Тёмный

🔵ብሰንኺ ተነጽሎ ሕብረተሰብና ሂወቱ ኸጥፍእ ዝሓስብ ዞሎ ሓውና 

Abiel Info Tv
Подписаться 47 тыс.
Просмотров 59 тыс.
50% 1

ናብዛ ሓዳሽ ቻነለይ ሳብስኽራይብ ምግባር ኣይትረስዑ👉 ru-vid.com/show-UC6Uo...
🔵ብሰንኺ ተነጽሎ ሕብረተሰብና ሂወቱ ኸጥፍእ ዝሓስብ ዞሎ ሓውና
Join this channel to get access to perks:
/ @abiel-info-tv
#abiel info tv# #ABIEL INFO TV# #abielinfotv ሳብስክራይ ኣይትረስዑ - / @abiel-info-tv
#Abiel Info Tv#abiel_info_tv#abielinfotv ሰላም ዝከበርኩምን ዝከበርክንን ተኸታተልቲ መደባትና መደብ#abielinfotv እኑቓዕ ብደሓ መጻኹ እንዳበልና እዛ ቻነል ንዓኩም ይምህርን የዘናግዕን ኢዩ ዘበሎቶ መደብ ሒዛትልኩም ትቀርብ ኾይና ከምቲ ልሙድ ካባኩም ንደልዮ ደገፍን ምትብብባዕን ጥራሕ ስለ ዝኮነ ብትሕትና እንዳዛኻከርና ንቻነልና ሳብስኽራይብ ላይክ ሸር ከይረሳዕኹም ክትገብሩልና ነዘኻኽር ሰናይ ምክትታል እንዳተመነና ብድጋመ ብድሓን ሙጹና የቐንየልና።
Follow us on = instagram - instagram.com/

Развлечения

Опубликовано:

 

7 июл 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 145   
@abiel-info-tv
@abiel-info-tv Год назад
ሰላም ኩቡራት ተኸታተልተይ ሰናይ ግዜን ብሩኽ ማዓልትን ኽገብረልኩም እንዳተመነኹ ኸምቲ ሉሙድ ኣብ ኾመንት ሓሳብኹም ኽተፍሱሱ እንዳዛኻከርኩ ኾሙኡ ውን ላይክ ሳብስኽራይብ ኣይትዝሓሉኒ ኽብለኩም ይፈቱ ሰናይ ናይ ምዝንጋዕ ግዜ ንኩላትና።
@robitesit6915
@robitesit6915 Год назад
ፈጣሪ ኣቦይ ኩሉ ትክእል ኢካ እሞ ምሕረት ኣውርደሉ
@kibromberahi7231
@kibromberahi7231 Год назад
ሕብረተሰብና አንተስ ካብ ትምህርቲ ምሕጻር አንተ ድኹም ኣታሓሳስባ ብውህብቶ ፈጣሪ ዝሃበና ሕማቅ ይኩን ጽቡቅ ኣላጋጽ ንጻወት
@kibuandom2066
@kibuandom2066 Год назад
Abey temhrt nay bhaki
@user-nn1if7ze2y
@user-nn1if7ze2y Год назад
በሰመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ይገርም ዩ ብጣዕሚ የሕዝን ብተፈጥሮ ዝመፀ ካብ ሕብረተስብ ምግላል ከቢድ ዩ እግዚአብሔር ይሓግዞ
@semirabdu6615
@semirabdu6615 Год назад
ብጣዕሚ የመስግነካ ምኽንያቱ እዚ ዘምጻእካዮ ነገር ብዙሓት ዘይኣምኑሉ ሰባት ስለ ዘለው እዚ ናይ ተፈጥሮ ጉዳይ እዩ ካብ ንእስነተይ ከምዝታት ይሰምዕ ስለ ዝነበርኩ ኣይገረመንን
@yemanegoitom3387
@yemanegoitom3387 Год назад
ምሕረት የዉርድ ሉኩ ፍቃድ አምላክ እዩ አይቲ ጨነቅ ሃወይ ናተይ🙏🙏🙏
@TemesgenFetari
@TemesgenFetari Год назад
በጃኩም ከምዚ ዓነት ተፈጥራዊ ዘሎዎም ኣይንጸጎም ይሕዋት ናይ ሕብረተሰብና ካኣ ጸገም ኣሎ እሞ ክንዕርዮ ንጽዓር
@saronteame773
