Тёмный

እንታይ ትመኽሩኒ||ድንግልየ ኢላትኒ ደም ግና ኣይራእኹላን ምፍራስ ድንግልና ብዘይደም ክኸውን ይኽእል ድዩ 

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Подписаться 240 тыс.
Просмотров 238 тыс.
50% 1

እንታይ ትመኽሩኒ||ድንግልየ ኢላትኒ ደም ግና ኣይራእኹላን ምፍራስ ድንግልና ብዘይደም ክኸውን ይኽእል ድዩ
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት facebook page
/ dehaysport1

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Instagram
/ zarafltet

Eritrean Entertainment channel:
Emil Advertising & Business
zarafltet@gmail.com sweden
እዘን ዘቅርበን ቭድዮታት ድማ ኣብ መንገዲ ዓወትኩም ኽሕግዛኹምን ከዘናጋዓኩምን ይምነ።ክትረኽቡና ምስ እትደልዩ ድማ በዛ email ጻሓፉልና zarafltet@gmail.com
#ZARA_FLTET​ #ዛራ_ፍልጠት​
Subscribe✔Like✔Share✔🔔👈🔥😍

Опубликовано:

 

15 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 754   
@titigaltigray8599
@titigaltigray8599 5 лет назад
እወ ኣሎ እዩ ኣነ ባእለይ ኣጋጢሙኒ እዩ ድንግል ከለኩ ደም ግን ኣይነበረይ ግን ክኣምነኒ ኣይከኣለን ክስካ ሕጂ ስለዚ የጋጥም እዩ ሓወይ ናተይ
@loveyores9499
@loveyores9499 5 лет назад
Ja hftey hlaly yegtim eyu gen nezfelto eyu hqi mezrabki des zebl eyu l Love you so much
@mbmb5927
@mbmb5927 4 года назад
titi gal tigray ja nay bhakie eya wela ane eya kmze agxmune welhanti Dam welhanti aynbrnan qanza gun nerne
@redaeastbeha5034
@redaeastbeha5034 4 года назад
@@mbmb5927 Kanza ente neyrki dea dingl eki.
@mermer5317
@mermer5317 2 года назад
We yegatm eyu gn nzeastewel weditebaetay fulut eyubzfter kunetatt wedi zeytft galansteytn bztfaleleye agbabb yflet eyu zeymstwal eyu ember
@millionkubrom7961
@millionkubrom7961 2 года назад
Titi hasiki wey kea dem wedieki nerki
@letebrhantewelde8642
@letebrhantewelde8642 5 лет назад
እንተ ደኣ ድንግል እየ ኢላትካ ንኣምላክ ትሕሱ ኣላ ናብ ኣባት ነብስካ ከይድካ ምንሳሕ የድሊ ንስሓ ንኩልና እዩ ዝምልከት ናይ እግዛኣቢህር ኣምላክና ምሕረት ናይ ቅድስተ ቁድሳን ድንግል ማርያም ኣደ ኣምላክ ኣማላድነት ኣይፈለየና ስብሃት ለእግዛኣቢህር ለወላዲቱ ድንግል ለመስቀሉ ኩቡር ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@letebrhantewelde8642
@letebrhantewelde8642 5 лет назад
ድንግልና ኣብ ጋል ይኩን ኣብ ወዲ ብዓይኒ እግዛኣቢህር ኣምላክልክና ማዕረ እዩ ዝረአ ክብርካ ኣብ ቂድሚ ኣምላክ እምበር ኣብ ቂድሚ ሰብ ኣይኮነን ግን ብባህልና ንወዲ ድንግል ኣይኮንካን ዝብሎ ዋላ ሓደ ሰብ የለን ንስካከ ድንግል ድካ ኣይኮንካ ኣምላክ እዩ ዝፈልጥ ሓስያ ድንግል እየ እንተ ኢላትካ ምስ ኣምላክ ትባኣስ ኣላ እዚ ናብ ኣባት ንብስካ ከይድካ ምንሳሕ ጥራይ እዩ መድሃኒቱ ንስካ ግን ሓውና ለባም ንሓዳር ትከውን እንተደኣ ኮይና ብከምዚ ሓዳርካ ከይትብትን ይላበወካ ናይ እግዛኣቢህር ኣምላክና ምሕረት ናይ ቅድስተ ቁድሳን ድንግል ማርያም ኣማላድነት ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ስብሃት ለእግዛኣቢህር ለወላዲቱ ድንግል ለመስቀሉ ኩቡር ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@ኣቡነሰላማሃዋርያናይሓበሻ
ይገርም እዩ ናይ ኣወዳት ነገርሲ ባዕልና ድንግል ነፍርስ ባዕልና ሕጊ ንጥሕስ ተመሊስና ካኣ ድንግል እየ ዝደሊ ንብል እንታይ እዩ ኣድላይነቱ ድንግልና ኣብ ሓዳር ኣብ ፍቅሪ ኣብ ናብራ ኣብ ውላድ ኩሉ ዜሮ እዩ ጥራይ እምንቲ ሕያወይቲ ፈቃር ጌሩ ይሃብካ ኣምላኽ እንበር ድንግልና ስጋ ናይ 5 ደቂቅ እያ ድንግልና ልቢ ግን ናይ ዘላኣለም እዩ ዝለዚ እቲ ምርጫ ናባኻ
@zebibberhane615
@zebibberhane615 5 лет назад
Ata berhin kemaka dbelu eske yebzahayom eritrea si mat deybeselu sebat two delewwa dgerm eyu alem abey betsiha ala nsatom ka ndhrit kem shinti gemel bejakum ezom knzi thsbu sebat hangolkum mtsgan yedlyo alo dngl lbi ember dngl sga entay kabselkum eyu nskatkum ke dngl dikum ab dlyetkum ktendru tsenihkumus dngl diki elkum ka thatu mhferi dbhal ekoeyu dey bulkum bejakum temahayeshu
@user-im7lp7fm8t
@user-im7lp7fm8t 5 лет назад
ክቡር ሓዊ እቲ ዘረባ ኣብ ድንግልና ኣይኮነን ዝዛረብ ዘሎ ንምንታይ ሓስያትኒ እያ ዘብል ዘሎ
@ሆሳእናንወዲዳዊት
Enjera EZGi Blae.
@extrainfoonline
@extrainfoonline 5 лет назад
Brhane Haile 1ይ-ድንግልና ኣይኮነን እቲ ቀንዲ ጉዳይ ቃል ፈጣሪ ምኽባር እዩ ነብስና ብኹቡር ዋጋ እያ መጺኣ እየሱስ ክርስቶስ ኣብ ክንዲ ሓጢያት ናይ ኩሉ ሰብ ኣብ መሰቀል ተሰቂሉ ስለ ዚ ቃል ኣምላኽ ቕድሚ መርዓኹም ስጋዊ ርክብ ከይትፍጹሙ ዝብል ኣንቢብካ ወይ ሰሚዕካ ክትከዉን ተስፋ ይገብር ብምቅጻል ሓንቲ ጓል ድንግልናኣ ብዘይከዉን ይኹን ወላ ብፍታዋ ንብጻያ ኮነ ነ ኣፍቃሪኣ ክትህብ እንከላ ዓቢ ናይ ሞራል ሃስያ እዩ ዝገብረላ ምናልባት ኣነን ንስኻን ኣወዳት ስለ ዝኾንና ከም ሓደ ተራ ነገር ጌርና ክንወስዶ ንኽእል ኢና ግን እዚ ብጣዕሚ ጊጋ እዩ። 2ይ-ነቲ ወዲ ኸ ድንግልንኡ ከም ዝፈረሰን ከምዘየግደስ ጌርና ክንወስዶ የብልናን ድንግልና ኣብ ንክልቲኡ ጾታ እዩ ዝዉክል ኣብዚ ወላ እቲ ወዲ ነታ ጓል ብድንግልንኡ ክጸንሓ ኣለዎ ሽሕ ግዜ ናይ ወዲ ድንግልና ንኽትፈልጦ ከቢድ እንተኾነ ግን ኣየድልን እዩ ኢልና መደምደምታ ክንገብር ኣይግበኣናን እዩ ቃል ኣምላኽ እዩ ቅድሚ መርዓኹም ስጋዊ ርክብ ኣይትፈጽሙ ዝብል ቃል ክንክተል ይግበኣና። ሕልና ናይ ዉሽጢ ሕጊ እዩ እዚ ካብ ኣምላኽ ዝተወሃብናዮ ድኣ እምበር ብምርጫና ዝወሰድናዮ ኣይኮነን ስለዚ ኩላ እዛ ነብስና ናይ ፈጣሪ እምበር ናትና ኣይኮነትን ሰይጣን ከም ድላይካ ንኽትከይድ ቃል ኣምላኽ ንኸይንኽተል ብዝኮነ መንገዲ እዩ ዝፍትነና ስለ ዚ ንስኻ እዉን ብዘይፍላጥ ዝተዛረብካዮ ዘረባ ደጊምካ ሕሰበሉ ኢኻ ምኽንያቱ ኣምላኽ እምንቲ፣ ሕያወይቲ ፡ፈቃር ጌሩ ንክህበካ እንዳ ኣመንካ ቃሉን ንከተኽብር እዩ እዚ ወድሓንካ ኣምላኽ ንኹላትና ደቁ ይሓልወና።
@ትግራይምልባማ-ፀ4ፈ
@ትግራይምልባማ-ፀ4ፈ 4 года назад
@@extrainfoonline fetari edmen tenan yhabka
@chakurmedia
@chakurmedia 5 лет назад
እዞም ዛራ ዝብልኹም ሲ ክፈትወኩም ማዓት እየ ሰልፍ ኮንፊደንስ ኣበትኡ ኣሎ ውቲ ሪኢቶ ላይክ ኮመንት ናባና ግደፍዎ
@filimonahferom5211
@filimonahferom5211 5 лет назад
ቦው ኣንታ ቻኩር ሕጂ ከኣ ኣብዚኣዶ ረኺበካ ኣንታ ድንግል
@amanueltuamzgi3688
@amanueltuamzgi3688 5 лет назад
Müller asli
@ሃገረትግራይዓዲቶምጀጋኑ
ለነገሩ በጣም የሚያስተም ነው ነገር ግን ድንግልና ልብ ነው እንጂ ሌላ ነገር ግን ድንግል እያለችም ደም ላይታያቸው ይችላል በደም ምክንያት ግን ድንግል አይደለችም እዲባል አይችልም
@user-hv3ox9fy3r
@user-hv3ox9fy3r 5 лет назад
ድንግልና ኣገዳሲ ኣይኮነን ክንብል ንኽእል ኢና ድንግልና ዘይብላ ጋል ድንግል እየ ዘለኹ ክትብለካ ኮላ ግን ብጣዕሚ እዩ ዝሕርቐካ ኮሙኡ ውን ኣብ ልዕላኣ ዘለካ እምነት ተጉድል ዛራ ፍልጠት ድማ ብሕጽር ዝበለ ከም ስማ ዛራ ፍልጠት ኣጆኹም ቀጽልዎ...................
