Тёмный

እዋናዊ:ኣብቲ ሓድሽ መድረኽ ካድረታት ዝተረኸቡ ላዕለዎት ኣመራርሓ ህ.ወሓ.ት እንታይ ይብሉ? 19/08/2024 

TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Просмотров 61 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

27 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 330   
@KahaseMezgebe
@KahaseMezgebe 2 месяца назад
ከምዚ ዝበለ ናብ ህዝቢ ዝቃላዕ ፅቡቅ እዩ እዚ እዩ እቲ ዘድሊ👍👍👍
@seidkemal8966
@seidkemal8966 2 месяца назад
Long live getachew redaaa❤️❤️❤️
@KahsuBerhe-i8v
@KahsuBerhe-i8v 2 месяца назад
ቆንጆ ሓሳብ
@stpual1
@stpual1 2 месяца назад
ናይዚ ጀግና ተጋዳላይ ዘረባ ምስሰማዕኹ ተስፋ ገይረ,ህ.ወ.ሓ.ት ናይ ኩላትና እያ ዝብል ስምዒት ተሰሚዑኒ ።
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 Месяц назад
ዝዃሓነ እኽብካብ ኣናርኪዝም። ዝረዓደ ካብናይትግራውነት ስነስርዓት ዝወፀ መትሓዚ መጨበጢ ናይ ምክድዻዕ መድረኽ ሰረቕቲ፡ቆራዲድ ህዝቢ ትግራይ ብምክፍፋል ኣብዛዓለም ከምዘይነበሩ ዝመስሉን ብፁዓን። ህዝቢ ትግራይ ነናይባዕሎም ሕርጓቶታት ከስስኑ ምጉያይ፡ ህዝቢ ትግራይ ከይልክሙኻ ኣምላኽ የፅልልካ። ካብ ራዕዲ ወፃኢ ብምንታይ ሕግን ምኽንያትን እዩ ናይ ኣባላት ጉባኤ ምክያድ ሓጥያት ዝኸውን? መንከእዩ ኪናት ዝደሊ ካብ ምጭብርባሪ ወፂኹም ብጭብጢ ዝትሕብሩ።
@ፃፀ
@ፃፀ 2 месяца назад
ጀግና ኢካ ህዝቢ ትግራይ ንቁሓት አይኮናን ነዞም ተካላት ብጉጅለን ፣ ዓልየትን ፣ ኸባብን ጥቅምን ዝደልዩ እንበር ብዛዕባ ህዝቢ ትግራይ እንታዬም አይኮናን
@WeldayAlemu
@WeldayAlemu 2 месяца назад
ብጣዕሚ ሃናፂ ዝኾነ ሓሳብ
@Abraham-zy7df
@Abraham-zy7df 2 месяца назад
Dont impose everything and anything on Getachew. You have to support, encourage and fight with Getachew for as a humanbeing, Getachew has limitations .
@Atiytheman
@Atiytheman 2 месяца назад
You are right, but he has to lead and take action 🎉
@assefagebre7952
@assefagebre7952 2 месяца назад
ዝገርም ኣታሓሳስባ ዪ ሕዚ ቁረፀኛ ምኮን ጥራሕ ይሓትት❤
@HgddHgfdd-y7z
@HgddHgfdd-y7z 2 месяца назад
ዳይ ቀፅሉሉ
@semeregebridan
@semeregebridan 2 месяца назад
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል
@fitwidrar5524
@fitwidrar5524 2 месяца назад
ዝገርም ኣኼባ ኢዩ ትብዓትን ግሉጽነትን ተኣካቢ ውን ዝገርም ኢዩ ከምዛ ዘላታ ናብ ህዝቢ ዉፈሩላት ገቹ ታሪኽ ኣብ ፖሎቲካ ትግራይ ፉሉይ ምዕራፍ ኣንጺፍካ ታሪክ ሰሪሕካ ሕለፍ ነባሪ ታሪኽ እምቨር ነባሪ ሂወት የለን ❤❤
@freweynibrhanu489
@freweynibrhanu489 2 месяца назад
ኣጆኹሞ ደቂ ዓደይ
@GrmaySibhatu
@GrmaySibhatu 2 месяца назад
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤ እሰይ ብጣዕሚ ጽቡቕ
@haddiswoldegebriel2419
@haddiswoldegebriel2419 2 месяца назад
It’s amazing!
