Тёмный

ኤርትራ ኣብ ርግኣት’ዶ ወይስ ደውታ? ጠመተ ብኽልተ ኵርናዓት 

VOA Tigrigna
Подписаться 43 тыс.
Просмотров 45 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

2 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,2 тыс.   
@nakfashell1573
@nakfashell1573 7 месяцев назад
Alzar haway JeGena wedi jegnu ❤ haknya eritrea 🇪🇷 ♥️ ❤️ 👌eka
@aforkihayelom3102
@aforkihayelom3102 7 месяцев назад
ኣንቲ ሓፍትና ብዛዕባ ኤርትራ ትሽገርስ ብዛዕባ ትግራይኪ ዘይትገብሪ እንተ ኣርኣዛር ብጻይና ነመስግነካ ቀጽል ድማ።🇪🇷
@Higuain1995
@Higuain1995 4 месяца назад
ናትካ ፍለጥ እምበር ንሳስ መን ኮምኻና ትፈልጥ ኢያ. ብህዝብኻ ሕሰብ ካብ ፍቅሪ ኢሳያስ
@Higuain1995
@Higuain1995 4 месяца назад
ዓጃው ትራምፕ ኮሙ ኢሉ ንዓይ እግባኒ ኢሉ. ካብ ነዚ ሓውና ተጥቅዕ ናትካ ሓሳብ የብልካን. ተደምረላን ኢልካ ሕጂ ብዛዕባ ኣቢ ክዛረብ መሕፈረካ ባርያ ህግደፍ
@rumenege6356
@rumenege6356 3 месяца назад
ኣንታ ደንቆሮ፡እርይራይ ደምብያ! ምንያ ጽርይቲ ኤርትራዊት፡ ጓል ሰራየን ዓረዛ-ሓጺና ምዃና ትፈልጥዶ? ናታስ ነጊረካ ኣለኹ።ናይቲ ዘመስገንካዮ ዳኣ መንነቱ ንገረኒ።
@leteberhantesfimicheal8121
@leteberhantesfimicheal8121 3 месяца назад
You are the stupidest person in the Earth. You learn every money by Eddie and knowledge you got this position so what do you contribution to the Eritrean people? You don’t have any right to talk about Eritrea 🇪🇷 who are you? Do you pay all that loan your country she contribute for your scholar shame on you
@amanuelasgedom8754
@amanuelasgedom8754 7 месяцев назад
ምንያ ሞንጎኛ ኮይንኪ ሕተቲ ካብ ናብ ሓደ ወገን ጸግዒ ትወስዲ ኣልኣዛር ብኣፍልጦ እዩ ዝምልሰልኪ ዘሎ ብጽልኢ ሓዘል ኣይኮነን እዚ ናይ ጀሃድ ውግእ ነበረ ኣውኡ ስለ ዝነበርና ከምቲ ዝብሎ ዘሎ ዳኒኤልውን ኣይኮነን ገድሊ ኔሩ ሳዋ ኔሩ እተኾይኑውን ስግኡ ደኣሉ ኔሩምበር ኣፍልጦ ዘለዎ ተሳትፎ ነበሮ ኮይኑ ኣይስምዓንን ካብ ምስክርነቱ
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 7 месяцев назад
Kkkkk please
@estifanosaskale1921
@estifanosaskale1921 7 месяцев назад
Ati kabaki woyane yihshuna
@tsaedakiflemariam6453
@tsaedakiflemariam6453 7 месяцев назад
THANK YOU Mr Alazar,you. articulate very well.
@zowdi810
@zowdi810 7 месяцев назад
Yes you are right 🇪🇷 alazare it's right you're amazing 👏 ❤️ 😉 ♥️ 🎉😂❤you're erterawe god bless to erterawe people 🇪🇷 🙏 ❤️
@yohannesabraham7087
@yohannesabraham7087 7 месяцев назад
እዛ ሰብ ንምንታይ ንኣልኣዛር ትኾልፎ?
@BETESEB1972
@BETESEB1972 7 месяцев назад
ሱቅ በል ባርያ ኢሰያስ ብሃም ምስ ህዝብካ ዘይትከውን ዕሱብ
@nebiatgebrewoldi5291
@nebiatgebrewoldi5291 4 месяца назад
ሓቂ መሪርዋ እዛ ሎቅማጽ ትግራወይቲ ኣየናይ ዘነይት ዛንታ ዘለዎ ዛንታ ኣለዋ ብጀካ ሓሶት።
@BahreNeGash
@BahreNeGash 3 месяца назад
Because she (Agame) is Woyane.
@ኮኮብ-ጨ6ፐ
@ኮኮብ-ጨ6ፐ 7 месяцев назад
እቶ ኣልኣዛር የቀንየልና ኮሪዕናልካ❤❤
@Welqaithumera
@Welqaithumera 7 месяцев назад
ተጋሩ ዕደ ተጸበይቲ ስንዳይ !! ቅበጹ ስንዳይ የለን....ካብ ኤርትራዊ ተማሃሩ ፡ ሃበኒ ህበይ ይገብር ምስላ'ሎ ኣብ ሃገረ ኤርትራ !! 4።
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 7 месяцев назад
ጽቡቅ ሪዲዬ ትግሪኛ ምኒያ ነመስግን።ልዕሊ ኩሉ ሓውና በሊሕ ኣልኣዛር።ነበረላ።
@mehanshomehansho5605
@mehanshomehansho5605 7 месяцев назад
ኩሩዕ ኣቦ ኩሉ ኣላዛር ኣኽሪዕካና። ዳኔል ጎሓፍ ፍንፉን።
@ሕቡንብሃገሩ
@ሕቡንብሃገሩ 7 месяцев назад
