Тёмный

ኩራዕ ኤርትራዊ እዋናዊ ዛዕባ 

medlote tsidk መድሎተ ጽድቅ
Подписаться 3 тыс.
Просмотров 985
50% 1

#እዚመድሎተ_ጽድቅ #medlote_tsidk #mt
ቻነል እዚ ንኹሉ ጸጋማትና ኢሂን ምሂን እንበሃለሉ ስለ ዝኾነ ናብ ኩሉ መታን ክበጽሕ sher
ብምባል ከምኡ ውን subscribe (ሳብስክራይብ ) ኢልና ቤተ ሰብ ንኹን
ዝኾነ ነቄፌታ ይኹን ሪኢቶ ምስ ዝህልወኩም ክትጽሕፉልና ኣብዚ መደብ እዚ ክቀርብ ኣለዎ ትብልዎ እንተ ሃልዩ ውን ክትሰዱልና ንምሕጸን።
/ @medlotetsidk
• ካብ ሰልስቲኦም እቲ ጌጋ ኣብ መን ...
• ኢደይ ህንካ
• ካብ ዕርቒ ምስ ደቂ ሰባት ሰይጣን ...
ትምህርቲ ግርናፊክ ብትግርኛ
• ዝበለጸ ናይ edius ትምህርቲ ብ...
ጾሎተ ሕልና
• ጾሎተ ሕልና
እንታይ ዓይነት ኮምፒተር ክንገዝእ ኣለና ?
• እንታይ ዓይነት ኮምፒተር ክንገዝእ ...
ሰብ ንምርዳእ ሰብ ምዃን ኣኻሊ እዩ ንኣብ ሊብያ ዘለዉ የሕዋትና
• ሰብ ንምርዳእ ሰብ ምዃን ኣኻሊ እዩ...
ዘሕጉስ ብስራት ንኹሉ ኤርትራዊ ኣብ ሃገረ እስራኤል
• ዘሕጉስ ብስራት ንኹሉ ኤርትራዊ ኣብ...

Развлечения

Опубликовано:

 

9 июн 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 11   
@afoworkitowolde7352
@afoworkitowolde7352 2 года назад
እግዝኣብሔር ምህረት የዉርደልካ
@senaitgebremedhin7460
@senaitgebremedhin7460 2 года назад
ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን አሜን (3) ጽቡቅ ገሊጽካዮ አለካ መድሀኒአለም ክርሰቶስ ይባርካ .
@afoworkitowolde7352
@afoworkitowolde7352 2 года назад
እግዝኣብሔር ምሕረት የዉርደልካ
@frezghiokube3241
@frezghiokube3241 2 года назад
በጃኻ እባ እታ ናይ ብጹእ ኣቦና እንጦንዮስ ብድሕሬኻ ዘላ ንበይና ብመዝሙር ኣሰኒኻ ሸር ግበረልና ንሳጥራይ እንዳንበልበለት ካልእ ስእልታት ከየእተኻ።
@yrgalemgebreslasie3606
@yrgalemgebreslasie3606 2 года назад
እፍሮም ወደይ እቲ ስርዓት ብዙሓት ደናቁር ከፍሪ ኢዩ ጸኒሑ።❤
@knowledgeisneccessaryknowl5904
@knowledgeisneccessaryknowl5904 2 года назад
ናይ ብሓቂ ጽቡቕ መግለጺ ፡ ኣብስደት ኢንዳነበርካ ድኣ ክንድዚ ዳንኬራታት ኣለኻ ኢኻ ። እቲ ሓዊ ስለ እቲ ውጹዕ ህዝብና ክንሓዝንን ክንበክክን ኢዩ ዝግብኣና ።
@kibromweldegebriel6275
@kibromweldegebriel6275 2 года назад
ኤፋር ሎሚ ሓቂ ምዝራብ ጌጋ ኢዩ ዝቁጸር ድሓር ድማ ዲሞክራሲ ኣለመደን ከምዘይምከቶ ቀቢጽዎ ኢዩ ኣሓስ ምስ ሓራዲኤን ማይ ይሰትያ
@teweldebrhane6079
@teweldebrhane6079 2 года назад
ጽቡቅ ሓበሬታ
@mikialewedigoje607
@mikialewedigoje607 2 года назад
ኤርትራዊ ኩሉ ግዜ ምስሉይነት፡ትዕቢት ፡ተጃሃሪ፡ኣብ ገለ ገለ ከኣ'ሞ ሰብኣውነት ዝጎደሎም ፡ንሕመቆም ክሽፍኑ ዘይክእሉ ወለዶ ኮይና ----ተሪፍና ፡ዋላ ታሪኽና ኣብ ምዕቃብ ኣብ ታሕቲ ወሪድና ኣለና።
@hegdefmendefxirehezbi7368
@hegdefmendefxirehezbi7368 2 года назад
Abey zelu mekura Eyu ab sedet teghfekas kura ka yebhlely🤔🤔
@teklzgibrhene386
@teklzgibrhene386 2 года назад
ብጣዕ እየ ዘድንቀካ ተካታተልያካ እዩ፥ኩሉ ትብሎ ሓቅ እዩ።እዛ ናይ 2006 ንኪሌማ ዝከድናላ፥ነቶም ኣብቲ ግዜ እቲ ዝከድና ዘይሃስስ በሰላ ገዲፋትና እያ።ብፋላይ ነቶም ብሉጻት ዝነበሩ፥ሞያዊ ትምህርቲ ክትወስዱ ኢሎም ተላጊጾምና እዚም መታለልቲ
Далее
NOOOOO 😂😂😂
00:15
Просмотров 2,2 млн
Your bathroom needs this
00:58
Просмотров 17 млн
ኣምላኽ ነዚ ምተቐበሎ ዶ
9:26
Просмотров 7 тыс.
ዮአዳን (ክፍል 17)
35:16
Просмотров 74 тыс.
I only teach well, why am I a victim
0:42
Просмотров 6 млн
🍁 Экскурсия года
0:19
Просмотров 2 млн
Всегда проверяйте зеркала
0:19