Тёмный

"ኣጀንዳታትና ኤርትራን ኤርትራውነትን ዘማእከለ ክኸውን ኣለዎ" ካልብ ዘወንገል  

FaNus NetWork
Подписаться 110 тыс.
Просмотров 8 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

30 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 133   
@mohammedaliheyabu9553
@mohammedaliheyabu9553 5 месяцев назад
ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣገላልጻ ብኩቡር ጋሻ👍። መሳኪን መንእሰያትና ብሓደ-ክልተ ሰብ ዕላማ ሓንጎሎም ተበኪሉ ጸረ ረብሐኦም ትግራይ ትዕወት ክብሉ ኣብቂዖሞም። ወላ'ኳ ኣብ ዘይፈልጥዎ ባሕሪ እሓምብሱ'ምበር ጽቡቕ ኣስተምህሮ ከም ናይ ኩቡር ጋሽና ምስ ቀሰሙ ብቐሊሉ ኣብ አርትራዊ መንነቶም ክምለሱ ጸገም ኣይክኸውንን'ዩ።
@SamSamson-v6x
@SamSamson-v6x 5 месяцев назад
ሕጂ ከብ አሰመራ መፄ ዮኤል ብጣዕሚ ንፈዕ ሰብ አምፂካ ኩሉ መደብካ ይፈትዎአየ
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 5 месяцев назад
ክሳድ ኣድሺሩም ኮዩና ንህዝቢ ምግልጋል አንዳ ጋብር ደርዓንቶ ተሓተብትማጆሎት ኣሰርህናን ንኣብነት ሬስምራክ ገዛ ክትሰርሕ 19 ተድፎም. ማይውዓይ ትላል ኣቢ ማይውዓይ ኣይተሰርሕን. ብታንት ጀነራል ፍሊጶስ ትሓትብ አገልግለ ኩትብል ሕፍረትዩ. 💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵💜💜🩵🩵ንቁዋምና ሕጊ አንዳባ ኣይተግበርናን አቶ አስያስ ኣፎርቂ ኢትዮጵያ ውዩ. 💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚🇺🇸💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 5 месяцев назад
So sorry brother I didn’t watch the whole video I rushed to comment I thought you’re one of those hafarat hgdf ❗️❗️❗️
@welduberhane8681
@welduberhane8681 5 месяцев назад
ዘገርም ኣሰካፊ'ን ዘይስነፍልጠታውን መንነትን ዜግነትን ምድንጋር! ሓበሻ መንነትካ ግን ኣመሪካዊ ዜግነት። ስለዚ ብርድኢት ሓውና ንዜግነት መሰረቱ ማንነት ይብል።ፈጺሙ ግጉይ።
@SesenHadish
@SesenHadish 5 месяцев назад
….. ወይ ናይቲ ህዘቢ ፀገምን መፍትሒኡን ብወንጌል ኣንፃር ግለፆ። ወንጌል ድማ ናይ ዝኾነ ህዝቢ ፀገም ባዕሉ ከምዝኾነ እዩ ዘረድአና። ናይ ባዕሉ ፀገም ዝፈለጠ ዝተቐበለ ህዝቢ ዝኾነ ደጋዊ ፀገም ከምዘይስዕሮ ከምዘየሰኩኖ ሰለዘነግር ህዝቢ ኤርትራ እዉን ናብዚ ኩሉ ውርደትን ሓሳረ መከርኡን ኣብ ጓጉኡ ክደሊ ምንጋር ምሕባር እዩ፡፡ ናይ ባዕልኻ ጉንዲ ገዲፍካ ናይ ካሊአ ጉድፍ እናጋነንካ ምርኣይ ግን ትርጉም የብሉን፡፡ ፈሪሃ እግዚኣብሄር ዘለዎ ህዝብስ ይትረፍ ንምድራዊ ሕግን ሞራልን ዝግዛእ ህዝቢ ንባዕሉ ዝመስል መንግስቲ ከምዝረክብኮ እቲ ትነብሩሉ ዘለኹም ዓዲ ምስክር እዩ። ህዝቢ ጥዕዩ ጥዑይ መራሒ ስኢኑ ማለት ግና ንኣምላኽ ምፅራፍ ምሕማይ እዩ፡፡ ስለዚ ካብቲ ኣብ ልዕሊ ኣምላኽ ዝዓመፀ “ዓማፃይ” ህዝብ ኣብቲ በፂሑ ዘሎ ደራዕን መከራስ ናይ መኒኡ ኢድ (ክፍኣት) ይበልፅ? ኣብዝብል ምዝራብ ሓደ ነገር እዩ ። ህዝቢ ኣብቲ ዝበፅሖ ደራዕን መከራን ናይ ባዕሉ ብፅሒት ከምዘይብሉ (ንኩሉ ፀገሙ ተሓታቲ ) ደጋዊ ጥራሕ ገይርካ ተነገርካዮ ግን ካብ ቃዲስ ናብ ቃዴስ ኩሊል ካብምባል ዋላ ሓንቲ። ናይ ኣሜሪካ መንግስቲ ንኣሜሪካውያን ናይ ኢትዮጵያ መንግስቲ ንኢትዮጵያውያን ናይ ትግራይ መንግስቲ ንተጋሩ ከምስመስል ኣይትፈልጥን?ካብ ሰማይ ዝነጠበ መንግስቲን ውድብ የለን፡፡ ንኢሳያስ ኣፈርወቂ ኢሳያስ ዝገበሮ መን ድዩ ?! ነቲ ክፍኣቱ ከም ጅግንነትን ፍሉይነትን ወሲዶም ዘገበሉዎ ( ወንጌላውያን ከይቀረዩ) ኤርትራውያን ባዕሎም ዶ ኣይኮኑን ? ገሊኦምኮ ኣብልዕሊ ወንጌላውያን ኤርትራውያን ዝተወሰደ ስጉምቲ ( ኣይኮነሎምን እምበር ) ኣብ ኢትዮጵያ እውን ክውሰድ ከም ፅቡቕ ኣብነትን መስርሕን ክቑፀር ክሳብ ምጉስጓስ በፂሖም እዮም፡፡ ስለዚ ንኢሳያስ ኣፈወርቂ ጠጠው ዘበለ እዙይ እዩ፡፡ ብሓቂ ወንጌል ተኣሚንካ ድማ እቲ ፀገም ኣብዙይ ምድላይ እዩ፡፡ ካሊእ እቲ ትግራይን ኤርትራን ሓደ ከምዘይኮኑ ንምግላፅ ዝተጠቐምካሉ ሓደ መርትዖ “ክብረ ነገስት ” ዝበሃል መፅሓፍ ከምቲ ንስኹም ሕጊ እንዳባ ገለ ሕጊ እንዳ ግዛዕ እትብሉዎ ዘይኮነስ ገዛእት ደርቢ ኣምሓሩ ኦርቶዶክስ ሃይማኖት ናይ ፖለቲካ መሳርሒ ንምግባር ዝተጠቐሙሉ ፅዉፅዋይ (ኣካልቲ ገድላገድሊ መፃሕፍቱ ) እይ እምበር ፖለቲካዊ ምሕደራ ኣይኮነን፡፡ እቲ ቃልሲ ዝተኻየደ እውን ፀረ እዚ ብሃይማኖት ኣቢሉ ዝተገበረ ፖለቲካዊ ሽርሒ እዩ፡፡ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክሳውያንስ በኣቡነ ተክለ ሃይማኖት “ፃድቅነት” ኣይኣምኑን ድዮም ? ኣብ ትግራይ እውን ከምኡ እዩ ነ፡፡ ብዛዕባ ሓደ ምዀን ናይዘይምዀን ድሌት ተኾነ ( ንቶም ቅኑዓት ደለይቲ ሕዉነት ኤርትራዉያን ክበሃል እምበር )ትግራዋይ እውን ኣይደልን፡፡ ሓደ ነይሮም ኣይነበርን ዘይኮነስ ሐዚ ዘሎ ኩነታት ዘመኒ ኣይኮነን። ታይ ንምርካብ? ፀርፊ ? ውርደት? ዝሐሸ ኣተኣሳስባ ተዝህሉ ? መን ይፀልእ?!!፡፡ ግንከ ኣሽንባን ምስ ትግራይ ኣብ ሞንጎኹም ዘሎ ኣፈላላይ ባዕሉ ዝኸኣለ ፆር!!፡፡ ኤርትራን ትግራይን ዘይራኸብ ህዝቢ እናበልካ ህግዳፋውያን ኢሳያስ ኣፈወርቂ ካብ ትግራዋይነት ኣውፂኦም ሓማስየናይ ፡፡ ብኻ ምኾነዋ !ከማኻ ዝበሉ ድማ እኒ ወልደ ኣብ ወልደማሪያም ወሲዶም ምስ ትግራዋይ ዘራኽብ የብልናን ትብሉ!! ፡፡ እዙይ እዩ (ኣውራ ፀገም ገዲፍካ ኣዉራ መፍትሒ ከይሓዝካ) ኣብቲ ጨናፈር ሸንኮለል ይበሃል ፡፡ ኤርትራ ካብ ትግራይ ዝሐሽት ዝበለፀት ዓዲ (ህዝቢ) ተትኸውንኮ ንትግራይ ዓብይ መፍትሒ (ኣዎንታዊ ፅልዋ) መፅለሊ ምኾነት እምበር ፀገም ኣይምኾነትን። ንስኹም ኣብ ኣውሮፓን ኣሜሪካን እትነብሩ ዘለኹም ጥዑያት ሰብኣውያን ብሉፃት ስለዝኾንኩም ዘይኮነስ እታ ዓዲ ሰብኣውያን ስልጡናት መራሕቲ ስለዘለውዋ እዩ፡፡ ኤርትራ ግና ንትግራይ ሸኽሚ እያ።ኣሽንባን ንትግራይ ንባዕልኹም ክትነብሩላ ኣይኮኣልኩምን ፡፡ ምስ ትግራይ ንክትሓብር ሓደ ንክትኮን ዘይኮነስ ከም ዓዲ ጥዑይቲ ጎረቤት ተትኾነልናኮ ዳርጋ ካሊአ ትብል ኣደዋይ፡፡ ስሰናዩ የሕስበና… መሰረት ዙፋኑ ፅድቅን ፍርድን ዝኾነ ኣምላኽ ኣብ መንበሩ ኣሎ !! የሱስ ጎይታ እዩ !! ተተጋግየ ይቕረታ፡፡
