Тёмный

እዋናዊ ኩነታት ፓለቲካ ትግራይ ፣ ዝተጎበጠ ግዝኣት ትግራይ ንምንታይ ዘንጊዑ? ብይባቤን መርስኤን 

Axumawian Media Network
Подписаться 36 тыс.
Просмотров 8 тыс.
50% 1

#tigraybwne
Donate - donorbox.org/a...
To be a member- / axumawia
AMN educates on the Horn of Africa, addressing its history, politics, and socioeconomics, while also advocating for democracy and exposing human rights violations in Tigray, Ethiopia, and Eritrea, and tackling the misinformation and disinformation in the world.
Follow Axumawian Media Network on:-
RU-vid, youtu.be/ @AxumawianMediaNetwork
Twitter- @MediaAxumawian
Instagram - / axumawianmedia
Telegram- t.me/axumawian...

Опубликовано:

 

29 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 94   
@EmmanuelGebremedhin-kh6vj
@EmmanuelGebremedhin-kh6vj 3 месяца назад
ግደይ የቐንየልና፣ ይባቤ ንውድቡ ወኪሉ ይማጎት ኣሎ፣መርስኤ ግን ኣዋድቓ ሰለሙን ይኩኖ ኣምላኽ ወዲቑኒ ። ግደይ ግን ተባረኽ። ንኒ ብስራት ኣማረን ንኒ የማነን መንግስተኣብን ኣይተጥፍአልና። መርስኤ ግን ፀገም ትግራይ ኣብ ጌታቸው ጥራሕ ጨፍሊቑ ኣትሪፍዎ። ጌታቸው እንተሓመቐስ ጉጅለ ህወሓት ግምት ፈተኽ ከይብል ብማሓውራቱ ሓኒቑ ሒዙ ዘሎ ደብረፅዮንን ፈትለን ገዲፍካ ውዕሊ ፕሪቶርያ ይፍረስ ብኻሊእ ይተካእ ዝብል ኣለም ገብረዋህድ ገዲፍካ ዕንይንይ ምባልካ መርስኤ ብይባበ ክትዕብለል ካብ ምርኣይ ንላዕሊ መሕፈሪ ነገር የለን።
@AmaneaiaberahaGberaslasa
@AmaneaiaberahaGberaslasa 3 месяца назад
እቲ ግባኤ ሓድሽ ትውልዲ ስለዘይብሉ ንህዝቢ ትግራይ አይጠቅመናን
@hiwotberane1375
@hiwotberane1375 3 месяца назад
አብ ትሕቲ ተንዳ ዘሎ ህዝብናን ግዝአትናን ናብ ተጋሩ ዝኾኑ ህወሓት ካብ ዝምለስ ምስ ኢድ ፀላእትና ይፅናሕ ማለት መቐፀልታ ጆኖሳይድምበር ናይ ሓሳብ አፋላላይ አይኮነን እዞም ሰሪቆም ዝሃደሙ ታይ ጥዑይ ከምፅኡ
@birhan9280
@birhan9280 3 месяца назад
Thank you Yibabe for reveling the TRUTH about TPLF. Sad the wrong, biased Shewa style blaming and defamation against the Golden Tigray TPLF fighters have diffused to Tigray. So sad and heart breaking how biased our so called private Medias like Axumawit Media is playing at thistime. I genuinely stopped by to hear the interview today when I saw Yibabe name.
@birhan9280
@birhan9280 3 месяца назад
Thank you Yibabe for reveling the TRUTH about TPLF. Sad the wrong, biased Shewa style blaming and defamation against the Golden Tigray TPLF fighters have diffused to Tigray. So sad and heart breaking how biased our so called private Medias like Axumawit Media is playing at thistime. I genuinely stopped by to hear the interview today when I saw Yibabe name.
@mulutemere7953
@mulutemere7953 3 месяца назад
ናይ እማን "እባቤ"
@michaeltilahun8898
@michaeltilahun8898 3 месяца назад
It is sad to see some people are coming with leftover ideas but not supportive logic.
@edenayele1720
@edenayele1720 3 месяца назад
ይባቤ ስዩም መነስፍን አብ ገዙ አንጠልጢሉ አሎ! በዓል ስዩም መስፍን አብ ስልጣን ከለዉ ሻዕቢያ ምሕረት ጌሮሙላ አብ ወንበር ኮፍ ኢሎም ኔሮም ንመለስ አይፋልናኝ ሻዕቢያ ህዝብና ጨፍጪፋ እያ ክንድ ማለት! መለስ እንዴ አዲኡ ከትንፍ አይደለየን ይኾን በዓል ስዩርም መስፍን ግን ከመይ ዘይተቃወሙ ይገርም! ስዩም መስፍን ብሻዕቢያ ምቅታሉ ይገርመኒ!! በዓል ይባቤ ካድረ ናይ ዛ ትግራይ ዘጥፈኤት ዉድብ ሕዉሐት እዮም ገና ትግራይ ሕወሐት ክትመርሐ ይደልዩ! ትግራይ ጠቅሊላ ተጠፍኤት ምንም አይመስሎም!!
