Тёмный

እዋናዊ ዝርርብ ምስ ዘርእሰናይ ግርማይ (ተዛረብ) 

ሃገረይ TV
Подписаться 22 тыс.
Просмотров 65 тыс.
50% 1

መን'ዩ ተቐይሩ፧ ግዜ'ዶ ዘርእሰናይ፧

Развлечения

Опубликовано:

 

4 окт 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,5 тыс.   
@mms1750
@mms1750 Год назад
Critical & timely questions. Great journalism.
@goitommebrahtom6434
@goitommebrahtom6434 Год назад
ሃይ ዓይነታ ከመይ ኣብ ሂወትካ ሙሉኣ ሂወትካ።ሙሉእ ጥዕናን።ኣብ ስራሕካ።ድማወትን ኣሳልጦን
@sabaghebreghzabhier3382
@sabaghebreghzabhier3382 Год назад
What journalism????
@kiflezigta759
@kiflezigta759 Год назад
ኣቤት ኣታ ኣምልክ ክደይ ጸርካ ትከይድ ፈጣሪ።ኣብ ከምዚ ኢና ወዲቅና ዘለናሙ ምሕረት ኣዉርደልና።
@bazitandharuchanel6774
@bazitandharuchanel6774 Год назад
Bezi seb aytmzen arku seb mukan aynexehon alo ahhahah
@binyammehreteab8598
@binyammehreteab8598 Год назад
ካብ ዘርእሰናይ ደንጎላ ክብልዎ ነርዎም።
@samueltsegay3092
@samueltsegay3092 Год назад
Higawi mngstn hagern alena
@samueltsegay3092
@samueltsegay3092 Год назад
Nska eka zey hgawi ayneta
@robelfissum3567
@robelfissum3567 Год назад
ኣንታ ሓወይ ዓይነታ ኤርትራዊ ሕቶ ሕተቶ መን እዩ ሃገር ዝዕቅብ ዘሎ
@melawit9956
@melawit9956 Год назад
ንወያነዝኣመነ ማይዝሓቆነን ሓደ ምዃኑ ምእማን የድሊ.
@eritreasweet6864
@eritreasweet6864 Год назад
ኣምበሳ ዘርእሰናይ ይበል መልሲ ኣባ ጥረግ ክእለት ኣዘራርባ ላዕሊ፡ ሓታታይ እውን ትድነቕ ኢኻ ካልእ ይትረፍ ምክብባር ኣርኢኻዮም ነዞም ባዞ ወያነ።
@genetteklemengesha9164
@genetteklemengesha9164 Год назад
Ezi ayneta kyumyu zmesl sukilu hatewketew. Msweyane ( hwehat) zblusi ab hawi ytebesu. Emo yelen sebeut tekonkum netom hzbna ygfeewom ialewu tblwom kidu iab sdet konka iaykonen. Weyane nbaela mendeka feriswalo. Nbaela tsegei zkona tdellamo.
@eseyasmulugheta1342
@eseyasmulugheta1342 Год назад
ድምጽ ዘይቡሊ ቃልመሕተት
@tecleabtewolde5766
@tecleabtewolde5766 Год назад
ክቡር ሓው እዋናዊ ዛዕባታት ዝተፈላለዩ ሓሳባት ዘንጸባርቑ ሰባት ምቅራብካ ምስጋና ይብጻሕካ፡ ክትቅጽሎ እላበወካ። በዚ ኣጋጣሚ ተኻታተልቲ ኣባልነት ( Subscribe) ከተረጋጹ እላቦ። ሜድያታትና ክዓብያን ተወዳደርቲ ክኾናን ባዕልና ነተባብዓየን።
@mulughetatesfay4369
@mulughetatesfay4369 Год назад
Thanks so much wedi grmay good job
@kiffwedikidane5571
@kiffwedikidane5571 Год назад
እዋይ ተቦቖስ ኣንታ ኣፍ ዔላ
@gebrittewelde5183
@gebrittewelde5183 Год назад
ካብቲ ዝሕጉስ ግን ብናጻ ሓሳብኩም መግላጽ ዘሕጉሰኒ ኢዩ ዓይነታ ሓውና በርትዕ ዘርእሰናይ ሓውና ድማ በርትዕ
@feelhumanity3732
@feelhumanity3732 Год назад
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ዓይነታ።ነዚ ሽለት ጽቡቕ ጌርካ በዲህካዩ ኣለኻ። እዚ ሽለት ግን ንጻዕዳ ጸሊም ዝብል ካሕዳም ፍጥረትዩ።
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 Год назад
ሽለት ኣውሒድካሉ ሕሱር በላዕ ሓርኡ ካሕዳም ወሽላኽ ቅርሺ ክልተ ገጹ ወስኸሉ
@godblesseritrea6062
@godblesseritrea6062 Год назад
ዘርእሰናይ ንሕውሓት ጹቡቕ ጌርካ ፈሊጥካዮም ኣለኻ ብራቮ
@robrahk1432
@robrahk1432 Год назад
ጽቡቕ ሕቶ ኢኻ ሓቲትካዮ ዓይነታ። እዚ ዋላሓንቲ ዕላማ የብሉን።ምኽንያቱ ንጹር ዕላማ ዘይብሉ ሰብ ምስ ንፋስ እዩ ዝጉዓዝ።
@ephremhailu2202
@ephremhailu2202 Год назад
ሓሓሊፍካ (መመሪጽካ) ድምጺ ናይ ዘርእሰናይ ምዕፋንካ ኣይግድን።!!
