Тёмный

"እዚ ጎንፂ ዕድላት ኣለውዎ!" ኣሰፋ ልኣከ ዋዕላ ሕውየት ፓለቲካ ትግራይ _ AsswfaLeake 

Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Подписаться 107 тыс.
Просмотров 13 тыс.
50% 1

Well Come To Berakhe Show RU-vid Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Well Come To Berakhe Show RU-vid Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_criss
#Ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrean_Poletics
#Tigiray_poletics
#Yoseph_Gebrehiwot
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ዮሴፍ_ገብረህይዎት
#Eritrean_Poletics
#Yoseif_Gebrehiwot_Jossi
#Yosei_,Studio
#Twmesgen_Tewelde
#ተመኣገን_ተወልደ
#ቃለ_መሕትት_ተመስገን_ተወልደ
#Interview_With_Temeage_Tewelde
#Interview_With_Eritrean,Artist_Temesgen_Tewelde
#ሃፍቶም_መ
ጨጨ
#haftom_Tesfahunegn
#Dr_Assefa_Leake

Опубликовано:

 

7 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 28   
@gerzhertessema2856
@gerzhertessema2856 20 дней назад
ትግራይ ብዙኃት ፈላጣት ምሁራት ጀጋኑ አፍርያ እያ ። ዲሞክራሲ እላኧምበበ እዩ ። ጥራህ ተግባራዊ ምግባር እዩ ። የቐንየልና ገ/ ሔር ዓለማዮ ካብ አሜሪካ
@tsgeweingebreeyesus3369
@tsgeweingebreeyesus3369 20 дней назад
Proud of you all my beloved people from USA
@NugussHailu-dk2xz
@NugussHailu-dk2xz 20 дней назад
Waw an interesting political analysis which reflects the reality. Thank you Asse.
@user-xt8tl3qq8u
@user-xt8tl3qq8u 20 дней назад
Wow, what an insightful presentation by Leake!! Thank you very much.
@solomonzemichael4824
@solomonzemichael4824 20 дней назад
Wonderful.
@tesfalemkube8355
@tesfalemkube8355 20 дней назад
ንምንታይ ኣሉታዊ ርእሲ ትመርፂ ነቲ ትሕዝቶ ኣይውክልን
@user-zb1io5ik2c
@user-zb1io5ik2c 20 дней назад
Respect❤
@teweldenugusse175
@teweldenugusse175 20 дней назад
ይበል
@Ez-me3og
@Ez-me3og 20 дней назад
Respect!…
@seyoumberihun6351
@seyoumberihun6351 20 дней назад
Assefa was my civics teacher when I was grade 9 @ kellamino . He was one of the genius teachers of ours. Thank you for your service Sir.
@user-br5kk1mz7h
@user-br5kk1mz7h 20 дней назад
Wawww ትግራይ ባዐሙህር ኣለዋ
@user-yd6hq2ks9v
@user-yd6hq2ks9v 20 дней назад
Tigray seb alewa taimo
@user-gz9qx7dz9m
@user-gz9qx7dz9m 19 дней назад
እዚ ሓውና እዛ መፅናዕታዊ ፅሑፉ ብሙልኣ ጦርነት ኢሉ ወዲእዋ። ኺናት ምባል ተሓዲጉስ እዛ ናይ ትግርኛ ቃል ጦርነት ብዝብል ትትካእ ኣላ።
@walkthewalktalkthetalk6371
@walkthewalktalkthetalk6371 18 дней назад