@stpual1
@stpual1 3 месяца назад
መርስአኤ ኪዳነ ዓብይ ሰብ,እንኳዕ ድሓን መፃእካ,ንስኻ ዘለኻሉ ዝርርብ ( ምይይጥ ) ኩሉ ግዜ ሚዛናዊ እዩ,አይድብርን,እትብሎ ሓቂ እዩ ።
@berhanebairu4439
@berhanebairu4439 3 месяца назад
No way, Tigrai/Ethiopia even Africa without party leadership possible
@berhanebairu4439
@berhanebairu4439 3 месяца назад
Giday, One straight question for you, how do you come to drive such media propaganda against our people, what is your background. Your family, something happened during the last 30 or 40 years by the organization TPLF??? Or only drives you unlimited desire to engulf money, money and money??
@SurprisedChurros-df2pi
@SurprisedChurros-df2pi 3 месяца назад
ከምኡ ተኮይኑ እምነትኩም አብ መሬት ውደባ እንቅሰቃሴ ዘይትገብሩ ሰነሐሳብ ጥራሕ ግዜ ተወሲዱ ካሻፊዶ አይከዉንን ?
@MehariAfro
@MehariAfro 3 месяца назад
Giddy bnay besrat Amara mekakali hasabs Tigray hager ktkon ?
@berhanebairu4439
@berhanebairu4439 3 месяца назад
Yebaba, I think that is not your place. Bisrat and others likewise belongs
@haileseged1124
@haileseged1124 3 месяца назад
አይይይ ! ዚ ዝባቤ ዝበሀል እንደገና ተመሊሱ መጽዩ ??? እኽኽ !
@mulutemere7953
@mulutemere7953 3 месяца назад
ይባብ ሐውና ከመይ ቀኒኻ? ዳዊት ን ስብሐትን ከመይ አለው? እቲ ምስ እስታሊን ኮይንኻ ናይ ስብሓት ናይ ውድብኻ ልኡኽ ሒዝካ ናይ እኒ ብስራት ስም ናይ ምጥፋእ ስራሕትኹም ከ ከመይ ይካየድ አሎ?
@dejenweldemichael4289
@dejenweldemichael4289 3 месяца назад
😮😮😮😂😂😂
@selamawitgidey2708
@selamawitgidey2708 3 месяца назад
He called a spade is spade, he brought facts on the ground and what is wrong with that? Yibabe is a man of principle ...,nothing more nothing less
@amanuelweldemichael2129
@amanuelweldemichael2129 3 месяца назад
መርስኤ እንካዕ ድሓን መፃኻ ሓሳባትካ ከም ናይ ወትሩ ኣዝዩ ብሱል እዩ
@habtomberhe9915
@habtomberhe9915 3 месяца назад
መርሲኤ ዝስሕበኒ ብሄራዊ ተቃላሲ❤❤❤
@dc8625
@dc8625 3 месяца назад
ዋላ ነዓይ 💙
@aaronmuruts7044
@aaronmuruts7044 3 месяца назад
ህወሓት ናይ ጥዒና መንገዲ ጀሚሩ ኣሎ ዝብለና ዘሎ ኢባበ ንመን ካህንን እዩ?