@HT-vg5ws
@HT-vg5ws Год назад
ክክክክክክክ ስኣ ኣፉ አዩ
@hamassien323
@hamassien323 Год назад
ከይተዓፈነ ዞፉን ክክክክክ
@temesgenamlak3339
@temesgenamlak3339 Год назад
kkkkkkk
@mebrattesfay5436
@mebrattesfay5436 Год назад
Anbesa 🇪🇷👍💋
@filamostech
@filamostech Год назад
gerimni ko felitu yiaxwo alo.
@teyfahijbttmkl
@teyfahijbttmkl Год назад
Zeriesenay gigna you are so smart
@estifanosmassias686
@estifanosmassias686 Год назад
Zersenay becomes super,super hgdef
@kidanehagos7457
@kidanehagos7457 Год назад
ባሓቂ ሰብ ኢልካ እንተምጺእካዮ ግዜኻን ግዜ ታዓዘብትኻን ኣጥፊእካ ..ክተቃለዖ እንተኮይኑ ዕላማኻ ግን ዕርቃኑ ኣውጺእካዮ
@tommygebar1930
@tommygebar1930 Год назад
Grm belka hawey. Ezi jajawi ab gexu enteroekayo tedahilu eko
@loveeri2026
@loveeri2026 Год назад
አቱም comments ትጽሕፉ ዘለኩም እንድሕር ሓቂ ትዛረብ ኮንኩም ነዚ አቅራቢ ንምንታ met ትገብሮ በልዋ ምክናቲ ዝመሰሎ ክዛረብ እዩ መጽዩ ሓቂ አይትቅበርን እያ::
@hilnaeyuminbar2125
@hilnaeyuminbar2125 Год назад
I’m proud of you zersenay hawey ane wen misom eye neyre hji gin nisatom hiwhat koynom xenhom
@sabaghebreghzabhier3382
@sabaghebreghzabhier3382 Год назад
Yes! Zerit is one of the best
@eriboy2204
@eriboy2204 Год назад
Lili zersenay emo hwehat zeynebere
@bereketkibrom9716
@bereketkibrom9716 Год назад
ዘርእሰናይ ኣዚኻ ዕድለኛ ኢኻ ካብ መጻወድያ ወያነ ዝወጻኻ። ግና ሕጂ እውን እንተኾነ ኣዚኻ ክትጥንቀቕ ኣለካ። ናይ ኤርትራ ዋና ደመኛ ጸላኢ መን ድዩ? ሕዉሓት ዶ ኣይኮነን? ኤርትራ ብዙሓት ጸላእቲ ኣለውዋ። ምስ ኤርትራውያን ምዕሳልካ ግና ጽቡቕ ሕርያ ኢኻ ሓሪኻ። ምስ ኤርትራውያን ኢኻ ዓሲልካ እምበር ምስ ዝመጽእን ዝኸይድን መንግስቲ ኣይዓሰልካን። ኤርትራ ዓደይ እናበልካ ሙማት ካኣ ሓላል እዩ።
@okbazgiherhaile8174
@okbazgiherhaile8174 Год назад
ዓይነታ ስለቲ ዘይዉዳእ ዓቅልኻ ክብሪ ይግበኣካ
@tsegayhaiysh9086
@tsegayhaiysh9086 Год назад
ኣንታ ዓይነታ ሓወይ ሎሚ ተጋጊኻ ኩቡር ሓው ገዘጠኛ ዓይነታ ምሕረታኣብ ገጺ ትራሕ ነዚ ረሳሕ እዚ ተመጻልና
@michaellove5482
@michaellove5482 Год назад
ዓይነታ ሓወይ ብጣዕሚ ዓቅሊ ኣሎካ አዚ ትፉኡ ዚሊሕስ ሰብ ከም ይሁዳ ብገንዘብ ሂወቱ ዚሸይጥ ካሓዲ
@amlesettekie8856
@amlesettekie8856 Год назад
ጂግና ዘርኢት ሓወይ ብጣዕሚ ጽቡቅ መልሲ ትህቦ ኣለካ ነዚ ዕሱብ ናይ ወያነ.ኢግዝኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤
@shabaymender9126
@shabaymender9126 Год назад
ስለምንታይ ግን ስለዝተቓወመ ናብ ወያነ ተተሓሕዝዮ ? ንስኺ ትድግፊ ኣከኺ ፡ ንሱ ድማ ይቃወም ኣሎ .... ሰብ ንዘይኣምነሉ ፖለቲካዊ ኣካይዳ ክቃወም ኣብ ኤርትራ ነዉሪ ዝኾነሉ ምኽንያት'ከ እንታይ 'ዩ ?