@extrainfoonline
@extrainfoonline 5 лет назад
ደጋፊ ያቆብ ዳዊት ደጋፊ ያቆብ ዳዊት aytgage dnglna agedesai iyu slemntay ilka sle zeyhatetka gn ayfeletkan bzkone neteom ab kebabika zelew akshishti hteteom ika zfeletka mesiluka bedl aytzareb fetari bzey mkniyat aygeberon btewesaki gele awald ms dlnglnen enkelewa rkb ab zgebralu ewan dem zeykfesen ykel iyu bgele agatami gn hade mealti gn yfess iyu kulu gzie nfrdi ayntehawek
@user-hv3ox9fy3r
@user-hv3ox9fy3r 5 лет назад
@@extrainfoonline ኣነ ዝዛረቦ ዘለኹ ካልእ ንስኻ ትብሎ ዘለኻ ካልእ ነናህና ኣርእስቲ ሒዝና ኣለና ኣባሃህላኻ ኣይተረዳኣንን ከመይ ማለት እዩ England's ኣገዳሲ እዩ? ነቦይ ቀሺ'ኸ እንታይ ኢለ እየ ካሓቶም ድንግልና ኣገዳሲ ድዩ ኢለ ድየ ካሓቶም እዚኣ ግን ናዓኻ ክሓተካ ድንግልና ኣገዳሲ ድዩ ወላስ ኣይኮነን?
@dejenog5831
@dejenog5831 5 лет назад
@@user-hv3ox9fy3r kem zmesleni dnglna maletu key kewun england zbl zelo
@aminzobelay2680
@aminzobelay2680 5 лет назад
Misaki aleku
@erinatey9703
@erinatey9703 5 лет назад
Dawit yakob dengelna agedasi endhen zeykoynu nementay ke tahata bezaba denglna meknyatu esa wen eko endehen hatikaya nwkeytkesreka dengel eye ketbel tekel eya so dengel mehtat agedasi aykonen.
@meadyzete7356
@meadyzete7356 5 лет назад
ይቕረታ ዛራ ፍልጠት ድግልና ንነብስኻ ድኣ አንበር ንሰባኣይካ ወይ ንሰብይትካ አይኮነን ካብተን ዓሰርተ ትአዛዛት ሓንትይ ኣይትዘሙ አዩ ዝብል
@abelbereket1759
@abelbereket1759 5 лет назад
Tgw Tem xbuk aleka
@hawaeritrea1247
@hawaeritrea1247 5 лет назад
Xbuk alekha hawey or sister, gn hji sided bezikhu, gal tirekhbo buzukh eyu,
@Peace-zf1br
@Peace-zf1br 5 лет назад
Kkkkkkkkkkkk nice joke
@meadyzete7356
@meadyzete7356 5 лет назад
Hawa Eritrea ሓፍተይ ሓቅኺ ኣለክይ ግን አትይ ብዝተፋላለየ ዘጋጥም ዓመጽ ወይ ውን ካልአ ኣይከንኩን አይለ ብሓፈሻ ትርጉም ድንግልና ንምፍላጥ አዩ
@loveiseveryday8416
@loveiseveryday8416 5 лет назад
Tezaribe elka dika dnglna bkemey mknyat kem zfers kthbreka xeniha gdn aykone bsgawei rkb kferes ente eti aytzemu zbl afkan gbrkan da bebeynu keykewn
@hewatasgadom8257
@hewatasgadom8257 5 лет назад
አነ ዝሐወይ ብልቢ ከማኽረካ ጋል ጋል ጸኒሓ ከላ ደም ዘይፈሳ ጋለንስተይቲ አላ አነ አብ ቅድሚ አምላኽ እቲ ሐቂ ይሕብረካ አለኩ ክንደይ ደቀንስትዮ አብ ሀገርና ተገፊዔን ደም አይፈሰሰን እንዳበሉ
@user-pp3tq6co4p
@user-pp3tq6co4p 5 лет назад
ኣቤት እወ: ኣብ ሕብረተሰብና ክንደይ ብዘይወዓላኦ ተገፊዐንን ተዋሪደንን ይኾና። ምስኪኖት
@yostinaberhe5422
@yostinaberhe5422 4 года назад
Hewat Asgadom ከምዛ ናተይ 😰😰😭😭😭 ምስ አፍቃሪየይ ብከምዚ ተፈላልየ 😭
@meronmengstab3842
@meronmengstab3842 2 месяца назад
Ajoki haftey nateki zebelo fetari hezwo alo ​@@yostinaberhe5422
@musiejohn2260
@musiejohn2260 5 лет назад
thanks so much for your patience and your skills to teach all of the empty mind and narrow minded idea of our people.I recommend evry people to respond a positive comments and motivation this open mide young lady which is giving us nice education and counciling of our bad behavior and cultural damage thanks again
@ha-nu9ne
@ha-nu9ne 5 лет назад
ወይፀገም ሓደእቲ ድንግልምፅናሓ ዘይምፅናሓ ንባዕላ እዩ ምክንያቱስካብቶም ናይ አምላክ ትእዛዛት ስለ ዝወፀት ካብኡ ድማ ድንግልኩላ ደም አይፈሳን ዘይፈሰነን አለዋ እየን ድንግልና ካአ ግድን ብስብአይ አይኮነን ዝከይድብቡዙ መንገዲ አዩ ዝከይድ አወዳት ግን አይትአምኑን ንጉሱ እዩ ተችግርኩም እና ድንግል ጋል ዘይኮነትስ ድንግል ልባዊ ጋል ክትረክቡ ፀልዩንሱ እዩ ዘድሊ
@samisamuel6782
@samisamuel6782 5 лет назад
*ቁሩብ ሲ ናይ ስጋ ጌርክያ መስለኒ። ንምንታይ ትጥብሮ፡ ሓቂ ምዝራብ ዉን ድንግልና ናይ ሕልና ከምዘለካ ዘርኢ ኢዩ። ካብ ናይ ስጋ ድንግልና ከኣ ናይ መንፈስን ናይ ሕልናን ድንግልና ይበልጽ መስለኒ። መደብኩም ብጣዕሚ ዝነኣድ ዩ። thank you*
@johnhaile8500
@johnhaile8500 5 лет назад
ኣሎ ደም ዘየውጽእ ድንግልና እምነትካ ኣይተግድል በዚኣ ደውለለይ 0019024023833
@genetgeryeiamproudoftigray3032
እዋይ ኣወዳትስ ግርም ኢኩም ትቡሉኒ ሓደ ሓደ ጊዜ ባዕልኩም ትቅጥዑ ባዕልኩም ትዛረቡ ጉድ እኮ እዩ ሕጂ ከኣስ ድንግል ኣይኮንኩን ደልየ ይበል ታይ ደሊካ ድኣ ናብ RU-vid ተቅርቦ ኣለካ በዚ ሃስስ ከይብል ፍቅረይ በሉ ሕማቅ ከይትምህሩለይ በጃኩም
@yaleku5546
@yaleku5546 5 лет назад
Neaki dea bealey endiye ketieki gual tigray shkor hhhhhhh hhhhh mis kalie Kea tnebri aleki semie
@vipvipvipvip386
@vipvipvipvip386 5 лет назад
Kkkkkkkkk
@genetgeryeiamproudoftigray3032
@@yaleku5546 HAHHHHHHH እውይ ክትክዝብ ናተይስ ምስቲ ናይ መጀመርያን ናይ መወዳእታን መናብርተይ ኢለ ዝሓረክዎ እየ ዘለኩ ተመስገን ፈጣሪ መፈፀምተኡ የርእየኒ
@user-jd4ti3lo9f
@user-jd4ti3lo9f 5 лет назад
@@genetgeryeiamproudoftigray3032 emo xenihato do kkkkkkkkk
@genetgeryeiamproudoftigray3032
