Тёмный

ከቢድ ክርክር ብዛዕባ ስግደት ! ስልጣን ዝሓፈረሉ መዓልቲ ! 

Maranatha Tv / Mogos Nguse
Подписаться 37 тыс.
Просмотров 22 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

28 сен 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 589   
@amanuelmandela278
@amanuelmandela278 Год назад
Exodus 20 (ትግ) - ዘጸአት 2: ካብ ምድሪ ግብጺ፡ ካብ ቤት ባርነት ዘውጻእኩኻ፡ ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ እየ። 3: ካልኦት ኣማልኽቲ ኣብ ቅድመይ ኣይሀልዉኻ። 4: ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለዉ፡ ኣብ ታሕቲ ድማ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ኣብ ማይ ከኣ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ምስልን ስእሊ ዘበለን ንኣኻ ኣይትግበር። 5: ኣይትስገደሎምን ኣይተገልግሎምን ድማ። ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ፡ ቀናእ ኣምላኽ እየ እሞ፡ ንዚጸልኡኒ ሓጢኣት ኣቦታት ኣብ ደቂ ኽሳዕ ሳልሳይ ክሳዕ ራብዓይን ወለዶ ዝቐጽዕ፡ 6: ንዚፈትዉንን ትእዛዛተይ ንዚሕልዉን ግና ክሳዕ ኣሽሓት ምሕረት ዝገብር እየ።
@hermongerie3076
@hermongerie3076 Год назад
Amlak yebareka 🙏🏽❤️🙏🏽
@deaconsemere5558
@deaconsemere5558 Год назад
ጽቡቅ መልሲ ሂብካ መምህር ስልጣን ሓወይ እበር ሞገስ ድኣ ኣበይ ክርድኦ ብጎይታ ዳቀለደ ብዝኮነ ተዋህዶ ሃይማኖት ንዘልኣለም ትንበር ንመናፍቃን የሕዋትና ክኣ ልቦም ይምለሰሎም
@yohannesberhane8532
@yohannesberhane8532 Год назад
Exodus 34 (ትግ) - ዘጸአት 14: እቲ ቐናእ ዝስሙ እግዚኣብሄር፡ ንሱ ቐናእ ኣምላኽ እዩ እሞ፡ ንኻልእ ኣምላኽ ኣይትስገድ።
@michaelmhretu9976
@michaelmhretu9976 Год назад
እቲ ቪድዮ ኩሉ ሪናዮ እንዲና ዝተሳዕረሉ ኢልካ ከተውርድ ቁሩብ ንስካስ ውደይ ኣይትሓፍርን ኣይርዳን ስለ ድበላካ ድሰዓርካ መሲልካ ግደፎ ሞ ብውሽጣኩም ብደጌኩም ትፍለጡ ኮ ኢኩም ኣብቲ ኣዳራሽኩም ካራተ ትምህሩ ማስቲካ ገርኩም ክትፍውሱ ትሓስቡ ደይኮንኩምን ሒጂ ኣብ መዲያ ወጺካ ጫፍ ሒስካ ኮለል ክትብል ድወዓልካስ እዚ ኩዑሶ ገርካዮ ሶኢረዮ ኢልካ ተውርድ ንገንዘብ ኢልኩም ከም ዛኣተኹም ደኣ ማስ ጠፊእና ግን ጽቡቅ ትእምርቲ ፕሮቴታንት (ተጠራጣሪ)ሃይማኖትኩም ሪኢናዮ ።ብስመኣብ፡ ወወልድ፡ወመንፈስ ቅዱስ ፡ኣሃዱ ኣምላክ፡ ኣሜን።
@user-ng7nn5ih6q
@user-ng7nn5ih6q 6 месяцев назад
ብሓቂ ክቡር መምህርና ቃለ ሂወት ቃለ ሰናይ የስመዐልና ስልጣን ሓዉና ቡቁዕ መልሲ ብጣዕሚ እየ ተሓጊሰ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@edenalmedom7097
@edenalmedom7097 Год назад
Abet Tbat Moguye Hawey Tebarek MENFES AMLAK ZELEWO KEMU IYU HALLELUJAHHH WAWW 🙏🙏🙏
@swswits3249
@swswits3249 Год назад
ኣሰይይይይ መምህር ሰልጣን ሓወይ ከመይ ድካ መቅሰን ብጣዕሚ ዘሕጉሰ መልሲ እዩ ተዋህዶ ልዘላኣለም ትንበር 💒
@shalom7shalom953
@shalom7shalom953 Год назад
Amlak do Tewhado eu n zelalem znebr. Haymanot ,Tewhado Catholic Pentecostal, Muslem ezi kulu seb eu kem mhber haymanot tekwam fetiruwo""Amlak ghn haymanot yeblun "" Goita yesus kea Medhani eu haymanot yeblun""" ሉቃስ 2 (Luke) 10-11፤ እቲ መልኣኽ ድማ፡ እንሆ፡ ሎሚ መድሓኒ ኣብ ዓዲ ዳዊት ተወሊድልኩም ስለ ዘሎ፡ - ንሱ ኸኣ ክርስቶስ ጐይታ እዩ፡ - ንዅሉ ህዝቢ ዚኸውን ዓብዪ ሓጐስ ኤበስረኩም አሎኹ እሞ፡ ኣይትፍርሁ።
@Lifeisgood300
@Lifeisgood300 Год назад
​​@@shalom7shalom953 ብሮ ሓደ ኣምላኽ ሓንቲ ሓይማኖት ከምኡ ስለ ዝኮነ ከኣ ናይ ኦርቶዶክስ ተውህዶ ዘሎ ኣምልኾ ስርዓት ናይ መንፈስ ቅዱስ ስለ ዝኾነ ኦርቶዶክስ (እምነት ሓቂ) ተብሂላ ይሁዳ ከኣ ነዚ ከረድእ በታ ሓንሳእ ንቁድሳን ዝተዋህበት እምነት ጸኒዕኹም ንበሩ ይብለና። ሶ ቅዱሳንን ዝርከብዋ እምነት ድለያ ጎይታ ይምራሕኻ?
