Тёмный

እዱድ ዘመተ፡ ምዕራፍ 5 ን ምዕራፍ 6 ን 

Algena Culture & Research
Подписаться 12 тыс.
Просмотров 3,7 тыс.
50% 1

Chapters 5 and 6
In these two chapters, Tewolde's family expresses their sadness about their son's wife marrying another man. They discuss this with a young man named Michael who has some connection with the EPLF fighters. Though nobody suspects Michael is a hidden member of the freedom fighters.

Опубликовано:

 

6 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 26   
@Eriywelela
@Eriywelela 2 месяца назад
Wawww ohh temesetii eku xenahku betam xebuk zanta 🙏🙏🇪🇷🇪🇷naye hezbii eritrea Tarik texahefu aywedaen eyu thanks jegna ❤️❤️
@merhawisibhat5914
@merhawisibhat5914 2 месяца назад
❤❤❤wawwww thanks memhr Lingo
@hagerawitekkali4209
@hagerawitekkali4209 2 месяца назад
❤ Thank you Lingo.
@benkal8062
@benkal8062 2 месяца назад
Welcome back lingo i was waiting for part 6
@mhretseare8357
@mhretseare8357 2 месяца назад
Welkome lingo ❤❤❤❤🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷
@john9192
@john9192 2 месяца назад
ሰላም ዝኸበርካ ሊንጎ ከመይ ቀኒኻ" ብቀዳምነት ከም ወትሩ ኣድናቆተይ ወሰን ከም ዘይብሉ ክገልጸልካ ይደሊ። ቀጺለ ቁሩብ ይሓጽርን ኣብ ሰሙን ክልተ ሳዕ ክትገብረልና ከኣ ይላበወካ።
@Eritrea4Eritreans
@Eritrea4Eritreans 15 дней назад
❤❤❤❤
@weldemariamzerea5386
@weldemariamzerea5386 2 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@stilljesusloveyou9644
@stilljesusloveyou9644 2 месяца назад
ዕድመን ጥዕናን ኩሉ ሓርበኛታት ተጋደልቲ ኤርትራ ዘይድገም ዎለዶ እምነት ጽንዓት ሓቦ ኣይከኣል ዘይፈልጥ እታ ዝዓበየትን ዘይትጽገን ዘይትግዛእ ሓንሳብ ምስሓለፈት ዘይትምለስ ሂወቱ በጃ ዘሕልፍ ጉዳመጃ ኤርትራዊ መንእሰይ 60ታት ስሙ ተጋዳላይ ኤርትራ ክብር ሞጎስ ንሰማእታት ኤርትራ ዓወት ንሓፋሽ
@yonastekeste7109
@yonastekeste7109 2 месяца назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
@selameyob4258
@selameyob4258 2 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e 2 месяца назад
@rahelogbaghiorghis2895
@rahelogbaghiorghis2895 2 месяца назад
ብጣዕሚ መሳጢ ፡ ኩሉ ዘጠቓለለ ሉዙብድምጺ፡ Background ሙዚቃ ዓይነት ላዛ ዘለዎ ኣናብባ ኮታስ ኩሉ ኣብ ሓደ basket ዘንቢል እንተኣተወ ብዘይ ቀልዓለም 1000 ካብ 100 ሂበያ ። ካልእ ካኣ ኣብዚ ትህኪት ዝመለኦ ዓለም መጽሓፍ ኣንቢብካ ንኽትዉድኣ ዘሎ ዓቕሚ ከም መብዛሕትና ንፈልጦ ፡ እዚ ግን ፍትፍት ፡ መኪና እንዳ ዘወርካ ዎክ እንዳ ገበርካ ድቃስ ምስ ኣበየካ ተስተማቕሮ ዛንታ ። እሞ ካኣ ኩሉ ኣብ ህዝቢ ኤረትራን ተጋደልቲ ደቁን ዝወረደ ብኸፊሉ ታሪኽ ብምኻኑ ። የቐንየልና ከማኻ ይብዝሑ ።
@hiwetteweldebrhan8440
@hiwetteweldebrhan8440 2 месяца назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪❤️
@girmaykiflay8609
@girmaykiflay8609 2 месяца назад
ሰላም ሊንጎ 🇪🇷🥛👈