@demmetgarza3618
@demmetgarza3618 Год назад
ትቃዋማይ ማለት ኣብጽቡቃን ሕማቃን ሃገሩ ደው ኢዮም ዝብሉ ብፍላይ ሃገር ኣብ ዝጸባ ግዜ ብዘየገድስ ምቅዋም ኣብ ጎኒ ሃገሩ ኢዮ ደው ዝብል እዚኦም ናይ ሎሚ ትቃወምቲ ግን ኩሎም ኣባላት ትግራይ ትሰዕርን ኣጀንዳ ሕወሓት ዘራምዱን ሃገሮም ናብ ገሃነም እንዳኣተወት ዝጣቁዑን ፡ ሓውን ላምባን ዝኽስኩሱን ኢዮም ብዚ ምኽንያት እዚኢዮም ምስ ወያነ ዝተሓሓዝ ጉዳዮም ትረዲኡካ/ኪ ክኽውን ተስፋ ይገብር
@shabaymender9126
@shabaymender9126 Год назад
@@demmetgarza3618 ጽቡቕ ኣለኺ ፡ ኣብ ሕማቕን ጽቡቕን ካብ ሃገርናን መራሕንናን ንላዕሊ ዝቐርብ ዓዲ ጓናን ወዲ ጓናን የብልናንን ። ግን ንኹሎም ተቓወምቲ ብጥቕልሉ ናብ ወያነ ምጽግጋዕ ድማ እንትርፎ ኣብ መንጎና ዝመቓቕለና ነቓዕ ምፍጣር ዝጠቕመና ኣይኮነን ። ብምጽራፍ ፡ ናትና ኣይኮንኩምን ኢልካ ብምስጓግ ድማ .... ዝመጽእ ለዉጢ የለን ዝሓብተይ !!!
@yordatesfay9055
@yordatesfay9055 Год назад
@@shabaymender9126 abza gezie ezia ab goni hagerka dew mebal eya
@tirhastekiekiflom2805
@tirhastekiekiflom2805 Год назад
Gegna zresny btame sboke mhese
@freedomfreedom1826
@freedomfreedom1826 Год назад
Zerit jigna anbesa kulatna tekawomti ena b eriteran hizbi eritera gn non ena nibl 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💒🕌🙏🙏
@yordanosgirmay569
@yordanosgirmay569 Год назад
ቆልዓ ትህቲ እድመ ይመሰል
@amanuelgebrezgi3974
@amanuelgebrezgi3974 Год назад
Kkkkkkkkk
@jagme334
@jagme334 Год назад
Ayneta, eza program dea halifatini neyra, I follow 👍 Aye Zeriesenay, tedenagiru 🤔
@merhawikhasay43
@merhawikhasay43 Год назад
ዓይነታ ጽቡቕ መደብ ኣለካ። ከም ሪኢቶን ለበዋን ሓቂ ንምርካብ ብፍላይ ኣብ መላኺ ስርዓት ደገፎም ዝገልጹ ፡ ንመላኺ ሕጋዊ ዝብሉ ፡ ሓንቲ ሃገር ሕጋዊት ትብሃል ኣብ ዓለም ታይን ታይን መሰረታውያን ኣገባባት ምስ ተካትት ኢዩ፡ ? መስርሕ ምርጫ ኣብ ሕጋዊት ሃገር ዝዝውተር ድዩ ወይስ? መግለጺ መላኺ ስርዓት እንታይ እንታይ ምበልካኒ ብርዲኢትካን & ብ መዕቀኒ Experter ናይ ዓለምለኸ ፖለቲካ ዝብሉን ካሎትን? ብድሕሪኡ እዞም ትብሎም ኮ ኣብ ሃገርና የለዉን ኢልካ ከተእምኖ ፡ሓቂ ብርእሳ ክትወጽእ ክትርእያ ኢኻ ይብል። እንተዘየሎ ግዜ ምቕታል ኢዩ ። ንክኽሕዱ ቀሊል ኢዩ ንዖኦም፡ ኣብ ሕጊ ምርኩስ ዝገበረ ሕቶ ኣንብበሎም!
@elsamehari1388
@elsamehari1388 Год назад
Aynetay sorry to say you are very emotional and very much inclined to only hear what you like to hear. And keep your hands off your keyboard too brother. But on this hands down for Zeresenay!