@hailekewedom7171
@hailekewedom7171 2 месяца назад
A change must come soon, yes it will. Getachew is smart and intelligent person for woiting this opportunity with it's patient. Now he have morthan enough supporters therfor, it's the right time to take an action. The most important thing is he must open it's eyes day n night they might not get chance to flee those blood sucker evils from Tigray region. By dong this Getachw becames more important and beloved leader in Tigray .
@Nureaney
@Nureaney 2 месяца назад
ክቡር ሓወይ ሓቀኛ ግልፂ ዘረባ ከማኻ የብዘሓልና የቀንየልና
@ግዜኣለኝገናይነጋልነገ
ወያናይ መንፈስ ዝወነነ መድረኽ ደስ ዝብል ዴሞክራስያዊ ኣበሃህላ ንኩሉ ትግራዋይ ዝሓውስ ትርጉም ሓዘል ወግዒ
@samuelteka1342
@samuelteka1342 2 месяца назад
ልቦና ብስለትን ተሳተፍቲ ዝገርም እዩ። ትግራይ ተስፋ ኣለዋ።
@medhin8187
@medhin8187 2 месяца назад
ፀገሙ ኮ እቶም ተስፋ ዘለዎም ሓቀኛታት ልዕል ኣየብልዎምን ዩ ልኣይ ዝረኣየኒ ዩ ። ሕማም ድሔር ኮይኑዎ ኣሎ ነታ ኣብ ካምፒ ዘሎ ህዝቢ ።
@OzilAersnal-l3z
@OzilAersnal-l3z 2 месяца назад
ጋሐፍት
@medhin8187
@medhin8187 2 месяца назад
@@OzilAersnal-l3z ጦብሎቕ 🧐
@nananana1404
@nananana1404 2 месяца назад
ጎበዛት ቀፅልሉ
@BerheAraya-u3u
@BerheAraya-u3u 2 месяца назад
ወይ ንሕና ንምርሓያ ወይ ሒዝናያ ንሙት ዝብሉ ልምንታይ ካብ ትሓታትነት ንምምላጥ ዝግበር ሕቱክቱክ
@kingjo7100
@kingjo7100 2 месяца назад
ሓሳቡ ፁቡቅ እዩ ግን ስነ ሓሳብ ሑሓት ን ፍልስፉኑኡን ፀረ ትግራይን ትግራዋይነትን ፀረ ክብርታትናን እዩ ....ፀገም ህወሓት ግለ ሰባዊ ዘይኮነስ ስነ ሓሳባዊ ዉድቀት እዩ ገጢሙዎ ዘለዎ.....ንሙካኑ ከ ድሕሪ ዜኩሉ ጨፍጫፍን መከራን ኣብ ሶሻሊዝም ዝኣምንን ዝጎተትን ሰብ ከም ምርኣይ ዘሕዝን የለን....ትግራይን ትግራዋይነትን ካብቲ ወዲቅዎ ዘሎ ዉርደት ከድሕኖ ዝክእል ኣብ ብሄራዉነት ምስ ንዓስል ጥራሕን ጥራሕን እዩ ኣቱም ሰባት!!!!