@yemanekassa2792
@yemanekassa2792 3 месяца назад
Gidey, ካብ ምፍላም ይባቤ ኣሰኪፉካ ይመስለኒ ጫፍ ዝወፀን ዝንቡዕን ነገራት እናተዛረበ ከም ድላዩ እቲ መድረኽ ክጥቀመሉ ገይርካ::
@daivex6068
@daivex6068 3 месяца назад
ተረዲኡና ሎሚ ደኣ ሰብና ኣታሊልኩምን ኣጋጊኩምን ኣብሊክምዎ ጸላኢኡ ዘይፈልጥ ምስኪን ሕዝቢ ረኪብኩም ክነግረካ ዶ ኣታ እሱብ ጉጅለ ማለሊት ደጊም ሽኳንዶ ሕዝቢ ትግራይ ክመርሕዎ ነፍሶም ዘይመርሑ ኣብስሮም ዝሸኑ እዮም already ሸይኖም ጨኒውም ቀስቢሶም ምብስባስ እንኳ ክፍጠሩ ጀሚሩ ዝበስበሱ እንድዮም ሎሚ ግን የላን ። ሒወቱ ንብረቱ ሓፍቱ ሓው እንኡ ኣቡኡ ንብረቱ ከፊሉ ነቂሑ እዩ መንእሰይ ቻው ኣታ ተከፋሊ ባንዳ
@daivex6068
@daivex6068 3 месяца назад
ናይመንዳኒኡ ረሳሕ ካድረ ሒስካ መጺካ ኪድ መኣኮሮም ሕጸበሎም ደቅዛ ካንሰራት ሕዝቢ ትግራይ እንታይ ኣተዎ ትቀየር ኣይትቀየር እዛ ረሳሕ ውድብውን ኣይብሐካን ጉጅለ ብሰንኮም ዝጠፈአ ሕዝቢ ደጊም ኣብስሮም ሸይኖም ከማካ ልበለ በለጸኛ ደቃል ሕዝቢ ክሳቀ የብሉን ። ደጊም መን ምኳንኩም ሕዝቢ መሚዩ ፈሊጥኩም እንድዩ ብብረት ክሳብ ክንደይ እንዳጉሓልካ ከምእትጸንሕ ሓቢርና ንርኢ
@yemanekassa2792
@yemanekassa2792 3 месяца назад
መርስኤ...ናይ ፃድቃን ካውንስል እኮ ብሕጊ ካብ ዝጣየሽ ኣዋርሕ ኣቑፂሩ😮
@gebrutesfay9272
@gebrutesfay9272 3 месяца назад
ይባቤ የምርጥ ምርጥ ተሳዳቢዎቾ የሱ አግር እጣቢ አትደርሱም አንተ ምርጥ በርታ አትጥፋ ❤
@nxjdnNckfn-rp8wb
@nxjdnNckfn-rp8wb 3 месяца назад
ይባቤ ኩሉ ሽግር ናብ ጌታቸው ተሸክም ዘለኻስ ፣ባንክን ታንክን ገዲፉ ዝሓደመ ፣ዓብ ቅድሚ ዓለም ፣በስቢስ ፣ጠስጢስ ፣ኢሉ አዊጁ ፣ዝረሰነ መቁሎ ተሸኪሙ ናብ ትግራትግራይ ሓዲሙ ዝመፀ ዶ አይኮን ፣ሕወሓት መሬት ትግራይ ዘረከበ ሃደ ሚልዮን ዘጨፍጨፈ ጆነሳይደ አብ ሕዝቡ ዝፈፀመ ፣ዘፈፀመ ሕወሓት ዶ አይኮነን ፣ይባቤ ድማ ካብቶም ዝጠስጠሱ ካድረ ማለሊት እንድኻ ፣ንጌታቸው ክትወቅስ ፣አቅሚ ፍልጠት የብልካን ፣ናይ ካድረታት ሰልችይና ፣ኢቅ ፣ኢሉና ።
@Resilience3
@Resilience3 3 месяца назад
Respect Ato ይባቤ
@edenayele1720
@edenayele1720 3 месяца назад
ምድረ ኻድረ ይባቤ ወዲ ይባቤ
@Resilience3
@Resilience3 3 месяца назад
@@edenayele1720 🤡
@danieladane3936
@danieladane3936 3 месяца назад
1. ኣክሱማውያን ሚድያ ትጋገዩ ኣለኹም። ይባቤ ህልም ዝበለ ኻድረ ሕወሓት ምዃኑ እናፈለጥኩም ሚዛናዊ ሓሳብ ክህብ ምፅባይ ዕሽነት እዩ። ኣማኻሪ ካውንስል ብግዚያዊ መንግስቲ ዝጣየሽ ስለዝኾነ ንመንግስቲ ክቆፃፀሮ ኣይኽእልን ዝበል ሓሳብ ኣቕሪቡ። ኣብ ዘመነ ስልጣን 27 ዓመታት ሕወሓት ትግራይ ህዝቢ ዝመረፆ ቤት ምኽሪ ነይሩዋ ይፈልጥ ድዩ? ሕወሓት ባዕሉ መሪፁ ንህዝቢ እከለ ምረፁ ዶ ኣይኮነን ዝብል ዝነበረ? ግደይ እውን ግጉይ ሓሳብ እናቐረበ ዝቕ ኢልካ ምርኣይ ጌጋ እዩ። 2. መርስኤ እውን ትኹረትካ ኣብ ሓሳብ ዘይኮነስ ብዛዕባ ጌታቸው ረዳ ፕረዚዳንት ክኸውን ኣይኽእልን ከረባታውን ክኣስር ዘይደሊ ፕሮቶኮል ኣይሕሉን ዝብል ናይ ቆልዓ ዝመስል ዘረባ ትኽክል ኣይኮነን። ዓዲ ዝምራሕ ብርእሲ እምበር ብከረባታንን ፕሮቶኮል ብምሕላውን ኣይኮነን። ስለዚ ኣክሱማውያን ሚድያ ናይ ሎሚ ትግራይ ብውነ መደብኩም ብናተይ ለማስን መልእኽቲ ዘይነበሮን ኾይኑ ረኺበዮ ኣለኹ።
@mekwolf3436
@mekwolf3436 3 месяца назад
Boy, I love how you put it together. You touched everything worth mentioning.