@saronteame773 Год назад
ጽቡቅ ኣለካ ኣቢ ቡዚሓት ኣለዉ ኣስቅጥ ኣቢሎ ይሕፊርዎም ንመሰሎ ይቃለሱ እዚ ናይ ኣምላክ ተፈጥሮ እዩ ኣብ ሂወትና ብዘይ ፍቃድ ኣምላክ ዝከውን ነገር የለን
@turgummnbar8511
@turgummnbar8511 Год назад
ይገርመኻ ኢዩ ኣነ ሓደ ዝፈልጦ ኣብ ዓድና ኔሩ ከምዚ ዝበልኻዮ ብሰንኪ ድሑር ባህልናን ሕብረተሰብና ሂወቱ ኣሕሊፉ ናይ ባሓቂ ተባረኽ
@frehailu3394
@frehailu3394 Год назад
ሰብ እንታይ ዘይገበረ😰😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@lijalemtseghans1033
@lijalemtseghans1033 Год назад
አንካዕ ዳሓን መጻካ ኣቢ ሓወይ ብጣዕሚ ዩ ዝገርም እዝጋቤሄር ኣምላክ ካብዚ ይማሓረና
@almaztzegazeab2232
@almaztzegazeab2232 Год назад
ጽቡቕ መደብ ክንመሃረሉን ክንፎልጥን ዝግባእ ኣብ ሓበሻ ኮይኑ ኢዩ እንብር ኣብ ወጻኢ ዝገደዸ ፍጥረት ኣሎ ኣየገርሞምን ኣይንጽልዎምን ኢዮም ነዚ ሓውና ኣምላኣኽ ሓደ ፍታሕ ይፍጠረሉ🙏🙏🙏
@vjr7453
@vjr7453 Год назад
ኣብ ገዛውትና ውን ከምኡ ሓንቲ ጓል ኣላ 2ተ ፆታ ዘለዋ ግን ዝፀርፋ ወይ ዝፀልኣ የለን ኩሉ ተረድእዎ ስራሕ እ/ር ምዃኑ🙏 ብጣዕሚ እና ንፈትዋ አከያይድኣ ገለ ግን ወዲ እያ ትመስል
@Merifit
@Merifit Год назад
Tup nay gaul wala alewo malet dyu
@senay6334
@senay6334 Год назад
እዚ ተውህቦ እግዚኣብሄር ዩ ኣይዞክ ወንድማችን ልልክ እፈልግ ኣለው ተስፋ እንዳ ትቆርጥ እሱ ያውቃል ተንክዩ ኣቤላ።
@rutzemicael676
@rutzemicael676 Год назад
አቢ ሓውና እንቓዕ ብሰላም መጸካ አቢ ሓውና ጽቡቕ መደብ ዘይነቕሕናሉ ክንነቕሓሉ ዘለና ነገር እዩ አቢ ሓውና ቡሩክ ቐዳመ ሰንበት ክኮነልኩም ምስድራቤትካ ንምነይ 👍👍👍🏆🏆🏆♥️♥️♥️🌹🌹🌹
@samrisamri8377
@samrisamri8377 Год назад
🥰
@user-jq6yc8go9j
@user-jq6yc8go9j 8 месяцев назад
Aizoh
@memrir4660
@memrir4660 Год назад
ሓድኡ ዘይብሎም ሰብ ስለ ዘለዉ ኣመስግን እቲ ህዝብታት ስለ ዘይነቐሐ ስለ ዝነበረ ተበድልካ እምበር ተፈጥሮ ናይረቢ እዩ
@negassiteklezghi3212
@negassiteklezghi3212 Год назад
Good 👍 job brother Abi
@teamemedia
@teamemedia Год назад
Well come abi good job
@nfreek5276
@nfreek5276 Год назад
የቐንየልና. ኣ ቢ. ሓወይ. ከምዚ. ዓይነት. መሓሪ. ደምጻ. ካ ልና ኣብ ሕብረተሰብና. እቲ. ድከፍአ. ሕማም. ኮይኑ. ደሎ. ተነጽሎ ኢዩ እዚ. ካ ኣ ኣዝዩ. ድሑር. ኣተሓሳስባ. ኢዩ. ካብዚ. ድፉን. ሓሳብ. እዚኣብሄር. ደይፈጥዎ ክንወጽእ. ክንነቅሕ. ይግባእ እዚ ናይ. ሓውና. ተፈጥሮ. ኢዩ እንበር. መርገም. ኣይኮነን ኣብ መጽሓፍ. ቁዱስ እቲ. ንሳላሳ ዓመት. ኣብ ዓ ራት ተደንሱ. ድነበረ እቶም. ህዝቢ. መርገም. ናይ. ስድርኡ ኢዩ. ይብልዎ. ንጎይታ. ጎይታና. መድሓኒና. ኢየሱስ. ክርስቶስ ግአን ናይስድሩ. ኮነ. ኣልየቱ መርገም. ከምደይ. ነበሮ. ይነግሮም. ኔሩ ግአን ንሱ. ሓውዩ. አራቱ. ኣልዒሉ. ከይዱ ድኾነ. ሕማም. መርገም. አለዎ. ማለት. ኣይኮነን. ኣ ቢ. ሓወይ. ነዚ. ተነጽሎ. ህዝብና. ካዉ. ክወጽእ ደጋጊምካ. ክትሰርሓሉ. ይላቦ ብፍላይ እታ. ኣብ ሂወተይ. ድጸላ. ኣነ. ንሰብ. ምንጻል. ኢያ. ብሰባት. ምስ ንንጽል. ብኣምላኽ. ተሓተቲ. ኢና. ወይልና. እሞ. ካ ኣ ብተፈጥሮ. ሰብ ብድኮነ. ወላ. ብሕማም. ንሰባት. ይትረፍ. ንንስሳ. ከማን. ክንን ጽ ል ኣይፍቀድን. ኢዩ ነውሪ. ኢዩ. ከምኡ. ንገብር. ሃስያ ኣብ ሰብ. እቲ. ግፍዒ ማስጣ. ናይቶም. ሰባት. ኣባና. ይወርድ. ብፍላ. ብድሪ. ሓበሻ. ብተነጽሎ. ቀዳሞት. ኢና. ኩፉአት ግብሪ. ነቶም. ውሑዳት. ገዲፍካ. ንንቃሕ. ኣነ. ካብ. ተመኩረይ. ካብዚ. ከምዚ. ናይ. ንሰብ. ምንጻል. መንፈሳዊ. ንሰምዕ. ጾም ጸሎት. ቤተክርስትያን. ንኸይድ. እቲ. ናይ. ተነጽሎ. ንሰባት. ንገብሮ. ካባና. ይርሕቕ ኣብ ውሽጥና. ከምዚኦም የሕዋት ወይ. ብተፈጥሮ. ድሓመሙ. ድለመሱ ወይ. ባዕልና. ደምጻ እ ናዮ ሕማም. ኤች ኣ ይ ቢ ግብረ. ሰዶም. ዳመሰሉ ክንርኢ ከለና ኣይንንጽ ሎምን ንኸውን. ብፍቕሪ. ኢና. ከም ንቐ ርቦም.ኢና ንኸውን መኽንያቱ. ብመንፈሳውነት. ስለ. ድበሰለ. ውሽጥና የሕዋት. ወላ. ነዞ. ግብረሰዶም. ድኾኑ. የሕዋት. ኣይንድሓሎም. ብሜላ. ናባና. ኣቕሪብና.መሓዙትና. ጌርና. ካብቲ. ደለዎም. ከነውጽ ኦ ም ንጽ ዓር ቤተክርስትያን. እንዳ. ወሰድና. ካብቲ. ደለዎም. ነውጽ ኣዮም እንበር. ኣይነጽል
@Eripride2023
@Eripride2023 Год назад
ከይትዛረበሉ ከይትንጸል እናፈርሐት ክሳብ ሕጂ ኣብ ስቓይ ዘላ ኣላ ብቐረባ ንፈልጣ ። ንፍቕሪ ዘዝሓተቱዋ ኣነ በዓልቲ ሓዳር ኢየ ኢላ ፌክ ካቲም ኣሲራ ትኸይድ ኣላ ። ኣይንነጽሎም ንሓብሕቦም ብፍታዎም ዝተዓደልዎ ኣይኮነን ። ንሰብ ሰብ ምዃኑ ክብሪ ይግብኦን ደገፍ የድልዮን እዩ
@nfreek5276
@nfreek5276 Год назад
ናይ. ብሓቂ. ኩቡር. ሓወይ. ሰብ. ኩቡር. ኢዩ ሰብ. ምኻና. ነብስና. ረስዕ ናዮ. ኣለና. ኣምላኽ. ዓይኒ. ልቦናና. ይክፈተልና ማቸሎት. ትተሓጸብ ወላ. ገዳማት. ከይዳ. ንድበቑ. ኣቦታት ከይዳ ኣብ ጸሎት. ዘክሩኒ. ኢላ. ትንገሮም. እግዚኣብሄር. ብተኣምር. ከርሕቀልም. ሓደ. ጸወታ. ክቕይረሎም. ይኽእል ኢዩ. ብተኣምር. ንኣምላኽ. እንታይ. ይሰኣኖ. ኩቡር. ሓወይ ምኽሪ. ውን ክህብዋ. እዮም. ኣጆኪ. ንበላ
@pipawiblue4662
@pipawiblue4662 Год назад
😥😥😥
@helutewelde9546
@helutewelde9546 Год назад
Hakika hawey natey
@SunShine-xx5mq
@SunShine-xx5mq Год назад
Ezgeeeo Ezgeeeo 🤲 🤲
@gherghishtadeseshagu9608
@gherghishtadeseshagu9608 Год назад
He didn't have to afreid because this gift of God it wasn't his choice so he have to be strong.
