Тёмный

ካብ መሬት ተፋሒረ እየ ወፅየ ፡ ክልተ ጊዘ ድሮን ተወቂዐ ፡ ኣብ ሕማቅ እስርቤት ተኣሲርና 👉 ተጋዳሊት ኣዝመራ(0961868614) - ተጋዳሊት ሄለን 

Desta ደስታ Show
Подписаться 73 тыс.
Просмотров 56 тыс.
50% 1

subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
ካብ መሬት ተፋሒረ እየ ወፅየ ፡ ክልተ ጊዘ ድሮን ተወቂዐ ፡ ኣብ ሕማቅ እስርቤት ተኣሲርና - ተጋዳሊት ኣዝመራ ገ/ሊባኖስ 👉0961868614 - ተጋዳሊት ሄለን ግርማይ
Desta show 👉 (0940985113)
Copyright ©2023: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.

Развлечения

Опубликовано:

 

16 окт 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 374   
@jameelauae3204
@jameelauae3204 7 месяцев назад
💔😢😢እፍፍ ትርጉሙ ብዙ ባይገባኝም ተጋሩ ፅናቱን ይሰጣቹ የኔውዶች😢
@MaaanjJopnj-pg2bu
@MaaanjJopnj-pg2bu 7 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን😢
@nazrethmichael2332
@nazrethmichael2332 7 месяцев назад
Yemtlew yalce 🛶 bedrone new yetmtahu new yalce xenatu yestacew fetari 🙏
@jemalmohammed863
@jemalmohammed863 7 месяцев назад
ልብና ናተሰበረ 💔 ዓይንና ብንብዓት ቁፅርፅር ናበለ 😓😓 የቅንየልና አብ ውዕለታኽን የውዕለና ንብለክን አናእሽቲ ዋዕሮታት አሓትና 🙏🙏
@samisolomon8470
@samisolomon8470 7 месяцев назад
ስልከን ባ ኣቅምጠልና ናይዘን ጀጋኑና ብሽመን ገይርካ
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 7 месяцев назад
ኣብ ላዕሊ እኮ ኣለካ /ኪ 🙏
@dianakidane674
@dianakidane674 7 месяцев назад
እናንተ ጀግና እህቶቼ ፈጣሪ ያጠነከራቹ ያበረታቹ.🙏.. ምንም ማለት ይከብዳል ስለኛ ብላቹ አካላቹን የገበራቹ እናመሰግናለን😪🙏
@berhegmeskel9202
@berhegmeskel9202 7 месяцев назад
ንዓክንስ ክኣስሩ 😢😢😢😢😢😢😢 እዋይ ኣሕዋተይ መዓረይ ኣጆክን ዋዕሮታተይ ምእንተና ኢልክን ኣካልክን ጎዲልክን ምእንተና ኢልክን ተሳቂክን ተኣሲርክን 😢😢😢😢😢😢
@eses1723
@eses1723 7 месяцев назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ጀጋኑ ወዕረታት ትግራይ እንኮዕ ብሂወት ተረፍክን አሕዋተይ❤🙏❤
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 7 месяцев назад
የቀንየልና 🙏 ክቡራት ኣሕዋት ምእንተና እዩ ዝኹሉ ዝኸፈልክንኦ መሰዋእቲ ❤❤❤❤💖💖💖💖
@yenekonjo2314
@yenekonjo2314 7 месяцев назад
ይገርማል በዚሕ ላይ እንደገናም እስር ቤት😭😭😭ለናተ ግን ክብር ሞገስ ይገባችዋል❤❤❤
@user-ve1lz6qp7w
@user-ve1lz6qp7w 7 месяцев назад
ብፆተይ መዓረይ ቃላት ሰኢነልክን መግለፂ ኣትን ጀጋኑ ዋዕሮታት እንካዕ ብህይወት ተረፍክን ኣዝመራይ ጋልሓወበይ መዓረይ ኣጆኪ ዝሓፍተይ ❤❤❤ 💖💖💖💖👍👍👍👍💖💖💖
@user-fx6ys6yd6m
@user-fx6ys6yd6m 7 месяцев назад
ዋዕሮታት ትግራይ ❤❤❤ ኩልና ዓቕምና ንሓግዘን
@annatikuye9603
@annatikuye9603 7 месяцев назад
Do you know the meaning of HEROES? TPLF STARTED THE WAR FOR NOTHING.