@wedasemobius6641
@wedasemobius6641 2 месяца назад
👍🇪🇷❤
@fishwish2719
@fishwish2719 2 месяца назад
መርሓባ መምህር ባህልን ታሪኽን ኣያ ሊንጎ 🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷። ወትሩ መሳጥን መሃርን ታሪኽ ምስናይ ኣገላልጽኡ ።
@wedibedeket558
@wedibedeket558 2 месяца назад
Ata Lengo kemy zeblka jegna seb eka behak sebe eka Kubre seb eka
@user-cs8jb6wu8o
@user-cs8jb6wu8o 2 месяца назад
Welcome back Ayana Hailmihael Haileslasie (Lingo) ❤❤❤ Hto? 2y gzie yhateka aleku,nxur melsi ayrekebkun mo, Hji wn yxbe,ab tgrinya zye slezgdes kea abyatni mrsae, Tedegagami kea Endamexet,embear Nsaya eta qal
@wedimobaemobae2557
@wedimobaemobae2557 2 месяца назад
Ayani merhaba ❤🎉❤🎉
@berhegilemeshesh9237
@berhegilemeshesh9237 2 месяца назад
Tum tuom maharn nktsemo kab eklemay zhre zantakan dmxkan Ekao nayna konka bhaki kkk❤
@adamafewerki8620
@adamafewerki8620 Месяц назад
ዝኸበርካ ብጻይ ሊንጎ ክእለትካ ዝድነቅ ስራሕ እዬ ግርም ንባብ ፍሉይ ክእለት ንፉዕ ነባባይ 😂
@user-hl2vb4zx4u
@user-hl2vb4zx4u 9 дней назад
መኪና ዓራያይ መካኒክ ክትመሃር ናብ ጋራጅ ከድካ ከዕርይወን ከለው ትዕዘብ ከምኡ ከኣ ነቶ ዘዐርዩ መካይን ትለኣኽ ተቃባብል ተጻራሪ ኣብ መጀመርያኻ ::ሰለዚ ግድን እዩ ክትጽየቅ ክትረስሕ ካብተን መካይን ዝዕረያ ዘለዋ ::ሰለዚ ወያኒ ከኣ ክንዕልሞም ከነሰልጥኖም ሳሕል ምስ መጹና ብሃንደበት 6ይ ወራር ኩናት ይጅምር : እም ግድን በቲ ኩናት ክጽየቁ ክሕጠጡ ኢሉ የዘንቱ :: ኣብ 98 ኣስመራ ደብዳብ ናይ ወያኒ ከምዚ ይብል ::ንኤርትራውያንን ንተጋሩን ከም ኣደ ኮይና ዘዕበየት ኣስመራ እያ ::ሰለዚ እታ ዝዓበኹምላ ከተማ ምድዳብኩም ይብል :: ሓደ ልቢ ሓደ ህዝቢ ዝብል ቃል መሃዚኣ ሊንጎ እዩ ::ግጥሚ ዜማ ግዜ ኣይወስደሉን ንሊንጎ ,ካብ ጅቡኡ ሃሰስ ኣቢሉ የውጽኦ ::ሰዋስው ቃንቃ ቃላት ትግርኛ ንሊንጎ ዝዳረግ የለን ::ብቅዓት ኣብ ቃንቃ ትግርኛ ዘለና ብድሕሪ ሊንጎ ንስራዕ ::ኣብ ታሪኽ ዘለዎ ሰፊሕ ፍልጠት ወሰን ዘይብሉ ኣብቲ ጥርዚ ናይ ሰነፍልጠት ባይታ ደይቡ ይርከብ ::ኣብቲ ጽፈትን ሰነስርዓትን ትዕግስቲን ከኣ ተዓዲልዎ ነጸበብራቅ ሊንጎ ከኣ የቅንኣካ እሞ እቲ ግን ቅዱስ ቅንኢ እዩ ::መትከሉ ከኣ ሓንትን ጽንዕትን ክምይ ዘይትብል ,::መግለጺታት ታሪኽ ዘዘንትዎ ደጋጊመ ይሰምዖ እሞ ዘይምኖ ::ኣብ መርበብ ኢንተርኔት ሰለዝረኸብኩኻ ተመስገን ይብል ,ልዕሊ ተመስገን ቃል የላን እምበር ምስ በልኩዋ :: ተመስገን ዘበለኒ ከኣ ሓደ ካብቶም ዝንእደካ ዘደንቀካ ዝምሰጥ ሰብ ካባኻ ሰለዝኾንኩ ::ከም መራሒ ሃገር ትበሃግ ወይ ኣለውና ንብሎም ሓደ እወ ሓደ ሊንጎ እዩ :: ዘማች ደራፋይ ,ሓንቲ ሙዚቃ ነይራቶ ከምዚ ትብል : ኣቲ ለዋህ ነፍሰይ ምስጋና ትብጻሕኪ ትብል :: ኣነ ከኣ ንክቡር ሃይለሚካአል ሊንጎ ምስጋና የብጽሓላ ነታ ለዋህ ነፍስኻ ኢለ ናባኻ የሰጋግራ ::ካብ ናጽነት ክሳብ ሎሚ ኣብ ሃገር ኤርትራ ኵንካ ምሉእ ዕድልን ሓርነትን ተዋሂቡካ እንተዝኸውን ,ክንደይ ሰባት መንቃሕካን ,ክንደይ ምዕባለ መበርከትካን ነርካ :: እንታይ እሞ ሓደ ጥራሕ ኮንካ , ዘይከውን ኮይኑ እምበር ኣነ ሲ መራባሕኩኻ ነይረ :: ክቡር ሃይለሚካአል ሊንጎ ክብርን ሞጎስን ይብጻሕ እንዳበልኩ ሰላም ሰላም ይምነ :: እወ ሓደ : ሓደ እወ ሃይለሚካአል ሊንጎ እዩ እቲ ሓደ ::
@tsehaineshtekle6154
@tsehaineshtekle6154 2 месяца назад
❤❤❤❤
Далее
እዱድ ዘመተ፡ (ቁጽሪ 7)
37:46
Просмотров 3,9 тыс.
(ቁጽሪ 5): እታ ካልኣይቲ ገብረኤላ
28:47