Тёмный

እዋናዊ፡“ናይ ሓሳብ ኣፈላላይ ከም መርገም ዘይኮነስ ከም ፀጋ ክውሰድ ኣለዎ”||ፕ/ት ጌታቸው ረዳ ኣብ መድረኽ ኣሸንዳ ጉዱኣት ሰራዊት ትግራይ20/08/2024 

TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Просмотров 17 тыс.
50% 1

Support TPM by donating donorbox.org/b...
© Copyright: TPM, Any unauthorized use, copying, or distribution is strictly prohibited.
/ @tigraypublicmedia
እዋናዊ፡ “ናይ ሓሳብ ኣፈላላይ ከም መርገም ዘይኮነስ ከም ፀጋ ክውሰድ ኣለዎ” || ፕረዝዳንት ጌታቸው ረዳ ኣብ መድረኽ ኣሸንዳ ጉዱኣት ሰራዊት ትግራይ 20/08/2024
• እዋናዊ፡“ናይ ሓሳብ ኣፈላላይ ከም ...
SUBSCRIBE NOW. For The Latest News And Politics Videos.
#tigraynews #tigraytoday
#tigrignamusic #tigrignadrama #tiktok
#tigray #youtube #tigrigna #tigraycomedy
#tigraymusic #tigraytiktok #tigraynew
#tigraynews #visittigray #mekelle #tdf
#tigraymedia #tplf #hagere_tigray
#ethiopianpolitics #getachew_reda #debretsion
#ashenda

Опубликовано:

 

16 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 47   
@Weyni-lm1hv
@Weyni-lm1hv 28 дней назад
❤አፈላላይ ፖሎቲካ አማረፂ ንህዝቢ ትግራይ ዝጠቅም እዩ ብዲሞክራሲ መንገዲ ክሳብ ዝኮነ እዋን ግን አብ ህዝቢ ትግራይ ጥቅሚ ግን ሓደ ክንኮን ናይግድን እዩ አማረፂ የብልናን ❤❤❤
@Weyni-lm1hv
@Weyni-lm1hv 28 дней назад
❤ጆጋንና ዋዕሮታት አሕትና አጆክን❤
@meazamesele5733
@meazamesele5733 28 дней назад
God bless you Gech
@Ahmedd-br4ht
@Ahmedd-br4ht 28 дней назад
ጌታቾው ናይና ጅግና❤❤❤❤❤❤❤❤
@KahaseMezgebe
@KahaseMezgebe 28 дней назад
❤❤❤❤❤
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i 28 дней назад
TFDይ ሳላክን እና ኣብዚ በፂሒና ክብሪ ይግባኣኪን❤😘 ጌቾ❤
@HagosAbrha-p4f
@HagosAbrha-p4f 28 дней назад
Tdf እንካዕ አብፀሓክን ሰላማ ዝሓለወት ትግራይ ክትኸውን ይምነ
@AsdfghZxcv-jl8vk
@AsdfghZxcv-jl8vk 28 дней назад
ጀጋኑና ዋዕሮታት ትግራይ ኩሉ ሕማቅ ትቐንጢጡ እንካዕ አብፀክን❤❤❤❤
@michalleteum2445
@michalleteum2445 28 дней назад
ዋዕሮታት ጀጋኑ ፉሉይ ደገፍን ክብካቤን ናይ ኹለና ጠለብ ይሓትት።
@meharifrewoyni9402
