Тёмный

ኤርትራዊ ዝመረጸት ንሓዳር፣ ኣወዳት ንምንታይ ይግረዙን 

Yikealo ይከኣሎ TV
Подписаться 94 тыс.
Просмотров 51 тыс.
50% 1

Приколы

Опубликовано:

 

30 янв 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 209   
@jebenatube3226
@jebenatube3226 2 года назад
ዮናስ ሓዉና ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ፈጣሪ
@user-cl6xr3yu3q
@user-cl6xr3yu3q 2 года назад
ሓዉና ዮናስ ኣምላኽ ምሉእ ምሕረት የውርደልካ!
@God-db9vp
@God-db9vp 2 года назад
ሰብ ባ ኣይተጋጊ ሓወይ ንሳ ዝመረጸት ትግርኛ ተዛራቢ ኤርትራዊ ወይ ትግራዋይ፡ ንስካ ከኣ ኤርትራዊ ጥራይ መሪጻ ትብለና ነዓባ እዝኒ ኮ ኣለና ከማካ፡ ንዮናስ ከኣ ምሕረት የውርደሉ።
@God-db9vp
@God-db9vp 2 года назад
@@user-cz1zz2gk2g ኢትዮጵያውያን ተጋሩ እንታይ ኢዩ ቋንቋኦም፧
@God-db9vp
@God-db9vp 2 года назад
@Siem Gab 4፣21 ደቂቅ እስከ ስምዓያ
@Ninotes17
@Ninotes17 2 года назад
@@user-cz1zz2gk2g 😃😃 በሓቂ በል ከምኡ ምባል ይሓይሽ እልካ
@wediabraham9624
@wediabraham9624 2 года назад
Defafiamo eyom ember eritrawi ela neyra
@merihdebesay181
@merihdebesay181 2 года назад
ናይ ዛ ሓፍትና ግን ኤርትራዊት ትኹን ትግረወይቲ ብዘይ ገድስ ግን ንስካ ግን ጫፍ ሒዝካ ጌጋ ትዛረብ ኣለካ ንሳ ዝበለት ተዛራባይ ትግርኛ ኤርትራዊ ይኹን ትግረዋይ ኢያ ኢላ ሓቂ ምዛራብ ኢዩ ጽቡቕ
@isayasyohannes9913
@isayasyohannes9913 2 года назад
Kkkkk men elu Eritreawi ya zedli ela
@zebibalayt8687
@zebibalayt8687 2 года назад
Nono nska eka gega tzareb zeleka, mejemeria zbelet Eritrawi eyu des zbleni eya ela
@God-db9vp
@God-db9vp 2 года назад
ጽቡቅ ኣለካ
@merihdebesay181
@merihdebesay181 2 года назад
ኤርትራዊ ጥራይ ምስ በላ ኤርትራዊ ይኹን ትግረዋይ ትግርኛ ዝዛረብ ብዘይ ገድስ
@hshsususj4005
@hshsususj4005 2 года назад
ኣብ ትግራይ ትነበር ስደተኛ ኤርትራውት እያ ።ሙሉእ ትሑዝቶ ረአዮ መጀመርታ ? ካቡኡ ዳሞ ትግራወይት እንተትከውን ነይራ እውን መዋስብት እና❤ ብዝተረፈ ስደትና ኣብቅዑ ዓይን ንዓይን ምስ ንፈትዋም ስድራና የራክበና
@ablekidane700
@ablekidane700 2 года назад
Hshs Mewase te aykonNnnnnnnnnnn
@user-vq1bm1hr5v
@user-vq1bm1hr5v 2 года назад
@@ablekidane700 neritrea ktwkl aytikeln eka neay aytwklenin eka bnebska tezareb
@tdf2854
@tdf2854 2 года назад
ጓሓፍ 🤮ህግደፍ አያ 🤮
@fanotekle3824
