Тёмный

ዕላል ምስ - ተጋዳላይ ሃደራ በሪሁ (ባርቹ) - መርኣያ ፅንዓት ኒሒን ዝኮነ ተቃላሳይ 👉 0934208828 

Desta ደስታ Show
Подписаться 72 тыс.
Просмотров 44 тыс.
50% 1

subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
ዕላል ምስ - ተጋዳላይ ሃደራ ገብሩ (ባርቹ) - መርኣያ ፅንዓት ኒሒን ዝኮነ ተቃላሳይ 👉 0934208828
Desta show 👉 (0940985113)
Copyright ©2023: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.

Развлечения

Опубликовано:

 

19 сен 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 419   
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 8 месяцев назад
ባሩቹየ እንካዕ ብሂወት ተረፍካልና ብጣዕሚ ኢና ነክብረኩም ንፎትየኩም ተጋደልትና ሂወትኩም ከፊልኩም ሂወት ሂብኩምና ሞ ካብዚ ዝዓቢ ፍቅሪ የለን ዘልኣለም ክነክብረኩም ክነብር ኢና👑❤️💛🦁
@FreweyniGalagame
@FreweyniGalagame 8 месяцев назад
እዚጀግና ብሂወት እንካዕ ተረፈ❤❤❤❤
@user-kr5qn8mn1i
@user-kr5qn8mn1i 8 месяцев назад
ሢሢ😊😊
@HillaMhary-cc8iz
@HillaMhary-cc8iz 8 месяцев назад
ኩቡር ተጋዳላይ ባርቹ ሓውና እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ መግልፂ ሲኢናሉ ጅግንነትኩም ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🙏🙏 ❤❤❤❤❤❤❤❤
@emmaq1588
@emmaq1588 8 месяцев назад
እንኳዕ ድሓን መፃእካ ጅግና ተጋደላይዕድመን ጥዕና ይሃብካ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ፅንዓት ፅንዓት ይሃብካ ህዝቢ ትግራይ😭
@ftsumbrhanalemngus9052
@ftsumbrhanalemngus9052 8 месяцев назад
TDF ❤❤❤❤TDF ❤❤❤❤TDF viva ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@MaMa-el7jq
@MaMa-el7jq 8 месяцев назад
ጅግና ተጋዳላይ ማዓረይ እኳዕ ረእናካ ብሩኸይ❤😢ልብፆትኻዉን መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ፅንዓት ለ ዶ ትግራይ ይሃብ ፈጣሪ
@mebrhit-vz5mr
@mebrhit-vz5mr 8 месяцев назад
ራሃፅካ ,ንብዓትካ ካብ ካብ ዓይንና ዘይክወል ምእንተ ንሕና ክነብር ንሱኩም መሰዋእቲ ከፈሊኩም ክብሪ የግበአኩም እንካዓ በሂወት ተረፈካ
@kasechteklay4118
@kasechteklay4118 8 месяцев назад
እንቋዕ ብሂወት ተረፍካ ዝሓወይ ❤❤❤❤❤❤❤ ደስታ ሓውና ተቅርቦ መደባት ኩሉ ፅቡቅ እዩ ግን አፍታ ጠረቤዛ ሶፍቲ ተትገብር ይብል ምስ ይቅርታ
@samuelyemane8052
@samuelyemane8052 8 месяцев назад
Krshi yeley
@nejuneju6086
@nejuneju6086 8 месяцев назад
ተጋርዋኒ ገይረ ዝሕጎስ ዝተመለሰ ተጋዳላይ ክርኢ ከለኩ❤❤❤❤
@letshy
@letshy 8 месяцев назад
ባርቹየ ስለ ዝራኣኹኻ ደስስ ኢልኒ ዝሓወይ ❤😍
@tigraweti6377
@tigraweti6377 8 месяцев назад
እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ሓወይ ተመስገን ፈጣሪ ስለ ዝረኣኩካ ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ ክብር ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤
@Hareg675
@Hareg675 8 месяцев назад