@meharifrewoyni9402 28 дней назад
ሰላምኩም ይብዛሕ 4❤️💛❤️💙💚💙
@InnocentGolf-do8dv
@InnocentGolf-do8dv 28 дней назад
ጌት ንቕድሚት ኣብ ጎንኻ ኣለና ናትና ሓላፊ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mashogher
@mashogher 28 дней назад
ብኻር ሓቀኛ ክትመሰል ማዕተብ ትኣስር ጀጋኑና ጓሎም ወዶም ሂወቶም ከፊሎም ፀላእትና ከይፈተው ኣብ ፕሪቶርያ ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይ ከኽብሩ ፈሪሞም ከብዑ ብናይ ጌታቸው ክሕደት ባንዳነት ምኽንያት ክሳብ ሕጂ ህዝብና ኣብ ሰላሕታዊ ፅተት ጥሒሉ ይርከብ። ጀጋኑና ብሳላ መስዋእቲ ብፆትኩምን መቑሰልቱኩምን ህዝቢ ትግራይ ካብ ፍፁም ፅንተት ስለ ዝድሓንኩምዎ ኩርዓት እንት ስመዖ ባንዳ ጌታቸው ረዳግን ህዝቢ ትግራይ ኣብ እግሪ ተስፋሕፋሕቲ ክምብርከኽ ኔሩዎ ዝተኸፈለ መስዋእቲ ብጣዕሚ እዩ ዘሕፍረኒ ዝተወረረ መሬት ትግራይ ዘማሓደረ የማሓድሮ ኢሉ ስውኣትና ደሞም ከይደረቐ ተራእዩ ዘይፈልጥ ክሕደት ፈፂሙ ከብቅዕሎሚ ሓቀኛ ትግራዋይ ክመስል ኣብ ቅድሚ ፍርቂ ኣካለን ንህዝቢ ትግራይ ንምድሓንፍርቂ ኣካለን ዘወፈያ ወዕሮታት ትግራይ ቀልዱ ቀፂሉሉ ኣሎ እሞ ጀጋኑና ቀልድኻ የብቅዕ ክበሃል ኣለዎ ። ጌታቸውን ዝብእ ሓደ ኮይኖም ኣለው። ዝብኢ ክሳብ ዝነክስ ይሕንክስ ይብሉ ወለዲ ትግራይ !!
@Welse1965
@Welse1965 28 дней назад
ሰላም ንትግራይ ንኢትዮጵያ ብሄር በሄርሰባት ይግበረልና ክፈላልዩና ዝደልዩ ትምክህተኛ ፅንፈኛ ፖለቲከኛ አይንስማኧ ንስልጣኖም ንጥቅሞም መሳርሂ እዮም ዝገብሩና ንቃሓ ወገነይ መንእሰይ ኢትዮጵያ።
@user-Atselele_Mekelle
@user-Atselele_Mekelle 28 дней назад
Big Speeches!!
@user-mb2kx9ch8n
@user-mb2kx9ch8n 28 дней назад
Welcome our president
@redaetella-bn3hh
@redaetella-bn3hh 28 дней назад
We are proud of our heroines ❤ነበራልና ጀጋኑና 🎉🎉🎉ኽብሪ ይግበአክን እዩ ❤we are also proud of you too, Gecho ❤❤❤❤
@Tekleaxmite
@Tekleaxmite 28 дней назад
Tigaryen.........TRES.......TRES
@yenekonjo2314
@yenekonjo2314 28 дней назад
ጀግና ጌታቸው
@RingAliok-yo2pc
@RingAliok-yo2pc 28 дней назад
ጌትሸ ድሕር መለሰ ዜናዊ ፅቡቅ መደረና ሙሉእ ብቃዓትና ናይ ትምህርት ሙሐእ ዝግጅት ዘለዎ መራሕ ሰለ ዝረኸብና ክብር ምሰጋና ለእየሱስ ክርሰቶሰ ይኾን አበ ዓይኒ ዝመለአና ሙሉእ ሞጎስ ዘለዎ መራሕ ትግራይ ረኽባ ጌታቸው ረዳ ንፈታውን ዘደሰት ፀላኢ አዚ ናህና ከብ ዝኸውን እሎም ዝምነሉ ጅግና ናይዘመናች በልሕ አማሉኡ ዝሃቦ አምላክ እዮ ከብዞም አብ ዓይኒ ዘይመልኡ ናይ ተኮል ፋርካ ዘለዎም አኒ ገብረ ዕክክል በቃ ቦታ ደለዮ ብንፁህ ህልና ዓቅም ዘለዎ ወዲ ረዳ መፅኡ አሎ ትግራያና አብ ዕቤት ዘላ ዓዲታት ደረጃ ከብፀሐ እዮ ብዘለዎ ዓቅሚን ዲፖሎምስን ትግራይ ከፍተኛ ደረጃ ከብፅሕ እዮ ናትካ ፀለእት አብ ቀረባን ሩሕቁን ዘለው ብትሕቲ ጫማ እግርኻ ክወድቁ እዮም ክቅፅል እዮ፣