ዳኒኤል ኣንታ ወድዛ ሓሳዊ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኖቤል ይግበኣኒ ኢሉ በጨቕ ኣቢልዎ ኢልካስ ትራምፕ እየ ኢለ ትብል ? ወድዛ ሓሳዊ ከዛብ ሪከርድ እኮ ኮይኑ ኣሎ እንዳሰማዕናካ ትኽሕድ ንስኻ ዓጋመ ክትከውን ኣለካ ሓሳብካን ሓሶትካን ትግራዋይ ምዃንካ ፍሉጥ ኢኻ ሙሽሙሽ ።
@ሕቡንብሃገሩ
@ሕቡንብሃገሩ 7 месяцев назад
ሕቡን ኤርትራዊ ኣል ኣልኣዛር ኣብርሃም " ዘረባኻ ርጡብ ኣንደበትካ እዱብ "ኢኻ እሞ ተፈኽነን ወዲ ሪመይ ጃሱሳት ተጋደልቲ፡ሚኒስተራት ኔሮም እዮም'ሞ በዚ ዕሱብ ዳኒኤል ዘረባ ዝደናገር ኤርትራዊ የለን ።
@yohannesyemane8701
@yohannesyemane8701 7 месяцев назад
እዛ ጋዜጤኛን ዳንኤልን ዝብልዎ ዘለዉ ምናልባት ንዘየስተብህል ከገርህ ይኽእፕ ይኸውን። ነቲ ስለ ህዝቡን ሃገሩን ዝሓስብ ኤርትራዊ ግና በዚ ናይዞም ንኸብዶም ዝተዓስቡ ሕሱራት ሰባት ክደናገር ዝኽእል የለን ምባል እኹል ኢዩ። "ካብዚ ኲናት እንታይ ኢና ረቢሕና" ክብል ብኣፈ ጨለነት ክዛረብ ተሰሚዑ እዚ ውርጹጽ ክመስል ዝፈተነ ግን ክኣ ጨናዊ ዕነ ዳንኤል! ኤርትራ ካብ ኲናት ክትረብሕ ትኽእል ምዃናን ዘይምዃናን ስለ ዘይፈለጠት ድያ ነዚ ኲናት ኣትያቶ? ወረጃ ማዕዶ ዕሱብ ንኸብድኻ እትሓድር ሕሱር! ወያነ ቅድሚ ኣብ መራኸቢ ብዙሃን ወጺኡ ንኤርትራ ብምሳይል ከነጥቅዓ ኢና ምባሉ' ኮ ሰለስተ (3) ሚሳይላት ናብ ኤርትራ ተኲሶም ምንባሮም ይፈልጥ ዲዩ እዚ ተንታኒ መሲሉ ዝዛረብ ዘሎ? ሚሳይል ዝኣክል ተተኲስዋ እሞ ድማ እቲ መጥቃዕቲ ሚሳይል ክቕጽል ምዃኑ ብወግዒ ኣብ ዝኣወጀሉ ህሞት ኤርትራ እንታይ ክትገብር ነይርዋ ኢዩ ዝብለና ዘሎ? እዛ ጋዜጠኛ ኢየ በሃሊት ድማ ኩፉእ ናይ ኤርትራ ነይሩ እንተዝኸውን ነይሩ ግን ኣብ ናይ ሰዓታት ዘይመልእ ግዜ ናብ ኣየር መቃለሐቶ ነይራ። ከመይ ኣቢላ ደኣ ኢያ እዚ ተጠሊዖም ኣብ ሚድያታቶም ከጋውሕዎ ዝወርሑ ኣይሰማዕኩን ትብል ዘላ? መስደመም ኢዩ። እቲ ዝገርም ንገር ግን እዞም ሰባት ክሳብ ክንድዚ ሃገሮምን ህዝቦም ክኽሕድሉ ዝኽእሉ እንታይ ኢዩ እቲ ምስጢር? ንሃገርካን ህዝብኻን ክሒድካ ናብ ትግራይ ዘጣብቖም ዘሎስ እዛ ትግራይ እንታይ ኢዪ ዘለዋ? እዚ ንዓና ንኤርትራውያን ኣብ ግዜ ብረታዊ ቃልሲ 'ውን ከምዚኦም ዝበሉ ሕሱራትን ንኸብዶም ዝተዓስቡን ንቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዕንቅፋት ዝገብሩ ዝነበሩ ነይሮም ኢዮም 'ሞ እቶም ንጹሃት ኤርትራውያን ንኣሽቱ ወለዶ ብኸምዚ ዓይነት ሕሱርን ዝወደቐን ፖለቲካ ከይትሰናበዱ ኣጆኹም ብኸምዚ ሒዝኩሞ ዘለኹም ልዓትኩም ኣትሪርኩም ብምሓዝ ቀጽልዎ። ወያነን ነሳ ዝዘራኣቶ ተንኮልን መወዳእትኦም ናብ'ታ ዝፈሓርዋ ጉድጓድ ምእታዎም ዘይተርፍ ፍጻመን ሓቅን ኢዩ።
@henosdawit9271
@henosdawit9271 7 месяцев назад
​@@yohannesyemane8701 Halewlew zemxo Lewis yelen .Live on facts.
@yohannesyemane8701
@yohannesyemane8701 7 месяцев назад
@@henosdawit9271 እንታይ ማለት'ዩ ሃለውለው? እንታይ ክትብል ከምዝደለኻ ኣየነጸርካዮን።
@birhanemr5234
@birhanemr5234 7 месяцев назад
ሓዉ አልአዛር ናይ በሓቂ ጽቡቅ አገላልጻ
@gedionmesfin1821
@gedionmesfin1821 7 месяцев назад
The Host from VOA is GUAL ADAW
@abrahamasfaha5651
@abrahamasfaha5651 7 месяцев назад
Farmacha hamase fit eda zurya galom endeya !!! Kkk KETHBKA !!!
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 7 месяцев назад
ኣላኣዛር ስዉኣት ኤርትራ ይስሕቁኻ ኣለው !
@YebyoHaile
@YebyoHaile 7 месяцев назад
እቶም 1,5 ሚልዮን ሩሹናት ደቂ ክልልካ'ኸ ኣብ ረብሓ ዘይብሉ ኩናት ቁማር ዝተበልዑ ።ዱሙሱስ ዋሒድ
@mihretyemane7301
@mihretyemane7301 6 месяцев назад
ትሳሓቅ ዘለኻ እስኻ ኢኻ ወዲ ፉቱሓት ስረ ጉራን ፈኸራን ህዝብኹም ኣወዲእኩም ።
@askalutesfagaber2281
@askalutesfagaber2281 7 месяцев назад
ዳንኤል ጋርዛይ ባቡር ሓቂ ገዲፋትካ ከይዳ እያ። ማራ ሓዚነልካ።ኣበናይ ግዜ እዩም መራሕቲ ኢትይጽያ ኤርትራ ካብ ምውራር ጠጠው ዘበሉ ብሓጺሩ ዘዝመጽኡ ስርዓታት ኢትዮጽያ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ኩናት ኣብምክያድ እዮም ተጸሚዶም ሓሊፎምን ዘለዉን።
@danielteklehaimanot8839
@danielteklehaimanot8839 7 месяцев назад
Poor Mniya , there is a reason to be one sided . She has to keep her job & her bed as well .
