ወዲ ሰብ ካብ ዓዱ ብስደት ምስ ወጸ ኣብ ነፍሲ ወክፍ ስጉምቲ እግሩ መሊኡ ኣይከይደን'ዩ። ብፍላይ ኤርትራውያን ጉዕዞ ስደት ብባህርን ሰብ ዝሰርሖ ጸገማትን ዝተመልአ'ዩ። ዜጋታት ብዙሓት ሃገራት እኳ እንተተሰዱ፣ ኣብ ኤርትራውያን በጺሑ ግን ዝተጋነነ መግደራትን ሽግራትን'ዩ ዘጋጥም።
እዚ ግን ስለምንታይ ከምዚ ይኸውን? ኤርትራውያን እንታይ ስለ ዝኾንና ኢና ካብ ካልኦት ዜጋታት ዝተፈለየ ጸጋማት ዝወርደና? ብወገነይ ነዚ ዝድህስስ ቪድዮ ሒዘ መጺአ ኣለኹ፣ ሰናይ ምክትታል።
#eritrea #asmara #business #tigrignamusic #tigrignamovie #hornofafrica
9 июн 2023