@user-hy3op6yx3t
@user-hy3op6yx3t 28 дней назад
ክብረ ንጀጋኑ ኣሕዋትና 😍😍😍💊💊💚💚💛💛😍😍
@TsehayeTewolde
@TsehayeTewolde 28 дней назад
ንዝረግሞኦ ኣፍልጥወን ሕጂ ውን ከይድገም እዚ ጉድእት
@MulugetaGebre-uc5mf
@MulugetaGebre-uc5mf 28 дней назад
ግምት ዳአምበር ፕ/ት አይኮነን ንምሕሽካር አይትቐልጥፉ ክብርን ሞገስን ንደቂ አሸንዳ
@avielavi990
@avielavi990 28 дней назад
Happy ashenda day waerutat Tegaru 🦁💯
@MehariGeb
@MehariGeb 28 дней назад
ጌታቸው ጨልጤ ክብሩን በዊስኪ የሸጠ ባንዳ
@user-dp1ww9vb6i
@user-dp1ww9vb6i 28 дней назад
❤❤❤ thanks TDF❤❤❤
@robelmulu21fitness
@robelmulu21fitness 27 дней назад
ትግራይ ትስዕር😅
@henokGoyitom
@henokGoyitom 28 дней назад
Well Said My President !!
@negasiberhe9513
@negasiberhe9513 28 дней назад
ጌቾ ካብ ዝተዛረብካዮ ዘረባ ብጣዕሚ ዝማረኸኒ ናይ ኣፈላላይ ክህሉ ግድን እዩ አፈላላይ ዘይብሉ እማ ፀገም እዩ ምኽንያቱ ሓንቲ ብርጭቆ ሒዝና ንጎዓዝ እታ ብርጭቆ ትስበር እንከላ ናብ ኩናት ነኣቱ በሓንቲ ብርጭቆ ብምእማና ሰለስተ ወሎዶ ሃሊቁ እኒሆ ክልተ ብርጭቆ ጥራሕ ዘይኮነስ ሰለስተ ኣርባዕተ ብርጭቆ የድልየና እዩ ኣምላኽ እንታይ ኢሉ ዝደለየ ኢዱ ናብ ሓዊ የእቱ ዘይደለየ ድማ ኢዱ ናብ ማይ የእቱ ህዝቢ ግን ምርጫ ክወሃቦ ኣለዎ ኩናት ክኽፈት እንከሎ ኣብ ውሽጢ ኣዳራሽ ኮይኖም ዝውስንዎ ክኸውን የብሉን ክንደይ ግዜ ክሽወድ ሰለስተ ወሎዶ ከሃልቅ እንከሎ እቶም ኣብ ኣዳራሽ ኮይኖም ዝውሱኑ ሰባት ሀይዚ እውን ኣዳራሾም ዓፅዮም ይሰዕሰዑ ንርኢ ኣለና በሓቂ ሎሚ ይስዕሳዕ ዘይኩርምትኻስያ ሑፃ እንተትሓኽየሉዶ በሉ ሀይዚ እውን ጌቾ ስለ ሰላም ዘምር ሰላም ዘሓዘ ይስዕር ኩናትን ወረኩናትን ዘሓዘ ይሰዓር
@rorasabur-u5t
@rorasabur-u5t 27 дней назад
እቲ ሓቂ ንሕና ወያነ ንህዝቢ ትግራይ ከነጥፍእ ኢልና ኢና ንሰርሕ ዘይትብል ። ህዝቢ ትግራይ ኣብትሕቲ ሻዕብያን ፈደራል ከሎ ብፍላይ ኣብትሕቲ ሻዕብያ ዝነበረ ትግራይ ሰላሙ ረኺቡ ነይሩ ። ባዕሉ እቲ ህዝቢ ውን ተዛሪቡ እዩ ሰራዊት ኤርትራ ምሳና ኹኑ በጃኹም እዮም ዝብሉ ነይሮም ። ሰረቅቲ ከማኹም ወያነ ብምልኦም ሃዲሞም መስቶም ሰረቅቲ ወያነ ።
@Tekleaxmite
@Tekleaxmite 28 дней назад
