Тёмный

እዋናዊ፡ እንታይ ኮይኑ እቲ ኣኼባ ፍታሕ ዘየምፀአ?|| ሕቶታት መራሕቲ ሃይማኖት ንመራሕቲ ትግራይ 06/08/2024 

TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Просмотров 6 тыс.
50% 1

Support TPM by donating donorbox.org/b...
© Copyright: TPM, Any unauthorized use, copying, or distribution is strictly prohibited.
/ @tigraypublicmedia
እዋናዊ፡ እንታይ ኮይኑ እቲ ኣኼባ ፍታሕ ዘየምፀአ?|| ሕቶታት መራሕቲ ሃይማኖት ንመራሕቲ ትግራይ 06/08/2024
• እዋናዊ፡ እንታይ ኮይኑ እቲ ኣኼባ ...
SUBSCRIBE NOW. For The Latest News And Politics Videos.
#tigraynews #tigraytoday
#tigrignamusic #tigrignadrama #tiktok
#tigray #youtube #tigrigna #tigraycomedy
#tigraymusic #tigraytiktok #tigraynew
#tigraynews #visittigray #mekelle #tdf
#tigraymedia #tplf #hagere_tigray
#ethiopianpolitics #getachew_reda #debretsion

Опубликовано:

 

16 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 15   
@Berdelina
@Berdelina Месяц назад
እዞም ካብ ቤት እምነታት ዝመጹ ወለዲ፡ ዘቅርብዎ ዘለዉ ሓሳብ ብፍላይ ፡ ጉዳይካ ፡ እቲ ዘየሰማምዓካ ሓሳብ ካብ ንቡዙሓት ንክባጻሕ ተብሂሉ ፡ ብማሕበራዊ ሜድያ ተጠቂምካ ካብ ምዝራዉ፡ ነዞም ኣቦታት ዘማእከለ ናይ ኣማኸርቲ ጉባኤ እንተዝቐርብ ነይሩ ብቐሊሉ ፍታሕ ምስተረኽበ እብል፡ ሕዚዉን ግዜ ኣይሓለፎን እሞ፡ ጉዳይኩም ብዓበይትን ፡ ለባማትን ዉርዙያትን ኣቦታትን ኣዴታትን ዝጠርነፈ መማኽርቲ ኣቕሪብኩም ፍታሕ ነቲ ህዝቢ ንኽመጽእ ግበሩ። መፍቶት ጸላኢ ክንኾን ኣይግባእን።
@QeshiMusie
@QeshiMusie Месяц назад
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉l😅😅 need
@alemtsehayberhe2515
@alemtsehayberhe2515 Месяц назад
ክብረት የሀበልና ናይ ሀይማኖት አቦታት ኩለኹም ዋና ስነምግባር እዩ ዘድሊ ሎሚ ዝረአ ዞሎ ግና ልምስማኡ ለፀይፍ እዩ ናይ ዞም ጎሬቤታትና ወሪስና አለና የሀዝን 🙏🙏🙏🙏
@HayelomReda-e1p
@HayelomReda-e1p Месяц назад
መረሕቲ ሃይማኖት ተሪርኩም ብምቅላስ ህዝብኹም አድሕኑ
@Beehope-y7i
@Beehope-y7i Месяц назад
መራሕቲ ሃይማኖት ብድሕሪኦም ዝመርሕዎ ህዝቢ ስለ ዘሎ ነዚ ዘይሰምዕ ካድረ ባዕሉ ይፈልጥ።
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 Месяц назад