ካፍቶም ካብ ሕልናና ዘይወፁ ጀጋኑና ሓደ እዩ እንቋዕ ሰላም ተመለስኻ ዝሓወይ🎉🎉🎉🎉
@zaydtgraweyti1047
@zaydtgraweyti1047 8 месяцев назад
Welcome 🥰ባርቹ ክፈትዎ❤ #TDF ዓብዪ ክብሪ ኣለኒ ዋሕስ ህዝበይ🙏🥺 ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታት😢🙏
@kbromtesfay8449
@kbromtesfay8449 8 месяцев назад
ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ ተጋዳላይ ባርች💪💪💪🙏🙏🙏❤❤
@user-ir8eq8xk8s
@user-ir8eq8xk8s 8 месяцев назад
እንኳዕ ብህወት ተረፍካ ጅግና ሓውና ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና 😢😢❤
@samrawitstegay5376
@samrawitstegay5376 8 месяцев назад
ባርቹየ ምዓረይ እንኳዕ ተረፉካ ምዓረይ እተን ክልተ ፎቶ ኩሉ ግዜ ኣብ ህልናይ ኣለዎ ክብርን ሞጎስን ንዓኹም ጀጋኑ ኣሕዋተይ
@semhalhaftu4277
@semhalhaftu4277 8 месяцев назад
መስዋእቲ መረርዩ 💔💔😭 ምእንተ ህዝብካ ስለ ዝኮነ ክብረ እዩ እንካዕ ተረፍካ ጅግና💛❤
@natsinettesfay4018
@natsinettesfay4018 8 месяцев назад
እንኳዕ ብህይወት ተሪፍካ ረኣናካ ጅግናና🙏ትግራይ ካብ ዝግበኦኩም ንላዕሊ ህይወትኩም ደምኩምን ረሃፅኩምን ኣፍሲስኩሉሙላ ኢኩም።ብህይወት ዝተረፍኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እታ ትምነይዋ ትግራይ ንምርኣይ ያብቅዕኩም መድሃኒኣለም🙏
@titigaltigray
@titigaltigray 8 месяцев назад
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ሓውና❤️❤️ ተመሰገን ኣምላኽ 🙏
@lemlemfsahaye3215
@lemlemfsahaye3215 8 месяцев назад
ተመሰገን ፈጣሪ 🙏🙏 እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ዝሓወይ ጅግና ተጋደላይ 💛💛💛❤️❤️❤️❤️💛💛💛
@meri.Tgraweyti
@meri.Tgraweyti 8 месяцев назад
እንዃዕ ዳሓን መፃኻ ጀግና ተጋዳላይ ሓወና ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና❤ኢኹም።ክብርን ምጎስን ምእነቲ ህዝቦም መሪሪ መስዋእቲ ዝከፈሉ ጀጋኑና ፅንዓት ያሃባ ንወላድ ትግራይ😢
@ExRc-xx5xn
@ExRc-xx5xn 8 месяцев назад
ተመስገን ኣሎ ብሂወት ሰጋር ወዲበረካ እንኮዕ ሃለካ ዋሕስ ህዝቢ❤❤❤❤
@Tigray122
@Tigray122 8 месяцев назад
እንኳዕ ብፍዱም ሰላም ልዑል እግዚኣብሄር መጻካ ኩቡር ሓውናን ጅግናናን ክብሪ ንዓኻ እንኳዕ ብርሃን ገጽካ ብሰላም ርኣና ልዑል እግዚኣብሄር ይመስገን 🙏🏻🙏🏻🙏🏻ሰላምኩም ይብዛሕሕሕ ኩቡራት ጀጋኑና ክብሪ ንዓኹም ይኩን ልዑል እግዚኣብሄር ምሳኩም ይኩን ❤️💛🙏🏻🙏🏻🙏🏻 ክብርን ሞጎስን ንኩቡራት ጀጋኑ ሰማእታትና🐆🐆🐆🐆🐅🐅🐅 ይኩን💎❤️💛🙏🏻🙏🏻🙏🏻 ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣብ ሕቁፊ ቁዱሳኑ የንብሮም 💎💔💛🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@galtgiray9595
@galtgiray9595 8 месяцев назад
ባርቹየ ጅግና tdf ኩሉ ግዜ ዝዝክሮ😢 ተመስገን እንኳዕ ብሂወት ተረፍካልና ❤ ክብሪ ነዓኩም ጀጋኑና❤💪
@user-cv8pn6rg5j
@user-cv8pn6rg5j 8 месяцев назад
ባሩቹየይ ተመስገን ብሂወት ስለ ዝተረፍካ🙏🙏🥰
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 8 месяцев назад
ኣምበሳ በረኻ ተጋዳላይ ሓውና እንቋዕ ብሂወት ተመለስካ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ኣምላኽ ።