@fanotekle3824 2 года назад
ዮናስ ሓውና ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ ፈጣሪ
@hanibaleybeyene3871
@hanibaleybeyene3871 2 года назад
ዮናስ ሃውና ምሉእ ምህረት የውርደልካ ፈጣረ።
@binilove3333
@binilove3333 2 года назад
ንያት ትባሃል ኤርትራዊት እያ ኣብ መቐለአ እያ ትነብር ነራ
@yemaneghebru2698
@yemaneghebru2698 2 года назад
ኩቡር ሓው መደብካ ጽቡቅ ኢዩ፡ቀጽሎ፡ ኣብ ምክንሻብ ዝብል ኣርእስቲ? 1.ኣብ ጸዓዱ ኣፍልጦ የብለይን፡ግን ወዶም ጓሎም ኣይክንሸቡን(ኣይግረዙን) 2.ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ከኣ ባህላዊ እምነት ኮይኑ፡ 2.1 ኣዋልድ(ጓል)እንተዘይተከንሺባ(እንተዘይተገሪዛ) ዝያዳ ሰብ ከምትደሊ፡ስሚዒታ ክቅነስ/ክንኪ፡ ህድእ/ዝሕል ዝበለት ጓል ክትከውን ካብ ዝብል ባህላዊ እምነት ይብገስ።ብክልቲኡ ኣይማኖት ከኣ ምትእስሳር ኣለዎ። 2.2 ምክንሻብ/ምግራዝ ኣብ ኣዋልድ ብስነ-ፍልጠት= 1.ኣብ ግዜ ሕርሲ እቲዝተገርዘ ክፍሊ ኣካላታ ሰለዘይምጠጥ ጸገማት የጋዳጥማ፡ 1.1፡ ስሚዒት ዘይብላ ትኮውን(ማለት ስሚዒታ ይንኪ) 1.2፡ ብልሒ ኣእምሮኣ(ሓንጎላ)ይንኪ፡ 1.3፡ ብሰንኪ ምግራዝ ረክስታት ኣፍ-ደገ ርሒሚ/ብልዕቲ ዘጋጥመን ከኣ ኣለዋ፡ መብርሂ=እተን ዝሓሸ ምግራዝ(ምክንሻብ)ዘጋጠመን ማለት ንእስ ዝበል ምቅራጽ ደሓን ዝኮነ ስሚዒት ኣለወ፡ እተን ተረፍ ዘይብሉ ዝተገርዛ(ዝተቆረጽን)ከኣ ውሑድ/ትሑት ስሚት ኣለወን፡ ኣወዳት(ደቂ-ተባዕትዮ)ብስነ-ፍልጠት ክግረዝ ኣለዎ ረክሲ ስለ ዝገብር ተባሂሉ ይእመነሉ(ዋላ ብጸዓዱ)። ብሕብረተሰብና ግን ረክሲ የምጽእ ኣይምጽእ ኣይፍለጥ ክንሽብ ከምዘለዎ ጥራሕ ይእመን፡ መብርሂ=ቅዲሚ 45 ዓመት ኣቢሉ ይኮውን ሓደ ሰብ ኣብ ኣስመራ ዓብዩ ናብ ዓዲ መጽኡ መርዓ ተቆሪጹ ወዲ ኣይተከንሸበን ጸኒሑ፡ናይ ግድን ክግረዝ ኣለዎ ተባሂሉ 4-7 መዓልቲ ንመርዓ ምስተረፎ ተከንሺቡ፡ እዝን ወደሓንካን
@Jobhabesh
@Jobhabesh 2 года назад
ኣንታ ትራፍ ዓሳ ምስ ባርያ ኤርትራውያን ዝዋሰብ ትግራዋይ የለን
@habenhadish938
@habenhadish938 2 года назад
እዛ ኣምጺካያ ዘለካ ጓል ፡ ኤርትራዊት ያ ። ትግራወይቲ ኣይኮነትን ።፡ ኣብ ትግራይ ዝነበረት ያ ።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 2 года назад
ኣየ ይካኣሎ ፡ ሓቂ ብሓቂ። ክንደይ ኣሽሓት ኤርትራውያን ስደተኛታት ፡ ኣብ ትግራይ ተጋሩ ተመርዕዮም ናብዚ ናብ ኣሜሪካን ካናዳን ሒዞመን መጺኦም ፡ ከመይ ዝበለ ሓዳር ዝመስረቱ ጎረባብተይ ኣለዉ። ናይቶም ኤርትራውያን ብሄረ ዓፈር እሞ ዘረባ የብሉን። ካብ ኤርትራዊት ኣስላመይቲ ናይ ሳሆ ወይ ትግረ ፡ ንኢትዮጵያዊት ብሄረ ዓፈር እዮም ዝመርጹ። ኣብዚ ዝሓለፈ ሰላሳ ዓመት ናብ ክልል ዓፈርን ወሎን ኢትዮጵያ እናኸዱ እዮም ዝመርዓዉ።
@ablelchannel9481
@ablelchannel9481 2 года назад
ዮናስ ሓዉና ምሉእ ምሕረት ይሃብካ ፈጣሪ ዝሓወይ።
@merhawit9137
@merhawit9137 2 года назад
