Тёмный

"ኤርትራውያን፡ እንዳጠፋእና መጥፊኢና ኣይንስራሕ" ተስፋይ ተኽለ  

FaNus NetWork
Подписаться 110 тыс.
Просмотров 7 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

30 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 98   
@GhebrezghiShimhalal
@GhebrezghiShimhalal 6 месяцев назад
100%! እዚ እቲ ሓቂ ኮይኑ፡ ሓቂ ግን መብዛሕቲኡ ግዜ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን እቲ ዘይወሓጥ ከኒና ኮይኑ ትረኽቦ። ሰማያዊ ሰውራ፡ ሰማያዊ ሰውራ ንውሰዶ ነስመራ፡ ንመላእ ኤርትራ ከነውጽኣ ሓራ ተጠርኒፋ ክትኣቱ ዝጠፍኤት ስድራ፡ ህድሞና ደጊምና ክንሃንጾ ብሓበራ።
@natnaelmiki6114
@natnaelmiki6114 7 месяцев назад
ጸባ ኣስተኻና ፡ ሓቅን ጽቡቕን ዘራባ ።
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 7 месяцев назад
Yes great father 💙💙💙
@hayletkle2197
@hayletkle2197 6 месяцев назад
ኣንቱም ሰባት ፡ አርትራውነት ብጅግንነትዩ ዝፍለጥ ነይሩ ፡ ነዚ ሓደ ኢሳያስ ጋኔን ዝኸውን ሲኢንና ! ደርጊኮ ሕማቕዩ ነይሩ ፡፡ ምስ ኢሳያስ እንተኣወዳዲርናዮ ግን ደርጊ ግብረሰናይ ምተባህለ ።
@anderberhantesfaledet5671
@anderberhantesfaledet5671 7 месяцев назад
Yoel temahar kemziom Trag amsayom mebzahtom temsom tebelestin lukat ygdefn ika temxia zeleka Tesfay tekle gn anbesa iyu
@ariamdawit9894
@ariamdawit9894 7 месяцев назад
ፖለቲካ ዲካ ትዛረብ ደለካ ንሕዝቢ ኤርትራ አብ ክብርታት ኤርትራ ዝክበረሉ ከይዶም ቖልዑት ዓበይቲ አቦታት ከምኡ እውን ዓበይቲ አደታት ኢርትራውያን እንዳ ሃረሙስ እዞም አድጊ ንሐመዱ ጽቡቅ አለዉ ዲካ ትብል ዘለካ ንባዕልካውን ዋላሐንቲ አፍልጦ ዘይብልካ ብዝዓባ ፖለቲካ ባዚት በጃካ ዘይከውን አይትዛረብ ዓዘፍዘፍ አይትዛረብ ፋኑስ ጽቡቅ ስበክ ክሳብ ማዓስ ኢካ ሸንኮለል ትብል ዘለካ ምካን ሐቅካ ዘይጠቅሙ ሰባት እንዳምጻእካ ዝረብሕ ዘረባ ትምህርቲ ዝቅሰመሉ ዋላ አይኩን ንዓካ ካብ ይቱብ ትረክቦ ጥራይ ኢዩ ዘገድሰካ ሐደ ብዝዓባ ንሃገር ዝረብሕ ጽቡቅ ዝዛረብ ሰብ አቅሪብካ አይትፈልጥን ኢካ ኩሉ ግዜ ህውተታ።
@tedgebregzi3832
@tedgebregzi3832 7 месяцев назад
It is not true.