TPM......... Tigary........ Pu....... MedIa........Tg......... Citly............ Country
@TesfayeMezgebu-er8gj
@TesfayeMezgebu-er8gj 28 дней назад
መአስ እዩ ትምልሶ በጃኻ
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 28 дней назад
ናይ በሓቂ ገቹ ተዓወት ኣዮኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና ገቹሲ ዋላ ክዛረብ ከሎ ከም እቶም መንነቶሙን ቋንቋኦሙን ስርኦሙን ሓሙቶሙን ሸይጦም ዝበልዑ ሽሞም ተጋሩ ግብሮሙን ሓሳቦሙን ግን ሽዋውያን ዝኾነ ጒጅለታት ሕወሓት ኣምሓርኛ እናሓዋወሰ ኣይዛረብን እዩ።
@SelamMeles-lt8lz
@SelamMeles-lt8lz 28 дней назад
ትግራይ ንስካ አብ ስልጣን ካብ ትወፅእ ትግራይ ሕንፍሽ ፍሽ አትይዋ መውጋትን መጭወይትን በዚሕዎ ህዝብና
@Tekleaxmite
@Tekleaxmite 28 дней назад
H
@freweynigslassie2039
@freweynigslassie2039 28 дней назад
እዚ ናሓሳብ ኣፈላላይ የኾነይ ምስ ፀላኢ ሙሙድማዲይ ለይሙሙድይይኡ ኸሓዲ ሕፈር ወረ ዘረባ ጥራሕ ተግባር ዜሮ ብሰላም ልቀቅ ልህዝቢ ኣረኽብ ስልጣንኻ ትግራይ ትስዕርያ😂😂😂😂😂😂
@SelamMeles-lt8lz
@SelamMeles-lt8lz 28 дней назад
ሃለውለው ሀሳዊ ደግም መስዋት አይክፍላን ያክለን አምላክ ይምሃረን ጥራይ
@አውሊዕፀሮ
@አውሊዕፀሮ 28 дней назад
🍅🍓🍒🍅🍅🍅🍅🍅🍅🍅
@konjosara5547
@konjosara5547 28 дней назад
THE LAND IS FOR GOD poeple can shear and live together without ethnicity look big country india more than 200 ethniciti live together RIP Meles ZENAWI unified all ethnicities . land is for god poeple can live together shearing love without ethnicity amara and tigray are brother living together shearing love the problem in ethiopia is in oromo ethniciti they hate other ethnicities oromo they are big ethnicity and they dont like to shear the land thats why they are killing amhara and tigray living in oromo region aby ahmed is removing all symbol and architicture for the old emperors menilik selassi in piassa he destroyed all building and houses representing amhara or tigrayan aby destroyed ecomy no job everything expensive 1 dollar 130bir during meles government very good economy 1 dollar 20 birr everything sheaper 1birr u can take bus
