Тёмный

ካልኣይ ክፋል ገዛና ትብል ሓፃር ድራማ ነተን ጥዑማት ኣዴታትና ንድሕሪት ተመሊስና ንዘክረን 🙏🙏🙏 

Selam Tsegay Smile:)
Подписаться 63 тыс.
Просмотров 18 тыс.
50% 1

#selamtsegay #ሰላም #ገዛና #tigraymusic #habesha #tigray #ትግራይ #smile #tigraygenocide #ትግራይ_ትስዕር

Опубликовано:

 

24 янв 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 402   
@samitigray4537
@samitigray4537 2 года назад
ብጣዕሚ ፅቡቅ መርኣያ ደቂ እዚ ዘመን ኢኪ ኩሉ ናብ ባህልና ተትምለስ ግርም ነይሩ በርትዒ
@meazaabreha2897
@meazaabreha2897 2 года назад
ትክክል ዝያዳይ❤❤❤❤
@selamtsegaysmile9152
@selamtsegaysmile9152 2 года назад
ሳሚ ዓብዪ ሰብ የቀንየለይ
@user-or9nf1dz9c
@user-or9nf1dz9c 2 года назад
ከምዚ ከማይ ድበኸየ ኣሎዶ ኣይይይይይ ሰሉዋይ አናፍቅኽኒ ቀደም ኣሕዋተይ ክድውሉለይ ኢለ ኣብታ ዓምዲ ደውው ኢለ ሸበካ ይርኢ ነይረ ኣደዋኒ ሓፊተይ ኣዘኪርኽኒ ከዝስ ከለ አነ ሓዲገየን መፂአዋ ኣይይይይ ሃመይ ትህልዋ ትኾና ኣሕዋተይ😥😥 😭😭😭 ኣይይይይ ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይመለስ ምንኣሰይ ወለላ ንስኻዉን ብዓወት ትመለሰለይ ንፈጣሪ ጎይታይ ይልምኖ ለኹ👏👏❤💛❤💛❤💛
@shewitmedia
@shewitmedia 2 года назад
ሰላም ናይ እግዚአብሔር ይብዛሓልኩም ንኩልኩም ተጋሩዋኒ ጹሩያት አምላክ እስራኤል ዓደይን ህዝበይን ሰላሙ የውርደልኩም ኣሰይይይይይይይይይ ባህልና ማንነትና እናሓደረ ከም ፀሓም ዝደምቅ ዋላ ሐጂ ተኮነ ዘይወግሕ ናይዘፀልማት ዘመን ድቅድቅ ክንሪኣ ኢና ትግራይ ዓደይ ፅባሕ ከም ፀሓይ ደሚቃ ኣለዉዋ እንድዮም ሓለውታ ዝኮኑ ዘኩርዕዋ ደቃ ክብርን ሞጎስን ነቶም መእንተዓዶምን ህዝቦምን ዝተሰውኡ ጀጋኑና ዓወትን ድምቀትን ንሰራዊትና ፍቅርን ሰላምን ምሕረትን ንህዝብና ይልኣከልና ቲ ልዑል አምላክና
@roaznaaa9610
@roaznaaa9610 2 года назад
ምዕርግቲ ከም ኣድኣ 🌺🌺🌺🌺🥰🥰🥰🥰🥰✅
@user-xg7lm4ki5q
@user-xg7lm4ki5q 2 года назад
ኣየ ኣነ ኣደዋይ ከመይ ትህልዊ ናፍቆት ክመት ኢለ😭😭❤💛መኣዘ ኢና ንራከብ ሰላም ንኣዴታት ትግራይ😥💔❤️💛
@selamgaltgray4321
@selamgaltgray4321 2 года назад
ማዓረይ ዕዲመን ጥዕናን ይሃቢክ ቃፅል
@user-oc2qe2mv6u
@user-oc2qe2mv6u 2 года назад
ራኢኻን ሰሚዒካን ዘይምኖ ጽቡቅ ስራሕ ለባምና ልክዕ ኣደይ ወላዲተይ ዝራኣኹ መሲሉ ተሰሚዒኒ 💔👏👏👏👏👏
@meazaabreha2897
@meazaabreha2897 2 года назад
ፅንዓት ንኣዴታት ትግራይ🙏🙏🙏
@user-qe9tb5qq6x
@user-qe9tb5qq6x 2 года назад
ስሉዋይ ምዕርግቲይ ኩሉ ትክእልሉ እግዚአብሔር ናይ አዴታትና ድምፂይ የስመዐና እግዚአብሔር 🤲🤲🙏😘😘😘
@FbIh-ri2et