@tesfayegirma7140
@tesfayegirma7140 2 месяца назад
ብሓቂ ትግራይ ሰብ ኣለዋ👏👏👏
@Atiytheman
@Atiytheman 2 месяца назад
ብሱላት ሓሳባት ጀጋኑ ቀፅሌሉ @getachew k reda ከምዚኦም ዝበሉ መናእሰይ አብ ጎንካ ሰብስብ ግዜ አይትብላዕ
@solomonhagos-n3e
@solomonhagos-n3e 2 месяца назад
ብጣዕሚ መምሃራይ መድርኽ፡፡ ናብ ታሕቲ ይውረድ
@KasayeGgorgis
@KasayeGgorgis 2 месяца назад
ጌቾ ሐዚ ህዝቢ ኣብ ጎንኻ እዩ ዘሎ ሐዚ ተዓፃፀፍ
@simonmengesha9369
@simonmengesha9369 2 месяца назад
ጌታቸው ጠንክር ከጎንህ ነን
@BerheAraya-u3u
@BerheAraya-u3u 2 месяца назад
ሚድያታት ትግራይ ኩሉ ሓሳብ ንህዝቢ ኣይበፅሕን ዘሎ
@SultanUtopia
@SultanUtopia 2 месяца назад
ትክክል ጅግነት ትግራይ ምስ ህዝብ ዝዊግን እይ
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 2 месяца назад
ህወሓት ከም ናይ 1980ታት መወዳእታ ዝተራእየ ናይ ራሺያ ኮሚኒስት ፓርቲ: ብሚኻኤል ጎርቫቾቭ ዝምራሕ ፕሮስተራይካ ዝዓይነቱ ናይ ለውጢ ጠለብ ዝወሰደ ይመስል ኣሎ:: ስለዚ እቲ ዝበስበሰ ጋንግሪን ደርቢኻ ናይ ህዝቢ ዝኾነ ውድብ ተሓዲሱ ክቐርብ ደገፍ የድሊ እዩ::
@mussiezereay6188
@mussiezereay6188 2 месяца назад
ምስ ጊዚያዊ ምምሕዳር ንቕድሚት✅✅✅
@haddisGebreyesus
@haddisGebreyesus 2 месяца назад
TpM ድምፂ ህዝቢ ምካንኩም ንህበን።
@danielwondium6562
@danielwondium6562 2 месяца назад
አጀክም አበጎኑኸም አለና በርትዕ ኢዝ ፀብብ ጎጅለ ክጥኢ አለው
@gaydigets7061
@gaydigets7061 2 месяца назад
እዚኦም ስልጣን እንተዘይረኪቦም ስላም አይህብናን ምክንያት ከም ረስቲ እዩም ዘርእዩው ነይሮም
@AberashBerhe-pz8be
@AberashBerhe-pz8be 2 месяца назад
ተጋሩ ሽኮር ናብ ሓደ ምጹ
@BelayHailu-k3r
@BelayHailu-k3r 2 месяца назад
እዚ'ያ ታሓቂ፤ እዚ ሓቂ'ዚ ምቕባልን ዘይምቕባልን ናይ ውልቀ ጉዳይ'ዩ።
@BerheAraya-u3u
@BerheAraya-u3u 2 месяца назад
ካብቲ ዉሕድ ተኣካባይ ከምዚ ዝበለ ሓሳብ ዝቀረበስ በቢ ደረጅኡ ዘሎ ህዝቢ ብነፃነት ሓሳባቱ እንተትገልፅ እቲ ሓቂ ምወፀን ህዝቢ ምፈለጦን ስምዒት ነፃነት ድማ ምሃለዎ። ተጋሩ ብዝነበረ ስርዓት ንሓደ ዉድብ ድጋፍ ምዉፃእ እምበር ንመንነቱ ዝቃለስ ህዝቢ ጠፊኡ ነይሩ እዩ ሐዚ ግን---
@BerihuTeklemichael
@BerihuTeklemichael Месяц назад
ስምካ ኣይፈለጥኩኻን እምባር ብጣዕሚ ፅቡቅ ሓሳብ ሕወሓት ሽፈርየድልያ
@berhanemesfin9994
@berhanemesfin9994 2 месяца назад
ኩልኻትኩም ኣብ ትሕቲ ህወሓት ነይርኩም ኣብ ትግራይ ዝበፀሐ ኩሉ ፀገማት ክንሓተኩም ድልዋት ምዃን እዩ ። ብሓባር ከምዘይ ነበርኩም ኣይትናቖሩ ፅቡቕ ሓሳብ ምስ ኣቕረብኩም ናብ ምዝንጣል እንታይ ኣምፀኦ ?ፅባሕ ዘይድገም ኣይትዛረቡ ። ሙሉእ ሓሳብኩም ካዓ ንሓድነትን ዓወትን ክኸውን ይግባእ ።😊
@macksyou3743
@macksyou3743 2 месяца назад
ቡሉፃት ተሳተፍቲ ይበል ትግራይ ሰብ አለዋ::
@ትግራወይቲ-ቈ4ጠ
@ትግራወይቲ-ቈ4ጠ 2 месяца назад
ጀጋኑ ።
@FkaduGebremedhn
@FkaduGebremedhn 2 месяца назад
ትግራይ ዓድይ ካብቲ 50 ዓመት..ቁሪድድ ትላቀቅሉ ግዜ መፅዩ መስለኒ
@gebremariamzewde8795
@gebremariamzewde8795 2 месяца назад
Yes God.tin.