@amanesied9272
@amanesied9272 Год назад
Woww smart sow Ab gonka Aleku qexlo habibi wedi rmey
@user-xv8lo6gh9q
@user-xv8lo6gh9q Год назад
ኣነ ጠቅላላ የ ዘይኣምነሉ ወላ ኣብ እንስሳታት ርእየ ኣይፈልጥን ሓቂ ዶ ይኸውን
@azebweldu1949
@azebweldu1949 Год назад
እሞ ቀሊዕና ከነሪአካ ክክክ
@amanesied9272
@amanesied9272 Год назад
Sbahanelah
@yordanosyemane1289
@yordanosyemane1289 Год назад
Ani bravo wedi Erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@muleyetewlde4393
@muleyetewlde4393 Год назад
ኣቢ ጽቡቕ መደብ ሕብረተሰብ ከተንቅሕ ትገብሮ መደብ
@eseygebar3078
@eseygebar3078 Год назад
Eway hawey😭😭😭😭
@hayathas1597
@hayathas1597 Год назад
Ewy hawey😭
@DaniDani-bh3hr
@DaniDani-bh3hr Год назад
Eway hawey
@aluchento9245
@aluchento9245 Год назад
Abi hawna bmejemeria selam nakan nmluat sdrabetkan bmkxal nhna yhwatkum ab sudan nnebr hmak sle zelela bakmkum dmxi ktkonuna nmhxen 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@okba.medhane7418
@okba.medhane7418 Год назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Millioneset
@Millioneset Месяц назад
❤❤❤😊
@angesetlayne3480
@angesetlayne3480 Год назад
Eway haweymiaryyy
@yordanoshabtay2495
@yordanoshabtay2495 Год назад
hay
@habtomrussommebrahtu6147
@habtomrussommebrahtu6147 Год назад
Eway hawey mskinay amlak msu ykun nska ka ketslo btami abi tmhrti u
@Ro-hd9be
@Ro-hd9be Год назад
Bitami iu zehezin ::-) Abey yirekeba mulu Video?
@yordanosyemane1289
@yordanosyemane1289 Год назад
Egzabher Amlak mhret yewrdelu
@frehailu3394
@frehailu3394 Год назад
ሰብ እንታይ ዘይገበረ🙏🙏🙏😰😰😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@MmMm-zd3vu
@MmMm-zd3vu Год назад
እዋይ ሐወይ ከምዢከ አለድዩ ፍቓድ እግዛቤሄር ዓቕሊ ይሀብካ አጀካ እዚ ናትካ ጸገም አይኮነን
@ambesfusuh8984
@ambesfusuh8984 Год назад
Bravo 👏🏽 Bezi agatami nezom ms hibreteseb’na zeyikeid gerom ilkum malet,gay/lesbians,kem zi wedi……tinixiluwom zelekum plz aininexilom.
@AsliAsli6529
@AsliAsli6529 Год назад
Bro naybhaki eika anbesa kulu medebatka tekrbo gobez
@selamabraham304
@selamabraham304 Год назад
Kttrgumo keleka gn twuskelu aleka buzuh wesikalu
@user-sb9eo8gv1t
@user-sb9eo8gv1t 4 месяца назад
Abela❤❤❤
@meinliebendesherz7553
@meinliebendesherz7553 Год назад
ሓደ ወዲ ኣብ ልብያ ነብስና ክንሕጸብ ሪጋ ሒዝና ናተጸበና ቅድሜና ስለ ዝነበረ ደንጉያና ቀልጥፍ ኢለ ክፍት ተበልክዎ ናይ ጓል ን ናይ ወድን ሪኤሉ ሰንቢደ እቲ ምሳይ ዝነበረ ንዑ ረኣይዎ ኢሉ ሰብ ኣኪቡ ኩሉ ሰብ ሪኢዎ ኣነ ብጣዕሚ ኣደንጉጺኒ ኣብቲ ሽዑ ግዜ
@yvngsele6273
@yvngsele6273 Год назад
