Тёмный

እዋናዊ፡"እዛ ናይ ሎሚ ፅንተት ካብ ኣዲስ ኣበባ ጥራሕ ኣይነበረትን ክኣስመራ እውን እያ መፂኣ" ||ዶ/ር ገብረኣብ ባርናባስ 15/08/2024 

TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Просмотров 7 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

25 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 26   
@Brokethebeas
@Brokethebeas 2 месяца назад
እንኮላይ ካብ መቐለ ኢዩ መበገሲኣ እዛ ናይ ሎሚ ጽንተት ትግራይ። መሳኪን ተጋሩ😢😢😢
@seblemeskel9702
@seblemeskel9702 2 месяца назад
ያክብርል ን ይህነበር የሚያዘበራርቅብን የብሔራዊ የሞትንበት በግልጽ ስላስቀመጡልን
@MarthaHaymanot
@MarthaHaymanot 2 месяца назад
💞💖💞💖💖💖
@GereziherGebreyewgans
@GereziherGebreyewgans 2 месяца назад
ፅቡቕ ኣገላልፃ❤❤❤❤❤
@fevenAbadi
@fevenAbadi 2 месяца назад
አስተውዕሉሉ pls
@ukbayc
@ukbayc 2 месяца назад
ክክክክክክክክክክክክክክክ ክክክክክክክክክክክክክክክ ክክክክክክክክክክክክክክክ ኣቢ ጽቡቕ ገይሩ ክልል ራያ ክልል ዓጋመ ክልል ትግራይ ገይሩ ምቕልቅል ኣብልኩን ኣሎ ብረዳ ብወረደ ብጻድቕ ገይሩ !!! ኤርትራ ግርም ገይራ ናይ 500 ዓመት ዕዮ ገዛ ሂብስትኩም ኣላ !!!
@kahsayftsum6952
@kahsayftsum6952 2 месяца назад
ናይ ዶር ገብረኣብ ፅንዓት ድዩ ክሪቲክ? ዶር ሙዑዝ ብሓቂ ፁቡቕ ፅንዓት እዩ።
@mulukidane3798
@mulukidane3798 2 месяца назад
Sekiet adgie ERITREA AYTIBELI 😢
@zemaryamboy6794
@zemaryamboy6794 2 месяца назад
ፅቡቅ ሓሳባት ይቐርቡ ኣለው ይበል ይበል
@mahariluul7724
@mahariluul7724 2 месяца назад
ላቃዊስ
@Deabo-rv6fq
@Deabo-rv6fq 2 месяца назад
ኣሻንጉሊት
@gebrialaboy7610
@gebrialaboy7610 2 месяца назад
ኣይሓፍርን ?! ልዕሊኡ ደንቆሮ የለይ
@ukbayc
@ukbayc 2 месяца назад
እዛ ሽፋታ መሪሕነትኩም ብዓሰርተ ኣጻብዕታ ክታማ ኣቐሚጣ እያ ኩሉ ሐላፍነት ከም እትስከም !!!!
@GebrihiwetTekie
@GebrihiwetTekie 2 месяца назад
ሕጅውን ምጥንቃቅ ከድሊ ኢዮ ፖለቲከኛታት ትግራይ ናብዚ ከቢድ ሽግር ዘእቶዎም ክፍተሽ ኣለዎ እዚ ንሪኦ ዘለና ከይዲ ከኣ ናብቲ ዝሓለፈ ከይመልሰና ንጠንቀቅ ንጠንቀቅ
@weykefetek3020
@weykefetek3020 2 месяца назад
ከደምቲ ሸዋ ን ሉኡኻት CIA ተኣኪቦም ብዛዕባ National Interest ተውግዑ።😊😊😊
@NohMussie-w7i
@NohMussie-w7i 2 месяца назад
Seraqi n eritrea zexneta ember ertrea ayexntn eu nwegenatu yhgz ember aygodien eu kisab nab nebsu zeymexakumo
@mahariluul7724
@mahariluul7724 2 месяца назад
ጉጅለ ጌታቾው ኢኪን ንስኪን። ኪናት ኣይጸገብክንን ኣለኪን ሚሽ? ተጸበያ በላ ከምኡ እንተደሊኪን ሲ? ክትጠፍኣ ኢኪን ንስክን ውን