@romatesfaghzi6628
@romatesfaghzi6628 Год назад
2 ካብ ምድሪ ግብጺ፡ ካብ ቤት ባርነት ዘውጻእኩኻ፡ ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ እየ። 3 ካልኦት ኣማልኽቲ ኣብ ቅድመይ ኣይሀልዉኻ። 4 ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለዉ፡ ኣብ ታሕቲ ድማ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ኣብ ማይ ከኣ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ምስልን ስእሊ ዘበለን ንኣኻ ኣይትግበር። 5 ኣይትስገድሎም ኣይተገልግሎምን ድማ። ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ፡ ቀናእ ኣምላኽ እየ እሞ፡ ንዚጸልኡኒ ሓጢኣት ኣቦታት ኣብ ደቂ ኽሳዕ ሳልሳይ ክሳዕ ራብዓይን ወለዶ ዝቐጽዕ፡
@naomifiyori2252
@naomifiyori2252 Год назад
Moge hawey buruk goyta ybarka ❤❤❤❤❤
@markosgeb5318
@markosgeb5318 Год назад
I admired your courage, and argument. Keep it up. God bless you. Tebarek hawey.
@yohannesberhane8532
@yohannesberhane8532 Год назад
John 4 (ትግ) - ዮሃንስ 22: ንስኻትኩም ንዘይትፈልጥዎ ኢኹም እትሰግዱ፡ ንሕና ግና፡ ምድሓን ካብ ኣይሁድ እዩ እሞ፡ ንንፈልጦ ኢና እንሰግድ። 23-24: ኣምላኽ መንፈስ እዩ፡ እቶም ዚሰግድሉ ድማ ብመንፈስን ብሓቅን ኪሰግዱሉ ይግባኦም። ኣቦ ኸምዚ ዝበሉ ሰገድቲ እዩ ዚደሊ እሞ፡ እቶም ናይ ሓቂ ሰገድቲ ነቦ ብመንፈስን ብሓቅን ዚሰግዱሉ ሰዓት ክትመጽእ እያ፡ ንሳ ኸኣ ሕጂ እያ። 25: እታ ሰበይቲ ድማ፡ ክርስቶስ ዚብልዎ መሲህ ከም ዚመጽእ፡ እፈልጥ አሎኹ። ንሱ ምስ መጸ ኸኣ፡ ኵሉ ኪነግረና እዩ፡ በለቶ። 26: የሱስ ከኣ፥ ኣነ ዝዛረበኪ ዘሎኹ ንሱ እየ፡ በላ።
@fiorihaile7988
@fiorihaile7988 Год назад
Bless you
@muzithaile6686
@muzithaile6686 2 месяца назад
Yehwat blbkum reayu please sgdan amlkon felalyuwo menti ktemekum nab dlaykum ayteshrfwo astewulu
@user-yt7mz9xh7t
@user-yt7mz9xh7t 2 месяца назад
ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና ስልጣን ሓወይ ኣምላክናን መድሓኒናን እየሱስ ኩርስቶስ ፀግኡ የብዘልካ ንሞገስን ተከተልትካን ከዓ ኣምላክ ዓይኒ ልበናካ ይክፈተልካ 😥🙏🙏🙏🙏
@martakahsay1018
@martakahsay1018 Год назад
ሞጌ ሓወይ ጅግና ኢካ፡ ኣብ ዘመናት ምሉእ ወገን የሱስ የ ዝበለ ኣይሓፍርን ዩ። ጴጥሮስ ሰለስተ ግዜ ክሒዱ መጽሓፍ ካኣ ጽሒፉ ኒዚ ዳኣ ከምይ ሉ ክቕበሎ ዩ ፡የውሃንስ እዚ ኩሉ መጽሓፍ ጽሒፉ ክመይ ሉ ይጋገ ክብል ውዒሉ፡ ፍላጥ የ በሃሊ ክክክ እሞ መጽሓፍ ቅዱስ ብመፈስ ኣምላክ ዩ ትጻሒፍ እንበር ካብ ርእሶም ዝጽሓፍዎ ኣይኮነን ፡ ስለዚ የውሃንስ ሰብ ምካኑ ዘክር ክጋገ ዘይክእል ሰብ የለን።
@yordanostsegai2941
@yordanostsegai2941 Год назад
Hawey mexhaf qdus ko qdusan sebat bmenfes amlak temirihom kem zxehafwo ab metwi mexhaf qdus alo slezis kemey geyrka tegagyom sebat eyom tbl kab qdus yewhanos nskum tfeltu malet dyu abet yqe ybelelnae
@loveiskeyinlife7302
@loveiskeyinlife7302 Год назад
Amlak yibarka haki aytisearn iya you are blessed.
@aidaeritrin7944
@aidaeritrin7944 Год назад
Tebarek moge Hawina goyta misaka eyu ❤
@aziebhagos2635
@aziebhagos2635 Год назад
እግዚአብሔር ይባርክካ ሞጎሰ ሐወይ ጸግኦ የብዝሐልካ
@nebiyatestifanos1580
@nebiyatestifanos1580 Год назад
ብሓቂ ጹቡቕ : ሓቒ ክርስቶስ ን ቃል ኣምላኽ እንድ'ዩ
@bettyyohannes8625
@bettyyohannes8625 Год назад
Bless you abundantly Mogie Hawye!
@genetgebrekidane5014
@genetgebrekidane5014 Год назад
⁹99
@robelteame7352
@robelteame7352 Год назад
ንብስኪ ሓድሒ ሱቅ ኢልኪ ጽባሓ ንጎሆ ሞጎስ ኣይሕተተልኪን ኢዩ ሓጥያትኪ ስለዚ ደጊመ ተጠንቀቂ ተመለሲ ናብ ቤትኪ ይብለኪ ክሓተኪ ዶ ኣባኣ ኮለኪ?