@danimatomatomato5172
@danimatomatomato5172 3 месяца назад
Yibabe is Tplf. Cadre
@yohannesgebremeskel7368
@yohannesgebremeskel7368 3 месяца назад
ናይ ጦርነት ጊዜ ናብ ዝነበረ ሓድነት ዝብል መንእሰይ ወለዶ ዘብለዐ ሓድነት ምባል ብጣዕሚ መሰከፊ እዩ:: ዝሓለፈ ታሪኽ ብውዕኢቱ እውን ምዕቃን ይጠቅም እምበር ኣይጎድእን:: ጦርነት ቅድሚ ቀዳድም ክውገዝ ይግባእ:: ቅድሚ ጦርነት ዝነበረ ሓድነት ከዓ ኣብ ዓለም ዘየለ ካብ ሓደ ንሓሙሽተ ጌርካ ከም ህዝቢ ንፋስ ከይተእቱ ሓድነትካ ሓሉ ኣፍካ ከይትኸፍት እናተብሃለ ህዝቢ ብስም ሓድነት ናይቶ ገዛእቱ ጥራሕ ዘይኮነስ ቂመኛታት ገዛእቱ ዘገልግል ነቲ ህዝቢ ግን መኣዝ መን ከምዝበልዖ ዘይፈልጥ ኣብ ጥራሕ ኢዱ ሆሆ ክብል እናገበርካ አረ ኹሉ ከም ሓደ ሰብውን ትግራይ ትስዕር እናበለ ኣይበልዐላ ኣይሰተየላ ዓዲ ብሓዊ ብሰንኪ እቶም ቂመኛታት ገዛእቱ ተለብሊቡ እዩ:: ክሳብ ሀዚ ዘላን ውፅኢት ሓድነት ተጋሩን እዚኣ እያ:: ሓድነት ተባሂሉ ህዝቢ ከም ሓደ ሰብ ደው ኢሉ ግን ተጎዲኡ ንምንታይ እቲ ሓድነት ንህዝቢ ዝጠቅም ዘይኮነስ ነቶም ምቀኛታት ገዛእቱ ረብሓ ዝውዕል ስለዝነበረ:: Don’t spend another year doing the same shit ይብል ፈረንጂ!! ንኣማራፂ ሓሳባት ክፍቲ ዝኾነት ትግራይን ህዝብን ክህሉ ማእኸል ዝገበረ ባይታ ኣብ ምፍጣርን እቲ ወለዶ ኣብ ዝሃለወ ይሃሉ ኣካል እቲ መፍትሒ ይገበር ምባል ፀገም ኮይና ኣላ::ጌታቸው ረዳ ብዓብይኡ ብስብሓት ነጋ ኣፀቢቑ ዝትሓፀበ እዩ እንታይ ግበር ይብሎ ሰብ:: እቶም ካልኦት ከዓ መሕብኢ መፅንሒ ወንበር ዝደልዩ ጉዶም ስለ ዝፈልጡ እዮም: ህወሓት ከም ውድብ ድማ ህዝቢ ወዲ ህዝቢ ኣይትበሉኒ ንባዕለይ ኣብ ምድሓን እየ ዝሰርሕ ኢላ ዓው ኢላ ተዛሪባ እያ:: ቀደማ ኸ ህወሓት ማኣዝ ፀረ ረብሓ ህዝቢ እምበር ንህዝቢ ሰሪሓ ትፈልጥ? ሀዚውን ስብሓት ነጋን እቶም ኣፍቲ ከባቢኹም ዘኒሀው ንመኸተ እናተብሃል ዝተዋፀአ ሚልዮናት ተማቒሎም ኣፅቂጦም ዘለው እዮም ዝመርሑዎም ዘለው:: መልሓሰይ ብጨርቂ ጌታቸው ረዳ ነተን ባጫ ጉራጊኛ ምድናስ እዩ ዝኽእል ይኹን ካሊእ እናበለ ክፃረፍ ክሕሱ ዝገበረን ክኽሕስ ትግራይ ያው ናብ ገደላ ሒዙዋ ኣብ ምፅዳፍ ዘሎ እዩ:: ሓሳዊ ሰብ ከዓ ብባህሪኡ ነፋሒቶ ማለት እዩ:: ትግራይ ሰብ ክህልዋ ክትድሕን ዜጋኣ ኣካል መፍትሕን ናይቲ ገጢሙዋ ዘሎ ፀገም ክኸውን እንተተጌሩ እዩ:: እዚኣ ከም መፍትሒ ደጋጊመ ኣልዒለያ ተጋሩ ግን ተፍኒጋቶም:: ህወሓትን ግምትን ፈሪሖምዋ ናይቲ ካሊእ ተወላዲ ግን ናይ ባዕለይ ፀገም ኣብ ምፍታሕ ባዕለይ ክሳተፍ እዩ ዝግበኣኒ መመዓደዊ ኣይከውንን ምባል እብያቶ!! የሕዝን ካብ ምባል ካሊእ እንታይ ክበሃል!!!!