@AksumawianTRUTHPOWER
@AksumawianTRUTHPOWER 28 дней назад
ታብ ደ/ጽዮን ህወሓት እንታይ እዩ ረብሓና? 1. ጭንቀት 2. ጥምየት 3. ስደት 4. ወርደት 5. መሃይምነት 6. ምፍንቃል 7. ጽልመት 8. እንወት 9. ጾታዊ ግሰት 10. እርቃን 11. ቁስለት 12. ብኽያት 14. ሓፍትኻ፣ ኣቦኻ፣ እኖኻ፣ ደቅኻ፣ ኣርክኻ፣ ዘመድካ...ምስዋእ 15. ሬሳ፣ ሞት 16.ጥሪት/ሃፍቲ ውድመት 17. መሪር ሥቃይ 18. ኹይናት 19. ሕምበለል 20. ጽንተት ብሓፈሻ!!!!! አንቱም ሰብ.... ሰብዶ 'ዳርኣየ ናብ ገደል መጽደፊኡ ይኹእትዩ? ካድረ ህወሓት ትግራይ ልቢ ባ ግበሩ! ኣነ የለኹዋን! ኻልኣይ መኸተ ዝብሃል ድሰምኣኩም ዳያስፖራ የለን። ገንዘብናን ጊዜናን ሠሪቅኩም - መን ኽለቀኩም??? እኳድኣስ ምስ ዘጥፍኤልና ንኣኹም ኽንሓብር ተዘይኮይና። ቆልኣ ኾይነ ኣብ አኽሱም "ዓድዋ ዶ ሰብ?" ኽብሃል እንተሎ ኣይርድኣንን ነይሩ። ሕዚ ግን ቀስ እንዳበለ ቋነቋኹም ተረዲኡና። ረብሓ ህወሓት ደ/ጽዮን ፅንተት እዩ። ኻልኣይ ዝዐለቅቲ ደንቆሮ ትመርጽዎ? ኣየፋልኩምን ተማራሪጾም ድጽሓፍዎ እዮም ዘንበቡልኩም! እቲ ውሻጠ ህወሓት ስለንፈልጦ!!!! ክፋል 2..... ይቅጽል ናብ ሳልሳይ!
@zenebechkebede7457
@zenebechkebede7457 28 дней назад
እዚ ሓሳብካ ጌጋ እዩ አስተብሕል እዚ ሆይሆይ ክብትነና እምበር አየሳንየናን ። ንከብድኩም አይትምደሩ። ሓዊ አይትአጉድ።
@emunman1189
@emunman1189 28 дней назад
Ata ezi ato getachow kem Dr Abiy eu. 2 amet gizawi mengsti elu Dr Abiy mis merexo. Zereba tray hade wuhsinet zihib nhizbi Tigray key serihe. Zereba yfetu koynu foo. Seb kemzom merahti Europa suq elu nay hizbu chiger zifetih sirah kserih alewo. Zereba dea waga alewa du? 😂😂
@freweynigslassie2039
@freweynigslassie2039 28 дней назад
ወረኛ ታይ ጉዳይለዎ ሸዋጢ ዓዱ ወራዳ የሕፍረናሎ ወረ ጥራሕ መልሓስ ርእሲ ኣይኾኒይ ቲፎዞ ኽእኽብ መፂኡበ ኣኽቢሩ የኾነይ ኣኽብሮት ተልህልዮ ናፀላኢ ተላኣኣኺ ሓሽኸር የመኾነይ ልዓደንይ ህዝበንይ ብለንይአን ኣኻለን ጎዲለን የኽበረኒይ ግን ኸይተሓኸማ ኺሒዱ ምስ ኣኻለን ለጉደለን ይሞዳሞድይ ይሕሽኸሪይ ኣሎ ወረኛ ሕፍረትለ የብሉይወረ ጥራሕ ውረድ ሙት ስነልቦና ተፈናቀልቲለ ኻ ቼንዳ ናቸንዳ ቀይሩ መሊሰ ይብል መሕፈሪ
@halay4067
@halay4067 28 дней назад
እንታይ እዩ ኣፃብዕቱ ዘንቀጥቅጥ ጠዳሂሉ ዲዩ????
@adug-nj3gp
@adug-nj3gp 28 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Далее