@hayletkle2197
@hayletkle2197 6 месяцев назад
ዝኸበርክ ተስፍስይ ተኽለ፡ ጊዜ ብዝሕለወ ኣገባብ ጽፉፍን ቅርጡውን ጽሟቕ ጉዕዞ ታሪኽ ቃልሲ ዝገለጽካዮ ኣዚዩ መሃሪ ብምዃኑ ፡ ልዑል ኣድናቖትን ምስጋናን የቕርበልካ ። ፋኑስ ከኣ ኣመና ስቕተኛ ኣይትኹን ፡ ነቲ ሓቂ ዘራጉድ ሓሳ ሳባት ብወገንካ ወሲኽካ ኣሓይሎ ።
@tesfaitecle7677
@tesfaitecle7677 5 месяцев назад
የቐንየለይ ስለቲ ኩሉ ዝሃብካዮ ኣድናቖትን ማዕዳን ክብረትይሃበለይ ደንጉየ ብምምላሰይ እቕሬታ እብለካ።
@yordanos3691
@yordanos3691 7 месяцев назад
Thank sle kulu tmhrtka💙💙💙💙💙
@salehderenkay8414
@salehderenkay8414 7 месяцев назад
ንግብሪ ሽበራውያን ዝድግፍ ብገበን ኣብ ውሽጥን ወጻእን ክትሕተቱ ኢኾም
@peacetotheworld1737
@peacetotheworld1737 6 месяцев назад
Useful idiot 🤫🤫🤫🤫🤫🤫
@teclewoldemichael9287
@teclewoldemichael9287 7 месяцев назад
ብርጌድ ንሓመዱ ዕላማኡን ኣገባብ ቃልሲታቱን ንጹርን ንሰፊሕ ህዝቢ ኤርትራ ድማ ኣሳታፊ ክኸውን ምዝኸውን ክዓቢ ግዜ ክወስደሉ ኣይኮነን። ልዕሊ ዅሉ ካብ ስሚዒታውነት ሓራ ክኸውን ኣለዎ። ፈተውቲ እምበር ጸላእት ከብዝሕ የብሉን።
@DBlockniss
@DBlockniss 7 месяцев назад
Briged ne hamedu don't have a vision or they don't know about their goals
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 6 месяцев назад
​@@DBlocknissbecause they are tegaru TDF
@mokonentekie2388
@mokonentekie2388 6 месяцев назад
ኣረጊት ሓሳዊ ብርጊድ ዓጋመ መበገሲኡ ናይዛ ጁንታ ቀብሪ ዘይተዋሓጠሉ ደቂ ሩሹናትን ደቂ ምልሻ ስርናይን መብዛሕቶም ከኣ ዓጋመ ኮይኖም ተኣኻኺቦም ዝገብርዎ ግብረ ሽበራ እዩ
@GhebrezghiShimhalal
@GhebrezghiShimhalal 6 месяцев назад
“ኩልኻ ወዲ መሬት ተዓሚትካ ኣይትዘመት ዝከኣለካ ኣበርከት ኣብ ዘለኻዮ መክት ንኽብረት…” ሕጅ’ውን ህዝብን፡ መሬትን ሒዝካ’ዩ ሰረት። (2) ኣነን ንስኹምን፡ ንሓርነተይ ንሓርነትና ገሌና ብዲግሪ፡ ገሌና ብዱግሪ ጌርና ኢደይ ኢድኩም፡ ኣብ ሓደ ሓቢርና ኦ፦ ማርያም ሓግዝና ኢልና፡ ተሰሚርና ክነጽድፎ ናይ ተኺሎ ዓንደረቦ ዓድና ንሕበር ኣብ ሃገራዊ ዕማም፡ ተጸሚድና። ገብረዝጊ ሽምሓላል ትኩእ
@haqiyseir6467
@haqiyseir6467 6 месяцев назад
ክቡር ሓው፥ ኣቶ ተስፋይ፡ ስለ እቲ ንናጽነት ኤርትራ ዝገበርካዮ ነዊሕ ኣብርክቶ ኣዝየ የመስግን። ንከምዚ ከማኻ ነዊህ ዝተቃለሰ ጥራይ ዘይኮነ፡ ዋላ ነቲ ሓደ መዓልቲ እውን ትኹን ኩባያ ማይ ኣቀቢሉ ጽምኢ ሓዉ ወይ ሓብቲ ዘርወየ ሰብ እንተኮነ እውን ምስጋና ስለ ዝግበኦ። ንኩሉ ከምታ ዝግበኦ ምሃብ እውን ግቡእን ፍትሓውን ስለ ዝኾነ። ምስታ ተወሃሂድና ኣንጻር ዓማጺ ስርዓት ኢስያይስ ንቃለስ ዝበልካያ ይሰመማዕ እየ። ንማዕበል ይኣክል ተጸንቢርካዮ ኣብቲ እዋን ዝነበረ ማዕበል ስለ ዝነበረ። ፡ ኣብዚ እዋን ዘሎ ማዕበል፡ ብርጌድ ንሓመዱ ስለ ዝኾነ ከኣ፡ ኩልህና ብርጌድ ንሓመዱ ንኹን ዝበካዮ ግና ኣይተቀብልኩዎን። ምስ ዝመጸ ማዕበል ዘንሳፍፍ ሰብ፡ ዕላማ እቲ ዝንሳፈፈሉ ዘሎ ማዕበል ስለ እተረደኦ እዩ ዶ ትብል? ኣብዛ ዝገብርካያ ቃል መሕትት ብዛዕባ ዕላማን፡ ፕሮግራምን ስትራተጅን ብርጌድ ንሓመዱ ኣረዲእካና ዲኻ? ብስምዒት ጥራይ ብርጌድ ንሓመዱ ክንኸውን ኣሎና ወይ ኩኑ ኢልካ ምዝራብ እንታይ እዩ ጥቅሙ? ደላይ ፍትሒ ኮይኑ ምስ ብርጌድ ንሓመዱ ዘይሰማማዕ እልፊ እዩ። ኣነ እውን ሓደ ካብኦም እየ። እንታይ ዕላማ ወይ ፕሮግራም ከም ዘለዎም ስለ ዘይፈልጥ።