@zowdikidane3760
@zowdikidane3760 Год назад
Thank you zeresnay Germany 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍🤣🤣😂😂🌷🌹🇪🇷you are right my harowe wledane erterawe edma yhbeka
@user-qx6mx5km9x
@user-qx6mx5km9x Год назад
ዘርኢሰ ናይ ጅግና ኣባ ጥረ ብጣዕሚ ብሱል ሓሳብ ሸለል ኢልካ ሕለፎ ዕንኪሊል ዝኾነ ሰብ ድርባይ ካልሲ ወያነ
@abrahamdebes8287
@abrahamdebes8287 Год назад
Well done Ayneta Entay ena gernakum Nezi shlet zeytghflna
@fani585
@fani585 Год назад
Good job
@amlesettekie8856
@amlesettekie8856 Год назад
ንጹር ዘረባ ኢዩ ዝዛረበካ ደሎ ዘይ ርድኣካ ዕሱብ ስለ ዝዛረበካ ስለዘሎ ኢዩ እቲ ጂና በዓል መትከል .
@hannayebio8563
@hannayebio8563 Год назад
ዓይነታ ምሕረታብ ተባዕ ጛዘጠኛ ከማካ ኣይረኣኹን ምስ ኸምዚኣቶም ኮሎል ዝብሉ ዝተሓቶቱዎ ገዲፎም ዘይተሓቶቱዎ ዝሙሊሹ ፡ቡቅዕ ኣታሓታትታ እሞ ምስ ሙሉእ ኣክብሮቱን ትዕግስትን Respekt ንዓኻ ።
@semererezene9556
@semererezene9556 Год назад
ዕላማ የብሉን
@eliaswelde7494
@eliaswelde7494 Год назад
Anebesa Zerit🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Peacean
@Peacean Год назад
የኣኸ ዓይነይ ዝኸበርኩም ተኻታተልቲ ኢልካ ትውድእ ክብረትና ቀንጢጥካዮ ኣምሲኻ😡😡😡
@kesetenegash1738
@kesetenegash1738 Год назад
🇪🇷❤️👍awet na hafash warsay Zeresenay Ghirmay
@edomnegussie6216
@edomnegussie6216 Год назад
God bless you ade welida tmken you are right.
@jermaymillash8947
@jermaymillash8947 Год назад
ሰብ ጸውዕ እንተበልካስ በዓል በለስ እዚ ደኣ ሰብ ሙኻን ከይበጽሐ ዝኣረገ እንዲዩ
@adhanetberhane9028
@adhanetberhane9028 Год назад
ባዓል በለስ ድኣ ንመን ድዩ ተባሂሉ? ተባዕ ኤሪትራዊ ተቃዋማይ ከም ዘርኢሰናይ የለን። Zeresenay 85% Eritrean people is with you all the way you are in the right direction, but you shouldn't defend Isaias that much. Don't open the doir for criticism. we have to win our youngsters those who dislike Eritrea b\c they dislike Isaias. ንህዝቢ ኤሪትራ ሰብ እባ ኣለዋ እዩ እዛ ሃገር ዘበለ መንእሰይ። ጸባ ስተ ኣምላኽ ይባርኮ ምስ ህዝቡን ሰራዊቱን ኮይኑ ንትግራይ ትዕወተ ካሓድቲ ሃገሮም ዘርዓደ። ኤሪትራውነቱ ዘመስከረ ንመጻኢ ዝሓስብ ለባም ሓው። ወያነኩም እሞ ሓመድ ኣዳም ድበዩ እቲ ሓቀኛ ቃልሲ ኤሪትራ ንዲሞክራሲ ክንጅምር። ወያነ ምስ ዕሱባታ ምስ ኣልገሱልና ቃልስና ቀሊል እዩ ምስ ህዝቢ ትግራይ/ ኢትየጵያ ድማ ዝሓሸ ጉርቡትና ክንምስርት። ዓወት ንሰራዊት ኤሪትራ ዓወት ንህዝቢ ኤሪትራ ሞት ንትግራይ ትግርኚ ንቡሩህ ጸልማት ንኣግኣዚያን። ኤሪትራ ሕዝባን መሬታን ባሕራን ሰማያን ትባረኽ።
@hanapawlos9683
@hanapawlos9683 Год назад
ብጣዕሚ ጽቡቅን ተሪርን ሕቶታት ዓይነታ ሓወይ ብጣዕሚ ንኡድ ጋዜጠኛኢኻ።
@ghenetseyoum488
@ghenetseyoum488 Год назад
ዓይነታእታልብኻ ጥዕይቲ ድያ ከመይ ጌርካ ትጾሮ
@robelfissum3567
@robelfissum3567 Год назад
ዓይነት ንምንታይ ትዓጽዎ ኣለኻ ኩሉ ድዛረቦ ዘሎ ኣሕልፎ
@asromtekie9934
@asromtekie9934 Год назад
Ayneta dika tbehal cross eyes😵 eza melhaskas nabey nabey colel tebla aleka.Gigna zeresenay l’m proud of you 👏🏻
@sabakahsay5129
@sabakahsay5129 Год назад
Ajka anbesey ertrwe haben🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌴🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@nurdin3519