@mebratghebrelibanos
@mebratghebrelibanos 7 месяцев назад
አቶ አልአዛር ብአኻ ኮሪዕና ብሐቂ ኤሪትራዊ መንፈስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 👍❤️🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺💕🇪🇷💕🇪🇷♥️🇪🇷❤️🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷💕🇪🇷♥️👍
@tedrosweldegebriel150
@tedrosweldegebriel150 7 месяцев назад
To be honest Daniel is real janda woyane
@yohannestseggayberhe7536
@yohannestseggayberhe7536 7 месяцев назад
ዳኒኤል ሓወይ፡ ዝነኣድን ብሱልን ግብረመልሲ ምሃብካ፡ ከም ደላይ ፍትሒ፡ ተሓቢነልካ። ኣአንጋዲት ጋዜጠኛ ምንያ እውን ኣድኒቐያ፡ ሓቂ ንኽትወጽእን ንኸይትድፈንን፡ ብቑዕ ሕቶታት ኣቕሪባ። እንተ እቶም ነቲ ዕርቃኑ ዝወጸ ጨፍላቒን ዓንዳሪን ስርዓት ዝከላኸሉሉ፡ ብሕልናኦም ደቂሶም ከምዘይሓድሩ፡ ርግጸኛ ኢየ። ሕልናና፡ ብባህሪኡ፡ ንቕኑዕ ዕላማ ንኽንጥቀመሉ ኢዩ ብፈጣሪ ተዓዲሉና። ካብዚ ዕላማ ዚ ወጻኢ ዝጥቀመሉ ሰብ፡ ኣንጻር ሕልናኡ ኢዩ ዝሰርሕ ዘሎ። ስለዝኾነ፡ ብግዳም ጽቡቕ ከምዘሎ ከምስል፡ ብዙሕ ምስሉይ ነገራት ኢዩ ዝሰርሕ፡ ብውሽጣዊ ሕልናኡ ግን፡ ቅሱን ኣይኮነን። ኩልና፡ ሕልናና ከመይ ከምዝመስል፡ ንፈልጦ ኢና። ኣብቲ ናይ ጽሞና ህሞት፡ ወይ ኣብ መዓሙቕ ድቃስና ዝመጻና ሓሳባት፡ እንተዘኪርናን መርሚርናዮን፡ ሕልናና፡ ወትሩ ኢዩ ዘዘኻኽረና። ስለዝኾነ ኸኣ፡ እቶም ትብዓት ዘሎና፡ ካብዚ ሕልናዊ ወቐሳ ንምድሓን፡ ንዝበደልናዮ ሰብ እቕረ ክብለልና ንሓትት፡ ንዘጉደልናዮ ነገር ንምልእ፡ ክንገብሮ ዝግባኣና ግን ዝቦኾርናዮ ነገር እንተነይሩ ድማ፡ ብሓድሽ መንፈስ ክንክሕሶ ንስራሕ ንብገስ። ስለዚ፡ ሕልናና፡ ኣብ ኣዝዩ ንጡፍ ሕሹኽታ ንኣካልና ኣሰንዩ ክሳብ ብህይወት ዘሎና ምሳና ዝነብር፡ ፈጣሪ ዝዓደለና ባህሪይ ኢዩ። መንፈሳዊ ሓይሊ ስለዝኾነ ኸኣ፡ ክንመሃረሉ፡ ኣከያይዳናን ህይወትናን ንምምሕያሽ ክንጥቀመሉን ሓጋዚና ኢዩ። ብሩኽ መዓልቲ ንኹልና! ሃገርና ክሓልፈላ፡ ሓቢርና ንሕለየላ። 💞💞💞 Yohannes snitna.com
@asmaerasmaer9441
@asmaerasmaer9441 7 месяцев назад
Kelat Aregit Zebbi. Abzia Beredka Ketkeber ika.
@meharigoitom4495
@meharigoitom4495 7 месяцев назад
ክልተ ሓደ ፍትሒ እኳ ኢኩም ዘይትፈልጥዋ:ብጽልእን ቅርሕንትን ነብስካ ምዕባይን ህንጡይነት ሓላፍነትን ጥራይ:ዳኒኤል ከኣ ኣጸቢቅና ስለ ንፈልጦ ጸገም የለን ወርጃ ማዕዶ እዩ:ንስካ ውን ካብኡ ኣይትሓይሽን ኢካ:ዳኒኤል ገብረስላሰ ጋርዛ ከኣ ራዛ ናይ ኣቡኡ ሓዛ እዩ ዝብሃል ኣብ ዓድና እሞ ናይ ኣብኡ ታሪክ ደጊሙ:ታሪክ ኣንድነት::
@yosefgeberay2143
@yosefgeberay2143 7 месяцев назад
hej Daniel you donot know why you are goingto tha war ???
@yonastsegay7340
@yonastsegay7340 7 месяцев назад
ዳኒኤል ጸግዒ ዉጹዕ ህዝቢ : ኣልኣዛር/ታርዛን ጸግዒ ዲክታቶር ::
@tsegaygebru
@tsegaygebru 7 месяцев назад
እቲ ስግኣት ካብ ካልኦት እዩ መጺእና እሞ ንስኻ ዳንኤል ውን ምስ ሃገርካን ህዝብኻን ደው ምስበልካ።
@jesusislordrishan6595
@jesusislordrishan6595 7 месяцев назад
ምስ ህዝቡ ዩ ደው ኢሉ ዘሎ ዘየድልሊ ክሳራ ዩ ጸሊኡ ንህዝቡ ዩ ደንጊጹ ፋሕ ብትን ዩ ጸሊ ኡ ዲሞክራሲ ዩ ደልዩ ደቃ ትሓቁፍ ኤርትራ ዩ ናፊቑ እምበር ንሱስ ብሉጽ ኤርትራዊ ዩ ብ ኤርትራዊ ማንነቱ ወን ዝሕበን ዩ ኣይትሃብ ዘይሽሙ
@BETESEB1972
@BETESEB1972 7 месяцев назад
ህዝቢ ኣቀድሙ ዕሱባት
@leteberhantesfimicheal8121
@leteberhantesfimicheal8121 3 месяца назад
Thank you Kurue❤Eritreawe Baba Alazar ♥️🌹🇪🇷♥️🌹🇪🇷kuburat Abotate
@fsahayeberaki9042
@fsahayeberaki9042 7 месяцев назад
Thanx Mr Alazar we r proud of U and i feel confident when brave guys like U explains breifly, deeply n confidently to the problems,agents behind the problems n the path we have to follow to reach to the solution.