ደሓር ከኣ እቶም ብርጌድ ንሓመዱ ኢና ዝብልዎ መደረታትን ። መርገጺና ኢና ዝብልዎን ስለ ንሰምዕ። ብርጌድ ንሓመዱ ከም በዓል ወዲ ንጉስ እንተደ ሰሚዕካ፡ ኤርትራ ናይ ትግርኛ ጥራይ እዮም ዝብሉ። ከም በዓል ውፉይ ከኣ ንውድቡ ወኪሉ ንሕና ተጋሩ ሕሉፍ ሓሊፎም እውን ቲዲኤፍ ኢና እዮም ዝብሉ። እዝን ወዲ ከምዝን እናሰማዕካ ብርጌድ ንሓመዱ ዓይኒኻ ዓሚትካ እትትዎ ማዕበል ኣይኮንን። እንተ ብዛዕባ እቲ ብሓደ ተጠሚርና ኣንጻር ዓመት ንቃለስ ዝበልካዮ ሰናይ ሓስብ፡ ምስቶም ኣብ ጀርመን ዘለዉ፡ ብሓስብ ግና ምስኻ ዘይሰማምዑ ደልይቲ ፍትሒ ተላዚብካ፡ ጥምረት ብግብሪ እንተትረእየና ዝዓበየ ኣብነት ምኾነንና። ምስ ኣኽብሮታዊ ሰላምታ።
@vodahallo9499
@vodahallo9499 7 месяцев назад
ንመጀምርታ ግዜ ምስደላዪ ፍትሒ መደብ ክትገብር ንምእማኑ ኣጸጊሙኒ። ንምዃኑ መርገጺኻ እንታይ ኢዩ? ምኽንያቱ ኩሉ ግዜ ምስቶም ህግደፋውያን ስለ ትውግን ምንባርካ ኢዩ'ሞ ሎሚ ደኣእንታይ ተረኽበ።
@kulud7904
@kulud7904 6 месяцев назад
ካብዚ ሰብ ። ምን አይነት ሃገራዊ ስትራተጂ አይ ሰማእኹን ። ስሚኢትን ጉድለት አታሓስባን ዘይ ቡሱል ፓለቲከኛ ብሓጺር አገላልጻ ዘይቡሱል ፖለቲከኛ ኾይኑ ረኺቤዮ አለኹ ።
@hayletkle2197
@hayletkle2197 6 месяцев назад
ህዝባዊ ግምባር ኣብ ጉዕዞ ሓያል ደማዊ ቃልሲ ንናጽነት ፡ ኣብ ውሽጡ ሓለዋ ሰውራ ፡ ሕብእቲ ሰልፊ ብ ኢሳያስ ሉኡኽ ሃጸይ ሃሃይለስላሰ ትምእዘን ፡ ኣዝዮም ኣገደስቲ ተጋደልቲ ደቀባት አርትርውያን እናቐንጸለ ኣብ 1991 ኣብ ጸጋማይ ኢዱ ናጽነት ኣብ የማናይ ከኣ ባርነት ሒዙ ኣስመራ ዝ ኣተወ ጸረ ፈሪሃእዝግ ኣብሄር ስነ ሓሳብ ዝኽተል ኣረሜናዊ ጉጂለ ካብ ገጽ ምድርን ባሕርን ሰማይን አርትራ እንተዘይተኣልዮ ፡ እዚ ከም ህዝብን ሃገርን ኣብ ድሮ ጥፋ ኣት በጺሑ ዘሎ ክድሕን ኣይክእልንዩ ።
@samielyohans8942
@samielyohans8942 6 месяцев назад
ክቡር ኣያና ተስፋይ ተኽለ እዚ ዘዛርበካ ዘሎ ኣቶ ዩኤል እቲ ቀንዲ ናይ ህግደፍ ስነ-ሓሳብ ዘለዎ ሰብ እዩ። እታ ኣድሓኖም ገብረማሪያምን ዉፉይ ዝበላ ቃልን እንታይ እዩ ፍልልየን፧
@berhaneghebremeskel328
@berhaneghebremeskel328 6 месяцев назад
ሎሚ ኣብ ዩቱበራት ኮንኩም ሓታትን ተሓታታይን ዘይከውን ትዛረቡ ኣለኹም ጽባሕ ሕብኡኒ ክትብሉ ክትጅምሩ ኢኹም መሕፈራት ።
@keletaberhe7593
@keletaberhe7593 6 месяцев назад
ሕማቕ ሰብአይ ብአረጊትካ ትሕሱ መራሒኦም ዓጋመ ኢና ኢሉ ትብል አሎኻ እሞኸድአ ስዓብቱኸ ካብኡ እንታይ ትመሃሩ
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 7 месяцев назад
Shut up do you know in Eritrea what is happening to old people Young people children without no court of law ata barya??