@FbIh-ri2et 5 месяцев назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሰላመይ ኩሉ ትክእለሉ ኣደይ ኣናፊቅክኒ❤❤❤❤❤❤
@user-oq4kh5yx5t
@user-oq4kh5yx5t 2 года назад
ኣሰይ ማዓረይ ቀፅልዮ ንፍዕቲ እኺ ብሓቂ ኣበት ናፍቆት ወለድና ዓድና ግን😢🙏
@user-hn2ei6nx5j
@user-hn2ei6nx5j 2 года назад
ኣስይይይ...ምዕርግቲ ፅብቅቲ ከም ኣዴታትና ጋልስ ከምዚይ ምዕርግ ትብል አሎዋ ብሓቂ ሓደ ሓደ አለና ባህልና ፅይቅ ነብሎ ባልና ኣይንረስዕ ባህልና ጥዑም አደዋይ ካኣ ኣዛካክርኪኒ ምጭውተይ
@zahraabdullah6076
@zahraabdullah6076 2 года назад
እስይይይ ምቅርተይ
@user-zz6tk6jv4t
@user-zz6tk6jv4t 2 года назад
ሰሉየ ምቅርቲ እቲ ልቦናኽሰ መሊኡ ዝፈሰሰ😍😍🙏🙏
@user-mx4yg6yq4b
@user-mx4yg6yq4b 2 года назад
ናይ ኣደይ ቃላት ትዘኪሩኒ ብኪ
@user-xm2it9vp4h
@user-xm2it9vp4h 2 года назад
ብሓቂ ድስ ዝብል ሰራሕ ቀፅሉሉ ህዬበዮ ዓክ ዓድና😭😭😭
@user-cv2rq6on8q
@user-cv2rq6on8q 2 года назад
ውቅብተይ ቀፅልሉ ብጣዓሚ እየ ዝፎትወኪ
@titijuntawit2939
@titijuntawit2939 2 года назад
Anes nay bhaki bekye 😭💔seluyey mearey ajoki ketsllu 🙏❤❤❤❤
@egfwgre9270
@egfwgre9270 2 года назад
ምቅረተይ ጋል ትግራይ
@user-km8kt3si8l
@user-km8kt3si8l 2 года назад
ምቅርቲ ከመይ ዲኪ ትክእልዮ እቲ ናይ ኣዴታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ዝያዳይ ኣደይ ማዓረይ ኣዘኪርክኒ ቅዲሚኣ እንታይ ኮን ትገብሪ ትህልዊ ኩልና ስደት ሰፊርና ዝተረፉ እውን ምግዳል ከይዶም ካብ ሽሞተ ከብዳ በይና ተሪፋ ዓቅላ ፀቢባታ ትህሉ ፈጣሪ ግዜና መልሰልና ኣሕሕ
@rezenehages8278
@rezenehages8278 2 года назад
እቱ ትሰርሕዮለካ ዘለኪ ብጣዓሚ እዩ ደስ ዝብል ዝሓፍተይ ቀፅልሉ
@meazi4960
@meazi4960 2 года назад
ሰላመይ ብርትዒ ኣንበሲተይ ብሓቂ ተላቢስክዮ እኺ😢💔
@user-nc4xl8bi3i
@user-nc4xl8bi3i 2 года назад
ኣሰይ ዋዕሮ ትግራይ
@life-hv5fi
@life-hv5fi 2 года назад
ሰሊና ንዓኺ ዘይምድናቕ አይከኣልን
@nonoialkaldi4285
@nonoialkaldi4285 2 года назад
ምቅርተይ ቐፅልሉ ትግራይ ትስዕር
@sooqusabya2844
@sooqusabya2844 6 месяцев назад
ፅናዓት ንአዴታት ትግራይ😢❤❤
@user-xv8bc4lb5r
@user-xv8bc4lb5r 2 года назад
ኣሜን ዝያዳይ ኣምላኽ ንብዓት ኣዴታትና ይሓብስ
@azebnega5138
@azebnega5138 2 года назад
ማዓረይ 😢😢❤
@user-pq9id1ie3u
@user-pq9id1ie3u 2 года назад
ለባም ሰብ ናይ ብሓቂ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዓናን ኣብዚሑ ይሃበን ኣዴታትና ኣዴኻ ዘይትሙኖ ኣደዊተይ ቃደማኺ 💐💐💐💐💐💐ካብ ት/ቲ ክሳብ ንምለስ ዘን ጥሪት ከምኣ ገይራ ትሕልወን ነይራ ኸዚ ለ ድምፀን ሓሪሙና 😥😥😥😥