ሓወይ ይቅሬታ እዛ ቆልዓስ አብ ትግራይ ትቅመጥ ኤርትራዊት እያ ተደሊካ ምሉእ ቪድዮ አለካ አስተዉዕል
@user-le4wv7ls2j
@user-le4wv7ls2j 2 года назад
ትግራወይቲ እያ ጓል መንደረይ እያ
@mewaeldaniel6422
@mewaeldaniel6422 2 года назад
@@user-le4wv7ls2j hasot ngdef Eritrawit eya
@user-cq2xj8fe2z
@user-cq2xj8fe2z 2 года назад
እዛ ጋል ኤርትራዊ ዝመረፀት ትብለ ዘለካ ብምልእ እንድሕር ሰሚዐካያ እዛ ጋል ኤርትራዊት እያ ኣብ መቐለ ኮይኑ ኣብ ዓዲ ሽንድሕን ዝብሃል ቀበሌ እያ ብቲክ ትሸጥ ኤርትራዊት እያ ወላ ብምልኣ ስምዐያ ያም ኤርትራውያን ብዝሑ ኮምኒት ፀሒፎምላ ኔሮም ትግራወይቲ ኣይኮነቲ💎♥😍🙏
@yohannesberhane1098
@yohannesberhane1098 2 года назад
Xbuq ala kem neshtey haftey eiya neyra gorebeytey eiya neyra Beleza eiya msana Abiya Niyat Amine tbehal Eritrawit eiya. Eti xegem seb dhre bayteu keyfeletu n genzeb kblu tray eiyom ba madia zmexu
@fgdf3277
@fgdf3277 2 года назад
ትግርኛ ##### ትግርኛ ያ ኢላ ግን ኣነ ተዝረኽባ ዋው ኽትሽኹር 😍💖
@rgbehaylu1511
@rgbehaylu1511 2 года назад
ሙሉእ ትሕዝቶ ረአዮ ዝሓወይ ኤርትራዊት እያ
@merhawibrhane8601
@merhawibrhane8601 2 года назад
ዮናስ ሐወይ መሓረት የወርዳል በጣም ይኮል ሐወይ
@bemnetselemun7009
@bemnetselemun7009 2 года назад
ዝከበርካ ሓው እዚ ትብሎ ዘለካ ብዛዕባ ናይ ግዝረት ነዚ ይመስል ንጽሬት ዶ ገለ ኢሉ ዝተበከሰ ዘይኮነስ ብእግዚኣብሄር ዝተኣዘዘ ኢዩ ኣብ ብሉይ ኪዳን ከኣ ምሳሌ ናይ ጥምቀት ኔሩ ወይ ከኣ ከም ጥምቀት ኮይኑ የገልግል ኔሩ ዘፍጥረት 17 (Genesis) 10፤ እቲ ኣብ መንጎይን ኣብ መንጎኻን፡ ብድሕሬኻ ድማ ኣብ ዘርእኻ ዘሎ እሞ ንስኻትኩም እትሕልዉዎ ኺዳን እዚ እዩ፡ ኣባኻትኩም ተባዕታይ ዘበለ ዂሉ ይገዘር። ብሕጽር ዝበለ ኣብ ብሉይ ኪዳን ወዲ እግዚብሄር ክትበሃል እንተኮንካ ናይ ግድን ክትግዘር ኣለካ ዝብል ትእዛዝ ኔሩ ኢዩ ንመረዳእታ እኩል ኢዩ ዝከውን ተወሳኪ ኢንተደሊካ ከኣ ክንራከብ ንክእል ኢና ክቡር ሓው
@biniammisgina7184
@biniammisgina7184 2 года назад
Eza gal awedkaya zelka Tegrawit aykontin Ertrawit eya Yekalo hawey ❤❤👍
@user-zp8zg3xs5k
@user-zp8zg3xs5k 2 года назад
ኣቱም ሰባት ከይ ኣረጋገጽኩም ኣይትዘርግሑ እዛ ጋል ቅድሚ ዓመትን ገለን ሰሚዐያ እየ ኤርትራዊት እያ ትግረወይቲ ኣይኮነት እያ ኣብ መቀለ ትነብር ከይና ኤርትራዊት እያ።
@yohanapaulos1198
@yohanapaulos1198 2 года назад
Be healing hawna yonas praise the lord
@alushmano
@alushmano 2 года назад
Thank you Ykalo arkey
@gualeritrea7856