@AksumawianTRUTHPOWER
@AksumawianTRUTHPOWER 2 месяца назад
ገብረአብ ባርኖባስ መንዩ? ካብ Eastern Europe ናብ እንግሊዝ ወኪል ኢሕአፓ አብ እንግሊዝ ነይሩ። ከምገለ ሰብ ኽጥይቅ ናብ የመነሰ ይኣቱ ሞ አቅሐ የላእል። ሰሪቅካ ተባሂሉ ኢዱ ኽቆርጽዎ ምስ በሉ ሓደ ኤርትራዊ እዙይ ኣብ ኢትዮጵያ እፈልጦ ነይረ እየ ኢሉ አድሓኖ። መሳፈሪ ሂቡ ኻኣ ናብ ካርቱም ሱዳን ሰደዶ። አብ ካርቶም የማነ ጃማይካ ተራኺቡ ምስ መለስ ኣፋለጦ። ደሓር ድማ ናብ መሰዳ ጃማይካ ሒዝዎ ኣትዩ ኽፍሊ ሕክምና ተሰሪኡ ፋሻ ተሸካሚን ሰላሊን ኾነ። ኣብኡ ብኣቶ ወልደልዑል አንደበት ኽዝረብ ቶሎ "ኻብ ኤርትራ ሸሊኾም ኣብ ዕዳጋ ኣርቢ ድሠፈሩ እዮም" ይብሉ። ገብረኣብ ናይ መለስ ዕዝኒ ኾይኑ ብዙሓት ሐቀኛ ተጋሩ አቅተለ። ንኣብነት ዶ/ር ተወልደ ለገሠ ፍሬኖ ዘየብላ መኪና አዘጋጅዩ ብመለስ ትዕዛዝ ገደል ኸምዝኣቱ ገይሩ አቅተሎ። ሰኺሩ እንዳ ሐፍቱ ብኣንደበቱ ቸዛረቦ እዩ። ኣብ ህወሓት ዋና ናይ ሻዕብያ ሰላላይ እዩ። ኣርሱ ንኽሽፍን ግን ፈሊጡ ናይ ሻዕብያ ገበን የላዕል። ንፈልጠካ ኢና ንኻሊእ በሎ ንብል። ህወሓት ኣማኢቲ ሰለልቲ ኸም ገብረኣብ ባርኖባስ አለዉዋ!!!
@BKMGA
@BKMGA 2 месяца назад
please be familar first withthe people of tigray interestrather than world interest. non relevant statement for us. second be focus on our internal problem rather than shewa. the idology of TPLF is the worst than shewa. is tplf know with cultural identity? do think TPLF leaders has not identity crisis. sharity and leader ship starts at home. such kind of discusion never bring any value for us.
@tekletedros4764
@tekletedros4764 2 месяца назад
ኦሮማይ ኦሮማይ ከምዚ ኢልኩም ክትነብሩ ኢኩም ቻዉቻዉ እዚአ እያ ዕድልኩም ሀለዉለዉ ናይ 50 አመት መስዋእቲ 0
@mahariluul7724
@mahariluul7724 2 месяца назад
ዓፋሪ ጥሪትካ ኣብ ኣስመራ ተሓሪደን ትብል ኣለካ ግን ሰማዕትካ ውን ጸሊኦሞ ሓሶትካ። ሓሳዊ ብሕማም ሕስድና ዝተሳቀካ። ጽሉል ውን ኢካ ክትከውን ዘለካ። ዝሰምዑካ ዘለው ሰባት የደንግጹካ። ጹሉል ናይ ዓለም።
@yonathannegase
@yonathannegase 2 месяца назад
መራሕትኻ ልዕሊ ሓደ ሚልዮንን ፈረቓን መንእሰያት ኣጥፊኦም ሕጂኸ እንታይ ክትደግሙ ትደልዩ ኣለኹም። ህዝቢ ትግራይ ባይታ ኣዝቢጥኩሞ እብ ጥምየት ዕርቃን ስእነት መድሃኒት ወዲቑ ዋላ ገደብ ዘይብሉ ዓጀውጀው እንታይ ክበሃል ይከኣል። ስእሊን ጭብጥን ዘይብሉ ጀኖሳይድ እናተዛረብካ ወያነ ንሽዋ ንወሎ ንዓፋር ክኸይድ ከሎ ዝገበሮ ጀኖሳይድ ዝገበሮ ዕንወት ዝገበሮ ራስያ ብጭብጢ ዝተረጋገጸ ናበይ ትሓብኦ ኣለኻ። ብኣኻ ዝታለል ሰብ ኣሎ ኣይብልን። እንተልዩ ኸኣ ካባኻ ዝገደደ ዓዋን እዩ።
@you4alali
@you4alali 2 месяца назад
Agame. Hasewti
@Resilience3
@Resilience3 2 месяца назад
ረሳህ! አጋሜ ማለት ናይጀጋኑ አዲ እያ። በጣሊያን ምግዛዶ ይህሽ? ደንቆሮ
Далее
Ванька пошел!!!! 🥰
00:18
Просмотров 234 тыс.