Тёмный
ዕቅበተ እምነት ዘኦርቶዶክስ-ተዋሕዶ
ዕቅበተ እምነት ዘኦርቶዶክስ-ተዋሕዶ
ዕቅበተ እምነት ዘኦርቶዶክስ-ተዋሕዶ
Подписаться
እዛ Channel እዚኣ ነቶም ብዘይንሕስያ ንቕድስቲ ቤተ ክርስትያን ንምፍራስ ለይትን መዓልትን ዝጽዕሩ ዘለው ናይ ውሽጥን ናይ ደገን ኣጽራራ ዓገብ እናበለት፥ነቶም ኣመንቲ ድማ ኣብ ሃይማኖቶም ክጸንዑ እተነቃቕሕ እያ።


" ኣቱም ፍቑራተይ!ብዛዕባ እታ ናይ ኲልና ዝኾነት ድኅነት ክጽሕፈልኩም ሃረርታ ነይሩኒ።ሕጂ ግና በታ ሓንሳእ ንሓዋሩ ንቕዱሳን ዝተዋህበት እምነት ክትጋደሉ ጽሒፈ ክመኽረኩም ናይ ግዲ ኾይኑኒ ኣሎ"ይሁ1፥3።
ነቢይ ኣብ ዓዱ ኣይከብርን?
28:39
7 месяцев назад
Комментарии
@1979amanuel
@1979amanuel 26 дней назад
ናይዚኣቶም ዝገርም እዩ ነዚ ምስኪን ህዝቢ ከደናግርዎ ይውዕሉ ኣለዉ ኣበየናይ ሰማይ እዮም ከኣትዉ እንድዒ
@tsenatsentesfatsion6650
@tsenatsentesfatsion6650 Месяц назад
በሉ ረኣዩ በዓል ጉግ ማጉግ እግዚኣብሔር ክቐልዖም ከሎ
@mulugetaaraya2362
@mulugetaaraya2362 Месяц назад
ድፍረት ዝወልዶም ትዕቢት ሞት ጥራይ ኢዩ ዝወልድ ካብ ሞት ካኣ ዝርከብ የልቦን ካብከምዚ ድፍረት እግዚአብሔር አምላክ የድሕነና ።
@samrigaltigray6853
@samrigaltigray6853 Месяц назад
ኦይ ፈጣሪ ኣብ እምነትና የጽንዓና እንበር እዚ ግዜስ ሕማቕ እዩ😢
@user-zb8vd2ep4p
@user-zb8vd2ep4p 7 месяцев назад
ኣየ ድራማ
@kahasegueush9704
@kahasegueush9704 8 месяцев назад
ጽቡቅ መስን ሕቶን ኢዩ ኩሉ ሰብ ከኣ ክነቅሓሉ ብግቡእ ክሰምዖ ዘለዎ ጉዳይ ኢዩ። እንተኾነ ወልደኣብ ንባዕሉ ኣብ ናይ ጥምቀት ዝሃቦ ክሕደት ይቅረታ ሓቲቱሉ'ዶ? ብግቡእ ክምለስ ዘለዎ ሕቶ ኢዩ። ንሱ ንባዕሉ ኣብ ጥምቀት ምስኦም ይሰማማዕ ኢዩ ካብ ትምህርቲ ቤተክርስያን ወጻኢ ? ይቅረታ እንተሓቲቱ እቲ መልሲ ስደዱልና ክንሰምዖ ?
@brbanegebreabzgi6399
@brbanegebreabzgi6399 10 месяцев назад
ጸጉኡ የብዝሓልካ ዲያቆን ሓወይ በርትዕ ጽቡቕ ምመረዳእታ ኢዩ❤
@mengedisemayat3569
@mengedisemayat3569 10 месяцев назад
ቃል ሂወት የስምዓልና ድ.ሓዉና ናይ ተሃድሶ ዕላማ ኣልቦ እዮም።
@tsehayetekeste6753
@tsehayetekeste6753 10 месяцев назад
ብሓቂ ኣምላኽና ዘስተውዕል ኣይነልቡናና ይኽፈተልና
@robielabsadi
@robielabsadi 10 месяцев назад
ቃል ሂወት የስመዓልና
@user-vz6wb8uk4u
@user-vz6wb8uk4u 10 месяцев назад
እንታይ ዓይነት ርጉማት ሰባት እዮም - ኣረምየናት - ማርቆስን ኣፍወርቅንስ ኣምላክ ድኣ ይገስጽኩም 😢
@gheryewedimesfun5098
@gheryewedimesfun5098 10 месяцев назад
ኣየ ቀሺ መርቆስ! መንፈሳዊ ኣእምሮ እኾ እንዳ-ሐደረ እዩ ዝበርህ።መንፈሳዊ ሰብ ውን እንዳ ሓደረ እዩ ዝማሓየሽ!!! ናሃታትኩም ግን ዘገርም'ዩ!!!