@gebretsionmehari7404
@gebretsionmehari7404 Месяц назад
ይባቤ ዝበሃል ሰብ ህዝቢ ትግራይ ናይ ስርዓትን ኣተሓሳስባን ለውጢ ከይመፅእ ዝቃለስ ሰብ እዩ፡፡ ህዝቢ ትግራይ ምእንተ ህላወ ህወሓት ኢሉ ብዕስለ ንህወሓት ክድግፍ ኣለዎ ዝብል ኣተሓሳስባ ዘሰጉም ሰብ እዚ ከም መትከል ዝረአ ኣይኾነን፡፡ ኣተሓሳስባ ይባቤ ደውታ ኣጋጢምዎ ኣሎ፡፡ ፕራግማቲዝም እውን እኮ ምልምማድ የድልዩ እዩ፡፡ ንሱ ግን ሓዱሽ ኣተሓሳስባ ኣይትለማመዱ እዩ ዝብል ዘሎ፡፡ ናይ መከራ ፀፀር ኣይንሸብዲ፡፡
@gebretsionmehari7404
@gebretsionmehari7404 Месяц назад
ናይ ጌታቸው ረዳ ድኽመት ብዙሕ ዘርዚሮም፣ ኣብ ሳላሳ ዓመት ውሽጢ ብጉጅለ ኣደመ ዝተፈጠረ ኽፍኣትን ሕመቕን ሐዚ ኣጫፍሩ ኣብሊሑ እንትበልዐና ግን ሓንቲ ነገር ኣይተንፈስኹምን፡፡ እቲ ጉዳይ መሪሕነት መሰረት ገይርኹም ተተውግዑ ነይርኹም ምንጪ ሕመቕ ትግራይ ካበይ ከም ዝቕዳሕ ታዕ መበልኹማ፡፡ ግን እቲ ጉዳይ ናይ ዓሌትኹም ሕቶ እዩ ዘለኩም፡፡ ጌታቸው ድኽመት ከምዘለዎ ግን ኣነ እውን እኣምን እየ፡፡
@birukiros
@birukiros 3 месяца назад
wel come mersea kidan
@GebregiorgisGebregziabhe-jn8pq
@GebregiorgisGebregziabhe-jn8pq 3 месяца назад
ሂዚ እንታይ ንግበር ?????? ጭቡጥ ፍታሕ ሓቡሩ council ኣብ ዝጣየሸሉ እዋን ምንቅስቃስ ኣብይ እንታይ ክኾን ይኽእል ? ጌታቸው ባዕሉ ስልጣን እንተለቂቁ ብልፅግና እንታይ ይገብር ???
@GebregiorgisGebregziabhe-jn8pq
@GebregiorgisGebregziabhe-jn8pq 3 месяца назад
ናይ ስርዓት ይምፃእ የስማዕምዕ ይኾን ግን መኣዝ ?? ኣብዚ እዋን እዙይ ለውጢ ስርዓት ምስ ውዕሊ ፕሪቶርያ ተዋዲዱ ይኸዶ ? ቅድሚ ለውጢ ስርዓት እንታይ ንግበር ? ኣብዚ እዋን confusion ብልፅግና ከይብለፀሉ ከመይ ንንቀሳቀስ ? ውሕሉል ምዃን የድሊዶ ይኾን ???