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 8 месяцев назад
ክትሰምዖ ባህ ዝብለካ ጽሩይ ትግርኛ ኣምላኽ መንነትና ይመልሰልና ኣሎ ኣሜን ። ርኹስ ኣምሓራይ ተቀይሮም ዘሳቀዩና ተጋሩ ዘምሓርሓሩ እዮም ። ኢርጅናል ኣምሓሩ ኣኣበባ ኣለልይዎም ሓሳኽ ማትያስን ዘምሓርሓሩን ስነልቦናኦም ኣምሓራይ ኢዮም ።
@hadashailu158
@hadashailu158 8 месяцев назад
ብማሕበራዊ ሚድያ ምስ ረሃፅካን ሕራነኻን እየ ዝፈልጠካ ተስዊኡ ይኾን ይብል ነይረ ጅግና ሓወይ እንዃዕ ተመለስካ ብኣኹም ንኾርዕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@akezaweldehawaryat6833
@akezaweldehawaryat6833 8 месяцев назад
ጅግናና እንካዕ ረአናካ ትግራይ ኣኹሪዕኻያ ታሪኽ ሰርሕኩም ታኣምር ትግራይ ኣትሪፍኩማ ሓዚንካ ውን ርኤካ እወ ብዙሕ ሪኢኻ ጅግናና ፎቶኻ ኣይትርሰዐንን proud of you 🙏🙏
@azmeraderbew6
@azmeraderbew6 8 месяцев назад
ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ዕድለኛን ጀግናናን ስደርአኹካ ብጣዕሚ ተሓጉሰ የኔ ጀግና።
@XgV-ml8qe
@XgV-ml8qe 8 месяцев назад
እንዃእ ረእናካ ማዓረይ ንዘተሰወኡ ክብሪን ሞጎሰን ይምነ❤😢
@hddd313
@hddd313 8 месяцев назад
የትግራይ እናት እንባ ያበስክ ጀግና ኑርልኝ!!!
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 8 месяцев назад
Kkkk fake you amharay
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 8 месяцев назад
THE LANGUAGE SPOKEN IN THE HELL IS PROBABLY AMHARIC ! WELAHI
@hddd313
@hddd313 8 месяцев назад
@@adamhanibal3935 የሳዋ ድንጋይ ዝጸሃፍኩዎ አይተረዳአካን ?
@gebrehiwotn.5946
@gebrehiwotn.5946 8 месяцев назад
ታብሰዋል፧
@ruftalem2803
@ruftalem2803 8 месяцев назад
I hate this idiot language
@dsertfswer5540
@dsertfswer5540 8 месяцев назад
እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ሓዉና ተመስገን ኣምላከይ ተጋሩዋኒ ምቅራት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm 8 месяцев назад
ተመሰገን ኣነሰ ኩሉ ግዜ ኣሎዶ ይኮኑ ይበለ ነረ ሰሉ ገፀካ ዝሪአኩ ብጣዕሚ ደስስ ኣለኒ❤❤❤
@zewdugalwembrttgray9281
@zewdugalwembrttgray9281 8 месяцев назад
ጀግናዋይ ኩሉ ግዜ አየ ዝዝክሮ ነይረ እንካዕ ብህይወት ተረፍካ ምርኣይ አብቀዕና አብ ሃሩር ከባቢ ኮይኑ ብረቱ ተሸኪሙ እናመረሖም ዝጎዓዘሉ ዝነበሩ ካብ ሕልናይ አይርሰዖን
@brhanzetigray
@brhanzetigray 8 месяцев назад
ተመስገን እንቋዕ ብሕይወት ተሪፍካ ረአናካ ተጋዳላይ ሓወይ:🕊💖 ንስለ ትግራይ ዝተሰውኡ ጀጋኑና ኣብ ሑቕፊ ቅዱሳን የንብረልና: ጽንዓት ንወላድ ትግራይ 😢
@jyy7434
@jyy7434 8 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም ሃለካ ባርቹ ጀግና ተጋዳላይ ክብሪ ነዓኩም ይኩን ጀጋኑ TDfy 💖💖💖💖
@albadralbadr945
@albadralbadr945 8 месяцев назад
እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ጀግና ብጣዕሚ እዩ ደሰ ኢሉኒ❤❤❤❤🎉😢
@alganeshberhie1249