@user-le8mk5sb1r
@user-le8mk5sb1r 7 месяцев назад
ዓዓዓዓኽኽኽኽ!!! ዓሰርተ ዒስራ ገ/መስቀል ገ/ሄር ጅግና መራሒና ነይሩ ታይዋጋለዎሞ ክቡር መስዋእቲ ኸፊሉ፡፡
@user-bl9tg7ub6t
@user-bl9tg7ub6t 7 месяцев назад
ገብረመስቀል ገ/ሄር ኣበይ ዓዱ እዩ ማዓረይ ምስ ይቅሬታ
@user-ek8xs6yg9c
@user-ek8xs6yg9c 7 месяцев назад
እንኳዕ ብሂወት ተረፍክን ዝንኣሕዋተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን❤❤
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 7 месяцев назад
ቅድመትክን ደቅነዋይ እንካዕ ብሂወት ተረፍክን ፈጣሪ ዕድመ ይሃብክን ቃላት ሲኢነልክን😢😢❤❤
@user-eh5iv3jq8p
@user-eh5iv3jq8p 7 месяцев назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ጀጋኑ ዋዕሮታትና መግለፂ ቃላት ስኢነልክን ክብርን ሞገስን ንሰማእታትና❤️💛
@abbygualadwa7685
@abbygualadwa7685 7 месяцев назад
እንኩዕ ብህወትክ ተረፍኪን ዋዕረታት አሓተይ ካልእ ኩሉሓላፊ እዩ፡ ክብርን መጎስን ንአኺን ይኹን ጀጋኑና።🙏🏾💛❤️✊
@user-wz9me5qs2j
@user-wz9me5qs2j 7 месяцев назад
ሳብስክራይብ እንዳገበርኩም ተጋሩዋ እዝ ሚዲያ ብጣዕሚ ንፍዕ ኣበይ ኣለው ንብሎም ተጋደልቲ ስለ ዘቅርበልና በዝ ኣጋጣሚ ❤ኣርቲስት ዘኣማን ግርማይ❤ ኣምፁልና 🙏
@askualaregawi2963
@askualaregawi2963 7 месяцев назад
😢😢😢😢ዓኽኽ እዘን ድሮን እዚአንባ ኣሕዋትና ወድኣልና እህህህ
@aasaas7284
@aasaas7284 7 месяцев назад
እንካዕ ብሂወት ተረፍክን ጀጋኑ ኣሕዋተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ🙏🙏🙏❤❤❤❤
@smretgebre4854
@smretgebre4854 7 месяцев назад
እፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ ሰለምንታይ ግን ትህቲ እድመ ቆልዑ ነዚ ተፈሪደን ብዝኮነ ሞት ካለኣይቲ የብላን እንቃእ ብህወት ተረፍክን ሙቑራተይይይይይይ
@GalTsiyon21
@GalTsiyon21 7 месяцев назад
ጀጋኑና እንዃዕ ወፃኽን ዘን ሓተይ ክብር ንTDF❤
@SaraSara-vx7nk
@SaraSara-vx7nk 7 месяцев назад
Uffffffff 💔💔💔😭😭😭btami kalat yhatsreni adme nasneten nhageren zhaba 💪💪💪bejaka telefonen habeni From💙💙 diyaskora Brged Nhamedu💙💙💙
@sarakedana8798
@sarakedana8798 7 месяцев назад
ዕድመን ጥዕናን ይሐብክ ጀጋኑና ምእንቲ ትግራይ ዝተከፈል እታ እንኮ ሒወቶምን አካልኩምን ክብሪ ንዓኩም ❤❤❤❤❤
@Tgirawey__6542
@Tgirawey__6542 7 месяцев назад