@kibromhawitewolde2783
@kibromhawitewolde2783 7 месяцев назад
Papa Gallo... Empty brain without any gray matter. Ala Junta Adi Hallo.
@ahmadsaeedahmad3359
@ahmadsaeedahmad3359 6 месяцев назад
Ppppppppppppllllllllllllpppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppppp
@almazasghedom6233
@almazasghedom6233 7 месяцев назад
ዳኒኤ ርእስኻ ሃስስ በላ ጹቡቅ የለኻን ሕክምን የድልየካ አሎ ሐግዝዎ ምሕከሚ ክንብል ሐፊርናልካ
@abrahamasfaha5651
@abrahamasfaha5651 7 месяцев назад
EZRA YEHRIKWO !!!!
@fitsumhabtom2572
@fitsumhabtom2572 7 месяцев назад
Sdi atababya zbedela trkimirki
@wedidenden
@wedidenden 7 месяцев назад
Daniel is educated at the expenses of the people of the State of Eritrea 🇪🇷, but he opted to betray his people. Daniel is infected by the amateur 5th columnist andmatrcides, the so-called Eritrean oppositions in diaspora, while he was pursuing his education in South Africa and then he opted to be a trioator. In my humble opinion, Mr Alazar Abraham is the best analyst with a solid experience of our region and well-mannered gentleman. So, what does the Eritrea 🇪🇷 government have to do? To wait in a fold arm until Eritrea is conquered by her enemies? I don't get Daniel's points. I don't think he was an army instructor in Sawa. The biggest problem with the so-called Eritrean oppositions in diaspora is that they don't understand what the majority of silent Eritreans think about them. Daniel and his likes never knew how the general public of the Eritrean people are disgusted about those disgraceful and disgruntled the so-called Eritrean oppositions in diaspora. Give us a break yaho!!!
@user-dy5kf3dr4h
@user-dy5kf3dr4h 7 месяцев назад
ዳንኤል ን ኤርትራ ክምለስ እንከሎ ጀነራል ክኸውን እዩ ሓሲቡ ነይሩ: ሻዕዉያ ሸለል ምስ ኣዘዝሉ ኣይተሓጎሰን: ብእኡ ምኽንያት እዩ ጭቃ ዝኸውን ዘሎ
@estifanosaskale1921
@estifanosaskale1921 7 месяцев назад
Lazar abnetawi mhur
@tekestegebtemedhin4969
@tekestegebtemedhin4969 7 месяцев назад
እዚኣሰብ ሓታቲት ድያ መላሲት
@kokobnegasi5751
@kokobnegasi5751 7 месяцев назад
ገሪሙናሎ እዛ ባርያ ሓሳድ
@getachewwork5480
@getachewwork5480 7 месяцев назад
Dani is more logical howevr Alazar is more Angal (flush)
@amanuelb8544
@amanuelb8544 7 месяцев назад
ምንያ እቲ ውይይት2ብ1እዪ ምናልባት ዳንኤል አይመድለየን ይመስለኒ ።
@fasiltesfamichael6535
@fasiltesfamichael6535 7 месяцев назад
DANIEL KITFETIW KITXELI HIWAHAT AYKTMLESN IYA
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 7 месяцев назад
ዳኒኤል ኣማኒ ኣምላኽ ኣልኣዛር ሉኡኽ ጠላማት ሳዲስት ተጋሩ ኣስመራን ኣዲሰበባን
@bemnetnerayo9541
@bemnetnerayo9541 7 месяцев назад
Alazar Betame Anbsa
@fishhagos7176
@fishhagos7176 7 месяцев назад
Daniel I am proud of you thank you for what you saying
@abrahamasfaha5651
@abrahamasfaha5651 7 месяцев назад
FOKS !!!ANE MENEkRKKA !!! CAPEN WEDI NRAYO. ENTAY YBLU !!!
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 7 месяцев назад
ኮለል ትግራይ ብሰንኪ ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራቦም ሚልዮናት ህዝብታት ኦሮሞ ጉራጌ..... ተሳቅዪም ይሳቀዩ ኣለው ተጋሩ ትግራይ ብረሳሓት ዘምሓርሓሩን ሃፍታማት ተጋሩን ብስውር ሰይጣናዊ ተዋህዶን ትምርሑ ኣለኹም መሲሉና ደንጊጽናልኩም
@zewdeberhe1610
@zewdeberhe1610 7 месяцев назад
Excellent, well challenged brother. "Eritrea is the central gravity of the entire region "
@tt-lk3jc
@tt-lk3jc 7 месяцев назад
kkkkk
@GBM-m4s
@GBM-m4s 7 месяцев назад
That is why all eriteran leaving there country and became refugees.😂
@ጸረዘይፍትሓውያንንተበለጽ
አዚ ስርዓት ህግደፍ አንከሎ ሕልሚ አዩ።ኣይትጋገዩ ተኪእልኩም ኣብ ዓድና ናይ ስርዓት ለውጢ ከምዘድልየና እመኑ
@estifanosaskale1921
@estifanosaskale1921 7 месяцев назад
Cia +gunta_ mnya
@ሕቡንብሃገሩ
@ሕቡንብሃገሩ 7 месяцев назад
ምንያ ሓሳዊት ወያነ ኤርትራዊ መንነት ክስበር ኣለዎ ከምዝበሉስ ኣይሰማዕክን ? እዝንኺ ትለኾኽ እንተዘይሰሚዕኪ ዓጋመ እንዲኺ ናይ መን ደኣ ክትወስዲ ? ሽንፍላ
@pawlostesema1303
@pawlostesema1303 7 месяцев назад
DANIEL perfect. Analyst. Thanks.
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 7 месяцев назад
ቪኦኤ ተወልደ ጉድ ጌርኩም ብሰንኩ ዝኣምነኩም ዝነበረ ህዝብታት ጠሊምኩም !
@GhebrezghiShimhalal
@GhebrezghiShimhalal 7 месяцев назад
Thank you, Daniel! The other guest is as arrogant as other HGDEFites!