@@user-jd4ti3lo9f HAHHHHHH ናበይ ድኣ ክተከድ እወ ፀኒሓቶ እምበር ምስ ክብርካ ምንባር ኮሪዕካን ተከባቢርካን ኢካ ተነብር ፈጣሪ ናተካ ተሊዎ ሰበይ
@ፍቅረይበዲልክኒግንሚሂርክ
ናይ ብሓቂ ዛራ ፍልጠት ብከምዚ ብዘይ ኣፍልጦ ቡዙሕ ሰብ አዩ ዘሎ አንባጋሮ ዝፈጥር አቶም ዘይትፈልጡ ዝነበርኩም ካብዚ ብዙሕ ተማሂርኩም ትኮኑ, ካብ ድልግል ጋል ድንግል ልቢ ጋል ነንቐጥዕ ምሓሸና ሶ ጹቡቅ ትምርቲ ዛራ ፍልጠት ቀጽልዮ Like አስከ ሃቡለይ ።
@eri-cg4qw
@eri-cg4qw 5 лет назад
ምሽ ሓቀይ ምስ ድንግልናኣ ዳኣ ብዘይ ድንግልናኣ
@robielokubazgi8820
@robielokubazgi8820 5 лет назад
ድንግልማለት ቃሉ ናይ ግሪኽ ኢዩ፡ ትርጉሙ ድማ ግብረ ስጋ ክሳብ መርዓ ወይ ድማ ክሳብ መወዳእታ ከይፈጸምካ ምጽናሕ ኢዩ ። ድንግልና ድማ ኣብ ብዙሕ ይኽፈል 1/ድንግልና ስጋ 2/ ግንግልና ነፍሲ 3/ ናይ ሕልና ድንግልና ድማ ተባሂሉ ክዝርዘር ይኽእል ኢዩ ። ኣገዳሲ ድዩ ንዝብል ግን ብርግጽ ኣገዳሲ ኢዩ ንኹሉ ወዲ ኣዳም ማለት ኢዩ። ኣነ ወላ ክርስትያን ኦርቶዶክስ እንተኾንኩ፡ ብዛዕባ ኣብ ዓለማዊ ሂወትካ ዘለዎ ተራ ግን ኣዝዩ ዓብይ ኢዩ፡ ሕማም ጭንቀት ርግኣት ጥርጣሬ ወዘተ ድማ ኣብ ድንግልና ዘይብሉ/ላ ሰባት ይርአ፡ ስለዚ ብስጋ እኳ ክንድዚ ሳዕቤን ካብ ኃለዎ ብመንፈስ ማለት በቲ ኣምላካዊ ባህሪ ኸ ከመይ ይኸንውን ? ሕልናና ዝመልሶ ኢዩ,ሞ ድንግልና ንምሕላውስ ንጋደል ደኣ ።
@dembehaki9939
@dembehaki9939 5 лет назад
ሮቤል ብሱል ሰብ ኢካ ኣብ ሓሳብካ ይሰማማዕ አየ
@robielokubazgi8820
@robielokubazgi8820 5 лет назад
@@dembehaki9939 ክቡር/ቲ ሓወይ/ተይ የቀንየለይ፡ ብስለትስ ካባኹም ደኣ ።
@sultanbarnobas4112
@sultanbarnobas4112 5 лет назад
መቸም ኣድኒቀ ኣይጸግበክን እየ ክብርቲ ሓፍትና ኩሉ መደባትኪ ከም ማይ ኣብ ምድረበዳ ከም ኦክስጅን ኣብ ዉሽጢ ባሕሪ እየ ዝብህጎ ብዝያዳ ግን ስምኪ እንተ ተላሊና ደስ ምበለና በርትዒ ኣጆኺ
@oneonly7626
@oneonly7626 5 лет назад
Samrawit laviyo tebhale gazetena Eri TV medeb mager tekreb
@awetmebrahtomawetmebrahtom3869
ዋውው ኣዳለውቲ ዛራ ፍልጠት ናይ በሓቂ እዚ ትገብርዎ ዘለኩም ስራሕ ኣዝዩ ሓጋዝን ጠቓምን እዩ የቐንየልና ከኣ ኣጆኹም
@ghebriel932
@ghebriel932 5 лет назад
Bunet kab kulen channel nskum tbelxu gn bzuh zgerefekum alo! ኣብ inbox ሪኢቶ ክጽሕፈልኩም ይክእል ዶ? Love u Deqi Erey mearey
@ወዲኣስመራጻዕዳ
@ወዲኣስመራጻዕዳ 5 лет назад
በቓ ከም መሸማዕ እክሊ ክትስፈ ክትፍታሕ ዋይ ጋል ትረኽቦ! !
@samsongebrihiwot9889
@samsongebrihiwot9889 5 лет назад
Go on head for more knowldge ጅግና ጋል ኣንስተይቲ በርትዒ ዝያዳይ
@dahlakdahlak8518
@dahlakdahlak8518 5 лет назад
Selam neakume Zara feltat Simay dahlak yebhal ezi teblo zelkni kulu haki eyu ane hanti kabteni mes denglan zaywlda eye megmerit geze mes sebayy zetrkbkulu geze kaniza enber dem ayrakuni yeblkume Thankes.............
@Faraholland
@Faraholland 5 лет назад
ጓል ኣንስተይቲ ትረኽቦ ኮይኑ ደኣንበር ክንዕውልሲ ንሕና ደቂ ተባዕትዮ ኣይንሓምቆ ኣይ ንሓማምቆ ጓል ኣንስተይቲ ብጓላ ትጽናሕ ኣይትጽናሕ ኣብ ጉዕዞ ሂወት ብዙሕ ዝጸሉ ኣይኮነን ቐንድን ወሳንን ምስታ ምሳኻ እትነብር ጓል ነብሪ ዲያ ኣብ ዓራት ጅግና ዲያ 100% ድያ ግን እንተላይ እስኻ እንተዘይኮይኑ ድንግልና ገለ ናይ ዉሱናት ደቃይቅ ወረ ናይ ጎዶሎ ፍርቂ ደቂቅ ስራሕ እዩ ጽቡቅ ምርድዳእ ኣብ ማእቶት ጽቡቅ ምርድዳእ ኣብ ዓራት ጽቡቅ ሂወት ትዛዘም ብዓወት
@Eri.Boy07
@Eri.Boy07 5 лет назад
ያ እዛ ሒርማ ከፍ ዘለዋ ዲምጻ ናይ ብሓቂ ንፍዕቲ መን ትብሃል ግን ንህዝቢ ንገርላ ጽብቅ ዝገቢር ክፍለጥ ኣለዎ። ኣጆኪ ካ ቀጽልዩ ኣለና ኣብ ገንኪ ኢዞም ዲስላዪክ ትግብሮ ዘልኩም ሰባት 30 ካ ቅሮብ ሕስቦ ኣብሎ ኡንታይ እዩ ዕልምኩም ሰብ ከይ ፍሊጥ ድኩም ደልኩም ውላስ ትግርኛ ካብ ዓለም ክጠፋላልኩም ደልኩም ኣለኩም ኢንታይ ኢዩ ዕልምኩም? ከሙ ሓሳብ ኢንተ ሃልክይም የለና ትግርኛ ኣብ ዓለም ከም ኢንግሊሽ ክንገብሮ ኢና። ሓብተይ ካ ኣጆኪ ቀጽልዩ ናይ ብሓቂ ንፍዕት ደቂ ኤረይ።
@dembehaki9939
@dembehaki9939 5 лет назад
*ጋል ብድንግላ ክትጸንሓካ ንዓካ ጥራይ ዘይኮነ ወላ ንዓኣ ዉን ተመራጺ አዩ ምክንያቱ ኩሉ ግዜ አቲ ወዲ ኣብ ዝሓረቀሉ ወይ ዝተኣስሉ አዋን ኣነ አኮ ክንደይ ዝተጻወቱልኪ አየ ኣኪበኪ አንዳ በለ ሞክ የብላ ድንግል ልቢ ምባል ብዙሕ ነብስካ ምትላል አዩ ነቲ ድንግላ ዝወስደላ ዘሎ ወዲ ከ ልባን ድንግልንኣን ዶ ኣይኮነትን ሂባቶ !ከምዚ ክብል ከለኩ ግን ክንደይ ኣለዋ ብዓመጽ ኣብ ስደት ኣብ መንገዲ ዝሓሰማ ስለዚ ነዘን ካብዚ ውጻኢ ዘለዋ አየ ጺሒፈያ ንስካ ከኣ ብዙሕ ኮለል ኣይትበል አንድሕር ንስካ ቅድሚ ሕጂ ጋል ፈቲንካ ትፈልጥ ተኮንካ ብሴክስ ምዘና ወዲ ጥዒማ ዘይትፈልጥ ተኮይና ከመይ ክብል አንዳበለት ኣብዓራት ክትመዝና ፈትን ንስክን ከኣ ድንግል ተኮንክን ድንግል ኢና አንተዘይ ኮንክን ድማ ግልጺ ኮንክን ንገርኦም*
@tsegaibadme6068
@tsegaibadme6068 5 лет назад
መጀምውርያ ዛራ ፍልተት ነመስግነኩም ብምቅጻል ናብ ደላዬ ምክሪ ሓውና ክሓልፍ ኩቡር ሓው ኣነ ልክዕ ከም ናሃትካ ኣጋጢምኒ ቁርብ ፈልየኒ ግን ኣብ ዕርክነት እዩ ናህተይ ናይ ፍቅሪ ሕቶይ ምስ ኣቅረብኩላ ንዝፈትዋ ድሕሪ ነዊሕ ግዜ ሐራይ ኢላትኒ ናይ ርክብ ሕቶ ምስ ኣቅረብኩላ ድማ ጋማ ግበረለይ እናበለት ኣዋርሕ ኮለል ኣቢላትኒ ኣነ ክኣ ቅድም ድኣ ርክብ ንፈጽም መርዓ ነርክበሉ ኢና ብምባል ንሕቱኣ ዓሽሽ ኢለ ናብ ርክብ ተጓየኩ ዋዮ ጓል ድንግል እኳ እየ ዘለኩ በል ኣዳልወኒ ጽባሕ ክገይሽ ኢየ ዕድል ሃበኒ በጃካ መን ክቅንዘዎ ሎሚ እንታይ ሙኳነይ ፈሪሐ ኣለኩ ምዓልቲ ቀይረለይ ደም ብብዝሒ እንተፈሲስንስ ሞዴስ እካ ዘይብለይ እናበለት 8 ወርሒ ምሉእ ኮለል ኣቢላትኒ ካብ መዓልታት ሓደ መዓልቲ ደፊኤ ብምእታው ተራከብክዋ እሞ ድንግልና ዘይኮነ ዓቢ ራሕባ ኢዩ ኣጋጢምኒ ናህቱስ ወረ ድሓን ሓሶታ እምበር ይገድድ ኣበይ ኣሎ ድኣ ተበልኩዋስ ሕፍር ከይበለት ኣይክኣልካዮን ጽብቅ ጌርካ ግበር ኢላትኒ ናብ ኣዒንታ ኣተኲረ ብምጥማት ብሓሶታ እናተገረምኩ ኣፍጢጠ ጠሚተ ተጋግየ ምባል ነውሪ ኣይኮነን ሓብተይ ኣነ ክኣ ንስኪ እምበር ድንግልና ኣየድልየንንዩ እዚ ክብለኪ ኮሎኩ ግን ከይ ሓባእኪ ናጻ ኮይንኪ ምስእትነግርኒ ኢዩ እተበልኩዋ መልሓስይ ኣይቅይርን ኢላ ኣቅቢጻቲኒ ከባቢ 3 ወርሒ ብሓንሳብ ጸኒሕና ኣነ ግን ኣይተውሓጠለይ ልበይ ውን ኣይቀሰነን ሓደ ምዓቲ እከ እንታይ ኢላትኒ እንዳተራከብና እንከለና ዝበለቶ ድያ ረሲዓስ ዋላ ጉድኪ ኢዩ ውጺ ኢልዋ እንታይ ኢኩም ደቂ ተባዕትዮ ስጋዊርክብ ክትፍጽሙ ከለኩም ክሳብ ልብኩም ዝመልቅ ተስተንፍሱ ሓጎስ እኮ ኢዩ ከምኡ ዝገብረ ኣይትብለንን ሓጎስ ማለት እቲ ናይ ቀደም ዓርካ ማለት ኢዩ ናህተይ ጉዕዞ ሓሳዊት ኢኪ ብምባል ተፈልየያ ስለዚ ኩቡር ሓው ንስካ ግን ከምዚ ናእተይ ግበር ኣይብለካን ኢየ ገማጢልካ ፈትሻ ኣስተውዕል ክኣ ንኣእሙረካ ክኣ ንሳ እምበር ድንግልና ምሳካ ከምዘይ ነብር ኣእምኖ እበር ሓሶሲ ኣላተን፡፡