Wow hebretesebna we need education, and understanding because it’s a lot we don’t know and god’s nature is all different and amazing and can’t change it so plz my people be open and understanding 🙏❤️ and to the brother be strong u r one of a kind and god maid u the way he want u he never make a mistake, be encouraged and don’t ever try to hurt urself god loves u just the way u r ok n I love u also❤️❤️ u were maid in gods image🙏🙏❤️
@helutewelde9546
@helutewelde9546 Год назад
Ehhhh hawey Marey
@haileletekidan6702
@haileletekidan6702 Год назад
Kubur hawey anewn abti zabekulu kemzi Hawna kemznebere yfelit Ketema sleznebere xegem ayneberon gna knekhalu alena nmeram dma werhawi xigyat entebelna zibelexe
@senait9742
@senait9742 Год назад
(Bogale) diyom zibahalu ezom kilete xota zelewom zifelit teliyo eba melusiley
@arsemasemere3158
@arsemasemere3158 Год назад
Eway hawey natey ajoka seb dea entay zeybli
@ambesambesa428
@ambesambesa428 Год назад
ፍርቂ ሰብ ፍርቂ እንስሳ'ከ ኣሎ'ዶ እስኪ ከሙኢታት'ከ ርከብ ዝዓርከ እምበር እዚኣ'ስ ኣይሓለፈትን
@azemarefrem2404
@azemarefrem2404 Год назад
Hawey Natey neaka egzabiher edmen tinan yehabika fetari ziyadayy ufffffff bitami tegerime nayzi hawina kulu srah fetari u hzibina kea knekih kem zelewo
@user-hk8gu5ie4o
@user-hk8gu5ie4o Год назад
ኣነ ከማን ኣላ ሓንቲ ዝፈልጣ ከምዚ ኮይኮነት ኣይትተርፍን እያ
@kidane1289
@kidane1289 Год назад
Fetary ykire ygiberlina
@yorsiweldu5578
@yorsiweldu5578 Год назад
Eway kemzi ke alo dyu .
@user-yw3lh6hh2q
@user-yw3lh6hh2q Год назад
Abi hawey btami mharen askorkaren eyu slezi kemzi nay lemu ktemxi elabo amlak tinaka & edmenkan yhabka fetari
@gezaiharegot7651
@gezaiharegot7651 Год назад
Ymharena
@AyuAb
@AyuAb Год назад
Selam abel kemey alekha ab serahka asalto ab hiwetka tiena yimneyelka ab weshri mesmer bkhemey yirekhbaka.yekenyeley
@abiel-info-tv
@abiel-info-tv Год назад
ሰላም ከመይ ኣለኪ/ካ የቀንየለይ ኣሜን ናዓኪ/ካ ውን ኣሳልጦ ይምነይ ቀጺለ ኣብ Fb Pege Abiel Info Tv ወይ ድማ ኣብ Instagram Abi_info ብምባል ክትረኽቡኒ ይኻኣል ኢዩ።
@yonaskidane9994
@yonaskidane9994 Год назад
Ata ajaw
@user-nj7jo5ph6n
@user-nj7jo5ph6n Год назад
Nay behaki dehurat ena nlebm bejakum
@iamblackboyrambo9430
@iamblackboyrambo9430 Год назад
Bkemey nay fetari ykewn ykel gin
@DohaDoha-tf2qn
@DohaDoha-tf2qn Год назад
እዝነገርኣብዙሓትሰባትኣሎኣብደቅኣንስትያእዩዝርአናይተፈጥሮእዩ
@alemkidane7964
@alemkidane7964 Год назад
አብ ጎጃም ከምዚ ዓይነት Anatomy ዘለዎም ብዙሓት ከምዘለዉ ይንገርዩ ምናልባት ንሱውን ካፍቲ ኸባቢ ዶኾን ይኸውን ብዝኾነ ብጣዕሚ ዘገርም ተኣምርዩ።
@gihdeweldeab
@gihdeweldeab Год назад
Ja.ninkah
@Tekle-hz8oh
@Tekle-hz8oh Год назад
ACCEPT IT.TAKE IT EASY.GOD' S GIFT. GUINESS BOOK.WHICH ONE DO YOU PREFER? SOLVE IT.