የቀኒየና ጀጋኑና ምእተና ዩ ዝኩሉ ❤💛😍😍
@cbffhf1567
@cbffhf1567 7 месяцев назад
ኣሕ😥 ቅድመኪን ደቅነይ😢 ዕድመ ና ጥዕና ያሃብኪን🥺🤲🤲
@trhashaile3254
@trhashaile3254 7 месяцев назад
ዞም እእድ ማራሕቲ ጋዘጠኛ ግን ኣይትፍራሕ ንምንታ ብምንታይ ታኣሲርክን ዘይትብለን እዚአን ጀጋኑ እየን እስሪቤት ካኣትዋ ኣይሚተገበአን
@alefumekele3184
@alefumekele3184 7 месяцев назад
ተባኢስና እኪ ኢለን
@martadamena2506
@martadamena2506 7 месяцев назад
God bless you all Tigrians people! እግዚአብሔር ምሳኹም ይኹን
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 7 месяцев назад
❤❤❤ዋዕሮታት የቅንየልና ንስኽን ኣካልክን ከፊልኽን ንሕና ብክልተ እግርና ጠጠው ክንብል ገይርኽናና ኢኽን ዘላኣለማዊ ክብሪ ይግበእክን💋💋💋💋💋💋💋💋💋♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥
@tsionbaheran468
@tsionbaheran468 7 месяцев назад
Our hero's Big respect for ever🙏🙏🙏🙏🙏🙏💞💞💞💞💞💞💞💞😘😘😘😘😘😘😘😘😘💪
@ameiajuneidi7901
@ameiajuneidi7901 7 месяцев назад
ኣሕዋተይ ብሓቂ ኽብሪ ይግበአክን ምእንተና ኣካልኽን ጎዲልኽን የቐንየልና ኹልሻዕ ኣብ ልብና ኢኽን ትነብራ ❤️❤️🙏🙏
@lemlem4809
@lemlem4809 7 месяцев назад
ውዕለታክን ብምንታይ ክንገልፆ ክቡራት ኣሕዋተይ ክብሪ ይሃበልና ወሊድክን በዚሕክን የርእየና ፈጣሪ ዘን ሓታይ ❤❤❤
@user-le4dq9iv9p
@user-le4dq9iv9p 7 месяцев назад
ዋዕሮታት አሕዋተይ እንኮዕ ተረፍክን ዋላ እኮ አካልክን ተጓደልክን😢😢😢😢 ክብርን መጎሰን ንሰማእታትና አሕዋትና ሓሊቆምምምም😭😭😭💔 እዮም
@zebibaosman9282
@zebibaosman9282 7 месяцев назад
ጀጋኑ እድመን ጥእናን ያሐብክን ንሻአላህ
@aboduhaftu9140
@aboduhaftu9140 7 месяцев назад
ፅድመን ጥዕናን ይሃብክን ጀጋኑ ወዕረታት ትግራይ እንኮዕ ብሂወት ተረፍክን አሕዋተይ❤😢
@user-rj6zh1sx5d
@user-rj6zh1sx5d 7 месяцев назад
ኣካለን ኣወፍየን እውን እስርቤት ኣትየን ኣታ ክንደይ የጭክኑ😢
@user-sx6iv2uc2p
@user-sx6iv2uc2p 7 месяцев назад
💔 ክብረት ይሃበና ጀጋኒና ምእንቲ ንዓና ኣካልክን ጎዲልክናና💔
@user-jz2nc6xt5k
@user-jz2nc6xt5k 7 месяцев назад
ዕድመን ጥዕናን ይኃብኽን ዋዕሮታት ትግራይ♥️🎉♥️
@user-zt8iv6ju8x
@user-zt8iv6ju8x 7 месяцев назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን አሕዋተይ ክብሪ ነዓኽን👏❤
@stpual1
@stpual1 7 месяцев назад
Thank you for your services.