@gualeritrea7856 2 года назад
I like your program keep going good job yong man
@yordanoskidane5394
@yordanoskidane5394 2 года назад
Amen Mulue Mihret Yewrdelu
@sukmbalmefthiaykonen300
@sukmbalmefthiaykonen300 2 года назад
ሰላም ይከኣሎ ሃውና መኣረምታ ንሳ ኤርትራዊት እያ ግን ኣብ ቲግራይ ትነብር አታ video ብምልኣ ስለዘሰማአካያ መስለኒ
@gualasmara1803
@gualasmara1803 2 года назад
Xbuk aleka mis selam eya keman mexiya
@taz3739
@taz3739 2 года назад
ምሕረት የውርደልካ
@saadiasalih7363
@saadiasalih7363 2 года назад
Amen Amen Amen Inshaallah
@hiwetkahsay6395
@hiwetkahsay6395 2 года назад
ትግራወይቲ ምኻና ብኸመይ ፈሊጥካ ኣብ ትግራይ ኮ ኤርትራውያን መሊአን እየን ወዮ ለሚ ኪናት ኮይኑ እምበር. ኣነ ብወገነይ ትግራወይቲ ኣይመስለንን እታ ጋል ዮናስ ሓውና ምሕረት የውርደሉ
@alilaaajose2603
@alilaaajose2603 2 года назад
ኤርትራዊት አያ ኣብቲ ኢንተርቪኤው ኮምኡ አላ
@user-le4wv7ls2j
@user-le4wv7ls2j 2 года назад
ዮናስ ሓውና ካኣ ኣምላክ ምሕረት የውረደልካ
@luela4890
@luela4890 2 года назад
Amen AmenAmen 🙏🏾🤲🙏🏾🤲🙏🏾🤲
@mniyamozeraihamas5427
@mniyamozeraihamas5427 2 года назад
👍❤
@hiwotbrhana7405
@hiwotbrhana7405 2 года назад
ሓሳዊ ኢርትራዊት ገሮቤተይ እያ ኣይትሓሱ
@gualeritrea7856
@gualeritrea7856 2 года назад
Good for her
@zionbrhane8378
@zionbrhane8378 2 года назад
እሰይ ይከኣሎ ሓወይ ክብሪ ን ኣምላኽ እንቋዕ ፈጠረሉ መስኪናይ
@henokamanuel4453
@henokamanuel4453 2 года назад
Hallo kef alewo medebka nyat Kea Eritreawit sle zkonet ya eirtrawi merixka 🇪🇷👌👍😊
@bethelhemchannel6127
@bethelhemchannel6127 2 года назад
ንፍዕቲ ኤርትራዊ ምድላይኪ ብጣዕሚ ተሓብነልኪ
@yonastesfaldet2194
@yonastesfaldet2194 2 года назад
Egzabhier amlak nabona Abrham meley ndkeka kkonoms awdat kenshbom elwo tedey tegagieye
@ydidyasz6696
@ydidyasz6696 2 года назад
ኣብ ብሉይ ኪዳን ግዝረት ከም ጥምቀት ይውሰድ ኔሩ ማለት ዝተገዝረ ከም ኣማኒ (ህዝቢ እግዚኣብሔር) ይቁጸር ኔሩ፣ ኣብ ሓድሽ ኪዳን ግን ብጥምቀት ተተኪኡ። "ዝኣመነን ዝተጠምቀን ክድሕን ኢዩ" ዝብል ቃል ጎይታ ኣለና። ንምንታይ ደኣ ሕጂ ወላ ንግዘር ምስ ንብል ከኣ፣ ቤተክርስቲያን ብሉይን ሓድሽን ኪዳን ኣወሃሂዳ ማለት ኣሰማሚዓ ኢያ ትኸይድ እምበር ኣብ ብሉይ ኪዳን ዝነበረ ኩሉ ተሪፉ ማለት ኣይኮነን ስለዚ ንግዘር። ........