@azebweldu1949
@azebweldu1949 Год назад
ኣለዉ ብዙሓት ኣብ ኤርትራ ከማን ገዚኦም ኣየምጽኦን እግዚኣቢሄር ስለ ዝሃቦ ዝግበር የለን ክንጸሉ ኣይግበኦምን ንምንታይ ጌና እዲና ዘለና እንድሕር ናይ ዝኮነ ጸገም እንተኣጋጢምና ካኣ ሕብእ ነቃርጾ እስኪ በጃኹም ኤህ ክነፍዕ ግን
@halafhalaf3193
@halafhalaf3193 Год назад
አታ ድፍን በል ወድዛ ሃሳሰ ታማለት እዩ ብዳ አየ ዓለም ፀዋር
@robelabed7730
@robelabed7730 Год назад
Halaf Halaf kemaka ayent
@zzzsss5701
@zzzsss5701 Год назад
No proplem hehas to accept gods gift
@khamisramadan6764
@khamisramadan6764 Год назад
ወይ ንስካ እዚ ዕድለና ኮይኑ ኣብ ሰብ ተፈሊጡ ጸሩ ኣራጊፉ ይከይድ ኣሎ ካብኡ ንላዕሊ ዝከፍእ ጾር ተሰኪምና ሰብ ከይፈልጠና ካብ ሰብን ስድራናን ተፋላሊና ፡ ተስፋ ቀሪጸ ምስ ፈጣርይ ክባኣስን ሂወተይ ከጥፍ ዝደናደን ዘለኹ ከ እንታይ ክብል ኢየ ንዘይ ታዓደሎ ግን ኩሉ ቀሊል ይመስሎ ይኸውን ኣብ ኣእምረካ ዝገብሮ ጸቅጢ ፍሉይ ኢዩ ብጀካ ብኡኡ ካል ኣይትሓስብን ኢካ
@abiel-info-tv
@abiel-info-tv Год назад
Ajoka komu aytbel hawey fkadena tekonka ab instagram abi_info elka rkebeni emo knzerareb
@loveeri2311
@loveeri2311 Год назад
ኣጆካ ዝሓወይ ኣምላክ ብዕላማ ዩ ዝገብሮ ንስካ ጥራይ ሕማቅ ኣይሰማዕካ ።
@khamisramadan6764
@khamisramadan6764 Год назад
@@abiel-info-tv ደስ ምበለኒ ሓወይ ግን ምስ ዝከነ ሰብ ከይራከብን ምስ ዝኮነ ስብ ውን ተተዛሪበሉ ቀዳማይ ዝኮነ መራከቢ ኩሉ ኣይጥቀመሉን ኢየ ኢሞ ፡ መስንጀረይ፡ ፈይስ ቡክ በቃ ኩሉ ዓጸየ ኢየ ዘለኩ ነዛ ይቱብ ከመን ንመዛናጊዒ ኢለ ኢየ ዝጥቀመላ ።ንዝከነ ሰብ እንተዕሊለ ክኣ ከም ስንፍና ከይቆጽርዎ እዳበልኩ ኢየ ዝፈርሕ ስለ ሓልየትካ ግን ብልቢ የመስግነካ ብሩክ ሓወይ
@khamisramadan6764
@khamisramadan6764 Год назад
ዳሓን ግን ክፍትን ኢየ
@abrehamabreham8686
@abrehamabreham8686 Год назад
Hawey natey kabizia zeytimehar tefetiro ko tefetiro eyu ajoka kitihigos keman aleka kitikorie aleka entetekaelu tezerarebu mizi buruk wedi
@jdjd1327
@jdjd1327 Год назад
Biaini hikimina ke INTAY meftihi alewo iski doctor hitet
@thommy2785
@thommy2785 Год назад
Wedi rahel mehrer
@abiel-info-tv
@abiel-info-tv Год назад
😍😍😍👍
@tsegzeabgebreyesus9302
@tsegzeabgebreyesus9302 Год назад
ንስካ ግን ርግጸና ድካ ከምዚ ክከዊን
@tesfalemhabtemicheal7840
@tesfalemhabtemicheal7840 Год назад
Ezi normal eyu naye egzabhair eyu Ab serhe egzbhair Ayneto teraye niehabhbome eto Ab dega bedilatome zekeyiru zelwu ka da entaye kenblome ena eziome eyome Agbe kebhalu zelome yehwate...
@wedansaba6369
@wedansaba6369 Год назад
Ezi temaesgen elu kigbalo alowo.nsu aykonen tsgem eti hibratseb u
@tebarekaraya4999
@tebarekaraya4999 Год назад
Nfue
@hfszshhm
@hfszshhm Год назад
ንባዕልኻ ንስኻ ከምኡ ኢኻ ካልእ ስራሕ ዲኻ ስኢንካ በጥራም ኢኻ ግን 🤔
@huruyweldezghi4509
@huruyweldezghi4509 Год назад
Ata gohaf kbri seb filiti.