@EmmanuelGebremedhin-kh6vj
@EmmanuelGebremedhin-kh6vj 3 месяца назад
ካብ ግደይ ይሐሽ እምበር ካፍቶም ኣጋይሽስ ከሲርና ኢና ግደይ እውን ዝሓፈረ ይመስል ፣ ክልተ ዝተፈላለዩ ሓሳባት ዘቕርቡ ሰባት ኢሉ ኣብ መእተውስ መወዳእትኡ ብሓደ ፀረ ግ ም ት ኮይኖም ኮፍ። ኣነ ግን ዘይወፀለይ ይባበ ብዛዕባ ዴሞክራታይዜሽን ደጋጊሙ ከናሹ ኸሎ መርስኤ ምስቃጡ ክርድአኒ ኣይከኣለን። ይባቤ ሓቁ ብዘይ ዴሞክራሲ ረጊፆም ዓፊኖም ዝገዝኡዎ ህዝቢ ካብ ኢዶም ከይወፆም ፈሪሖም ስለዝኾኑ እዩ ። ምስጋና ንጀነራል ነቢዪ ፃድቃን ግን እቲ ውፁዕ ህዝቢ ካብ ኢድ ፎርኦናት ፈልቂቑ ብርሃን ዴሞክራሲ ንኽላመድ ይገብር ስለዘሎ፣ ኩልና ብሓደ ግዜ ከይንጠፍእ ተቨጋሩ ብሙሉእና ካብ ዕድመና ፣ሓንቲ፣ ሓንቲ መዓልቲ ቀኒሱ ፈጣሪ ንፃድቃን ክህቦ ንፀሊ።
@tadessetadesse8104
@tadessetadesse8104 3 месяца назад
ጌታቸው ረዳ ጎብዝ ፖለቲክኛ እዩ ::: ብምኽንይት ፕሪቶርያ ድርድርን ስምምዕነትን እካል ቐፃሊ ጊዜያዊ አማሓዳሪ ብፋሽሽት አብይን አሜርካ ፒክ ተገይሩ እዩ . ንመሪሕነት ፕሮቶኮል እካዳድና criteria/ መለክዒ አይኮነን:
@GebregiorgisGebregziabhe-jn8pq
@GebregiorgisGebregziabhe-jn8pq 3 месяца назад
ናፅነት ትግራይ ብዝምልከት ካብ መኣዝ ጀሚርካ ክዋዓዋዕ ይግባእ ? ገና ዝሓዝካ ዘየብልካ ብሕቡእ ስራሕኻ እናሰራሕኻ ነቀደም ክስርሑ ዝግበኦም ምስልሳልዶ ኣይምሕሸን ???
@TadesseKIdanemariam
@TadesseKIdanemariam 3 месяца назад
ናይ ትግራይ ጆኖሳይድ ብቅድም ህማቃት ተጋሩ ክትጠፍኡ አለኩም ነብስኩም ትፎትዩ ግና ትግራይ ብትእዋን እዝይ ሓድነት ህዝብና ዘምፅእ እበር ናግለሰባት ፅሊዕት ትግራይ ልወደቀት አዲ ገርካ ምቅራብ ተዋፅእ የትመስሊ
@tedamltek3286
@tedamltek3286 3 месяца назад
መርስኤ እንታይ ትብል ኣለኻ መለስ እንበር እቲ ዋና ኮሚኒስት ። ከመይ ጌርካ ፍለክሲብል ኔሩ ትብሎ ፈቆዶ ዩኒቨርስቲታ ኣሜሪካ ከይተረፈዶ ኣይኮነን ኣንፃር ኒዮ ሊበራሊዝም ዝምድር ዝነበረ ብድርቅንኡባ (ፍለክሲብል ብዘይምንባሩ) እዚ ኩሉ በትሪ ሐዚ ኣብ ልዕለና ዝዓርፍ ዘሎ
@GebregiorgisGebregziabhe-jn8pq
@GebregiorgisGebregziabhe-jn8pq 3 месяца назад
መርስኤ ብጣዕሚ ብሱል ሓሳብ የቀርብ ኣሎ ግና ምስ ውዕል ፕሪቶርያ ምስ ባህሪ ብልፅግና ማለት ዓብይ ምስቲ ሂዚ ዘሎ ዕንንይ ኣጋኔዚብካ ለውጣ ኣማራርሓ ምግባር ይካኣልዶ ? ኣማራርሓ ፓርቲ ምቅያር ዘፀግም ኣይመስለንን እስቲ ኣብዙያት ሓበሬታ ሃበና ።ቨ
@yalexy5398
@yalexy5398 3 месяца назад
ኣይ ይባቤ ወዲ ዓድዋ! ግደፉና እስቲ በይዛኹም ልዕሌኻ ዓለታዊ ከባብያዊ የላይ:: እታ እትነብረላ ከተማ ኹሉ ይፈልጥ ዓሌታውን ከባብያን ምኻንኻ:: ተመሊስኻ ብ ከባብያዊ ሰብ ትግምግም?
@HaftomKidane-ns2yf
@HaftomKidane-ns2yf 3 месяца назад
ካድረነን ናፅነትን ከመይ ይሳነዩ? መርሲኤ ናፅነት ይባባበ ካድረ ከመይ እዩ እዚ ነገር? እንኳዐዕ ብደሓን መፃእኻ መርሲኤ ብሉፅ ተቃላሳይ ናናፅነትደ
@AmaneaiaberahaGberaslasa
@AmaneaiaberahaGberaslasa 3 месяца назад
ግደይ ፅብቅ ገርካ ሓዝ ዳአ በተለይ ይባቤ ደጋፊ ጉጅለ እዩ
@letegabriel2721
@letegabriel2721 3 месяца назад
Agree
@zemichaelhailu8126
@zemichaelhailu8126 3 месяца назад
ጌታቸው ዓብዪ ሕማም ትግራይ እዩ ብዝተኽኣለ ካብዘለዎ ሓላፍነት ከልቅቑዎ ኣለዎም
@edenayele1720
@edenayele1720 3 месяца назад
ይባቤ ካድረ ሕዉሐት!! በዓል ይባቤ ትግራይ ክትጠፍእ ካብ ዝሰርሑ አባላት ሕዉሐት ሐደ እዩ!