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 5 месяцев назад
ሓቕካ ዮኤል ኣመሪካ ቀደማይ መርሕሃገር ዋሕንግቶንዩ ካቢ 4 ዓመት ካልኣይ ኣድልክኣ 4.4+4 =8 አሎም ኣዊጆም ደሓርክኣ ባተክርስትያን ይኽተሉ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚🇺🇸🇺🇸💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.
@adonairm2252
@adonairm2252 5 месяцев назад
ወልድኣብ ወልደማርያ እናዘከረ ትግራይ ከርሕቕ ይፍትን😮። ሓደ ሃገር ዝበለ የሎን ኣሕዋት ሰላም ዩ ዘድሊ ንብል ዘለና። ኢሰያስ:የማነታት: ሓጎስ ኪሻ ካበይ ድዮም? ነቲ ስርዓት ጽልኢ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝኽተሎ ንምስዓር እምበር ሓንቲ ሃገር ንምምስት ዝብል ዳርጋ የሎን።
@SesenHadish
@SesenHadish 5 месяцев назад
እንድዒያ !ዕርቆይ ፍርቆይ ትብል ኣደዋይ።
@jamieshifaadem6815
@jamieshifaadem6815 5 месяцев назад
The question of identity card in Eritrea prohibition process is depend up on sexual adultration ' gay sex ' cheating ' lies Luck of democracy So on etc directly in directly at the governor level and population level and at the world level politically economically culturally . Now in Eritrea we have two religious followers they are Muslims and Christians If prohibition of Eritrean identity card depends on such conditions that we already mentioned , Who do you think will be prohibited more from Eritrean population ? Prohibition of Eritrean identity card in Eritrea is one type of destruction of Eritrean population It is also one of quality of unequality process of nation wise and world wise
@RutBerhe-v5n
@RutBerhe-v5n 5 месяцев назад
Aye nska nmen ketednagru ikum hji eritrea eritrawnet zemaekele tbl tgray Do ktbl ayhagekam hji entay slezterekbe eitrea ktbl jemirka kid da eitrea wanatat alewuwa blelawnezom bswatom bhzbom bbamderom waga edaga zeyetwu RIGHT or WRONG may country zblu ms kemaka kedat bkebdom zshyetu
@dalac_93
@dalac_93 4 месяца назад
Ezi nay eritrawiyan guday eyu!
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 5 месяцев назад
ሓደ ሰብ ትግራይ ትስዕር ክብል ከሎ እንታይ ማለቱ ኢዩ ኣይተረዳእካዮን :: ትግራይ ትስዕር ማለት ትግራይ ንኤሪትራ ትስዓራ ማለት ኣይኮነን :: መጀመርያ ትግራይን ኤሪትራን ኣይተዋጋኣን :: ህግደፍ ኢያ ምስ ሓይሊ ናይ ኣብይ ኣሕመድን ሓይሊ ኣምሓራን ሓይሊ ዓፋርን ተማሓዝያ ንትግራይ ወሪራታ :: ትግራይ ትስዕር ማለት በዞም ኩሎም ሓይልታት ብዘይ ሓደ ቡቑዕ ምኽንያት ኣብ ገዛእ መርየታ ተወሪራ ስለ ዝተቐጥቀጠት ነቶም ኣብ መርየታ ኣትዮም ዝቐጥቀጡዋ ሓይልታት ኣብ መርየታ ስዒራ ህላውነታ ተውሕስ ማለት ኢዩ እምበር ንህግደፍ ትስዓራ ማለት ኣይኮነን :: ትግራይ ተወሪራ እምበር ኣይወረረትን :: ዝኸፈለት ከፊላ ዘጥፈአት ኣጥፊኣ ህላወኣ ከተረጋግጽ ናይ ግድን ኢዩ :: ንዑኡ ድማ ኢዩ ትግራይ ትስዕር ዝተባህለ :: ዋላ ጠዊኻ ደጋጊምካ ነታ ትግራይ ትስዕር ትብል ቃል ጽሞቃ ብዘይካ እዚ ኣብ ላዕሊ ተገሊጹ ዘሎ ትግራይ ትስዕር ማለት ካልእ ቱርጉም ክትህቦ ኣይትኽእልን ኢኻ :: ትግራይ ትስዕር ማለት ነቶም ዝወረሩዋ ሓይልታት ኣብ መርየታ ብዓወት ትስዓሮም ማለት ኢዩ :: ካልእ ቱርጉም የብሉን ::
@josmerh7
@josmerh7 5 месяцев назад
ትክክል
@SamSamson-v6x
@SamSamson-v6x 5 месяцев назад
ሐሳዊ ዐጋመ
@ኮኮብ-ጨ6ፐ
@ኮኮብ-ጨ6ፐ 5 месяцев назад
ፋኑስ፡ ዋላ ኣቦና ወልደኣብ ወልደማርያም ይኹኑ ካልኦት እንተዝህልዉ ወይ ዝኾኑ በዓል ፋኑስ ትብልዎ ኣይሰኣንን እዩ።
@tedrosberhe1850
@tedrosberhe1850 5 месяцев назад
ስላም ፋኑስ ኔትዎርክ.....ክቡር ሐዉ እዚ አልዒልካዮ ዘለካ አርእስቲ.....ሰብ ምእንቲ ሀገር..ሀገር ምእንቲ ሰብ ዝብል አርእስቲ....ኢሰያስዮ አምጺእዎ ትብል አለካ...ናይ ኤርትራ ጸገም ንነዊሕ ዝከደን ዝከይድ ዘሎንዮ እሞ...አብ አርበዓታትከ. ኢሰያስ ዲዮ አምጺእዎ እቲ ጸገም ..ሰብ ምእንቲ ሀገር ዝበልካዮ.ነቲ መንእሰይ ስለምንታይ ኢና ዘዳናግሩ ዘረባታት እንዳ አምጻእና ነታልሎ.ጸገም አለና ጸገምና ግን ብጉቡእ ንፈትሾ ....ወደሐንኩም
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 5 месяцев назад
ስርዓት ስርዓትትትትትት ውይይይይይይ ንባዓልኻ ክትማሃር ብናይ ህዝቢ ገንዘብ ኢኻ በሊዒኻ ምሳና ኣትዋዳደርን ኢኻ ንሕና ብሳሃራን ባሕርን ኢና መጺና ገንዘብ ህዝቢ በሊዒኹም ኣትረቡሹና።
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 5 месяцев назад
እድሕር ንኣቦና ወልድኣብ ወልደማርያ ተኽብር እንተኾንካ ዝበሎ ሃገረይ እንታይ ክገብረልኪ እምበር እንታይ ጌራትለይ ኣትበል ኢዩ ዝብል ስለዚ እንታይ ትጽበ?