@Habenasgedom757
@Habenasgedom757 6 месяцев назад
ኣፍካ ኣክብ ረሳሕ መልሓስካ ኣደብ ግበረሉ ኩሉ ግዜ ይርእየካ'የ ሕሉፍ ተቓዋሚ ክትከውን ኢኻ ትፍትን ።
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 6 месяцев назад
@@Habenasgedom757 lebam temesl !! Yes I’m anxar barau anxer monster criminal dictator eya:: tekowamy gelemele ab nay Eritrea guday yelen membarn zeymbarn eu eti guday so please go away
@Habenasgedom757
@Habenasgedom757 6 месяцев назад
@@solomonteshagerethiopian6483 ኣነ እቲ ሕማቕ ቃላትካ ኣስተኻኽል ኣብ ልዕሊ ተቓለስቲ ተቓላሳይ ክትከውን ኣይትፈትን'ዩ መልእኽተይ እምበር ሕቶና ሕቶ ምንባርን ዘይምንባርን ምዃኑ ምንጋር ዘድልዮ ኣይኮነን ኣብኡ'ስ ንሰማማዕ ኢና ።
@ttek9180
@ttek9180 6 месяцев назад
አንበሳ ተስፋይ ብሐቂ ግሩም ትኽክል መግለጺ!!!
@MengsteababrhaSbhatu
@MengsteababrhaSbhatu 6 месяцев назад
Elu iykonenanta ab zize dergi znebere da amo?
@eritrea576
@eritrea576 6 месяцев назад
Bernade Nhamedu wrong groups wrong time
@FKT-uo2bj
@FKT-uo2bj 6 месяцев назад
ጽቡቕ መደብ ኔሩ። 💯. ተስፋ'ገብር ዩኤል ምኽሩ ከተተግብር።✌️
@sabaghebrehiwet413
@sabaghebrehiwet413 6 месяцев назад
Bitami subuk tintane, Well done!🙏💙
@amanmeko
@amanmeko 6 месяцев назад
ተስፋይ ተኽለ ምሳኦም ኮንካ ዳ እምኒ ዜይትድርቢ ዳኣ !!!
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 7 месяцев назад
I don’t think ueal knows how bad is our problem in Eritrea .. anyone against the dictator should stand with berged n hamedu ❗️❗️👀
@amanerilove
@amanerilove 6 месяцев назад
Lekbat hasawi brged ne hamedu dey konun qola sebeyti kegayeyu zewlu zelewu
@tedgebregzi3832
@tedgebregzi3832 7 месяцев назад
I want to say sorry myself.
@teclewoldemichael9287
@teclewoldemichael9287 7 месяцев назад
Very good speech, we will wine one day.
@Ayngage
@Ayngage 7 месяцев назад
Win...not wine.