@shalomgebrekrstos3219
@shalomgebrekrstos3219 Год назад
God bless you mogie hawey jigna
@user-nk3kc5lj5f
@user-nk3kc5lj5f Месяц назад
ተዋህዶ ንዘልኣለም ይንበር። ቀፅለሉ ስልጣናይ❤❤❤❤
@edenalmedom7097
@edenalmedom7097 Год назад
GIGNA TEBAREK MOGOS HWEY🙏🙏
@meadki
@meadki Год назад
እቲ ዓቢ ጸገም እኮ ኣብ ምምላኽን ምስጋድን ኣይኮነን። ኣብ ግብርኹም ኢኹም ትልለዩ። ናይ ብሓቂ ሰዓቢ ክርስቶስ እንተኾንካ፡ ነቲ ንሱ ዝብሎ፡ ካብ ቅድመ ኦሪት ክሳብ መወዳእታ ዓለም ዘይቅየር ቃል፡ ደው ኢልካ ስዓቦ። ብግብሪ።
@a.m.k5967
@a.m.k5967 Год назад
Gibri kemey maletka eka,kab meste kab shigara kab guayla entewxina kabu ziabi gibri entay allo,kalay kea kemti nay bluy kidan aserte gzie genshel zeysewaena delika ,Yesus hansabin nihawarun adhinna kello.
@michaelmhretu9976
@michaelmhretu9976 Год назад
A.M.k ስማዕ ፔንጠ ኣብ ወልፊ ኣብ ሽጋራ የለውን ዲካ ክትብል ደሊኻ ኣታ ክንደይ ትዕሹው ጓይላ ትብል እዚ ሞጎስ ደይኮነን ዳሳዕሰ ድራኣናዮ መዝሙር ዩ ዲካ ክትብል ክትፈልጦ ዘልካ ከኣ እቲ ሽጋራ ክስሕብ መስተ ክሰቲ ዝውዕል ኣይኮነን በተ ክርስትያን ድመርሕ ሕጂ ክውብ መስተ ተራሓካ ውሽጢ ኣዳራሽኩም እንታይ ትገብሩ ፈጣሪ ይሬኩም ኣሎ ።
@debora9761
@debora9761 Год назад
Gbri dea mo Nieu ba ,!!! pente tekoynu tezeykoynun Mefeteni areki Metshaf kdus tehizka pete konka dika Mifkar nehwat kea kem dikum hmak Elalka kal amlak tekoynu....fnfun kch zemitsie ...............etc Ahwat hdie nbel emo 1 gzieu keman n amlak tesemamiena n hagerna nlimnelu gzie yu Flily awegidna Beti n semamialu tenikebabel Nihagerna keman fewsi mkonna
@banawelday1032
@banawelday1032 Год назад
ኣነስ ንሱ አንድዩ ዝገርመኒ ኣብ መወዳእታ አንታይ ድዩ ኢልካ ሓላፍነት እምነት ምዘይስምዖ ተቃላዕ ኢልዎስ መቸም ስልጣን ዝሓተትካና መሊስና ኣለና ኣላ ሞጌ ወዲ ሹቅ አዛ መጽሓፍካ ከኣ ካበይ ከምዝተሓትመት ገሪምኒ ሎ ክክ
@a.m.k5967
@a.m.k5967 Год назад
@@banawelday1032 Mexhaf qudus eko eti ab Eritrea Tewahdo,Kenisha,Catholik koinom zihatemwo mexhaf qudus enna ntqem,nay Pente mexhaf zbehal yelen.Kab mahber Mexhaf qudus Asmera enna ngezio eti Mexhaf qudus.
@golgotallc568
@golgotallc568 Год назад
There is no a looser and winner bro, we have to accept each others opinions and beliefs regardless of our differences.
@yordanosaraya8555
@yordanosaraya8555 Год назад
Goyta ybarka Moge hawey 🥰
@zergabremelake2914
@zergabremelake2914 3 месяца назад
ቃል ሂወት የሰምዐልና ሓውና ስልጣን አዝጋብሄር ጸጉኡ የብዝሓልካ ሞጎስ ሓውና ከኣ ኣምላክ የዒንቲካ የከፈትልካ ❤❤❤❤❤❤
@LuwamGebrebrhan-ll8th
@LuwamGebrebrhan-ll8th 2 месяца назад
Amen qal hiwet yesmana seltan hawena kebrn msganan ykuno namlakna medhanina eyesus kerstos
@eliltagebrehiwet123
@eliltagebrehiwet123 Год назад
እግዚኣብሄር ይግናሕካ
@amanuelhaileofficialchannel
ናይ ስልጣን መልስታት ካብ ቃል ኣምላኽ ወጻኢ። ኣይመስለካን፥ኣይፈልጥን፤ ባህልናዩ፡ ትሲእካ ኮፍ ተብሎ ዝበዝሖ ዘይቃል ኣምላኻዊ መልስታት ዩ። ሞጌ ቀስ ኢልካ ህድእ ኢልካ ኣንብቦ ነቲ ቃል ኣምላኽ። ብዙሕ ሰብ ነቲ ጥቕስታት ስለ ዘይፈልጦ። ኣምላኽ ይባርኽካ።
@nebiyatestifanos1580
@nebiyatestifanos1580 Год назад
አምላኽ ሓቒ ምስትዎዓል ልቦና ይሃብካ ስልጣን ሓወይ : ርግጸኛ ኮይነ ክነግረካ : ሓደ መዓልቲ ክበርሃልካ እዩ :: ዘጻ 20:4 እኽልትያ ::ነዊሕ ከይከድካ :: አምላኽ መንፈስ እዩ እቶም ዝሰግድሉ ንሓቅን ብመንፈስን ይስግዱ እዩ :: ንክርስቶስ ኖ አብዓመት ምስጋድ ኩሉ ግዜ እምበር ::
@muzithaile6686
@muzithaile6686 2 месяца назад