@eritr
@eritr 5 месяцев назад
EPLE Supporters are proud Eritreans 🇪🇷, your follower aren't proud
@deresewoldu9118
@deresewoldu9118 5 месяцев назад
ሽምካ ኮነ ሽም አቦካ እንተ ትቅይር መንነትካ ምስ በርሀ ሳላ አሥመራ ተሐቢእካ ዓቢኻ መንነትካ ትግርኛ ክኸዉን አይክእልን እዩ አሥመራ መፈጠራ ድቃላ እዩ ወልድአብ ኮነ ኢሳያስ ክሻ ኮነ የማነ ማንኪ ብዓብዩዉን ንስኻ ትግርኛ አይትዉኹሉን ኢኹም ድቃላ ድቃላ እዩ::
@SesenHadish
@SesenHadish 5 месяцев назад
ክበረነገስትኮ ኦርቶዶክሳዊ (ቀኖናኣ) እዩ እምበር ፖለቲካዊ ሰነ ሓሳብ ኣይኮነን። ኤርትራዉያን ኦርቶዶክስ የለዉን? ትንተናኻ ወይ መንፈሳዊ ወይ ፖለቲካዊ (ምስቲ ዝነበረ ማሌ ስነ ሓሳብ) ኣመፅኣዩ ዉፅእ እትዉ...ሕዉስውስ ዘበለ ነገር..
@yogo5140
@yogo5140 5 месяцев назад
ግእዚኣ ሕቶስ እንተ ትትምለሰለይ ጽቡቕ ነይሩ....... ኢሳይያስ 24/7 ኢሱ ሕማቅ ይኩን ጽቡቅ ታሪኽ ሰሪሑ እዩ ብዙሕ ጽቡቕ ነገር.....ርኡይ ክክሓድ ዘይክእል ዋላ እዃ ሰብ ኮይኑ ዘይጋገ ዘየለ.....ግን እዞም ሕጂ ን ኢሳያስን ናቱ Administration ተቋወምቲ ኢና በሃልት ንምንታይ ኢካ/ኪም ናት ኩም ዓቢ ታሪኽ ክትሰርሑ ዘይትክእሉ ዘለኩም.. ኣብዛ ገዛ እካ ቡዙሕ ጽልኢ የለን ብፍላይ ን ናይ ኤርትራ ሕብረተሰብ.ግን ብሓፈሻ ግን ኤርትራዊ ሃገርያ ፈቲና ጸሊእና እቲ ዝበዝሐ ከኣ ሻዕብያ እዩ ኣምጺእዋ ብኡ እያ ከኣ ክትቅጽል.......እዚ ግን ክብል ከለኩ ኣብ ወሎደታት ክምዓራረ ይክእል እዩ. ሰለዚ እቶም ዓበይቲ ዘለኩም ኣብዚ ሕማቅ ግዜ ንኣሕዋትኩም ኣታዓርቁ ኣቃራርቡ....ዳሕራይ ነበራነበረ ከይከውን😞
@ttek9180
@ttek9180 4 месяца назад
ሐደ ካብቶም ጽፉፍን ቅኑዕን ዝኾነ ትንተናን አስተምህሮን ብኩሉ መልክዑ ከአ ሚዛኑ ዝሐለወ ናይ ሐውና ካሌብ ዘወንጌል ኢዩ። ንኩሉ ከአ ዘለፋን ጸርፊን ዘይብሉ መሃሪን ሃናጽን ብዝኾነ አገባብ ብምቕራቡ ዝያዳ ብልጫ አለዎ። ከም ካሌብ ዝበሉ የብዝሐልና። ዮኤል ከምዚኦም ዝአመሰሉ መስተውዓልቲን ቅኑዓት ጸለውትን እንዳዓደምካ ቀጽሎ። ንዓኻ'ውን የመስግነካ።
@anythingeverything5472
@anythingeverything5472 5 месяцев назад
Hey Yoel Please correct the record here. This intellectual Eritrean has some numbers incorrect in his speech. I don't think that was intentional but I think it should be addressed. The result of Eritrean Referendum was 99.83% not 98.83% as he had stated many times. First I thought it was slip of a tong but he said it many times, even saying the no was more than 1%. Good discussion though. Please keep bringing intellectuals who can enlighten the society, we are in a deep sh*t hole when it comes to such understanding.
@maa.mariam1362
@maa.mariam1362 5 месяцев назад
ኣቶም ኣሕዋት ንዑ ሱር ሽግርና ንፍለጦን ብትኽክል ነስተውዕሎን፡ ቀንዲ ሱር ነቀላዊ መፍትሕ ሽግርና ከንረኽቦ። ካሌብ ካብቶም ንፉዓት ናይ ኣካዳሚ ጸብለልነት ዘለዎም ሓደ እዩ። ብፍዚክስን ሳይበር ስኪሩቲ ምሁር እዩ፡ እዚ ብሓቂ ንፉዕ ተመሃራይ፡ ካልኦት ተምራሚሮም ዝበጽሕዎን ዝጸሓፍዎን ምጽሓፍትን ምርምርን ኣንቢቡ ተረዲኡ ዓቢ ናይ ምርዳእ ዓቕሚ ዘለዎ፡ ንፉዕ ተመሃራይን፡ ሰራሕተኛን እዩ። እሞ እዚ ዝተማሃሮ ዓውድን እዚ ዝትንትኖ ዘሎን ደኣ እንታይ ዘራኽብ ኣለዎ፧፧፧? እቲ ሕማቕ ዕድል እቶም ምሁራትና መዓረ ክንድዚ ንነብሶምን ዓቕሞም ዘይፈልጡ ምዃኖም እዩ። እቲ ዝተማህሮ ዘይተንተነስ፡ ጥር ኢሉስ ናይ ፖለቲካ ተንታናይ?!!?!!! ከመይ ኣቢሉ ?!!!!??ንብል ኣለና። መጽሓፍቲ ከንብብ ጀሚረ፡ ገዚኤ ደርዲረዮ ከንብቦ ቀሪበዮ ኣለኹ ኢልካስ፡ ናይ ዘመናት ታሪኽ፡ ፈሊጠ ኢልካ ደፊርካ ምዝራብን ምትንታንሲ ምስ ምንታይ ይቑጸር!!!?! ኣንቢብካሞ ወድእ፡ ሽዑ ክትርዳእ ኢኻ ዝሓወይ። ብኽብረትካ ንብል ኣሎና። እቲ ትንተናኻ ነቲ የድንቖ እየ፡ 'ብእኡ ዘይምምራሕናስ ዕድል ኣይገበርናን' ዝበልካዮ ወልደኣብ ወልደማርያም፡ ዝቃለሰሉ ዝነበረ ኢኻ ትቃወሞ ዘሎኻ። ብፍጹም ኣዝዩ ፍልጠት ዝወሓዶ ቆልዓዊ ዘረባ ኢኻ ተዛሪብካ። ኩሉ ናይ ወል ወል መጽሓፍቲ፡ ብውሕዱ፡ እንቢብካ ኣስተውዕሎሞ፡ እቲ ሓሳብካ እክብ እንተበለልካን ተተጠርነፈልካን። እንድሕር ናይ ወል ወል እምነትን ቃልስን ብግቡእ ተረዲእካዮን፡ ሽዑ ንነብስኻ ኣንጻሩ ኩይና ክትረኽባ ኢኻ። ስለዚ ሓውና እቲ ድሊትካ ከምዘለዎ ዓቂብካ፡ ነዊሕ መገዲ ኣሎካ፡ ቅድሚ ኣብ ትንተና ምእታውካ፡። ኣይትተሃወኽ።
@MinabTzagai
@MinabTzagai 5 месяцев назад
ሰላም እቶም ኣብ ትሕቲ ዲክታቶራዊ ምልኪ ዝሰርሑ ጋዘጠኛታት ብንጹር ቛንቋ ትግርኛ ዜናታት የሕልፉ ፡ እንታይ ኮንኩ ድኣ ንስኻትኩም ብጉራማይለ ቛንቋ ተጠቒምኩም ዜናታትን ኣደለይቲ ዛዕባታት ፖለቲካ ተመሓላልፉ ፧ ቛንቋ እኮ መባእታዊ ሰርትን ነጻነት እዩ። ነቐፈታ ዘይኮነስ ርእይቶ እዩ።
@LamdaAlpha65
@LamdaAlpha65 5 месяцев назад