@user-ur3os1bh2c
@user-ur3os1bh2c 2 года назад
አሰይይይ መቀረት ዓለም
@user-gi5nr4bk9c
@user-gi5nr4bk9c 2 года назад
አደዋይ ዘኪረ 😪😪😪 ኦ አምላኸይ ሰላም አውርደልና ድምፂ ወለድና ክንሰምዕ
@user-lz9ct2dh9x
@user-lz9ct2dh9x 2 года назад
ሰሎይ ኣደይ ኣዘኪርክኒ 😢😢😢 ኩሎ ሸፊና ትፀንሕ ኣደየ ሓንቲ ማዓንቲ ዘየብረክዋ ዓለም ጨኪናትኒ 😢🖤 ቀፅልዬ ሰሊተይ ጎበዝ ሳዓምለይ ወድኪ 🙏🙏🥰
@user-ox7te2jy1k
@user-ox7te2jy1k 2 года назад
ምቅርቲ ተፍታዊት💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊
@user-xm2it9vp4h
@user-xm2it9vp4h 2 года назад
ኣሰይይይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ ሰሉየይ ፀሪቲ ዓለም ብጣዓሚ ደስ ዝብል💞💞💞💞💖💖💖💖💞💞💞💞💞💕💕💕💕💓💚💚💚🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊💝💝💝💝🕊🕊🕊🕊🕊🕊
@khadijatunu2424
@khadijatunu2424 2 года назад
ፅናዓት ድህዝብ ትግራይ😢😭🙏💔 ምቅርት❤❤❤❤👏👏👏👏👏👏
@xxxxxx6194
@xxxxxx6194 2 года назад
አስይይ ሓላል ብጣሚ ደስ ዝብል ❤❤❤ቀፅሉሉ ምዓሪ
@vardamariyam7992
@vardamariyam7992 2 года назад
💞❤💜🥰
@user-xu5uq1bt3c
@user-xu5uq1bt3c 2 года назад
ጋል ሪመይ ዕደመን ጢዒናን ይሃብኪ ቀፅልዮ ብርትዒ ማሚየይይይይይ 💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊
@user-yy2pz1kp4b
@user-yy2pz1kp4b 2 года назад
ሰሉየ ሽኮር ናይ ከተማ ሰበይቲ መሲልኺ 💊💊💊💊
@ngstigereziher1766
@ngstigereziher1766 2 года назад
Seli jegna ketsllu
@birhangebremariyam3954
@birhangebremariyam3954 2 года назад
ኣሜን ሰሉ ለባም ፅንዓት ንኣዶታት ትግራይ ዓይነን ንምርኣይ የብቀዐና ብናፍቆት ማሲንና😭😭ግዜና ይልሰና ጎበዝ ቀፅልሉ ሰሉ ብልፅቲ መክበሪት ባህላ ቆልዓ ትግራይ ❤💊
@user-bf4nc4ud5m
@user-bf4nc4ud5m 2 года назад
ቅፅሊል ሸገዋ ኣዶዋ ናፍቅክ😭😭😭❤❤💊💊✝️✝️✝️
@user-of5kb6vl7q
@user-of5kb6vl7q 2 года назад
ጋል ትግራይ ሽኮር ጎብዝ ኣጆኺ ቀጽልሉ♥️♥️💊
@arafaalsaid7212
@arafaalsaid7212 2 года назад
ጋል ትግራይ ዓደይ ሸካር ኣጀኪ ቀጽልሉ 😍😍😍😍😍😘😘😘😘😘😘
@maspriv9s277
@maspriv9s277 2 года назад
@@arafaalsaid7212 💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋
@user-wm4wt9ge3d
@user-wm4wt9ge3d 2 года назад
እዋይ ናፍቆት ዓደይ ኣደይ ከመይ ኮን ትህልዊ ኣጆኪ ቀፅልሉ