@wondimulonse6785
@wondimulonse6785 2 года назад
Asey xibiqti fitret zey ahwat ina eziom merhati eyom felaliyomna...!
@tigraweytieye6171
@tigraweytieye6171 2 года назад
ናይዛ ጎል ተጋግየ እየ ክትብል ተስፋ ይገብር ኤርትራዊት ሰደተኛ እናሃለወት ትግራወይቲ ኢልካ ዘሪጊሕካያ ጌጋ ሓቤሬታ ኣይትዘርግሑ እንታይ ክትረክብ እዩ ብዝኮነ ትግርኛ ዝዛረብ እንድያ ኢላ ግን መአረምታ ግበረላ
@user-pm3fb9er7l
@user-pm3fb9er7l 2 года назад
ኤርትራዊት እያ ትግራወይቲ ኣይኮነትን ።
@AsdAsd-sj4xd
@AsdAsd-sj4xd 2 года назад
ይኮኣሎ ሓሳዊ ዛጋል ኤሬትራዉዊት አያ ግን መቀለ አያ ትቅመጥ አስድማ ትግርኛ አያ ዝበለት
@MedhanieJesus-iz8kb
@MedhanieJesus-iz8kb 2 года назад
ሐወይ ምክንሻብ አምላክ ኢዩ አዝዙ ምክንያቱ ነቦና አብራሃም ኢዩ ቃል ክዳን ናይ ምልክት ኢዩ ።
@awetgaim269
@awetgaim269 2 года назад
Zeytekenshebe wedi ychenu eu nbretu👍👍
@user-be6yp6ny2v
@user-be6yp6ny2v 2 года назад
ኣብ ትግራይ ትነብር ስደተኛ ኤርትራዊት እያ ብምልእታ ስምዓያ!