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 7 месяцев назад
በሓቂ ጀጋኑ ኮሪዕናልክን አምላክ አንኳዕ ብሂወትክን ተረፍክን 🙏🙏🙏😥
@HillaMhary-cc8iz
@HillaMhary-cc8iz 7 месяцев назад
ጀጋኑ ዋዕሮታትና ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፅንዓት ንመላእ ህዝቢ ትግራይ 😢❤
@Saber-eu2qf
@Saber-eu2qf 7 месяцев назад
ኣጆኽን ዋዕሮታት እንኳዕ ብሂወት ተረፍክን ክብርን ሞጎስን ኣካልኩምን ሂወትኩምን ዘበጀኹም ጀጋኑ
@SenaitGhiwot-dv9zm
@SenaitGhiwot-dv9zm 7 месяцев назад
ከምዚ ኢለን ሰንኪለን ምእንታናስ ለለ ማእሰርቲ ወሲከናሉ በስመአም አጆክን የቀንየልና ለ
@titinotitino2910
@titinotitino2910 7 месяцев назад
ጀጋኑና ክብሪ ንዓክን አሕዋተይ ማዓረይ
@almazgiday9935
@almazgiday9935 7 месяцев назад
ዕድመ ጥዕና አብዚሑ ይሀብክን ጀጋኑ ደቅና አሕዋትና ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስውአትና ፅንዓት ይሀበና ።
@asjdnrej8858
@asjdnrej8858 7 месяцев назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ዋዕሮታት ትግራይ❤💛🎉
@rfghjhhgc3429
@rfghjhhgc3429 7 месяцев назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ዋዕሮታት ትግራይ😭😭❤❤❤🙏🙏🙏
@tsiongeberegergis5551
@tsiongeberegergis5551 7 месяцев назад
ከማይ ዝተደናገረ ስብ ዶ ኣሎ? ኣነስ ዋላ ሓዚ ሕልሚዶ ካህዲ? ሰብ ዶ አዚኮሉ መከራ ይፃወር አዩ? አሞኻዓ ብሳሓቕን ብፍሽኽታን ህፃውንቲ ሓተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ታሕጓስክን ፍቕርኽን ሙሉአ ይኹን መፃኢ ሂወትክን ብሩህ ጥጡሕ ይኹን🙏🏽❤️ We are so proud of you all We love you ❤
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 7 месяцев назад
_ጀጋኑና ዕድመን ጥዕናን ያሃብክን እንኳዕ ብህይወት ተረፍክን ኣይዘኽን ዋናኡ ብህይወት ምትራፍክን እዩ ደቅነይ_
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk 7 месяцев назад
ብሓቂ ቃላት ሲኢነልኩን ጀጋኑ ዋዕሮታት እንካዕ ብሂወት ተረፍክን ዕድሜን ጥዕናን የሃብክን ፍቅርክን የብዛሓዮ ኣዞክን ዘን ሓተይ❤❤❤
@user-vm8zd1ii7j
@user-vm8zd1ii7j 7 месяцев назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ጀጋኑ እንኳዕ ብህይወት ሃለክን ኣሕዋት ይመስለኒ ነይሩ 😊 ደቂ ሓፍትነይ ካማክን ኢለን ክም መመፃ ነይረን እንታይ ነይሩዎ ኣሕሕ ኣሕዋተይ ፀላኢክን ድፍን ይበል ሓመድ የብለዕን ደቂ ሓፍትነይ ንሰላም ትግራይ ክትብላ ህይወትክን ሲኢንክ 😭😭😭😭😭🖤
@stegahiayluhiaylu1843
@stegahiayluhiaylu1843 7 месяцев назад
እህህህህህ ሂወትኩሙን ኣካልኩሙን ሂብኩሙ ንዓኩ እሰርቢት ምተገበአኩሙ 😢😢😢😢😢ግን 😊ድሓን ኣምላክ ኣሉ ምሰ ዉፁዓት ዘቀዉም
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 7 месяцев назад
ከም ኢሪቲራዊት በኢኺን ይሒቢን ጂጊኒነት ናቲኺን❤❤❤❤❤
@saddvzx9822
@saddvzx9822 7 месяцев назад
ዕድመ የሃብክን ደቅነይ ፁሩያተይ ንዓና ክትብላ
@abebafkri975
@abebafkri975 7 месяцев назад
ምቅራት ናይና ጀጋኑ ኣጀክን ደቅነይ🥰😘🥺
@user-ww3yq7jr3i
@user-ww3yq7jr3i 7 месяцев назад
ብሓቂ ዕድመና ጥዕና ያሃብኽን እግዚአብሔር ዋዕሮታት ፍቅርኽን ድማ ይብዛሕ😥
@eriilove2812
@eriilove2812 7 месяцев назад
ክብሪን ሞጎስን ንዓክን ኣሕዋተይ💊💊💊❤❤❤❤
@user-bt8cu2lv8p
@user-bt8cu2lv8p 7 месяцев назад
ንሰለ ትግራይ ኣካልክን ጎዲልክንሰ😢ትኣሲርክን ካዓ ሕርር ኢልካ ሰቁ በቃ😢😢😢 ኣጆክን ዛን ሓተይ
@temtugesese8620
@temtugesese8620 7 месяцев назад
Thank you so much for your service our hero 🦸‍♂️❤️❤️❤️😭
@user-kq3dk6mf5w
@user-kq3dk6mf5w 7 месяцев назад
እንኳዕ ብህይወት ተረፍክን ዛን ኣሓትና😢
@salamsalam1464
@salamsalam1464 7 месяцев назад
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን❤❤❤
@user-gc9se2bf9t
@user-gc9se2bf9t 7 месяцев назад
እንዃዕ ብሂወት ተረፍክን ዋዓራሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኽን ዘን ሓተይ❤❤😢
@ferwiniberhane3342
@ferwiniberhane3342 7 месяцев назад
የቅንየልና ዋጋኹም ኽቡር እዩ ኸፊልና ዘይንኽዕሎ ዕዳ ኽቡራት ጀጋኑና❤🙏
@FbIh-ri2et
@FbIh-ri2et 7 месяцев назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ኣሕዋተይ
@Hetaw1619
@Hetaw1619 7 месяцев назад
ተባዓት ኢክን ብሓቂ ❤❤❤❤
@fereyheyelom8898
@fereyheyelom8898 7 месяцев назад
ሙቁራተይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍክን❤❤😢😢
@EskyasTesfay
@EskyasTesfay Месяц назад
እንኳዕ ንስኻውን ብሰላም ተመለስካ ምእንቲ ህብኹምን እድል ምን ኢልኩም ከም ስድራ ከቢድ ዋጋ ከፊልኩም ኣጆኻ በርትዕ!!