እዋእ፣ ጴንጠ ቆስጠ'ኸ መንግስቲ ኣምላኽ' ኢን ንኣምን፣ ኩልና ኣብ ዓለም ዘለና ሓደ ኢና ወዘተ ትብሉ ኔርኩም። ሕጅንከ እዞም ኣቦና 60 ዓመት ጴንጢጦምሲ ሕጂ ምስ ጎረቤትና ርክብ ኣይነበረናን የብላን ይብሉ። ታይ ጉድዩ እዚ። ራሲስት ሁላ። ርክብ ተዘይህልወካ ደኣ ኢሳያስ ኮን ማንኪ ንስኻ ንባዕልኻ ወዘተ ታይ ደሊኹም መጺኹምና!? ወይ ጉድ መንነት ኢቮልቭ ይገብርዩ ኢልካ! ኣብዚኣ ቅኑዕ በልካ። እሞ ኣብዚ ዝሓለፈ 34 ዓመት ኢቮልቭ ጌሩ ናብ ትግራዋይነት ማዕቢሉ። ንስኻ ንኣብነት መንነትካ ጴንጠ ነሩ፡ ሕጂ ናብ ኣመሪካዊ፡ ዓልመት ዓሌታዊ ኢቮልቭ ጌርካ ማለትኡ። ናብ ጥሮታ ገጽካ ኣብ ትኸደሉ እዋን፡ ጽሙርዶ ጥሙርዶ ጥምጥምዶ ወዘተ ዝብል ኣምራትዮም ቅጅል ዝብሉኻ መስለኒ። ኣያኒ ፊዚክስካ ሓዝ እምበር፡ ኣዙኻ ደንጉኻን ስለዘለኻ፡ ኣብ ዘይልዓትካ ኣቲኻ እዋን ጥሮታኻ ከየስተናወርካ ጸለለል ከይትብል ይፈርሃልካ። ብዛዕባቲ ምስ ረፈረንደም ተተሓሒዙ ዝሃብካዮ ቁጽርታት ኮነ ትርጉማቱ ስሑትን ሓሶትን እዩ። ጸለለል ምባል ታይ ኣምጽኦ!? 😢
@haileyohannes404
@haileyohannes404 5 месяцев назад
እምበርከ እዚ ናይ፡ "መንነት ፖለቲካ" እኮ ተግባራዊ ኣይኮነን። እንተዳኣ ኤርትራን ትግራይን ሓዊስና ሓንቲ ሃገር ንስራሕ ተባሂሉ፡ ነዚ ሎጂክ ዚ ናብ ካለኦት ናይ ኣፍሪቃ ሃገራት ወሲድና ኣፕላይ ተጌርናዮ፡ ነተን 54 ሃገራት ኣፍሪቃ ፈንጢሕና ከባቢ 3000 ሽሕ ሃገራት ክንፈጥር ኢና። ስለዚ እዚ ናይ "መንነት ፖለቲካ" ግብራዊ ኣይኮነን። እቶም ነዚ ስነ መጎት ዚ ዘወዓውዑ ሰባት ኣስፊሖም ዘይሓስቡ ጸበብቲ እዮም።
@teclewoldemichael9287
@teclewoldemichael9287 5 месяцев назад
ካም ኣራዳድኣይ መንነት ካብ ክልተ መዳያት ኢዩ ዝጥረ፤ ቀዳማይ ባህርያዊ ትዕድልቲ: ካልኣይ ድማ ተወርሶኣዊ ኢዩ ኢለ ይሓስብ። ባህርያዊ መንነት biological ምስ ናትና DNA: ዝትኣሳሰር ኮይኑ: ተወርሶኣዊ ድማ ካብ ሕብረተሰብን ከባብይኣዊ ዝዉረስን ዝዓብን ኢዩ። ብዝኾነ ምስጋናይ ወሰን የብሉን ንኽልቴኣትኩም። Anyway Yoel, I believe you own a very balanced with higher moral standards of service. And I would like to express my gratitude with Special thanks for your service.
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 5 месяцев назад
ክክክክ ኣብ ደገ ኾይኖም ዓበይቲ ሜዳ ሕጆም ኣስላማይ እተዘይ ፈረደ ሓረደ ዝቡሉ ኣብ ኣሰና 2019 ዝበለ ኢሰያስ ድዩ መሱሊምን ደቀባት ኣይኮንኩምን ዝበለ ኢሰያስ ድዩ ሓቂ ዘይትዛረቡ ሱዳናውያን ኤርትራ ዒድ ኣዊዒሎም ኢሎም ዘእውዩ ህግደፍ ድዮም እንታይ ኢኹም ትሓብእዎ ዓገብ በልዎም ኢሰያስ ክፋላልየና ኣይራኣናን ብኻልእኻ ድኣ ሕተት እምበር ብዛዓባ ትሕቲ ሃገራውነት ኣውራጃውንት ኣይሕመን እዩ ምሳና እዩ ዘሎ ሕማም ሃይማኖትን ኣውራጃን ነዚ ከይኣመናን ከየዕረናን ዘበት ልውጢ ክመጽእ።
@yirgaalemsdstu9471
@yirgaalemsdstu9471 5 месяцев назад
ንኽልቴኹም እያ። በቲ ዝምድሮ እኹል ፍልጠትን ምርምርን ዘይብሉ ሰብ ምቕራብ፡ ንፍልጠት ዶ ንዕንወት። ኤርትራዊ መንነት ካሌብን ከራርን ሓደ ልሳን፡ ባህሊ፡ እምነት፡ ታሪኽ ኣሎና ድዩ ዝብለና ዘሎ። ትምህርቱን ዘዕልሎ ዘሎን ኣይራኸብን እዩ። ዝዓበየሉ ዝተወልደሉን ውን ኣስመራ እዩ እዚ ክኣ ካልእ ሃጓፍ እዩ። ብዝኾነ ፋኑስ ምስቲ ኣርእስቲ ምህሮ ትምህርትን ዘለዎ ሰብ እንተተምጽኣልና ምመቀረ። ኩናማ ትግራይን ኩናም ኤርትራን ዝተፈላለየ እዩ ምባል ጥዕና ኣይመስለንን። ናበይ ኢኹም ደሊኹም። ዝደንቆረ ከደንቁረካ እንበር ከፍልጠካ ኣይክእልን። ብኻ ዘይረኸብካዮ ከሲርካ።
@issomtube1984
@issomtube1984 5 месяцев назад
እዚ ሚዲያ ካብ ናይ ቲቪ ኤሬይ ዝተላእከት ሪፓርተጅ ኢኻ እቲ ጋሻካ ናይ ምሁር ደንቄሮ ወላሓቲ ኣፍልጦ የብሉን ገና ካብ ሓፊሽ እይወጻን ወላሓንት ክትገብሩ ኣይትኽእሉን ኢኹም
@samsontekesteasfaha5127
@samsontekesteasfaha5127 4 месяца назад
ጹቡቅ ዝኮነ ሃሳብን እዋናዊየ መልእክት እዩ ናይ ሓውና ሰማዒይ እንተ ረኺቡ ንመፃኢት ኤርትራ ዝጠቅም አስተምህሮ እዩ።👍👏 ብጣሚ ነመስግነካ አቶ ካሌብ
@dawitgebrekrstos8851
@dawitgebrekrstos8851 5 месяцев назад
ናይ ጸጋም ፖለቲካ ሓሶት ዝድራሮም ኤረትራዊ ዜግኔት ናይ ጥልያን ፈጠራ ምካኑ ኢንዳ ፈለጥኩም ምትላል ኢንታይ ኣድለየ
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 4 месяца назад
ናይ ብሓቂ ተደንግጹ ኢኹም እታ ኤርትራ ንባዕላስ ናትኩም ድያ ዋንኣ መንዩ ግራት መን ምዃና ብመን ትሽየጥን ትልወጥን ከላኸ ክትከላኸለላኸ ፈቲንካዶ ትኸውን፧ ብኸመይ ትውንና ምጽዓርዶ ወይስ እቲ ድሕሩ ብቕዋምን ብድምጺ ህዝብን ዝውሰን ሃገራውነትባ መንነት ኢልኩም ኮለል ክትብሉ ግዜ ምቕታል ስቓይ ህዝብና ምንዋሕሲ መርገም ድዩ ምርቓ፧ ይገርምዩ።
@yirgaalemsdstu9471
@yirgaalemsdstu9471 5 месяцев назад
ካብ ታሪኽ ብዙሕ ሪሕቕካ ኣሎኻ። ካብቶም ሓደ ዝዓበዩ ሕግታት 7 እንድርታ ኸ ኣይኮነን ዲና ክንብል። ኲናት ኣብ 1943 ኣብ መንጎ ሃይለስላሰን እንድርታን ብሕግና ክንመሓደር ዝብል እንድዩ ነይሩ
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 5 месяцев назад
ክክክክክ ኣብ ደገ ዝግበር ዘሎ ዓገብ ዘይበለስ ናብ ውሽጢ ኤርትራ ብኣውራጃ እዳተባልዑ ዓገብ ዘይትብሉ
@sadat4271
@sadat4271 4 месяца назад
ርእይቶይ ከቐምጥ ተደናዲነ ነይረ እንድየ እቲ ቃለ መሕትት ምስወዳእኩዎ ግን ፍሉይ ነገር ስኢነሉ ጥራይ ነዚ ክትግዕታ ዶ ትርህጻ ኢለ
@ኮኮብ-ጨ6ፐ
@ኮኮብ-ጨ6ፐ 5 месяцев назад
መን ዘጽንሓልኩም ፍትሓዊት ኤርትራ ሓሰውቲ፡ፋኑስ ዝበሃል ወዲ ጸረ ኤርትራውነ ኣዩ
@michaelweldu4457
@michaelweldu4457 5 месяцев назад
ክብርኣብ ዝብሃል ሓው ውን ነይርዎም መዋኤሉ ብሰንኮም ሕማቕ ሂወት ኣሕሊፉ ኣብ ዓዲ ዛርና
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 5 месяцев назад
ባህሎም ከይፈልጡ እዳኣፍራስካ ዳስ ታሪኽ እዳጸረፍካ ነዚ ቅድም ኣርም?