@mengedisemayat3569
@mengedisemayat3569 10 месяцев назад
ቃል ሂወት የስምዓልና ድያቆን ሓዉና ❤ ናይ ብሓቂ ሎሚ ዝተዛረብዎ ጽባሕ ዘይደግምዎ!😢
@brbanegebreabzgi6399
@brbanegebreabzgi6399 10 месяцев назад
ሩሑስ ሓዱስህ ዓመት ድያቆን ዓንደማርያ፡ኣብታ መዝሙር ግን ደዝ ዘይበለትኒ ኣላ ፡ንጸናጽል ትጥዕም ግን ኣኮነትንሞ ዘበናዊ መሳርሒ ከይትከውን ❤
@zeweldihabtom
@zeweldihabtom 10 месяцев назад
B edit keyttalelu tetenkeku, nab frdi aytgyoyu, nabti mulu thzto ktsegru neti haqi axebiqkum ktfelti tekalsu bejakum👏👏
@tsenatsentesfatsion6650
@tsenatsentesfatsion6650 11 месяцев назад
እዚ "ካህን ክንገብረካ " ዝበሃል ሕሶት ምስክርነት እዩ ብሓፈሻ ክርአ እንተኾይኑ: ኣብ ፈለማ 90ታት ባሕታውያን አቦታት ገሊኦም ዘንጊዖም: ገሊኦም መሳርሒ ኮይኖም: ገሊኦም ድማ ተገዲዶም ብጥንቃቀ ኣይሓዝዎን: ተሓድሶ መናፍቓን ድማ ባይታ ረኺቦም
@user-iz5cb3fb1o
@user-iz5cb3fb1o 11 месяцев назад
ሓሶት ምስክርነት ምዃኑ መረዳእታኻ እንታይ እዩ?
@user-vz6wb8uk4u
@user-vz6wb8uk4u Год назад
እዚ ክንሰምዕ እንቃዕ ኣብቀዓና ኣምላክ ፡ እዚ ኩሉ ዝገብርዎ ዝነበሩ ሽርሕን መናፍቅነትን ተሓቢኦም እካ ይገብርዎ እንተነበሩ ህጂ ግና ፡ ባዕሎም የቃልዕዎን ነንቅሑናን ኣለዉ ። ኣብዚ ግዜ ክኣ ኣዚና ክንነቅሕን ክንጥንቀቅን ይግባእ። ንሶም ተሃድሶ ኣይኮናንን ፡ መናፍቃን ኣይኮናንን ስለ ዝበሉና ጥራይ ክንኣምን ዘይኮነስ ክንምርምሮምን ብፍሪኦም ክንፈልጦምን ይግባእ። ምክንያቱ ኩሎም ተዋህዶ ኢና ብምባል ቆርበት በጊዕ ተከዲኖም እዮም መጽዮም ዘለዉ።
@user-vz6wb8uk4u
@user-vz6wb8uk4u Год назад
ብሓቂ ክብረት ይሃበልና ድያቆን ሓወይ ፡ ነዚ ዘካፈልካና ። እዚ ከሓዲ ኣረሜን ስብኣይ ፡ እዚ ክሕደቱ ገና ንሕና ከይተወለድና ከም ዝጀመሮ እዩ ዝገልጽ እቲ ሓቤሬታ፡ ንሕና ኦርቶዶክስ እንዳበለ ክኣ ይዛረብ እዚ መታለሊ ። እቶም ንዕኡ ከም ሓቀና ኣቦና ተቀቢሎም ዘዛራርብዎ ዘለዎ ተሃድሶ ናይ ሰሜን ኣሜሪካ ክኣ ፡ እዚ ህዝቢ ኣይተረድኦን እምበር ምስኦም ምስ ከሓድቲ እዮም ሓድነት ገርና ዝብሉ ዘለዉ😢
@user-vz6wb8uk4u
@user-vz6wb8uk4u Год назад
ሓቂ ሓቂ ክብሉ እዝንና ኣጽሚሞምና ዝከረሙ ድኣ ፡ ምስ በዓል 66 መጽሓፍ ዝቅበልን ፡ ገድላት ዘይቅበልን ፡ ክርስቶስ ኣማላዲ ዝብልን፡ ጥንተ ኣብሶ ኣለዋ ድንግል ማርያም ዝብልን ፡ ሓድነት ንክገብሩ ድዩ። ኣንታ ክቡር ሓውና በየን መጻካ ወደይ❤ ኣምላክ ኣዕዚዙ ይባርክካ ። ኣምላክ ህዝቡን የድሕን እምበር ቤቱ ኣብ ፈተና እያ ዘላ😢
@user-vz6wb8uk4u
@user-vz6wb8uk4u Год назад