@nurdin3519 Год назад
Behaki adnikeka zeriesenay habibi
@gezaegrmay2963
@gezaegrmay2963 Год назад
Amshi ya ine shermuta
@samuaelbrhane6808
@samuaelbrhane6808 Год назад
ጽቡቕ መደብ እዩ እቲ ምቕላዕ ካብ ሎሚ ንድአሓር ጊን ከተምጽኦ ምክንያቱ ንትመሃረሉ እካ ነነግጽየ ትምጽእ እምበር ዘይ ትመሃረሉ ጊን ሓንሳብ ንምቕላዕ ትምጽኦ ስለዚ ቐጽሎ። ንበዓል ውይፉይ ከኣ ኣምጸኣዮም። ከም ጋዘጠኛ መልኩዕ ክድሚ ኩነት ኣይተንብር ከም በዓል አሪሳት። ቕጽሎ
@fshaemha4000
@fshaemha4000 Год назад
ስለዚ ዓይነታ ሓወይ ፡ እቲ ዝተረዶን ዝተወዶን ኣብ ሓደ ሓሳብ መጺእና ኣለና፡ ነቶም ኣብ ዉልቃዊ ረብሖኦም ዘለዉ፡ንህዝቢ ኤርትራ ዝኽሕዱ ዘለዉ ፡ግን ድማ ኣብ ጎድኒ ህዝብና ዝብሉ ዘለዉ፡ኣብ ህዝቢ ዝሰምዕ መድያ ኣቅሪብካ ምልላይካ ደስ ዘብል እዩ እሞ ቆጽሎ ጥራይ።
@felfalithagos4388
@felfalithagos4388 Год назад
ዓይነታ ንባዕልካ ጥዑይ ዲካ ንሑሙም ተምጻልና።
@sdet-id3oc
@sdet-id3oc Год назад
Baqa
@hannagebris9886
@hannagebris9886 Год назад
Anbesa Jgna wedi Eritrea 🇪🇷 ❤🇪🇷🕌❤⛪👍
@Eritrea9124
@Eritrea9124 Год назад
Zersenay Jigna wedi jeganu ezi seb kem hatati zelo Elamu hasab khb kwesd zeykone naka Target nmgbar eu. Purposely Dmxi bzuh gze Bmtfae eti ksmae zeydelyo Block bmgbar eu wediewo. Slezi think over Beal ezi Xeryom ayxeryun eyom
@robelfissum3567
@robelfissum3567 Год назад
ዓይነታ እቲ ሓቂ መሊሱልካ ኣሎ
@tsehayehabte3268
@tsehayehabte3268 Год назад
ኣጆኻ ዘርእሰናይ ጽልእ ናይእስርያስ እምበር ሓልዮት ናይህዝብንሃገርን ዘይቡሉ እዩ ኩሉ ነገር ድሕሪ ሃገር ዘርኢት ከማኻ ይብዝሑ ቶም ዝነብሑ ይንብሑ ኣበይ ክይበጽሑ ዓወት ንሓፋስ
@jesusismyrock4753
@jesusismyrock4753 Год назад
ሕልና ዘይብሉ ሰብ አምላክ ምሕረት ይግበረልካ 😢😢😢
@kestedebenadekebat4062
@kestedebenadekebat4062 Год назад
ነቲ ምንጪ ኩሉ ስቅያትን፡ መጭወይትን፡ሞትን ውርደትን ዝኾነ ንኢሰያስ ከም ማዘር ቴረዛ፡ ንህግደፍ ድማ ከም ማሕበር ቅዱሳት ክኾሓሕል ካብ ደፈረ፡ ምሕረት የውርደሉ ጥራሕ ኢልካ ኢዩ ዝሕለፍ። ሓውና ዓይነታ ግና፡ብቅዓትካን ትዕግስትኻን ዘርኣኻሉ ብምዃኑ የቀንየልና።
@m.y.g369
@m.y.g369 Год назад
ዓይነታ፡ሎሚ'ባ ምስ'ዚ ትፍኡ ዝልሕስ ክትህውትት እባ ግዝየይ ሰረቅካለይ።
@jokerwedikubrom4797
@jokerwedikubrom4797 Год назад
Kkkk ቖልዓ ኢዩ ምስኪናይ
@rimnachannel3637
@rimnachannel3637 Год назад
ክክክክክክ
@HT-vg5ws
@HT-vg5ws Год назад
ዓይነታ ሓውይ ኣጆካ ጽቡቅ ስራሕ ኩብር ሰብ ኢካ. ኣምጻዮ እስከ ወሰክ ክንሰምዖ ኢና ። እዚ ተረፍ ደርጊ መንፈሱ ሃዲሙ ዘሎ ሰብ በየን ኣምጺካ መጸ ።
@adhanetberhane9028
@adhanetberhane9028 Год назад
ተረፍ ደርጊ ኣይኮነን። ኤሪትራዊ ቃልኪዳኑ ዘይጠልም ተባዕ ሓርበኛ እዩ። ወያነ ስለዘይበለ ድዩ። ህዝቢ ኤሪትራ ዘበት ምስ ወያነ ኮይኑ ንኢሳያስ ከጥፋኣልኩም ትሓልሙ ኣለኩም። ወያነ ቅዋም ከተምጻኣልኩም ሃሃሃ።
@HT-vg5ws
@HT-vg5ws Год назад
@@adhanetberhane9028 ኣየ ኣታ ደንኮሮ ሃሳዊ ኩሉ ሰብ ተቃዋማይ ወያነ አዩ
@akbirakberet358
@akbirakberet358 Год назад
Hagerey sile zbele diu teref dergi tbilo zeleka? Emo yelen eritrea n eritrawiyan
@HT-vg5ws
@HT-vg5ws Год назад
@@akbirakberet358 kelbe shermuta
@user-ep8kp3iv1p
@user-ep8kp3iv1p Год назад
@@HT-vg5ws ሃገረይ ስለ ዝበለስ..ተረፍ ደርጊ ኢልካዮ በካ፥ ቁሩብ ከ ኣይትስከፍን ዲካ? ወይ ሲ ትግራዋይ ኢካ ?