@kibromgebre6726
@kibromgebre6726 5 месяцев назад
እቲ ተፈጥሮይ ንስካ ክትዕድለኒ ካብ ማዓስ እዩ ኣስላማይ ሐደ መንነት ዘለዎ ምስ ክርስትያን ንዓ ኣያ ትጋገ ኣለካ ብጨው ገጽካ ሐጺብካ ኣትዛረብ ዮኤል ጽልኣት ናይ ትግራይ ስለ ዘለዎ እዩ ንዓካ ኣምጺካ ናይ መንነት ተቃለስቲ ኣለው ሐቀኛ እንተኮንካ ንዮሰፍ ገብረሂወት ዓድሞ ነዛ ምኒን ትብል ዘላ ኣፍ ክዕጽዋ .
@zufanfissahaye5414
@zufanfissahaye5414 5 месяцев назад
ተሸጥካ ከለኻ ዘሎ wishful thinking ደው ይበል
@michaeltekle66
@michaeltekle66 5 месяцев назад
ዩኤል ነዚ መሁር ሰብ እዚ ደጊምካ አምጺእካ ሞር ክምህረና አንተትገብር ከመይ ጽቡቕ ኔሩ። ሚኪኤል ካብ ካናዳ
@danielhabte6633
@danielhabte6633 5 месяцев назад
ዘወንገል ቡሉጽን መሰረታዉን ሓሳብ አቅሩቡ ብጣዕሚ ብሉጽ ሓሳብ
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 5 месяцев назад
ባሃሊ በለ ክክክክክ ፈስቲቫል እኮ ሓደ ካብ ብሃሊ እዩ እንታይ ድኣ ንዑኡ ዘይተተባብዑ
@futsumamare9074
@futsumamare9074 5 месяцев назад
Of course ምአንቲ ሃገር አዩ ኩሉ ህዝቢ ዝቃለስ፡ሃገር አንተዘይዓቂብካ ንስኻ ከም ሰብ ን ከምሕብረተሰብን ትውኒኖም ክብርታት መኒነትን ባህልን ከም ሰብ ትኸቢርካ ቀጻልነትካ ከተረጋግጽ ዘኽአለካ መሬት ወይ ሓገር ምስትውኒን ጥራይ'ዩ ።ስለዚ ኣብዚ ዓለምና ሰብ ንመሬቱን ንሃገርን ዝዋድቀሉ ምክንያት ታሪካን መኒነትካን ኮምኡውን ሓባራዊ ርብሓካ ቀጻልነት ተረጋግጸሉ ባይታ ስለዘድልይካ'ዩ።ሰብ ኮይንካ ሃገር አንተዘይብልካ ከም ኩርዲ ስታን ዝተባታተነ ሕብረተሰብ አኻ ማለት'ዩ።ዝተበታተነ ሕብረተሰብ ድማ ሓይሊ ይብሉን ሰማዒ'ውን ኣይረክብን'ዩ፡ግደፍዎ ኣብ ዓለማዊ ፖሊቲካ ምውሳአ።መሬት ሃገር ኪዕቀብ ኣለዎ ቅድሚ ዛኣገረ ፡ንሳ አንተሒዝካ ኢኻ ኣብ ዓለም ትዋሳአ።ስለዚ ነዚ ዕዱምካ ክብሎ ዝደሊ ንሕና አርትራውያን ትርጉም ሃገራዊ መኒነትን ሃገራዊ ናሽናሊዝምን ካብ ኩሉ ንላዕሊ ከምዝርዳና ሲሒትዎ ኣሎ። ንሕና ብደርጃ ሃገር አምበር ብደረጃ ናይ ፖለቲካ መኒነት ኣይንሓስብን ኢና።ብሃገር ደረጃ ምሕሳብ ድማ ሉዑል ደረጃን ንቁሕ ህብረተሰብን ጥራይ'ዩ ዝዕውቶ።መስርሕ ደሞክራሲ ኣብ ኤርትራ አንተደንጐየ አቲ ቀንዲ ተሓታቲ አቲ ደምበ ተቃዋማይ ዝብሃል ብዝገብሮን ዝተኸተሎን ጸረ- ኤርትራውነት ፖሊሲ 'ዩ።ሓደ ሰብ ብሓንቲ አዱ ኣየታቅዕን'ዩ፡ ንሕና ድማ ሃገራዉ መንግስቲ ኣለና'ምበር ሃገራውያን ተቃውምቲ የብልናን ሚስቲ መንግስቲ አድ ኒኢድ ብሓሳብ ብዛዕባ አርትራ ረብሓን ሕውየትን ኣብክንዲ ምዝራብ ብትግራይ ትዕወት ጸሚምና ።ስለዚ'የ ድማ መስርሕ ሪፎርም ኣብ አርትራ ንከይቀላጠፍ ብሓላፍነት ዝሕተቱ አዞም ኣይ ኣብ አርትራ ኣይ ኣብ ትግራይ ሞንጎሞንጎ ብታሪኽናን ብስዋኣትናን ዘላገጽኩም ኢኹም።
@serekeyosief3233
@serekeyosief3233 5 месяцев назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ልዝብ መግለጺን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ።
@zewdeberhe1610
@zewdeberhe1610 5 месяцев назад
Nation must come prior to " Nationality or citizenship "
@tsegaia2909
@tsegaia2909 5 месяцев назад
Well Said Brother , This Is Why No Body Is Following The Opposition Group This Time , They Are Off The Road.
@YosiefTewolde-wz2td
@YosiefTewolde-wz2td 5 месяцев назад
I mean Tgray political influence!!
@YosiefTewolde-wz2td
@YosiefTewolde-wz2td 5 месяцев назад
I mean Tgray political influence!!