@hiwetdesta9048
@hiwetdesta9048 2 года назад
አስይይይይ ህያበይ
@SalamSalo
@SalamSalo 2 года назад
ጎቦዝ ጋል ትግራይ ሽኮር ቀፅሉሉ
@user-jx1mn3jw8d
@user-jx1mn3jw8d 2 года назад
ኣሰይይይ ምቅርተይ ከመይ ዲኽ መቅሰኒት ቃፅልሉ እኽ ዝያዳይ❤❤❤❤
@titijuntawit2939
@titijuntawit2939 2 года назад
Meareyeyy ❤❤❤
@tsruytibrhanu8879
@tsruytibrhanu8879 2 года назад
ዝያዳይይይይ
@salamasalama2510
@salamasalama2510 2 года назад
ሰሉዋይ መቀረት እይትሳኣኒ ህያበይ🌿🌿🌿🌿😘😘 ቀፅሊሉ ክብረተይ🌿🌿🌿🌿😘😘😘🥰🥰🥰🥰$🌿)
@SSMM-ch2is
@SSMM-ch2is 2 года назад
ስሉዋይ ኽኮር❤❤❤💛💛💛💛❤👑👑👑👑❤❤❤❤
@user-cr2kr4ep2h
@user-cr2kr4ep2h 2 года назад
ባጣዕሚ ደሰ ባሃሊ ድራማ ቀፂልለ ፅሪቲየይ 💊💊💊💊💊
@AaAa-of9ln
@AaAa-of9ln 2 года назад
ጎቦዝ ምቅርተይ ቀፅል ሉ ትግራይ ዓደይ ስላምኪ ይመለስ
@muludemewez3494
@muludemewez3494 2 года назад
ሰሎየ ምቅርተይ
@Askal7942
@Askal7942 2 года назад
❤❤❤🙏🙏🙏💊💊💊💊
@hrhf5459
@hrhf5459 2 года назад
ኣደዊተይ እኮ ተሪኣትኒ ሰላመይ ኣናፊቅክኒ😥😥❤❤❤💊💊💊💊💊💊💊💊💊
@Sarah-fm5pp
@Sarah-fm5pp 2 года назад
ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ማዓረይ ከሉ ዘጥዕመላ ምዕርግቲ ለባም ጋል ዓባይ ሃገረ ትግራይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@titijuntawit2939
@titijuntawit2939 2 года назад
Anafikni ember adey mearey 💔💔😢❤❤❤🙏🙏
@user-qy6fn1gq3y
@user-qy6fn1gq3y 2 года назад
ኩሉ ትክእለሉ ስላመይ ምዕርግቲ ተፎታዊት♥️♥️♥️♥️
@amaluan5415
@amaluan5415 2 года назад
ኣሰይ ፅርቲ ኣደና እኮ ኣናፍቅክና እፍ ወላዲተይ ከመይ ኮን ትህልዊ 😢😢💔💔
@user-fd6tv4jt2b
@user-fd6tv4jt2b 2 года назад
ሰሉ ጋል ትግራይ ቆንጆ
@user-gz1gt6no2y
@user-gz1gt6no2y 2 года назад
እወ ጓልይ ወላድ መካን ኮይነን 😭ክወግሕ እዩ ኣጀና ተጋሩዋይ ኣለና እዩ እቱ ፍጥሩ ዝይርስዕና ፍጣሪ 🙏
@user-dq1xr6gn7k
@user-dq1xr6gn7k 2 года назад
ብምንታይ አየ እሞ ክገልፀኪ ሰሉዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ብልፅተይ🙏❤
@user-ei9hp8xy9g
@user-ei9hp8xy9g 2 года назад
ሰሉየ ሓላል ብጣሚ ደስስስስ ዝብል ቀፅሉሉ ማዓረይ ❤❤❤
@hintahagose4677
@hintahagose4677 2 года назад
ፅብቅተይይይይይይ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@user-bf6vi8cf8g
@user-bf6vi8cf8g 2 года назад