@erizenm6987
@erizenm6987 Год назад
Kemy kemy eyu ezi beyen beyen buta da alewa keleten
@almazabraha
@almazabraha Год назад
ክላ ድሕሩ ንስኻ ናብ ሓኪም ዘይከይድ መሸቀጢ ዘረባ ሎቅማጻት።
@kesetemerhawi9674
@kesetemerhawi9674 Год назад
Anti kemey zbeluki chekan eki
@almazabraha
@almazabraha Год назад
@@kesetemerhawi9674 ካብ መሃይምነት ንወድሰብ ጨካን የለን።
@gihdeweldeab
@gihdeweldeab Год назад
Haki.ninqahlu
@gezaiharegot7651
@gezaiharegot7651 Год назад
Kadzi
@merontekle7972
@merontekle7972 Год назад
ykireta gberuley ember nezi semaku kulu neger tehawawisuni, so Amlak slemntay kemzi aynet fitret kifetir kilu, neti zineberni emnet Ab amlak keteratireni jemiru ,nsu dma b emnet ediye kigoaz zelenis wala brdiet slemntay amlak kemzi yasib , slemintay nsikay feridwom, melsi kabakum kixbey eye
@iyerusaliembeyene9753
@iyerusaliembeyene9753 Год назад
Bmetbahti kxodo aykelndo ab hamna
@fiomorichannel1311
@fiomorichannel1311 Год назад
Emo tefetro endiyu kea 😒
@davrecords7849
@davrecords7849 Год назад
@@fiomorichannel1311 africa koynu ber teftrom Dom ziqiyrwo xewota Yikealu gen ከሙዘለወን ደቂ ኣንስትዮ ኣለዋ ምስኣተን ተዝዋሰቡ ተካባቢሮም ክነብሩ አዮም ይብል ምስ ሓባሽ ድኣ ከምዚ ዓይነት ሰባት ኣብ ጸዓዱ ብዙሓት ኣለው ግን ኣይንጽልዎምንዩም።
@anbeshabte5604
@anbeshabte5604 Год назад
ዉሸት ኖ
@temesgenfetari1535
@temesgenfetari1535 Год назад
Metsakha dima ata wenani tsbuq ayni sini eway anes moitelka adey mariyam naakha kitserih buzuh gizie wesidula yikewin eway selemlem ayni libey mis aynikha selemlem ela
@Natan0755
@Natan0755 Год назад
ብዓይንኪ ዲኪ ተፍቅሪ 😁🤣🤣
@temesgenfetari1535
@temesgenfetari1535 Год назад
@@Natan0755 ata hawey ane zefiqir bi lineyin bi ayneyin u gin ezi wedi aynun sinun des eluni hatiyat alewo diu? Mejemriya bi ayini u zifiqer dehar bi tebay
@temesgenfetari1535
@temesgenfetari1535 Год назад
Mejemeriya zikone seb bi ayini zirio u zimarekh dehar nab libi yisegir .tegagie diye?
@temesgenfetari1535
@temesgenfetari1535 Год назад
By the way you are only the one person that you replayed me and i would like to say thank you . thank and thank you so much 🥰🥰🥰
@Mstir_fkri17
@Mstir_fkri17 Год назад
@@temesgenfetari1535 ከርግጸልኪ ዶ ሞ ልብኪ ሸታሕ ኢላ ኣላ መስለኒ በዚ ወዲ ክክክክክክ
@titirezene9592
@titirezene9592 Год назад
Teftronas kekebd komu alo zebhals emo nay behkiyu yegrm eyu
@tigrawayresahfitret156
@tigrawayresahfitret156 Год назад
Nayzis tefetro eko wedey nytom balom gey zkonu zelewu ke gexom trhak