እዚ ቅድሚ 2 ዓመት ክዝርጋሕ ከሎ ኩሉ ሰብ ፡ ክሕደቶም ተቀቢሉ ነዊሕሎም ነሩ፡ ህጂ ገጽ ቀይሮም ምስ መጹ ግና ደጊሞም እንተ ብዕላማ ክልቲኦም ወገን ፡ እንተስ ልቦም ተደፊኖም እዞም ብኣቡነ ሽኖዳ ዝምርሑ ተጎቲቶም ከይሓፈሩ ፡ ምስኦም ሕብረት ገርና ይብሉና ኣለዉ 😢😢። ናይ ሰሜን ኣሜሪካ ፡ ካብ ቀደም ዝነበረ ሕልሞም ተስፋ ተሰኪዕሉ ይጋየዪ ኣለዉ😢። ኩልካ ኦርቶዶክሳዊ ዝኮንካ ንቃሕ ንቃሕ ፖለቲካን ኣቦታትን መሸቀጢ ገሮም ይሰርሒ ከም ዘለዉ ኣይትዘንግዕ። ኣብዛ ሻነል ኣለኩም ኣቲኩም ረኣይዎ ካብ መኣስ ጀሚሩ ፡ እንታይ ዩ ዕላምኦም ፡ መን ከ ምስኦም ይሓብር ነሩ ወዘተ
@user-vz6wb8uk4u
@user-vz6wb8uk4u Год назад
ብጣዕሚ ዝገርም ዩ ክንድዚ ዝከውን ዝተዓብጠ ጉዳይ እዩ ዝከይድ ዘሎ😢። ኣምላክ ይርኢ ኣሎ ቤቱን ህዝቡን ድማ የድሕን
@danaitberhane321
@danaitberhane321 Год назад
Amen. Azyu zehegus zena eyu. Gn krekbo aykalkun ab nay Lisan tewahdo website, emo wey natka wey nay Lisan Tewahdo link eba sdedelna. Amlak msana ykun.
@zeresenayamenay6396
@zeresenayamenay6396 Год назад
Nay behaqi des zbl amlak mesgen
@gheryewedimesfun5098
@gheryewedimesfun5098 Год назад
ኣየ ባዓል መን ንበሎም :ብኩላን ሕልና ዶው ኢሎም ዘይሓስቡ:ድኑሳን ልቦና ሽዩጣት ብንዋይ:ስሉባት ጥዕና ሃይማኖት ዘይብሎም:ዝንባዓት ቆሞና ብደዎም ዝሞቱ:ቡስቡሳን ሕልና!!! ንፉዕ ቀጽሎ!!! ከምዚ እንዳምጻኻ ድኣ መሃረና እምበር ኣብ ውሽጥና እዮም ዘለዉ።
@gheryewedimesfun5098
@gheryewedimesfun5098 Год назад
ብዙሕ ሰብ ኣጥፊኣ:'ዛ ሓንካስ ኣንደበት ሓንሳብ ኣምላኽ ትብል:መምህር እንዳመሰለት ውጥም ቅልቅል ትብል :እንዳሓዋወሰት ሰባት ኣሰንኪላ :ወልደፍደፍ እንዳበለት ካብ ገነት ትሃድም:ገነት እንዳበለት!!! ሎሚ ነቂሕናላ :እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ዘፍለጥካና :ብልብሲ ዝኽደን ስለ ዘብራሃካልና :ብክህነት ዝሽፈን እካ ቀልዓካዮ :ናይ ቶዃሉ ገበን!!! እዚኦም ዝብልዎ:ኩሉ'ዩ መስደመም
@jelaniandom2824
@jelaniandom2824 Год назад
ኣየ ገብረሚካኤል ቀሻሺ ፓስተር ዑቊባዝጊ ዘይትብሎ ንመን ከተደናግር ኢኻ፡ኣብ ቅድስት ማርያም ብስብከት ዝዓበየ ዶ ኢልካ ከኣ ደብረ ማርያም ከፍርስ ገዲፍካ ድያቆን ሓውና ክብሪ ይሃበልና
@muluebrhanhaile5468
@muluebrhanhaile5468 Год назад
ዘይቅላዕ ምስጢር ፡ ዘይክፈት ክዱን የለን ። ዝተደፍነ ኣእሙሮና ይክፈተልና።
@dahabhagos3461
@dahabhagos3461 Год назад
ቃል ሕይወት የስማዓልና ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ።
@mmehari3686
@mmehari3686 Год назад
God bless you brother
@ksadadishurum4426
@ksadadishurum4426 Год назад