🥺ስሉዋይ እዝውቲ ንዓኪ ዝክውን ቃላት ሓፂሩ 😢በተለይ ብርክቲ ክትብሊ ከለክስ ኣደዋይ ትፅወኒ ዘላ መሱሉኒ🥺😢🙏😘😘😘
@user-yn4dp2ri6t
@user-yn4dp2ri6t 2 года назад
ምቅርተይ ኣደታትና እኮ ኣዘክርክና አምላክና ሰላሙን ምሕረቱን ይመልሰልና
@user-tf1ns1go2f
@user-tf1ns1go2f 2 года назад
ጋሉዞ ጀጋኑ ጋል ዓበይት ርእኻዮ ሰምዕካዮ ዘይሙነ ስራሕ ቀፁሉሉ ማዓርይ
@slamh1298
@slamh1298 2 года назад
እዝወቲይ
@user-zh8wb7fk8o
@user-zh8wb7fk8o 2 года назад
ጎቦዝ ሰላምይ ማዕረይ ኩሉ ዘጥዕመልኪ መቅርተይ❤❤❤ ትግራይ ዓደይ እግዚአብሔር አምላኽ ሰለምኪ የርእየና አሜን (3) 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
@hskdvsjj5813
@hskdvsjj5813 2 года назад
Amen amen amen
@arafaalsaid7212
@arafaalsaid7212 2 года назад
ትግራይ ዓደይ ኣምላክ ኣቦይ ሰላምኪ የርእየና ሆይ ፊጣሪ🙏🙏💕💕💕💕
@tdf2093
@tdf2093 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲
@ag5uvtb809
@ag5uvtb809 2 года назад
Aseyi konjooo haftey katemalki kazilluu
@wwer7546
@wwer7546 2 года назад
ምቅረቲ አናፉቃና እኮ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ ቀፁሉሉ ሓላለይ🥰❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰
@user-ox7te2jy1k
@user-ox7te2jy1k 2 года назад
ዐድመን ጥዐናን ይሃብኪ አምላክ ህያበይ👏👏🙏🙏🙏🙏🙏
@axumawitgatsyon6202
@axumawitgatsyon6202 2 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሰልዋይ ናይ ብሓቂ ብመንነትና ንልለ ትግራይ ሃገረይ ሰላምኪ ይመለስ❤💛🌎
@wedironaldo1993
@wedironaldo1993 2 года назад
Filey shikorrrrrr 🌹🕊️❣️🕊️😘🕊️❤️🕊️🌷🕊️🌺🕊️💞🕊️💛🕊️💝🕊️💗🕊️🌻🕊️🥰🕊️🙋🏻‍♀️ ብናትኪ ሸር አየ መጽእአ 🏃🚴
@luwamgaltigrayyoutube4235
@luwamgaltigrayyoutube4235 2 года назад
aseyy des ktbla kexllu🥰🥰🥰👌
@kahishosara8500
@kahishosara8500 2 года назад
ሰላምምም ኪ ብዝሕ ይብለለይ ቃል ስእነ 🙏🙏🙏❤💛❤😘😘😘💋💋💋
@user-bi2hb7mp6j
@user-bi2hb7mp6j 2 года назад
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️✅✅✅✅
@sabiyajadtu8847
@sabiyajadtu8847 2 года назад
ሰሉዋይ ምቅርቲ ኣጆኪ ቀፅልሉ ኩሉ ኢኪ ትክእልሉ
@saral600
@saral600 2 года назад
አስይይይ ስሉየ ምዕርግቲ ከም አደታት እግዚአብሔር አምላክ ስላም የውርደልና አጆና አሕዋተይ🇻🇳💘💔💖🇻🇳
@WegahtaChanel27
@WegahtaChanel27 2 года назад