@hadasredda8659
@hadasredda8659 7 месяцев назад
Thank you. እድመ ይሐብክን ምትሕግጋዝ ጽቡቅ እዩ ኮይኑም ርእስክን ሐሉዋ አጓላት ምሰላ. ወዳ ወዲ ምምሳል ሕደገኦ.
@Genethiluf2122
@Genethiluf2122 7 месяцев назад
Respect 🙏💛❤Sending love💕
@LemlemMarkos-sk7ki
@LemlemMarkos-sk7ki 7 месяцев назад
ዋዐሮታት ትግራይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍክን ንሕበነልክን ኢና አጆኽን
@user-yl2mg9jx5h
@user-yl2mg9jx5h 7 месяцев назад
እንካዕ ብሂውት ተረፍክን እሕዋተይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@genetfantu2109
@genetfantu2109 7 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም ተመለስክን ዕድመን ጥዒናን ይሓብክን. 🙏❤️
@goesaroundcomesaround
@goesaroundcomesaround 7 месяцев назад
ጀጋኑ ዋዕሮታት 💪💪💪💕💕💕🙏
@HaileTesfaye-bq8vv
@HaileTesfaye-bq8vv 7 месяцев назад
በአክን ንሕበን ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን የሃብክን ።
@kahsaygra2742
@kahsaygra2742 7 месяцев назад
እንኳዕ ብሂወት ተረፍክን ጀጋኑ ኣሕዋትና በኣኽን ንሕበን
@user-wz8mj5fx6o
@user-wz8mj5fx6o 7 месяцев назад
😢ከቢድ እዩ ብንብዓት እዩ ዝውዳእ አይዛከን አተን ጀጋኑና ስብ ሕደሪን ስብ ሰሪን ኢክን😢
@mg-kb9cr
@mg-kb9cr 7 месяцев назад
❤❤❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሀብክን አሕዋተይ
@yfu9997
@yfu9997 7 месяцев назад
እካዕ ብህወት ተረፍክን ኣሕዋተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ADONAY_DIVORA143
@ADONAY_DIVORA143 6 месяцев назад
የቐንየልና ዘንጀጋኑ ኣሕዋተይ😢😢ዕድመ ጥዕና ይሃበልና ፈጣሪ🙏
@askualaregawi2963
@askualaregawi2963 7 месяцев назад
❤ዘንኣሕዋተይ ብፍቕርኽን የብዝሓዮ ኣይፈላልይክን
@temarutekle6341
@temarutekle6341 7 месяцев назад
ጅጋኑና ኣጆኽን
@ekubealay5018
@ekubealay5018 7 месяцев назад
እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪን ጀጋኑ ዋዓረታት❤❤❤❤
@ReheRehe-gj3jx
@ReheRehe-gj3jx 7 месяцев назад
ንዓክንስ ሚእሰርቲ የምተገበአክንን ዋ እንቲይ እሞ ክግበር ክብሪ ንዓኩሙ TDF💋💝💊❤❤
@__-wj7zq
@__-wj7zq 7 месяцев назад
_እንኳዕ ብህወት ተረፍክን ጀጋኑ ኣሕዋተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጠሪ🥺😔🥰_
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 7 месяцев назад
ጀጋኑ ጸሎት ግበራሉ ህዝቢ ትግርይ ኾምዙይ ናትክን ጽሩይ ትግርኛ ክዛረብ ! ልቦናኽን ጸጋኽን ክበዝሕ ይምነ !