Ahhh amlak yewxana enber hmaq ewan bexihna 💒🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏
@debregenetrufael583
@debregenetrufael583 Год назад
ይመስለኩም ይኸውን ሃገርና ብወላዲት ኣምላኽ እያ ትሕሎ። ናቱም ወንጌል ትብልዎ ኪንዎ ሓጹር ይኺድ። ኣየናይ ኢልኩሞ ንሱኹም ደኣ
@mmehari3686
@mmehari3686 2 года назад
God bless you. Thank you brother
@bisratyemane4196
@bisratyemane4196 2 года назад
bsm ab weweld wemenfes qdus men alo kemzi natey hiji zreayo anes bekye nay bhaki yehwatey bflatn bzeyflatn ntefie alena ,kinneqh yigbana yu lbi lidia zkefete amlak aente lbonana ykfetelna😢😢😢
@robibrhane3295
@robibrhane3295 2 года назад
Xegu yebzhalka zhawey,GBU
@user-ld9cu1rn8u
@user-ld9cu1rn8u 2 года назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና ብሩከይ ዕድመ ይሃብካ
@kahsaihaile6285
@kahsaihaile6285 2 года назад
ቃለ ሕይወት የስመዓልና፡እግዚኣብሔር ዘመነ ኣገልግሎትኩም ይባርኽ።
@tekesteogbamicael7940
@tekesteogbamicael7940 2 года назад
ከማኻ ዝበለ ኪሻ ሓሶት ብሃይማኖት ምውርዛይ ዓሽከር ህግደፍ ሙዃንካ መስኪርካ !!
@mussieshishay8149
@mussieshishay8149 2 года назад
ኣየኸ ብዓል ዒንኪላሎ፡ምድረ መርገም፡እንካብ ብስም ጥንታዉነትን ኦርቶዶክሳዉነትን ካብ ምሽቃጥ ትሕት ኢልኩም፡መሃይምነት እንተጥፍኡ ግርም ነይሩ። ንሓደ ቅዱስ ኣብ ገዛ ዓጽዩ፡ዝቀትልስ ከመይ ኢሉዩ፡ንቅዱስ የኽብርየ ኣይተኽብርን ኢሉ ዝፍክር? ? ምድረ መርገም።ኣቡነ እንጦንዮስ እኮ ቅዱስ ኢዮም።እሞ መን ዲዩ፡ገዛ ዓጽዩ ቀቲልዎም ዘሎ? ? ናይ ዓመታት ዉሕሉል ናይ ስሕተት ትምህርትኹም ብስም ቅዱሳን ንቕዱሳን ብስም ቤተ ክርስቲያን መቸስ ኩሉ ዝፈልጠኩምን ኢዩ።ምስ ኣቡነ መቃርዮስ ክትዛረቡ ክኣ ዓቅምኹም ኣይኮነን። ኣብ ዘረባ ኣቡነ መቃርዮስ ንቅዱሳን ኣይተኽብሩ ዝብል ፍጹም የሎን፡እንታይ ድኣ ዓጀው ዝብሉ ንዝብል ሓደ ካብቲ ምትላል ኢዩ።ንርእሱ ንስእሊ ኣቡነ መቃርዮስ ኣምጺእካ ኣብዚ ላል ምባል ንቅዱሳን ዘይምኽባር ኢዩ፡ምኽንያቱ ኣቡነ መቃርዮስ ብጹዕ ኢዮም።ካብ ምሁርን ዘይምሁሩን እናለፍለፍካ ንገንዘብ ኣብ ዩቱብ ምልፍላፍ ሰሪሕኩም ብልዑ።
@ola1707
@ola1707 2 года назад