Abotatina ajokum xelotkum ayeflyna ❤😭😭😭😭😭😭
@abebakebede1270
@abebakebede1270 Месяц назад
ወይ እግዚአብሔር አብ ሞንጎ ይእቶ
@AdhanomAdhanom-qc5ty
@AdhanomAdhanom-qc5ty Месяц назад
አብቲ አኸባ ዝድለ ዘረባ ኩቡር አቢነ ተስፋስለሴ መድህን ወድኦሞዎ ዮም።ስለዙይ ንኽነፍሰልና ክንዛረብ እንተዘይኮይኑ ፡ዘረባ ይአኽለና፡ መንግስቲ እንተሃልዩ ስራሕ ይጀመር።
@TigestLemlem
@TigestLemlem Месяц назад
Genocider Abiy Ahmed from outside and traitor Getachew from inside working together to destroy the TPLF and Tigray.
@TewldebrhanTafese
@TewldebrhanTafese Месяц назад
ብናማን መራሕቲ ሀይማኖትዲኹም ?
@abebakebede1270
@abebakebede1270 Месяц назад
ህዝቢ ትግራይ ፂን ኢልካ እቲ ጉዳያት ተኸታተልዎ ስልጣን ሕማቅ እዩ ነአምኖም መራሕትና አብ ምንታይ እዮም ወዲቆም ዘለው አብይነይቲ ትግራይ ንበይኖም ክነብሩ እዮም ኃይሊ ውድብ ከምክኑን ሥልጣን ክድእነኑን ዝደልዩ ፓለቲካዊ ውድብ አዳኺምካ ዝመፅእ ብግዝያዊ መንግስቲ ዝመፅእ ለውጢ የለን እሞ ህዝቢ ትግራይ ነቂኽሃ ምስ ውድብካ ፅናእ ናይ ፕሪቶርያ ውእል እውን ዝፈረመ ህውሃት እዩ ህውሃት እንድሕር ፈሪሱ ውእል ፕሪቶርያውን ይፈርስ እዚ ኩሉ ጆኖሳይድ ዝተፈፀመ እውን ፍትሕን ርትእን ከይመፅእ ብእልፊ ሥልጣን ህረፍን ቂምን በቀልን ዝመስል ብጣእሚ ጉጉይ አካይዳ ንህዝብን ነአድን ዝጎድእ ይስራኽ እሎ ህዝቢ ትግራይ አገብ ክብሎ ይግባእ ።
@negasiberhe9513
@negasiberhe9513 Месяц назад
አንቱም ቀሺ መስቀል ሒዝኩም ሕማቅ ኣይትዛረቡ ዋይ መንእሰይ በቢ20ዓመቱ መንእሰይ እናሃለቀስ ንመቅተሊ ምውዳስ ከንቱ ውእቱ ገየሶትኩሙ መለት እዩ ንስኹም እዛ መጠምጠምኹም ገይርኩም ፍትሓት ፈቲሕና እናበልኩም ደም መንእሰይ እናበላዕኹም ክትነብሩ ኢኹም እትደልዩ እንበር ንስኹም ጡዑይ ቀሺ እንተትኾኑ ነይርኩም ካብ ድሕር ሀይዚ መንእሰይና እናቅተልኩም ክትነብሩ ኣይግባእን ክትብሉ ኣይግበኣኩምን ክትብሉ ነይርኩም ሀይዚ ብጥቅሚ ዝተበኣሱ መራሕቲ ክትዓርቁ ትፅዕሩ ዘለኹም ራብዓይ ወለዶ ንምቅታል እዩ ንስኹም ኮፍ ኢልኩመ
@eyobkidane1926
@eyobkidane1926 Месяц назад
ከም ቀሺ መጠን ስርሖም ዝተብኣሰ ሰብ ምዕራቕ እዩ, ስለዚ ተዓረቑ ምባሎም ልክዕ እዮም, ካብኡ ክዓ እንተተባኢሶም እኮ ነንባዕልቶም ኣይኮኑን ክቃተሉ ሰብ ኣብ ክልተ ከፊሎም እዮም ከቃትሉ
@Sara-hm6qs
@Sara-hm6qs Месяц назад
ታይ ሕማቕ ተዛረቦም ሓቂ ምዝራብ ድአ ዘፅልአካ ኮይኑ እንበይ ደካማ ጉድኒ ነይሩ ጠንካራ ጉኒ ድማ ነይሩ እዩ እዚ ሓቂ እዩ
Далее
Тарковский - гений
00:48
Просмотров 701 тыс.
Тарковский - гений
00:48
Просмотров 701 тыс.