@tigrawayresahfitret156
@tigrawayresahfitret156 Год назад
Way entay himam senu zeshnek wedey tefetro endu ajoka
@seeker3963
@seeker3963 Год назад
😎 እቲ ሽግር ካብቲ ሰብ እዩ እቲ ሰብ እቲ ክልተ ጾታዊ አካላት ዝውንን ክነሱ ቅድሚ ዝአገረ ነተን አንስቲ ወይ አዋልድ ክልተ ጾታ ከምዘለዎ ክሕብር ይግብኦ ኔሩን ከምኡዉን አሎዋ አብ ኤውሮጳን ኣሜሪካን ዝበዝሑ ሰባት ይፈልጥዎም እዮም ብናይ English ስሞም Hermaphrodite ይብሃሉ ብዙሐት አንስቲ እውን አለዋ ምስኣቶም ጾታዊ ርክብ ንኽፍፅማ ዝደልያ ምኽንያቱ ኤእ ፍሉያት ሰባት ስለዝኾኑ ብዝኾነ ክገርመና የብሉን 3 የእዳው 2 ርእሲ 3 የእጋር ብዙሐት ተወሰኽቲ ክፍለ አካላት ዘለዎም ሰባት ስለዘለዉ😂 So what ? ብዝተረፈ ሂወትና ወይ ተፈጥሮ ማዕረ ኽንደይ ዓብን ፍሉይን ከምሙኻኑ ዝፈልጡ ዝኾነ ፍጡር ስለዘየለ ካብዚ ኣምላኽ አላህ ዝብሃሉ ናይ ሐሶት ፍልጠታት ውፅእ ኢልና ንተፈጥሮ ከምዘለዎ ክንቅበሎን ክንፈልጦን ይግባእ 👍ሰላምን ፍቕርን ንኹሉ
@dawitbeyene5470
@dawitbeyene5470 Год назад
Hade smol ane kemeu yfelt ane alewu sebatt both sex zelewommm
@optimisticman3412
@optimisticman3412 Год назад
ኣምላኽ ኣይጋገን እዩ ክብሃል ኢና ንሰምዕ እሞ ነዚ ሰብ ግን ኣምላኽ እዩ ፈጢርዎ ዶስ ክልተ ኣማልኽቲ እዬም ዘለዉ እቲ ሓደ ዝጋገ እቲ ሓደ ኽኣ ዘይጋገ 😂😂
@yualebuna6271
@yualebuna6271 Год назад
ኣታ ሓወይ ኣምላክ ሓደ ዩ ተጋግዩ ካኣ ኣይፈልጥን ዩ ንከማካ ወዲ ከማካ ዶንጎላ ክምህር ኢሉ ዩ ከምዚታት ጎደሎታት ዘለዎም ሰባት ዝፈጥር እዞም ሰባት ካኣ ኣብ ሰማይ ቡጿኣት ዮም ።
@optimisticman3412
@optimisticman3412 Год назад
@@yualebuna6271 ልዕሌኻ ግን ዶንጎላ ዘሎ ኣይመስለንን ንዓይ ክምህር ኢሉስ ንኻልኦት ግዳይ ይገብር?? 😂 ደሓር ኣብ ሰማይ ቡጽኣን እዬም ዶ ጅንዕፍሪት ዶ ናይ ኣብ መሬት ዘሎ ዘይትገብር ሰማይ ድኣ መን ከይድዎ 😂
@yualebuna6271
@yualebuna6271 Год назад
ናይ ሰማይ ኩሉ ቀስ ኢልና ክነበጽሖ ኢና ግን እዞም ኣብዛ ዓለም ብደቂ ሰባት ዝሳቀዩን ዝጉፉዑን ዝኩርቱቱን ግን ኣብቲ ካልእ ዓለም ናጻ ዮም ዝሓወይ ንፈጣሪካ ኣይትፈታትን፡ብፈጣሪ ካኣ ኣይትቀልድ።ok
@yualebuna6271
@yualebuna6271 Год назад
Kkkkkkkkkkk ኣኮሪካ ድየ ሻሂ ከስቴካየ ብክሳራይ ዝዓርከይ ።
@Natan0755
@Natan0755 Год назад
ኣይትመካሕ ሎሚ ንዓካ ከምኡ እንተዘይብልካ ጽባሕ ኣብ ውልድካ ከይጸንሓካ 🙏🙏
@letaykeshy7666
@letaykeshy7666 Год назад
ያከ ከምዚ ንገብር ሕብረተሰብ ንኣምላክ ይፈልጦየ ክብል ኣይንክእልን ኢና፡ነዓና ይቅረ ይበለልና ፡እምበር ንዕኡስ ዝመደበሉ ሰናይ ኣሎ
@merontekle7972
@merontekle7972 Год назад
b kemey hawey natey mis nay ykireta
@letaykeshy7666
@letaykeshy7666 Год назад
@@merontekle7972 ከመይ ዝብል ለባም፡ ኣብ ደቂ ሰባት ዝወርድ መከራ ፡ሕማን ፡ጭንቀት፡ ዝኮነ ሰብ ብድሌቱ ዘምጸኦ ክሳብ ዘይኮነ እግዚኣብሄር ንሰናይ ዩ ደሊዎ፡ ምክንያቱ እግዚኣብሄር ሰናይ ዩ። እዚ ሰብ ከምዚ ዝገጠሞ ብሰንኪ ሓጥያቱ ዘይኮነስ ስራሕ መንፈስቅዱስ ኣብኡ ክግለጽ እምበር ፡ በኣና ብድኩማት ዘይግመት ኣሰራርሓ ዩ ዘለዎ እግዚኣብሄር። ኣብ ሕብረተሰብና ግን ካባና ፍልይ ዝበለ ወይ ሕማም ዘለዎ ሰብ ከመይ ከምንንጽሎ ትፈልጥ ኢካ ፡ዝኮነ ይኩን ብ ኣርኣያ ስላሴ ዝተፈጥረ ሰብ ዝጽየፍ ወይ ዝንጽል ንአምላክ ይፈልጦ የ ክብል ኣይክእልን ዩ!!!ብዙሕ ዩ ዝተርፎ
@yoditsultanyodita7741
@yoditsultanyodita7741 Год назад
Eway hawey
Далее
Они убрались очень быстро!
00:40
ኤርትራውያን ደኣ ታይ ከይትገብሩ
18:16
31 мая 2024 г. | МАЙФ # 1 уже в сети
1:01