Kab mengisitiy asiriwo abona anteniyos elka nab kali zereba miwisad ezi abo zibilo zeleka zeytisemi alem siy meas eya n jesus ziteqebelet meas eya ke tuy feredet n abona anteniyos win tuy ayferedetomn gidas eziy abo zibilo zelo guguy eyu mikiniyatu alem sile ziteqebeleto 39 Old Testament malet nsu trah aykonen bluy kidan natna 81 eyu alem kitiqibelo win agedasinet yeblun gidas kem orthodox balem kinimirah yeblinan….. ane hantiy zestebahalku sebat kab neyzi abo ziblom keysemu kulu n polotica qeyrom ezi abo tuy alo tmrtu yiblu…. Kinestewil alena B polotica trah aynwisedo
@user-iz5cb3fb1o
@user-iz5cb3fb1o 2 года назад
ሙሴ ሓውይ ሕልናኻ ዘይቅበሎ ንስለ ሞገት ኢልካ ዘይከውን እንተ ተዛረብካ ትርጉም የብሉን።ካብ ክብሪ ሰብ እሞ ብኸንቱ ጌጋ ብቅኑዕ ክብሪ ፈጣሪ መቐደምካ።
@milkiastewelde6036
@milkiastewelde6036 2 года назад
ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና
@milkiastewelde6036
@milkiastewelde6036 2 года назад
ፓስተር መቃርዮስ 🤔
@fatherafewerki3100
@fatherafewerki3100 2 года назад
@
@tsinatgebrehana864
@tsinatgebrehana864 3 года назад
ቃለ ህይወት የስመዓልና
@tsinatgebrehana864
@tsinatgebrehana864 3 года назад
ቃለ ሂወት
@logostube5696
@logostube5696 3 года назад
እትዛረቦ ዘለኻ ንኦርቶዶስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ዝውክል ኣይኮነን። ምሕረት የውርደልካ። ፈጻሚ ትንቢት ትኸውን ኣለኻ እሞ፥ ኣበይ ኣለኻ ኣስተውዕል።😭😭😭😭😭😭😭
@tiguhhero
@tiguhhero 3 года назад
ግርም ኣገላልጻ!!
@temesgen2182
@temesgen2182 3 года назад
ዘይቅላዕ ምስጢር የለን
@merhawibahta75
@merhawibahta75 3 года назад
ግሩም መልሲ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሃልካ ዲያቖን ዓንዶም ሓወይ
@ghebrekidanmesfun8882
@ghebrekidanmesfun8882 3 года назад
ብዛዕባ ገድሊ'ሞ ,,,,,,,,,,ገድሊ ኣቦና ኣዳም ኦሪት ዘፍጥረት ተጻሓፉ ኣሎ ገድሊ ኣቦና ኖህ,,,,,,,,,ገድሊ ኣቦና ኣብራሃም ;ኢሳቅ ;ያእቆብ ....ዮሴፍ ,,,,,,,ገድሊ ዮሐንስ መጥመቅ :ገድሊ ሃዋርያት ,,,,,ወዘተ ኣብ መጽሐፍ ቅዱስ ተጻሒፉ ኣሎ።ስለዚ ገድሊ ቅዱሳን'ስ ዝንቀፍ ኣይኮነን !!!ከም ቃሉ ዝነብሩ ንሃዋርያት ዝመሰሉ ገድሎም ድኣ ኣድላዪ እምበር
@mewealasrat9121
@mewealasrat9121 3 года назад
Amen amen amen memhrey kale Hiewet yesmalna
@Yorubeal
@Yorubeal 3 года назад
ድያቆን ሓወይ ቢ ጊዜ ለኩሉ ኩሉ ሓቅነቱ ዝረጋገጸሉ ግዜ ርሑቅ ኣይክከውንን እዩ እንተ ነዓካ ግን እግዚኣብሔር ብሓቂ እመብርሃን ተጽንዕካ ዝሓወይ ብሩክ።