@MDMEDIA647
@MDMEDIA647 5 лет назад
Tsegai Badme it’s so funny bro Hagos maleta gn mnalbat smiet kmexeka kelo thgoso nea keytkewn
@never664
@never664 5 лет назад
ዋው ዋው! ድምጽኽን ኣገላልጻኽን ናይ በሓቒ እየ ዘድንቐኪ ኩሉ ግዜ እየ ክሰምዖ ዝብህግ ዶብ ሓሊፍካ ከይትብልኒ እንበር ፍቓደኛ እንተኾንኪ ምሳኺ ክላለ ምደለኹ, I'm waiting you to give me a feed back . Thanks
@africaafrica3915
@africaafrica3915 5 лет назад
ኣነ ኢዛ ጋል ብጣዓሚ ፈቴያ በጃኩም ኢባ ኣድረሽኣ ሓብረኒ
@Samiazmarino
@Samiazmarino 5 лет назад
ዛራ ፍልጠት ዋውው ዛ ጋል ካናሪ ዝኾነ ድምጺ ኣለዋ ከም ኡ እውን ምሃሪ ዝኾነ ትሕዝቶ ብዛዕባ እዚ ምኽሪ ናይ ድንግልና እንተ ድኣ ኮንኪ ድንግልና ስለ ዘየፍረስና ምኽሪ ክንልግሰሉ ኣይንኽእልን እቶም ዝፈልጡ ይለግሱሉ ባዕልኻ ዘፍረስካያ ክኣ ይግበረልካ ሓውና
@bereketyhidego4669
@bereketyhidego4669 5 лет назад
Btaemi yemesgneka
@jerusalemgebreyesus233
@jerusalemgebreyesus233 2 года назад
ጊዲን ኣይኮነን ደም ኪትሪኢ።ኢዚ ኣብ ቢዙሕ ጊዝየ ዘጋጠመ ኢዩ።ሓደ ጊዝየ ቀደም ማለተይ ኢዩ፡ቡዙሓኣዋሊድ ደም ሲለ ዘየራያ ቢ ዳርባ ኢምኒ ኢቒተላ ነይረን።ዲሕሪ ዚ ኣደታት ጠሪዐን መርመራ ተገይሩ ናይ ተፈጥሮ ቡዙሓት ከም ዘለዋ ተፈሊጡ። በዚ ኸኣ ቀሲኖም ሓዳራኦም ኪገብሩ ጀሚሮም።
@yonathanberaki266
@yonathanberaki266 5 лет назад
ጽቡቕ መብርሂ ሓፍትና ምግላጹ ይወስኸልኩም ዋና ነገር ልቢ ኢዩ ኣገዳሲ።
@atakltielias
@atakltielias 5 лет назад
ድንግልና ልዕሊ ዝኾነ ይኹን ኣካል ክብሪ ነታ ጓልዩ፡ ካብኡ ሓሊፉ ብዓመጽ ድዩ ምትላል ድንግልንኣ ዘጥፍአት ኣደዳ ሕስረት ክትከውን ቁኑዕ ኮይኑ ኣይስመዓንን፡ ነቲ ሓቂ ብግልጺ ንመጻምዲ ምክፋል ግን ኣዝዩ ኣገዳሲ ኮይኑ ይስመዓኒ፡ ከምኡ ውን እቲ ወዲ ካብኡ ተረፈ ልቢ ይቕናዕ ቃልኪዳን ይጽናዕ፡ የቐንየለይ።
@user-yz8db4pg2w
@user-yz8db4pg2w 5 лет назад
ብርግጽ መጀመርያ እቲ ወዲ ጌጋ ኔሩዎ ዋላ ፍቕሮም ውን ግሉጽነት ኣይ ነበሮን ፡ሚኽንያቱ እቲ ወዲ ድሮ መርዓ ዘይ ኮነ ከሓታ ኔሩዎ ኣብ መዓልታዊ ርክቦም ድሕረባይተኣ ከሓታ ኔሩዎ ፡ሚሕታት ጥራይ ዘይ ኮነ ህድእ ኢሉ ወይ ብዕርክነት ወይ ውን ኣብዚ ንርእዮ ዘሎና ተካል እዋን ኣሕዋትና ብግዴታ ኪብረን ዪቕንጠጣ ኣሎዋ ስለዚ ሕሉፍኪ ኣይ ኣገድሰንን ዩ ጥራይ ካብ ሎሚ እምንቲ ኩንለይ ኢሉ ብዛዕባ ሑልፋ ናጻ ኮይና ከም ተዕልሎ ሚገበረ እንበር መርዓ ሓሊፉ ኪራኸባ ሚስ ቀረበ ደኣ ንሳ ውን ሓቃ ያ ኣበይ ጸኒሑ ዩ ሕጂ ዝሓተኒ ኪትብል ያ ብ ዝ ኽ ነ ን ፍ ቕ ሪ ግ ሉ ጽ ነ ት ያ ፈ ው ሳ
@user-yz8db4pg2w
@user-yz8db4pg2w 5 лет назад
@@bereketyhidego4669 ኣኸለ መጀመርያ ኪትተናኽፋ ኮለኻ ጊኒብኒብ እንተ ኢላ ደኣ ብፍላይ ኣእዳውካ ናብቲ ስሚዒታ ዝቐስቕሰላ ወስ ኪትብልኮለኻ ጸግ እንተ ኣቢላትካ ከምኡ ድማ ኣብ ሙድ ኣእቲኻ ንመስርሕ ኣብ ሚድላዋት ኣብ ዘለኻሉ ናብ ነብሳ ሚስ ቀረብካ ኪትድሕር እንተጀሚራ ኣኸለ ሓቃ ያ ኣብ ስርሒት ድማ ቁሩብ እንተ ሒዙኳ ፈለማ ኣብቲ ጫፍ ኣኸለ ሓቃ ያ ንሓደ ዓርከይ ልክዕ ከምዚ ናትካ ኣጋጢሙዎ ኔሩ ድሕሪ ሳልስቲ ናይ ርክቦም ናብ ሕክምና ወሲዱዋ ኣብ ጀርመን ዩ ንመጀመርያኣ ሚስኡ ከም ትራኸብ ዘላ ነጊሮሞ ንዓይ ውን ተማሳሳሊ ኣጋጢሙኒ ኔሩ ኣነ ግን ድሕሪ ለላና ጽቡቕ ከነዕልል ሚስ ጀመርና የ ዓርኪ እንተኔሩዋ ሓቲተያ ፡በፉጹም ከም ዘይ ነበራ ነጊራትኒ ኣነ ከኣ ረጎደ ኢለያ ታ ንራኸበላ መዓልቲ ንጽበ ኔርና መጽያ ተቃቢጸያ ድማ ከም ተጸበኽዎ ኣይ ጸንሓን ማለት ደም የሎን ኢሂ ደኣ ትሕስውኒ ኢለያ እንተኾነ ጓል ከባብየ ስለ ዝኾነት ኣነ ውን እንድዒ ብስውር እንበር ብቁሉዕ ኪትዘውር ርእየላን ሰሚዐላን ሰለ ዘይ ፈልጥ እንተኾነ ኣብ ዓዲ ኣዝያ ትሃልኽ ሚንባራ ከሙ ውን ዕድማ ከባቢ ዕስራን ሓሙስተን ጌራ ብምንባራ ምስ እዚታት ኣተኣሳሲረ ዋላ ሓደ ኣይ በልኩዋን እንበር ብ ጊደ ሓቂ ከም ሚትላል ዩ ዝቕጸር ካብ ሎሚ ዝሓሰወትኒ ኢልካ ከኣ እምነት ከተጉድል ትጅምር
@jesusisouraim.8487
@jesusisouraim.8487 5 лет назад
ግን ንሱ ኸ ድንግል ዶ ነይሩ ይኸውን፧ ብኸመይ ንፈልጥ፧
@KokobYasus
@KokobYasus 5 лет назад
Exactly God bless you
@selinasimon8284
@selinasimon8284 4 года назад
Kkkkk bhaki alki
@Peace-zf1br
@Peace-zf1br 4 года назад
@@KokobYasus wedi ko kulu gezz degel eyiu
@Peace-zf1br
@Peace-zf1br 4 года назад
@@selinasimon8284 wedi ko kulu gezza degele eyou
@amobileamo9195
@amobileamo9195 5 лет назад
ብጣዕሚ እዚም ዛራ ፍልጠት ትባሃሉ ቀጽልዎ ዝብላዕ ምኽርኹምዩ ሶ ላክ ኮመንት ናባና ግደፍዎ
@blinablinikura1073
@blinablinikura1073 5 лет назад
Kulu hade aykonen hawey malet dingel kola bizey dem wun kitiafrso tiikhiel malet biqanza trah thanks
@xtqmxuxm5958
@xtqmxuxm5958 5 лет назад