@alganeshberhie1249 8 месяцев назад
I’m so happy to see our brother 🥰🥰💐💐💐
@tsionbaheran468
@tsionbaheran468 8 месяцев назад
Barheye our hero 💪 Good to see you We love you 😍😍😍😍Big respect All TDF troops 🙏🙏🙏🙏🙏💛❤️💪😘😘😘😘😘😘😘😘👍✌️
@sahiyvms3191
@sahiyvms3191 7 месяцев назад
እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐኩም ጀጋኑ ተጋደልትና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም❤የቀንየልና ባርቹ❤😍
@user-yx5vw1xb6b
@user-yx5vw1xb6b 8 месяцев назад
ባርቹዋይ እንካዕ ብሂወት ሃለኻ ጀግናና ንፈትወካ ኢና ❤❤
@asefagerie8506
@asefagerie8506 8 месяцев назад
❤️❤️❤️💪💪💪 ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ
@manamengesha6938
@manamengesha6938 8 месяцев назад
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጀግና ብጣዕሚ እዩ ደስ ኢሉኒ🙏🙏🙏❤️❤️❤️💪💪💪
@TesfayTig-1214
@TesfayTig-1214 8 месяцев назад
እንካዕ ሰላም መፃኻልና ጅግና ሓውና ባርቹ🥰♥️
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 8 месяцев назад
ሓደራ ገብሩ ሕድርን ታሪኽን ኣያታቱ ዝደገመ ተስፋ ትግራይ ኢኻ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ❤
@mlien5628
@mlien5628 8 месяцев назад
ተጋደልትና ዓብይ ክቡሪ አለና አብ ትሕቲ አምላክ ሓለውትና ኢኹም ::እግዚአብሔር አምላክ አብ ዝርያኹም ይኩን ::
@abebagebreegziabher4048
@abebagebreegziabher4048 8 месяцев назад
ኣንካዓ ብሂውት ትርፍኻ 🙏
@zed-fw8xu
@zed-fw8xu 8 месяцев назад
ተመሰገን ፈጣሪ እንዃዕ ብሰላም መፃኻልና ጅግና ተጋደላይ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ፈጣሪ TDF ዝሓወይ 💛💛🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@beegaukase-gk8cj
@beegaukase-gk8cj 8 месяцев назад
ዋው ዋው ብጣዕም ደስስስ እልና ክቡር ሓውና ክብር ንዓኹም
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 8 месяцев назад
ክቡር ጅግና ተጋዳላይ ባርቹ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ተመሰገን ሰላኩም ኢና ኣብዚ በጺሕና እሞ ክብርን ሞጎስን ንዓካ ጀግና ወዲ ህዝቢ🙏❤❤❤❤❤❤❤💘💘💘 ንመላእ ህዝብና ጽንዓት ይሃብካ ክብርን ሞጎስን ነቶም ምእንታና ሂይወቶም ዘከፈሉ ሰማኣታትና🙏😭😭😭😭😭😭😭
@maazakioros-tc8zz
@maazakioros-tc8zz 8 месяцев назад
ተመስገት ብህወትኻ ዲትረፈኻ😢❤
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 8 месяцев назад
ዝሓወይ እንካዕ ብሂት ሃለካልና ንበረና tdf መዘና ኣልቦ♥️♥️
@ngsitweldebrhan7845
@ngsitweldebrhan7845 7 месяцев назад
ጅግና ተጋዳላይ ሓውኒ እንዃዕ ቢሂውት ተረፍካ 🙏🙏🙏ክብርን ሞጎሰን ንጀጋኑ ሰዋአትና 💪💪💪🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯
@rakirakilove821
@rakirakilove821 8 месяцев назад
ኩሉ ግዜ ካብ ሓሳበይ ዘይትኸድ ጅግናና እኳዕ ሃለኻ🥺ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ♥️ክብሪ ንኣኹም ንTDF ብዙሕ ዝሰገርኩም 💪