@michaelbeyene7442
@michaelbeyene7442 6 месяцев назад
ባዚት💙💙💙💙💙:
@michaelbeyene7442
@michaelbeyene7442 6 месяцев назад
ንገሮም እንተሰሚዕም ክቡር ሓው ተስፋይ።
@ebaygezabandahabesha5413
@ebaygezabandahabesha5413 7 месяцев назад
ናይ ብሓቒ ጽቡቕ ገሊጽካዮ። ቓልስኻ ዕላምኡ ወቒዑ ትሪኤሉ እዋን ቀሪቡ እዩ። ክቡር ኣያና።
@abdallahismail7055
@abdallahismail7055 5 месяцев назад
Teowet gigna wedi gigna
@Massawa2002
@Massawa2002 6 месяцев назад
ኣቶ ተስፋይ ተክሉ ንነዊሕ ጊዜ ዝገበርካዮ ቃልሲ ንፍትሒ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ክብረት ይሃበለይ : ኣብ መጨረሻ ግን ኣብ ያኣክል ቃልሲ ጀሚርካ ስጋብ ሕጂ እውን ኣብ ያኣክል ትቃልስ ኣለኻ : ኣነ ብወገነይ ከም ኤርትራዊ መጠን ያኣክል ናይ ሞላእ ሕዝቢ ኤርትራ ኣይኾነን :
@tesfaitecle7677
@tesfaitecle7677 5 месяцев назад
ንኣድናቖትካ የመስግነካ ብዛባ ብርጌድ ንሓመዱ ናይ ኩሉ ኣይኮነን ዝበልካዮ ናይ ኩሉ ኢዩ ንኹሉ ግን ኣይኮነን ። ማለት ንኹሉ ውጹዕ ኤርትራዊ ሃይማኖት ኣውራጃ ወኪለ ኣይብልን ስለዝኾነ ።
@kudus7756
@kudus7756 7 месяцев назад
ጅግና ህዝባዊ ግንባር ኢኻ ኣጆኻ ቃልስኻ ንጹሃት ደም ስለ ዝሓለፎ ክትዕወት ኢኻ፡ ግን ብዓል ዉፉይ ኔው በሎም ሉኡኻት ናይ ህግድፍ እዮም🙏🙏🙏🙏
@Habenasgedom757
@Habenasgedom757 6 месяцев назад
ንህዝባዊ ግንባር እምበር ኔው ክንብሎ ካብ ገዛና ካብ ንብዓል ውፉይ ልኡኻት ህግደፍ ኢሉ ዝርሕቆም ነቲ ልኣኺኦም ስርዓት ምርሓቕ ይሓይሽ ህዝባዊ ግንባር ክነጥፍኦ ኢና ውሓጣ ።
@tsegazabtewolde2027
@tsegazabtewolde2027 6 месяцев назад
😂😂😂
@serekeyosief3233
@serekeyosief3233 7 месяцев назад
ናይ እዚ ሰባይ ተሓዋዊስዎ ኣሎ ፡ መን እየ በርጌድ ንሓመዱ ? ጀመርቱ ዋዜማን ጆን ብለክን እዮም ንሳቶም ድማ ነዞም ዝቃወምም ዝውሎ እዩ ። ኣብ መወዳእታ ዝበላ ግን ንሕና ንሕበር ትብል ትብላዕ ዘረባ እያ ። ዝኮነ ዘረባ ናይ ስምሶም ግን ብትክክል ዝሰመዖ ኣይመስለንን ፡ ምክንያቱ ሳምሶም ሕጊ ናይ ትነብረሉ ኣይትጥሓሱ ኣዩ እሉ ፡ እሞ ሕጊ ጀርመን ምጥሓስ ቅኑዕ እዩ ዝብል እተእሉ ግን ንሱ እዩ ምባዕሉ ደጋፉ እሰያስ ። ኣብ ግዜ ኩናት ናይ ትግራይ ብኣፍኩም ዝስጎግኩሞ መንእስይ ሕጂ ብ ሓይሊ ክተፋርርሆ ኣትመልሶን እካ ። ኣነ ወዲ ባድመ ብያራ እየ ብዙሓት መንእሰያት ብስንኪ ኣብ እዚ 20 ዓመት ዝነብረ ብህወሓት ዝግበር ዝነብረ ግፍዒ ዘስከሓ መንእሰይ ሕጂ ደጊሙ ናይ ኤርትራ እተዘይ ኣተወ ምስ ተባህለ ኣብ ቶቶም ምስ ጥሪቶም ዝረዘምቱ መንእሰያት ኣንጻርኩም ዝተላዕሉ እዮም ።
@tedrosghile1328
@tedrosghile1328 7 месяцев назад
ልክዕ ዓቢ ከልካ ናኣብ ክትምርሕና ኢሉ መርሕና ኢስያስ ዕላሙ ገይሩ ንውያነ ኣጥፍዋ ደቅካ ኣብ ናይ ጀርመን ይማሀሩ ንምንታይ ምስ ድቅካ ዘይትህዋሶ ደይስንካ ሑጻ ቀርጥመሉ ኢዩ ዘርብካ
@anderberhantesfaledet5671
@anderberhantesfaledet5671 7 месяцев назад
Iseyas zgebro Halali briged nhamedu Zgebri selelo malet diyu Iseyas tedemirna aybelen diyu Iseyas Tgraway do aykonen Yoel intay tzareb aloka tgrawet ina yblu ilka tzareb