ኣነ ንባዓለይ ምስ ዝፈትዋ ፍቅረኛይ ተባኢስና ምክንያቱ ቅድሚ ምስኡ ርክብ ምፍጻመይ ምስ ማንም ርክብ ዝባሃል ኣይነበረን ድንግል እየ ኢለ እየ ዝታኣማመን ነይረ ቅድሚ ምንም ምፍጻምና ግን ንሱ ን3 ዓመት ተጸቢዩኒ እዩ ትሕቲይ ዕድመ ስለዝነበርኩ ብድሕሪ እዙይ ግን ርክብ ኣብ ዝፈጸምናሉ ዕለት ኣነ ድንግል ከምዘይኮንኩ እዩ ኣሪኡና ደጊጸ ንባዓለይ ንሱ እውን ደንጊጹ እንታይ ከምዝብል ዓቅለይ ጸበበኒ ምስ ማንም ርክብ ዝባሃል ግን ኣይነበረን ክኣምነኒ ኣይካኣለን ሕጅ ግን ተፈላሊና ኣነ ኣብ ስደት ኣለኩ ሕጅ ንሱ ኣብ ዓዲ ኣሎ ንሱ ይጽበየኒ ኣሎ ኣነ ግን ኣይኮነን ዶ ምስኡ ክነብር ምስ ካሊእ ሰብ ከማን ምቅራብ ምልማድ ኣቢዩኒ ኣሎ ጓል ብዘይድግልናኣ ኣብ ዓይኒ ወዲ ዋጋ የብላን ዝብልዎ ምስላ እዩ ዝስመዐኒ እስኪ ሓሳብኩም ሃቡኒ ሙቁራተይ ከ ከሙዙይ የጋጥም ድዩ ወይስ ኣብ በይነይ እዩ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@lloveyoutigray4348
@lloveyoutigray4348 4 года назад
Agoki zyaday
@ተመስገንኣምላከይየድንግል
ኣብ በይንካ ኣይኮነን የጋጥም እዩ ዓርከይይ 💚💚
@enaedemaey22ey3emathayruea4
@enaedemaey22ey3emathayruea4 5 лет назад
ኣነብወገነይ አወ ey ዝብል klatn denagl eyknan ደም zefssa zeyfssa alewa
@berislsl2119
@berislsl2119 5 лет назад
አይ አወዳት ብዝኮነ አነ ናይ ሃይስኩል ተምሃሪት ከለኩ ምስ መመሃርተይ ብፍቅሪ ወዲቐ ግና ድንግል እየ ነይረ አንሶላ ክንጋፈፍ ከሎና ግን ብጣዕሚ አሒሙኒ ግና ደም አይፈሰሰንን ብጣዕሚ ደንጊፀ አፍቃርየይ ግን ምንም ማለት አይኮነን ኢሉኒ ብዝኮነ ዝሐለየለይ ከይመስለኩም ዝሓብዐኒ ነገር ስለ ዝነበሮ እዩ።
@ሄሩቅዱስሚካኤልዋስጠበቃዬ
ልክዓለኪ ክብረተይ ኣነውን ካማኪ የጋጥምእዩ ግንኣበይነይ መሲልኒ ነብሰይ ጠርጢረያነይረ ግንጠፈጥሮእዩ
@user-pc9wk2vf1k
@user-pc9wk2vf1k 5 лет назад
Haftey natey ajoki kexlyo habibtiy ana
@yabkidues9460
@yabkidues9460 5 лет назад
Eway gudi amlaki tium eza si natey hiwet eya lomi gizu akilu melsi rekibelu ane rikibi zibhali gere ayifelitni neyere shu mis sebaye gali eye zeleku elyo 100%sure neyere dahri gen kemzi zibelikiyo hafty nishtye yihmimuni dihri welhanti demi keyfeseni geni kofi mibali keluni hanti qola alatini gen nisu kuli gezi hito yikoneni neyru lomi melisu rekibe Thanks alot 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@ሃገረሰማእታት
@ሃገረሰማእታት 5 лет назад
ሰላም ዛራፈልጠት ደለይ ፈኽርን ክልኹም የሕዋትን አሓትን ድንግልና ብቡዙሕ ነገራት ከፈርሰን ሰለ ዝኽእል ሓደራ መለት አምላኽ ይቅረ ይበለልና እንበር ወላ ብሕዎተን ብወለደን ክከወን ዝኽእል መለት እቲ ዝተረፈ አብዚ መደብ ተዘርዚሩ ኣሎ ዝተረፈ ዛራ ፍልጠት ወዲአሞ ባዕሎም ። አንትን የሕዎትና ከአ ከይከስሮ እናበልካ ሓሶት ግደፋ ኣብ ሓቂ እዩ ዘሎ ፍቅሪ
@tebae1972
@tebae1972 5 лет назад
ኣነ ከማን ከምኡ ኣጋጢምኒ ብጋለይ እየ ደለኩ እላትኒ ግን ወላሓንት ደም ኣይራኣኩን but, I dont't mind it ኣይተመራኩን ኣርከይ እያ ነራ። so, ኣብ ሓዳር ግን ከመይ ለባም እያ እዩ ኣገዳሲ ንዓይ ድንግል ብዙሕ ኣጋዳሲ ኣይኮነን።
@mastakiyuluwameyy1341
@mastakiyuluwameyy1341 5 лет назад
Berie wedi senafe the
@tebae1972
@tebae1972 5 лет назад
@@mastakiyuluwameyy1341 what would you like to say?
@eidabbahta9
@eidabbahta9 5 лет назад
Berie wedi senafe ane gual eye bdingley kea temerie gin dem aywetsanin.slezi haqa kitkewn tkiel eya.
@tebae1972
@tebae1972 5 лет назад
@@eidabbahta9 ሓቂ ክንዛረብ ገሊክንስ ትውስካላ ከይትኾና ድንግል ኣለኩ ምባል ክብሪ ይስምዓክን ከይከውን kkkkkkk.
@eidabbahta9
@eidabbahta9 5 лет назад
@@tebae1972 dlayka kitmlis meslka eyu but i told you from my experience and my husband trusts me.
@USA-w9q
@USA-w9q 5 лет назад
Keysmaeka nab comment deateka neal abzi neaa b like asanyeni 1st naxhafku ye kea
@ፍቅሪህያብፈጣሪአዩ
ድንግልና ዋጋ የብሉን ዝብሃል ነገር የለን ዋጋ ተዘይ ህልዎ ከፋት ኮይኑ ምተፈጥረ ዋጋ የብሉን ክንብል ከለና ደቂ ኣንስትዮ ኣሕዋትና ምስ ድላይክን ደቅሳ ንብል ኣለና ማለት አዩ አታ ሓቄኛ ጋል ነቲ መናብርታ አያ ተረክቦ ነገር ግን ኣብዚ ዘለናዮ ዘበን ደቂ 15 ዓመት አንተኮይነን አንድየን ሰለፈን ዝቀልዓ ምስ ግዜ ክንጉዓዝ ይግባአ ኣብ ሓዳር ድማ ብወገነይ ቀዳማይ ኮይኑ ዝስራዕ ግልጽነት ክህሉ ኣለዎ
@user-ez8pu8bb3r
@user-ez8pu8bb3r 5 лет назад
Melsi eya kibretey dnglna agedasnet tezeyhlwo neyru eti luul fetari kefat geru mfetero
@angshafssha5216
@angshafssha5216 5 лет назад
Really
@nevergiveupihopeoneday7127
@nevergiveupihopeoneday7127 5 лет назад
Bravo
@loveurself9643
@loveurself9643 5 лет назад
Kemzi endihir kitbl konka nska wn emun konka kitxenih aleka ,
@tikuegoitom2183
@tikuegoitom2183 5 лет назад
መንእሰይ ጽቡቅ ኣፍልጦ ክህልዎ ዓቢ ታራ ዘለዎ So Thanks
@user-xn6hm4uf6u
@user-xn6hm4uf6u 5 лет назад
በስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን፡ ሰላም ንኹልኹም ስድራቤት እግዚኣብሔር ኣምላኽ ከመይ ትኾኑ፡ብምቕጻል፡ 1ይ)ድንግልና ናይ ሓንቲ ጓል ሄዋን ልዕሊ ኩሉ ኣካላታ ክብራ ድንግልናኣ ኢዩ፡ክሳዕ ዕለተ መርዓዓ ንዓዓ ዝመስል ክሳብ ትረክብ ተመሪዓ ቤተ ክሳዕ ትሕዝ ግድን ብድንግልና ጸኒዓ ክትነብር ኣለዋ፡ወዲ ውን ኮምኡ እዚ ድማ ሕጊ እግዚኣብሔር ኢዩ፡ 2ይ)ብድንግልና ተዘይ ሃልያ ቅድሚ ዝኾነ ይኹን ነቲ ዝሓተታ ወዲ ድንግልንኣ ከም ዝሸጠት ጥራያ ከም ዘላ ክትሕብር ይግባእ፡ኮምኡ ውን ወዲ ምኽንያቱ ልብን ኮላሊትን ዝምርምር እግዚኣብሔር ስለ ዘሎ፡ 3ይ)እቲ ወዲ ብድንግልና ጸኒዑ ኮሎ ድንግልንኣ ኣፍሪሳ ድንግልንኡ ብኾንቲ ምስ እተፍርሶ ትሓታቲት ንሳ ኢያ፡ኮምኡ ውን እቲ ወዲ ንብዓሉ ድንግልንኡ ሸይጡ ንድንግልናኣ ይቛጻጸር ተልዩ እግዚኣብሔር ኣምላኽ መቕጽዓቱ ከም ዝህብ ንፍለጥ ምኽንያቱ ኣብ ዓይንኻ ዘሎ በሰል ዘይርኣኻ ስለ ምንታይ ኣብ ዓይኒ ሓውኻ ዘሎ በሰል ትሪኢ ስለ ዝብል መጽሓፍ ቅዱስ፡ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዘስተዉዕል ልብን ኣእምሮን ይሃበና ክሳዕ ዕለተ መርዓ ብድንግልና ጸኒዒና ክንጸንሕ ብምሕረቱ ይጠምት ኣሜን፡ ምስጋና ንእመ ኣምላኽ ድንግል ናይ ደናግል ድንግል ማርያም ይኹን ኣሜን