@Rshanmebrahtom
@Rshanmebrahtom 8 месяцев назад
ጅግና ሓወይ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ እንኳዕ ብሰላም ተመለስካ ዝሓወይ
@melawit-melawit
@melawit-melawit 8 месяцев назад
ጅግና ሓውና እንኳዕ ዓይንኻ ንምርኣይ ኣብቀዐና ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ኣጆና🥰🥰🥰
@dadadadadada9100
@dadadadadada9100 8 месяцев назад
ክቡር ተጋዳላይ ባርችየ እንኳዕ ብሰላም ተረፍካልና ብጣዓሚ እዩ ደስስስስስስ እልኒ ውድቶም ጀጋኑ ሰራሕቲ ታሪኽ ዕድመን ጥዕናን ያሃበልና ንኹልኹም ጀጋኑና ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉ተመስገን
@meriiy9820
@meriiy9820 8 месяцев назад
ተመስገን ስለ ዝርኤኹካ ብጣዕም ደስስ እልኒ ጅግና ወድ ህዝብ❤❤❤
@SamiraHabsh-dx7wk
@SamiraHabsh-dx7wk 8 месяцев назад
ትጋደላይ ሙዝቀኛ ኣሸናፍ ደመቀ ወዲ ኮረም ኣቅርበልና❤❤
@user-ot6fx5kl6v
@user-ot6fx5kl6v 8 месяцев назад
ባሩቸይ ጅግና እካዕ ብሰላም መፃእካ ዘሓወይ ❤❤❤❤❤❤❤ክብሪ ነኣካ ይኹን❤❤
@user-ur1sh6kl8r
@user-ur1sh6kl8r 8 месяцев назад
እንኳዕ ብስለም መፅካ ጀግና ወዲ ጀጋኑ💪💪💪💪💪❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@user-jn5oo7fs9g
@user-jn5oo7fs9g 8 месяцев назад
ተጋሩ የሕዋተይ ንሓግዞ ነዚ ጅግናና
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 8 месяцев назад
ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ነዚ ጅግና ሓወይ ስለ ዝራእኽዎ ኩሉ ግዜ ካብ ሒለናይ ዘይወፅእ ጅግና እዩ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-yd7er8fu7o
@user-yd7er8fu7o 7 месяцев назад
ማዓረይ ሃደራ ሓወይ እንኳዕ ተረፍኻ ❤❤❤❤ወዲዓደይ❤❤ ምእንተና ልሓለፉ ሰማእታትና ብሰላም ይዕረፉ እዞምሓተይ ማዓረይ😢
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 8 месяцев назад
እዚ ጅግና ተፋዳላይ ሓውና ካብዝገልፆም ቃላት ብጣዕሚ ዘሐጎሰኒ ክሳብ መወዳእታ ፀላኢ እናበለ ምፅዋዑ እዩ ።
@saramm8772
@saramm8772 8 месяцев назад
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ መዓረይ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታት ትግራይ😢😢😢
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g 8 месяцев назад
እንቃዕ ሰላም መፃኩም ጀጋኑዋይ ❤️ TDF ይ 🌎😘✅️✍️
@ssafua8682
@ssafua8682 7 месяцев назад
እንካእ ብሂወት ተረፍካ ክብር ሐዉና❤
@Bahgi_
@Bahgi_ 8 месяцев назад
ጅግና ተጋዳላይ ሃደራ ገብሩ ❤
@tsinatgirmay2338
@tsinatgirmay2338 7 месяцев назад
አታ ጀግና:ቖራፅ ተጋዳላይ ሓወይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍኻ:እንኳዕ ካብዚኹሉ መዓት ካብ ብሱል ጥረ ወፃእኻ:: ዝቐረየ ዕድመኻ ናይ ስላም:ናይ ጥዕናን ንወላዲትኻ ድማ ሙሉእ ጥዕና ይምነየልኻ:: ንአኹም ብሂወት ንዘለኹምን ብኽብሪ ንዝሓለፊ አሕዋትና እንክሕሰሉ:እንኽብረሉ ኹነት ይፍጠረልና:: ኽብርን ሞጎስን ንስውኣትን ንህልዋትን ንኹሉኹም ተጋድልቲ ትግራይ:የቐንየልና!!!