@mesfinmengesha9799
@mesfinmengesha9799 7 месяцев назад
Daniel temewilu iyo zezareb feltet yeblun
@ghebrengusmesmer6327
@ghebrengusmesmer6327 7 месяцев назад
ዳኔል ሉኡኽ ናይ በዓል ቢተዎደድ ምዃኑዩ ዘብርህ ዘሎ። ብዙሕ ጽቡቕ ነገራት ግን ኣለዎ። ኩሉ ተሞኩሮን ምህሮን ሒዙ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘይምግልጋሉ ብሓደ ወገን ኣብ ሃገር ዘሎ ምዕብልናታት ምኽሓዱ ጌጋዩ። ሃገር እንተ ብዜጋታታ ወይ መንግስታ ሓይላ ደልዲላ እንተዘይትነብር ክውሕጡዋ ዝደልዩ ብዙሓት እዮም።
@ሕቡንብሃገሩ
@ሕቡንብሃገሩ 7 месяцев назад
ምንያ ዓጋመ ቅድሚ ሕጂ ግን ዘረባኺ ለኸ መኸ እዩ ኔሩ ሕጂ ብሳላ ኤርትራዊያን መልሓስኪ ኣጽሪኺ ብቋንቋ ትግርኛ ክትዛረቢ ጀሚርኪስ ንትግራይ ትግርኚ ዝድግፉ ተምጽኢ ንስኺውን ኤርትራዊት ክትኮኒ ስለትደልዪ ን ንኤርትራዊያን ክተራጽሚ ኢኺ ትደልዪ ቆንዳፍ ቆማል ትምነይዮ እምበር ኤርትራዊት ኮንኪ ማለት ዘበት ።
@hakimetkeley1256
@hakimetkeley1256 7 месяцев назад
Ezi daniel zbhal hjis mhur kbhal du neza tgraweyti kehegus zeylo yzareb
@WediMoghos
@WediMoghos 7 месяцев назад
ኣየናይ ኢልካዮ ሓሰማ
@hakimetkeley1256
@hakimetkeley1256 7 месяцев назад
@@WediMoghos kondaf kabtom sheyti hager dika welas kabtom husurat tegaru negative tum zeywetsom
@tightaraya
@tightaraya 7 месяцев назад
Daniel ✅️✅️✅️✅️✅️✅️✅️✅️✅️✅️
@mulugetat.mariam6239
@mulugetat.mariam6239 7 месяцев назад
Dani anbsa❤
@abrahamhayantu5910
@abrahamhayantu5910 7 месяцев назад
እዚ ሰብ እዚ ናንብሐቂ ድዩ መስዋእቲ ኤረትራዊ አገዲስዎ መንግስትና አይነግርን ድዩ ነጊሩ እኮእዩ ቀስኢሉ ከአ ይነግሮም ።እቲ ዘገርም እዚ ሰብ እዚ ኤረትራ ምስመን ገጢማ ከምዘሎ ፈጺሙ አይተረድኦን ንምኻኑ እዚ ዳኒአል ዝበሃል አበይ እዩ ደቂሱ ነይሩ ነዚ ክትዛረብ ኢልካ ምቅራብካ ዘሕፍር እዩ።
@abebateklay3421
@abebateklay3421 7 месяцев назад
God job danny
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 7 месяцев назад
ኣላኣዛር ረሳሕ ህዝቢ ኤርትራ ክተሳቅይዎ
@fsahayeberaki9042
@fsahayeberaki9042 7 месяцев назад
Mr Alazar I am sure U could have constructed thousands of youth minds positively if you were giving such nationaly interested orientations in one of those our soscial medias .
@semeresibhatu8691
@semeresibhatu8691 7 месяцев назад
ንኣቢይ “ምርሓና” ዝብል ቃል ኣይትረስዕ።
@WelduTsegay
@WelduTsegay 7 месяцев назад
ዳኒኣል ዉጹአ ምህረት የውርደልካ
@koala10ish
@koala10ish 7 месяцев назад
ዳኒኤል ወዲ አርብዓ ብጀኔራል ተኽላይ ማንጁስ ዝተሰጎጔ እዩ፦ ናይ ኤርትራ ጉዳይ አይምልከቶን እዩ፦ አጥላዕ ላብ ዓጋመላንድኻ በሉዎ፦
@meharigoitom4495
@meharigoitom4495 7 месяцев назад
ዳኒኤል ናይ ኣቡኡ እዩ ዝደግም ዘሎ ኣይትገደስሉ
@asmaerasmaer9441
@asmaerasmaer9441 7 месяцев назад
Daniel kab Hezbi Mengesti Eritrea Genzeb Lekimu Zehademe seb eyu.
@haregeweinihabte2483
@haregeweinihabte2483 7 месяцев назад
BBC nay Agame….. Voa……nay Agame……hatayit Agame 💔💊💔💊💔💊
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 4 месяца назад
Emotional anitefieni nibisika ato eseyasi aforiqi wining tigirawayi yetifianalo biarayi ayimesilenini welikesebi ertrea Hager tigirawayi elomini welikesebi kimilesi awe-inspiring siati yikonu. ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤.
@ገዛዉትናናፊቀዮ
@ገዛዉትናናፊቀዮ 7 месяцев назад
ባባ ኣርኣዛር ንበአልና❤❤❤❤❤
@nouraviri4903
@nouraviri4903 7 месяцев назад
አልአዛር ብታሪኸ ተሐታቲ ኢዩ ሐቂ ተዛረብ 😂😂😂😂😂
@MebrahtuMogos
@MebrahtuMogos 7 месяцев назад
ክልአ ንሰካስ ናይ ፖለቲካ አመር ፉጸም የብልካን ፍልሶ ሐሳዊ ኢካ ዳንኤል ሸምካ ከቢድካ አሎ ቆዳፍይ
@አምቼውከኤርትራ
@አምቼውከኤርትራ 7 месяцев назад
ምንያ ናይወያኔ ተላላኪ ቡችላ ኮንኪ እረክቤኪ .::
@ghirmaytesfaselassie8743
@ghirmaytesfaselassie8743 7 месяцев назад
Alazar you doing great job
@samiman1498
@samiman1498 7 месяцев назад
Daniel entay eka lematemt tebal 🤮🤮
@zak-o3k
@zak-o3k 7 месяцев назад
ዳኒኤል ዑሱብ ናይ ምንያ ዑሱብ ከይከውን ወይ ከኣ ትግራዋይ ዕባይ ኣስመራ እዩ
@SamuelKidane-un1th
@SamuelKidane-un1th 7 месяцев назад
How about Esayes ??
@aforkihayelom3102
@aforkihayelom3102 7 месяцев назад
ከዲዕካ እንታይ ክትገብር።
@tesfug1596
@tesfug1596 7 месяцев назад
You con’t make tangible arguments based on promises,we are already tired listening such propaganda from the mafia regime.