Neakum etom nay hasot nebat temlku dea ayne lbkum yekfetelkum enber tewahdo emnets temlko hade amlak eyu neti amlak zfetero seb aytemlken eya mstewal yehabkum yehwat
@user-zb8vd2ep4p
@user-zb8vd2ep4p 7 месяцев назад
ስልጣን ሓውና ኣምላክ ናይጎልግሎት ዝመንካ ይባርከልካት ንመጎስ ሓውና ግን ኣምላክ ኣዕይቲ ልቦናኡ ይክፈተሉ
@eyesusgoytaeyu5480
@eyesusgoytaeyu5480 Год назад
moge hawey amlak xegeu yebezhalka tebarek
@hyabfetari346
@hyabfetari346 Год назад
Jigna mogie hawey tebarek
@romatesfaghzi6628
@romatesfaghzi6628 Год назад
Shalom Shalom Mogie hawey Teretiena keyblus ygbay yhatu zbluwo ko kemzi u Kab nay Egziabhier wexiom nay resom zdelyu sebat
@weinitekle2709
@weinitekle2709 Год назад
Orthodox haqi iminet iyu aytigage
@WayofLife-ny3gv
@WayofLife-ny3gv Год назад
ወንጌል ማቴዎስ 4 10፤ ሽዑ የሱስ፡ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽካ ስገድ፡ ንእኡ በይኑ ድማ ተገዛእ፡ ጽሑፍ አሎ እሞ ኪድ ርሐቕ፡ ሰይጣን፡ በሎ።
@yosanhabtom969
@yosanhabtom969 Год назад
Mogi hawey tebarek
@edentsegay8412
@edentsegay8412 Год назад
Tebareku kulatkum, ms teketatelti
@issaismerese1498
@issaismerese1498 Год назад
ሞጌ ሓወይ ተባ ብሱል ሰብ እግዛብሄር ምሳካ ኢዩ !!!
@biethiwet7420
@biethiwet7420 Год назад
ኦሪት ዘጸአት 20 3፤ ካልኦት ኣማልኽቲ ኣብ ቅድመይ ኣይሀልዉኻ። 4፤ ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለዉ፡ ኣብ ታሕቲ ድማ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ኣብ ማይ ከኣ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ምስልን ስእሊ ዘበለን ንኣኻ ኣይትግበር። 5፤ ኣይትስገደሎምን ኣይተገልግሎምን ድማ። ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ፡ ቀናእ ኣምላኽ እየ እሞ፡ ንዚጸልኡኒ ሓጢኣት ኣቦታት ኣብ ደቂ ኽሳዕ ሳልሳይ ክሳዕ ራብዓይን ወለዶ ዝቐጽዕ፡
@yohannesberhane8532
@yohannesberhane8532 Год назад
Colossians 2 (ትግ) - ቆሎሴ 16: ደጊም ብብልዕን መስተን፡ ወይ ብምብዓል በዓላት፡ ወይ ብሰርቂ ወርሒ፡ ወይ ብሰናብቲ ዝመጸ፡ ሓደ እኳ ኣይፍረደልኩም። 17: እዚ ነቲ ዚመጽእ ጽላሎት እዩ፡ እቲ ስጋ ግና ክርስቶስ እዩ። 18: ሓደ እኳ፡ ትሕትና ብዚመስልን ብስግደት ንመላእኽትን ገይሩ፡ ንሱ ኣብ ዘይረኣዮ ነገር እናተሐወሰ በእምሮ ስጋኡ ብኸምኡ ዚንፋሕ፡ ነቲ ዓስቢ ዓወት ኣይዘርፍኩም። 19: ኣብቲ ብዘሎ እቲ ስጋ ብጅማትን መፈላልዮን ተዳጋጊፉን ብሓደ ተጋጢሙን ብምዕባይ ኣምላኽ ዚዓብየሉ ኣብቲ ርእሲ ኸይጸንዔ፡ ሓደ እኳ ነቲ ዓስቢ ዓወት ኣይዘርፍኩም።
@rahwakidane9414
@rahwakidane9414 Год назад
Wey gud fetari mhret yazzelkum tray..ab xelmat ekum tnebru zelekum aynkum kfetu menafkannnnnnnn
@henokandemaraiam4695
@henokandemaraiam4695 Год назад
@@rahwakidane9414 Bible ambibi haftey sik elki aytzarebi...menafkan nski eki
@kikiforjesus7939
@kikiforjesus7939 Год назад
ሞጌ ሓወይ እቲ ጠበቃኻ ዝኾነ... ስሊኡ ደው ዝበልካ ጎይታ ሓይልኻ እዩ 🙏🙏🙏ንስኻ ቡሩኽ ኢኻ.. ዓስብኻ ድማ ቡዙሕ እዩ 😇
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Год назад
@ilovemymam8875
@ilovemymam8875 Год назад
Ay klte hade do koynkum donakur
@blessedfamily3069
@blessedfamily3069 Год назад
እዚ ርክብ ብሓቒ ዝገርም ስነስርዓት እምነትካ ክትገልጽ ከተረድእ ዝተራኣየሉ ዓቢ ትምህርቲ እዩ. እቲ ሓቂ ብዛዓባ ስግደት. ስግደት ንሓደ ኣምላኽ እዩ ኣምሉኾ ስልዘመልክት ክብሪ እውን ንኣምላኽ እዩ. ሰላምታ ዝግበር በብባህሉ ጸገም የብሉን. ካብዚ ወጺእካ ጉልባብ ጥቕሲ ካብ መጽሓፍ ቁዱስ ወሲድካ ስግደት ጉቡነት ከተልብሶ ጌጋ. ስግደት ስልጣን ዘምጸኦ ዘሎ ኣብነት ሰባት ዝገበርዎ ተጻሒፉ ኣሎ ግን ናቶም እዩ. እግዚኣብሄር ዝበሎ ግን ስግደት ንሓደ ኣምላኽ ጥራይ ከምዝኾነ ዘዳ 6:4 ዝጸኣ 20:4 ካብዚ ወጻኢ ካልእ ጌጋ ይኸውን. ስግደት ምስ ሰላምታን ኣምሉኾ ኣይንሓዋውሶ. ስግደት ብትርጉሙ ኣምሉኾ እዩ.