@dawits8152
@dawits8152 2 года назад
right
@mebrahtikiflemariam1002
@mebrahtikiflemariam1002 2 года назад
🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍👍
@tamitsemhar606
@tamitsemhar606 2 года назад
👍👍👍💖💖💖💯💯
@user-mi5id5oj8i
@user-mi5id5oj8i 2 года назад
ዮናስ ሓወይ ክኣ ምሕረት የውርደልካ አምላክ
@dahlak3739
@dahlak3739 2 года назад
ኣብዚ ግዜ ዚ ንጽሬት ዩ።ኣብዞም ኣይሁድ ግን ንጽሬት ዘይኮነ ኣይሁድ ንሙኻን ዩ ኣብ ኦሪት ከለና ዉን ን ኣይሁድ ክንከዉን ኢና ንግረዝ ኔረና ።ኣብ ክርስትያን ምስ ኣተና ግን ንጽሬት ጥራይ ዩ።
@user-ns5wb5ln4d
@user-ns5wb5ln4d 2 года назад
እወ ፀገም አለዎ
@wedihamedsada4866
@wedihamedsada4866 2 года назад
bravo ertrawi hawki iyu nab hawa ember nimen dea eritrawi endiya tigray aykonetin niyat iya shima kokoriskum aytihaswu kuriet eritrawit iya
@abyeking2078
@abyeking2078 2 года назад
ዓርኩ መጀመርያ እዛ ጏል ኣብኡ ዝዓበየት ኤርትራዊት ኢያ ኤርትራዊት ስለዝኮንኩ ኤርትራዊ ኢየ ዝደሊ እያ ትብል ኣብቲ ምሉእ ቪድዮ ኣለካ 🇪🇷
@user-bp9wf6qu1i
@user-bp9wf6qu1i 2 года назад
ኣንታ መይተ ስሓቅ
@user-mi5id5oj8i
@user-mi5id5oj8i 2 года назад
ሙሉእ ቪዶ ረአያ ወዲ ዓደይ እየ ክብርዖ ዝደሊ እያ ትብል ኣብ ትግራይ ትቅመጥ ኢሪትረወይቲ እያ ትግረወይቲ ኢሪትራዊ ኣይትመርፅን ኢለ ኣይኮንኩን እታ ሓቂ ግን እታ ቆልዓ ኢሪትራዊት እያ ቅድሚ ዓደ ዓመት ሰሚዐያ እየ
@rahelasmerinabelalifestyle5566
@rahelasmerinabelalifestyle5566 2 года назад
👍ካብ ምህሮ የእምሮ ገዛውትና አዘኪርኻኒ ይክአሎ ሰበብ ናይ ናፍቆት ካብ አተኩሮይ
@mbrakgigi2922
@mbrakgigi2922 2 года назад
Yeakalo 🇪🇷💐
@alskling6970
@alskling6970 2 года назад
Ana ka like gerlka alka medbka tsbuk u
@merhawiangosom5303
@merhawiangosom5303 2 года назад
ጊዝረት መሊከት ኪዳን ኢዩ ዘፍተረት መራፍ 17 ኣቦና ኣበርሃም ወዲ 99 ሚገራዙ የነጊረና አሲማኢል ወዱን ተገረዙ አሉ የነገረና
@merhawiangosom5303
@merhawiangosom5303 2 года назад
አስማኢል ወዲ 13 ነሩ
@monaliza3835
@monaliza3835 2 года назад
😂አረ ኤርትራዊት እያ ኣብ ትግራይ ሙሉእቪዶ ረአዮ
@maycabmasho8583
@maycabmasho8583 2 года назад
ኤርትራዊነት ኩቡር ማንነት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🏰⛪🇪🇷💒🏰💒🏰🇪🇷
@biniamtekle715
@biniamtekle715 2 года назад
ይከኣሎ tvi is good
@eritrawiwediakeleguzay552
@eritrawiwediakeleguzay552 2 года назад
Ykalo hawey eritrawit eya abe mekele zabeyet tigrawiti aykonetn riaya nere 🙏
@nastnetogubamicheal467
@nastnetogubamicheal467 2 года назад
Ztemeroakum daa kewakbti ketri tkoxru alekum
@habenmeseret9927
@habenmeseret9927 2 года назад
🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯yekalo shkorr kexilo
@fhhcvh439
@fhhcvh439 2 года назад
አንታ ሱሑት ስደታኛ አብ ትግራይ ዝነበረት ኤርትራዊት እያ ሙሉእ ረአዬ መጀመርያ ቆሪፅካ አይትውሰዶ ናይሰብ ስራሕ ከማካ እዬም ደኪመምሉ ለያቡ ሓሰዉቲ
@simontesfalem8166
@simontesfalem8166 2 года назад
Arkey edaga arbi ke zemexe du zewesda..?
@nahomnahi9199
@nahomnahi9199 2 года назад
Yonas hawna egzabher mulue mehret yewrdelka
@michaelabraha770
@michaelabraha770 2 года назад
Mhret yewrdelka yoni hawey
@SB10889
@SB10889 2 года назад
Arakbuna bailey kwesda
@nadoez7922
@nadoez7922 2 года назад
ማርሓባ ዪክሎ ዓቢ ሰብ
@YG-hn3ji
@YG-hn3ji 2 года назад
Yonas hawina mulue mhret yhabka
@amanuelmaasho7678
@amanuelmaasho7678 Год назад
Enda haseka tnebr aleka
@fitwigebrayfoto2736
@fitwigebrayfoto2736 2 года назад
to prevent infection eu bro..