@lomintmalin4716
@lomintmalin4716 7 месяцев назад
if you tired take shower and rest
@meharighile6527
@meharighile6527 7 месяцев назад
አብ መወዳእታ ግን አቶ ኣልኣዛር ስለ እቲ ዓቕልካን ትእግስትካን የመስግነካ ሓየት ኤርትራዊ 🦓
@yohannesestifanos9504
@yohannesestifanos9504 7 месяцев назад
Agreed with Arazar
@lahmet5360
@lahmet5360 7 месяцев назад
ክቡር ኣቶ ኣልኣዛር። ኣብ ናይ ስነ ፍልጠታዊ፣ ፍልስፍናዊን ናይ ገለጻ፣ መጽናዕቲ፣ ምርምር ሚዛናውነት፣ ትንተና፣ ገምጋሚ ርእይቶታትን ኩሉ ጊዜ በቲ ብኽውንነት ዝድለ ስነ ፍልጠታዊ ባሕረ ጸጋታት ምኽታል ግድነታዊ እዩ። ንስኻ ግን ከምዛ ዝተዓዘብኲኻ ካብ ውድዓዊ ኩነታት ወጺእካ ነቲ ናይ በሓቂ ኣጽናቲ ስርዓት ክትጣበቕን ክትድግፍን ኢልካ ምዝራብካ ጽባሕ ንግሆ ኣብ ኪኖ እዚ ኣጽናቲ ስርዓት እንታይ ከም እትብል ይገርመኒ። ካብ ሽፉንን ዘይምኽኑይ ስሚዒታት ከምእትወጽእ ኣይትመስልን ብናተይ ህየሳያዊ ትዕዝብቲ። ንስኻ ከተዛርቦምን እሂን ምሂን ክትብሎም ዘለካ ነቶም ብሓቂ ንሃገርን ህዝብን ኤርትራ ሓልዮም ነቲ ስርዓት ዝወቕሱ ዘለው ብጭቡጥ ከተቕርብ ኣለካ። ግን ኣታ ሕማም ኣላ። እነ ዝገርመኒ ግን። ናይዚ ናይዚ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት ዲነኤ (DNA) Denial, Nostalgic and Arrogance ክትጋላገል ኣለካ። እዚ እዩ እቲ ውድዓዊን ዘይወገናውን ኣታሓሳስባታትን መትከልን። ኣነ ብዙሕ ጊዜ ድግዲጊት ተዓጢቕካ ነዚ ኣጽናቲ ስርዓት ክትጣበቕ ምህላኽካ የሕዝነኒ ጽባሕ ከም እትሓፍረሉን ክትጠዓሰሉ ምዃንካ ብርግጽ ዝለዝግምት። ብሉጻት ኤርትራውያን ምሁራትና። ብዙሕ ተማላሊኡ ዝኸይድ ስነ ፍልጠታዊ ኣምራት ዝወነኑ እዮም። ምሁር ክባሃል ከሎ ኣብቲ ኣብ መሬት ዘሎ ውድዓውን ነባራውን ኩነታት ከም ጭብጣዊ ኣግህዶ ተኸቲልካ እዩ (Evidence based discourse and logical analysis). ንስኻ ግን ነቲ ንስኻ ብስሚዒት ኣብዚ ትተፍኦ ዘለኻ ሕሉፍ ተጣባቕነት ናይ ዘይንቡር ኢኻ ርእይቶኻ ትህብ ዘለኻ። እዚ ድማ ስንክልና ናይ ስነ ፍልጠት ከምዘለካ ይእምት። ፍጹም ነቲ ውድዓውን፣ ስነ ፍልጠታውን ብዘይ ምስምስ ክኸውን ዝግበኦ ዝነበረ ነቲ ውሁብ ኩነታትንን ሴናርዮታትን ኣብ ዓቢ ግምት ዘእተወ ተኸቲልካን ተማእዚንካን እዩ ክግልጽን፣ ክካታዕን ገምጋማት ክዋሃብን ዝግበኦ። ንስኻ ግን ኣጀንዳ ኣለካ። ነዚ ዘሎ ብሰንኪ ናይ ምሕደራ ሕመቕን፣ ስሰዔን ክፋእን ውልቀ መላኽነትን ብዙሕ ዕንወት ንህዝቢ ኤርትራ ዘውረደ ትጣበቐሉ ኣለኻ። እንታይ ኣለዎ ናብቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ብጭብጥታት ምውካስ እዩ ነዚ ናትካ ጥብቅና ብቐሊሉ ባዶሽ ዘግብር። በል ክትፈልጦ ዘለኻስ፣ ንስኻ ክትፈልጦ ዘለካ፣ ነቲ ስነ ፍልጠታውን ብዘይ ምስምስ ክኸውን ዝግበኦ ዝነበረ ነቲ ውሁብ ኩነታትንን ሴናርዮታትን ኣብ ዓቢ ግምት ዘእተወ ተኸቲልካን ተማእዚንካን እዩ ክግለጽን፣ ክካታዕን ገምጋማት ክዋሃብን ዝግበእ። ሓቆም እዮም ለባማት ኣርሒቖም ዝሓስቡ ኤርትራውያን ካብ ክፉእ ክገብሩኻ ክፉእ ሓድጊ ክሓድኩልካ ዝብሉ። እነሆ እዚ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት እዚ ኣዝዩ ኣብራሲ በሰላ ይገድፈልና ኣሎ። ዝያዳ ክትፈልጥ ዘለካ ግን ናይ ቀጻሊ ምዕባለን፣ መፍትሒ ሽግራት ተማላሊእካ ከም ዘድምዕ እዩ። እቲ ጸገም ድማ ንስኻ ናይ ውልቕኻ ስሚዕትን ድልየትስ ምስቲ ሓባራዊ ህዝባዊ ዓላማን፣ ራእይን ተልእኾን ትሓዋውሶ እንተድኣ ኮንካ ግን ካብቲ ክውንነታዊ ትእለ ኣለኻ ማለት እዩ። ጊዜ ኣብ መኽዘን ከተጽነሖ ስለ ዘይከእል፣ ጊዜኻ ነዚ ዝጠፈሸ ስርዓት ኣብ ዘይክውንነት ተመርኲዝካ ጊዜኻ ብኸንቱ ኣይትሓሽሽ ዕባራ ምኽንያት እንዳእምጻእካ። ኣብ ቁምነገር ኣውዕውሎ ሓደራ። በጃኻ ክቡር ኣቶ ኣልኣዛር ነዚ ጸቢብ፣ ጥልቀት ዘይብሉ፣ ዲይናሚክ ዘይኮነ፣ ዘይውድዓዊን፣ ስንክልና ስነ ፍልጠት ዘለዎ፣ ወገናዊ ዝኾነ, ዋዕዋዕታኻ ኣማሓይሾ። ሕጂውን ክደግሞ፣ ዕባራ ምኽንያታት እንዳምጻእካ ኣብዘይክውንነታዊ ኣምር ተሞርኪስካ ኣይተመድር። ንምዕባለ ህዝቢ ኤርትራ ሕሰብ ተአቛደስ ኣበርክት። ኣብዘይክውንነታዊ ኣምር ተሞርኪስካ ኣይተመድር። ከምዚ ግብረ መልስኻ ንህዝቢ ኤርትራ ግዳይ ዝገብር ምስሉይ ካድረ ናይ ህግደፍ ምዃንካ ፍሉጥ ኣዩ። ግን ነባራዊ ኩነታት ናይ ተፈጥሮእዊን ሕግን ስነፍልጠታዊ ግድነታዊ መስርሕ ተኸቲሉ ስለ ዝኸይድ ነዚ ናትካ ጥብቅና መቐነዪ ምግባት ናይ ህግደፍ ኣንተዘይብሉ ንህዝቢ ኤርትራ ዘርበሖ ወለሓንቲ የሎን፣ ባዶሽ እዩ። ብዕድመ እውን ዓቢ ኢኻሞ ነቶም መንእሰያት ኤርትራ ሓሰበሎም፣ ደንግጸሎም ናይ ጽባሕ ናይ ሃገር ተረከብቲ ስለ ዝኾኑ።
@abrahamzerai7556
@abrahamzerai7556 7 месяцев назад