@berhanebairu4439
@berhanebairu4439 3 месяца назад
Gen. TSADEKAN has done this consciously, just at expenses of TPLF to punish the people of Tigrai.
@birhan9280
@birhan9280 3 месяца назад
Thank you that is the TRUTH
@edenayele1720
@edenayele1720 3 месяца назад
አርብዓ ዓመት ትግራይ መሪሑ ገደል ዘእተወ ሕዉሐት ክዉገድ እዩ ዘለዎ
@AmaneaiaberahaGberaslasa
@AmaneaiaberahaGberaslasa 3 месяца назад
አንካዓ ደሓን መፀኻ መርሰኤ
@berhanebairu4439
@berhanebairu4439 3 месяца назад
Merse just to remind, I heard you "any country along America developed at enormous rate" I think this is totally wrong. IAM SURE YOU CANNOT SUPPORT YOUR PRIMES CORRECTLY BUT for example Africa has been under liberalism (ideology-neoliberalism), but it's economy deteriorated totally so also latin-america and others. The economy of these countries revived as a result of intervention of China.
@birhan9280
@birhan9280 3 месяца назад
Thank you Yibabe for reveling the TRUTH about TPLF. Sad the wrong, biased Shewa style blaming and defamation against the Golden Tigray TPLF fighters have diffused to Tigray. So sad and heart breaking how biased our so called private Medias like Axumawit Media is playing at thistime. I genuinely stopped by to hear the interview today when I saw Yibabe name.
@birhan9280
@birhan9280 3 месяца назад
Thank you Yibabe for reveling the TRUTH about TPLF. Sad the wrong, biased Shewa style blaming and defamation against the Golden Tigray TPLF fighters have diffused to Tigray. So sad and heart breaking how biased our so called private Medias like Axumawit Media is playing at thistime. I genuinely stopped by to hear the interview today when I saw Yibabe name.
@birhan9280
@birhan9280 3 месяца назад
Thank you Yibabe for reveling the TRUTH about TPLF. Sad the wrong, biased Shewa style blaming and defamation against the Golden Tigray TPLF fighters have diffused to Tigray. So sad and heart breaking how biased our so called private Medias like Axumawit Media is playing at thistime. I genuinely stopped by to hear the interview today when I saw Yibabe name.
@birhan9280
@birhan9280 3 месяца назад
Thank you Yibabe for reveling the TRUTH about TPLF. Sad the wrong, biased Shewa style blaming and defamation against the Golden Tigray TPLF fighters have diffused to Tigray. So sad and heart breaking how biased our so called private Medias like Axumawit Media is playing at thistime. I genuinely stopped by to hear the interview today when I saw Yibabe name.
@berhanebairu4439
@berhanebairu4439 3 месяца назад
I am 100% sure with my ideas, if any one hesitate with these Ideas I ready to defend them with facts. Please don't make your ideas to fall in between. The failure and the public mess in Tigrai is totally 100% because of the weakness and incapable and less commitments of the Interim Government Of Tigrai especially Getachew.,don't say TPLF
@berhanebairu4439
@berhanebairu4439 3 месяца назад
Another point, why Tigrai still not able to revive, even totally deteriorated and many unjust things are happening. One thing government in countries like ours cannot properly developed without str9ng and clean party leadership. The problems in Tigrai not only by Getachew but especially by Tsadekan(Ge ) what he proposed to dissociate party and government and the process of democratization, for me, Tsadekan's idea is the icon for our failures, despite Getachew incapable to administrate.
@selamawitgidey2708
@selamawitgidey2708 3 месяца назад
I mostly agree on both recommendation and Getcho's failure. However, technocrats can bring a reputational advantage both in terms of knowledge, sense of putting national interest above party political interests and how to execute project plans..., but we also need very good politician who he/she is not worried about position, power and authority but capable to take decisions, determined to work for the betyerment, has willingness to manage & rectify issues and more importantly stand up for what is right.
@haftamumengistu8436
@haftamumengistu8436 3 месяца назад
አቱም ንዑና ትግራይ ረአዩዋ በአካል ዘለና ዝግርም እዩ አሕዋት
@berhanebairu4439
@berhanebairu4439 3 месяца назад
Now Tigrai faces many problems besides the Genocidal war, it is clear the prime responsible organ is the so-called Interim government of Tigrai, but who is facilitating all these crimes on our innocent citizens, one the infantile opposition political parties, the Diaspora and the Anchor of all these intrigues is Gen, Tsadekan. Admit this reality.