@muzithaile6686
@muzithaile6686 2 месяца назад
Sgdet nhade amlak eyu nnay hasot nebat ay nsegden ena tewahdo emnet
@weynits571
@weynits571 9 месяцев назад
ጎይታ ይባርካ ሞጌ ሐወይ ከምኡ ብሩኻት ብሩኻት ኦርተዶክስ የሕዋተና አምላኽ ጸግኡ የበዝሐልኩም እዚ ሐቢርካ ምዝርራበ ንአምላኽ ምፍራሕዮሞ ዘበንኩም ይባረኽ
@siemdaniael1756
@siemdaniael1756 Год назад
ቸሩቤል መተዓረቒ እዮም ኔይሮም ኣብ ቡሉይ ኪዳን ኣብ ሓዱሽ ኪዳን ግን የሱስ እዩ መታዓረቒ
@adiamnegasi2061
@adiamnegasi2061 Год назад
Moga Hawey berkat amlaki ybizhika Jigna ewa nisliymiliy ysgdu alow Zigbirwo ayfalituni yom ybil xihuf mihrat ywirdelomiii
@weynits571
@weynits571 9 месяцев назад
አምላኽ ንህዝብና ዓሌትና ምድሐን ይኹነሉ ይባርኽልና የለምልመልና
@amanuelmandela278
@amanuelmandela278 Год назад
እቲ ዘሐጉሰኻ ናይዚ መደብ እቲ ብሞስከት ተለቪዝን ዝካታተለኩም ዘሎ ኩቡር ዋጋ ዝተኸፈለሉ ኣብ መስቀል ኩቡር ሰብ ሕማቅን ጹቡቅን ይማሃር ብምህላዉ ሑጉስ እየ ምኽንያቱ ወንጌል በቲ ኮይኑ በቲ የሱሰ ይስበኽ ብምህላው ባህ ኢሊኒ። Romans 1 (ትግ) - ሮሜ 16: ወንጌል ቅድም ንኣይሁዳዊ ኸምኡውን ንጽርኣዊ፡ ንዚኣምን ዘበለ ዂሉ ሓይሊ ኣምላኽ ንምድሓን እዩ እሞ፡ ብወንጌል ኣይሐፍርን እየ።
@romatesfaghzi6628
@romatesfaghzi6628 Год назад
23-24 ኣምላኽ መንፈስ እዩ፡ እቶም ዚሰግድሉ ድማ ብመንፈስን ብሓቅን ኪሰግዱሉ ይግባኦም። ኣቦ ኸምዚ ዝበሉ ሰገድቲ እዩ ዚደሊ እሞ፡ እቶም ናይ ሓቂ ሰገድቲ ነቦ ብመንፈስን ብሓቅን ዚሰግዱሉ ሰዓት ክትመጽእ እያ፡ ንሳ ኸኣ ሕጂ እያ።
@user-bx9nw4to2c
@user-bx9nw4to2c 3 месяца назад
wow ቀጽሎኦ ጅግና ሞጌ ሓወይ wow
@tsegeradatewelde1611
@tsegeradatewelde1611 Год назад
eysus zelewo aysarn eyu buruka mogos hewey nska seari eka 🌺
@muzithaile6686
@muzithaile6686 2 месяца назад
Nska eko tbel aleka
@blessedbychrist8306
@blessedbychrist8306 Год назад
ቀዳማይ ነገር ብሓቂ ንስልጣን ሓውና እግዚኣብሔር ኣምላኽ እቕረ ይበለሉ ምኽንያቱ እንዳፈለጠ ህዝቢ ሒዙ እጠፍእ ስለ ዘሎ። 2ይ ሽግር ኣብ ናይ ተዋህዶ ዘሎ ብባህሊ ዝግበርን ቃል ኣምላኽን ፈልዩ ክርኢ ኣይከኣለን። ነቲ ባህሊ እምበር ንቃል ኣምላኽ ክእዘዝ ኣይደልን እዩ። እቲ ዘሔዝን ከኣ እዚ ኹሉ ትረት ልቡ ኣብቲ ኩሉ ኮምኡ ስለ ዘምልኽ ዝጸነሔን ስለ ዘሎን መሬት ሓበሻ እንታይ ዕዳን የኽፍሎ ከምዘሎን ዘይምርድኡን እዩ።
@Maranatha92
@Maranatha92 Год назад
Hawey/haftey zbezhe bahlna ms haymanotna mtassar zelewo eyu,ms haymanot zeyefkido bahlna eyu elu ztkemelu alo gn bahli kab haymanot kem zwetse mflat kedli eyu.
@rahawangsom4167
@rahawangsom4167 Год назад
Mash do kkkkkkkklk Sltney nabrlaey amelk edemna tenan yehbka
@merrykahsay2340
@merrykahsay2340 Год назад
ሰዕረትካ ኣብ ዊሽትካ ግበሮ ስልታን ዘይኮነ ተሳዕሩ ን ሲካ አካ ተሳዕሪካ !!!!!!!!!!! መጀምርያ ን ስካ ን ቅዱስ የውሃንስ ተጋጉ አልካ ዝተቃወምካ ሰብ አካ !!!!!" ትሕት ምባል ከድልየካ አዩ አዝ ከምዝ ጸወታ ኣይኮነን ን ስካ ናይ ብሓቅ ወንግል አተቲቅበል ን ቅዱስ የውሃንስ ተጋጉ ኣይምበልካን ስለዚ ከም በሓድሽ ን ንነብሲካ ፈትሻ ።ን ነብሲካ ኣይተታሊላ። ክብሪ ን ዚግባአ ክብሪ ሃብ ዝብል ጽሕፍ ኣሎ አሞ ኣስተንትኖ!!!!!!!