@erionelove5182
@erionelove5182 5 лет назад
Wow intersting lesson every couples kifeltiwo zelewom zaba especially boys afilitom whudat eyuom and they didnt give 1st to n fikiri kedaminet kithibo aleka enber dingilna ko siga eyu well ab wishitawi bahrin n kibri abka kemey alewa tray kitagib aleka nisu eyu misaka kikibreka enber dingilina aykonen kekibreka
@WintaKidane-h6t
@WintaKidane-h6t Месяц назад
mhur yqtelka zbhal msla azekirkni sleti mkrkin agegelalxakin keyemesgonki zeyhalif❤❤❤❤❤❤
@MESERET-FLTET
@MESERET-FLTET 5 лет назад
ሰላም ሓወይ ደላዪ ምኽሪ ፡ከምዚ ትብሎ ዘለኻ ንዓይ ኣጋጢምኒ ነይሩ እዩ። ከምዚ ዛራ ፍልጠት ዝገለጽዎን ካልእን ምኽንያት ስለ ዘሎ ግን ዓርከይ ሓሲያትኒ ኢያ ኣብ ዝብል መደምደምታ ኣይበጻሕኩን። ብዝኾነ ግን ኣብ መወዳታ ክብለካ ዝደሊ እንተሎ ኣብ ካልእ ፍቕራዊ ሂወትኩም ዝጉዶሎቶ እንተሎ ድኣ እንበር በዚ ምኽንያት እዚ ጥራይ ኣብ ልዕሊኣ ዘለካ እምነት ከተጉድሎ ቁኑዕ ኣይኮነን።ምኽንያቱ 60 % ሓቃ ክትከዉን ተኽእሎ ስለ ዘሎ። ዛራ ገጠምቲ ግን ብኸመይ ነዚ ደላዩ ምኽሪ ድንግልናኣ ኣየገድሰንን እዩ እንዳበልካ ጎዶሎ እምነት ኮይነ ትብለና ኣለኻን ካልእን ዝብል ሕቶታትኩም ኣይተዋሓጠለይን ። እዚ ደልዩ ምኽሪ ሓሲያትኒ ብዝብል ዳኣ እንብአር ብድግልናኣ ዘይጸነሐትኒ ብዝብል ምኽንያት ዶ ጎዶሎ እምነት ኮይነ ኢሉ እዩ፧
@higw6736
@higw6736 5 лет назад
ናይ ቢሓቂ ዢዒጊብ ማልሲ ዛራ ፊልጠት ቀሲሉዎ መደብኩም ቢጣሚ ዡሑጉሲን ማሃሪን አዩ
@abraham1678
@abraham1678 5 лет назад
ክቡራት ኣቅረብቲ ዛራ ፍልጠት፡ ዝቅረብኩሞ ሓሳብ ኣዝዩ ሃናጽዩ፡ ድንግልና፡ ኣገዳሲዩ፡ ኣገዳሲ ተዘይኮውን፡ ኣምላክ ብዘይድንግል ምፈጠሮ፡ ብዘይካ ሓደ ሓደ ብዝተፋላለየ ምክኒያት ብዘይ ድንግልና ዝፍጠር፡ ብዘይ ድንግልና ስለዝጸንሐት ሓንቲ ጋል ኣንስተይቲ ጽንዕቲ ወይ እምንቲ ኣይኮነትን ክትባሃልግን፡ ቁኑዕ ኣይመስለንን፡ ምክንያቱ፡ ክምቲ ዝተገልጸ፡ ብዝተፋላለየ፡ ክም ባል ሳይክል፡ ፈረስ ፡ኣድጊ ፡ ሞቶ ወዘተ ናይ ምፍራስ ከጋጥም ስለዝኽእል።
@ሆነሊዮሁሉም
@ሆነሊዮሁሉም 4 года назад
ጽቡቅ መደብ እዩ ብሓቂ ብፍላይ ነዚ መደብ ተቅሪቢ ሓፍትና ።
@TmEriEntertainment
@TmEriEntertainment 5 лет назад
Agedasit zaeba ekum amxiekum Zara filtet. hbretesebna tehebtmiwo bmhlawkum misgana ybxahkum. Love this Channel.
@Habu98
@Habu98 5 лет назад
እንታይ እስከ ከም ዝመስለኒ:ኣብ ፍቅሪ ጉሉጽነት እንተ ዘይሃልዩ ኮንቱ ኢዩ:: እዛ ሰብ እዚ'ኣ ካኣ ኣብ ዜሮ ሳዓት ድንግል ድኺ ኢሉ እንተ ሓቲትዋ ዳኣ እንታይ ክትብሎ ትደልዩ? ብሓጺሩ ነዊሕ ካይ ጀመሩ ኢዮም ኣብ መርዓ ወዲቆም::
@zebibnegasi1989
@zebibnegasi1989 5 лет назад
እንጀራ ዓለም ብልዒይ ሓፍተይ መዓረይ
@teagestesfaldet8784
@teagestesfaldet8784 5 лет назад
Zebib Negasi nay dingil adena mariam seli gerkis!! Kibri dingilina waga yeblun nzibelatki enjera alem blie tibli aleki!! Kidmi merra leli 10 boy friends wey wshmatat military malet ko abi shurmutuna eyu! Ageb bdhriu hade meskin dass zteklelan zslman nkalie zhareswo tideli ezi mot ybehal
@zebibnegasi1989
@zebibnegasi1989 5 лет назад
@@teagestesfaldet8784 tsbukb aleka zhawey gin nihmak aytredayo buzuhat awalid alewa bsirah ykun bztefelaleye agatsamitat dinglinaen zsieina neti hasab eye kea tekebileyo enber nay zmut degafit aykonkun
@afeworktesfagabir7739
@afeworktesfagabir7739 5 лет назад
Who checked you ? when you don't believe others make sure that you are not a trusted one.
@user-hf8gv7qg4f
@user-hf8gv7qg4f 5 лет назад
እውይ የጋጥም እዩ ድንግል እናሃለየት ነገር ግን ደም ዘይረአየን ኣለዋ ቨርየድ ዘይመፅአን ውን ኣለዋ ግን ይወልዳ ስለዚ ኣሎ እዩ ንብለካ ሓውና ኣይትፅልአያ ኢካ
@knowledgespower1051
@knowledgespower1051 5 лет назад
Asey ati agedasi dkone eki geltskla btami ana nemesgn❤ and GBU
@gahdieintertaiment7036
@gahdieintertaiment7036 5 лет назад
ዝኸበርካ ደላዪ ምኽሪ እምነትካ ናብ ቦትኡ ምለሶ ፡ ቃንዛ ጥራይ ጌሩላ ደም ግን ኣይወጸትን ትብል ኣለኻ ፡ ንዓይን ንዓርከይን ከምኡ ኣጋጢሙና ፡ ሓቂ ይሓይሽ የደናግረካ እዩ ሕጂ ግን ኣበሳ የብላን እታ ጋል ኣይትበድላ፡፡
@bereketyhidego4669
@bereketyhidego4669 5 лет назад
Btaemi yemesgneka kbur hawu
@MDMEDIA647
@MDMEDIA647 5 лет назад
Gahdi Eintertaiment kurub do ketebrahaley malet neay wn kemua agatimuni.Ab etio eye temeretye klte leyti ms haderna dngle kem zeykonet eye negireya nsa gn ane bzeykaka seb keribe ayfeltn eye dngle eye elatni darga werhn ferekan behansb hadirna hji wn ms temlesku bzereba zereba ms alalnayo Hji wn dngle eye zeleku elatni I'm really confused bro what do you think help me if you now any thing about that, bro Thank you for understand me ?