@jususlovesme7435
@jususlovesme7435 2 года назад
😁💛❤🙏
@simret.bereket6400
@simret.bereket6400 2 года назад
ክክክክክ በታ ድሙ ስሒቐ፡ጸፊዓ ገዲፋቶ
@Jobhabesh
@Jobhabesh 2 года назад
ትግርኛ ተዛራቢ መንነቱ ንዝጠፍኦ ከይኮነስ ትግርኛ ትግራዋይ ተገሩ ምካኑ ንዝአምን እያ እመኑ ኣንቱም ብመግዛእቲ ዝበለኩም
@samueltsegay7790
@samueltsegay7790 2 года назад
Tsbuk mezanazie zearkey ketslo btaemi ketslo
@mebrakrussom6194
@mebrakrussom6194 2 года назад
Metshaf kidus wedi kigrez alewo iyu zbil
@user-ib9zy9uz8n
@user-ib9zy9uz8n 2 года назад
ኣታሓሳዊ ኤሪትራዊት እያ ታጋል ኤሪትራዊት ስለ ዝኮንኪ ኤሪትራዊ እየ ዝደሊ ትብል ሚኪ መሊሱ ምስ ጠየቃ ትግርኛ ተዛራቢ ኢላቶ ሙሉእ ቪድዮ ራኣዮ ለክባጥ ሓሳዊ ኣምዐ
@abrahamaraya6798
@abrahamaraya6798 2 года назад
Yonas hawna mlei mhret yewrdelka
@melatmelat9392
@melatmelat9392 2 года назад
እታ ጓል ኤርትራዋት እየ እቲ ወዲ ድማ ትግራዋይ እዩ so
@kahsaytemalow8334
@kahsaytemalow8334 2 года назад
እታ ጓል ኤርትራዊት እያ ኣነ ሰሚዐያ ነይረ ኩላ እታ ቪድዮ
@aronamanuel5243
@aronamanuel5243 2 года назад
Lida beleza eyu ada yikalo hiji 2018eya Ethiopia mexiya
@yohannesberhane1098
@yohannesberhane1098 2 года назад
Eritrawit eiya Keman gorebeytey (Niyat Amine) kea tbehal neay neshtey haftey eiya Beleza Abiya zeytfelto seb aytwenjl ab profile sle zgeberkaya eye kxhfelka tegedide ember medebka zfetkwo key mesleka.
@berehanwelde1079
@berehanwelde1079 2 года назад
ኣይትጋገ እቲ ዘይተኸንሽበ ወዲ ሽንት ዝሸኑ ናይ ምዕቃር ተኽእሎ ኣለዎ ከምኡ ዉን ሽታ ናይ፡ምሽታት ተኽእሎ ኣሎ።
@dekiweldemicheal9579
@dekiweldemicheal9579 2 года назад
Eta interview kula xbuk gerka reaya Eritreawit eya
@edenberhe1555
@edenberhe1555 2 года назад
Hawey kirakibaka dalea bimintay kirakibaka
@metkeltesfagergsh5312
@metkeltesfagergsh5312 2 года назад
ክቡር ሓዉ እታ ምክንሻብ ኣይፈልጣን ዝበርካያ ምናልባት ክርስቲያት እንተኬንካ ነቦታት ክትሓትት ይላቦ ንእሽተይ መብርሂ ክህበካ ግን ምክንሻብ ማለን ግዝረት ይበሃል ኣብ ቡሉይ ኪዳን ህዝብን ኣህዛብን ዝፈላለይሉ ዝነበረ እግዚኣቢሔን ነቦና ኣብርሃብ ዝሃቦ ሕጊ ዩ ኣማኒ ተኬንካ ትግዘን ወይ ትክንሽብ ዝተጋገክዎ ብኣፈትጉሃን መላእክት ይተኣረመለይ ሰላም ነዓካን ንተካታተልትካን