@gebremariamzewde8795
@gebremariamzewde8795 2 месяца назад
Yegooting
@KahaseMezgebe
@KahaseMezgebe 2 месяца назад
ደስ ዝብሉ ሓሳባት ተላዒሎም👍👍👍
@Rayuma-b1j
@Rayuma-b1j 2 месяца назад
No more tplf
@ZekariasSolomon-m3b
@ZekariasSolomon-m3b 2 месяца назад
ኣቱም ሰባት ፡ እቲ ሽግር ህወሓት ዘውረሶ ሕማም'ዩ እንተ ተባህለ'ኳ ጥቓ ሓቂ ዝቐረበ ዘረባ ኢዩ ፡፡ እቲ ኣብዚ እዋንዚ ናይ ትግራይ ቀንዲ ሽግር ኮይኑ ዘሎ ግን ህወሓት ዘይኮነስ ፡ እቲ ኣብ ውሽጢ ተጋሩ ሰሪጹን ኣስፋሕፊሑን ዘሎ ሕማም ሓሶት ከይተፈወሰ ሽግር ትግራይ ከቶ ኣይፍታሕን ። ኣብነት ንምጥቃስ ሓደ ካብቶም ኣፈኛታት ተሳተፍቲ ከይሓፈረ 1. 27 ሃገራት ወሪረናና 2. " ዓፋር ወሪራትና " ክብል ተሰሚዑ ። 27 ሃገራት ? ፍርቂ ኣፍሪቃ ማለት'ኮ ኢዩ ! ዓፋርከ ከም ሕሱም ደኣ ተወሪራን መኪታን'ምበር ፡ ወሪራ ዲያ ? ጌታቸው ሴኩቱሬ ፡ ተኣምር ዝኾነ ቅያ ዓወት ዘበሰረ መሲሉዎ " ብዘደንቕ ቅዲ ስይራቴጂ ኣብ ውሽጢ 45 ደቒቕ መብረቓዊ መጥቃዕቲ ወሲድና " ኢሉ ብሓበን ተፈንጪሑ ዝሃቦ ዕላዊ መግለጺን ፡ ህወሓት ናብ ጎንደርን ባህርዳርን ሚሳይላት ከወንጭፍ እንከሎ ፡ ንኤርትራ እውን ስለዝሓወሳ ፡ " ምዕራባውያን ዲፕሎማት ብቐንዱ ድማ ኣሜሪካ ፡ ነቲ ኲናታዊ ውጥንን ምትዅታዅን ናብ'ቲ ከባቢ ናይ ምልሓም ዕላማ ብትሪ ምዅናኖም ይዝከር ። ኣብ'ቲ እዋን'ቲ ፡ ጌታቸው ረዳ ባዕሉ ፡ " እዚ ናይ መጠንቀቕታ መልእኽቲ ጥራሕ'ዩ ፣ ኤርትራ እንተድኣ ኣደብ ዘይገይራ ፡ ጌና ክስዕብ ኢዩ " ኢሉ ዝመደረሉ ቪዲዮ እውን ትሑዝ መርትዖ ኣሎ ። ስለ'ዚ ፡ ኣብ ክንዲ ተወሪርና'ባ ፡ ጄኖሳይድ'ባ ኢልካ ጫውጫው ምባል ፡ ንድሕሪት ምልስ ኢልካ ካብ'ቲ ሓቅን ክውንነትን ብምብጋስ ዳግመ ክለሳ ምግባር የድሊ ።
@Goitomtakeletesfay
@Goitomtakeletesfay 2 месяца назад
እዛ ውድብ ውድብ እትብል ሸቀጥ ኣብ ኩላትኩም ኣላ። ስለዚ ህዝቢ ትግራይ ብውድብ ህወሓት ዘልኣለም እናተዓፈነ ክነብር ምስራሕ ማለት እዩ። ህዝቢ ዝደሊ ትግራይ ዝመጥን መሪሕነት እዩ።እዚ መሪሕነት ድማ ካብ ዝኾነ ውድብ ክመፅእ ይኽእል ግን ካብ ህወሓት ወፃኢ ሓዱሽ ሹም ክሪኢ ይደሊ።
@Ahmedd-br4ht
@Ahmedd-br4ht 2 месяца назад
ቀፅልሉ በርቲዑ❤❤❤❤❤❤❤
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
ጌታቸው ኣብቲ ኩናት ግዜየ ናብ ቅድሚት መፂካ ናዓለም እናቃላዒካ ነይሪካ ኣብ ሰላም ግን ናብ ቅድሚት ዘይቲኾነሉ ታይ እዩ ምክንያቱ ዝበለ ሕቶ ግን ወሳኒ ጣያቀ እዩ።
@mengisteabassefazeweldi4412
@mengisteabassefazeweldi4412 2 месяца назад
ብጣዕሚ ደስ ዝበለኒ አባህላ"ጉባኤ ምክያድ መሰል እዩ ውሑዳት ተኣኪቦም ግን ምእጋድ ነውሪ እዩ
@assefagebre7952
@assefagebre7952 2 месяца назад
decision makes good point .