@Ninotes17
@Ninotes17 5 лет назад
Bruck leyti yigberelna etom tiks enabelna kemay tisemwa zelekum
@hayugalmekelle4567
@hayugalmekelle4567 5 лет назад
ኣነ ደም ኣይፈሰሰንን ኩለና ዓሌትና ደም ኣይፈሰናን
@hayugalmekelle4567
@hayugalmekelle4567 5 лет назад
@@efremamine131 enetay da sahak moyetka
@sdet816
@sdet816 5 лет назад
ብመጀመርያ ሰላም ዛራ ፍልተት፡በዚ ትገብርዎ ዘለኹም ኣግዳሲ ምክሪ ከየመስገንክኹም ኪሃልፍ ኣይደልን ።ሃውና ደልዪ ምክሪ ውን በዚ ዚሃብኩሞ ምግለጺ ዓጊቡ ኪኸውን ተስፋ ይገብር ናይ በሃቂ ውን ገሊጽኩሞ ኢኹም።ከጺለ ኪብሎ ደልየ ደለኹ ናሓውና!ድንግል ልቢ ደኣምበር ድንግል ስጋስ ኣይመድለይን ምበልክዎ እወ ይርዳኒ ኢዩ ድንግል ኣለኹ ኢላ ኣታሊላቶ ትኸውን ግን ብዛባ ድንግልና ትዛረባ ትነብር ጓል ኣንስተይቲ ኪትእመን እንተኣ ኮይና ብድንግልና ኪጸንሕ ኣለዋ እንዳበልካ ተስሀግራ ትነብር !ንሳ ውን ንፍክሪ ኢላ ዝመሃዘቶ ትከውን ንስኻ ግን ብዛባ ድንግልና እምበር ብዛዓባ ልባ ድሕሪ ጸታዊ ርክብ ዝረከብካያ ኣይነገርካ። ብዝኾነ ኣጽር ኣቢለ ሓገዝ እንተኮነትካ ኪነግረካ ኣነ በኣካ ኣብ ሓደ ገዛ እተን ኣዋልድ ኩለን ምስተመርዓዋ ብዘይ ድንግልና ኪጸንሃ ሪኤ!ብዚኣብኤን ውን ሓቲተ ብዘይ ድንግልና ከም ዚውለዳ ነጊረሙኒ ውህበት እግዜብሀር ማለት ኢዩ።እዚ ወድሃንካ ሃወይ ናተይ ምዉቕ ሃዳር ይምነየልካ!!!!
@zementekeyrkani3463
@zementekeyrkani3463 5 лет назад
Selam neakum yikum adalewti ezi medeb bimejemerta selam kexile ane hito aleni.. Ane gal34 amet ye entekone hade kola aleni nisu ka wedi 10amet koinu ab eritrea keleku ye weludeyo abzi hiji ewan ab sidet koine hadar gere entekine gin xegem rekibe nusu ka period zibehal mimxae abini darga 1ametin 6werhun zikewin hiji gin sebayey bitaemi wilad yibihig ane win kemu buzuh gize nai tiensi mermera yigebir. Mo yebilkin yibluni period ka mimxae abuni emo entay tegeberku yihisheni haftikum delayit mikri kab okland
@bestalwayseritrea4882
@bestalwayseritrea4882 5 лет назад
My best Chanel Betami etemxewo tekami eyu kulu befelaye eza gal keteglxe keleki komu yelen Do more like that plz
@በረድቀዊዒ
@በረድቀዊዒ 5 лет назад
ኩሉ ግዜ ነጻነት ንጐል ጥራሕ እዩ ግን አብዚ ግዜ ወዲ ተባዕታን ጎል አንስተትን ማዕረ መሰል ንብል ፡እተማዕረ መሰል አልዩና ፡ስለምታይ ምስ ድንግልናይ እየ ዘለኹ ዝብላ ፡እሞ ደአ እቲ ወዲ ምቃሪቱ ድንግልና ኪፍትስ ስለ ዝደሊ ሃሪፉ ይጽበያ ፡ግን አብመጨረሽታ ሓሲማ ምስ ትጸንሖ እቲ ምኒየቱ ልቡ ይትንከፍእሞ ይጸልአ ስለ ዝሓሰወት ፡ብፍቅሪ ምስ ዝከውን ማለት ብጣዕሚ ምስ ተፍቅራ ግደፍ ጎልዋላ አመንዝራ ትንበር ኪትምርዓዋ ትግደድ ስለ ዘፍቀርካያ ፡እተዘይ ኮይኑ ስለ ዝሓሰወት እምነትካ ይጎድል አብ ልዕሊአ
@luwamama7335
@luwamama7335 5 лет назад
Selam hawey kulen ayekonan dem zewexea ente tekenzeya metaw ente abika mes dengelena ala malet eyu.
@ጽባሕ.ኸጽባሕ.ኸ
@ጽባሕ.ኸጽባሕ.ኸ 5 лет назад
thanks hbtey nhty gn nay atsekly nkle ktmhri ktbli ኡይይይይይይይይይይይይይይይይይ
@rastachanneltv7836
@rastachanneltv7836 5 лет назад
Naybhaki kaf zalki gal eki gen habasch dankur emo abay kirden elkyo sakit eyen bajaki nay zara filtet tifozo eye emo like habuni bajakum Tanks so mach daki eri
@ሓቂእየዝደሊዓንቂ
ካብ ልቢ እንዳ ኣመስገና ወናኒት ጥዕምቲ ድምጺ ድንግልና እንታይ ይገብር ሳይክል ዘፍርሶ ኣብታ ናይ ሕዳርብ ዝበልክዮ ክኣ ትክክል ኣለኪ ኣነ ምስኦም እየ ዓብየ እዚ ድሑር ኣትሓሳስባ ኣለዎም ንሰብኣያ ድንግል ክትጸንሖ ጥራይ ዘይኮነስ ዋላ ኣርሒቁ ክገይሽ ተከይኑ እዩ ደስፍያ እዚ ክኣ ብድሕሪኡ ሰብኣይ ከይትእቱ መራጋገጺ እዩ ካብ ዝገርም እተን ዝስፈያ ኣንስቲ ብሓደ ምርፍእ ይስፈያ ምካነን እዩ ዉሕስነት ጥዕና የብሉ እዚ ድሑር ብሃሊ ሓዳርንም መንዓመር ገለ ክፋል ብሌን ክጥፍእ እኮ ዋላ ተጽዓረ መንግስቲ ግን ክሳብ ሕጂ ኣሎ።
@mengesteabdesta6531
@mengesteabdesta6531 3 года назад
ብትኽክል ኣብኡ ድኻ ፈቲንካ
@yonimini3363
@yonimini3363 2 года назад
Ya nero enbr yelen hiji 100 100 regxny eya jemay alwo zerkbom hedribu
@jonshewitey6298
@jonshewitey6298 5 лет назад
ሰብ ኢኪ ንስኪ ኣገላልጻ ገለ ዓይነት
@habenabrha4995
@habenabrha4995 4 года назад
Mejemeriya zara fltett ane btaemi ye zemesgnekum bmktsal sebeytka elka ehatetkala lbka zeagebela kab konet bzaeba hlufan dnglnean bzuh agedasi aybln ye wela ko bahli entehalewena gn beti bahli bzuhat yehwatna awald zkeseran tebelashewan meat yen so trah tekbreka kabta ztemereakala elet kem lbka tkunelka ye zbl ane
@Sesen_
@Sesen_ 5 лет назад
eza tshfti tenbbi delekes amlak yebarki nay bhaki maharit ya wetru ab libey dehasbo denberku hasab rekibkiya kexliwo diki Erey mareyy
@abebakidame8682
@abebakidame8682 5 лет назад
Please don't lose your stress still trust her this happen sometimes
@yohanabraham5132
@yohanabraham5132 5 лет назад
It depends,, Nay gdn aykonen dem kwes, zwes alo zey wes alo.
@biniamyemanehadish4432
@biniamyemanehadish4432 5 лет назад
Yohan Abraham ab kindey dika eti nibretka alikkayo
@yohanabraham5132
@yohanabraham5132 5 лет назад
@@biniamyemanehadish4432 ayhazkukan entay maletka eyu,, alikkayo,,??
@yohanabraham5132
@yohanabraham5132 5 лет назад
@@መንከምኣደ-ዠ2ቀ gis,,, am a boy, ane wedi eye blikoti
@yohanabraham5132
@yohanabraham5132 5 лет назад
@@መንከምኣደ-ዠ2ቀ gis,,, am a boy, ane wedi eye blikoti
@Nico51032
@Nico51032 5 лет назад
Gal dengel endhray koyna Dem tewxe eya sele zeftenkwo eyu ka bkale Aytsedwo ekum ka
@meazinnaodeybichi4764
@meazinnaodeybichi4764 5 лет назад
Grm eba niskatkumsi denagil dikum ab dlaykum fae endabelkumsi zeythafru
@user-rq2zt7ff1h
@user-rq2zt7ff1h 5 лет назад
ሰላም ኣዳለውቲ ዛራ ፍልጠት ከመይ ቀኒኹም?እዚ ተዝቅርብዎ ብጣዕሚ ኣገዳሲ ኢዩ።ስለዚ በርትዑ። ኩቡር ሓውና ከኣ ድንግልና ናይ ልቢ(እምነት)እምበር ድንግልና ናይ ስጋ ትርጉም የብሉን።
@ትግራይምልባማ-ፀ4ፈ
@ትግራይምልባማ-ፀ4ፈ 4 года назад
Tegagika
@dngleyadefikiri1062
@dngleyadefikiri1062 5 лет назад
Nay behaki zara filtet btami eye zednikekum bietekiribiwo medeb egibiti eye ajokum kabzi nilaeli kitiabiyu timinitey eyu sesenayu niakum❤❤❤
@ኣባልብርጌትንሓመዱ
Welcom deqi Erey
@yonasmengs4055
@yonasmengs4055 5 лет назад
ልዕሊ ዕድመ እንተኮይና ብዙሕ ደም ኣይተውፅእን
@yonirezene4692
@yonirezene4692 5 лет назад
Zkeberka haw nska baelika Eka gelixkayo entekonka ab lbona teamin kab konkas nmntay Ika emnetka tegudil zeleka. Nsika Ke dingle dika weys ms dekenstio keribka zeytfelit slezkonka dika? Slezi kblo zdeleku kulu kemti ESA kitkonelka tdelios nska wn kemu dika Wey kemu kitkwn aleka kubur haw. Slezi hadarka baelika nfas aytehrimo wedehanka. 🙏🏽❤️❤️
@solomo5847
@solomo5847 3 года назад
ባህሊ፡) ደስ ዝበለካ ንኸይትገብር ዝዓግት ዕርዲ ።
@eritrea8133
@eritrea8133 5 лет назад
እወ ምናልባት ዋሕዲ ደም ከይህልዋ ክክክክክ ወይ ከኣ ንብረትካ ጎዳም ከይትከውን ክክክክክክ
@ጽባሕ.ኸጽባሕ.ኸ
@ጽባሕ.ኸጽባሕ.ኸ 5 лет назад
Kkkkkkkkkkkkkkkkk way nskas kkkmkkkkkk
@user-em1ik7zg6k
@user-em1ik7zg6k 5 лет назад
የጋጥም እዪ ዘይሓማ ደም ዘይፈሰን ብዙሓት እየን
@aynushknfe1038
@aynushknfe1038 5 лет назад
መዘዘየደ ከዘየየቀ bhaki
@KisanetSelamey
@KisanetSelamey 2 месяца назад
ኣነ ውን ኣለኹ ምስ ድንግልናይ ኣለኹ እንዳ በልኩ ኣብ ካሩቱም መጼ ምስ ተመራዓኩ ግን ደም ዝብሃል ኣይወጻኩን ክሳብ ሕጂ ድማ ከምዘይ እምንቲ ይቁጸር ኣለክ 😢😢😢ስለዚ በጃኹም ኣወዳት ብተፎጥሮና ክነማርር ኣይትግበሩና
@tesfamnbar4513
@tesfamnbar4513 5 лет назад
zara fltet btami nfuat eko tekonkum dglna gal gna abi tara u zelo mknyatu zumot newri sele zkone ab sudans msdnglna gal ktxenho texebu denkoro fthaya
@የደሙፍሬነኝ-ዐ9ለ
@የደሙፍሬነኝ-ዐ9ለ 4 года назад
አረ ድንግልና ምኽንያት ኣይኮነን ክብሪ ኣብ ልቢ እንበር ኣብ ሞንጎ እግሪ ኣይኮነን ንፁህ ሕልና ይሃልባ እንበር እንታይ ይዓብስ ድንግልና እንተዘይ ረኺብካያ ቻው ዋና ፍቅሪ እየ
@user-hp5bi4ef1x
@user-hp5bi4ef1x 5 лет назад
ኣብ ድንግልና ኣይኣምንን እየ ይብል ሓታቲ ንኽኣምን እንታይ ትመኽሩኒ ለማንን ተሮጏብን
@helensemere3026
@helensemere3026 5 лет назад
ናይመን ጀልፋፍዩ ወደይ ደም ክትሪኢ ተደሊካ በጊዕ ሓሪድካ ዘይትሪኢ ቅሩብ ሕፍረት የብልካን ድግል ደልየ ክትብለና
@youtube2719
@youtube2719 5 лет назад
ክክክክክክክክክክክክክ
@abdimoh5826
@abdimoh5826 5 лет назад
btami dea zbl mehari tmrti tekrblna aleki brava sesnlna zhaftey , fltet bmkffal hasab eu zflfl , nice job.