አብ ሓሳብ ትኹረት ግበር፤ ንአኻ ባህጊ ኢሉ ዝኣበየሉን ዝዛረቦ ትግርኛ ክሓድጎ የብሉን።ትግርኛ ሀደ ናይ ሚድያ ቋንቋ የብሉን፤ እንተትህልዎውን ብዝዛረቦ ላዛ(ላጃ )ክናገር ፣ክፀዊ፣ ክዛረብ መሠሉ እዩ። ስለዚ ስለቋንቋ ዘለካ ስነሓሳብ( ካብ ከባቢያዊ ትምክሕቲ ወፂእኻ )አስፈሓዮ፣ አእሙቆ።
@akillberhe1981
@akillberhe1981 19 дней назад
Where are Mehari yewhanes: kidane amene?
@Wedielfu
@Wedielfu 20 дней назад
ኣዝዩ ደስ ዝብል ብሉጽን ሃናጽን ትንተና : :
@May-vt1jq
@May-vt1jq 20 дней назад
ኣታ ሓወይ ኣበይ ኮንካ እካ ስለመረፃ ተዊሪ መጀመርያ ትግራይ ትባሃል ዓዲ ክትህልዉ ኣለዋ ታይ እዩ ዝሓዝካ ዘይብልካ ዓዘፍዘፍ
@Araya.wedikeshi
@Araya.wedikeshi 20 дней назад
ሎሚ ድራር አይበላዕኹን ምኽንያቱ ነዚ ሃናፂ ዝኾነ ዘረባ ስለዝተደረርኹ😍
@momonatube5905
@momonatube5905 17 дней назад
ህዝቢ ምስ ሃለቀ፣ ዓዲ ምስ ዓነወት ትንተና ምሃብ ምሁርነት ኣየብልን። እዚ ኩሉ ምሁር እየ ዝብል እቲ ኩነታት ቅድሚ ምፍጣሩ ንህወሓት ዘንጨብጭብ ወይ ርእሱ ኣድኒኑ ዝነበረ ድስኩል ማ/ሰብ እዩ።
@ukbayc
@ukbayc 20 дней назад
መለስ ዘናዊ ስርቂ ስራሕ እዩ ኢሉ ብዕሊ ካብ ዝእውጅ ልዕሊ 30 ዓመት ኮይኑ ኣሎ በዚ ዝተመልመለ መንእስይ እዩ ዘሎ ነዚ ተመሊስካ ሐንጎሉ ክትውይሮ ብውሕዱ ሐደ ትውልዲ እዩ ክወስድ እዚ ከማን ነዚ ዘሎመሪሕነት ፍጹም ፎእ ኢልኩም ሐድሽ ካብ ክሉ ነጻ ዝኾነ መሪሕነት ክትገብሩ ኣለኩም
@johnt1154
@johnt1154 20 дней назад
Ph. D ናይ ትግራይሲ ዕደ ኢዩ። "Exactly what it mean" ክብል ዶ ሰሚዔዮ ሓቀይ? ኣየ ምህሮ!
@ukbayc
@ukbayc 20 дней назад
ካብ ቅድም ሐቢርንስኩም ነርና ኢና ኤርትራውያን እታ እንኮ ፍታሕኩም ንህዝቢ ኤርትራን መንግስቲ ኤርትራን ብዕሊ ካብ ልቢ ዝነቐለ ተደቢርኩም ይቕረ ሐቲትኩም ክትዕረቑ እንተ ዘይኮይኑ ካልእ ዝኾነ ፍጡር ኣብ ዓለምና ዘሎ ኣይኮነንን ፈጣሪ ምስ ኣዲኡ ማርያምን ከኩሎም ሃዋርያቱን ተደሚሩ ከማን ከድሕነኩም ፍጹም ኣቕሚ ከም ዘይብሉ !!!!!!!!! ካልእ እዚ የሕዋትና ኢና ዶ ብሐደ ተሰዊእና ኢና ዶ ኣደትስትና ንድሕሪ እየን ዝቑነና ዶ ኢልኩም ንጥማዕ ወዲ ጥማዕ ብገንዘብ ዝተዓብሱ ኤርትራውያን ትገብርዎ ዘለኹም ቅድም ብሐያላን ተፈቲኑ ህዝቢ ኤርትራ ብግስ ከይበለ ከም ዘፍሸሎ ታሪኽ ገንጽሉ ስለዚ ኣብ ኢድኩም እዩ ዘሎ
@qweryqwe7826
@qweryqwe7826 20 дней назад
ንስኽን ማዓልትኽን ተፀበያ ኣብ ልዕሊ ኣረግቶትን ህፃዉንት ደቂ ኣንስትዮ ኮታስ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝገበርክንኦ ግፍዒ ዋጋ እትኸፍላሉ ርሑቕ ኣይኮነን
@Wellaitay
@Wellaitay 20 дней назад
ዓጋመ ዘረባን ትንታነንሲ ኩሉ በጺህኩሞ። አንተኮነ ስርቅን ማንታ መልሓስን ኪትቅይርዎ ኣይካአልኩምን።
@mulugetanegash594
@mulugetanegash594 17 дней назад
አየ ወያኔ ጨለ ዘረባ ጥራይ እንግሊዝ እናሐወስካ ምዝራብ ከም ፈላጥ ኰንካ ምርአይ ። ዓቕሞም ዘይፈልጡ ካብ ሐቅነት ዝረሐቀ ሃተፍተፍ ዘረባ ዘብዝሑ ። አብ ጭብጢ ዘይኮነስ አብ ባዕልነት ዝተፈጥረ ስነ ሐሳብ እዮም ኮለል ዝብሉ
@sheba-291
@sheba-291 20 дней назад
‼️ኤርትራ ዝብል ኣርእስቲ ዘይብላ ቪድዮ 10 ሽሕ ኣይትርአንያ ግን ድማ ፈውስኻ ክርከብ ኣብ ቁስልኻ ምትኳርዩ ዘድሊ፤ስለዚ ከምዚኣ ቀጽሊ ስንርናይ ከናዳ ክሰደልኪየ መድህን በላዒት ረዲኤት😂🥿50👌
@MehariGebre-mm3hu
@MehariGebre-mm3hu 20 дней назад
ንስኻ ኸኣ ናይ ትግራይ ሚድያታት ሃሰው ምባል ኣቋርጽ
Далее