@anbessa6836
@anbessa6836 2 месяца назад
I don’t know Tegadalay Alem Gebrewhad but after I heard his enemies hateful speech I loved him.
@danielghebrehiwet7839
@danielghebrehiwet7839 2 месяца назад
❤image, this is difficult, but I'm crying nice tigrray my younger friend, sorry, we are,do u best
@ፃፀ
@ፃፀ 2 месяца назад
ብጉጅለን ፣ ኸባብን ፣ ዓልየትን ጥቅምን ዝሓስቡ ተካላት ብህዝቢ ዓድዋ ዝሽቅጡ ዓፈንቲ እዬም
@Wedigebru1
@Wedigebru1 2 месяца назад
ጠንክራ ሰብ ናብሓቂ¡¡
@berhanemesfin9994
@berhanemesfin9994 2 месяца назад
ፅቡቕ ተዛራቢ ከምዚ ዝበለ ዝእርም ዝግምግም ሰብ ኣብ ውሽጢ ህወሓት ክበዝሑ ይግባእ ርእሲ ኩሉ ካዓ መራሕቲ ህወሓት ብዕሊ ይቀበልዎ ። መራሒ ከይፀረየ ህዝቢ ኣይድሕንን ። ዋላ ብኣጃክስ ይታሓፀቡ ። ብዕራይ ናብ ዘበለ የብል ዕሮፊ ኣፅንዕ ( መስመር )።
@yirgalemkinfe8436
@yirgalemkinfe8436 2 месяца назад
ትግራይና ዓዲ ጀጋኑ፣ዲሞክራሲ፣ሓሳብ ዝግለፀሉ ...ብዝኾነ ንህዝብና ካብ ፀገምን ስግኣትን ዝወፀሉ ፣ ኣብ ሓፂር ግዜ ፅቡቕ ዜና እንሰምዐሉ መድረኽ ይግበረልና ኣምላኽ ይሓግዘና።
@garemawcha
@garemawcha 2 месяца назад
ደስባሃሊ እዩ ቐፅልሉ
@haileelectronics
@haileelectronics 2 месяца назад
eziom eyom tegaru malet ybel ybel hasab tesfa tgray tgray ethawi beziom bni wedi reda zmrah hgawi tplf eya kexilulu kulu hzbi tigray msakum u hdri swat ahwatna msakum eyu enda junta debrexntet ema kahdamat yom debrexntet group gudish fela tpm thanks ketulbet subscribed
@KahsuTsegay-n4e
@KahsuTsegay-n4e 2 месяца назад
ፅቡቕ ሓሳባት ጠንክሩ ጥራሕ❤❤🎉🎉🎉
@ngusgebremedhin
@ngusgebremedhin 2 месяца назад
🎉keep it up
@nowarpeace2488
@nowarpeace2488 2 месяца назад
ቀፅሉሉ እቲ ሐቂ እናፀረየ ይወፅእ አሎ።
@eliasfisseha8554
@eliasfisseha8554 2 месяца назад
Everybody should speak maximum of 10 minute.