@seeker3963
@seeker3963 Год назад
👍 ዓይነታ ብሐቂ ሐያል ሐታታይ እውን ሐቀኛ
@demmetgarza3618
@demmetgarza3618 Год назад
ኣንበሳ ዘሪት ሓወይ 🇪🇷♥️🇪🇷 💪💪💪 ቀዳምነት ሃገር ምውሓስ ዝብል ኣምር ብምዝማርካ እዚ ደንጎላ ርእሱ ዓይነታ ሓታቲኻ ኣባል ትግራይ ትስዕር ግን ካብኡ እንጽበዪ ሑቶ ኢዮ ዝሓተካ ዘሎ እቲ ምንታይ ኣጀንዳ ወያነ ስለዘራምድ ዝበልዓት ከብዲ ኸኣ ክትምጉት ኮለል ከብለካን ግድን ኢዮ ፡ ግን ኤርትራና ኣለዉዋ ጅግናን ንቁሕ ከም ዘርኢት ሓውና መሊኦም ኣለና ደቂባት 🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷 💪💪💪💪 ኤርትራና ሕጂውን ክትስዕር ኢያ ወትሩ ከምትማሊ 🇪🇷☪️🇪🇷✝️🇪🇷🥰🥰🥰🥰🥰
@anderbrhanabraham2828
@anderbrhanabraham2828 Год назад
መርገጺ ዘየብሉ ከዳዕ እዩ፡
@rebeccaml4839
@rebeccaml4839 Год назад
Jegna Zerit 🇪🇷❤️🌹
@yohansselomun6595
@yohansselomun6595 Год назад
ናይ ብሐቂ ዓይነታ ጅግና ነዚ ጨምላቕ ድቃላ ቦሎ ዳኣ ኣዋጡሮ
@asterkidane2035
@asterkidane2035 Год назад
🙏🙏🙏💔
@wedigermen2776
@wedigermen2776 Год назад
ንዝሃብካዮ ሑቶ አይምልስን ዘሎ
@brhanoqbazgi1333
@brhanoqbazgi1333 Год назад
ዓይነታ ናይ ባሓቂ በልሕ ጹፉፍ ሕቶ ሓቲትካዮ ከም ሽንቲ ገመል ንድሕት ዝተመልሰ ሰብ መጉሃይ ዘመዱ እዩ
@asmayitbaraki1362
@asmayitbaraki1362 Год назад
But you did very well
@gomorra6875
@gomorra6875 Год назад
ዘርኢመርገም ሓደ ዝዓበደን ማእዝኑ ዝሳሓተን ዕቡድ ስለ ዝኾነ ነዚ ምስማዕ ግዝየኻ ምጥፋእ እዪሞ ዓይነታ ንኸምዚኦም ዝበሉ ወፈፍየታት ካብ ምቕራብ ብማርያም ኢለካ እንተ ተረፈ ዝሓሸ ምኾነ::
@habeshaeri25
@habeshaeri25 Год назад
Bravo aneta hawey kexlo
@chuchusolomon8614
@chuchusolomon8614 Год назад
Hahaha Shameeee
@simonafewerki
@simonafewerki Год назад
ኣንታ ለክባት ኣይነታ አንታይ ኮንካ ሚክ (mic) ትገብሮ ነይርካ ክዛረብ ከሎ ኣገዳሲ ነጥብታት??