@user-ce9bz9eq4o
@user-ce9bz9eq4o Год назад
እታ live ኩላ ተኸታቲልናያ እንዲና ዝተሳዕረሉ መዓልቲ ኢልካ ቪድዮ ክትሰርሕ'ሲ ኣይትሓፍርን ዲኻ? ሸቀጥ እንዲኻ ሒዝካ ዘለኻ ግን ብካልእ መንገዲ ግበሮ ሓሶት ምትላል ይኣኽለካ ሪኢናካ ኢና ትማሊ
@brhanalem5387
@brhanalem5387 Год назад
Psalms 150 (ትግ) - ዳዊት 1: ንኣምላኽ ኣብ መቕደሱ አመስግንዎ፣ ኣብ ጠፈር ስልጣኑ ኣመስግንዎ፣ 2: ስለቲ ግብርታት ሓይሉ ኣመስግንዎ። ከም ብዝሒ ዕቤቱ ኣመስግንዎ። 3: ብድምጺ መለኸት ኣመስግንዎ፣ ብበገናን መሰንቆን ኣመስግንዎ፣
@rosahabtu1548
@rosahabtu1548 Год назад
ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ኣሕዋት ዝገርመኒ ሓንቲ ቓል ስግደት ንየሱስ ጥራይ ዲዩ ዝግባእ ክብል ካብ ልቢ ተሰሚዑኒ የሱስ እኮዩ ንስለ ሓጢያተይ ዝሞተ ንመን ከምትሰግድ ዘይምፍላጥስ ክሕደት ኣይኮነን ስልጣን ሓወይ ጎይታ ኮ ብኣና ዝግለጽ ኣይኮነን ዓቢ ዩ ኮ ኩሉ ብርኪ ክሰግደሉ ዝግባእ የሱስ ዩ የሱስ በቓ ካልእ ብስራሓት ኣእዳዉ ዮም ተፈጢሮም ስለዚ ነዚኦም ክንሰግድ ዝገርም ስልጣን ሓወይ ይብራህ ኣዒንቲ ልቦናኻ ሞጎስ ሓወይ ብሓቒ ጅግና ተበረኽ ንጎይታዩ ስግደት ኢልካ ደዉ ስለ ዝበልካ።
@dngleyadefikiri1062
@dngleyadefikiri1062 Год назад
Goytanan amlakinan medhaninan eyesus kirstos eliki dea xewieyo enber zinitil abilki yesus aytibeli habtey natey seb aykonikin tixiwie zeleki
@Jesus_is_lord1987
@Jesus_is_lord1987 Год назад
ሞጎስ ሃውይ ጎይታ የሱስ ይብርኽካ ወንጌል ስለ ዝሰበኽካሎም………ንኦርቶዶክስ ከኣ ከምቲ ብርሃን ቃሉ ዝሃበና ጎይት አዚ ዝዘራአካዮ ብርሃን ይሃቦም።መንፈስ ቅዱስ ምሳካ አዮ ኣጆካ ዝሃውይ በርትዕ
@footballhighlights8805
@footballhighlights8805 Год назад
Wowww moge amlak ybarka ❤❤❤❤
@eri6457
@eri6457 Год назад
ንምንታይ ግን ትሕሱ ከይተሳዕረ ተሳዒሩ ኢልካ ተውርድ ንስካ ኢካ ክትሃፍር ዝግባኣካ
@weynits571
@weynits571 9 месяцев назад
Selam AMLAK niakum Moge hawey kiburat agayishin AMLAK biafkum ytekm❤❤❤
@zergabremelake2914
@zergabremelake2914 3 месяца назад
Seletan hawey ezigabhier amlak xegeu yebzhalka edemn tenan yhabka fetari aseyyy jigna ❤❤❤❤❤❤
@user-kj9ok3ek8k
@user-kj9ok3ek8k 6 месяцев назад
ስልጣን ሓውና እግዛእብሄር ኣምላኽና ጸግኡ የብዝሓልካ ጅግና ኢኻ
@saliem-J-mati7721
@saliem-J-mati7721 Год назад
E/G endabareke yibarka mogie hawey Gbu
@weynits571
@weynits571 9 месяцев назад
1 John 4 ትግ - 1ይ ዮሃንስ 12: ሓደ እኳ ንኣምላኽ ዝረአዮ ከቶ የልቦን፡ ንሓድሕድና እንተ ተፋቐርና፡ ኣምላኽ ኣባና ይነብር፡ ፍቕሩውን ኣባና ትፍጸም።
@fyoribereket6130
@fyoribereket6130 Год назад
Bahlna meliewa bel seltenes eway kab bahalna wexika bkal amlak tezareb
@filimonberhane6808
@filimonberhane6808 Год назад
Gaga nanatka xbuke eu
@user-yr8iq8gp8w
@user-yr8iq8gp8w Год назад
ዋይ ገራሚ ዝተሳዓሩኹላ ከይትብልሰ 🤔😆😆😆😆😆😆😥😥😥😥ተስሕቅል ተሕዝንል አምላክ ላብ ልቦናኻ የመልስኻ ዛሓወይ ምስ ሥልጣኑ እማ ለጋኒ የብሉኹምይ አይትድኸም
@fyoribereket6130
@fyoribereket6130 Год назад
Taotki eley mejemerta wshti hrur koynatki
@user-si1sr8ud4d
@user-si1sr8ud4d Год назад
Ayene libonaki yekefet haftey wegen hizika mizerab xibuk ayekonen wegen kirstos mikan iyu iti haki wegen sebie zekone maxehaf kudus yenegirena eyu Ab sebie zewikal rugum eyu yebil hijes Mogos fekeri kirstos enber fekeri hayemanot yebilun nay haymanot himam zelakum ayene libonakum yikifetelikum tebareki 🙏
@user-yr8iq8gp8w
@user-yr8iq8gp8w Год назад
@@user-si1sr8ud4d እወ መጀመሪያ ፍርሓት አግዚአብሔር ከህሊይካ አለዋ ማለትይ ኡዙይስ ሰብ ኢዪ ዝፈረድ ዘሉ ማለተይ በእሙነቱ ዛሓፈር ሰብ ይለይ ። ስልጣኑ ደሞ አሕፊረዎ አብር አይሓፈረን።