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 2 месяца назад
ብሽም ህዝቢ ዝሽቅጡ ሰረቕቲ ዕድመ ልክዖም ሰሪቖም ዘሚቶም ዘይዓግቡ እኽብካብ ጎሓላሉ ናይ ሕወሓት ኮራኹር ።
@ticabokinfe5484
@ticabokinfe5484 2 месяца назад
ምእተ ሕዝቢ ትግራይ ዕርቂ ይገበር በሀላይ እየ። ጸላኢ ሕዝቢ ትግራይ ሕዝቢ ይፈልጦ እዩ።
@MstifEbrahim
@MstifEbrahim 2 месяца назад
ጡዑያት ንህዝቢ ዝሓስቡ ካድረታት ኸም ዘሎዉ ለሙዓንቲ ተረዲኤ።🎉🎉🎉
@kibromgoitaom6001
@kibromgoitaom6001 2 месяца назад
Stay strong
@EyobGerezher-bi4cy
@EyobGerezher-bi4cy 2 месяца назад
Good news
@Hadera-od7jn
@Hadera-od7jn 2 месяца назад
Nisikhatkum ny tigray ketetifiwaikhum ahlifikum nemharan neti telam seytan agame eseyas afewerki dejezmach abraha kasa wedi tigray ahlifkum kitbiwa ikhum!!🎉
@lalleyatata
@lalleyatata 2 месяца назад
The cancer disease TPLF needs to be brought to a Justice for crimes against innocent tigray Ethiopian people all the hell all the crimes is because TPLF wanted to stay in power they sacrifice a lot of innocent tigray Ethiopian people Tigray wake up and smell the coffee as you can see everyone does not care for innocent people the only care for their own power look at this all competition and everyone is speaking pulley God is watching because of TPLF behavior God is punishing you left and right north south east west in Sudan innocent people are suffering bring tplf to our Justice for Peace
@danielghebrehiwet7839
@danielghebrehiwet7839 2 месяца назад
God pay u nice,I'm in south Africa, do u that what i gate pain,this is a little, how many people's, lost, sorry God is great, be cry like me,otherwise how can i know u self,GAME is OVER,
@wendmudesalegn8072
@wendmudesalegn8072 2 месяца назад
👍
@alemayotadele7390
@alemayotadele7390 2 месяца назад
great on hope on tigray
@NguseHadgu
@NguseHadgu 2 месяца назад
ሓቂ እዩ ህዝብ ትግራይ ብስዕናዑ ብዝኣመነሉ ነገር ኩሉ አይደራደርን ግን ሓቀኛ አልየት ዘርዒ ዘይፈላሊ መራሒ ክረክብ አለዎ።
@sahledebesay4229
@sahledebesay4229 2 месяца назад
👏👏👏👏👏👏💪💪💪💪
@Abraham-zy7df
@Abraham-zy7df 2 месяца назад
With due all respect, to all the participants of discussion /meeting: TPLF is not an individual ; rather, it is an entity with an ideology Which doesnt go with the 21st Century thinking. So, is the meeting focusing on the individual TPLF leadrs or on the ideology itself?
@HaileslassieHB
@HaileslassieHB 2 месяца назад
ሓሽከር ብልፅግና
@SSa-q5w
@SSa-q5w 2 месяца назад
❤❤❤❤
@mass-media6445
@mass-media6445 2 месяца назад
ህወሓት ካንሰር ናይ ህዝቢ ትግራይ፣ ንመሪሕነት ብቕዓት ዘይብሎም ናይ ሓደ አውራጃ ማሕበር ። ሕዝቢ ትግራይ ነዚ ዝግበር ዘሎ ምድሕሓር ብሓባር ንጋፈጦ።
@TheBerihu
@TheBerihu 2 месяца назад
ኣለም ጅግና እዩ።
@LILIEGALHAYIKO
@LILIEGALHAYIKO 2 месяца назад
ንሕናስ ዘይሓልፈልና ምስ አርግያ ዝወዓለስ ሃተዘይለመደ ታይለመደ እዩ ዝባሃል ህዝበን ጊዛዊ መምሕዳር አብልዕሊ ህወሓት ሰራሕ ኢትዮጵያ ይደግብምዎ አለው 😢 ክብሪ ንህወሓት
@brightfeature89
@brightfeature89 Месяц назад
በዝገርም እቲ ዝሓብካዮ ሓሳብ ሓናፃይ እዩ።
@mebrehetbenian3784
@mebrehetbenian3784 2 месяца назад
Hafeshawi eritraeyan eyom misatwu nabadna ezykulu metsiena zelo abshire eko gezakiray tekaryom eyom nihanti ketlema zelewu misdeka ketlema abzdekeseto megeza geza tigray godrekba zela.