@letush6191
@letush6191 7 месяцев назад
የቀንየልና ጀጋኑ ዋዕሮታት❤
@mawchagebreyohannes5987
@mawchagebreyohannes5987 7 месяцев назад
ዋዕሮታትና ብናትክንን ከማኽን ስንክልና፥ ብናይ ኣእላፍ ብፆትክን መስዋእትን ትግራይ ካብ ፅንተት ድሒና 'ያ። ክብርን መጎስን ንጅግና ሰራዊትና። Desta show ድማ ቀፅለሉ ታሪኽ ጀጋኑ ኣብ ምቕራብን ጀጋኑ ኣብ ምዕዳምን።
@FgFg-dg6ej
@FgFg-dg6ej 7 месяцев назад
ኣሕሕሕሕ ኣሕዋተይ ዘይ ኩሉ ሓሊፉ ክረአ ድዩ😢😭😭😭😭😭
@ugh6249
@ugh6249 7 месяцев назад
አምላክ ይሀግዝኩም አህዋተይ
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 7 месяцев назад
ጀጋኑና ዋሕስ ህዝቢ ትግራይ ክብርን መጎስን አለና
@kahsaytsadik1094
@kahsaytsadik1094 7 месяцев назад
ፈጣሪ ይመስገን እንኳዕ ብሕይወት ተረፍክን ንኡሳታተይ ግን ናይ በረካ ሚስጢር አይተውፅአ አይተውፅኡ ክቡራት ጀጋኑና ደስታ ሾው ጥንቃቄ ግበር እቲ ትሓቶ ሕቶ
@dehabberhe3293
@dehabberhe3293 7 месяцев назад
ሰላም ሰላም ዝሀወይ ንአናእሸተይ አህዋተይ እንዃእ አምላክ አውፃአክን
@KhanKhan-ex9fi
@KhanKhan-ex9fi 7 месяцев назад
አሕ ተባዕተ አክን ብሓቂ😢❤
@MohammadMohammad-ix4uy
@MohammadMohammad-ix4uy 7 месяцев назад
ኣሕዋተይ ምእንታና እክን ኣካልክን ወፍክን የቀንየልና ክብራ ንዓክን ❤❤❤
@Salm-wo6ko
@Salm-wo6ko 7 месяцев назад
ክብርን ምጎስን ንዓትክን ኣሕዋትይ
@selamselam9188
@selamselam9188 7 месяцев назад
ጀጋኑ አዝመራ ዘለዋ እርጋታኣ የኔ ቆንጆ❤❤
@axumtsion9216
@axumtsion9216 7 месяцев назад
Ajokun jeganu ahuwateyi enkae bihiwot terfken❤❤❤❤️👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽🙏🙏🎉🎉
@user-hh5jo7eb4b
@user-hh5jo7eb4b 7 месяцев назад
ኣክክክክ ኣሕዋተይ እስቲ እግዚአብሔር ኣክኣሎ ይሃብክን ምእንታየይ እዩ ኩሉ ኣጆክን
@mashomashosara8047
@mashomashosara8047 7 месяцев назад
ንከይ ጭቆና ተጋዲለንስ 😢ክኢሰራ ዋይ ይሕዋተይ💔ተይ እዩ ዓስበን እዝኣ ሕጀ እዋይ ህዝበይ 💔💔💔
@selamselam894
@selamselam894 7 месяцев назад
Ajoki ze ahwatey mearey❤❤
@salmamahmeed-ll1qq
@salmamahmeed-ll1qq 7 месяцев назад
አሕዋተይ😢 ፀላእኽን ቅርፅ ይበል😢😢😢😢
Далее
мои да в парнях:
00:16
Просмотров 173 тыс.
Watermelon Cat?! 🙀 #cat #cute #kitten
00:56
Просмотров 11 млн
Signal for help
00:52
Просмотров 6 млн
Is it Cake or Fake ? 🍰
0:53
Просмотров 12 млн
Любой автомеханик 😂
0:34
Просмотров 2,2 млн
Не прокатило 😳
0:20
Просмотров 3,2 млн