@natsaberhe6226
@natsaberhe6226 5 месяцев назад
Thank you ዩኤላ ብሉፅን ልዙብን ዝኮነ ሰብ ስለ ዘቅረብካልና
@ኮኮብ-ጨ6ፐ
@ኮኮብ-ጨ6ፐ 5 месяцев назад
ብጀካ እዚ ጋዚጠኛ እዚ ፈላጥ ዝመስል ደንቆር ከማን ኣይረኣኩን😂
@kalMHe
@kalMHe 5 месяцев назад
Gazetenga eye elika dyu? Plus n hade seb enda tselaaekayo dedihriu zokzok mbal , ntienaka tsibuk aykonen
@peaceToEastAfrica
@peaceToEastAfrica 5 месяцев назад
Kalibino ! You nail it ! Yoelino, please bring him all z time ! I can see , his brilliant ideas , decency, and Strategic analysis!
@OgbaiZera
@OgbaiZera 5 месяцев назад
ሰላም ዮኤል ሎሚ ኣገዳሲ ሰብ ፍሉይ ጥዑም ስም ዝሓዘ ትምህርቲውን ዝጽገበ ምስናይ ጽቡቕ ኣፍልጦ ዘለዎ ኮይኑ ረኪበዮ። ተስፋ እገበር እዛ መንነትን ዜግነትን ጽቡቕ ጌሩ ብዕምቖት ከርዳኣና እጸበ። መንነት ይርዳእኒ'ካ እንተኮነ ብዕምቖት ክግልጾ ይፍትን እየ። ይግዳስ ሰማዒት እዝኒ ኣይረከብኩን፡ ንኣብነት ስም መንነት'ዩ፡ ሰማይ ምድሪ ዓዲ ኣውራጃ ዞባ ሃገር በብደረጅኡ መንነት እዩ። ሃገራዊ መንነት ድማ ምስ ምምጻእ ምውላድ ምምቕቓል ሃገራት ዝምጸ'የ ኢለ ይኣምን። ብዙሓት ብቓንቃን ካልእን ኣብ ክንዲ እቶን እብ ውሽጢ ኤርትራ እንርከብ እንዳታት ብሄራት ንብሎም ድሕሪ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ባይቶ ዓለም ተቐባልነት ምርካባ ኤርትራዊ መንነት ተረጋጊጽልና ኣሎ ማለት'ዩ። ክፍል ኤርትራ ትግርኛ ተዛረብቲ ንሕና ትግራዎት ኢና ዝብሉ ሊሂቃ ባሃልቲ ነዚ ሓዲሽ መንነት ብድም ስዉእት ዝተረጋገጽ ክረግጽው ኣዱኣ ገዲፋስ ሓትንኣ ትናፍቕ ኮይኑ ኣሎ። እዚ ብመሰረቱ ጉጉይ ተርድኦ ክንቃልሶ ይግባእ። ሳዕቤኑ ድማ ኩለን ብሔራት ኣብ ክንዲ ንኣስመራ ቤተ ብሕጋዊ ኣገባብ ስርዓተ መንግስቲ ክቑማ ዝጥምታ ነናብ ጎዶብኤ ብቀንቃ፡ ብሃይማኖት ብትውልዲ ብጉርብትና ኣማካንየን ነናብ ጊዶቦታተን ጽዱም ክብላ፡ ማእከላዊ መንነትን ከፍርሳ ንዕዘብ ኣሎና። እነ ወዮ ደኣ ዘይተዓደልና ኮይና ስርዓተ-ሕጊ ኣልቦ ዝኮነ ብኤርትራዊ መንነቱ ዘይተኣማመን መራሒ ኮይኑ ኤርትራ ናይ ዜጌታት ሃገር'ያ ብማለት ኢትዮጵያዊ መንነቱ ዝቃመት ምካኑ ኣብ ኣዋሳ ኣግሂድዎ እዩ። ናይ ህግድፍሲ ዝኮነ ምኮነ ናይ በዓል ተስፎም ሰልጠነ ገሪሙኒ ኣነ ብዓብዩ ድማ መኣመር ትግራይ ትግሪኚ። ኤርትራዊ ዝብል መንነት ኣይነበረን ክብሉና ዝገርምእዩ እዚ ኩሉ መንነት ተባሂሉ ዝመጸ ካብ ሰማይ ዝወረደ ከይብሉና ንፈርህ ኣሎና። ደስ ዝብል ጋሻ ዮኤል ንመስግነካ! ርሑስ በዓል ሆሳኣና!
@kibromgebre6726
@kibromgebre6726 5 месяцев назад
እዚ ትብሎ ዘለካ ካብ ኣፍልጦ ዝራሐቀ እዩ ስዋኣት እንታይ ክገብሩ እዮም መጽኦም መንነት ክዕዱሉና ሕጂ ትቅይርዎ ርእሲ የለን ብሐይሊ መንነት ክትዕዱሉና ኣስላማይ ከመይ ገሩ እዩ ምስ ክርስትያን ሐደ መንነት ዘለዎ ም ኣቃናጅካ ዝቅየር መንነት የለን ብዜግነት ግን ንራከብ ኢና
@elilhagos9952
@elilhagos9952 5 месяцев назад
Kaleb Hawey Niamlak entay yisiano kem Mussie neritrea merahi ketensie yikiel eyu
@AfariMad.SleuthExportedSalt
@AfariMad.SleuthExportedSalt 5 месяцев назад
የጀዝባ ዕብድ ውሾች ዘር
@selamnigber-fb5lq
@selamnigber-fb5lq 5 месяцев назад
No body is questioning Eritrean Identity, you are , no body is questioning Eritrean Citizenship, you are •••••the question in front of us is how to remove the brutal PFDJ regime, so with all do respect why don’t u focus on that •••••focus ••••!!!
@tsigeasfaha9942
@tsigeasfaha9942 5 месяцев назад
ቅንዕናን ብስለትን ብልሕን ዘጣመረ ጋሻ!
@kalebzewengel4883
@kalebzewengel4883 5 месяцев назад
@selamnigber, I need to clarify that I am not questioning Eritrean identity or citizenship. I have explicitly stated that this is not the fundamental issue causing our problems. I agree that we must FOCUS and direct our attention to the underlying factors that impact our lives. While this topic may seem insignificant, it is important to offer some perspective from historical, genealogical, and societal angles. Just my two cents.
@yosiefmehari8896
@yosiefmehari8896 5 месяцев назад
Humanity vs Nationality ...
@thanksgod8398
@thanksgod8398 5 месяцев назад
ሓሳዊ ኣረጊት ሓደ ኢና ኣፍሪስናኩም ኢና ከማኩም
@elilhagos9952
@elilhagos9952 5 месяцев назад
Great analysis, kaleb zibilae zereba tseba site
@akely3091
@akely3091 5 месяцев назад
Fantastic explanation
@mulughetahaile1649
@mulughetahaile1649 5 месяцев назад
እ እ ም.. "ዜግነት መሰረት ናይ መንነት" ድማ ኾይና?