@Goitomtakeletesfay
@Goitomtakeletesfay 2 месяца назад
Constructive comments, but must talk to action,!
@melakunigus1533
@melakunigus1533 2 месяца назад
እንኳዕሞ ምስዚኦም ደጀባት ኣይምተኣከብኩ እንኳዕሞ ኣባል ህወሓት ዘይኮንኩ እንኳዕሞ ምስዚኦም ኮፍ ኢለ ጨጓራይ ዘይለሓፅኩ እንኳዕሞ ምስዚኦም ህዝቢ ትግራይ እናበልኩ ዘይዓሸውኩ
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 Месяц назад
PLEASE Stop BLAME GEMING fir the sake of Your INTEREST and Broad Masses.
@GideyRedae-t1s
@GideyRedae-t1s 2 месяца назад
Keep it up ሓቂ ዝሓዘ ይረትዕ❤❤❤😂😂
@mebrehetbenian3784
@mebrehetbenian3784 2 месяца назад
Hadeshti tdf eski giberu merahty kinedey belih muhur alo eyu
@melakunigus1533
@melakunigus1533 2 месяца назад
ሕጊ መታለሊ ሰብ እዩ ንማንም ወንጀለኛ ኣይቀፅዕን ኣየምህርንውን ካብ ሎሚ ጀሚርና ናብሕጊ ዝነቕርቦ ወንጀለኛ የለን ገበኑ ምሳፃረና ኣብኣ ከሎ
@HhHh-k3k
@HhHh-k3k 2 месяца назад
ብሐቂ ለባማት ቀፅልሉ❤❤❤❤❤❤
@Zemenhwehat
@Zemenhwehat 2 месяца назад
ናይ ዓርባዕተ መዓልቲ አበል ክትበልዕ ኢልካ እዚ ኩሉ ዓጀውጀው
@GebremedhinKasa
@GebremedhinKasa 2 месяца назад
ህዝቢ ትግራይ ማእኸል ዝገበረ ቀፅልሉ
@ZenabuGirmayGebremaryam
@ZenabuGirmayGebremaryam 2 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MengsehaKalayu
@MengsehaKalayu 2 месяца назад
ጃጋኑ
@Bocaca49
@Bocaca49 2 месяца назад
ርጉማት ዓጋመ ንኤርትራ ኸይተላኸፍኩም ኣይኮነልኩምንዩ ። እግዝኣብሔር ሓሳድን ተመንን ጎረቤት ሂቡና. እዛ ኩላ ዕሰለ ናይ ኣቢ ኣሕመድ ወርሓዊ ደሞዝ ዘስራያ
@dargeabrha5627
@dargeabrha5627 2 месяца назад
We need refreshing tplf
@1birryoutube
@1birryoutube 2 месяца назад
ካሊእ ፅቡቅ ነገር ዲሞኩራሲ ውፅኢቱ እዩ ክቅፅል አለዎ ሕዚ ዘሸነፈ ሓሳብ ክድገፍ አለዎ እምቢ ዝለ ፀግዑ የሓዝ እዩ።
@TekilayGebergiyorigs-wi9tf
@TekilayGebergiyorigs-wi9tf 2 месяца назад
እዙይ እዩ ቃልሲ ማለት 10Q ።
@zeraihagoshailemariam5496
@zeraihagoshailemariam5496 2 месяца назад
the one who comes from Axum comes with logical and practical reality of the society
@GebreGebre-bz4sn
@GebreGebre-bz4sn 2 месяца назад
እዚ አብ ህወሓት ከምዚ ምፍጣሩ ተሓጉሰ ዝብል ሰብአይ ጥዑይ አይመስለንን ሕዚብ ናብ ፀገም እናእተወስ ፅቡቅ ይብል ዋዕ ከመይ ገይርካ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
አነ ዝተረደአኒ ዝተፈለየ ሓሳብ ዘለዎ ብቡረት እንበር ባሓሳባ ሰለ ዘይኮነ እዩ መስለኒ
@Melesknfeasmelash
@Melesknfeasmelash Месяц назад
ትኽክለኛ ሓሳብ አዩ ንትግራይ ተስፋ ዝገብር ኸምዚ እዩ ቀፅሉሉ
Далее