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 7 месяцев назад
Father you’re talking to sick society that really needs help of doctor’s volunteers slaves 🤷‍♂️
@danielteclehaimanot2538
@danielteclehaimanot2538 6 месяцев назад
Tesfay ajoka viva Berged nhamedu
@anderberhantesfaledet5671
@anderberhantesfaledet5671 7 месяцев назад
Usubat ygdef kaymotu zmotu iyom Yoel temahar kab Tesfay Tekle kemtom kulu gziye tkrbom tebelasi aykonen Higi wn nmen kem temso flet n haki tetew bel
@TomM-ex9jc
@TomM-ex9jc 7 месяцев назад
ኢትዮጵያ ንዕንወት ኤርትራ ዘይትገብሮ ነገር ኣይህሉን እዩ። በጃኹም ኤርትራውያን ነዚ ጉዳይ ብዕቱብ ንርኣዮ። ሓደ ሽግር ክንፈትሕ ክንብል ካልእ ሽግር ከይነምጽእ ንጠንቀቕ። ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ኤርትራ ከምሃገር ከይትቕጽል ዝደልዩ ምህላዎም ንዓኹም ምንጋር ኣየድክን እዩ። ስለዚ ብህልኽ እዚ ህዝቢ ኣብ ዝገደደ ጸገም ከይኣቱ ምጥንቓቅ ከድሊ እዩ። ንዑ ንዛተ ብሰላማዊ መገዲ ሽግርና ንፍታሕ።
@Ayngage
@Ayngage 7 месяцев назад
Nzekhon ab RU-vid...? AYTGEDESELOM. NMENGSTI ERITRAN N HZBI ERITRA AB ERITRA ZELO? RU-vidRAT? ZEGUDLELU YBLOM ZEMELEELU YBLOM::
@abubekernur1816
@abubekernur1816 7 месяцев назад
ክሳብ 2001 ሲ ኢንታይ ትገብር ነርካ ኣንጻር ተቓወምቲ?
@biriktiyitbarek4161
@biriktiyitbarek4161 7 месяцев назад
Bihaki kire zelewo keribka eyu ziere,amedika lebam mesilka mihrab waga yeblun. Thanks Tesfay Tekle 💙💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿🌿🌿🙏🏽
@bobsmart8302
@bobsmart8302 7 месяцев назад
How many here trust Yoel...I am bit sure
@barhat6362
@barhat6362 7 месяцев назад
He is a True Eritrean Spirit.
@medeber0077
@medeber0077 7 месяцев назад
ዩኡል ናይ በሐቂ ዝገርም እዩ አጋይሽካ መን ይመርጸልካ ንገረና በጃካ
@akiyor3615
@akiyor3615 6 месяцев назад
Fetikayom do?
@kalMHe
@kalMHe 6 месяцев назад
Wow nay bhaki adnikeyo !
@michaelbahta2680
@michaelbahta2680 7 месяцев назад
Absolutely I like his conclusion that all the media and individuals who seek justice need to merge with BERGHED Nhamedu, so if you can do your best to help and to correct what you believed is wrong, if not please SHUT UP! Thank you!!