@weldemichaelbereketeab9121
@weldemichaelbereketeab9121 Год назад
ወዲ ግርማይ ጅግና ናይባሓቂ ኤርትራዊ ኣድንቀካ
@mebrattesfay5436
@mebrattesfay5436 Год назад
🇪🇷👍💋
@zereitokbaslase8243
@zereitokbaslase8243 Год назад
እዋይ ዘርእሰናይ ካብ ተዛረብ ኣይ ትዛረቡ በጽሑ እዋይ ክሓምቅ ሰብ ክብረት ይሃብለና ዓይነታይ ሰለ ሕቶካ
@tefuberhe8120
@tefuberhe8120 Год назад
መላሐሱ ኢዩ እንበር ሕልኑእ አይኮነን ፎኪስ ታንካ ባሕሪ ነጅስ ፎእ
@djkf7797
@djkf7797 Год назад
Zersenay hero wedi eri
@almazgebresilassie8260
@almazgebresilassie8260 Год назад
Bravvvvooo !!!!!!!! ዘርእሰናይ ሐወይ መልስታትካ ዘሐብን መልሲ ሂብካሲ በሽካዕላል ስሐቅ ሕቶ ቀይሩ።አምበሳ ዘርኢት ረቲዕካዮ👏👏👏👏👏❤❤❤❤💪💪💪
@mebrattesfay5436
@mebrattesfay5436 Год назад
🇪🇷👍💋
@shumaibirhane5681
@shumaibirhane5681 Год назад
ዘርእሰናይ ቁኑዕ ኤርትራዊ ኢኻ ዕሽሸ በሎም በዓል ገፈጥ መፈጥ።
@mebrattesfay5436
@mebrattesfay5436 Год назад
🇪🇷👍💋
@sabaghebreghzabhier3382
@sabaghebreghzabhier3382 Год назад
That’s true
@filamostech
@filamostech Год назад
wtf, why did you stop his mic when he talking?
@MulueMelesNguse
@MulueMelesNguse 11 месяцев назад
Higewn ms amaharu yeserhi alo
@michaeldesta3883
@michaeldesta3883 Год назад
Great interviewer, keep that good job
@hiwetberhe3001
@hiwetberhe3001 Год назад
It was not interview he was trying to intermidate him. He mehretab has Weyane agenda.
@michaeldesta3883
@michaeldesta3883 Год назад
Ayneta is patient and smart. The way he interviewed him was amazing.The problem was Zeresenay is not behaving normal, that is very sad.
@tesfaitecle1705
@tesfaitecle1705 Год назад
ዘርእሰናይ ሕንግድ ሰብ፡ ጸቢብ ርእሲ ኮይኑ ረኺበዮ። ዓይነታ ብጣዕሚ ጽቡቕ ጌርካ ሒዝካዮ ግን ዕንክሊል ኮይኑ።
@elsamehari1388
@elsamehari1388 Год назад
Kit semeO sile zey delka wey tekerani hasab sle zelewo eyu emebr bitaemi zidinekn bold honest. Please lets embrace our differences and be honest to our selves
@tesfaitecle1705
@tesfaitecle1705 Год назад
@@elsamehari1388 It is not a matter of difference. Because zeresenay is embracing a fascist and invader pfdj group which is working against the Eritrean interests.
@selamgebreslassie407
@selamgebreslassie407 Год назад
Ayneta! Very articulated and a bold journalist I ever seen❤ , Zeresenai.. sebay kilte .. why can he not go and stay or visit Eritrea then , as he said the gov is legit !?? This is what happens if fighting with no knowledge and principles
@sabaghebreghzabhier3382
@sabaghebreghzabhier3382 Год назад
Kkkkkk
@user-kv2hk1zq9f
@user-kv2hk1zq9f Год назад
ደንበ ሸንኮለል ወያነ ካቱ ዶብ ገዲፍኩ ዝህስደምኩም
@samuelhabtemariam9404
@samuelhabtemariam9404 Год назад
እንጌራ እዝጊ ብላዕ ወዲ ግርማይ ጽቡቕ መልሲ ወዮ ዳአ ዕንክሊል ኮይኑ ሕቶ ናይ ጋዘጠኛ እንበር መልስካስ ንጹርን ርዱእን አዩ ተጽግበኒ ቕጫስ ኣብ መቕላአ ኮላ ይፈልጣ
@bereketmedhanie5983
@bereketmedhanie5983 Год назад
ዘርኢት ኣንበሳ ብጣዕሚ ጂግና ጽቡቕ ጌርካ ቅርድድ ኣቢልካያ ብሃገር ዋዛ የለን።
@Abi-xr4uq
@Abi-xr4uq Год назад
ZERIT JIGNA
@solomontesfa2117
@solomontesfa2117 Год назад
Why mute in b/n
@dawitseyoum7463
@dawitseyoum7463 Год назад
ክቡር ብሉጽ ሓው ብዓይነታ፡ እዚ ጋሻኻ ናይ ኣተሓሳስባ ዕምቆት ዝንቡል ጥራሕ ዘይኮነስ፡ ልሙስ ኣእምሮ ዘለዎ ይመስል። እንተኺኢሉ ርእሰ ሕልና ምፍታሽ ብዕቱብ ከምዘድልዮ ዘማትእ ኣይኮነን።
@edenkidane8221
@edenkidane8221 Год назад
Lmus nska eka junta.