@yohannesdesta6954
@yohannesdesta6954 5 месяцев назад
Thank you so much.💙🌿💙🌿💙🌿🌿✊🏿✔️🗝️
@zulanet8683
@zulanet8683 5 месяцев назад
እንታይ ዩ መንነትካ.. 🤣🤣
@michaelissack9271
@michaelissack9271 5 месяцев назад
❤❤❤
@tesfaslasiewelderufael94
@tesfaslasiewelderufael94 5 месяцев назад
ሰብ ምእንቲ ሃገር
@luulmekonnen6587
@luulmekonnen6587 5 месяцев назад
ክላ ሱቅ በል ማእሲ 🤣
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 5 месяцев назад
😂 ሎሚ ከኣ ሃለቃ ነይረ እናበለ ንተፈጥሮን ታሪኻዊ ሓቂን ዝኽሕድ ሕማቕ ሰብ ሒዝካ መጺእካ። ሓዝ ሃለቃ ዘወንጌል፣ሓሶታትካ ክነግረካ !! 1, ምስ ህዝቢ ትግራይ፣ ብቋንቋ፣ባህሊን ህዝባዊ ክብርታትን ሓደ ኢና ትብል ኣለኻ። ሓደ ኣይኮናን ንምባል መታን ክጥዕመካ፣ እቲ ናይ ሓባር ታሪኽን መንነትን ክትገልጾ ኣይደለኻን። ወዮ ደኣ ሓቂ ንምዝራብ ዘይተዓደልካ ሓሳዊ ሃለቃ ኮይንካ'ምበር፣ ሓደ ህዝቢ፣ ብቋንቋ፣ ብባህሊ፣ ብህዝባዊን ማሕበረሰባዊን ክብርታቱ ሓደ እንተኾይኑ፣ ብመንነት ሓደ'ዩ ማለት'ዩ። ነዚ ብመንነቱ ሓደ ዝኾነ ህዝቢ እምበኣር ኢኻ፣ሓደ ኣይኮናን ክትብል፣ምስቲ ተማሂረዮ ትብሎ ዘለኻ ዘይከይድ ሓሶት ትሕሱ ዘለኻ። 2, ምድረ ባሕሪን ኣቢሲንያን ተባሂልና በበይንና ኢንቲቲ ኢና ነይርና ትብል ኣለኻ😂 እዚ ውን ሃለቃ ኣይኮነን ዓለም ውን ዘይደፍሮ ውጹእ ሓሶት !! ምድረ ባሕሪ፣ ምድረ ነገስታት ዝብሉ ኣስማት ግዝኣትና፣ነዞም ዝስዕቡ ከባብያዊ ምምሕዳራትና ዘጠቓልሉ እዮም ነይሮም። ሀ, ኣለውሃ ምላሽ ለ, ተከዘ ምላሽ ሐ, መረብ ምላሽን እዮም። እዞም 3 ዞባታት ናይ ርስቲና ኸኣ፣ ካብ ኣለውሃ-ምላሽን ከባቢ መተማን ክሳብ ሰሜናዊ ጫፍ ኤርትራ (መላእ ትግራይን ኤርትራን) እዩ ነይሩ። ንሕና ከም ህዝቢ፣ ሀ, ማእከል ክልቲኦም ሃይማኖታትና፣ ኣኽሱምን ኣል-ነጃሽን (ትግራይ) እዩ። ለ, ማእከል ስልጣነና፣ ኣኽሱም (ትግራይ ) እዩ። ሐ, ፖለቲካዊን ቁጠባዊን ማእከልና ትግራይ እዩ ነይሩ። መ, ማእከል መናገሻና፣ ትግራይ'ዩ ነይሩ። ነዚ ኹሉ ሓቅታት ብምኽሓድ ኢኻ 'ምበኣር፣ ሓደ ኣይኮናን ብምባል፣ ንባዕልኻ ኸኣ ከይተረድኣካ፣ ብቋንቋን ብባህልን ክብርታትን ሓደ ኢና እናበልካ ንገዛ ሓሶትካ ተፍርሶ ዘለኻ። ተሕዝን !! 3, "ናይ ኤርትራ ስነ-ልቦና" ኢልካ 'ለኻ። ኤርትራዊ ሃገራዊ ስነ-ልቦና እዩ ዝኸውን ዘሎ። 😂😂 ሀ, ኤርትራዊ ስነ-ልቦና ዝበሃል ፈጺሙ የለን። ነቶም 9 ሕብረተሰባት ነናቶም ስነ-ልቦና ኣለዎም እንተይልና'ኳስ፣ ኣብ ኤርትራ 9 ስነ-ልቦናታት ኣለው። ለ, ኤርትራዊ መንነት ዝበሃል ውን ፈጺሙ የለን። ኣብ ኤርትራ፣ 9 ነናቶም መንነት፣ ባህግታትን ሕልምታትን ዘለዎም ህዝቢታት እዮም ዘለው። ኤርትራዊ ሃገራዊ መንነት ኣሎ ክበሃል እንተኾይኑ፣ ሀ, ወይ ናይ ሓደ ካብዞም 9 መንነታት ከም ሃገራዊ መንነት ክትቅበሎን ክትውክሎን ኣለካ፣ ለ, ወይ ከኣ፣ ንትሽዓቲኦም መንነታት ዝውክልን ኩሎም ዝርዕሙዎን መንነት ክትፈጥር ኣለካ። እዚ ኸኣ ፈጺሙ ዘይከኣል ነገር'ዩ !! ስለዚ፣ ሓቂን ክውንነትን ብምቅባል ደኣ ቁስለና ነሕዊ 'ምበር፣ ዜግነት ከይፈርሰና ክንብል፣ ንመንነታዊን ታሪኻዊን ተፈጥሮኣዊን ሓቅታት ክንልውጦም ብምድላይ ንወለዶና ናብ ዘይወጽኣሉ ዓዘቕቲ ኣይንሽመሞ !! ዓገብ !! ሃለቃ ካሌብ፣ ፍተዎ ኣይትፍተዎ፣ ኤርትራ ትበሃል ሃገርን፣ ትግርኛ ዝበሃል ቋንቋን ዘለካ "ትግራዋይ" ኢኻ።።።
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 5 месяцев назад
Our fight is only the dictator:: leave us alone ueal you keep bringing people who are illusions always halewulew ❌❌❌❌❌
@dalac_93
@dalac_93 4 месяца назад
I hope hgdef continues to rule. Go fight and fight there!! There are those defending day and night & let them overthrow the government if they have a problem
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 4 месяца назад
@@dalac_93 kkkkk keep on hoping denkoro
@dalac_93
@dalac_93 4 месяца назад
@@solomonteshagerethiopian6483 it’s not hope! I am gonna fight it.
@lahmet5360
@lahmet5360 5 месяцев назад
ኣታ ፋኑስ ፈላጣትን ውድዓውያንን ዓዲምካ ኣምጽእ። እዚ ሰብኣይስ እንታይ እዩ ዝብል ዘሎ። ቋንቋ በይኑ ይብል። ዝገርም እዩ። ፋኑስ፡ ከምዚኦም ዘኣመሰሉ ናይ ፍልጠት ስንክልና ዘለዎም ሰባት ኣይተምጽእ እዛ መዲያኻ ዝሑል ማይ እንዳኣፍሰስካ ናይ ቀስታ ሞት ከምእትመውት ኣይትግበራ። በቃ ናይ ፕሮፖጋንዳ ናይ ድራማ ኤሪትራውነት ጌርካያ። ክትከስር እምበር ወድዓውነት ኣይልወጥን እዩ። በጃኻ ምስ መንደቕ ኣይትጋጮ። 11:16
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 5 месяцев назад
"ኤርትራን ኤርትራውነትን ኣጀንዳ" ፡ ዝበሃል ቁምነገር ዘይብሉ ናይ ዓጀውጀው ሃለውለው እዩ። ኣብ ኤርትራ ልዕሊ 400 ኣብያተ ማእሰርቲ ሃኒጹ ንህዝቢ ዘጽንት ስርዓት ፡ ዝኾነ ይኹን ውሕጅን ህቦብላን መጽኡ ክወስዶ ጸሎትን ስራሕን ናይ ህዝቢ ኤርትራ እዩ።
@Pawleto9450
@Pawleto9450 5 месяцев назад
ሓውና ካሌብ ዘወንጌል ብጣዕሚ ጉሩም ንቡዙሓት ኤሊት ዝፈልጡ ዝመስሎም ብዳታ ን ሓበሬታን ኣሰኒኻ ጥርሖም ምዃኖም ዘርኣኻዮም ጌረ እየ ዝወስዶ። ሓንትስ ኣነ ዝሙግተላ ካብታ ዝበልካያ እቲ ስርዓት ኣብ ዓድና ዘሎ ኣብ ክንዲ ህዝቢ ቶኮር ሲ መሬት ተኮር እዩ ፍልስፍንኡ ኢልካና። የግዳ መሬት ተኮር እንተኾይኑ ኮ ብግዲ እዩ ህዝቢ ተኮር ክኸውን ግዳ እቲ ስርዓት ኣብ መሬት የሎ ኣብ ህዝቢ የሎ እንታይ ድኣ እንተኢልና ናይ ኢሳያስ ስልጣን ተኮር እዩ ንኽትእረመላ ኢለ እየ እምበር ብጣዕሚ ጽቡቕ። Principle of equivalency in International Law ንበብ ኢኻ። The principle states ensuring equal treatment for individuals in the land equally by protecting the land. The land is the people and the people in the land.
@jemalabdulkadir9141
@jemalabdulkadir9141 5 месяцев назад
Hahahahaha..... " hiji zkebela presdent kebeyd sirah zelewo" ayewe mait sheklow eyou zelewo . genkhaa misty xaram hezbi Eritrea keleyelen bezhaxere owan kistekhakel eyou .