Cui bono? What Is the Purpose of your comments? He & you are proud to be a traitor to your country in this sense. Who are you by the way? ወያነ ትቃለስ ዘላ። ንሲኪ ኢዚ ኣይተረደኣክን ማለት ዲዩ? ወይስ ንህዝቢ ኤረትራ ደንቆሮ ኢኩም ትብልና ዘሎኺ።
@TEAI-v7w
@TEAI-v7w 7 месяцев назад
Eritrean hzbanbqisenu eti etegelglo zeleka weyanen meseltun ktefiu alewom mejemerya
@leteberhantesfimicheal8121
@leteberhantesfimicheal8121 3 месяца назад
Danial Dongla
@Yonas20
@Yonas20 7 месяцев назад
Daniel n hagerka aitestenaqa asfihka mihsab tsibq eyu nkulu
@alextek8741
@alextek8741 7 месяцев назад
Daniel chemcham AGAME
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 7 месяцев назад
እዙይ ኹሉ ስቃይ ብሰንኪ ተጋሩ ትግራይ ኣብ ሓራ መሬት ትግራይ ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራቦም እዩ ! ተዋህዶን ዘምሓርሓሩን ኣድራሽኦም ኣስመራን ኣኣበባን ዘለው ተጋሩ ይመሕኹም ኣለው !
@Berhane-ze3lk
@Berhane-ze3lk 7 месяцев назад
ኤርትራ ሱዳን።ትግራይን ።ከጋሊ።ሰማሊ ዘየአቶዎ ጦርነት የለን አልአዛር ዘአማሳሉ አማከርቲ ኢዮም ገደል ዘኡተውዎ
@birreyohannes1311
@birreyohannes1311 7 месяцев назад
She is trying hard to get them talk dirty. Thanks Alazar, you making the points clear.
@Saba-z1d7l
@Saba-z1d7l 7 месяцев назад
All Eritrean people stay with your country right or rong Alazar well done. God bless our Eritrean people 🙏 ❤️
@trussom647
@trussom647 7 месяцев назад
Yes because she is wayanie ‼️
@peacetotheworld1737
@peacetotheworld1737 7 месяцев назад
Differentiate talking dirty vs talking the truth. HIGDEF IS ALLERGIC TO THE TRUTH. Enjoy retirement oldie’s!
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 7 месяцев назад
ቂቂቂ ኣልኣዛር ጠላም
@almazasghedom6233
@almazasghedom6233 7 месяцев назад
አየ ወዲ ጋርዛ ተጋዳላይ ነይረ ምባል ትርጉም የብሉን ሕድሪ እቶም ዝገድፍካዮም ስውአት ረሲዕካ አብ ቃሎም ጠጠው እንተበልካ እዮ ተጋዳላይ ዘብለካ ንስኻ ግን አብ ዓዲ እንዳማትካ ኮፍ ክተቋናጽብ ዓገብ እቲ አዕጽምቶም ከይወግአካ ዓገብ ።
@berketpeace2021
@berketpeace2021 7 месяцев назад
ዲንቂ ዝኾነ ዘተ
@samigilay139
@samigilay139 7 месяцев назад
Nay bhaki Senf aska ika hsur Daniel
@SamuelKidane-un1th
@SamuelKidane-un1th 7 месяцев назад
Mr Daniel, wow you are amazing
@mulugetat.mariam6239
@mulugetat.mariam6239 7 месяцев назад
Dani brave❤
@isaactewolde5189
@isaactewolde5189 7 месяцев назад
It is almost my first time watching this VOA thing! but I can see is mostly watched by “Hgdefawyan xewati tekal ewan”. Mr Daniel u spoke the truth to the most part, except Denyung it u under estimated the movement of brigade Nhamedu” toward the end of the show which made Mr Alazar to 😃 .
@adamgebar5257
@adamgebar5257 7 месяцев назад
Thank you for your brief and succinct explanation Mr Daniel.
@petrosgoshu3871
@petrosgoshu3871 7 месяцев назад
Ugnorant floየማይረባ ባዶዘረባoushand
@oneofakind3231
@oneofakind3231 7 месяцев назад
ኣየ ደገፍቲ ህግደፍ ከማኹም ውዱቅ ኣተሓሳስባ የለን ዋላ ዘረብኡ ኣይሰምዖን ኢዩ ዘሎ ዝይበሎ ዘረባ ኣጺኻ ክትከሶ ምፍታንካ ሓሳብ ከምዘይብልካ ኢዩ ዘርኢ & thank you dani well done
@zerithadgu832
@zerithadgu832 7 месяцев назад
Kid donkoro fara kab megasa kbti wexka zaytfelto rekibka
@aronke2801
@aronke2801 7 месяцев назад
ተጋዲልካ እንተጠልምካ እንታይ ዋጋ ኣለዎ ?