@jokerwedikubrom4797
@jokerwedikubrom4797 Год назад
እዚ ጎሓፍ ዘርእሰናይ ከፈንፍነኒ ኮይኑ ደሎ ድርባይ ላሓሲ ትፍኡ
@abielashebr4963
@abielashebr4963 Год назад
ዘርኢት ጅግና በሎ ነዚ ዓዊ ኢሉ ድሕሱ ሰብ ኣብድላዩ ንምኻድ እንታይ ዩ ዝሕሞ
@tekleweinihabtmriam9383
@tekleweinihabtmriam9383 Год назад
ኣየ ሉቦና ናይዞም ክልተ ዓበይት ሰባት ደስ ይብሉካ ልዕልይ ኩሉ ምሪድዳዶኦም ባኣ ደስ ይብለካ
@ruttateklezgy5666
@ruttateklezgy5666 Год назад
ውድ ወንድሜ ዓይነታ ይህ ሰው ልረዳህ ያልቻለው ምክንያት ግልጽ ናግልጽ ነው እግዚአብሔር ልቦና ይስጥው
@onlineme4745
@onlineme4745 Год назад
ሩታ ድቓላ ስቅ ኢልኪ ሃተፍተፍ ኣይትበሊ ኤርትራ ተዛራቢ ትግርኛ ህዝቢ ኢዩ። ተረዋ ኢት መበለት
@ruttateklezgy5666
@ruttateklezgy5666 Год назад
@@onlineme4745 ስለ ቃሎቶችህ እግዚአብሔር ይቅር ይበልህ አንድ ነገር ግን ልምከርህ የኤርትራ ህዝብ ለቓንቓ አልተጋደለም ደሙ መስዋእት ያደረገው ለስርአት ነው አሁንም ትግላችን ለስርአት ነው ለቓንቓ አይደም አንተ እንደምትለው ሳይሆን ንጽህት የኤርትራ ዘጋ ነኝ ባለ መሬት ነኝ ጌታ ይቅር ይበልህ
@onlineme4745
@onlineme4745 Год назад
@@ruttateklezgy5666 ዝም በዩ ፡ ደደብ መቸ ነው የኤርትራ ህዝብ ኣማራ ተናጋሪ የሆኖው ንንገርሽ ኣንቺ ብናልባት ኣባትሽ የቐበለ ኣስተዳደር የነበረ መሆን ኣለበት ፡የኢኣርትራ ህዝብ ለናጽነቱና ለቓንቓው ፡ለመንነቱ ነው መስዋት የከፈለው ድቓላ የምናባይ መረት ነው ያለሽ
@solomonteshagerethiopian6483
Zeree senann accounting n Tigray zehsbkumo faka yebl aloo ezi faraa
@AF-mz8my
@AF-mz8my Год назад
አንቺ የጁንታ አለቅላቂ ዘርሰናይ የጁንታ ተከፋይ ናቹ እያለሽ ነዉ እዉነቱን ነዉ ወረኛ
@Lual221
@Lual221 Год назад
ብቅዕ መልሲ ኣይሃበን
@lukasweldu6781
@lukasweldu6781 Год назад
እዚ ኢንተርቪውሲ ሸንኮለል ጥራሕ ጌርዎ ትኽ ኢሉ ኣይምልስን
@habtomberhane1541
@habtomberhane1541 Год назад
Ayneta mhretab btaemi ena nemesgn beti tgebro zeleka so keep it up going to anther my dear brother 👍
@rakiraki2328
@rakiraki2328 Год назад
Aineta, it was a very good interview. 👏👏
@eritreanbrightfuture2161
@eritreanbrightfuture2161 Год назад
እዋይ ዘርእሰናይ ዘይተገምጠለ ቕጫ ብሱል ትመስለና ኔርካ ምስ ወግሐ ግን እንታይ መምትብል ክሰምዓካ ይደሊ ንዓኻን ንኣረጋይ ሓጎስን
@loveismyreligion2510
@loveismyreligion2510 Год назад
Niguse arkey nay radio 📻 erena ,dikum jemirkumm.
@teresaenoughisenough512
@teresaenoughisenough512 Год назад
ኡፍፍፍ ኣሰልቻዊ መልሲ ዘረሰናይ ሓጺር መልሲ ተመሃር ኣይትሃውትት
@jermaymillash8947
@jermaymillash8947 Год назад
ኣየየዩየ ዘርእሰናይ ዕንሹ ባዶ ሙዃንካ ዘረጋገጸት interview
@yonatanhaylu4906
@yonatanhaylu4906 Год назад
ዘርኢተይ ጽቡቅ ጌርካ ተረደኦ ኣለካ ኣይርዳእን እበር።🇪🇷✔️💐🌷🌹🥀🌼ዘርኢተይ ጅግና።🇪🇷✔️💐🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🥀
Далее
Hagerey TV ናይ ፈተነ ፈነወ
17:40
ВСЕ СЕКРЕТЫ КОТА В ВР ( I Am Cat VR )
22:46
Самоприкорм с сестрой 😂
00:19
Просмотров 183 тыс.
Eritrean tiktok zerit#eritreantiktok2023#eritrea
49:43