Тёмный

እንታይ ትመኽሩኒ ንሱ ስሒቱ ኣነ'ውን ሰኺረ ስሒቱ 

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Подписаться 240 тыс.
Просмотров 36 тыс.
50% 1

እንታይ ትመኽሩኒ
ነዚ ዓጁስ በዓል-ቤተይ ጠንጢነ ዶ
ምስ መንእሰያት ፊዕ ክብል
ንሱ ስሒቱ ኣነ'ውን ሰኺረ ስሒቱ

Опубликовано:

 

16 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 33   
@etimeshaqeliwedi2005
@etimeshaqeliwedi2005 2 года назад
ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ምኽሪ ሂብካያ ዛራዊ ዓይነይ ሓፍተይ ኸኣ ኤሮፓ ኸቢድ እዩ ስለዚ ጥንቃቐ ክሓተኪ እዩ እዛ መሓዛይ ትብልያ ዘለኺ ኣይትስምዕያ ጌጋ ሓሳብ ኣነ ይብሎ ካልኣይ ኣብ ሓዳር እንተ ኣቲና ኸኣ ንነብስና ዘይኮና ንደቅና ኢና ንነብር ስለዚ እዛ ምኽሪ ናይዚ ሓውና ዛራ ፍል ኣነ ደጊፈያ ኣለኹ ❤
@biniandat6375
@biniandat6375 2 года назад
Zereba mahazaki aytesmi
@etiioerit2563
@etiioerit2563 2 года назад
ኣድያም ብጣዕሚ ኣድኒቀኪ ከምዚ ዓይነት ኩሉ ኪኢላ ትኸይድ ምስዘይ ዕድሚኣ ተጻሚዳ ንኺዳናን ስድራኣን ኣኽቢራ ዘላቶ ዓዲ ከይደረኻ ንሓዳራ ትነብር በዚልሚስ ይትረፍ ቅውደም ውን ዝርከባ ኣይመስለኒን ብፍላይ ካኣ ቂምታ ኣብ ልበይ ይስምዓኒ ኣሎ ዝብድል ዘለኹ ይስማዓኒ ዝበልክዮ ናይ ሕልናን ልቦናን ፍርሃት ኣምላኽ ምስክርዩ ሰብ ርእሱ ብትኽክል ዝፈልጣ ሰብ ከማኺይ ሽክሪና ሓፍተይ ከማኺ ይብዝሓልና ኣነስ ሓዳርኪ ይሕሸኪ ማሓዛኪ ብፍላይ ፍትሕቲ ተኮይና ከይትሰምዕያ ኣምላኽ ኩሉ ግዜ ምስ ቁኑዓትዩ ጆኺ
@selam427
@selam427 2 года назад
NAdiam kab zelekwo: nay Zarawyan mkri 100% AGREEEE.....Amlak yhagzki🙏❤️
@dlnglmaryameyadegoytay4707
@dlnglmaryameyadegoytay4707 2 года назад
Nice job my brother 👌👌👌❤️❤️
@abrhambrhane22
@abrhambrhane22 2 года назад
ኣፊቂረዮ ኣፍቂርኒ ማሓዛይ መንጢላትኒ እዋይ ሽግር ዋዛ ምስ ቁም ነገር በልዋ ካብ እንታይ ትመክሩኒ ፡🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@eriman-c4o
@eriman-c4o 2 года назад
well come
@dohaqatar9489
@dohaqatar9489 2 года назад
ሠናይ
@user-bo3pu8nc3t
@user-bo3pu8nc3t 2 года назад
Tsefya Kea Bejskin Himak Simae Keytesmeana Tetenkeka
@የማርያምልጅነኝ-ቨ1ሐ
ሰላም ዛራዋን ምደብኩም ኩሉ ግዜ እየ ዝካታተሎ ብዙሕ ት/ቲ ድማ እዩ ዝረክበሉ ግን ሓደ መፍትሒ ዝሳኣኩሉ ጉዳይ ኣለኒ መክሩኩን ደሌ ነረ ኢሚኤለይ ኣይሰርሕን እዩ ዋሳኣብ እተሊኩም ግን ክትሰዱለይ ንትሕትና የሓትት
@bezakulualem3773
@bezakulualem3773 2 года назад
ኣነ ዉን ሕቶ ነይሩኒ ክረክቦም ኣይ ካኣልኩን ኣድራሽኦም ብዙሕ ግዜ ጺሒፈሎም ኣይ ምልሱን እዮም
@ben-gchannel2160
@ben-gchannel2160 2 года назад
Ab Facebook Zara fltet eilka xehaf emo b what's app wey dma messenger ktxhfelom tkel eika zhawey
@የማርያምልጅነኝ-ቨ1ሐ
@@ben-gchannel2160 ሰላም ናዓካ ይኩን ሪኪበዮም ኣለኩ ብጣዓሚ እየ ዘመስግነካ ሓወይ ናተይ
@martaandebrhan970
@martaandebrhan970 2 года назад
Adrees eba habuni natkum
@michaelokbamichael1010
@michaelokbamichael1010 2 года назад