@ambesajrsemere3466
@ambesajrsemere3466 5 лет назад
ኣታ ኣነስ ዘይሰምዖን ዘይሪኦ የብለይን ሕር ሕራይ ጌርኪ ኣውሓሊልኪ ዘቢጥክዮ እንዲኺ ኣነ ኸኣ ከምናትኪብደኣ ኣይክእሎን እንበር እንታይ ኣላ እያ ኣብ ሱዳን ካብ ደገ መጺኦም ኩሎም ተሓተትካ ድንግል ክንረክብ ዋላ ኣብ ደገ ዝቕመጣ ኣዋልድና ተመሳሳሊ መልሲ እሞሞሞ የለንን ኣነስ ብዙሕ ምተዛረብኩ ኣብ ሱዳን ኣለኹ መዓስ እየ ክድርጉሖ ኣይፈለጥኩን፡ምስተን ኣብ ደገ ዘለዋ ዘይትምርዓዉ ተበልካስ ንገጣጠም ኮይና ምስ መን ወጺኣ ክንደይ ኣውጺኡ ኣብዚ እንሀልካ ናይ ገልጣማት ዘረባ ሓዳር ተኻኣኢልካ ዝሓለፈ ኣበራት ደምሲስካ ምቕጻል'ዶ ኣይምሓሸኩምን ብጠዓሚ እዮም ዝሕዝኑንን ዘደንግጹን ኣብ ካርቱም ዘሎ ስለዚ በጃኹም እታ ድንግል ሉል ወይ ኣልማዝ ኣይተምጽእን እያ እሞ ኣብታ ዘዘለኹማ ሃገር ተዛመዱ
@user-uq8zx9pd3p
@user-uq8zx9pd3p 5 лет назад
ሰላም ኩላትኩም ኣሕዋተይ ከምዚ ከማይ ሰላም ክትህልዉ እንዳ ተመነኩ ኩላትና እዞም ንላገጽን ንጻረፍን ዘለና ንምንታይ ከምዚ ንከውን ኣፍልጦ እንተኣለና ሓሳብና ነካፍሎ እንተዘይኮይኑ ግን ንባዕልና ንመሃር ጸርፊ ላግጺ ግን ነዚ ዝሓተተ ሓውና ይኩን ነባዕልና ኣይጠቅመናን ክሓትት መሰሉ እዩ ንሕና ከኣ እቲ ንፈልጦ ምክሪ ንለግሰሉ ኣነ ብወገነይ የጋጥም እዩ ደም ዘይፈሰን ኣለዋ.
@abzadekikezaawet9620
@abzadekikezaawet9620 5 лет назад
Welcome❤
@በረድቀዊዒ
@በረድቀዊዒ 5 лет назад
ድንግል አየገድስን እትቡሉ ዘለኩም ገጋ ብምርድዳእ የለኹን ምስትብለካ ፈትኻ ትአትዎ ፡አለኹ እላትካ ምስ ድንግልና ምስ ዘይትጸንሓካ ነገር አሎ ማለት ምስተመርዓካያ እሞ ምስ ሰብአይ ትጸንሓካ ምንም አኮነን ዶምበልካያ ምኪንያቱ ፈቲና ስለ ዝጸንሔት
@erigirl9358
@erigirl9358 3 года назад
እዚ ጉዳይ ናዓይ ኣጋጢሙኒ እዩ። ብጀካ ቃንዛ ደም ዝበሃል ኣይነበረንን፡ኮይኑ ግን በዓል ቤተይ ክኣምነኒ ኣይከኣለን።ብሰንኩ ቡዙሕ ተባኢስና፡ እመኒ ጥራይ እምበር ኣነ ኣየገድሰንን እዩ ኢልኒ።ከመይ ገይረ ዘይገበርክዎ ክኣምነሉ፡ መወዳእትኡ ገዲፈዮ ክከይድ ንገዛይ ተበጊሰ ነይረ
@amanuelkifle1007
@amanuelkifle1007 5 лет назад
Ane abzi aysmamaen ey etimntay dnglna galnsteyti nkulna ab wshtna zterf fluy mzkrta alewo bfkri yukun bamex kulu gzi eta snglna zhabetla malti fexima aytrsan eya wedi ewn nbdnglna zrekeba ayrsan eyu ezi aristi klal kelo nbalu nefkertna gedifna nta malti nay dnglna zfresnala nzkr alena slez eta galensteyti ab hiweta 2 seb alewu kulu gzi
@ኩርስቶስኢዩብርሃንዓለም
ጹቡቕ ትምርቲ ኢዩ ግን ኩሉ ግዜ ብዛዕባን ከባቢኣን ጥራይ ኮይኑ፡
@lloveyoutigray4348
@lloveyoutigray4348 5 лет назад
Wawww hto
@hamidmohamed6113
@hamidmohamed6113 5 лет назад
Tack så mycket
@jossigere682
@jossigere682 5 лет назад
ዝኸበርኩምን ዝተፈተኩምን መደብ ዛራ ፍልጠት: በዚ ትገብሩልና ዘለኩም ኣዝዪ ኣገዳሲ ዝኮነ ትምህርቲ ኣዝየ አናመስገንኩ: አዚ ተዳልዉዎ መደብ ብዛዕባ ስጋዊ ርክብን ድንግልናን ኣብ ሕዳር ኣዝዩ ጠቓምን ኣድላይን አዩ: ኣብ ሕብረተ ሰንብና ብዛዕባ አዚ ኣርአስቲ አዚ ትሑት ኣፍልጦ ስለ ዘለና በዚ ጠንቒ አዚ ኣብ ሓዳር ዘይተደለየ ሽግራትን ፍትሕን ዘኣመሰሉ ከምጽአ ትዕዘብ: ስለዚ ኣዳለውቲ መደብ ዛራ ፍልጠት በዚ ትምህርቲ አዚ ኣበርትዒኩም ክሰርሕሉ አናተማሕጸንኩ: ከምኡ ውን ኣብ ሂወትኩም ጥዕና: ኣብ ስራሕኩም ዓወት ይምነየልኩም ። ካብ ሓውኩም Jossi
@kibromteklemariam2021
@kibromteklemariam2021 5 лет назад
Zara fltet bthbyo hanatsi mkri azey eye zdnkeki , be continue GBU
@keytshakelibelwa5737
@keytshakelibelwa5737 5 лет назад
Zara Fltet bteami agedasit arsti amxikum lomi thank you mekri zdeleka haw ka dnglna bzuh agedasi aykonen) dmxi nay gazetegna knxr
@zenebleake542
@zenebleake542 5 лет назад
ygetim eyu ane nebaley kemie agetimne eyu
@mihretteklomteklom4016
@mihretteklomteklom4016 5 лет назад
እዋይ እስክስ ምቅርቲ ዕድመ ይሃብኪ
@awettsehaye1212
@awettsehaye1212 Год назад
ብዝኾነ ግን ንኹሉና ዓቢ ክንፈልጦ ዝግብኣና ፍልጠት ሂብኩምና ኣለኹም ብፍላይ ንደቂ ተባዕትዮ ፡፡ የቐንየልና ዛራ ፍልጠት
Далее
БЕЛКА РОЖАЕТ? #cat
00:21
Просмотров 817 тыс.
ሞኒካ ተኣሲራ ዲያ ?
18:42
Просмотров 13 тыс.
ዘየምልስ ጸድፊ - ሓቀኛ ፍጻመ
19:28
БЕЛКА РОЖАЕТ? #cat
00:21
Просмотров 817 тыс.