назад
ክብረት ይሃበልና ኣዚና ነመስግን 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
Далее