Тёмный

እኒ ኣቡነ መቃርዮስ፥ቀሺ ገብረሚካኤል እቲ ሓቀኛ ዝኾነ መንነቶም እዚ እዩ ርኣዩን ስምዑን÷ 

ዕቅበተ እምነት ዘኦርቶዶክስ-ተዋሕዶ
Просмотров 1,5 тыс.
50% 1

እቲ ዘንብብ የስተውዕል ማቴ24፥15

Опубликовано:

 

7 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 16   
@mengedisemayat3569
@mengedisemayat3569 3 года назад
ድያቆን ሓወይ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልካ ፈጣሪ። ዓወት ብዉሑዳት እያ ትመጽእ እሞ ኣጆካ በርትዕ። ምስቶም ዕዉታትን ቀንአትን ብእምነቶም ምካንካ ብዙሕ ክትሕበን ይግብአካ። ከምቲ ዝሓለፈ ብመናፍቅ ዘዉረርዋ ሕጂ እዉን ድቃስ ስኢኖም እዮም ዘለዉ። ኣምላኽ ናብ ልቦም ይምለሶም።
@fekrlenechannel1491
@fekrlenechannel1491 3 года назад
ርእሰ መናፍቃን ገብረሚካኤል ከምኡ 'ዉን ከይሓሰቦ ተጎቲቱ ናብ ተሃድሶኣዊ ዓለም ዝኣተወ እሞ ካብኡ ንምዉጻእ ኣዝዩ ዝተጸገመ ቀሺ ኣፈወርቂ እታ ሒዞማ ዘለዉ ገፋሕ መንገዲ ጠቅሚ ከምዘይብላን ኩሉ ሰብ ከምዝፈለጦምን ኣጸቢቆም ይፍለጡ። ገብረሚካኤል እምበር ቀሺ ክብሎ ብእግዚኣብሄር የሕትተኒ እዩ። ስለዚ ነቲ ክብርን ምዓርግን ዘይብሉ እሞ ክብርን መዓርግን ምሃብ ነውሪ እዩ። ዲያቆን ዓንደማርያም ድማ ዳግማዊ ኣትናቴዎስ ኢለካ ኣለኹ። ኣጆኻ ጉዶም ኣውጽኣዮም።ብምኽንያት ኣቡነ እንጠንዮስ ሸቐጥ ምንፍቕና የብቅዕ። ብጉልባብ ናይ ግብጺ ቤ/ክ ምሽቃይ ይኣክል።
@mmehari3686
@mmehari3686 2 года назад
God bless you. Thank you brother
@danielkbrom8735
@danielkbrom8735 3 года назад
ቃል ሂወት የስመዐልና ዲያቆን
@taodoks7749
@taodoks7749 3 года назад
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna
@yohanaghebrihiwot6654
@yohanaghebrihiwot6654 3 года назад
ሓንቲ ኪብላ ዝደሊ የሕዋተይ ኩላትና ፍላጠት ንደሊብ ኣብ እግሪ ኣቦታትና ኮና ሰላም ናይ ኣግዝኣብሔር ምሳና ይኩን ይሕዋተይ
@madeadibo9393
@madeadibo9393 3 года назад
Wey tfat nabey nabey eu zguya Egziabher nab lbom ymlesom Amen dyakon hawna Egziabher Amlak xega yebzhalkum.
@adeymariam7899
@adeymariam7899 3 года назад
Dyakon hawuna nay agelgilot zebenka Zetebareke ykun ajoka kemu gerka akaliayom
@danielkbrom8735
@danielkbrom8735 3 года назад
ተሃድሶ መናፍቃን ፕሮቴስታንት መናፍቃን ኩሎም መናፍቃን ፨፨፨፨፨
@okbazgiherestifanos2195
@okbazgiherestifanos2195 3 года назад
qale hiwet diyaqon hawey xegau yebzhalka amlak mengedom shtetom memenan nkrdu betgebro zeleka xaeri btaemi zehgus eyu ajoka kemu gber qexlo
@zerayestifanos2677
@zerayestifanos2677 3 года назад
ዝገርም አዩ ናበይ አዩ አዚጉዕዞ፡ግና ካብዚ ናታትኩም ትምህርትስ ብሓቂ ዘይምምሃርና ኣምላክ ይመስገን።ዘይግለጽ ምስጥር የለን ተፈሊጥኩም ኢኩም።ካብ አዚ ኩሉ ግና ምስቲ አትኣምንሉ ዘይትጉዓዙ፡ማለት ወይ ወንገላዉያን ወይ ምስ ካቶልክ፡ንምታይ አኩም ኦርቶዶክስ ኢና አዳበልኩም ንርአስኩምን ንግሩሃትን ተታልሉ፡(1ይ ጢሞ 6፡20)
@yohanaghebrihiwot6654
@yohanaghebrihiwot6654 3 года назад
ኩሉ ኮንቱ አዩ እግዝኣብሔር ከማና ገረሞ ዝደናገር አዚኣቶም መንገዶም ናብ together ዝበሃል ናይ ሰይጣን ማሕበር እዮም መንገዶም ዝጸርጉ ዘሎዉ
@frelisanabew
@frelisanabew 3 года назад
ነፋሒቶ ኢዮም፡ ኣንታ ተመሊሶም ዶ ይሰምዕዎ ይኸኑ፧ ቆርበት በጊዕ ተኸዲንካ ዝምታ ቤተ ክርስትያን ዘይትገድፍዎ፡ ኣብ'ቲ ትኣምንሉ ኣዳራሽ ቆይምኩም ብኸምዚ ኢና ንኸይድ ኢልኩም ዘይትጸንዑ፡ ከመይ'ዚ ኢልኩም ኦርቶዶክስ ኢና እዳበልኩም ካብ ትሽቕጡ። ዲያቆን ኃወይ ጸጋ የብዝሕ፡ጉዶም ካብ ምቅላዕ ድሕር ኣይትበል።
@Stef_nw1
@Stef_nw1 3 года назад
ናይ ጥንተ ተብሶ ውን ተሪፋትካ ኣላ ዲያቆን ነታ ኣብ ቅዳሴ ያዕቆብ ዘላ ጠቂሱ ወላ እካ ኣለዋ ኣንተ ዘይበል ግን ኣዛራርብኦም ግን፡እንታይ ከም፡ዘስምዕ ፍሉጥ እዩ
@user-iz5cb3fb1o
@user-iz5cb3fb1o 3 года назад
ክቡር ሓወይ ከም ዝነበራ ይኣምኑ እዮም።ግና ስሕተትን ኢቅዱሳት መጻሕፍትን እዩ።እቲ ዝሃብካዮ ሓሳብ ድማ ቅቡል እዩ።ፍቓድ ኣምላኽ ይኹን መደብ ክንሕዘሉ ሓሳብ ኣሎ።
Далее
Will A Guitar Boat Hold My Weight?
00:20
Просмотров 52 млн
🎙А не СПЕТЬ ли мне ПЕСНЮ?🍂
3:04:50
ናይ ንግሆ ጸሎት
44:56
Просмотров 1,5 млн
ጭንቀትን መፍትሒኡን
6:51
Просмотров 12 тыс.
Simple Norwegian #1 - The Alphabet & Pronunciation
16:49
Will A Guitar Boat Hold My Weight?
00:20
Просмотров 52 млн