@mussieafeworki2726
@mussieafeworki2726 7 месяцев назад
ብራዎ ኣያ ኣብራሃም። እንጌራ ዝጊ ብላዕ። ሓቅ ሓቁ ኣስሚዕካዮም ምስናይ ዓቢ ልቦንኡ። ኤርትራና ከምዚ ከማኻ ይብዝሑላ ኣሜን!! 🇪🇷👍🏿🇪🇷👍🏿
@abrahamasfaha5651
@abrahamasfaha5651 7 месяцев назад
BHAKI!!!
@hihi-gy8zz
@hihi-gy8zz 7 месяцев назад
Yes
@estifanosaskale1921
@estifanosaskale1921 7 месяцев назад
Tigrawot diyom Wala?
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 7 месяцев назад
ቢዘይቆቢሊነት ኢሪቲራዊ ኒሲኺ ሙሪሐኒ አየብሎኒዶ
@samigilay139
@samigilay139 7 месяцев назад
Alazar jigna ❤❤❤❤ seb ayrekebkan
@meharighile6527
@meharighile6527 7 месяцев назад
አቶ አልኣዛር ሓደራ ዝብላካ ይቕረታ ግበረለይ ድሕሪ ሕጂ voa interview እንተዓዲሞሙካ መን መዘናይ በል pleaseeee ምስ ይቕረታ ክቡር ሓው አልኣዛር
@Kerar-Idris
@Kerar-Idris 7 месяцев назад
Good job Dani that is true! I am agree with you.
@nasiryassin2334
@nasiryassin2334 7 месяцев назад
Alazar how much has hgdf paid you 😂
@asmaerasmaer9441
@asmaerasmaer9441 7 месяцев назад
Xahxahi Aslamay 7 Anstu. Asafihka teray Sheshaka sehab. JEGAL 😂😂😂😂😂😂
@tecleabraham5322
@tecleabraham5322 7 месяцев назад
ኩቡር ሓውና ዳኒኣል ምስመን ትዛረብ ኣለካ? ዚሰባይ 100%ሓሳዊ'ዩ🎉🎉🎉🎉🎉
@umunatesfasillasiie9828
@umunatesfasillasiie9828 7 месяцев назад
Tigray kigeziana deliyu alo Daniel felitu zidekese neknikikayo aysemien kemzibehal entaynetu fulut eyu
@benyamintesfai7631
@benyamintesfai7631 7 месяцев назад
Ato Daniel wonderful explanation I appreciate God bless you brother 🙏🏾🙏🏾💙💙💙
@askalutesfagaber2281
@askalutesfagaber2281 7 месяцев назад
እቲ ቀንዲ ሽግር ወራሪን ኣስፋሕፋሕን ኣተሓሳስባ ስርዓታት ኢትዮጽያ እዩ።መራሕቲ ወያኔ ትግራይ ብብዝሒ ህዝቢ ኢትዮጽያ ሰኺሮም 100 ሚልዮን ህዝቢ ኢትዮጽያ ኣሰሊፎም ኦሮም ኣሎ በሎ ኣምሓራ ኣሎ በሎ በሎ ን ኤርትራ በሎ ኢልካ ካብ ጻት ንጻት ኣስታት 1000 ኪሎሜተር ናይ ምጽናት ኩናት ኣካይዶም። ን 23 ዓመታት ልዕልና ሕጊ ረጊጾም ብይን ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ረጊጾም ንሰላም ጅሆ ሒዞም ጸኒሖም ። ኣብ መጨረሹ ጃንዳ ሚሳይላት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ኣስመራ ኣዝኒቦም ?ብርግጽ ወያኔ ትግራይ ንህዝቢ ኤርትራ ናይ ህልውና ስግ ኣት እዩም።
@koala10ish
@koala10ish 7 месяцев назад
ዳኒኤል ወዲ አርብዓ ብጀኔራል ተኽላይ ማንጁስ ዝተሰጎጔ እዩ፦ ናይ ኤርትራ ጉዳይ አይምልከቶን እዩ፦ አጥላዕ ላብ ዓጋመላንድኻ በሉዎ፦
@YowhanesKahsay
@YowhanesKahsay 4 месяца назад
ብከዳዓትን ብመዳዓትን ባ ተከክ በልና ዳኒአል መንድዓት ከልቢ ዓድዋ
@messihemulu5531
@messihemulu5531 7 месяцев назад
አቶ አልአዛር ሐሳዊ ተቅርቦ ኩሉ None sense ,you are hegedef
@yohannesketema6907
@yohannesketema6907 7 месяцев назад
Is this old man a spokesman for the criminal essays and his organisation. I don't know why this old pensioner doesn't live in adi Halo with his master. This are the people enjoying the life of developed countries while Eritreans youths are fighting the war . Daniel is brilliant well explained
@mesfinmengesha9799
@mesfinmengesha9799 7 месяцев назад
Both Daniel and you Minia Are juntas
@abrhamghberemichael4333
@abrhamghberemichael4333 7 месяцев назад
ብወገነይ ኣብ ዘተ ንኩነታት ኣብ ሚዛን ኣቀሚጥና ኣዎንታውን ኣሉታውን ክብደት ኣዋዳዲርካ እዩ ክረኤ ዝግባእ ይብል። ሃገረ ኤርትራ ህዝባን መግስታን ሰራዊታን ኣብ እስሪ ቤት ከም ዝነበረትን ዘላን ኣብ ግምት ኣእቲኻ'ዩ ክግለጽ ዘለዎ በሃላይ እየ'ሞ፡ ብስምዒትካ ወይ ብዘለካ ጽልእን ፍቶትን ክኸውን የብሉን። ንኹሉ ነገር ሚዛናዊ ምዃን ጽቡቕ እዩ።
@GhebrezghiBiniam
@GhebrezghiBiniam 6 месяцев назад
Hybride ainkum des aibelenan ezi tblyo bweyane zmehader eyu
@hailomgoitom7179
@hailomgoitom7179 7 месяцев назад
Challenge ጽቡቅ ኢዩ።ኮይኑ ግን እዚ ገዛ ተጋሩ ኢዩ።
@sinnithm.6972
@sinnithm.6972 7 месяцев назад
Yes ብፋላይ እዛ ህበይ ብተጋሩ ንብረት ዝገፊሐት ያ ገጃብ
@bisrattecle5640
@bisrattecle5640 7 месяцев назад
Thank you. Alazar you are Eritrea hero god bless you I'm so proud 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@user-xs3mf4bx6o
@user-xs3mf4bx6o 7 месяцев назад
We Eritrean proud of you kubur Ate Alazar thank you👏👏👏
Далее
ВЫЗВАЛ ЗЛОГО СОНИКА #Shorts
00:38
Просмотров 58 тыс.