@tsegezabmengstu1127
@tsegezabmengstu1127 2 года назад
ዘይተከሸበ ኣይምረዖን እዩ ክክክ ንሕና እዃኣ ክንሹባት ኢና ግን ሓደ ዓርከይ ኣሎ ዘይተከንሸበ፡ ዘይተከሸበ ከኣ ኣይመስለንን ካብ ኣካናሽባ እየ ዝብሎ ምክንያቱ ናይ ገለ ኣዝዩ ጽፉፍ ኣካናሽባ ኣሎ ናይ ገለ ከኣ ጸያይቀሞ ዝከዱ ኣለዉ፡እዚ ዓርከይ ከኣ ካብዞም ኣጽፊፎም ዘይክሽቡ ግዲ ረኪበሞ፡ከምታ ዝወጻ ኣሎ፡ንሱ ሕጂ ተመሪዑ ቆልዓ ውን ወሊ ኣሎ ኣብ ዓዲ። ናይ ጓል ምክንሻብ ከኣ ጽቡቅ ኣይኮነን ክብሉ ንሰምዕ ኢና እቶም ምሁራት: ግን ጽቡቅ እዩ፡ጽባቂኡ ከኣ ካብ ዋርድያ ናይ ዋዒ ይመስለኒ፡ብዝያዳ ከኣ ደሓን እቶም ምሁራት ይፈልጥዎ ይኮኑ። ናይ ወዲ ምክሻብ ብጣሚ ዝቡቅ"ዩ ቀዳምነት ጽሬት ድሕሪኡ ዘሎ ምክንያት ከኣ ንሙሁራት ንገድፎ። ኣነ ከምዚ ይመስለኒ፡ ኣስፊሒኩም ትፈልጥዎ እንተ ደኣ ኣሊኩም ከኣ ንፍልጠት ስለ ዝኮነ ኣስፊሒኩም ግለጽዎ። ቀጽሎ ኩቡር ሓው 👍🏿 Never give up, keep it up!!! 👍🏿 ወደሓንኩም
@teklitandemichael6777
@teklitandemichael6777 2 года назад
Haymanotna
@yassinabdulkader2573
@yassinabdulkader2573 2 года назад
ይካኣሎ ናይ ጽሓይ ኣይተረድኣትካን ዘይትፈልጦ ኣይትዛረብ ሕተት
@biariayaselaseztefeterkubu8545
@biariayaselaseztefeterkubu8545 2 года назад
Mhret yewerdelu Egzabiher amlak mhawna ayana yonas nayza gal address bel Sedidliy 🇩🇪🇪🇷❤️❤️❤️ hagerat ka tmerxi keytkon
@asteryohannes5107
@asteryohannes5107 2 года назад
Wedi zkinsheb ab mexhaf kdus alo. Nay gal gen bahli eu. Zewar keytkewn
@m.y.g369
@m.y.g369 2 года назад
ኣይትጺዓሩ 'ዛ ጋል ሒዘያ እየ።
@ahmedaniahmedani1435
@ahmedaniahmedani1435 2 года назад
n yonas hawuna mhret yewrd
@tegistikiflemaryam3097
@tegistikiflemaryam3097 2 года назад
Egzabher mlue mhrka awerdelu agoka klu ab edka eyu tray belo nftare yonas hwy bslam nb dekika kmlseka eyu
@selamteka2751
@selamteka2751 2 года назад
😂😂😂😂😂👍
@user-ns5wb5ln4d
@user-ns5wb5ln4d 2 года назад
ግን ይቅርታ ብቻ ኣይተገረዝን ኢለን ዝፈታሓ ኣጋላት ኣለዊ ብቻ ሚስጥሩ እንታይ እዩ ግን ኣይፈልጥን
Далее
Flo Rida - Whistle НА РУССКОМ 😂🔥
00:29
Просмотров 962 тыс.
ዮአዳን (ክፍል 16)
38:07
Просмотров 194 тыс.
DW International ውፅኢት ምርባሕ ደራሁ
21:54