@amanuelbahta3708
@amanuelbahta3708 3 месяца назад
Welcome meresa kidane
@mohammedsaid8002
@mohammedsaid8002 3 месяца назад
Gooddiscation
@Kirosmesfin
@Kirosmesfin 3 месяца назад
I really appreciate this discussion 🙏🏽hopefully to watch more of this.
@berhanebairu4439
@berhanebairu4439 3 месяца назад
Tigrai is part of Ethiopia, what will be the police of Tigrai outside the policies of Tigrai
@dc8625
@dc8625 3 месяца назад
ማርሴ ብሉጽ መራሒ መንእሰይ 💙
@MebrahtenMebre
@MebrahtenMebre 3 месяца назад
ሓሻዊ ኣረጊት
@ftsumbeyene5091
@ftsumbeyene5091 3 месяца назад
ጠፊእኩሙና ኔርኩም ኩቡራት
@mohammedsaid8002
@mohammedsaid8002 3 месяца назад
Pleasezarbakumnaytigrayproplemlegaddanenebalenakenekatal
@solomonageze2076
@solomonageze2076 3 месяца назад
It is wasting time explaining what Communist party means go to the main topic
@danielsson1994
@danielsson1994 3 месяца назад
❤❤❤❤
@titi1401
@titi1401 3 месяца назад
I am so happy to see you both again ❤❤❤!!!
@BrhanuKiros-b7x
@BrhanuKiros-b7x 3 месяца назад
One sided politica not acceptable both of you Who are you?
@abrahagidey6886
@abrahagidey6886 4 дня назад
All of the Adwa sebhate families are crying.
@mohammedsaid8002
@mohammedsaid8002 3 месяца назад
Marasaischaildpolaticas
@TTG-t3k
@TTG-t3k 3 месяца назад
Good to see you again brothers Tigray needs you now and thanks for your service ❤
@breyefkrsew5240
@breyefkrsew5240 3 месяца назад
❤❤❤❤🎉🎉🎉
@haileseged1124
@haileseged1124 3 месяца назад
ይባቤ ካብ ዓቅምካ ንላዕሊ ሐሳብን ውሳነን ግትርትር አይተቅምጥ/ አይትበል/
@HintsaG-zj4tl
@HintsaG-zj4tl 3 месяца назад
ግደይ :- ይባቤ ዝበሃል ፀማም ኵርኵር ጉጅለ ለያቡ ምቕራብካ ተጋጊኻ ። ንሱ ናብ ሃይለን እስታሊንን ይኺድ ።
@curiositynetwork9401
@curiositynetwork9401 3 месяца назад
ኣነኳ ኤርትራዊየ፡ ግንሲ ይባቤ ዝብልዎ ሰብሲ፡ ኣብኣ ኸሎ ማሌሊታዊ ምዃኑስ ምንም ብዘየወላውል መገዲ ገሊጹሎ፡ ናይ በዓል ደብረጽዮንን ሞንጆሪኖን ንዓመታት ከጨማልቕዎን ክሓማምሱን ከለው ዘይተዛረበ ናይ ጌታቸው ጌጋ ዘይኮነ ግን ነቶም ማለሊታዊያን ኣደቦም ዘትሕዝ ውሳነታት ግን ጸላዕላዕ ከብሎ ተራእዩ፡ ዝገርምዩ፡ ሕወሓት ከም ውድብ መሽሚሹን ኣብቂዑን ክነሱ ፡ ነዚ ሓቂ ድማ መብዝሐትኦም ምሁራት ተጋሩ ዝኣምኑሉ እዩ። እቲ ሓደ ኸማን ኣሜሪካዶ ምዕራባውያን ከድሕንዎ ይጽበሎ፡ ሬሳ!! ኣይገልጾንዩ፡ ንኸድም ከም ቀደምና ንሳያ ተዋጽኣናዩ ነገሩ፡ ኣሜሪካ እቲ ቅድምውን ዓቕሚ ኢትዮጵያ ሒዝኩም ስለዝነበርኩም እምበር፡ ሕጂደኣ እንታይ ኢላ ቁሊሕ ክትብለኩም? ብዝኾነ ህዝቢ ትግራይ ኣምላኽ ይሓግዞ Parasite ዝኾነ ሓንጎል ሕዝኩም፡ ኣብ ክንዲ ኣብ ውሽጥኹም ትሰርሑ ንደገ ጥራይ እንዳጠመትኩም ኣብ ዘይወጾ ታኼላ ክትሸምዎ ኢኹም
@abrahagidey6886
@abrahagidey6886 4 дня назад
Yebaba is nothing I know him when he work in Relief Society of Tigray(REST).
@gebrielmulugeta2636
@gebrielmulugeta2636 3 месяца назад
Hateftef
Далее
pumpkins #shorts
00:39
Просмотров 12 млн
Se las dejo ahí.
00:10
Просмотров 2,2 млн