ምቅርተይ ፅቡቅ ስራሕ ሰሉየይ ጋል ዓደይ
@kikigalgerea2015
@kikigalgerea2015 2 года назад
ማዓረይ እድሜና ጥዕና ያሃብክ
@user-ms3vu8jb7n
@user-ms3vu8jb7n 2 года назад
አሰይ ሰላመይ ምቅርቲ ዓለም💊💊💊💊💊💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞
@nebinebi2574
@nebinebi2574 2 года назад
ኣሰይይይይ ፅርይተይይ ስሉ ዓይነይይ
@swswiy9610
@swswiy9610 2 года назад
😢😢😢💔💔
@khangul5036
@khangul5036 2 года назад
Mkrtey gal rimey des zbl srah ketsllu hanitey so btaemi eye zfetweki mkrtey♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@tube9434
@tube9434 2 года назад
ኣሰይ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ሰሉዬይ እህ ኣናፊቅክና እምበር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣዶ ጥበብ ኢኪ ብሓቂ ንፍዕቲ ኢኪ ቀፅልሉ ሰላመይ
@user-qk9kx2ft5w
@user-qk9kx2ft5w 2 года назад
ኣሰይይይ ፅጋበይይይይ
@rahwakahano2506
@rahwakahano2506 2 года назад
እዝውቲ ጓል ሪመይ ናይ ዓድና ሰላም ይመልሰልና በርትዕለይ ዝያዳይ💛❤
@tdf9455
@tdf9455 2 года назад
Rahwitey🥰❤❤❤❤💊✊
@lidiyg2888
@lidiyg2888 2 года назад
❤️❤️💛
@user-ql4qz1eh3w
@user-ql4qz1eh3w 2 года назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ሰሉየይ ቀፅልሉ ክብለኪ የፈቱ 😘😘😘😘😘
@user-mh5iv2rj2g
@user-mh5iv2rj2g 2 года назад
ፅንዓት ንአዴታት ትግራይ 🙏🙏🙏💊💊💊ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ዝያዳይ ❤❤❤
@tsega3999
@tsega3999 2 года назад
ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ የርእየኒይ
@user-rn7kr5qe8x
@user-rn7kr5qe8x 2 года назад
ሰሉዋይ ምዕርግቲ ኩሉ የጥዕመላ 💓💓
@mearggebreyewuhans2528
@mearggebreyewuhans2528 2 года назад
ዛሓፍተይ ምቅርቲ
@user-tt5yy9hf8c
@user-tt5yy9hf8c 6 месяцев назад
ጅግኒት ዓርሰ እምነት ዘለኪ ሞኖሊዛ ትግራይና❤❤❤❤
@auosgeh2463
@auosgeh2463 2 года назад
ሓራካት ዘይብሉ ከፍ ኣደዋይ ሰሉየይ 😭😭ኣፍታ ዓምዲ ደዉ ትትብለኪ በተለይ 😭😭♥️💊
@user-ol1kc4my1w
@user-ol1kc4my1w 2 года назад
አሰይ ማዓረይ😥♥️♥️💊
@tijioueen617
@tijioueen617 2 года назад
ኩሉ ትክእሉሉ ለባመይ ሰላምክ ይብዛሕ😍
@alsa2593
@alsa2593 2 года назад
🥰🥰🥰
@END887
@END887 2 года назад
👍👍👍
Далее