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 8 месяцев назад
ጀግና ውዲ ሕዝቢ ትግራይ 💪💪💪💪💪💪💪💪 ❤💛❤💛❤💛❤❤
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 8 месяцев назад
ትግራዋይ ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብ ተተቋርጽዎ ድኽነት ድንቁርናን መብቅዔ ።
@Azmera-cc6vy
@Azmera-cc6vy 8 месяцев назад
ንብዓት ህዝቡ ዝሓበሰ ጅግና ሓወይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤
@sabiyasook9655
@sabiyasook9655 8 месяцев назад
ኣታ ሓታታይ ገጽካ ተቀይሩ ማናምን ትብል ከማኻ ኣይኮነን ተሓቢኡ ነይሩ ደም ርሂጹ እዩ ህዝቡ ኣድሒኑ ኢና እንታይ ኢኻ ምይጽ ምይጽ ትብል ስነ ስርዓት ገይርካ ሕተት 💔
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 8 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም ተመለስካ ጅግና ሓውና ተመስገን አምላኽ❤❤❤❤
@semhalsara2133
@semhalsara2133 8 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤ አንኳዕ ድሓን መፃአካ ጅግና ተጋዳላይ ሓወይ መዓረይ 🙏
@yeshigetnet9104
@yeshigetnet9104 8 месяцев назад
ኣብ ፊስቡክ ዓርከይ እዩ ኣብታ ናይጭንቂ ግዜ ስእልታት ይፑስት ነይሩ ምርኮኛታት እዉን ብቻ እንካዕ ናብዚ ኣብዓካ ጀግናና❤❤
@fefefefe333
@fefefefe333 8 месяцев назад
ጀግናይሄ ስላየውህ ደስ ብሎኛል እግዚአብሔር ይጠብቅህ ጀግና የትግራይ ልጅ😍😍😍😍🥰🥰🥰🥰❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛ለምቱት ወንድም ህእቶቻችን ህናት አባቶቻችን ነፊስ ይማርልን የትግራይ እዝብንም እግዚአብሔር ያፅናቹ ህንባችሁን ያብስልን 🙏🏽🙏🏽🙏🏽😍😍😍😍🥰🥰🥰❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️
@user-tk7ub6oc7v
@user-tk7ub6oc7v 8 месяцев назад
❤❤❤❤ yekenyeley Z hawey Mearey enkua b hiwot terefika our hero TDF❤❤❤❤❤
@user-wi6er8cg3u
@user-wi6er8cg3u 8 месяцев назад
እንካዕ ብስላም ተምለስካ ዝሓወይ ጅግና❤❤❤❤
@user-fx6ys6yd6m
@user-fx6ys6yd6m 8 месяцев назад
ጀግና ተጋዳላይ ሓደራ። እዚ ናትካ ፎቶ ኣብ ሙሉእ ዓለም ተዘርጊሓ bbc aljazeera ተራእያ እያ። ታሪኻዊት ፎቶ እያ🎉❤🎉❤🎉❤
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 8 месяцев назад
ስቃይ ህዝቢታት ኢትዮጵያ ርኹስ ኣምሓርኛ እዩ ።
@user-hh5jo7eb4b
@user-hh5jo7eb4b 8 месяцев назад
ኣጆካ ጀግናየ ንሱ ጥራሕ ኣይኮነን ተሰዊኡ ሕድሕድ ገዛ ትግራይ እዩ ኣሰዊኡ መስዋእቶም ድማ ክብርን መንነታውን እዩ
@stpual1
@stpual1 7 месяцев назад
ብጣዕሚ ንፉዕ ተጋዳላይ እዩ።
@mawchagebreyohannes5987
@mawchagebreyohannes5987 8 месяцев назад
ዳግማዊ ሓየለም (ፈንቅል) ብጣዕሚ ኢና ንሕበነልካ ተጋዳላይ ጋደራ💪 ናብ ሚድያ ቀሪብካ ወርቃዊ ታሪኽ ገድልኻ ስለ ዘብራህኻልና ለ' ብጣዕሚ 'ዩ ደስ ኢሉና። ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ሰራዊትና።💪💪 ናይ ፅባሕ ጀነራትና ንስኹም ኢኹም። ትግራይ ዕድለኛ 'ያ። ኣእላፍ ጀጋኑ ኣለዉዋ!!