@eriblood803
@eriblood803 6 месяцев назад
😂😂😂 keep dreaming kondafat agame cenewuti...ghena kinkustirekum ina
@solihomhadish
@solihomhadish 7 месяцев назад
ኤርትራዊ መንነት ክጠፍእ ኣለዎ።ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ጋህሲ ኣትዩ ክቃጸል ኣለዎ ዝብል ዘሎ ብርጌድ ንሓመዱ ደይኮነን?እዚ ብርጌድ ንሓመዱ እንድሕር ዘይኢሎሞ ንምንታይ ኣይኮኖኖን ነቲ ብድዐን ጽልእን ጸረ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነ ዘረባ መልእኽቲ ዝሕልፉ ዘለዉ ኣባላት ብርጌድ ንሓመዱ ስለ ዝኾኑ፡ብብርጌድ ንሓመዱ ክኹነን ኣይርኣናን፡እሞ እዚ ከመይ ከም ዝርእዪ እዚ ኣቦና ክፈልጥ ምደለኹ፡ካልኣይ ዩኤል እቲ ክሕተት ዝግብኦ ኣይትሓትትን ኣለኻ።
@anderberhantesfaledet5671
@anderberhantesfaledet5671 7 месяцев назад
Amboss Tesfay kulu kkales alewo Yoel wn ktkales aloka makelst merges hizka aykonen
@eritreaweymot
@eritreaweymot 7 месяцев назад
Tesfay Tekle anta denqoro nska endka ab akebatat ketema Stuttgart dow ilka ntegadelti nay tegadlo harnet Eritrea zneberu beal Tesfay Baire ab afdege bahli dew ilka ktxerfomn ktharmomn twel zneberka fthi nay welqe sebat zeyhalekas nay nhafash hzbi Eritrea fti ketmxalu malet zebet ayhsebn eyu
@salehderenkay8414
@salehderenkay8414 7 месяцев назад
ብፍሽለት ንመዋእልኩም ክትዝምሩ ክትርፉ ኢኾም
@Warsay4565
@Warsay4565 7 месяцев назад
እዚ ሰብኣይ ኩሉ ተሓዋዊስዎ'ዩ ዘሎ። ብየእዱግ ንሓመዶም ጀሚሩ ናብ ጽርግያ ዓሰብ ጸኒሑ ከኣ 50ሽሕ ተሰዊኦም ዋላ መትሓዚ ዘይብሉ ፕሮግራም
@teclewoldemichael9287
@teclewoldemichael9287 7 месяцев назад
ንዓኻ ኢዩ ተሓዋዊስካ ዘሎ ሓውና። ዓቕሚ ናትካ ግን ካብቲ ትዛረቦ ዝሓለፉ ኣይኮነን።
@Warsay4565
@Warsay4565 6 месяцев назад
@@teclewoldemichael9287 እወ ሓቅኻ ኢኻ ተሓዋዊሱኒ'ሎ፡ምኽንያቱ ከም'ዚ ከማኻ ኣድጊ ንሓመዱ ስለ ዘይኮንኩ። ዶንቆሮ !!
@aklilukaleab1758
@aklilukaleab1758 7 месяцев назад
ነዊሕ ኢኻ ትመስል ልቢ ወይ ስረ ሓጹሩካ ኣሎ:: ፖሎቲካ ተዛረብ ናጽነት ኤርትራ ዘይኣምኑ ኣብ ኤርትራ ይዕልም ኔሩ ኢሰያስ ትብል ሲ ወያነ ኣብትግራይ ትዕልሞም ዝነበረት ከ ሓላል ጌርካዮ ካምፕ ከፊታ ንመንእሰይ ኤርትራ ዓዱ ገዲፉ ዝገበረቶ ኸ ዓገብ ደይበልካ?? ስለዚ ወዲ ሰሳሕ የ ትብል ኣለኻ ከም ኣቦታትካ ጽልኣት ህዝቢ ኤርትራ ዩ ደለኻ እምበር ፖሎቲካ ክትሰርሕ ኣይኮንካን::
@Habenasgedom757
@Habenasgedom757 6 месяцев назад
ፈሽኳል ሃዳሚ ተሓቢእካ ሰብ ኣጸልም ።
@yonastekie8762
@yonastekie8762 6 месяцев назад
ከሃዲ የበሰበስክ ሽማግሌ
@Habenasgedom757
@Habenasgedom757 6 месяцев назад
ንስኻ ኣምሓርኛ እንዳ ተዛረብካስ ክሃዲ ማለት ኣይከብድም ወይ 😂 ኣንተ እከክ ጥናዣም እሱ የሰራውን ስራ ስራና ከዛ ታወራለህ ቦቅባቃ
@yonastekie8762
@yonastekie8762 6 месяцев назад
@@Habenasgedom757 ግም ለግም አብረህ አዝግም አለ ምን ሰራ እና ነው አገር እና ስውአትን መካድ ጀግንነት ከመሰለህ እስኻ ውን ከምኦም ኢኻ አጢነ ሃመማ
@Habenasgedom757