ዝከበርካ ኣስመሮም ከመይ ትኸውን መልእኽቲ ነሩኒ ብምንታይ ክልእከልካ ይኽእል
@ericoraley7854
@ericoraley7854 2 года назад
ሓዳርኪ ግበሪ ኣቲ ሰበይቲ ዋእ ። ሽግራትኪ እንዳ ኣጽበብኪ ክንዲ ትኸዲ ሲ ዘረባ ማሓዛኺ ሰማዕኪ ሁኮት ኣይትዓድጊ ባእ ። ከምኡ ገይሩ ናይ ገንዘብ ምሃብን ካልእን ናጽነት ዝህበክን ስድራኺ ዘኽብረልክን ኣይትረኽብን ኢኺ ማሓዛይ ። ናብቲ ትኸድዮ ካልእ ወዲ ተባዕታይ ከምኡ ገይሩ ስድራኺ ን ካልእን ምሕጋዝን ምኽባርን ኣኽትረኽብዮን ኢኺ።ስለዚ ሓዳርኪ ባዕልኺ ይዕርይን እለይን እንታይ ኢዩ ኸ ማዛይ ገለ ዋእ ከይተጉርዕንይ
@tedrosteklab4856
@tedrosteklab4856 2 года назад
The grass is greener the other side. Look after your husband, before it is too late.
@kelatiteweldemedhin6613
@kelatiteweldemedhin6613 Год назад
ንመሓዛ ኣድያም ኣመንዝራ ኢለያ ኣለኩ፡ ምክንያቱ ንኣድያም ኣመንዝራ ወይ ሽቃቅ ክትገብራ ስለዝፈተነት ከልቢ ዓድዋ
@arayakudus5545
@arayakudus5545 2 года назад
Fetara xehuf deu mes ezi kunatet zekayed
@adiamabay6731
@adiamabay6731 2 года назад
ዘረባ ማሓዛኪ ኣይትስሚዒ ኢንተይ ክእልኪ ንሰብኣይኪ ብፍቅሪ ክትመልስዮ ሰዓሪ
@eriman-c4o
@eriman-c4o 2 года назад
nay bhaki Abay seb
@MDMEDIA647
@MDMEDIA647 2 года назад
መሓዛኪ ጽደፊ እንተ ኢላትክስ ትጸድፊ ማለት ደዩ ብናትኪ የእምሮ እምበር ብናይ መሓዛኪ ኣይኮንክን ክትነብሪ እሞ ከኣ ውላድ ሒዝክስ ከምዚ ክትዛረቢ ኣይግባእን በዓል ቤትኪ ወላ ዓቢ ይኩን እምበር ወላ ቆሉዑ እንተ ዘይህልውኪ ከማን ብናይ መሓዛኪ ውሳነ ክትከዲ ኣይግባእን እዩ ወላ ምክሪ እንተኮነ እዚኣ ሕማቅ ምሓዛኪ እያ ብናትኪ ውሳነ ጥራይ እዪ ክከውን ዝግባእ ሰባኣይኪ እቲ ትደልዯ ዝቅርበልኪ ዝህበሂ እንተ ኮይኑስ እንታይ ደኣ ደሊኪ እቲ ምዝርራብ ከኣ ንጽህቲ ኮንኪ እንተ ተዛሪክዮ ከምዘይ ንጽገኪ I’m very sure እምበርከስ ኣደ ውላዱ ኢኪ ኣዴታትና ከመይ ገረን ድየን ሓሊፈኖኦ ተጸቀጢ ወይ ክሃርመኪ ኣይግባእን እዩ ከሙኡ ውን ከምቲ ንስኪ ትሰምዕዯ ንሱ ውን ክሰምዓኪ ናይ ግድን እዩ ምናልባት ግን ዕድመኩም ጋግ ስለ ዘለዉ ናትኪ ድሊትን ናቱ ድሊትን ክፋላለ ይክእል እዩ ክትረዳድኡ ይግባእ ምዝተካእለ መጠን ወዳሓንኪ ናብ ኣድያም
@yoseftsehay2418
@yoseftsehay2418 2 года назад
ሪኢቶ ሸራሙጥንምምላስ ግዘ የልን፥
@dollasemer532
@dollasemer532 2 года назад
Geze ante zeyblka dea nabzi mexka?
@erunatey2125
@erunatey2125 2 года назад
ክክክ ኣታ ኣነ ቆሲለ ምስመትሎ ኢኪ ክትነብሪ ዛራውያን ኣይትስኣኑ ክክክክክ😜🤪🤪😝😝😝
@meronhabtemkiel2772
@meronhabtemkiel2772 2 года назад
Zarawin
@nardoshabtom4578
@nardoshabtom4578 2 года назад
Haderaki fthyo haderaki abti enda ftuhat kidi deqkhi ternifki .
@nebifseha4666
@nebifseha4666 2 года назад
Thanks you
@user-js6jw2ov2z
@user-js6jw2ov2z 2 года назад
ጥእና ዘለዎ ተሪርን ድልዱል ስፖርቲ ዘዘውትርን ምልኩእን ተኮይኑ ዋላ ኣቢ ይኩን ኣይትግደፍዮ:: ጉልቡትን ድልዱልን ውላ ካብ 35-50 ምስ ጋል 18 ክዋሰብ ፀገም የብሉን
@bibiberaki914
@bibiberaki914 2 года назад
Fake repost
@dlnglmaryameyadegoytay4707
@dlnglmaryameyadegoytay4707 2 года назад
Nice job my brother 👌👌👌❤️❤️
Далее
ዘየምልስ ጸድፊ - ሓቀኛ ፍጻመ
19:28