@user-po6hw9ws1k
@user-po6hw9ws1k 8 месяцев назад
ተጋዳላይ ክንዲ ሸሕ እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ጀግና "TDfይ"❤️🧡
@user-pe4ds6by4v
@user-pe4ds6by4v 8 месяцев назад
እንኳዕ ተረፍኻ ዘሓወይ❤❤❤
@mengustuberhane4948
@mengustuberhane4948 8 месяцев назад
ጅግናና🙏
@muludegol5950
@muludegol5950 8 месяцев назад
ብሓቂ ዝጅግና ✊❤🙏
@user-jl6jf6mt3q
@user-jl6jf6mt3q 7 месяцев назад
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ዝሓወይ ማዓረይ ዕድመ ያሃብካ ፈጣሪ ጅግና ❤❤❤❤❤
@MraMra-mr9fe
@MraMra-mr9fe 7 месяцев назад
እንኳዕ ተረፍካልና ጅግና ሓውና ተጋዳላይ በዓል ስረ❤
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 8 месяцев назад
እና እና እና ነስታውሶ ርኹስ ኣምሓርኛ ኢዩ ።
@user-fi6ev9vy6s
@user-fi6ev9vy6s 8 месяцев назад
ጅግናና ❤️❤️❤️
@medhin8187
@medhin8187 8 месяцев назад
እንኳዕ ተረፍካልና ባርች ሓዉና 🤲💞 ተመስገን
@user-mp5kc3ux4j
@user-mp5kc3ux4j 8 месяцев назад
ክቡር ተጋዳላይ ሓውና እንቋዕ ብሂወት ተረፍካልና ዝተረፈ ዕድመኻ እግዚአብሔር ይባርከልካ ❤💛😍🙏
@iopo6877
@iopo6877 8 месяцев назад
ጅግና ሓውና ንብዓትካን ርሃፅካን ኣይክወለንን ኣንኳዕ ብህይወት ተረፍካ T D F .በጃ ህዝቦም ክብሪ ናዓኩም ልትግራይ ዝከፈልኩምዋ ኩሉ መደያዊ ጅግንነት ህያው ኳይኑ ክነብር እዩ💊💊💋💪
@ganttgant1220
@ganttgant1220 8 месяцев назад
እንኮዓ ብሰላም መፀኣኻ ጅግናና ❤❤❤❤
@fitawkassa2423
@fitawkassa2423 8 месяцев назад
እግዚኣብሔር ይመስገን እንካዕ ብሂወት ተሪፍካ ረአናካ❤❤❤respect TDF
@senayittaddese1634
@senayittaddese1634 8 месяцев назад
ጀጋኑና ❤❤❤❤💪💪🙏
@hxghdf-pj9vy
@hxghdf-pj9vy 8 месяцев назад
ባርቹ ጅግና እንኳዕ ብሂወት ተረፍካልና
@selamtigray3173
@selamtigray3173 8 месяцев назад
ባርቹዋይ እንኻዕ ብሂወት ተረፍካ ኣምበሳ ኩሎኩም ተጋደልቲ ኣሕዋትና ብጣዕሚ ኢና ንፈትየኩም ነክብረም እታ ሓንቲ ህይወተትኩም ከይ ሰሳዕኩም ከፊልኩም ብሀህይወት ክንነብር ዝገበርኩምና ክብሪ ንዓTDFይይይ❤️🥰
Далее
Watermelon Cat?! 🙀 #cat #cute #kitten
00:56
Просмотров 7 млн
РЖАВАЯ МОЛОДОСТЬ. ДЕВЯТКА
33:56
Просмотров 598 тыс.
Tg - hahalivars
0:58
Просмотров 1,6 млн
Tg - hahalivars
0:58
Просмотров 1,6 млн