Тёмный

#ኦሪት 

ጽርሓ አርያም  trha aryam (sindu)
Подписаться 2,8 тыс.
Просмотров 71
50% 1

1 ካህናተይ ኪዀኑኒ ኽትቅድሶም ከሎኻ እትገብረሎም ነገር እዚ እዩ፥ ሓደ ዝራብዕን ጐደሎ ዜብሎም ክልተ ድዑልን ውሰድ፡
2 ዘይበዅዔ እንጌራን ብዘይቲ እተቘምጥዔ ቕጫታትን፡ ዘይቲ እተለኽየ ረቂቕ ቅጫታትን ድማ ውሰድ ካብ ድኹም ሓርጭ ስርናይ ግበሮ።
3 ኣብ ሓደ መሶብ ኣንብሮ፡ በቲ መሶብ ጌርካ ምስቲ ዝራብዕን ምስቶም ክልተ ድዑልን ጌርካ ኣቕርቦ።
4 ንኣሮንን ንደቁን ናብ ኣፍ ድንኳን ምርኻብ ኣቕርቦም፡ ብማይ ድማ ሕጸቦም።
5 ነቲ ኣልባሳት ወሲድካ ድማ፡ ንኣሮን ቀምሽ ታሕትን ናይ ኤፎድ ቀምሽ ላዕልን፡ ኤፎድ ሳንቃ ኣፍ ልብን ክደኖ። በቲ ብብልሓት እተገበረ ቅናት ኤፎድ ጌርካ ኸኣ ኣዕጥቆ።
6 ኣብ ርእሱ ድማ መጠምተምያ ግበረሉ፡ ነቲ ቅዱስ ኣኽሊል ከኣ ኣብ ልዕሊ እቲ መጠምጠምያ ግበሮ።
7 ዚቕባእ ዘይቲ ወሲድካ ድማ ናብ ርእሱ ዅዒኻ ቅብኣዮ።
8 ንደቁ ኸኣ ኣቕርቦም እሞ፡ ቀመውሽ ታሕቲ ኽደኖም።
9 ንኣሮንን ንደቁን ድማ ብቕናት ኣዕጥቆም፡ መጠምጠምያውን ግበረሎም። እቲ ኽህነት ከኣ ንኣታቶም ናይ ዘለኣለም ሕጊ ይኹን። ንኣሮንን ንደቁን ከኣ ትቕድሶም።
10 ነቲ ዝራብዕ ድማ ናብ ቅድሚ ድንኳን ምርኻብ ኣቕርቦ፡ ኣሮንን ደቁን ከኣ ኣእዳዎም ኣብ ርእሲ እቲ ዝራብዕ የንብሩ።
11 ነቲ ዝራብዕ ከኣ ኣብ ኣፍ ድንኳን ምርኻብ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ሕረዶ።
12 ካብ ደም እቲ ዝራብዕ ወሲድካ ድማ በጻብዕካ ነቲ ኣቕርንቲ መሰውኢ ልኸዮ፡ ንኵሉ እቲ ደም ከኣ ኣብ እግሪ እቲ መሰውኢ ኽዐዎ።
13 ነቲ ናውቲ ኸብዲ ዜጐልብብ ቋንጡጥን ኣብ ልዕሊ ኸብዲ ዘሎ ስብሕን ንኽልቲኡ ዅሊትን ኣብ ልዕሉኡ ዘሎ ስብሕን፡ ንዅሉ ወሲድካ ኣብ መሰውኢ ኣሕርሮ።
14 ናይቲ ዝራብዕ ስጋን ቈርበትን ፈርስን ግና፡ መስዋእቲ ሓጢያት እዩ እሞ፡ ኣብ ወጻኢ ሰፈር ብሓዊ ኣንድዶ።
15 ነቲ ሓደ ድዑል ወሲድካ ድማ፡ ኣሮንን ደቁን ኣእዳዎም ኣብ ርእሲ እቲ ድዑል የንብሩ።

Опубликовано:

 

16 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 19   
@zewdinash1587
@zewdinash1587 5 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን
@Natanalemtiti
@Natanalemtiti 5 месяцев назад
Amen amen amen ❤
@kokobe1961
@kokobe1961 5 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ያሰማልን
@zewdichannel27
@zewdichannel27 5 месяцев назад
ቃለህወትየስመዐና
@monaleshm1218
@monaleshm1218 5 месяцев назад
አሜን አሜን አሜንውድ😊😊
@AwetTube
@AwetTube 5 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት ያሰማልን ፀጋዉ ይብዛለሸ ወድ እህት በረቺ❤❤❤
@mishoomish-iz7je
@mishoomish-iz7je 5 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን ክብረተይ ፅርሃየ ቃለ ሂወት የስመዐና ዛናተይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@fanatube3810
@fanatube3810 5 месяцев назад
አሜን ፅርሓየ🥰🥰
@marmar-vh2og
@marmar-vh2og 5 месяцев назад
አሜን ኣሜን ፀርሐየ😍😍😍🙏👍 ቃለህወት የሰመዕልና😍👍
@tseg-w3u
@tseg-w3u 5 месяцев назад
እግዚአብሔር ይመስገን እንካዕ ብሰላም መፃእኺ ፍቲዉተይ ያዕሚሪ ቃለ ህይወት ያስመዐልና ፀጋኡ የብዘሐልኺ አሜን አሜን አሜን❤
@Guddi_animals_lover
@Guddi_animals_lover 5 месяцев назад
8 like dan full watch wawwwwwww nice video
@chesschasersaddozai
@chesschasersaddozai 5 месяцев назад
❤❤❤superb‼️
@hintsetyoutube
@hintsetyoutube 5 месяцев назад
Selam trha meray zftwok❤❤😍🙏
@DEVRANFIRTINA
@DEVRANFIRTINA 5 месяцев назад
👍.🙏🙏🙏 Awesome sharing. You voice is very beautiful. Very nice video. ❤t❤e❤w❤a❤h❤e❤d❤o❤ 🙏🙏🙏 ✌💚💛❤✌
@kidan5256
@kidan5256 5 месяцев назад
እግዚኣብሄር ይመስገን ሰላምኪ ይብዛሕ እንኮዕ ብሰላም መፃእኪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመዐልና ፀጋበረከቱ የብዘሐልኪ የብሎክይ ሽኮር ፋኑሰይ🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️🌿🌿🌿🌿🌿🕊🕊🕊🕊🕊🕊❤️❤️❤️❤️🌿🌿🌿🕊🕊🕊🕊💛💛💛💛🌿🌿🌿🕊🕊🕊❤️❤️❤️😍😍😍
@Messi21-LoveMedalChannel
@Messi21-LoveMedalChannel 5 месяцев назад
ጽረሓዋይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@hiwottubeamen6143
@hiwottubeamen6143 5 месяцев назад
selam.lik❤❤❤❤❤
@munatube-qt3lz
@munatube-qt3lz 5 месяцев назад
ስላም ለውጠይ እንካን ብሰላም መጽእኺ ክብረተይ❤
@hayatuu
@hayatuu 5 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን
Далее