@weldehiwetmeharinaizghi799
@weldehiwetmeharinaizghi799 Год назад
ሞጎስ ኣብ ናይ ትማል ሓሙስ ዝነበረ ናይ ቀጥታ ዝርርብ መን ከም ዝሓፈረ ርኢናዮ ኢና፡፡ እንተ እዛ "ስልጣን ዝሓፈረላ መዓልቲ" ዝበልካያ ግን ዕለታ'ዶ ምነገርካኒ? ምስ ናይ ኣኽብሮት
@zebibmichael7289
@zebibmichael7289 Год назад
Ms Sultan ztezararebnalu mbal mhashe nsltan ketehfr dika terakbkum welas n seytan
@love-cm9hp
@love-cm9hp Год назад
ኩሉ ክሓልፍ ቃል ኣምላኽግን ንዘልኣለም ይነብር ሞጌ ሓወይ ንቕድሚት
@user-zg7mc9xb4s
@user-zg7mc9xb4s 5 месяцев назад
መጎስ ሓወይ ናብ ልቡ ይምለሶ ፈጣሪ እምበይ ተበላሽዩ እዩ ዘሎ ናብራካ(መምህር ስልጣን❤ ከማካ ዝለበ ዓለም ትምላእ❤
@edentsegay8412
@edentsegay8412 Год назад
Beabiu Yesus zbelo Kal alo bekue melsi, n'Amlak tray msgaden memlaken, kale tewesaki wn aymedleyon. Matthew 4 (ትግ) - ማቴዎስ 8: ድያብሎስ ከም ብሓድሽ ናብ ኣዝዩ ነዊሕ ከረን ወሲዱ፡ መንግስትታት ኵላ ዓለምን ክብረተንን ኣርአዮ እሞ፡ 9: ፍግም ኢልካ እንተ ሰገድካለይ፡ እዚ ዅሉ ኽህበካ እየ፡ በሎ። 10: ሽዑ የሱስ፡ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽካ ስገድ፡ ንእኡ በይኑ ድማ ተገዛእ፡ ጽሑፍ አሎ እሞ ኪድ ርሐቕ፡ ሰይጣን፡ በሎ።
@tsegezeabfisshaye8193
@tsegezeabfisshaye8193 Год назад
Slutan hawey egziabiher edmen tenan yhabka n mogos kea egziabiher yqre ybelelu
@user-jy7oc3lm6w
@user-jy7oc3lm6w Год назад
ንስኻ ኮ ዘይሓፈርካስ ስልጣን ካሓፍር
@hiwilove7088
@hiwilove7088 Год назад
የግረም እዩ ሰልጣን ምህርና ፅግኢ የብዘሐልካ
@rahawangsom4167
@rahawangsom4167 Год назад
Sltney amelk yebrka
@AG-qm7be
@AG-qm7be Год назад
Sile kulu neger Egziabiher yimesgen.
@sabeboy1
@sabeboy1 Год назад
ስልጣን ሓወይ ወይውን ወደይ ከማን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንስኻሓደ ካብ ሰራዊት ነታ ቅንዕቲ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ኢኻ አምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ እዚኣቶም ካብፍሬኦም እዮም ዝፍለጡ ናይ ዘበና ክርስትያን በሃልቲ ሞባይል ሒዞም መጽሓፍ ቅዱሶም ከማን ሒዞም ክቐርቡ ዘይክእሉ አነ ግን ክሓትት ደልየ መስመር ምሕላፍ ኣብዩኒ ግን እቶም ንሳቶም ነብያት እንዳበሉ ዝሰግድሎ ም ከማን ብጉንብሕ ጉንብሕ ከም እንስሳ አብ ትሕቲኦም ዝሰግድሎም ድኣመን እዮም?ኦርቶዶክስ ንዘልኣለም ትንበር ኣሜን🙏🙏🙏Back to orthodox
@miliy9468
@miliy9468 Год назад
❤❤❤❤❤❤❤
@tesfomtesfom3940
@tesfomtesfom3940 Год назад
Seletan hawey edmen tenan yehabeka betami eye zedenekka ab gexoka megdi hiwet yegbrleka kal hiwet yesmalena ajoka haki zehaze ay serenity eyu
@user-hr6hb8ih2j
@user-hr6hb8ih2j 7 месяцев назад
❤❤❤❤
@Erenahagerejeganu
@Erenahagerejeganu Год назад
በጃኻ እቲ ኣርእስትኻ ክውል ኣብሎ ሰጣውንቲ ንጅባኹም ክትብሉ ሃይማኖትኩም ቀይርኩም ሕጂ ንለዋሃት ሰባት ኣይተደናጉሩ ባዕሉኹም ተፈላፊስኩም ዘምጸኹሞ ሃይማኖት ኣይትበሉና ጠንቆልቲ መናፍቃን ሰልጠና ኣጆኻ በዞም ሰይጣውንቲ ግብ ኣይበልካ
@user-zg7mc9xb4s
@user-zg7mc9xb4s 5 месяцев назад
መምህር❤ስልጣን❤❤❤ዕድመ ይሃቦ
@selamalem1324
@selamalem1324 Год назад
Mogie blessed
@weynits571
@weynits571 9 месяцев назад
John 14 ትግ - ዮሃንስ 6: የሱስ ከኣ በሎ።፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።
@milkatadese9140
@milkatadese9140 Год назад
Mogohusha tebarekkk txbuq tmrti
@Saba-no5qc
@Saba-no5qc 3 месяца назад
Nati Kal about Arkansas about lbkan kerebaka eu
@selamselam8822
@selamselam8822 Год назад
Moge buruk tebarek memelusu ybarkika
@azebhadish3191
@azebhadish3191 Год назад