@Habenasgedom757 6 месяцев назад
@@yonastekie8762 ብጽብጽ ኣንታ ሰራቒ ኣምቼ ንዓኻ እንታይ ከሕምመካ እቶም ስድራናን ወለድናን ዝጠፍኡና ኢዩ ዘሕምመና ኣንታ ባርያ እስኻ ሕሉፍ ሓላዪ ኮንካ ክትቀርብ ኣይትኽእልን ኢኻ ብጽብጽ ሰራቒ
@eriblood803
@eriblood803 6 месяцев назад
Teclai cenawi ghembi bitnih funfun tewelige...ghena kitsilel ika...wedi mebelel
@eritreaweymot
@eritreaweymot 7 месяцев назад
Sesah ezi adka dea entay kti ahwatka endyom nhzbi Eritrea baeman kfegu zwelu zelewu Akeleguzay hadiu hzu wey tegaru wey Eritreawian kunu Tesfay qedem abagayla nay hzbawignbar nerka lomi kea abagayla nay weyani ageb
@ሰላምወሰናይ-ዀ1ጠ
@ሰላምወሰናይ-ዀ1ጠ 7 месяцев назад
😅😅😅😅 በቃ ሓሳብ የለን
@mulubeiene3583
@mulubeiene3583 7 месяцев назад
እሞ ኣባ ጓይላ ዝነበረ ገበን ምጽናት እንዳ ረኣየስ ጌና ኣባ ኮይኑ ዘይቀጸለ ዶ ኡዩ? ዓገብሲ ንባዓል ንዓኻን ዝኸማኻን ኢዩ ዝግባእ ብሓጺሩ።
@Habenasgedom757
@Habenasgedom757 6 месяцев назад
ጌና ክነጥፍኣካ ኢና ኣንታ ባርያ ናይ እሰያስ ዓፋፍ ጽቡቕ ገበረ ኣነ'ውን ኣብ ኣሰር ኣቦይ ኣለኹ ኣንታ በትኪ
@teklenara9386
@teklenara9386 7 месяцев назад
ተሰፍይ ስለምታይ ዓድካ ዘይከድካ ገበን ገርካ ብዘይ ምክንያት ክትከይድ ኣይክኣልካን ጀብሀ ነይረ ድካ ክትብሉ ከንደይ ዘይነበሩ ዓዶም በጽሖም ይመጹ ኣለዉ ወይ ሻዓብያ ነርካ ኣጠፋፍእካ ትከውም ብዘይ ምክንያት ኣይኮንካን በጃካ ዘይከውን ምክንያት ኣይትዛረብ ጠላም ዶ በልካ በል እስካስ ቅንኢ ጥራሕ እዩ ዘለካ ሕጅውን ናብ ልብካ ተመለስ ገለ ገለ ደቂ ዓድካ ብኣውራጃ ረክበሙካ ኣለዉ እዚ ቀሊል እዩ ተመለስ ታርካ ኣይተባላሹ
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 7 месяцев назад
ክላ ሕሙም ባዕልኻ!! ትግራውነት ብሄራዊ መንነትና'ዩ። ነዚ ኸኣ ክሳብ መወዳእታ ከነረጋግጾን ደምና ክንከፍለሉን ኢና። እቲ ሓቀኛ ብሄራዊ መንነትና ትግራውነት'ዩ። "ብሄረ ትግርኛ" ዝበሃል መጸውዒ፣ ትግራውነትና ንምጥፋእን ኤርትራዊነት ዝበሃል ሓዱሽ ሃገራዊ መንነት ንምስራሕን ንኽጥዕም ተባሂሉ ብሻዕቢያ ዝተፈጥረ ሓድሽ ስም'ዩ። ቅድሚ ገድሊ ነይሩ ኣይፈልጥን'ዩ።
@okubaygerehans
@okubaygerehans 7 месяцев назад
Ewe ab ertra mebekol adi slezeyblka . Kondaf
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 7 месяцев назад
@@okubaygerehans መበቆል ዘይብልካ ጥፋእ፣ ደንቆሮ። ንስኻ ወላ ኩናማ'የ በል። ኣነ ግን ትግራዋይ እየ፣ ንስኻ ውን ትግራውነቱ ዘይፈልጥ ትግራዋይ ኢኻ፣ተረዋኢ።
@tedgebregzi3832
@tedgebregzi3832 7 месяцев назад
Please use your mind,you can not help the people of Tigray by creating enemies.
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 7 месяцев назад
@@tedgebregzi3832 እቲ ስም ኣቦኻ ጽቡቕ ጌርኩም ጽሓፉለይ በሎም፣መሃይም።
@Abdulwassie
@Abdulwassie 7 месяцев назад
ዮሃና ዓጋመ
Далее
Bearwolf - GODZILLA Пародия Beatrise
00:33
Просмотров 359 тыс.
Stiglitz says US Moving Away from 'Hyper-Globalization'
1:08:37