@HanibalDaniel
@HanibalDaniel 5 месяцев назад
ካኩ ሓወይ ኣምላኽ ይባርካ! "ካብ ክብሪ መሬት ክብሪ ሰብ ይዓቢ፡ ኣብ መሬት ዝግበር ዘበለ ኹሉ ንኽብሪ ሰብ ክከውን ኣለዎ" ዓቢ መልእኽቲ!! ዬኤሊኖ ድማ ኣዚና ነመስግናካ!!
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 5 месяцев назад
What about they want you to give you land , you have to give them?????answer me???????
@ኮኮብ-ጨ6ፐ
@ኮኮብ-ጨ6ፐ 5 месяцев назад
መን ዘጽንሓልኩም ፍትሓዊት ኤርትራ ሓሰውቲ፡ፋኑስ ዝበሃል ወዲ ጸረ ኤርትራውነት
@SHaile-xu9ub
@SHaile-xu9ub 5 месяцев назад
ኣገዳሲ ዕላል፡ የቐንየልና ብዙሕ ሰራውሩ ሽግር ሃገርና ንምርኣዩ እንታይ ድኣ'ዩ ሸፊኑና ኢሳያስ ጥራይ ስለዝኾነ ጠመተና ኩሉ ሽግራት ንህግደፍ 'ንዳልገብና ደምበ ፍትሒ እንዳሰመና ንባዕልና ሽግር ካብ ምግጣም ስለ ዝሃደምና ዳርባ-እምኒ ኣውጺእና asylum ምሳና ናብ ሕነ ምፍዳይ ሰለዘምርሐ ኣሰራርሓና ህግደፍ ጥራይ ደላይ-ውግእ ጌርካ ምቑጻር ንገዚፍ ጉንዲ ምስካም ምፍታን ብጨንፈር
@YosiefTewolde-wz2td
@YosiefTewolde-wz2td 5 месяцев назад
Very interesting, our problems are narrow Awraja sometimes religion Tigrsy influence
@kalMHe
@kalMHe 5 месяцев назад
Youela, I really appreciate you for bringing us such a well rounded , very successful Eritrean !!
@ameritreangitsatse9249
@ameritreangitsatse9249 5 месяцев назад
Great! Authentic Eritrean. Thank you Yoel and Kaleb Zewengel.
@yohannesnegassi174
@yohannesnegassi174 5 месяцев назад
ጽቡቅ መግለጺ ሓው ኻሌብ።ግን ኣብ ታ ዜግነትን መንነትን ኣጸቢቅኻ እንተት ገልጸልና ብፍላይ ከኣ ኤርትርውያን ንጥቀመሉ ዜግነት።
@edrismussa3688
@edrismussa3688 5 месяцев назад
Thank you Yoel very interesting TOPIC.
@michaelissack9271
@michaelissack9271 5 месяцев назад
God bless you and your family thanks Michael ❤❤❤
@emahazionhaile4526
@emahazionhaile4526 5 месяцев назад
ጽቡቕ ትንተና፣ የቐንየልና ሓው ካሌብ ከምኡውን ዩኤል
@senafe90
@senafe90 5 месяцев назад
😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅Uhr 😅😅hat 😅😅😅😅😊😅😅😊😅😅😅😊ist 😊😅😅😅😅😊😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😊😅😅
@YosiefTewolde-wz2td
@YosiefTewolde-wz2td 5 месяцев назад
I mean Tgray political influence!!
@senaizemenfes5418
@senaizemenfes5418 5 месяцев назад
ፍልስፍና ዲክታቶር ኢሳያስ ብዛዕባ ሃገር ኣይኮነን። ብዛዕባ ኣብ ስልጣኑ ከመይ ጌሩ ይጸንሕን ንዑኡ ዝኸዉን ከኣ ህዉከትን ዂናትን ይጽሕትርን እዮ።
@EritreaisfarEritreansእሪትራ
@EritreaisfarEritreansእሪትራ 5 месяцев назад
ኢሳያስ ሙሉ ዕድሚኡ ተቃሊሱ ኣይኮን ዲዩ ዝመጸ?
@hayletkle2197
@hayletkle2197 5 месяцев назад
እቲ ዝለዓለ ፍልጠት ፈሪሃ እግዝ ኣብሄርዩ ፡ኩሉ ሰናይ ነገር ኣቡኡሎ ፡
@tesfaytseghay9778
@tesfaytseghay9778 5 месяцев назад
እተን ጽሕፋት፡እስከ ሊንክ ( ጥብቖ) ስደደልና ሓው ዩኤል።
@edrismussa3688
@edrismussa3688 5 месяцев назад
Thank you Kaleab . I agree with you.
@zowdi810
@zowdi810 5 месяцев назад
Yes you are right thanks my haro erterawe 🇪🇷 yes you are right 🇪🇷 yes it's right we're erterawe God's blessing to erterawe people 🇪🇷 🙏 😊 😀 ☺️
@peacetotheworld1737
@peacetotheworld1737 5 месяцев назад
Calm down. Understand it properly. 😂😂
@abrahamtewelde7515
@abrahamtewelde7515 5 месяцев назад
Thanks my brothers ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@fursonstwas7390
@fursonstwas7390 5 месяцев назад
Nemsale nateyi natena e wedizi adi e meskin hawlti
@redaegebremedhin
@redaegebremedhin 5 месяцев назад
ኣብዛ ቻነን ዝመጽስ ኩሉ ጸረ ምንቅስቓስ መንእሰያት ብርጊድ ንሓመዱ።ብናትኩም መገዲ ተቓለሱ ይብልኹም ኣለዉ እንታይ ኣምጽኦ መንነት ዶ ሃገር ዶ እናበልካ ነዞም መእስያት ዘይከውን ስም ምልጣፍ። ስርዓት ምንባር ከሊኡካ ካብ ሓገርካ ተቢዕካ ከምቲ ህላውነቱ ኣብ ኢሮጳ ዝዕጽውዎ ዘለዉ የዕጽዎ።ደሓር ከኣ ካብ ሃገርካ ከተባርሮ።
@SamSamson-v6x
@SamSamson-v6x 5 месяцев назад
ዐጋመ ዋሒድ ጌና ሐፁር ክነንገብረልኩም ኢና ኤርትራ ንኤርትራውያን ሐሳድ ዐጋመ
@redaegebremedhin
@redaegebremedhin 5 месяцев назад
@@SamSamson-v6x መጀመርያ እዛ ዓጋመ ትብል ከም ጸርፊ ዝጥቀመላ ኣብ ማከል ኤርትራ እቲ ኣብ ኣስመራ ዝዓበየ ብቕኑዕ ባህሊ ሕብረተሰብ ዘይዓበየ ክምዚ ከማኻ ኢዩ ክሳብ ሕጂ ውን በሎኽ በሎኽ እናበልናያ ኢና ብ ኣይ ወገን ምስ ይቕሬታኡ ክገድፋ ክፍትን ኢየ። እንተ ንስኻሞ ደመኛ ተምቤናይ ኣእምሮኻ ስለ ዝትጋሰሶ መድሃኒት ከይረኸብካሉ ውድቀቱ ከርክበካ ኢዩሞ ፈውሲ ክትረኽበሉ ኢኻ ሽዑ።
@LJMSP291
@LJMSP291 5 месяцев назад
❤❤❤❤ I love this guy ❤❤❤
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 5 месяцев назад
ውጾዐት ይሳዞዐሮ ኢኒታይ ጽ ጋም ኡሎዎ
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 5 месяцев назад
Hafarat hgdf
@christiansam8348
@christiansam8348 5 месяцев назад
Thank you Kalieb !
@AmanuelTekle-rf5bi
@AmanuelTekle-rf5bi 5 месяцев назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@FKT-uo2bj
@FKT-uo2bj 5 месяцев назад
💯
@blackaboymen3265
@blackaboymen3265 5 месяцев назад
ብጣዕሚ ጽቡቕ መግለጺ
Далее
ХОМЯК ВСЕХ КИНУЛ
10:23
Просмотров 583 тыс.
▼ КАПИТАН НАШЁЛ НЕФТЬ В 🍑
33:40
Просмотров 473 тыс.
Свадьба Раяна Асланбекова ❤️
00:12
ХОМЯК ВСЕХ КИНУЛ
10:23
Просмотров 583 тыс.