Mogos buruk btaemi xbuk gizie yhlifka sle eti zerakayo thtna bslet goyta ybarka
@tesfomtesfom3940
@tesfomtesfom3940 Год назад
Seletan betami beaux nay beluxat eka edmen tenan yehabeka
@born2Bwinner
@born2Bwinner Год назад
Waw megos gobez…. Orthodoxn aslamn kimugutu aykielun iyom።።።
@ebn2531
@ebn2531 Год назад
Good job Mogos 💪
@filialem2917
@filialem2917 Год назад
+++ስልጣን ሓወይ ንመናፍቓን ናብታ ጥንታዊትን ኣማናዊትን እምነቶም ተዋህዶ ንምምላስ ንእትገብሮ ዘከኻ ጻዕሪ እግዚኣብሔር ኣምላኽ በረኸቱ የብዝሓልካ+++
@jerryissayas5924
@jerryissayas5924 Год назад
Amlko taotat dyu tntawnet koynu kkkk,
@Saba-no5qc
@Saba-no5qc 3 месяца назад
Nathan tksi amxe kem zsgd
@abebagoitom6110
@abebagoitom6110 Год назад
Sltay da entay khafr yehfirukum do eti znebere kema ela eya zela
@temertsateklay3648
@temertsateklay3648 Год назад
attached seltan men u kihfrelka
@weynits571
@weynits571 9 месяцев назад
ብሩኻት ህዝቢ አምላ እቲ ዝባረኸስ ክባረኽዮ ንኹሎሞ ንባርኮም ❤❤❤
@weinitekie8023
@weinitekie8023 Год назад
Wawww moge agziabher ybarka tebarek
@jerryissayas5924
@jerryissayas5924 Год назад
Anes eti tewahdonet msti tsebel hawisu dunkirna dyu zmelakum
@jesusislord.9123
@jesusislord.9123 Год назад
Mogos hawna ajoka bertie
@luchiazerisenay8713
@luchiazerisenay8713 Год назад
Ortodoks ahwat astewlu ezi nay wddr medrek aykonen naymidhan nay hiwet guday u sigdet bijeka na amlak nikalie aygiban u nisu beynu amlak u ane eye natka amlak bijekay kalie amlak keytemilik elu u.egziabiher aentina yebrh mogos hawey ka amlak zemenka ybark wengel gena kisefih u midri bwengel haki kitmeli ya
@rearea5477
@rearea5477 Год назад
Mesekale dea mene amesewo komeu eyou
@yohannesberhane8532
@yohannesberhane8532 Год назад
Deuteronomy 5 (ትግ) - ዘዳግም 7: ኣብ ቅድመይ ካልኦት ኣማልኽቲ ኣይሀልዉኻ። 8: ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለዉ፡ ኣብ ታሕቲ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ወይ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኣብ ማይ ካብ ዘለዉ እተወቕረ ምስልን ስእሊ ዘበለን ንኣኻ ኣይትግበር፡ 9: ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ፡ ንዚጸሉኡኒ ሓጢኣት ኣቦታት ኣብ ደቂ ኽሳዕ ሳልሳይን ክሳዕ ራብዓይን ወለዶ ዝቐጽዕ፡ ቀናእ ኣምላኽ እየ እሞ፡ ኣይትስገደሎም፡ ኣይተምልኮም። 10: ንዚፈትዉኒ፡ ትእዛዛተይ ንዚሕልዉ ኸኣ ክሳዕ ሽሕ ወለዶ ምሕረት ዝገብር እየ።
@edengezae9135
@edengezae9135 Год назад
Moga hawy ezi wadi hamimu alo
@HappyBike-kv1ve
@HappyBike-kv1ve 6 месяцев назад
W,M 4_10 n amlaka sged nbeynu dma tegezae qal goytana yesus krstos eyu tebarek❤❤❤❤
@weynits571
@weynits571 9 месяцев назад
We Love you ortodox❤❤❤GOD is Love
@kokobgirmay8380
@kokobgirmay8380 Год назад
ብሽም የሱስ ኣነ ዝገርምኒ እኮ ናይዚ ስልጣን ዝብሃል ሰብ፡ስቅ ኢሉ ብሃሳሰ ለባም ይዛረብ፡ኣምላኽ ምሕረት ይግበረሉ፡ነቶም ዝስዕብዎ ሒዝዎም ይጠፍእ ኣሎ።
@user-zg7mc9xb4s
@user-zg7mc9xb4s 5 месяцев назад
ስልጣን ለባም ኣምላክ ዝሓረዮ ጅግና እዩ❤(ንመጎስ ዝክተልዪ ዝተጋገየ ፈጣሪ ይምሓሮ😢😢😢😢
Далее
ФОКУС С БАНАНОМ🍌
00:32
Просмотров 283 тыс.
Kettim gul opkegani😋
00:37
Просмотров 1 млн
ЭТОТ ПЕНЁК ИЗ PLANTS VS ZOMBIES - ИМБА!
00:48
ФОКУС С БАНАНОМ🍌
00:32
Просмотров 283 тыс.